I am very impressed Dr. Muez. It strengthen my insight about the birth and fall of societal dynamism. The role of civic society and intellectuals is undeniably decisive in the process of nation building but we need heros in which i expected from the military. TDf is our guarantee but in needs to be very much composed of the young and the true old patriots. TPLF must realise this dynamism before it guarantees the fall of our beloved Tigray. The young generation must give some sort of guarantee and protection to TPLF leaders so that they will live peacefuly by contributing their success and failure to the young generation. Trust me if we continue in a such ሕቱኽቱኽ ኾይኑና መጥፍኢና እዩ። ስለዚ ህድእ ምባል ከድልየና እዩ። ነዞም ፃፀላእትና ዛ ንፈፋስ እዮም ብፅፍሪ እግሮም ጠጠው ኢሎም ልፅበዩዋ እዚአ ምዃና ልጠፍኦ ሰብ የለይ። ልኾነ ኾይኑ ከም ዓብይ ዓይነት ይብሉኒ ለይፈልጥ ግን ከዓ አብ ሓድ ጭቡጥ ዕላማ ብዛዕባ state building ፅቡቕ ዓቕሚን ፍልጠትን ልርለዎም ተባዓት፣ሓቀኛን፣ ምሁራት ከምኡውን ተራማጅ አተሓሳስባ ልውንኑ ሓደ ሰለስተ መራሕቲ እንተረኺብና በቃ ተወዲአ ። እኒ ስየ፣ ጆቤ፣ፃድቃንን ካልኦትን ድሕሪ 1993 ታይ ዶ ኾይኖም እዮም? ዶክተር ምዑዝ ቐፅለሉ ነዚ ሓሳብካ ብጣዕሚ እተዕሙቐሉ እተካፍለሉ መድረኻት ክሳብ ዝፍጠር ምፅባይ ተይኾነስ ምስ ማንዛታትኻ ነቲ መድረኽ አብምፍጣርእውን ዓቕሚ አለካ ኢለ ካብ ልኣምኑ ተጋሩ ሓደ እየ። መድሂን የቐንየልና ንቲ ኩሉ ጊዜ ፃዕርኺ። ትግራይ ብደቃ ትዕወትን ትብልፅግን።
I am speechless, simply a brilliant analysis. The Ra's Dumeira issue is an interesting matter. This is one of the best if not the best analysis so far on the current geopolitical crisis. Yes, alliance of Tigray with Eritrean Opposition is paramount. Thank you Medhin, thank you Dr. Muez Gidey😮, thank you Berake Show.
@@user-us2bz4tg8b which accoutability the no WAR NO PEACE polcy of Meles or the fabricated GENOCIDE which is now almost forgottenand pardones Abiy Ahmed. As a peace loving Eritrean Tigray must axcept the border and live in Peace with Eritrea. The rest is our bad history.
Medhin, You are excellent journalist asking tough & timely questions, demanding answers & speaking out for the downtrodden voiceless masses of Tigray. Unfortunately, your guests are more interested in blaming SHAEBIA & ABIY AHMED, instead of accepting responsibility to TPLF's 50 years unnecessary ethnic war against the Ethiopian & Eritrean people, costing Tigray too many precious lives & vital resources, breaking down Tigray. Therefore, until Tigrayans are willing to accept responsibility for their unfortunate predicament, your guests pointing out their fingers at SHAEBIA or ABIY AHMED is not going to save Tigray from total breakdown & disintegration. Best wishes to genuine Tigrayans.
Very nice conversation as usual Medhin. Appreciate the doctors perspective on Eritrea. I like the idea to make the distinction between the people of Eritrea & The fascist regime. We need a lasting peace and unification in the future. You cannot forget what happened to you, but I hope you can forgive us what we have done to you. The time will come between Eritrea and beautiful people of Tigray Peace that we can prosper together. I’m sure your patience will have lasting peace forever.
It was very enlightening discussion with the Dr Mu'uz on the current situation in Tigray and the horn of Africa. I congratulate him for his opinion and analysis, eventhough I have some difference of opinion, his is intellectual and looking forward ideas. leaders come and go but the people of Eritrea, Tigray, amhara and Afar
መዲ ጅግና❤❤
ሃይ ብራኸ ሸው ደክቶር ሙኡዝ ግደይ ብጣዕሚ መምሃርን ሓቅን ሓሳብ ስለዝሃብካ ብጣዕሚ ፅቡቅ ኢዩ።
ፅቡቕ ትንተና እዩ ዶ/ር ሙዑዝ የቐንየልና።
I am very impressed Dr. Muez. It strengthen my insight about the birth and fall of societal dynamism. The role of civic society and intellectuals is undeniably decisive in the process of nation building but we need heros in which i expected from the military. TDf is our guarantee but in needs to be very much composed of the young and the true old patriots. TPLF must realise this dynamism before it guarantees the fall of our beloved Tigray. The young generation must give some sort of guarantee and protection to TPLF leaders so that they will live peacefuly by contributing their success and failure to the young generation. Trust me if we continue in a such ሕቱኽቱኽ ኾይኑና መጥፍኢና እዩ። ስለዚ ህድእ ምባል ከድልየና እዩ። ነዞም ፃፀላእትና ዛ ንፈፋስ እዮም ብፅፍሪ እግሮም ጠጠው ኢሎም ልፅበዩዋ እዚአ ምዃና ልጠፍኦ ሰብ የለይ። ልኾነ ኾይኑ ከም ዓብይ ዓይነት ይብሉኒ ለይፈልጥ ግን ከዓ አብ ሓድ ጭቡጥ ዕላማ ብዛዕባ state building ፅቡቕ ዓቕሚን ፍልጠትን ልርለዎም ተባዓት፣ሓቀኛን፣ ምሁራት ከምኡውን ተራማጅ አተሓሳስባ ልውንኑ ሓደ ሰለስተ መራሕቲ እንተረኺብና በቃ ተወዲአ ። እኒ ስየ፣ ጆቤ፣ፃድቃንን ካልኦትን ድሕሪ 1993 ታይ ዶ ኾይኖም እዮም? ዶክተር ምዑዝ ቐፅለሉ ነዚ ሓሳብካ ብጣዕሚ እተዕሙቐሉ እተካፍለሉ መድረኻት ክሳብ ዝፍጠር ምፅባይ ተይኾነስ ምስ ማንዛታትኻ ነቲ መድረኽ አብምፍጣርእውን ዓቕሚ አለካ ኢለ ካብ ልኣምኑ ተጋሩ ሓደ እየ። መድሂን የቐንየልና ንቲ ኩሉ ጊዜ ፃዕርኺ። ትግራይ ብደቃ ትዕወትን ትብልፅግን።
ዶ/ር ሙዑዝ ብጣዕሚ ዝምችወኒ ፓለቲካ ተንታኒ። ቐፅለሉ
ሙሁራት ትግራይ ቅድሚ ኩነታት ኩናት ንምትራፍ አድላይ አንፈት ብዘይ ምሕባርኩም ተሓተቲ ካብ ምኻን አይተምልጡን። ዶር ሙዑዝ ዝሀብካዮ ሓሳብ ግን ግልፅን ግልፅን እዩ። ንስኻ ተባዕ አንደበተ ርቱዕ ሙሁር ኢኻሞ የቐንየልና።
ብጣዕሚ የሳማማዕ እየ ምክንያቱ እቲ ምሁር ወያናይ እንበሉ ዝገለፅዎ ስብሓት ነጋ እኮ እቲ ዋና ኣገልጋሊ ናይ ዉድብ ኮይኑ ንህዝብና ጌጋ ሪድኢት ክሕዝ ገይሮም እዮም እቶም ብ ስም ወየንቲ ዝሰይምዎም ምሁራት ትግራይ እዮም። ንጥቅሞም ተገዚኦም ረባሓ ዓድን ህዝብን ረሲዖም 😢😢
ኪንደይ ዚሓበሩ ኔሮም ኢዮም ፥ ህዝቢ ግን ባንዳ ኢሉ ይጸርፎም ኔሩ
ሰላም ብራኸ ሸው ክሳዕ ሎሚ ኣብዚመድረኽ ዕዱማት ብጣዕሚ ብሱላትን ነዚ ኩነታት ዝምጥኑን እዮም ኣብ ቀፃላይ ግርማይ በርሀ ኣቦ ወንበር ነበር ዉናት ንፅበ
I am speechless, simply a brilliant analysis. The Ra's Dumeira issue is an interesting matter. This is one of the best if not the best analysis so far on the current geopolitical crisis. Yes, alliance of Tigray with Eritrean Opposition is paramount. Thank you Medhin, thank you Dr. Muez Gidey😮, thank you Berake Show.
ተማሂረ ምባል ዘይተርፍ ኸም ዶ/ር ሙዑዝ ምኻን ; ጋዜጠኛ ምኻን ዘይተርፍ ድማ ኸም መድህን ገ/ ሥላሰ ይብል !
Thank you so much for this program and your insight.
I second that
🎉
ብጣዕመ መምሃሪ አገላልጻ ዶክተር ምዑዝ ተመሂርካ ምእንቲ ህዝብኻ ትማጎት ስለ ዘለኻ ክብረት ይግብአካ።
@@arayatesfay7501.ዕልልልልል….መጀመሪያ እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ: ኣሜን! ኣሜን!!!!!!!!!!
➣ ብዝኮነ ኩሎም ማንነታት ብማዕረ ዘሳትፉ ፖለቲካዊ መስርሕ ስለ ዘየለ ሕዚ ብሓደ ዓይነት ማንነት ተቃሊስካ ፍታሕ ክርከብ ፉፁም ኣይሕሰብን ።
👉❤𝑑`𝑟 𝑚𝑢𝑒𝑧 𝑔𝑖𝑑𝑒𝑦 𝑖𝑠 𝑦𝑜𝑢 𝑎𝑟𝑒 𝑎𝑙𝑤𝑎𝑦𝑒 𝑖𝑛 𝑜𝑢𝑟 ℎ𝑎𝑒𝑟𝑡❤❤❤ብጣዕሚ ጅግና ተንታኒ ፖለቲካኛ ቀፅለሉ👇👇እንተህወሓትግን ንውልቀ ጥቅሞም እዮም እዮም ዝጓዓዙ ።
ዶክተር ሙዑዝ ብሓቂ ቃላት ሲኢነልካ ብሓቂ ዶክተር ✅💙
Dr. Muez you have a special mind..
All you said is perfect.
ዝገርም ኣገላልፃ ሕያዋይ መላኺ። ብትክክል ሓደ ኣውራ የድሊ ...
መድህነይ በጃኺባ ንግርማይ በርሀ አቅርብልና🙏🙏
የቀንየለይ ዝሓፍተይ ኸምገለ ኢልኪ አቅርብልና ብዙሕ ሰብእዩ ብዛዕብኡ ዝሓትት ዘሎ🙏🙏🙏
ኣንቱም ተጋሩ ምስዚ ኩሉ ደረጃ ንቕሓትኩም፣ ኢንግሊሽ እናሓዋወስኩም ሓንጎልና ሓዋዊስኩሞ። ኣነስ እንታይ ምበልኩ፣ ነቶም ሓንቲ ቃል ናይ ኢንግሊዝ ዘይሰምዑ ደቂ ሰባት ሕሰብሎም ይብለኩም። ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት።
Go to school and study English then ....No Hewuswus.....
ኢንግሊሽ ኣይትዛረቡ ኢልካ ናይቡዙሓት ዕንቅፋት ካብ እትኾውን ናብ ትምህርቲ ከይድካ ዘይትማሃር። ደንቆሮ ኤርትራዊ
@@tesfayguolay6562.ዕልልልልል….መጀመሪያ እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ: ኣሜን! ኣሜን!!!!!!!!!!
@@mesgnawabebe3071.ዕልልልልል….መጀመሪያ እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ: ኣሜን! ኣሜን!!!!!!!!!!
መዲ ሽኮር ፅባቐ ውሽጥን ደጋዊ ፅባቐን ኩሉ ተዓዲልክዮ (ካብ አብርሃ ደስታ😂) ዝመንጠልኩኺ ፍቕረይ ፤ በይዛኺ ንግርማይ በርሀ አቕርብልና❤
አነውን ንገርማይ በርሀ ሓቲተያ ኔረ እሰኪ ትሰምዓና ትኾን❤
Bhaki grmay berhe akrblna nay mebzahtieu seb dlyet eyu
Very intersting thank you guys ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ዝገርም ኣገላልፃ ተስፋ ይገብር ንትግራይ ንስካን ንዓካ ዝመስሉ ንፁር ራኢ ዘለዎም ፖሎቲካዊ ኣተሓሳስባን ሓንቲ እዋን ናብ መሪሕነት መፂኩም ከም ሲንጋፖር ክተማዕብልዋ በዓል ምሉእ ተስፋእየ!!
Great analysis Dr. You Just putted it
ዝገርም ጥዑም ምሁራዊ ገለጻ የቅኒየልና አሕዋት
Wow wow amazing interview from Eritrea
Thanks, Dr Muuz for your best analysis and Medhin for presenting this show. Respect u!
I appreciate dr. muiz didey for u amazing political analyses, please wake up Tigray people.
መድህን መደብኪ ፅቡቕ እዩ የድልየና እውን እዩ ኮይኑ ግን ሞራል ዝሃንፅ ዘይኮነስ ሞራል ዝሰብር ፀገም ዘጋድድ ኢኹም ተቕርቡ:: ዝወደቐ ጉንዲ ምሳር ይበዝሖ ይባሃል ልክዕ ከም ናትኩም::አብ መፍትሒ አትኩሩ ክንሰግሮ ከምንኽእል ዘርኢ ኩሉ ትግራዋይ ብሞራል ናብ ሓደ ዘምፅእ ስራሕ ስርሑ::ንትግራይ መፍትሒ ዘየምፅእ ሙሁር ትግራይ እሪላቨንት እዩ:: ወቐሳ ውግዘት መረረት ትርጉም የብሉን::ድሌትን ተግባርን ፀላእትና ባዕልና ነባዝሖ ::ናይ ውድቀት ውድቀት እዩ::ሙኡዝ አብ ተራ ማሕበራዊ ሚድያ ሰራዊት ይፈርስ አሎ ኢልካ ይዝረብ ? ዝዝረብን ዘይዝረብን ፍለጡ::ሙኡዝ ፈሊጥካ ኢኻ ወይ ከይፈለጥካ ሚስጥርን ዓቕምን ሰራዊት ትብትን አለኻ:: ብዘለካ ናይ ስራሕ ቅርበት እትፈልጦ ኩሉ አይዝረብን::ተአረም.
ትኽክለኛ ሙሁር ትግራይ ለማዓልቲ ሪአ።
እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ጥረ ሓቂ ምቅራብካ ክትምስገን ይግባእ እቲ ሕዚ ዘሎ ሙሁር ካብቲ ብጥምየት ዝረግፍ ዘሎ ህዝቢ ዝወፀ እዩ ሕዚ ዘሎ ኣመራርሓ እዉን ኣብታ ጭንቂ ሰዓት ናብ ህዝቡ ተፀጊዑ ህዝቢ ድማ ምእንተኦም ዕሸላት ደቁ ሰዲዱ ኣሰዊኡ እዚ ከይርሳዕ ግን እቲ ህልዉ ብጥርኡ ከምዚ ክወፅእ ምግባርካ የመስግነካ ሰማዕያ ተተረኺቡስ::
ሙሁራት ትግራይ ቅድሚ ኩነታት ኩናት ንምትራፍ አድላይ አንፈት ብዘይ ምሕባርኩም ተሓተቲ ካብ ምኻን አይተምልጡን። ዶር ሙዑዝ ዝሀብካዮ ሓሳብ ግን ግልፅን ግልፅን እዩ። ንስኻ ተባዕ አንደበተ ርቱዕ ሙሁር ኢኻሞ የቐንየልና።
ዶ/ር ሙዑዝ ዕድመ ይሃብካ😊
Thanks Dr.Muieze and Braka show
You’re absolutely right!
ጽቡቕ ትንታነ። ሓታቲት ብትግርኛ መላሲ ብእን/ትርኛ
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትንተና ካብ ኤሪ።
Good Perspective & talk
God bless you for greatness thought
ክብረት ይሃበልና መዲ ዝገርም ብቅዓት ኣለኪ
ደ/ር መዕዝ ዕደሙን ጥዕናን ይሃበካ ጀግና ምህር
መድህን ሓፍተይ በይንኺ ዶ ኮይንክይ ጅግና ነይርኺ ዋ, ብዝኾነ ሓቂ ትምንምን እምበር ኣይትብትኽን ኣይዞኺ... ትግራይ ብ ሓድሽ ወሎዶ ሓድሽ ስርዓት ክህልዋ ኣለዎ...እዞም old methud ስርዓት ከጠፍእ ኣለዎ..
ናይ ባሓቅ ደስ ዘብል ትንተና ደጊሙ ክምለሰና ተስፋ ገብር
ገበነኛተታት ስለዝኾኑ ብስሩ ተፀጋጊኖም ክሞፅና እውን ኣይንደልን፣ ተስፋ ቑረፅ ኣዳመይ ኣብ ናይ ባዕልና ፍተታሕ ነትኩር🎉🎉።
Great analysis
Great mind Dr. meuze and thank you Mehret
great explanation
I like new Words of Politics from Dr.Muuz ☝️ ሕያወይ መላኺ ፣ ናጥፍኣት ማርቴሎ 😂😂
Thanks Dr. Brilliant!
Thank you Dr Muuz ❤
thank you doctor muuz bitami tifele ekia kemaka zeameselu sebat eyom zedliywa
Very pertinent question
dr muuz, what about living in peace and Harmony with Eritrea. that must be the first choose for Tigray.
@@user-us2bz4tg8b which accoutability the no WAR NO PEACE polcy of Meles or the fabricated GENOCIDE which is now almost forgottenand pardones Abiy Ahmed. As a peace loving Eritrean Tigray must axcept the border and live in Peace with Eritrea. The rest is our bad history.
ትብፃህ ናብ ብራኸ ሽው መዳለዊት ሓፍትና መድህን
አስኢበ ዝፅሕፈልኪ ሐሳብ ንሕዝቢ ትግራይ ትጠቅም እልኪ አሚንክሉ አማዕቢልኪ ንመድረክ ምይይጥ ክተብቅዕያ እላቦ
አውሮጳውያን ዘይዛሪ ውግእ ኣብዝገጠሞም ዕውን እንታይ' ዩ ጸገምና ዒሎም ተመያይጦም ጰገሞም ፍቲሖም(West phalia agreement) መድሕን እዛ ሓሳበይ እንዳጸሓፍኩ እንተለኹ ኣብ ትግራይ ፀገም ክፍፈትህ ዓቅሚ ዘለዎ ሰብ'ዶ የለይ ዝብልሕቶ ኣልኢልኪ፤ግቡዕ ሕቶ'ዩ።
ድሌተይ ፅባሕ ውዑል ፕሪቶርያ ፀገምና'ታዩ ፥ ውሽጣዊ ፀገሙ
ሕዝብ ትግራይ ፈትሹ (ኣልዩ) ፍታሕ ኣቀሚጡ ደድሕሪዑ ናይ ዶባትና ፀገ ም ዝፍትሓሉ ሜላ ዝቅመጠሉ ኩነታት ዝፍጠረሉ ከምዑውን ትግራይ ምስ ፌደራል መንግስት ናይ ቅድሚት ዕድል ዝውስን ምምይጥ ዝሳለጠሉ ፕሮግራም ክትሰርሂ እላቦ
ህወሓት ሞታ ግድን እዩ።💯💯💯💯💯
መድህነይ! ዝገበርክዮ ቃለ-መህትት ምስ ሙዑዝ ዝድነቕ እዩ።ዝቐመጦ መፍትሒውን ዝግምቶ ስለዝነበረ ንተግባራዊነቱ ግዜ ከይሃብካ ክድፋእ ኣለዎ።
Tigray needs Tigrian Leadership!!!
ኣነ ዝገርመኒ ናይዞም ሊሒቃን ተጋሩ በጃካ ምዝራብ ካልእ ዘይፈልጡ ምቑዛም ጥራይ።ጥራይ ምክሳስ ወግሔ ጸብሔ፥ ኣምላኽ ነቲ ድኻ ህዝቢ ትግራይ ዓይኑ ይምብረሉ።
I proude y the way explantion& confedence yohannes Germany
Medi kemziom zamselu sebat endamxeki hzbi tgray aynu kemzberh gberyo anbesit kexlyo amlak msaki ykun❤❤❤❤❤❤
Our pride, I didn't know why the IRA and Tigray repeatedly fails to use your wisdom and intelligence.
ጅግና ዋዕሮ ሓፍትና ከምዚኦም ዝመሰሉ ንትግራይ ዝሓስቡ ወጣታት ስለ ትዕድምልና ካብ ልቢ ነምስግን Thank you❤❤❤
WEDI 42 AMET WETAT?
@@helenthomas5230 እሞ እን ደብረፀልማት ዳ ሪኢናዮም እኮ ብዘይ ሓንቲ ፍልጠት ህዝቢ ኣውዲኦም
FELTET AYBELUN AYBELKUN, EQUAS BEBEKATU TEDEMIME. TEKONE GEDAS WETAT AYTEBELWO MULUE SEBAY EYU, ANTSARAWI ENKAB BEZUHAT BEEDME ZENES MEQUANU EWEN AYZENGAEKUN BEZEKONE NE DR MUUZ AKBROTEY TESIE EGELETS
@@Abduselammahamedberhanberhe
ከምዚ ዝበለ ደንቆሮ ሙሁር ኣይራኣኹን ጀላዕ ነገር
Dr. Muez, the heavy weight analyst. A man of integirity and pricniple and Tigray needs like you.
መድህን መደብኪ ንከታተሎ ኢና። ይኹን እምበር ክሳብ ሕጂ ኣብቲ ንህዝቢ ትግራይ ዝለከመ ናይ ሕወሓት ፖለቲካዊ ስነ ልቦና ተወጢሑ ለውጢ ከምጽእ ዝጽዕር ንኡስ ወለዶ ትግራይ፣ ለውጢ ከምጽእ ኢልካ ምሕሳብ የዋህነን መሳርሒ ምዕራባውያን ኬንካ ምቅጻልን ጥራይ እዩ። ስለዚ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘለኩም ኣናብባ ክሳብ ዘይቀየርኩም፣ ህዝቢ ትግራይ ሕልሙ ክሰምርዩ ኢልካ ምሕላን ምብኻን ግዜን ጸጋን ጥራይ እዩ። ምሕረት የውርደሉ🙏 ህዝቢ ትግራይ!!!
አረ ሙዑዝ ግደይ ብሓቂ ምሁር ይግበአካ ክብሪ፡ ሃገር ኣብ ከማኹም ዝበሉ ሰባት እምበር ተስፋ ህወሓትስ ሪኢናዮ
ፀገማት ከም ዘለዉ ዝኽሕድ ሰብ የለን ግና ወቐሳ ጥራይ ዘይኮነስ መፍትሒ ንዛረብ?
its pain full but it will be change strong peoples of tgray
"ዝሓበጠ ላማ ብምንታይ ይጥባሕ" ከይትስልችይ ከይደክመካ ዶ/ር በርትዕ
ኣኽሱም ናይ 🇪🇷 እዩ one day ክንመልሶ ኢና ፈቲክን ጽሊእክን.አታ ዝተረፈት ትግራይ ክም ሕንባሸ ክንማቀላ ኢና 👌
አየ ዶ/ር ጥናትና ፖልስ ሓላፍ ኾይንኻ ህዝብኻ ይርሐብ ይስደት ክንደይ ዓመትኻ ትልፍልፈ አብ ወረዳ ራያ ጣብያ ገነትየ በዝሕ ወጣት እናተሰደተ ተሸግሩ ወለዶም ተወድቦ ማይ ከውፅ ኡ ዝሕግዞም እና ዝፋቅደሎም ስእኖም ውፃአ ካብ ቢሮ ሽግሩ ረአዮ
👍 Medhineye kindi Haras lameye,( Tesfish song) very very Great guest U hosted❤❤❤it
extraordinary person!
ብራኸ ሸው ታዋቂ የትግራይ ምሁራን ሕዝባዊ ድምፃቸው እንዲያሰሙ በመጋበዝ እንድንሰማ በማድረጋቹ እያመሰገን ። ከትግራይ ኢሊቶች በላይ በበሰለ አእምሮ በሽረ እንዳስላሴ በዓል ሲሰጡት የነበረ ሀሳብና ጥያቄ የትግራይ ጊዚያዊ አስተዳደር ይቅርታ እንዲጠይቅ ሲያደርጉ ። የሕዝቡ ጥያቄና ሐሳብ ያቀረበው ፍፁም ልብ የሚነካ ነው ። ለምታደርጉት የሕዝብ ብሶት ክብር አለን ።ከአሜሪካ
ሊቅ ወዲ ህዝቢ ትግራይ ዶክተር ሙዑዝ
Ethiopia and Eritrea will never go to war as long us tplf exist
ሓደ ካብ ቶም ሰማዒ ዝሰኣኑ በላሕቲ ተጋሩ ደ/ር ሙዑዝ ይበል ሓሳብ
Wow very interesting
ብጣዕሚ ዝገርም አገዳሲ ሞ ከአ እዋናዊ ዘረባ እዩ I agree ☝️ with you.
ዕልልልልል….መጀመሪያ እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ: ኣሜን! ኣሜን!!!!!!!!!!
Very nice analysis @ Dr. Muez!!
ኢንጅነር ታደሠ የማነ፣ ዶ/ር ደጀን ዶ/ር ቢንያም ዶ/ር ግርማይ በርሔ ደ/ር ተክለብርሓን ኪዳነ አመነ ከምዚኦም ዝበሉ ፕ/ር አምሓ ናይ ትግራይ ሓደሸቲ ተተካእቲ መራሕቲ ናይሸግግር መንግሰቲ ንክኮኑ ዘበራብሮም ድፍረት ይንበረና ሰብና ንግለፆም ፈልጥዎም ሰባት ናብ ቅድሚት ይምፁ ፀሓፉዎም
Nice propaganda, who wrote it, Abiy??
@@danielbitew4335 ጋንግሪን ውድብካ ሒዙካ ይጠፍእ አሎ ቀሺ ደብረፅዮን ቀሺ ፀጋይ በርሕ ህብሰቲ እና ሸርመ ሙ ሰዋ እናገለሉ ሓዘመሓዳድሩ አቅሸቲ እንታይ ክሰርሑ ትፅበዮም ኪኡንቲካ ልቀም መህፊሪታት ደቂ ከይዲ አብ እግሪ ወዲ ጠንቁዋሊት ተደፊኡ ሰልጣ ዝለመነ መህፈሪ ናይ ።
Dr. Mu'uz, I never get tired listening/ watching you. I hope individuals like you will participate in the Tigrai gov. to make changes
ዶ/ር ሙዑዝ ፖለቲከኛ ኾይኑ ለውጥ ንምምፃእ ክቃለስ ኣለዎ። መድህን ከዓ ብልፅቲ ጋዜጠኛ
Bravooo Dr muruts👍👍👍👍👍👍
ብራኸ ሸው ብፍላይ ከኣ መድህን ሓፍትና ዝትፈላለየ ፍልጠትን ኣመለካክታን ዘለዎም ተጋሩ ስለ ተቅርብልና ብጣዕሚ ነመስግን
ካብዚይ ብምቅጻል ስለ ኤርትራውያን ኢዩ ዘግርመኒ ዘሎ ምስ ኣቢይ ኮይኖም ዓድናን ህዝብናን ኣጥፊኦምና አድክዮምናን እናሃለዉ ሀዚ ከኣ እቲዘገበርዎ ረሳሕ ምግባሮም ክላዓል ከሎ ክንዲ ዝሓፍሩን ዝሓንኩን ከም ሃመማ ጦብሎቅ እናበሉ መሊሶም ከጽሙሙናን ከደንቁሩናን ብምራአየይን ብምስማዓይ ብጣዕሚ የሕዝን እቲ ኤርትራ ዝብሃል ዓድስ ስነ ምግባር ዝብሓል የለንድዩ ? እንታይ ኢዩ ወሪድዎም ክንድዚይ ዘኣክል ረሳሓትን ሃመማን ድዮም ፡፡ ስለዚይ ዝካአል ተደኣ ኮይኑ እቲ ዝህብዎን ዝጽሕፍዎን ዝውገደሉ ነገር ተዝህሉ ምክንያቱ እንሕናዉን ምጽራፍን ምውራድን ኣይ ኣብየናን ኝ ብዙሓት ጣዑያት ኤርትራውያን ስለዘዉ ንሳቶም ንከይቅየሙ ናይዞም ርጉማት ዘርኢ ጽሑፋት ኣወግዱልና በጃኺ የሕሙናለዉ ረሳሓት መልሓት የቅይምናለዉ፡፡
ኣዕጋብን ብርቱዕ ሳይንሳዊ ኣምር ዘለዎ ምሁን፡ኣገዳሲ ዝኾነ ዕዱም ጋሻ እዩ።bravo
ተጋሩ ብጣዕሚ ብፖለቲካዊ ኣታናትና ይበል ትንተና ካብ ሓድሓድ ዘይበላለጹ ተንተንቲ ፖለቲካ ኣለዋ ትግራይ
መድህን ግርም ገበርኪ እዞም ኢልት ትግራይ ዝበሃሉ ሓዳ ብሓደ ኣውጺእክዮም: ኣብዚ ዘመን ንህዝቢ ትግራይ ዝወረዶ ንሳቶም ተሓተቲ ምዃኖም ክፍለጡ ከምዘለዎም ጌርኪ ::
Sawa ragtag! SERAKI MANKYA! Nice try, who wrote it, Adi Halo?? You're a shameless Genocide apologist.
Proud of you medi🎉😊
ኣብ ውዕል ፕሪቶሪያ ውክልና ሕወሓት ብ ጌታቸው ረዳ ዝተመርሐ እዩ ነይሩ።
ቀፂሉ ድማ ግምት መንግስትን ውድብን ፈልየ፣ ካውንስልዶ ብምባል ንሕወሓት ኤየፀገዓን።
ድሕሪ ፕሪቶርያ ዘላ ትግራይ ኣመራርሓ ጌታቸው ፣ ፃድቃንን ታደሰ ወረደን “ኤሊታት” ተጋሩን ዳእምበር ናይ ውድብ ሕወሓት ክበሃል ኣይከኣልን።
ሓቂ ብዝኸሓድና ፣ መፍትሒ ይርሕቐና።
ምሕረት ያወርደልኹም።
መድሂን ንኹሎም ሓሳብ ዝህብ ሰብ ምቕራብኪ ፅቡቕ እዩ ኣብዛ እዋን እዚኣ ህወሓት ትፍረስ ማለት ግን ብሉፅ መራሒና ሃፀይ ዮውሃንስ ምስ ሓለፉ ዘጋጠመና ሕሱም መግዛእቲ ምንፋቕ ማለት እዩ ። ምስ ፀገሞም ንሳቶም ይሐሹና እቶም ካልኦት ውድባት ከ መን ፈለጦም ወዲእኻ ኣይትዛረብ።
ኣብ'ዚ ገፅ ኣብ ክንዲ ህዝቢ ንህዝቢ ምቅርራብ ንህዝቢ ትግራይ ትፀርፉን ትዘልፉን ኣድላዪ ዘይኮነ ሪኢቶ ትህቡ ብፍላይ ዉሑዳት ኤርትራውያንን ተጋሩን በጃኹም ኣሪሕቅኩም ጠምቱ።
ንሕና ተጋሩ ኣብ ገዛና ፖለቲካዊ ክትዕ ክንገብር መሬት ኣንፂፍና ኢና። ኤርትራውያን አየናይ ተቓዋሚ ዉድብ ወይ ፖሎቲካዊ ኤልት እዩ ኣስመራ ኮይኑ ዝቃለስ? ፈለማ ገዛኹም ኣፅርዩ ከምጎረቤት ክልቲኡ ህዝቢ ክቀራረብ ምስራሕ ዝዓበየ ስራሕ እዩ ህግፍ ኮነ ሕወሓት ዲክታተር እዮም። ህወሓት ግን ምስ ዓፈንኡ እንተነኣሰ ናይ ምዝራብ መሰል፣ ምፅሓፍ፣ ምዉዳብ ኣፋፍኖት ዴሞክራሲ ኣርእዩና እዩ
Medhin, You are excellent journalist asking tough & timely questions, demanding answers & speaking out for the downtrodden voiceless masses of Tigray.
Unfortunately, your guests are more interested in blaming SHAEBIA & ABIY AHMED, instead of accepting responsibility to TPLF's 50 years unnecessary ethnic war against the Ethiopian & Eritrean people, costing Tigray too many precious lives & vital resources, breaking down Tigray.
Therefore, until Tigrayans are willing to accept responsibility for their unfortunate predicament, your guests pointing out their fingers at SHAEBIA or ABIY AHMED is not going to save Tigray from total breakdown & disintegration.
Best wishes to genuine Tigrayans.
Bravo medhin haftina ❤❤❤❤❤❤
What a brilliant analysis, Dr.muz❤❤
Dr. ኣብዚኣ ተሳሓሒትካ። ኣምሓሩ ደቂሶምልና ኣይፈልጡን ካብ ዘመነ መሳፍንቲ ድሕረ ውድቀት ኣክሱም ፀሚሩ ፣ብዘመነ ውቤ፣ብዘመነ ሽዋውያን፣ብደርጊ ጊዜ፣ብህዋሓት/ኢህኣዴግ ግዜ፣ብብልፅግና ግዜ => እዚይ ዘመላክት እቲ ጭፍጨፋ እናዕረፈ ከምዝቅፅል እዩ።
ትግራይ ዓደይ ዘይትዓደልኪ ከማካ ዝበሉ ሙሁራት እንከለው ዶ ብኒ ደብረ ዕንይንይ ትምራሕ ዓሕ ከብዲ ቁርፀት
Ezi hawey si kemzi ab lbey koynu zzareb zelo eka tesemani❤❤❤
Very Smart! Ajoka brother tray eza weyal wudib keytlkimekum tetenqequ.
ማእለያ ዘይብሉ መስዋእቲ ዝኸፈለ ህዝቢ ትግራይ መንግሥትን ኣያን ኣልቦ ኮይኑ ምትራፉ የሕዝን።
Very nice conversation as usual Medhin. Appreciate the doctors perspective on Eritrea. I like the idea to make the distinction between the people of Eritrea & The fascist regime. We need a lasting peace and unification in the future. You cannot forget what happened to you, but I hope you can forgive us what we have done to you. The time will come between Eritrea and beautiful people of Tigray Peace that we can prosper together. I’m sure your patience will have lasting peace forever.
Kkkkkkk try next time this time you are failed confused agame
I smell traitor, people prefer straight forward enemy than lokmax traitor.
Ata kfu entay gernayom ?nsatom zgeberuna ke aytgelxon parasite
@@yosefahferom6893Tehangary! Jahera! I can sense a dirty mind.
ኣየ ዓጋመ ትገብር፡ እቲ ካብ ኣቦኹም ወራሪ ኣሉላ ክሳብ ኣያኻ መለስ(ጭሕሚ ወጠጦ) ንህዝቢ ኤርትራ ዘብዛሕኩሙሉ genocide & Ethnic cleansing ከ መዓስ ኢኹም ትኽሕሱና? ካባኹምሲ ተጎሪሕለይ እኮ እዩ።
It was very enlightening discussion with the Dr Mu'uz on the current situation in Tigray and the horn of Africa.
I congratulate him for his opinion and analysis, eventhough I have some difference of opinion, his is intellectual and looking forward ideas. leaders come and go but the people of Eritrea, Tigray, amhara and Afar
impressive interview.
መራሕትና ንብሎም ናብ አ/አ ዝመላለሱ ፖስፖርቶም ንምሕዳስ, ዝነበሮም እግድ ንምስትክካል,ክዳን ንምግዛእ,ምስ ነባራት ወሻሺሞም ንምርካብ, ሕዚ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ተጠቂሞም ዝሰረቅዎ ገንዘብ ሕጋዊ ንምግባር በወከልቶም ኣቢሎም ዕዲግት ንምፍፀምን ብጠቅላላ ናይ ወልቀ ጉዳዮም ንምፈፃም እምበር ስለ ህዝብና ደንታ የብሎም።
ስሙ ዛሬም ነገም የምንነግራችሁ እኛ የሸዋ የጎጃም የወሎ የጎንደር ነፍጠኞች ጭሰኛ
አማራዎች እናተን ከየመንደሩ ለቅመን ሳናጠፋ ፈፅሞ አናቀላፋም!
የአድዋ የሺሬ የአክሱም የአዲግራት
የባንዳ ዘሮችን ከምድረ ገፅ ብን አርገን
ለማጥፋት የማናባክነው ሰአት ሃብት
አይኖርም !
ተወደደም ተጠለም ከ800 ሺ በላይ
የጠገበ ወፈፌ አጋሜ ትግሬን እንደ
እባብ ቀጥቅጠን አጥፍተናል አወ
ተጀመረ ለናተ መዳኒቱ ቀላል ነው
መንደር ከተማችንን ርስት መሬታችንን
ከአናሣ አጋሜ ዘር የፀዳ ማረግ ነው
ተከዜን ተሻግሬ ማይጨውን ተሻግሮ
አፋርን ተሻግሮ ወደ አጋሜ ትግሬ
የሚያልፍ ማንኛውንም ጥሬ ሸቀጥ
እህል ቁሣቁስን ጥርቅም አርጎ መዝጋት
ነው መብራት ስልክ የተባለን
በጣጥሶ መንደራችሁን ጨለማ አልብሶ
በጥይት ቀጥቅጦ ማጥፋት ነው
ከዚህ ዘመን ቡኋላ ለናተ የወልቃይት
የራያ አማራ ወጣት ከበቂያችሁ በላይ ነው