መፃወድያ ድራማ ክፋል 27 | Metsawedya Episode 27

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น •

  • @ወይኩንፈቃዲከ
    @ወይኩንፈቃዲከ 4 ปีที่แล้ว +71

    ነፃ ፅሕፍተይ እተንብቡ ካብ እዙ ዓለም ዘጨነቀ ቀዛፊ ሕማም ኮሮና ማይረስ ዝአተናዮ መፃወድያ ቅዱስ ኡራኤል መፃወዳና ይፍተሓልና ።
    ዊዒልኩም እተዉ
    አሚንካ ካብ ምክሓድ
    ተራኢኻ ካብ ምጥፋእ
    ደቂስካ ካብ ምትራፍ ፆሎት ምህለላ ወለድና ይሓልወና አሜን።
    ብዝኾነ ተፃቢናኩም ሲኢናኩም ተሻቂልና ነይርና

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +140

    ብጣዕሚ ክረአ ዘለዎ ፊልሚ ዩ ኣቱም ተጋሩ ካብዚ ዘፅብቅ ፊልሚ ታይ ትሪኡ ኣለኩም ኣማሪኛ ድዩ ዓንዛራት ናይ ባዕልና ነዐቢ በይዛኩም እሕዋት ትግራይና ክትዓቢ ምእንቲ

  • @fyooriflower5941
    @fyooriflower5941 4 ปีที่แล้ว +50

    ዛ ድራማ እዚኣስ ኣነ ጥራሕ ድየ ሃህ ኢለ ዝሪኣ ባ ፍቅርታት ድኮኑ ተዋሳእቲ😘😘💖

    • @marioyemaney5324
      @marioyemaney5324 4 ปีที่แล้ว

      Tegrawiti tekenki dea haha aykonen si gah ketbli iki

  • @lloveyou1210
    @lloveyou1210 4 ปีที่แล้ว +197

    ፈተዊቲ ጎይትኦም እስኪ
    👇💌💌💌💌💟❤

  • @ፍታዉጓልሳጅንፃዕዳዘይብላ
    @ፍታዉጓልሳጅንፃዕዳዘይብላ 4 ปีที่แล้ว +17

    ተጋሩ ደቂ ዓደይ ግን ንምንታይ ኢና ንደቂ ዓድና ዘይነተባብዕ ባይ ትግራይና ንቅድሚት በቃ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @weditigray207
    @weditigray207 4 ปีที่แล้ว +78

    ትግራዋይን ፈታዊ ትግራይን ዝኮንካ like

    • @እማየይንሩልኝብቻእንጂየት
      @እማየይንሩልኝብቻእንጂየት 4 ปีที่แล้ว

      አለና ወድዞም
      ጀጋኑ መን ከም ትግራይ
      ትግራይ ንቅድሚት 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹👈👈👍👍👍👍👍

    • @helensyum7724
      @helensyum7724 4 ปีที่แล้ว

      ኣነ እካ አለኩ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪💪💪😍😍❤❤❤💘💘💘💘💘👌👌👌

  • @roozkiros6065
    @roozkiros6065 4 ปีที่แล้ว +22

    ብስርለ ብሓቂ ስምስ መርፅኩምላ እኹም ብሓቂ መፃወድያ እያ እዝኣ እዋይ ክንደይ ይስሕብካ እዩ ለለ ስሙን ምልእ ትፃውድና ንቅኒ እና ካብዚ ኩፍእ ሕማም መፅእና ዘሎ ፈጣሪ ይስውረና ምሕረቱ ይልእከልና ክብራት እሕዋት

  • @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
    @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 ปีที่แล้ว +25

    እስይይይይ ማዓርገይ ካብቱ ኩሉ ፀበባ ወፂካ እንካዕ ናብ ክቡራት አሕዋትካ ሓወሰካ ዝያዳይ ክንደይ እካ ተሓጉስ ኣለኩ እፍፍፍፍ

  • @temesgentekle3826
    @temesgentekle3826 4 ปีที่แล้ว +38

    ይበል ደቂ ትግራይ የሕዋትና ጽብቅ ስራሕ ካብ ኤርትራ

  • @ፀጉሸፈታዊትኩሉ
    @ፀጉሸፈታዊትኩሉ 4 ปีที่แล้ว +50

    ሎሚ ሓሊፉለይ መበል 90 ኮሜ ይውቅጥ ኣለኩ በጃኩም ብ ላይክ እና ብፉቅርኩም ዝተፃወድኩ እየ ፀፊዕኩም ሕለፉ
    ##በብዘለናዮ ከኣ ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን

    • @hggh1682
      @hggh1682 4 ปีที่แล้ว

      Amen

  • @ሸዊትጋልተዋህዶ
    @ሸዊትጋልተዋህዶ 4 ปีที่แล้ว +9

    Yessssssssss ማዓርግ ሽኮር እንቃዕ ናብ ብፆትካ ተፀበርካ ሐጂ ኢኩም ዝተዓወትኩም ጉጅለ አናብስ ኢለኩም ኣለኩ

  • @selamselam5983
    @selamselam5983 4 ปีที่แล้ว +20

    ማእርግ እንኮዕ ብሰላም ወፃካ ናብዞም ትፎትወም አዕርክትካ ኣካከበካ ካብዚ ተላባዲ ሕማም ኮሮና ፈጣሪ ምሕረቱ ይኣዝዘልና

  • @monenmerah2565
    @monenmerah2565 4 ปีที่แล้ว +65

    ዓሽሽ ነዛ ፊልም ብሃንቀውታ ክንጽበያ ጸኒሕና እሞ በጃኹም ከይትውድእዋ ቀጽልዋ 1000 ኣብጽሕዋ
    ኤርትራውያን ኣሕዋትኩም

    • @mengstabrezene5484
      @mengstabrezene5484 4 ปีที่แล้ว +3

      Monen Merah ትብዓትና ኩርዓትና ኣካልና ስጋና ንኣኹም ኢና ንሕና ንዓና ኢኹም ደቂ ኤሪ ኣብ ጎንኹም

    • @እማሓላላይናፍቀኪ
      @እማሓላላይናፍቀኪ 4 ปีที่แล้ว +2

      ስስናዩ ናዓኻ ሓዋና አብ ዘለካዬ ሰላም ንህዝቢ አራትራ ህዝቡ ትግራይ።love you tooo

    • @DaniDani-ws2tw
      @DaniDani-ws2tw 4 ปีที่แล้ว

      Waww btame kef zelwa film bejakum key teqrxwa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
      @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 ปีที่แล้ว

      @@DaniDani-ws2tw ደቂ ኤሪ ፍትው የ ዘብለኹም

    • @helensyum7724
      @helensyum7724 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሰይ ገቱሹይን መዓርገይን ተራኪቦም 👍👍👍👍ደቂ ዞም ጀጋኑ 💪💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤❤💘💘💘

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 4 ปีที่แล้ว +7

    እንቃዕ ብሰላም መጻእኹም ደቅዛ ቅድስቲ መሬት ሀገርና ካብ ሕማም ኮረና ይሓልዋ እቲ ሰማይና ምድሪ ዝዘርገሐ ፈጣሪ

  • @ጓልትግራይኩሕሎ
    @ጓልትግራይኩሕሎ 4 ปีที่แล้ว +48

    ፍቱዋት ደቅ ትግራይ ካብ ግዝያዊ ሕማም ፈሓሪ ይሓልወና
    እዛ ድራማ መኣዝ መኣዝ እያ ትልቀቅ 28ብተስፋ ንፅበየኩም

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +30

    ዙ ጌትሽ ሲ ክፈትዎ ኣነስ አምበር ትግራዋይ ጀግና

  • @ትግራይዓደይወርቂትግራይዓ
    @ትግራይዓደይወርቂትግራይዓ 4 ปีที่แล้ว +17

    ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ሓለል መሬት
    ትግራይ ዓድና ከኣ ካብ ሕማም ኮሮና ይምሓረና ፈጣሪ

  • @zd6493
    @zd6493 4 ปีที่แล้ว +23

    ዋዉዉዉ፣እንካዕ፣ብሰላም፣መፃኩም፣ደቂ፣ዓባይትግራይ፣ከምከመይ፣ዲኩም፣መቅሰናት፣ካብዙ፣ለበዳሕማም፣እውን፣የድሕነና፣ፈጣሪ፣ኣብ፣ስደትን፣ኣብዓድን፣እትርከቡ፣ማርያም፣ትሓልወና፣በቢዘለናዮ፣ፆሎት፣ንግበር፣ኣሕዋተይ፣እዚሕማቅ፣ግዘ፣ንክንሓልፎ፣ኣብየቱ፣ጌታ፣ሆይ፣ምሕረትካ፣ለኣከልና፣ኣሜን።

  • @yordigaltigray
    @yordigaltigray 4 ปีที่แล้ว +21

    ሂወት ዘለዋ ፊልም ኣጆኩም ቀፀልዎ ብሉፃት

  • @amanakelom4157
    @amanakelom4157 4 ปีที่แล้ว +16

    ዋዉዉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ታ ለዋህ መሬት እንቃዕ ብሰላም መጸኩም ኣምልክ ኣብ ትገብርዎ ምንቅስቃስኩም ወትሩ ኣብ ጎንኩም ይኩን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሜን

  • @ሩባናሚድያ
    @ሩባናሚድያ 4 ปีที่แล้ว +12

    ፈጣሪ አቦይ ከምግብርና አይትኽደና ይቕረበለና።

  • @mengstabrezene5484
    @mengstabrezene5484 4 ปีที่แล้ว +2

    ጀጋኑ ደቂ ወይነይ ኩርዓት ኢኹም እሞ ሓድነትን ምርድዳእን ኣብ ከባቢ ኩሉ ነገር ሙዃን ይካኣል ኣዕስሉ ኢኹም ፈጣሪ ህዝብናን ዓድናን ካብዙ ሕማቕ ሕማምን ሕማቓት ፀላእቲ ህዝብናን ባዕሉ የርሕቐልና ኣጆኹም ተጋሩ ኣናብስ ኣይትደንጉዩና ኢኹም

  • @RozRr-rw6cd
    @RozRr-rw6cd 4 ปีที่แล้ว +12

    ሎማዓንቲ ናዛ ድራማ ክርኢ ምስ መዳመይ ተባኢስ ምክንያቱ ብጣዕሚ እየዝፈትያ ክትሓልፈኒ ኣይደለኩን ሶ ደቂ ትግራይ ምዓራት ኣጀኩም ቀፅልሉ ማእርግ ካዓ እንኳዕ ናብቶም ትፈትዎም ብፆትካ ፀምበረካ ።ካብዚ መፂኡና ዘሎ ተላባዲ ሕማም ድማ የድሕነና

    • @ብሪጋልትግራይ-ፀ2ጀ
      @ብሪጋልትግራይ-ፀ2ጀ 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣነ እውን ከምከ ምስ መዳመይ ተባኢስ ምቃለይ

    • @titititi8574
      @titititi8574 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣነ እወን ምስ ስብኣየይ ተባኣሰ ምስሕ ተይስረሕኩ ፀኒሐ ኤች

  • @mymommylife5837
    @mymommylife5837 4 ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ደሓን መፃእኩም ደንግኩምና እኮ በይዛካቱኩም ኣይተፀቡዩና ካብዚ ወሪዱና ዘሎ ሕማም ክዓ ረቢ ባዕሉ ምሕረት ይላአከልና ደቂ ትግራይ ሓባይብ

  • @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ
    @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ 4 ปีที่แล้ว +4

    ወው አሰይ ማዓርገይ እንኳን ናብ ትፍትወም መሳርሕትካ ብሰላም ኣራከበኻ ሓወይ ቆንጆ

  • @ጋልትግራይኩሕሎ-ኰ9ለ
    @ጋልትግራይኩሕሎ-ኰ9ለ 4 ปีที่แล้ว +10

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ሽኮሪናታት ብ እግዚኣብሔር ሓይሊ ኮሮና ቫይረስ ጠፊኡ ዝብል ወረ የስመዐና ዋይ ደቀይ ተሳቂቅና ።

  • @ጣዓመወዲትግራይ
    @ጣዓመወዲትግራይ 4 ปีที่แล้ว +14

    እንኮዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ሽኮር ፡፡ካብ ሕማም ኮሮና ይምሓረና ይምሓርኩም

  • @ብሬክስወዲትግራይማማ
    @ብሬክስወዲትግራይማማ 4 ปีที่แล้ว +13

    ዋውው ደቂ ሓላል መርየት ከምዛ ዝተኣካከቡላ ኣብ ስደት ዘለኩም ኣሕዋትና ክዓ ከምኡ ብሰላም ዓድኩም ይኣካክብኩም ደስ ዝበለኩም ብመፃወድያ ኢድኩም እስከ ኣውፅኡ።

  • @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ
    @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ 4 ปีที่แล้ว +2

    እዋይ ኣትም ካዓብደልኩም ደልየ ደቂ ትግራይ ሓላል ከመይ ከመይ ድየ ፍትውትው ዘብለኩም ውድድድድድድ ጎይትኦሞ ጎይታ ጥበብ ዕደመን ጥናን ናዓኩም💪👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍😍😍♥♥♥♥♥🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @እማሓላላይናፍቀኪ
    @እማሓላላይናፍቀኪ 4 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ንኹሉ ህዝቢ ትግራይ ከብ ሕማም ከረን ቫይረስ ደንግል ማርያም ትሓላወና አሓዋተይ አብ ሰደት ዘለና ደማ ብሰላም ናብ እንፈትወም በተሰቤና ዓይኒ ንዓይኒ ይረአየና ኽብራት አሓዋተይ ስስናዩ ናዓኹም ።🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🎀🎀🎆🎆🎆🎆

  • @kindhaftiabadi9055
    @kindhaftiabadi9055 4 ปีที่แล้ว +2

    ቀፅሉሉ ደስ ዝብል ኪነጥበብ ናብ ትግርኛ ገፅና ኣምሊስኩምና

  • @ሉሊጋልውቅሮኢትዮጽያዊት
    @ሉሊጋልውቅሮኢትዮጽያዊት 4 ปีที่แล้ว +12

    wel com ሸኮሪናታት ኣነሰ ዛርግኣት ክፈትዋ ማዓት ምቅርተይ😍😍😘😘

  • @ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
    @ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ 4 ปีที่แล้ว +4

    እሰይይይ ዝፈትዋ ድራማ መፅኣ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም

  • @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
    @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቅታ ሓላል መርየት ትግራይ ካብ እቲ ዳብሎስ መፂእና ዘሎ ሕማም ይማሓርኩም ይማሓረና ኣምላክ

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +4

    እንካዕ ደሓን መፃእኩም ደቂ ሓላል መሬት አጆኩም ብርትዑ ተጋሩ ድማ ነበራተታዓዮም ስነ ጥበብና ክዓቢ

  • @fggd4818
    @fggd4818 4 ปีที่แล้ว +6

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ መፃወድያ ።ኩልና ኣብ ዓድ ኣብ ስደት ዘለና ካብ ሕማም ኮረና ይሓልየና ፈጣር የጥፈአልና ካዓ ኣሜን በሉ ኣይኪፍሎን ኣሕዋት ምስ ስድራና እውን ብሰላም የራኽበናና

  • @እግዚአብሔርእረኛየነ-አ6ቨ
    @እግዚአብሔርእረኛየነ-አ6ቨ 4 ปีที่แล้ว +12

    ዋው ቀደመይቲ እየ❤

  • @wedikeshi2875
    @wedikeshi2875 4 ปีที่แล้ว +5

    እንካን ብደሓን መፃእኩም ቡሩካተይ

  • @ሸዊትኣክሱም
    @ሸዊትኣክሱም 4 ปีที่แล้ว +10

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ቡሉፃተይ ግን መፃወድያ ማዓዝ ድያ ትልቀቅ ዘላ ምክንያቱ ሰንበት ይካታተላ ነይረ ሰንበትን ሰኑይን ደልየ ስኢነያ ሰሉስ ሳዓት ኣርባዕተ ሸር ተገይራትኒ ሳዓቱን ማዓልትን ኣይተባላሽውልና ምክንያቱ ኣብ እንከታተሎ ሳዓት ክንፈልጥ ኣለና ብዝተረፈ ኣየኩም ናይና።

  • @selamse4654
    @selamse4654 4 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ሰላምኹም ይጣዓም ብብዘለኩምዎ ሓላላተይ አጆኹም

  • @monlez9028
    @monlez9028 2 ปีที่แล้ว +2

    ቀፅልሉ ተጋሩዋይ ብጣዕሚ ፅብቅቲ 😘😘😘😘❤️💛

  • @wedigerea6302
    @wedigerea6302 4 ปีที่แล้ว +2

    አንካዕ ብሰላም መጸኩም ደቂታ ሓላል መረት ትግራይ !!!

  • @titizetigray8768
    @titizetigray8768 4 ปีที่แล้ว +6

    እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ደቒ ትግራይ ሽኮር ክጽበየኩም ጸኒሐ ኔረ ።

  • @eradaerada6206
    @eradaerada6206 4 ปีที่แล้ว +3

    ጌትሽ ጅጋና ትግራዋይ♥♦♦♦♦♦♦♥♥♥♥♥♦

  • @rahwaberha7913
    @rahwaberha7913 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ እዚ ከም ዝመጽአና እማ ንሱኩሙስ ተረዲኡኩም እዩ ኔሩ

  • @tigraylove2764
    @tigraylove2764 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውውውውው እውይ ክንደይ ደስስስ ትብሉ ከምዚ ዳግም ተራኺብኩም ኩልኹም ተኣኪብኩም ብሓባር ድምቅምቅ ኢልኩም ንሕና ለለ ሕጉስጉስስስስስ ኢልና ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ፍትውትውውውውውውውውው ፍቅርቅርርርርር ፍትውውውውውው I love youuuuu 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘🌺🌻🌻🌻🌻🌾🌾🌼🌼❤🌸🌷❤❤️🥀🥀🌸🌸❤❤🌼🌸 ❤❤❤💛💛💛❤❤❤💛💛💛🇻🇳🇻🇳🇻🇳💛💛💛❤❤❤🥀🥀🥀🥀🌻🌻🌻🌻🌾🌾🌾🌾🌼🌼🌼🌼🌸🌸🌸🌺🌺🌺🌾🌾

  • @ተመሰገንአምላከይ-ተ4ዘ
    @ተመሰገንአምላከይ-ተ4ዘ 3 ปีที่แล้ว +1

    እዉይ ናይ ከዝሰ ፍልይቲ እያ አሰይይይይይ ደሰ ክብሉ💖💖💖💖

  • @ፌብጓልዓድግራትጁንታ
    @ፌብጓልዓድግራትጁንታ 4 ปีที่แล้ว

    እንኳን ደሓን መፅኩም ደቂ ትግራይ ምቅልላት ደሞ ካብዙ መፅኡ ዘሎ ሕማቅ ሕማም ኮሬና እግዚአብሔር ኣበይ ምሕረት የዉርደልና ኣሕዊተይ🙏
    ብዘኩም ኣብ ዘለኩም ሃልኩም ፆሎት ንግበር ህዝቢ ክርስቲያን ንመህለሉ ንፀሊ ንፆም በይዛኩም።
    ፍቅርኩም ኡስኪ ብlikeግለፅለይ🥰👌

  • @geraltatube8097
    @geraltatube8097 4 ปีที่แล้ว +15

    ፈጣሪ ዓድናን ህዝብናን ይሓልወልና ሰብስክራይብ ግበሩና ደቂ ዓደይ ንዓኹም ዝኾን ኣለና ስድራ ኹኑና

  • @biniamandegiorgis7081
    @biniamandegiorgis7081 4 ปีที่แล้ว +4

    መርሓባ ኩቡራት ኣሕዋት እንቋዕ ደሓን መጻእኹም

  • @Lomo.mdia7453
    @Lomo.mdia7453 2 ปีที่แล้ว +1

    አሰይይይይይ መን ከማኹም ጀጋኑ ደቅ ሓራስ ነብሪ💊💊💪💪💪💊💊💊💊❤❤💊💊💊💊🙏

  • @ሚጣፈቃርነቡኣ
    @ሚጣፈቃርነቡኣ 2 ปีที่แล้ว

    ኣነሰ ብፍቅርኹም ተፀሊለ ተጋሩዋይ ጀጋኑ💚😍

  • @azebnegash3459
    @azebnegash3459 4 ปีที่แล้ว

    Wow ata kindey des ketibulu deki tigray mary 🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪💪👈

  • @hylemariyam5162
    @hylemariyam5162 4 ปีที่แล้ว +1

    በጣም የሚወደው ፊልም ነው number one አዮኩም

  • @semhalsemugualtigiray495
    @semhalsemugualtigiray495 4 ปีที่แล้ว +1

    Enkuea beslam metsakum deki halal meret betami tsbuki serah eyu ketslelu gitshy ambsa tigiraway kefotiyka 💓💓💓💓💓💓😘😘😘😘
    ... fetari yalekum kabte hemak beshta corona 🙏🙏

  • @ጓልቶምጀጋኑ-ጘ8ሐ
    @ጓልቶምጀጋኑ-ጘ8ሐ 4 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ድሓን መፃእኩም ደቂ ዓደይ ፍትዉዉዉዉዉዉ❤️❤️❤️😍😍😍😍👍👍👍👍👍👍

  • @samuelkelab6845
    @samuelkelab6845 4 ปีที่แล้ว +1

    Wellcom yhwat edmen tenaen yhabkum fetari agokum from eritrea

  • @እማየይንሩልኝብቻእንጂየት
    @እማየይንሩልኝብቻእንጂየት 4 ปีที่แล้ว

    እንኮዕ ሰላም መፃእኩም ጥዑማተይ
    እግዛብሄር ካብዚ መድሃኒት ዘይብሉ
    ሕማም ይሰዉረና ሰላምኩም ይብዛሕ 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹👈👈👈👈👍👍👍👍👍👍👍

  • @ጓልኣላጀዓድሽሁ
    @ጓልኣላጀዓድሽሁ 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ዶክተር ዛይ ኮሮና ኾይንዎም ንል ጎይትኦም😚ማኣርገይ እንኳዕ ብሰላም ኣተካ💓 wiy LOVE U OLL💓💓💓💓

  • @irfanm6049
    @irfanm6049 4 ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ብስላም መፃኹም ሙቁራትት

  • @nezw8150
    @nezw8150 2 ปีที่แล้ว

    ደጋሩዋይ ጡዑማት ፍጥረት

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 4 ปีที่แล้ว

    አንካዕ በስላም መፅእኩም ተወሳእት መፅውድያ አሕዋትይ ቀፅልለ አኩም ትግራ አትም ጅግና

  • @tadeleshkahsay2531
    @tadeleshkahsay2531 2 ปีที่แล้ว

    ፅቡቅ ስራህ እዯ እምበር መፆወድያ እዛ ፊልም ነዚ ህጂ ተፈጠረ ህውከት ትገልፅ እያ ነዚ ህጂ አብ ትግራይ ተፈጠረ

  • @weldukofi5150
    @weldukofi5150 4 ปีที่แล้ว +9

    እንቋዕ ብድሓን መጻኩም። ግን ቁሩብ ትሓጽረና ኣላ፡ ተወሳኪ እንተተካኢሉ 2 ግዜ ኣብ ሰሙን ግበሩልና።

  • @ሰናይትጓልትግራይ
    @ሰናይትጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣነስ ምስ ማኣርግ ፍንቃ ሒዚኒ😘

  • @mabilove2769
    @mabilove2769 2 ปีที่แล้ว

    ደቂ ሓላል ትግራይ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ስራሕኩም ከሐጉሰካ ኣይዘኩም ንቅድሚት🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳

  • @abrahamdesta6231
    @abrahamdesta6231 4 ปีที่แล้ว

    ዋውውውውው ብጣዕሚ ፅቡቕ አጆኹም ንሕና ብአኹም ሕጉሳት ኢና።

  • @hrudrjrj284
    @hrudrjrj284 4 ปีที่แล้ว

    ኣታ ክፈትወኩም ልኩለኩም ኣምላክ ዕድመ ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራተይ

  • @selamse4654
    @selamse4654 4 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ካብ ኩሉ ሕማቕ ነገር ይሓልወኩም

  • @kdusgebrialtebkegn7704
    @kdusgebrialtebkegn7704 4 ปีที่แล้ว

    ዋው እንኻዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂዛ ሓላል መሬት ካብዚ ክፉእ ሕማም ድማ ይምሓረና ይምሓርኩም

  • @fcb4667
    @fcb4667 4 ปีที่แล้ว +1

    Welcome deki adey mearey btaemi blxti film eya kexlula

  • @tadeleshkahsay2531
    @tadeleshkahsay2531 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ትግራይ እፅዋን ክባን አምላክ ይገላግለና አሜን

  • @mabilove2769
    @mabilove2769 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ሓሪፍ ዝኮነ ስራሕ ዩ ቀፅሉሉ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
    @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ 4 ปีที่แล้ว

    ደቂ ትግራይ መዓረይ እግዛብሄር አምላክ ካብዚ ኩፍእ ሕማም ይምሓርኩም🙏 ናይ ጎይቶኦም ጅግንነት ብፊልሚ ዳአ ይኹን እምበር ብጣዕሚ እዩ ዘኹረዐኒ አጆኹም ቀፅልዎ💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @haileokbazghi1537
    @haileokbazghi1537 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ መሳጥ ፍሊሚ ብሕልፊ ጎቶኦም ንፋዕ ከመስግንካ ይግልጽ ሰባይ ሰበኡት ቀጽሎ

  • @berhenegash3281
    @berhenegash3281 4 ปีที่แล้ว +2

    Selam kemey tkonu serahti eza Film bmejemerya ab hiwetkum mlue tenan kisanetn ab srahkum awetn asalton enatemeneku btaemi reka zeymno srah u kexlwo kab hawkum Ertrawi part 28 denguyatna nay dehan do?

  • @letaykalay1893
    @letaykalay1893 4 ปีที่แล้ว +6

    ዋውውውውው እንካዕ ብሰላም መፃኹም ጀጋኑ ደቂትግናይ

  • @senaytgebretsadkan214
    @senaytgebretsadkan214 2 ปีที่แล้ว

    ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩዋይ ንሕና ከም ንስዕር ኣይጠራጠርን መመሊሳ ትፍቀር ድራማ መፃዎድያ ቀዲማ ዝነቅሐት

  • @kirossyrgaembaye1592
    @kirossyrgaembaye1592 4 ปีที่แล้ว

    አሰይይይይይይይ ደቅ ዓደይ ምዓረይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኮመ

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ፅሩያት ደቂ ትግራይ ሽኮር

  • @eritreaneritrean1570
    @eritreaneritrean1570 4 ปีที่แล้ว +9

    እዛ ፊልም ብልጽቲ እከላ ተካታተልቲ ግን ብዙሕ የብላን ካብ መጀመርታ ኣብ ፍሉጥ ቻነል ክትዝርግሕዋ ኔርኩም።

  • @ሰኒትዩብ
    @ሰኒትዩብ 4 ปีที่แล้ว +2

    ካብ ኮሮናሕማም እግዚአብሔር ይሉኹም ያሓልወና ኣሜን በሉ

    • @mahamh1565
      @mahamh1565 4 ปีที่แล้ว

      Amen. Amen. Amen

  • @SalamSalam-ke1iu
    @SalamSalam-ke1iu 4 ปีที่แล้ว +3

    ዋዉ እስቲ ከምዚ ከማይ ንማኣርግ ብምፍትሑ ዘተሓጎሰ ላይክ ፅቁጡ👎👍✊

  • @adshas7852
    @adshas7852 2 ปีที่แล้ว

    Enkae bselam wetsaka marge hawey🕊💘

  • @hylemariyam5162
    @hylemariyam5162 4 ปีที่แล้ว

    መፃወዲያ ምርጥ ፌልም ደቀ ትግራይ አበይ አለና እስቲ አየኩም እንበል ቋንቋ ትግርኛ ንምዕባይ ሰላም አብ ስደት ዘለና ሃገረን እግዚአብሔር ከኛ ጋር ይሁን ሃሳባችን ተሳክቶ ዉጤት የምናይበት ይሆን ከዚህ ቫይረስ ይማረን aman aman amane ከእናቱ አባታችሁ በሰላም ለመተቃቀፍ ያድርሰን

  • @የድግልማርያምልጅነኝየድግ
    @የድግልማርያምልጅነኝየድግ 4 ปีที่แล้ว

    እንካዕ ሰላም መፃአኩም ደቂ ትግራይ ሹኮራት

  • @yggvfgh9578
    @yggvfgh9578 4 ปีที่แล้ว

    ዋዋዋዋ ደቀ ትግራይማዓረይ እንካ ዕከሚዚ በሉኩም

  • @dejansamuel6790
    @dejansamuel6790 4 ปีที่แล้ว

    Babae hawi zeriekumla drama so good job 👍 continue

  • @gereziherfutsum6629
    @gereziherfutsum6629 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣጀኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ደቂ ትግራይ ክሕሎ ኮሪዐልኩም ቀፅልሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ትግራይ ኮይንካ ምፋጣር አኮ ኩርዓት እዩ

  • @kndahaftitesfay9066
    @kndahaftitesfay9066 4 ปีที่แล้ว +1

    እንኳእ ብደሐን መጻኹም

  • @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ
    @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ 4 ปีที่แล้ว

    እንኻዕ ዳሓን መፃእኹም ደቂ ትግራይ ዓደይ ዳሞ ካብ ሕማም ኮረና ይምሓርና

  • @ትግራይንዘላኣለምትንበር
    @ትግራይንዘላኣለምትንበር 4 ปีที่แล้ว

    ደቂ ዓደይ ሙቁራት እንካዕ ብሰላም መፃኩም ።

  • @ምንባረይንኣካባብየ
    @ምንባረይንኣካባብየ 4 ปีที่แล้ว

    Well come halalet ftret fetari adnan hzbnanhalwelna kabzi hmak hmam. Adhnena amlakie

  • @shalomshalom928
    @shalomshalom928 4 ปีที่แล้ว +3

    ማዓርግን ዶር ኤደንን ኣብ መገዲ ፍቅሪ ኣለዉ
    ዳሓር ምስ ተራከቡ ሸዋየ ትኽክለኛ ኣቡኣ ከመዘይ ኮነ ነጊሩ ካብ መፃወድያ ሸዋየ ከውፃ እዩ
    ግን ናተይ ሕቶ ሃንጎፋይ ኢላ ንማዕርግ ትኣምኖ ዶ ዩ
    ተዘይ ኣሚናቶ ሸዋየ ክቅድም ዩ ንኤደን ከምዛ ኮረና ወሺባትና ዘላ ሸዋየ ንኤደን ክውሽባ ዩ ዳሓር ማዓርግ ዝበላ ኩሉ ትክክለኛ ከምዝኮነ ምእማን ትጅምር
    ኣቡኣ ዝብላ ነበረ ምዝካር ትጅምር "ንኣብነት ንጎይተኦም ብፍቅሪ ኣምበርክክዮ" ዝበላ ነገር
    ካብ ሓደ ወላዲ ንውላዱ ክብሎ ዘይትፅበዮ
    ከምኡ ዳበለ ይቅፅል
    ሸዑ ዶር ኤደን ዝያዳ
    ብፍቅሪ ማዓርግ ምምራክ ትጅምር
    ሑብ ብቻ ይኮን ዓለሞም
    ማዓርግ ንዶር ኤደን ካብ መፃወድያ ሸዋየ አውፂኡ ናይ ግሉ ይገበራ
    ሽዑ ሕጂ ግርም ደርፊ ዳጋበዘ ብሰላም ምስ ዶር ኤደን ይነብር ።
    ኣነ ዘፋርሓኒ ግን ኣብዚ ሁሞት እዚ ከለው ጎይቶኦም ምስ ዘን ኹለን ኣዋልድ ክዘውር ፎቅሪ ዘይሓዞ ናይ ሸይጣን ነገር ምስ ዶር ኤደን ፍቅሪ ከይጠልፎ እሞ ታ ጋንታ ኣብ ፈተና ከይትወድቅ እዩ ።
    ሕልሚ ቁልዕነቱ
    ሰነ ጥበብ ዝነበረ ግን ብ ድክነቱ ዝተሰርቀ
    ኣብ ሕልሙ ዘይነብር ሓውኩም ተካታታሊ ፊልም መፃወዲያ የ ካብ ዓባይ ብርጣንያ

  • @krubel682
    @krubel682 4 ปีที่แล้ว +2

    This movie is so in consistance!!

  • @abigaltigray7411
    @abigaltigray7411 3 ปีที่แล้ว

    asey tegruniy well love you more⛱❤💛✊

  • @zufanhadush3615
    @zufanhadush3615 4 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብሰላም ተኣካከብኩም ኣታዬ

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 4 ปีที่แล้ว +4

    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ ኣምላኽ ኣሜን።
    ኒቆዲሞስ ዝብል ሹም እንታይ ማለት እዩ?
    ትርጉሙ፡ ኒቆዲሞስ ማለት፦ ከፋፊልና ክንርእዮ ከለና፧ ኒቆ፡ ማለት ዓወት፤ ዲሞ ድማ ህዝቢ ማለት እዩ። ኒቆዲሞስ ማለት ድማ፡ ዓወት ናይ ህዝቢ፧ ወይ ክዓ፦ ዓወት ዝተጎናፀፈሉ ህዝቢ ማለት እዩ።
    ኣብ ሂወት ክርስትና ርእስኻ ምምላኽ፦ ዝኣረገ ኣተሓሳስባ ሲዒርካ ሓዱሽ ኣተሓሳስባ ክርስቶስን ምሓዝ ሂወትን ንዝህብ ሓዱሽ ናይ ክርስቶስን መንገዲ ምኽታል።✝️✝️☦️☦️☦️☦️✝️✝️

  • @ዘቢብሁሉምበግዜዉይሆናል
    @ዘቢብሁሉምበግዜዉይሆናል 4 ปีที่แล้ว

    አንኳዕ ብሰላም መፃአኩም ሽኮርናታት ፍጥረት ንበሩልና ድአ ንስኹምሲ