Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 13) - One Day With Alena Walta Hager

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 มิ.ย. 2024
  • Alena Walta Hager: New Eritrean Show Dehay Betna.
    Join this channel to get access to perks:
    / @alenawaltahager
    © Copyright: Alena Walta Hager. All rights reserved.
    #AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #Eritrea #EritreanMedia
    #AlenaWaltaHager #Eritrea #EritreanTalkShow #MaebelKiflay #EritreanMusic #EritreanMovies

ความคิดเห็น • 1.6K

  • @AlenaWaltaHager
    @AlenaWaltaHager  2 วันที่ผ่านมา +126

    ኣባልነት ብምላእ ኣተባብዑና 🌟❤️🌟. | ❣️🙏th-cam.com/channels/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfA.htmljoin

    • @kedijaseid7968
      @kedijaseid7968 2 วันที่ผ่านมา +3

      Kab hawa welidato

    • @katerinasengkal4851
      @katerinasengkal4851 2 วันที่ผ่านมา

      thanks we love you

    • @simonghebru7176
      @simonghebru7176 วันที่ผ่านมา

      ​@@kedijaseid7968ኣይኮነን እቲ ቆልዓ ዩ ኮ ኣኮ ዝኾውን ዘሎ
      ካብ ሓዋ እንተወሊዳቶ እቲ ወላዲ ዩ ኣኮን ኣቦን ዝኸውን ዘሎ

    • @asmeretghirmatsion5571
      @asmeretghirmatsion5571 วันที่ผ่านมา

      @@simonghebru7176 zlezi ka abo hamata welidato malet diyu mknyatu nediu hawa iyu akuu adiu malet kaa hamta malet iya

    • @Abeltekleab-dp4zv
      @Abeltekleab-dp4zv วันที่ผ่านมา

      @@simonghebru7176 kab wedi gala eya welidato

  • @semaineshtekie1394
    @semaineshtekie1394 2 วันที่ผ่านมา +100

    ተለፎኖም ጽሐፍሎም አንቢኦምኒ ክአትዉ ከለዉ ተኸዲኖም ለከ ሰብ ንመን ይመስል ንናብርኡ አዛ መደብ ጸገምኩም ትጸርግ ይግበራ ንሐዋሩ ❤🙏🇪🇷

  • @kieruhabibi6456
    @kieruhabibi6456 2 วันที่ผ่านมา +25

    ከምዚ እዩ አስመራ ኣውራጃ ሃይማኖት ዓዲ ኣይፈላሊንዩ ተባረክ ህዝበይ

    • @lunatewald4812
      @lunatewald4812 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤️🇪🇷🤲🤲🤲🇪🇷❤️

  • @amlakiesmani3149
    @amlakiesmani3149 2 วันที่ผ่านมา +14

    አምላክ ይመስገን ኤርትራዊት ኮይነ ካብዚ ጭዋ ህዝቢ ብምፍጣረይ ን አምላከይ የመስግን ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋❤️❤️❤️

  • @rufta.
    @rufta. 2 วันที่ผ่านมา +95

    ተባረኺ ኤርትራ ሃገርና ❤ ኣሰይ ህዝበይ ብሩኽ ።

  • @Sawa-1996
    @Sawa-1996 14 วันที่ผ่านมา +178

    እግዚኣብሔር ነዛ መደብ ኽሕግዝ ርሕራሀ ልቦና ሃበኒ
    ኤርትራዊ ምኻነይ ይኾርእ
    ተመስገን 🙏ኣምላኽ ኤርትራዊ ጌርካ ዝፈጠርካኒ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @AlenaWaltaHager
      @AlenaWaltaHager  14 วันที่ผ่านมา +13

      የቀንየልና 🙏

    • @latinat.4215
      @latinat.4215 14 วันที่ผ่านมา +3

      Great job.Ridas u are one of my favorite artist🎉

    • @latinat.4215
      @latinat.4215 14 วันที่ผ่านมา +4

      Sorry for the misspelling of your name Rodas

    • @Sawa-1996
      @Sawa-1996 7 วันที่ผ่านมา +6

      ኣንታ ነብኡስ ኣክኡ ንሱ ካብ መን ወሊዳቶ ??
      ==ካብ ወዲ ጓላ ወሊዳቶ
      ===ካብ ኣባዩ ወሊዱ

    • @merhawimilash8247
      @merhawimilash8247 6 วันที่ผ่านมา +2

      ኣየ ዘመን እንታይ እሞ ዝብሃል ኣሎ ሃገረይ ሓንቲ መዓልቲስ እብ ህዝብኺ ዪሓልፈሉ ዪኸዉን 😢😢😢 እዚ ናይ ስራሕ ህዝቢ

  • @teklekidane7405
    @teklekidane7405 2 วันที่ผ่านมา +20

    I have saved until now £500 so far for Alona Walta Hager

  • @yonasmehari4265
    @yonasmehari4265 2 วันที่ผ่านมา +52

    ሮዳስ ሽኮር ነቶም ትሕግዝዎም አብከባቢ ስርሖም ብምኻድ አሰቤዛኹም ብምቅማጥ አብ ሕቶን ፈተናን አይተእትውዎም
    ከምቲ ግብረ ሰናይ ስራሕኩም ይኹን ልሳንኩም ኩቡራት ደቂ ኤረይ ሮዳስ ምስ ኩሎም መሳርሕትኺ የቀንየለይ እዚአ ሪኢቶይ ኢያ ❤❤❤❤❤❤❤

    • @NAraya-nt5xw
      @NAraya-nt5xw 2 วันที่ผ่านมา +1

      esue. tefeewome. zeyekonese. etey shigre. mesereaye. eue. sebe. zehegez

    • @Mom19aluye
      @Mom19aluye วันที่ผ่านมา

      Yeah tkkl

    • @Mom19aluye
      @Mom19aluye วันที่ผ่านมา

      Yeah xbuq aleka ab fetene aytetwuwom

    • @gidegoitom6225
      @gidegoitom6225 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Right ✅️

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 2 วันที่ผ่านมา +67

    ሮዳሰይ ሽኮር ምስ መሳርሕትኪ ማዕበለይ መግለጺ ስእነልካ ዘውጻክሞ ይተካአልኩም ኤሪትራውነት ብግብሪ ሰሰኑለይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rufta.
    @rufta. 2 วันที่ผ่านมา +100

    ሓቂ ኣስመራ ሃፍታም: ደቂ ኣስመራ ለዋሃት: ተንኮል ዘይፈልጡ. ንኩሉ ዝመጸ ዝሓቅፉ . ንገሩልናስከ ኣቱም ቅኑዕ ኣቦና. ዕድንመን ጥዕናን ይሃበልና ❤❤😊😊

    • @abelkidane6968
      @abelkidane6968 2 วันที่ผ่านมา +1

      Yasss❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @haderakelati1160
      @haderakelati1160 2 วันที่ผ่านมา +16

      ብሓቂ ወደስመራ ኣበይ ዩ ገዛውትኻ እምበር ኣበዩ ዓድኻ ዘይብል ለዋህ ወደስመራ ጓለስመራ ክፍኣት ዘይፈልጡ።
      ❤🎉❤🇪🇷❤🇪🇷❤🎉❤🇪🇷!!!

    • @helenasmerom1582
      @helenasmerom1582 2 วันที่ผ่านมา

      Ny bahaki de Asmera shikorinatate be kulu neger enty emo kenbel bezom hadesti seltunat tawaridna 😢 kemakue da abey kerkab

    • @lewhatkafluyyuamlakey2788
      @lewhatkafluyyuamlakey2788 2 วันที่ผ่านมา

      @@haderakelati1160ab asmera gezawti yu zelo gdn yu abey gezawtka kbl; ab hagere- seb gn adi yu zelo, abey yu adka kea tbl:: kemey gierna gezawtka knbl asmat nay gezawti zeyele?

    • @Dilfavor
      @Dilfavor 2 วันที่ผ่านมา +3

      Asmara genet eloma ezom abo 🌹🌹🌹 asmera tsaha, deke asmera toomat, wede Asmara abey gezawteka ember abey adeka aybelen kebahal haki

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298 2 วันที่ผ่านมา +12

    ሮዳስ ሽኮር እታ አስቤዛ አብ ቅድሚኦም ዱርባኹም አብ ፈተና አይተእትውዎም ኩሉ ጽቡቕ እናገበርኩም ስራሕኩም ከይበላሸወኩም ንሳ እንተ ትርፍ ጽቡቕ ኔሩ እዚአ ርእቶይ እያ ምስ ብዙሕ ይቕሬታ ❤

  • @genetberhane1846
    @genetberhane1846 2 วันที่ผ่านมา +6

    አለና ዋልታ ሃገር ንዘለዓለም ንበሩ ከምዛ ሰብ ተሐጉሱ ዘለኪም አምላኽ የሕጉሰኩም ሮዲ ሐፍተይ ዓድመን ጥዓናን ይሃብኪ ፈተተተተተተተተተተተ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @beleygeberemreyam276
    @beleygeberemreyam276 2 วันที่ผ่านมา +54

    ከመይ አለኪ ሮዳሰ ጽብቅቲ ገርሂ ልባ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ ፈጣሪ

    • @blackbulltrex
      @blackbulltrex 2 วันที่ผ่านมา +5

      ብ ደቂ ደቂ ኽበሪ በላ

  • @yordanos77
    @yordanos77 2 วันที่ผ่านมา +92

    ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም እንኻዕ ኤርትራዊት ኮንኩ ተኩርዑ የሕዋት ዘልኩሙኒ አምልኽ ሐሳብ ልቡኹም የስምረልኩም። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼

    • @amenblessed8388
      @amenblessed8388 2 วันที่ผ่านมา +1

      ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷elelelelelellelelelel

    • @lunatewald4812
      @lunatewald4812 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤️🇪🇷🤲🤲🤲🇪🇷❤️

  • @Adha1991
    @Adha1991 2 วันที่ผ่านมา +8

    ሓንቲ ካብተን ዝተሓጎስኩለን ምዓልቲ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ነዞም ኣቦና ባባ ሃይለ ገረዝግሄር ኣብርሃ ❤🇪🇷።

  • @user-xw2ch7lq6s
    @user-xw2ch7lq6s 2 วันที่ผ่านมา +26

    Nay rodas sihar kef zbekum like 👍

  • @senay6334
    @senay6334 2 วันที่ผ่านมา +50

    ናይ ብሓቂ ዓስቢ ብዝጊሄር ርኸብዎ ሰብኣውነት ሃገር ኣውራጃ ብሄር ኣይፈልን ጽቡቅ ስራሕ መብልዒ እንጀራኺም ይግበሰልኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ተንክዩ ❤🇪🇷❤

  • @NuriaNuria-bv4yj
    @NuriaNuria-bv4yj 2 วันที่ผ่านมา +42

    😢 እዋይ ማዓረይ ነዞም አቦ ዘሐጎስኩም ረቢ ሐጎስ ይሀብኩም

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 2 วันที่ผ่านมา +36

    ካብዞም ኩሎም ዝረአኹዎም ከመቦይ ሃይለ ጌሩ ዝተሓጎሰ ኣይረአኹን።ብፍላይ እተን ገንዘብ ከመይ ከምዘሐጎሶም ፍሉይ ሓጎስ ኣብ ገጾም ይንበብ ኔሩ።ኣብ ዓለም ከም ብሃንደበት ገንዘብ ምርካብ ጌሩ ዘሕጉስ የለን።ንኹላትኩም ነዚ መደብ ትካታተሉ ዘሎኹም ዘይሓሰብኩሞ ገንዘብን ሽሻይን ይፍጠረልኩም።
    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉!!!

  • @kidaneghebrekidan4916
    @kidaneghebrekidan4916 2 วันที่ผ่านมา +2

    ይኮርዕ እንበር ከመይ ዘይኮርዕ
    ኤርትራዊ ብምኳነይ
    ሓደ ካብ ባህላዊ
    ኤርትራውያን ምትሕግጋዝን ዘለካ ምክፋልን እዩ
    ክብረት ይሃበልና ኣለና ዋልታ ሃገር
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @millionghirmai8045
    @millionghirmai8045 2 วันที่ผ่านมา +62

    ኣለና ዋልታ ሃገር ምስ ሓገዝትኻ
    ፈጣሪ ይሓግዝኩም ነዞም ኣቦና
    ከምዚ ጌርኩም ብምሕጋዝኩም
    ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ የቀንየልና

  • @kudusansolomon2801
    @kudusansolomon2801 2 วันที่ผ่านมา +42

    አለና ዋልታ ሃገር ደሰ ዝብል አፈላላይ ዘይብሉ ማዕበል ዕድመን ጥዕናን ምሰ መሳርሕትካ

  • @yamibirhanu5085
    @yamibirhanu5085 2 วันที่ผ่านมา +6

    ደቂ ኤረይ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኩም ፈጣሪ ህዝብናን ሃገርናን ይባርኽ ብፍላይ ካአ ሰራዊትናን መግስትናን ኤርትራዊ ሙኻነይ ብጣዓሚ እየ ሕጉሱ ክብርን ሞጉስን ንስዋአትና 🇪🇷🫡✊🇪🇷🫡✊🇪🇷✊🦋🦋😘😘🙏

  • @michaelyohannes4255
    @michaelyohannes4255 14 วันที่ผ่านมา +98

    ጽቡቕ ጌርኪ ሮዳሰይ። ትግራዋይ ምምዃኑ ከስ ዝያዳ ፡ኤርትራዊ ዘየዳሉ በዓል ጽቡቕ ግብሪ ከምዘለና ዘረድእ ኢዩ መዓረይ

    • @blackbulltrex
      @blackbulltrex 2 วันที่ผ่านมา +21

      ኣሰማራ ናይ ሰብ ከተማ ኢዩ ዓዲ ወዲ ዓውዲ ጽንጽዋይ ወይ ሃሎስታ ኢዩ ኣብ ኣስመራ ዝተውለደ ዝዓበይ ወላ ከማን 3 ማዓልቲ ዝፈልጣ። ኣታ ወዲ ኣቦይ ሃይለ ሕጂ ትግራዋይ ሙካኖ ኣፈልጥ ኣለኩ ኣዕቢሞና ሁርኩት ሰራሕተኛ ባዓል ባባ ብፍቅሪ ዝፈትዎዎም ዝነብሩ ዓቢ ሰብኣይ ኢዮም። ኣብ ኣስመራ ዓዲ ኣይንፈልጥን ኢና ናጀራዋይም ሶማላዋይን ሓዳር ጊሮም ምሳና ተማሂሮ ምሳና ኣዕርኩ ኮይኖም። ኣስምራ ጻዕዳ በጃኪ እብ እዝቢ ኤርትራ ኣክብና ኩሉ ናፍቅናዮ ዓድና ማዓሬና።

    • @abelkidane6968
      @abelkidane6968 2 วันที่ผ่านมา +6

      Yassss❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Metkeli
      @Metkeli 2 วันที่ผ่านมา +2

      Bhaki ❤❤❤

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 2 วันที่ผ่านมา +9

      ኣብ ኣስመራ ዓዲ ወዲ ዓዲ ኣይሰርሕን እዩ ኣስመራ ናይ ኩሉ ኣብታ ከተማ ዝቕመጥ ዓዲ እያ

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 2 วันที่ผ่านมา +1

      🇪🇷👍

  • @rishant9980
    @rishant9980 2 วันที่ผ่านมา +6

    አቦና ማዐረይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም አዚና ኢና ነመስግነኩም በቲ ኩሉ ስራሕኩም ባዐልዋጣ ጸዋግ ዘይ ብራሀካ እዞም አቦና ገጽ ገጹ እንዳራአዩ እንተዕለሉ ቁሊሕ ኢሉ ከማን አይራአዩምን ካልእ ባዐል ዋጣ ቀይሩ ድቃስ እዩ ዘምጻልካ ❤❤❤❤

  • @shwayetekleab4472
    @shwayetekleab4472 วันที่ผ่านมา +2

    ኣለና ዋልታ ሃገር
    ናይ ብሓቂ ክብርን ባህልን መነንትን ታሪኽን ናይ ኤርትራ ዘይፈልጥ ኣብ ኣለና ዋልታ ሃገር ተዛወሩ ኩሉ ኣብ ዋልታ ሃገር ክትረኽብዎ አኹም ሰናይ ተግባር ካብታ ዘላትካ ምክፋል ሕላገት ባህልና አዩ ኤርትራዊ አየ ዝብል ከኣ ንጨፈራ ኣይኮነን ተማሃሩ አቶም ኣብ ሓሸዉየ ግዜኹም ተሕልፉ❤❤❤❤❤

  • @HEWAN32
    @HEWAN32 2 วันที่ผ่านมา +42

    ኤርትራዊ ኩቡር ባህሊ ኩርዓት ሓበን ❤❤❤❤❤❤❤ ተባረኩ ኣብ ዝሃለኩም ሃሊኩም

  • @Yohanatesfay24
    @Yohanatesfay24 2 วันที่ผ่านมา +52

    መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኣቦይ ተመስገን አንዳ በለ ከይዱ ኣቦይ ኣዘካኪርኩምኒ ጥዕናይ ሓይልን ይሃብኩም ኣቦይ ሃይለ ምዓረይ ስራሕ ክብረት ምካኑ ካባኩም ተማሂርና ከርተት ንብል ኣለና ❤❤

  • @user-nj7rj6bt3n
    @user-nj7rj6bt3n 2 วันที่ผ่านมา +9

    አቦይ ሃይለ ዕባይ አስመራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @weldeababraha4469
    @weldeababraha4469 2 วันที่ผ่านมา +13

    ማዕበል ምስ መሳርሕትኻ ሮዳስ ሓበን ሕብረተሰብ

  • @beriyewedierey8797
    @beriyewedierey8797 2 วันที่ผ่านมา +34

    ኣለና ዋልታ ሃገር ኣብ ጎድንኹም 🇪🇷🇪🇷💪❤🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 2 วันที่ผ่านมา +32

    ጽቡቕ መድብ ሰናይ ግብሪ🙏🇪🇷 ህዝቢ ኤርትራ መመስገንን መራቕን ብንእሽተይ ዝሑጎስ❤ ዘኹርዕ ባህሊ ዋልታ ሃገርን ሮዳስ መሳርሕትኹም ንፉዓት ቀጽልዎ🇪🇷🙏🇪🇷❤️🇪🇷🪻🇪🇷🌹🇪🇷🌿🇪🇷💯🇪🇷

  • @user-jf8oz2vs4y
    @user-jf8oz2vs4y วันที่ผ่านมา +2

    ናይ ብሓቂ ጽብቅ ተግባር ኣብራሃም ሓወይ ወዲ ኢረይ ጻዕዳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣምላክ ምሳካ ይኹን ❤ ኣብ ማይድማ ብሳይክል ቀዳማይ ክትወጽእ ከለካ ባይ ባይ ባይ ኣብራሃም ሓለባይ እንዳ በልና ክንደርፈልካ ከለና ተዘኪርኒ ሕጂ ክኣ ከምኡ ብልጽ ስራሕ ኢካ ትገብር ዘለካ ኣምላክ ምሳኹም ይኹን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666 2 วันที่ผ่านมา +8

    መርሓባ ድሃይ ቤትና ብትገብዎ ዘለኩም ክብር አድንቆት አለኒ ክብርን ምሰጋና ይግባአኩም አብዚአ ትነጥፎ ዘለኩም ከምእውን ሮዳሰ ሹኮር ዚኮነት ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክብራትን ክብራት
    🇪🇷❤️👍🙏👍❤️🇪🇷❤️👍🙏👍❤️🇪🇷❤️👍🙏👍❤️🇪🇷❤️👍🙏👍❤️🇪🇷

  • @esutekie360
    @esutekie360 2 วันที่ผ่านมา +70

    የርዳ ሽኮር ምቅልእል ጠባይኪ እግዛብሄር ጥዕና ይሃብኪ ኣለና ዋልታ ሃገር ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪም ❤❤🇪🇷🫡

    • @user-bx9hl8ji5y
      @user-bx9hl8ji5y 2 วันที่ผ่านมา

      ናርዶስ ያ ስማ ምቅርቲ❤

    • @abrehetasmelash5365
      @abrehetasmelash5365 2 วันที่ผ่านมา

      ሰላም ዮርዳ ስሂኩር ጥዕምቲ ደሃይ ጽጋ ጥ ዕና ይሃብኪ ኒስኪን መሳርሕትኪን። መልሲ ሕቶኪ ካብ ሓዋ እያ ወሊዳቶ ❤

    • @user-gv4rb9gt1q
      @user-gv4rb9gt1q 2 วันที่ผ่านมา +1

      Roding shikor mulue edmen tienan yhabki mis aboy haile ezi Beal wata gin gexu ensure qurub fitihhhh able bejaka

    • @user-gv4rb9gt1q
      @user-gv4rb9gt1q 2 วันที่ผ่านมา

      Rodiye shikor ETA hits ka kab hawa eya welidato ❤❤❤

  • @asterkidane3093
    @asterkidane3093 14 วันที่ผ่านมา +22

    አብ ሥራሀ ዘለዎም እምነት እዞም አቦ በሐቂ የሕጉሱ ሰጋብ ዘለኩ ምሰበሉ በሐቂ ልባካ ይትነከፍ ሮዳሰ እዛ ሰሐቅኪ አምላክ ይባርኪ ንኩሉኩም ጥዕንን ዕድመን ይሐብኩም

  • @Nathankidane.Eritrea
    @Nathankidane.Eritrea 2 วันที่ผ่านมา +11

    ኤርትራዊ ኩብር ህዝቢ ። ብዘይ አፈላላይ ንኹሎ ሐቁፍ ዝነብር ህዝቢ ። ኤርትራዊ ብምኻነይ ተሐቢነ።

  • @favfor4455
    @favfor4455 2 วันที่ผ่านมา +8

    Asey😭😭😭ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ባባ ሃይለ መዓረይ ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኣጆኹም ክንሕግዞኩም ኢና ኣለና ደቅኹም ❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zeweldihaile2718
    @zeweldihaile2718 2 วันที่ผ่านมา +24

    ብጥዕሚ ጽቡቕ ኔርትራ ዝሰርሕ ኩሉ ኤርትራዊ እዩ፡ ኩራዕ ተሓበን፡፡

    • @blackbulltrex
      @blackbulltrex 2 วันที่ผ่านมา +3

      ሓቂ ሓራ ከታውጻኣና ኢያ ኤርትራውያን። ከም ኤንተርነት ዓለም ጊርና ካኣ ኣፍሪቃ ኤርትራ ግንገብራ ኢና። ኣስማራ ጻዕዳ ዓዲ ዓወዲ ናይ መጨረሽታ ፋራ ሰብ ኢዩ። ኣሰምራ ናይ ሰብ ሕልና ኢያ ስዳናውያን ክደግሩኩም ኢዮም ብትግርኛ ናይ ኣሰማራ ጽዕዳ ሓላል

  • @AmanosmanHope-vc8cn
    @AmanosmanHope-vc8cn 2 วันที่ผ่านมา +21

    ❤ ኣለና ዋልታ ሃገር
    ባዓልቲ ቁምነገር
    ❤❤❤❤❤ ክብርት ይሃብኩም

  • @selamteamr5697
    @selamteamr5697 2 วันที่ผ่านมา +13

    ማዕበለይ ሮዲ ኩሉኩም ስድራቤት ኣለና ዋልታ ሃገር ኣምላክ መመሊሱ የበርክተልኩም ። ኣብ ዓለም ሰብ ንምሕጋዝ ሰብ ምካን እኩል ኢዩ።ማዕበለይ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ጽብቅቲ መልሲ ኢያ እዛ ናይ ሎሚ መደብ ነዞም ምስሊ ኤርትራና ከክፉኡ ዝውዕሉ ጽብቅቲ መልሲ ኢያ ። ኤርትራዊ ክቡር መንነት ኣከለ።❤❤❤❤❤❤❤

    • @SarinaTsegay
      @SarinaTsegay 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @BiniamWeldegebrial
    @BiniamWeldegebrial วันที่ผ่านมา +2

    ኣሰይ ክቡራት ወለዲ ንህዝብና ከምዚ ጌሩ ዝሕግዝ ኢና ንደሊ እንበር ዝወራዘ ከዳዕ ኣይንደልን ኢና።

  • @foziyamohammed5277
    @foziyamohammed5277 2 วันที่ผ่านมา +29

    ስላም ስላም ስላም ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ኣጀኹም ቀጽልዎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AliMorad-uv1st
    @AliMorad-uv1st 2 วันที่ผ่านมา +24

    ካኣብቲ ሽሻይ እቲ መደብ ካኣብቲ መደብ እቲ ፍሽኽታ እንታይ ጎዲልና ክንብል እድመን ጥእናን ይህብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @schumayhaile6827
    @schumayhaile6827 2 วันที่ผ่านมา +7

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ደቅኹም ክንድሽሕ ይኹንልኩም ጠወርትኹም ይግበሮም። ንዓኹም ድማ ዘውጻእኩሞ ዕጽፍጻፍ ጌሩ ይተክኣልኩም። ዝተመረቐ ዘበለ ይብጻሕኩም። ከምዚ ናትኩም ክንገብር ድማ ኣምላኽ ይሓግዘና። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌺🌺🌺🙏🙏❤❤❤

  • @merongodefai6271
    @merongodefai6271 2 วันที่ผ่านมา +4

    "ከይተሰደድና" ኣብ ሃገርና ማሚቕና ክንነብር ህዝብና ጸጊቡ ክሓድር፣ ጌርኩም ኢኹም 'ሞ ሓጎስና ወሰን የብሉን።
    እዛ ፖስት ግን! ኣብ ስደት ኮይነ እየ ዝጽሕፋ ዘለኹ።

  • @HEWAN32
    @HEWAN32 2 วันที่ผ่านมา +25

    ዝተመረቀ ይብጻሕኩም ❤❤❤❤❤

  • @MichaelAbrham-lf9zj
    @MichaelAbrham-lf9zj 2 วันที่ผ่านมา +27

    ጽቡቅ ስራሕ ትሰርሑ ኣለኹም ኣምላኽ ዓስብኹም ይኽፈልኩም ኣለና ዋላታ ሃገር፡ ኩልና ነዛ መደብ ነተባብዓዮም ዝያዳ ንኽትዓቢ።

  • @esrom9
    @esrom9 วันที่ผ่านมา +1

    መቸም በየናይ ቃላት እየ ክገልጸኩም ዋልታ ሃገር።ንዝተገበረሎም ግብሪ ካብ ልቢ ትሓጉሶም ክድሰቱ ክገልጹን ከለዉ ደስ የብሉኻ እዞም ኣቦና።ኣስመራ ዓደይ ነዚ ከይረኣኹ እንቓዕ ኣይመትኩ ምስ በሉ ንብዓተይ ክቖጻጸሮ ኣይከኣልኩን

  • @afewerkiaregai2869
    @afewerkiaregai2869 2 วันที่ผ่านมา +6

    ክቡር የኽብረካ መጠን ነብሱ ሰብኣውነት ብተግባር ዝርኣየሉ መደብ ናይ ብሓቂ ንርኣይን ሰማዕን ደስ ዘብል ብዘይኣፈላላይ ካብ ምዕቡልን ስልጡንን ሕብረተሰብ ትረኽቦ ሰናይ ትዕድልቲ

  • @Rorawit
    @Rorawit 14 วันที่ผ่านมา +10

    ኡፍ እዞም ሰብኣይ ልበይ ተንኪፎምኒ ወዲ 72 ዓመት ብጽፍሮም ሰሪሖም ድራሮም ሒዞም ዝኣትው ሓቦኛ እዮም። 💪🏽💪🏽🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @terhasgebregziabher8550
    @terhasgebregziabher8550 2 วันที่ผ่านมา +8

    እንተዘይሓገዝና እቲ ንኽእሎ ላይክ ክንገብር ኣጆኹም ኣምላኽ ይሓግዝኩም

  • @YordanosYeru
    @YordanosYeru 2 วันที่ผ่านมา +8

    ኣምላኽ ይባርኽኩም ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ደቂ ኤረ ለዋሃት❤❤❤።

  • @lijalemtseghans1033
    @lijalemtseghans1033 วันที่ผ่านมา +4

    ሰላም፡ደቂ ኤረይ ማዓረይ ዛመደብ ውልቃውነት ሓገዝ ነበርክተላ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ነብጻሓያ ኣነ ካብ ኢቶጵያዊያን ሓንቲ ተቅናኣኒ እዛ ናይ ማስተር ኣብነት መደብ ያ ስለዚ ጽብቅቲ መደብ ጀምራትልና ኣላ ሃያ ኢደይ ኢድካ ንበል ኣሕዋት ደቂ ኤረይ ❤❤❤

  • @WintaAwate
    @WintaAwate 2 วันที่ผ่านมา +25

    ዋውውውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ኤርትራውነት ጭዋ መንነት❤

  • @user-vo6fz4uy3o
    @user-vo6fz4uy3o 2 วันที่ผ่านมา +14

    ኣሰይ እዋይ እዛ መደብ ሲ ከምዛ ዕለተልደተይ ኢየ ዝጽበያ ዋልታ ሃገር ጽቡቅ ስራሕ ማዕበል ሓወይ❤ሮዲ ሽኮር ዋጣ ወላ ኢዩ ሞያኪ😂 እቲ በዓል ዋጣ ግን ኣይትጸወግ በልልና ❤❤

    • @yt9482
      @yt9482 วันที่ผ่านมา

      Wala ane bweshtey kemu kebel xenihe, gexu feteh zeyeblo 😂

  • @yonatanbokristion7598
    @yonatanbokristion7598 วันที่ผ่านมา +2

    ጽቡቅ ስራሕ ኣለና ዋልታ ሃገር ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክተባብዑ ዘልኩም ኢኩም ,,,,, እቲ በዓል ዋጣ ግን ኣብ 43 ደቂቅ ዘሎ ንዳሕራይ ገጹ ናይ ፋንታ ጥሩሙዝ ኣምሲልዎ 😢 ፍትሕ ኣብሎ ገጽካ ሓሜን ዋሒድ ወላ እቲ ኣዛራርብኡ respect ዘለዎ ኣይኮንን ,,

  • @dawittesfai3349
    @dawittesfai3349 2 วันที่ผ่านมา +4

    እዞም ኣቦና ብጣዕሚ ተሕጊሶም ሓጎስ ይሃብኩም Alena walta hager media

  • @Warsaywedieri1991
    @Warsaywedieri1991 2 วันที่ผ่านมา +22

    🌺🇪🇷🌹🇪🇷ሮዳስ🌺🌺🌺 ሽኾር ዋዕሮ ኤርትራዊት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌺🌺💟💟🇪🇷🌹🌹🌺💟🇪🇷🌹💚🌹🇪🇷🌺💟🇪🇷🌹💚🌺💟🇪🇷🌹💚👍👍👍

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 2 วันที่ผ่านมา +19

    I am proud to be Eritrea end maebel hawey jegana hawey rodas Haftey marey Edman tinana yehbki 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🫶🫶🫶🫶❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @biniazmarino7334
    @biniazmarino7334 2 วันที่ผ่านมา +3

    ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤ ኣስመራ ሃብታም እወ ተማቂሉ ዝበልዕ ሓላል ህዝቢ ❤

  • @mimiberhane137
    @mimiberhane137 2 วันที่ผ่านมา +6

    አቦይ መዓረይ አመስጋኒ ሮዳሰይ ናይ ብሐቂ ምቅልልቲ አክባሪት ዓበይቲ ኢኺ እሞ ፈጣሪ የኽብርኪ ፍቅርን ሰላምን ክአ ንመላእ ህዝብናን ሃገርናን♥♥♥

  • @samimehari6771
    @samimehari6771 2 วันที่ผ่านมา +23

    ዋውው ኣቦይ ሃይለ ኣዝማሪኖ ኣለና ዋልታ ሃገር ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ሮዲ ምስ መሳርሕትኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
    ❤❤❤❤❤❤

    • @Amanuelkeflemaryam
      @Amanuelkeflemaryam 2 วันที่ผ่านมา +1

      ካብ ሐዋ ወሊዳቶ ኤማ ሻውል ካ ብ ኢትዮብያ አዲስ

    • @Amanuelkeflemaryam
      @Amanuelkeflemaryam 2 วันที่ผ่านมา

      ሰሰናዩ ናዓኹም ደቂ ኤረይ

    • @hadasinoberaki2650
      @hadasinoberaki2650 วันที่ผ่านมา

      Selam nkulatkum bhafesha ne abona kea nflay emo htokum kab akua ywled mbelku

  • @helenmehari3640
    @helenmehari3640 2 วันที่ผ่านมา +15

    ሰላማት ደቂ ኤረይ ኣኣብ ዘለኩሞ ሰላምን ጥዕናን ይሃብኩም ቀጺለ ናለና ዋልታ ሃገር ከኣ ዘልዓልክሞ ዘውጻእክሞ ኣምላኽ ይተካልኩም መልሲ ናይዛ ሕቶ ከኣ እታ ኣደ ካብ ሓዋ ወሊዳቶ ማለት እዩ ተዘይ ተጋግየ

  • @user-vy9bp2kx1b
    @user-vy9bp2kx1b 2 วันที่ผ่านมา +6

    ኤርትራውነት ማለት እዚ እዩ ደቂ ኤሬና ዕድመን ጥዕናን ንኣካየድቲ ናይዚ መደብ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @numaelyonas3532
    @numaelyonas3532 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣለና ዋልታ ሃገር ትገብርዎ ዘለኹም ቀሊል ነገር ኣይኮነን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @hiwetteweldebrhan8440
    @hiwetteweldebrhan8440 2 วันที่ผ่านมา +12

    መርሓባ ሮዳሰይ ሽኮር እንቋዕ ሓዳን ዳሓን መጻእኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ወሰደ ወሰደ ኣቢልኩም ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤💪

  • @berekettewelde3044
    @berekettewelde3044 2 วันที่ผ่านมา +21

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሩኻት ❤

  • @alemteclu8939
    @alemteclu8939 2 วันที่ผ่านมา +5

    መርሃባ ሮዳስ ሽኮር ንሕናዊን እቲ ጥዑም ቃልኪ እቲ ሽኮር ገጽኪ ናፊቅናዮ እና ንቕኒ ምቅርቲ ፡❤❤❤❤

  • @shamfesha4974
    @shamfesha4974 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋውውውው ናይ ባሓቂ ደስ ዘብል ኤርትራዊ ማለት ኩቡር መንነት ክባሃል እንከሎ ትርጉም ኣለዎ ብራቮታት ማዓበልኖ ምስ ኩሎም መሳርሕትኻ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @NezeretBereket
    @NezeretBereket 2 วันที่ผ่านมา +18

    ስላም ስላም አለና ዋልታ ሃገር ስላምኩም ይብዛሓለይ ድቂ ኤሪ ሽኮሪናታት 🇪🇷♥️♥️🇪🇷🌹💯💯🇪🇷💪🥰🇪🇷

  • @ayahans
    @ayahans 2 วันที่ผ่านมา +40

    ብጣዕሚ ክትንአድ ዘለኩ ኢኩም ኤርትራዊ ኢትዮጵያዊ ኢልኩም ዘይምፍላይኩም ቀጽልሉ ቡዙሐት ኢትዮጵያውያን አለው ሐገዝ ዘድልዮም ሐግዝዎም ፍቅሪ ይዓቢ

    • @eyobgezai243
      @eyobgezai243 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Haki nimzrab ab asmera aboy haile yebiomina eyom kulu seb eyu zfetewom tsaeram abo eyom ethiopea mikanom abzi interview semieya bhaki

  • @BirhaneTesfamarym
    @BirhaneTesfamarym 2 วันที่ผ่านมา +5

    ዘመንኩም ይባረኽ ጽቡቅ ስራሕ
    ነዛ ቪድዮ በጃኹም ነቲ ንህዝብና ዝጸርፍ ሰልጠነ ልአኽሉ
    ገለ ንትምህርቲ እንተኾኖ

  • @NaodAwet-bt2tz
    @NaodAwet-bt2tz 2 วันที่ผ่านมา +5

    ማዕበል ምስ ቡጾትካ ጹቡቅ ስራሕ ማዕረ እዚ ሰብኣይ ተሓጊስና ሓጎስ ይሃብኩም

  • @Rorawit
    @Rorawit 14 วันที่ผ่านมา +24

    መርሓባ ብርሃን ገጻ❤ቅድሚ ሕጹያት ተመርዓዊ፣ ነዓኺ ድመስል ብሩኽ ዘኽብረኪ ይሃብኪ ረቢላዓለሚን ጽብቕቲ ፍጥረት❤❤🌹🌹

    • @Sim-rv8rl
      @Sim-rv8rl 2 วันที่ผ่านมา +6

      rodi ko mirewti eya hade shkorina bruk sebiay alewa

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 2 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@Sim-rv8rlኖ ተሓጺያ ኣላ መርዓ ብሕጂ እዩ ብጣዕሚ ከንኣ ትሑት ዝኾነ ሰብኣይ ረኪባ ወዲ ዙረይ እዩ ሕጹያ

    • @Sim-rv8rl
      @Sim-rv8rl 2 วันที่ผ่านมา +2

      Bhaki xbuk Zena eyu....bitaemi tieyti seb eya Rodi

    • @Rorawit
      @Rorawit 2 วันที่ผ่านมา +1

      @@BlesssedDay Assy besratka tetam habibi , anes btaemi slezfetwa enqua na’a dmesel beruk seb rekiba❤️🥰

  • @Warsaywedieri1991
    @Warsaywedieri1991 2 วันที่ผ่านมา +18

    ካብ ሓዋ ንድኡ ኢያ ወሊዳቶ❤❤❤

  • @Eritrea01
    @Eritrea01 วันที่ผ่านมา +2

    ❤ሮዳስ ኣዚኺ ብልጽቲ ንፍዕቲ ከመዴታታ በላሕ መስተውዓሊት እግዛብሄር ኣብ ኩሉ ሂወትኪ ብሓጎስን ጸጋን የንብርኪ ጅግና ጓል ኤረይ❤❤❤❤

  • @atewerkigebrekrstos2237
    @atewerkigebrekrstos2237 2 วันที่ผ่านมา +1

    ክብርቲ ሓፍትና ሮዳስ ምዞም መሳርሕቲ ትገብርዮ ዘለኪ ብጣዕሚ ሕጉሳት ኢናሞ ዕድመን ጥዕናን ንመነየልኹም 🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @astersanto4001
    @astersanto4001 2 วันที่ผ่านมา +21

    መርሐባ ሮዳስ ሐፍትና🌹🌹🌹❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @MichaelAbrham-lf9zj
    @MichaelAbrham-lf9zj 2 วันที่ผ่านมา +10

    ብጣዕሚ ኣዝያ ዓባይ መደብ እያ ክትቅጽል ክትተባብዕ ዘለዋ መደብ እያ።

  • @girmatsienselemun3448
    @girmatsienselemun3448 2 วันที่ผ่านมา +7

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣለና ዋልታ ሃገር

  • @esayasmeasho341
    @esayasmeasho341 วันที่ผ่านมา +1

    ኣለና ዋልታ ሃገር መግለጺ እኮ ስኢንናልኩም በቲ ትገብርዎ ዘለኹም ሰናይ ነገር ❤❤❤
    ሮዳስ ሓብትና ከኣ ንፍዕቲ ጽቡቕ ኣቀራርባ ❤❤❤

  • @WeredeShebu
    @WeredeShebu 2 วันที่ผ่านมา +13

    ኣሰይ ዋልታ ሃገር ለባማት ወዲ ክፍላይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @regatmengstu2401
    @regatmengstu2401 2 วันที่ผ่านมา +11

    Eritreawent kubur meninet 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @yonasmehari4265
    @yonasmehari4265 2 วันที่ผ่านมา +4

    ድሃይ ቤትና ብእትገብርዎ ዘለኹም ጽቡቅ ስራሕ ንኹሉ ኤሪትራዊ ዘሐብን ስራሕ ኢዩ
    አነስ ተሐቢነ ኩራዕ ኤሪትራዊ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @amlesettekie6223
    @amlesettekie6223 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዞም ኣቦና ምስ እቲ ክቡር ሕብረተሰብ ኤርትራ ዝዓበዩን ዝነበሩን ፣ ኩሉ ባህልናን ጭዉነትናን ዝምስክሩ እዬም። ብጣዕሚ እየ ተሓጕሰ ትግራዋይ ኢልኩም ዘየቋረጽኩሞ👏🏽👏🏽 ኣስመራ ጻዕዳ ኣካቢትን ሓብሓቢትን ኩሉ። Kudos to team Alena Walta Hager❤️

  • @senaitbrhane-fl1qy
    @senaitbrhane-fl1qy 2 วันที่ผ่านมา +12

    አለና ዋልታ ሃገር ኣብነታውያን ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ
    በዚ ኣጋጣሚ ካልኦት ቻነላትውን ከምዚ ዓይነት ሓገዝ እንተትጉብሩ ብቀሊሉ ኣብዝሓጸረ ግዜ ምተፈትሐ ናይ ኤርትራውያን ስእነት ፍኹስ ዝበለ ኢዩ ምስካልኦት ከተወዳድሮ ከለኻ

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 2 วันที่ผ่านมา +10

    ካብ ሓዋ ስለ ዝወለዶቶ እያ ።
    ኣነ ዝፈልጣ ግና ኣኮኻ ዶ ይምትካ ዋላስ ኣኮ ወዶሞኻ እየ ዝፈልጣ ብዝኾነ ግን ርግጸኛ እየ ከምዝመለስኩልኪ።
    ❤🎉❤🇪🇷❤🇪🇷❤🎉🇪🇷❤!!!

  • @user-bx9hl8ji5y
    @user-bx9hl8ji5y 2 วันที่ผ่านมา +6

    ብጣዕሚ ዘዕግብ ስራሕ ፈጣሪ ሂብኩም ፡ኩቡራት የሕዋትና ኣበቢ ዘለክሞ ሰላምኩም ይብዛሕ ፡ንመላእ ህዝብናን ሃገርናን ሰራዊትናን ከኣ ሰላም የዉርድ ኣሜን❤

  • @aminadabnoah3104
    @aminadabnoah3104 2 วันที่ผ่านมา +4

    ,ኤርትራዊ ጅግና ልክዕ ኣብ ዓድና ዘሎ ክሕገዝ ጉቡእ ኢዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @beriyewedierey8797
    @beriyewedierey8797 2 วันที่ผ่านมา +14

    ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ጻዕዳ 🎉🎉🎉❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣንስብስ ኣጀኹም ቀጽልዎ ኣብ ጎድንኹም ኣለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪❤🇪🇷❤🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷❤💪❤🇪🇷🇪🇷💪❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @rahelnuguse8151
    @rahelnuguse8151 2 วันที่ผ่านมา +6

    ጽቡቅ መደብ አምላኽ ይሓግዝኲም ሃይልአብ ሓውና ቁሩብ ፍሽኽታ ተዝውስኸላ መለሱ ምመቀረ❤🇪🇷🇪🇷👍🏿

  • @TigstiMehari
    @TigstiMehari 2 วันที่ผ่านมา +7

    ማዕበለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ምሳኻ ይኹን

  • @letinaberhane2172
    @letinaberhane2172 2 วันที่ผ่านมา +5

    የቐንየልና ዕድመን ጥዕናን ሑጉስ ሂወት ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ደቂ ሓላል መሬት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @alula763
    @alula763 2 วันที่ผ่านมา +6

    ህዝብና ተመስገን በሃሊ ። ግሩም ዝኹኑ ኣቦ። ተመስገን ተልካ መንፈስካ ይዱእ ግሩም ትኸውን። ❤❤❤❤❤❤

  • @yonasberhe5279
    @yonasberhe5279 2 วันที่ผ่านมา +17

    ኣዝዩ ዝንኣድ . ብሉጽ ስራሕ ኣለና ዋልታ ሃገር ከም ስምኩም። ኣጆኹም እዚ ዩ መለለይ ኤርትራውነትና።
    ሮዲ ሓብተይ ክኣ ሕቶኺ ጌጋ ድኣ ይክልኣለይ እምበር ሓንቲ ሰበይቲ ንወዳ ኣንታ ነብኡስ ኣኩኡ እንተ ኢላቶስ ካብ ሓዋ ወሊዳቶ ኣላ ማለት እዩ ። ምፍታን ሓደጋ ኣይኮነን😊

    • @user-en4vv1up3s
      @user-en4vv1up3s วันที่ผ่านมา

      Kab wedi guala welida 😂

  • @selam-yi2op
    @selam-yi2op 2 วันที่ผ่านมา +3

    ኣለና ዋልታ ሃገር ዝተመረቐ ይብጻሕኩም ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-he7ft5fv7u
    @user-he7ft5fv7u 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Hibret ni walta HAGER ❤❤❤❤❤❤❤ ERITRAWI KUBUR MENNINET 🇪🇷 💖 😍 💓 ❤️ 💕 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    PROUD TO BE ERITREAN❤❤❤❤❤

  • @regatmengstu2401
    @regatmengstu2401 2 วันที่ผ่านมา +13

    Maebel hawey edimen tienan yhabukum ms kulom meserahtika 🥰🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @hussienibrahim6577
    @hussienibrahim6577 14 วันที่ผ่านมา +27

    ማዕበል ብጣዕሚ ደስ ኢሉና ምፍልላይ ዘይብሉ ንኹሎም ሓገዝ ዘድልዮም ምሕጋዝካ ጽቡቕ አብነታዊ ኢኻ ትገብር ዘለኻ ነዚ ተቕርበልና ዘለኻ ዓቕሚ ይሀብካ ቀሊል ወጻኢ አይኮነ ን ብአምላኽ ርኸቦ አሜን። ሮዳስ ከአኒ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ጽቡቕ አቀራርባ ምቕልልቲ ተገዲስኪ ላዕልን ታሕትን ኢልኪ ሰብ ምሕጋዝኪ ደስኢሉና ከምኡ ኸአኒ ምስ ብምሉኦም መሳርሕቲ አለና ዋልታ ሀገር የቀንየልና ይቕሬታ በዓል ዋጣ ሽሙ አይፈለጥናዮን አብ መጻኢ ሽሙ ክን ፈልጥ ደስ ምበለና ዐዚዩ ትሑትን ምቕሉልን ኢዩ የቐንየልና ወናም ገጣምን ደራፍን ኢዩ ነቲ ዝመረቐና ኸአኒ አሜን ዝሓወይ ቀጽሎ 👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💯