ዘስደምም ስርሒት ሂወት ኣድሕን ኣብ ካርቱም ሱዳን ናይሞት ፍርዲ ንዝተቀበሉ ኣባላት ሞሳድ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ม.ค. 2023
  • fnan app infotech
    ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
    ኢመይልና finangebretinsae@gmail.com
    ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
    ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
    / finan.gebretinsae
    ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
    • ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 66

  • @msgnakiflay855
    @msgnakiflay855 ปีที่แล้ว +6

    ኣብዚ ኣለካ ኩራዕ ዝበሃለሉ ታሩኽ ።

  • @user-zd4wy8gp4i
    @user-zd4wy8gp4i ปีที่แล้ว +16

    good job fani Brother ታሪክ ሞሳድ ስምዕካ ዝይምኖ 💪🇮🇱👍♥️🥰

  • @eluelu6057
    @eluelu6057 ปีที่แล้ว +4

    ፋኒ እታ ክላሲካል ግን
    ድምጺ በርቲዓ ብዘይ ብእኣ
    ግበረልና ምስ ብሉጽ ስራሕካ

  • @samuelkubrom2830
    @samuelkubrom2830 ปีที่แล้ว

    Tack så mycket fnan bra jobbat fortsätta göra såna video ❤

  • @abrahamahforom
    @abrahamahforom ปีที่แล้ว

    Thanks bro

  • @juntesfaldet5317
    @juntesfaldet5317 ปีที่แล้ว

    Thank you funi

  • @bini273
    @bini273 ปีที่แล้ว

    good job fnan hawey ab kulu btaimi eye zdnqeka

  • @yonbest73
    @yonbest73 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ ዩ ቅንኢ ዝስመዓኒ ናይ እስራኤል ኣብ ዜጋታታ ዘለዋ ክብሪ ክሰምዕ እንከለኩ ቀጽለሉ ፍናንኒኖ ነዞም ደቂ ህግደፍ ቁሩብ ተተሰቆሮም እምቦሕ ምባል እንተገደፍዎ ኣይፍለጥን

  • @nahomteklu8715
    @nahomteklu8715 ปีที่แล้ว

    Welcome

  • @user-xy2gb4qf5s
    @user-xy2gb4qf5s ปีที่แล้ว +1

    ሪኢኹም ኣይፋል ን ግዳማዊ ምትእትታው ንብል ስለዚ እዩ እቲ እንግሊዛዊ ካብ ሃገሩ ወጻኢ ብዝገበሮ ንግዲ እታ ካልእ ሃገር ጅሆ እያ ትታሓዝ ንሕና ድማ ከም ኣያታትና ክነቅሓሉ ይግባእ

  • @hiyabkiflom347
    @hiyabkiflom347 ปีที่แล้ว +2

    ፍናን ሓወይ መደብካ ክፅብቕ መዓት እዩ ጀሚርካ ክሳብ ትውድእ ደቒቕ ዝደንጎኻ ኣይመስለካን

  • @medhaniewoldeab3948
    @medhaniewoldeab3948 ปีที่แล้ว

    ፍናን ኣዝዩ ጽቡቅ፡ ኣብ ሃገራውን ኣህጉራውን ታርኽ ንእትገብሮ ዓሚቅን ኣዝዩ ሰሓብን ኣቀራርባ፡ ቀጽሎ። ኣብዚ መዳይ ኣተኩርካ ዝያዳ እንተትሰርሕ ኣዝዩ ምዓዘዝ።
    እሞ ኣብዛ ናይ ሎሚ ዘቕረብካያ መኣረምታ ዘድልያ ዘላ ኮይኑ ይስምዓኒ ፡ዶር ጆናስ ሳቪምቢ ናይ ዩኒታ ኣብ ኣንጎላ ዝነበረ ተቃውሞ መራሒ እዩ ነሩ ናይ ዩጋንዳ ኣይኮነን።

  • @s_a_m71
    @s_a_m71 ปีที่แล้ว +1

    Enda semea kelo nebeat zeqotsere alo do 😢😢

  • @danielfessehaye6462
    @danielfessehaye6462 ปีที่แล้ว +1

    ክብሪ ሰብ ማለት። እዋይ ናትና ሞ መሊሱ ዝሞቱ መወሰኸ።

  • @josihaile3182
    @josihaile3182 ปีที่แล้ว

    Israek ❤

  • @semereabjesus5013
    @semereabjesus5013 ปีที่แล้ว +1

    Behaqi nebia mengsti malet kemzi yu

  • @simontesfamicheal4145
    @simontesfamicheal4145 ปีที่แล้ว

    Wellcome Fani mes belux tehstoka

    • @medhaniewoldeab3948
      @medhaniewoldeab3948 ปีที่แล้ว

      ክቡር ሓውና ፍናን ንኩሉ እትገብሮ ዘለካ ኣቅርቦት ኣዝየ አመስግነካ። ኩሉ ግዜ ካብ ዝከታተለን ሜድያ ኢያ fnanApp ፡ብፍላይ እዚ ከምዚ ዓይነት ሃገራውን ኣህጉራውን ትረኻዊ ምህሮ ኣዕሚቁካን ኣብኡ ኣተኩርካን መንእሰያት ኣሕዋትካ እንተትሃንጽን ተትምህርን ጽቡቅን ደስ ዝብልን ምኾነ ይብል፡ ብዝኾነ ኣጆኻ በርቲዕካ ቀጽል።
      ኣብ'ዛ ናይ ሎሚ ታሪኽ መኣረምታ መሲላ ዝተራእየትኒ ወስ ክብል፡ ዶር ጆናስ ሳቪምቢ ናይ ዩኒታ ኣንጎላ መራሒ እዩ ኔሩ ናይ ዩጋንዳ ኢልካያ ኣለኻ እሞ መኣረምታ ዘድልያ ኮይኑ ይስመዓኒ ወድሓንካ።

  • @andutedros5081
    @andutedros5081 ปีที่แล้ว

    It's really interesting topic, but the music is a little bit stealing my attention to your narration. With due respect 🙏

  • @abitifili3597
    @abitifili3597 ปีที่แล้ว +2

    እታ እንኾ ኣፍሪቃዊት ካልኣይቲ እስራኤል ክትከዉን ትክእል ዝነበርት ሃገረና ኣብ ኢድ ድኹማት ወዲቓ ክርእይ ከመይ ከብደይ ዘይ ይቐረጸኒ !

  • @hayatebrahim3136
    @hayatebrahim3136 ปีที่แล้ว

    Ich kann den Film jeden empfehlen
    Hotel Resort heisst der Film.

  • @lidyadawit822
    @lidyadawit822 ปีที่แล้ว +2

    Israelwi Eritrawin ketewedadr kelekas tehazn

  • @meharisemere913
    @meharisemere913 3 หลายเดือนก่อน

    Aza nay yonas savimbe Uganda zeykones nay Angola ayu mesleni fnanino

  • @hayelomhuruy8163
    @hayelomhuruy8163 ปีที่แล้ว

    Like

  • @misghnaafewerki9327
    @misghnaafewerki9327 ปีที่แล้ว +1

    ጆናስ ሳቪምቢ ኣንጎላዊ ኮይኑ ዪኒታ ዝበሃል ተቓዋሚ ውድብ ዝመርሕ ዝነበረ ኢዩ ፍናን ሓወይ ምስ ሙሉእ ኣኽብሮት

  • @huruyezaz5859
    @huruyezaz5859 ปีที่แล้ว

    Jonas savimbi angolawi merahi teqawami part unita eyu

  • @awetbruk1911
    @awetbruk1911 ปีที่แล้ว

    Jonas savimbi nay angola eyu nay uganda aykonen fnan nay unita zbehal mnkskas halafi eyu neru

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 ปีที่แล้ว

    : degimkayo aleka ezi. Video bzkone Nay mokonen gubta tarik hiwetu amxealna Fnan brilliant

    • @user-xy2gb4qf5s
      @user-xy2gb4qf5s ปีที่แล้ว +1

      ናይ ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ክብርብር ዝደሊ ኣይመስለንን ብዝኮነ ጅግንነቱ ኣብ (ጃክ ሰላይ ናይ ደርጊ /ቅያ 18 ደቂቅ / ሰላይት ኣብ መቀለ ዝብላ መጽሓፍቲ ጅግንነቱ ኣሎ

    • @lifewithjesus3475
      @lifewithjesus3475 ปีที่แล้ว +1

      @@user-xy2gb4qf5s Abey knrekben ykl izen mexahfti bro

    • @user-xy2gb4qf5s
      @user-xy2gb4qf5s ปีที่แล้ว

      @@lifewithjesus3475 ኣብ youtube ኣለካ ብቀሊሉ

    • @lifewithjesus3475
      @lifewithjesus3475 ปีที่แล้ว

      @@user-xy2gb4qf5s Thanks 👍👍👍

  • @tesfalemgerezgher3348
    @tesfalemgerezgher3348 ปีที่แล้ว +17

    ካብ 100 ዓመት ኤርትራዊ ምኻን 10 ምዓልቲ ኢስራኤላዊ ምኻን ይበልጽ

    • @user-xy2gb4qf5s
      @user-xy2gb4qf5s ปีที่แล้ว +1

      ካብ 1000 ትግራዋይ ሙኻን ዘይ ምፍጣር ባ ያሓይሽ

    • @dendenmehari7219
      @dendenmehari7219 ปีที่แล้ว

      ሰነፍ

    • @devawedi
      @devawedi ปีที่แล้ว +5

      @@user-xy2gb4qf5s Kab 7 million eritreawi 1 Tigrawye yebelexe 😂😂

    • @hagostesfamichael9737
      @hagostesfamichael9737 ปีที่แล้ว +2

      Abey kirkib kemeu dea wela 10 dekik wela ykuna

    • @user-xy2gb4qf5s
      @user-xy2gb4qf5s ปีที่แล้ว

      @@devawedi ኣይ ከም ትግራዋይ ኣብ ዓለም ዘፈንፍን ፍጥረት ነይ ረአና ዓለም ፈንፊናትኩም ኣላ

  • @habtomnuguse9687
    @habtomnuguse9687 ปีที่แล้ว +1

    እዞ Film ኣብ netflex ኣላታኩም ብታሚ ክትፈትዋ ኢኺሜ ተገድስኩም እንተ ተኻታትልኩማ the red sea እዩ ስማ

  • @akliluyosief6408
    @akliluyosief6408 ปีที่แล้ว

    Hallo yonas Savinvi nay Angola tekawami mengsti eyu nieru,eti tekawami gujle dma UNITA ybehal nieru slezi arma Yonas savinvi ugandawi koynu ayfeltn.

  • @samielhadish8928
    @samielhadish8928 ปีที่แล้ว +1

    እስራኤል ብልጽቲ ሃገር፡ ንዜጋታታ ኣሕሊፋ ዘይትህብ ሃገር።

  • @yonasweldi1482
    @yonasweldi1482 ปีที่แล้ว

    ይበል ኣቃራርባ ቀፅል

  • @Iwillcallyoulater1991
    @Iwillcallyoulater1991 ปีที่แล้ว +4

    ኣብዚ ነሃለ ኩራዕ ኢስራኤላዊ ዝበሃሎ

  • @dawitgebrekrstos8851
    @dawitgebrekrstos8851 ปีที่แล้ว +2

    ፍናን ዓቢ ናይ ስነልቦና ሕጽቦ ከምትገብር ዘለካ ክትፈልጥ ይግባእ

  • @Mentki3838
    @Mentki3838 ปีที่แล้ว

    ኣነ ዝገርመኒ እስራኤላዉያን ሓንቲ ነብሲ ክትጠፎኦም ኣይደልዩን እዮም ብጣዕሚ እዮም ጀጋኑ ኣብ ወገናቶም ዘለዎ ክብሪ ብጣዕሚ እዩ ዘደንቅ

  • @sultanbarnobas4112
    @sultanbarnobas4112 ปีที่แล้ว +3

    ን መኣረምታ ዮናስ ሳቪምቢ ናይ ኡጋንዳ ዘይኮነ ናይ ኣንጎላ ኢዩ።

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ታሪክ ሱዳን ግዳሪፍ እስራኤላዊን ካብ ሱዳን ማለት ካብ ግዳሪፍ እንጉርጃ ዝተበሃለ እዩ ነሩ ጉዓዛኤም ብለይቲ ነፍሪቲ ናይ አቁሑት ግሮም እዮም ዝወስድወም ነሮም

  • @muluezerezgi4747
    @muluezerezgi4747 ปีที่แล้ว +3

    God bless the land of Israel 🇮🇱

    • @issacsereke6665
      @issacsereke6665 ปีที่แล้ว

      Anta jhonas savimb nay Angola eyu husot tarik aytzareb

  • @mesghinnatedla6766
    @mesghinnatedla6766 ปีที่แล้ว

    You can say tehben Israelawi for this nation you give your life two times

  • @abelkael7281
    @abelkael7281 ปีที่แล้ว

    አዚ ታሪኽ አስራል ኣብ መጻ ፍቲ ከንስንዶ ኣለና.

  • @michaelberhane5025
    @michaelberhane5025 ปีที่แล้ว +2

    እስራኤል ክቡር መንነት ዝብሀልሲ እዚ ደአ እቶሜ ብሀይም ኤርትራውያን ድአ አበይ ኢሎሞ ምበር

  • @berbere4478
    @berbere4478 ปีที่แล้ว +1

    ዘስደምም ስርሒት ኮማንዶ : ኣቤት ክገላበጡ: ክትኩሱ: ክጭምቱ ዘይስሕቱ , , ,

  • @muluebekit7116
    @muluebekit7116 ปีที่แล้ว

    ስለምንታይ ግን ቤተ-እስራኤል ብሕጋዊ ካብ ኢትዮጵያ ዘይወጹ?

  • @naliru6096
    @naliru6096 ปีที่แล้ว

    ኣታ ዓፍናቑ ጆናስ ሳቢንቢ ናይ ኣንጎላ ተቓዋሚ ዝነበረ እዩ ናይቲ ሊስትሮ ሓሶት ተመሓላሊፍካ