መሾምቦባ ክቕጽል 'ዩ!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @alenamediatv7443
    ጉዕዞ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን ንደርዘናት ዓመታት ክብ-ለጠቕ እናበለ ይጓዕ ነይሩ። ዲያስፖራ ኤርትራውያን ቅድሚ ሒደት ዓመታት "ይአክል" ብዝብል ማዕበል ንምድረ ሰማይ ኣንቀጥቂጡዋ ነይሩ። ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንይአክል ተኪኡ ኣብ ሙሉእ ዓለም ኣስፋሕፊሑኳ እንተጸንሐ፡ ብሰንኪ ዘይብሱል ኣከያይድኡን ዕንደራን ኣብ ኣፈፌት ሓድሽ ዓመት 2024፡ ካብ መጋርያ ናብ ሓዊ ለይቶ ተቐዪሩ ኣሎ። ከምቲ ንሕና ደለይቲ ፍትሒ ስርዓት ህግደፍ ንምእላይ ከይደቀስና ንሓድሮ፡ ጸላኢና እውን ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንምድኻም ድቃስ ከም ዘይብሉ፡ ክንነግር ጸኒሕና ኢና። ኢሉ ኢሉ ከአ፡ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን መስሓቕ ሸራፋት ኮይኑ ኣሎ። ብዘይ ቃልዓለም፡ እቲ ሓቂ እዚ ኢዩ። ዝኸበርኩም ተቓለስቲ ንሓርነት፡ ምፍልላይ፡ ምዝልላፍን ፋሕጭንግራሕን ክሳራ'ምበር ረብሓ የብሉን። ሕጂ ውን እዚ ደርማስ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ፡ ከም ተመን መስከረም ዕፋፈቱ ሰዲዱ፡ ብሓድሽ መልክዕ ክውደብ የድሊ ኣሎ።
    Alena Media TV is one of the most popular Eritrean TH-cam channels, daily increasing number of followers and subscribers. A number of important topics with a particular focus on daily Eritrean issues, Tigrai war, Ethiopian politics and news. / @alenamediatv7443
    Follow us on your favourite social media: / alenamediatv , Instagram/alenamedia, twitter/alenamedia, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org. Please don't forget to Share, Subscribe, like and comment our channel. Donate to to grow Alena on PayPal: paypal.me/Redie and GoFundMe: www.gofundme.c...
    ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና፡ Soft Copy /PDF/ መጻሕፍቲ ኣለና ንምርካብ፡ alenamedia.org...
    alenamedia.org...
    #TigrayNews #Ethiopia #BREAKINGNEWS #ethiopian news #Eritreabreaking news #eritreanews #GetachewReda #isaisafwerki #abiyahmed #Addisabeba #sudan #somalia #asmara #seyfe selase
    ethiopian news | tigray news | eritrean news | abiy ahmed | bbc tigrinya | getachew reda | ethio forum | reyot media | eritrea news | eritrea breaking news | ethiopian breaking news | isais afwerki | tigray war | Tolosa Ethiopia mezmur orthodox ethiopia | gmn tv | ethiopia united ethiopia

ความคิดเห็น • 46

  • @tamratevents
    @tamratevents 6 หลายเดือนก่อน +7

    ኣያ ረድኢ ክሳብ ክንድዚ ክትወድቕ ይጽበየካ ኣይነበርኩን።
    ዝነበረካ ክብሪ ክትሕልዎ ንምንታይ ዘይትፍትን፡ሰብ ይጋገ ዩ፡ስለዚ ንዝፈጸምካዮ ጌጋ ተኣሚንካ ናብ ክብርኻ ተመሊስካ ክንዲ ትምህር ብዝጸደፍካዮ ትቕጽል ንምንታይ?
    ኣብ ልዕሌኻ ልዑል ክብሪ ዩ ኔሩኒ...ሕጂ ውን ክትምለስ ይምሕጸነካ፡?
    ሰልጠነ ከም ሰብ ጌጋ ክህልዎ ይኽእል ዩ,,,ከም ተቓላሳይ ግን ቅኑዕ ዋጋ ዝኸፍል ዘሎ ክቡር ሰብ ዩ።...please ህልኽ የጥፍኣካ እምበር ኣየልምዓካን ዩ፡
    ንሰልጠነ ብቕኑዕ ቃልሲ ደኣ እምበር በዚ ሒዝካዮ ዘለኻ ዘይእሩም መንገዲ ክትወዳደር ኢልካ ኣይትሕሰብ,,,እንተዘይኮይኑ ኣዋድቓ ሓርማዝ ትወድቕ ኣለኻ።
    ነዞም ሃለውለው ዘይበትከሎም ዘይምጥኑኻ ሕማቓት ሰባት ኣምጺኻ ፖስት ካብ ትገብር ምእዙን ኣጀንዳ ኣምጺኻ ናብ ሓደ ክትመጽእ ክትጽዕር ይግብኣካ።ምኽንያቱ ኣቦ ኢኻ።
    ናብ ልብኻ ክትምለስ ይምሕጸነካ!!!።
    እዚወ ደሓንካ።

  • @robelg4863
    @robelg4863 6 หลายเดือนก่อน +14

    ክቡር ጅግና ኣቦና ኣቶ ረድኢ እዚ ደምጻኻዮ ሰብ ምስ ጭብጢ ተተምጽኦ እንበር ሓደ 🐕ህግደፍ እዩ ድመስል።

  • @bereketghebremariam7575
    @bereketghebremariam7575 6 หลายเดือนก่อน +6

    Shame on you Redie
    Please stay Focused on real agenda.
    This is really cheap!!

  • @hanstesfu3624
    @hanstesfu3624 6 หลายเดือนก่อน +15

    ኣየ ረዲኢ ብኣፍ ዓያሹ እንባኣር መንዶሮጋሕ ጀሚርካ፡? እሞ ኣብታ ጋብያ ናይ ባርነት ሰላሕ ኢልካ፡ ዘይታኣቱ ፡ክብርኻ ዶ ባዓልኻ ተሕስር፡እዚ መትሓዚ ዘይብሉ ዕቡድ ከልቢ ሊኢኽካ ተመጾኦ ለውጢ የለን፡

  • @berhanekahsay2522
    @berhanekahsay2522 6 หลายเดือนก่อน +5

    ኣቦይ ረድኢ ምስ ደቅኻ ምምዕዓድ እምበር ምዉንጃል ንዓኻ ጵቡ ቅ አይኮነን ።

  • @yohaneshagos8225
    @yohaneshagos8225 6 หลายเดือนก่อน +5

    ሰላም ሓው ረድኢ : ኣነስ እዛ ናይ ሎሚ ሓተታ እንተ ትተርፍ ምመረጽኩ : መኽንያቱ ካብቲ ረዚን ፖለቲካዊ ትሕዝቶ ናብ ውልቃዊ ጽልኢን ህልኽን ተቐይራ: እሞ ድማ ብጭብጥታት ዝተደገፈ እንተዘይኮይኑ ኣጸጋሚ እዩ ዝኸውን:: እዚ ዝዛረብ ዘሎ ሰብ ቦታን ኩነታትን ግዜን ሰባትን ብዘእምን ደረጃ አየቕርብን ዘሎ :: ስለዚ ነቶም ተቕርቦም ዝነበርካ ትንታኔታት ይንእዶም እየ : ነዚኣ ግን ቆይቂ ኮይና: ተፈታዉ እውን ተመሳሰሊ ኣቕሪቡ ነይሩ : እዚታት ክተርፍ እመርጽ::

  • @teklittesfay9086
    @teklittesfay9086 6 หลายเดือนก่อน +3

    ብኸምዚኦም ነብሶም ዘይፈልጡ ዕሸላት ሰብ ክትምርዝ ክብርኻ ከተውርድ ኣይተጸበኹዃን ሚዛንካ ኣውሪድካዮ ኣቦና ረድኢ ተሕዝን

  • @muger4702
    @muger4702 6 หลายเดือนก่อน +5

    ባባ ረድኢ ኦረማይ ናዓኻ ውን ዶ አፍታ ናቶም ቁራዕ ኣጥሒሎሙኻ አዞም ጉጅለ ጥፍኣት 😂

  • @ምስልናትማልንሎምን
    @ምስልናትማልንሎምን 6 หลายเดือนก่อน +5

    ክቡር ሓው ረድኢ በዚቆልዓ እንታይ ክንማሃር ንኽእል በጃኹም ከይደለና ኣይትስጎጉና

  • @elsaogbamikael6857
    @elsaogbamikael6857 6 หลายเดือนก่อน +4

    Medyaka ketdenfi. Genzeb ktbl. Ahwatka
    Sm katbalaschu. Halewlew. Gemirka.

  • @woldesellasieyohannes5566
    @woldesellasieyohannes5566 6 หลายเดือนก่อน +9

    I know you are well respected person. It is so sad to to down load this kind of hate speech without any proof.
    Please respect your integrity.

  • @nomoredictator7172
    @nomoredictator7172 6 หลายเดือนก่อน +9

    ክላ ሙትሩስ አረጊት 🤣🤣🤣🤣

  • @eyodab
    @eyodab 6 หลายเดือนก่อน +3

    ረድኢ ፈኩስ መደናገሪ ዓባይ ጓል ሰላሕ ኢልካ ናብዛ ህግደፍካ ንዓመታት ሲዕብናካ ሰራቂ ቻነል ፈገር

  • @Driver2724
    @Driver2724 6 หลายเดือนก่อน +3

    This guy need psychiatrist need help big time he doesn't know he's recorded on the media

  • @saidibrahim550
    @saidibrahim550 6 หลายเดือนก่อน +9

    አለና ከምዚኦም ህግደፋዉያን ብምምጻእ ሽምካ አይተባላሹ እዚ ሐደ ካብቶም ንሕና ም ሰራዊትና ኢሎም ዕሸላት ኤርትራዉያን ዘዉድኡ እዩ

  • @habtegebrieltedla4749
    @habtegebrieltedla4749 6 หลายเดือนก่อน +3

    እዋይ ረድኢ ማሓሪ ተሓጺብካ ናብ ጭቓ ኣብ እርጋንካ ጸዩቅልካ

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 6 หลายเดือนก่อน +8

    እታጎማኻ ነፊሳ ስለላ ኣብ ትሕቲ
    ሃገራውነት ኣቲኻ ኮለል ኣይትበል።
    ህልኽ ረብሓ የብሉን።

  • @tsehaytesfahun4564
    @tsehaytesfahun4564 6 หลายเดือนก่อน +3

    With all respect,
    I think there's no need to have such a program.
    "Beleka lekaka"
    Your media is better than Soap Apora.
    I just stop watching it after a minute or two.

  • @hanstesfu3624
    @hanstesfu3624 6 หลายเดือนก่อน +7

    ከምቶም ሳንጦኦም ኣልዒሎም ናብቲ ስርዓት ከይደ ኣለኹ ምባል እንታይ የሕፊሩካ፡ወይስ ተደፊኤ ትገፊዐ እየ ከይደ ክትብል ዲኻ?

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay5275 6 หลายเดือนก่อน +3

    Erki giberu abina redie kab miwunjal hadhidka.

  • @alexanderbirhane4611
    @alexanderbirhane4611 6 หลายเดือนก่อน +7

    ኣለና ኣባኻ ልዑል ክብሪ ኣለኒ ፡ ሰልጠነ ከም ሰብ ብዙሕ ጸገም ዝፈጥር ዘሎ ዘይብሱል ሰብ ሙዃኑ ይሰማማዕ፡ እንተ እዚ ቀሪቡ ዘሎ ግና " ኣለና" please please ኣብዚ ደረጃ ኣይንውረድ እዚ ቆልዓ ዋላ ዋላ ሃተፍተፍ እዩ ዝብል ዘሎ።

  • @michaelweldu4457
    @michaelweldu4457 6 หลายเดือนก่อน +8

    ረድኢ ከብርካ ኣትሕሰር

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 6 หลายเดือนก่อน +6

    Kubur abona Alena media we all have a respect for you please don’t go low you know this is drama 200% why do you need to show this??

  • @negassiokbagergsh8439
    @negassiokbagergsh8439 6 หลายเดือนก่อน +6

    Eway Alena abyet hasot.

  • @aberashreda2072
    @aberashreda2072 6 หลายเดือนก่อน +2

    Our beloved brother this person looks like hegdef

  • @mekonen3362
    @mekonen3362 6 หลายเดือนก่อน +1

    My God ! Aya Redie entay weridka wedey. From my point of view you don’t have any evidence to challenge him on your allegations. I was your supporter but now …….. xx

  • @JesusChristismylife-w8r
    @JesusChristismylife-w8r 6 หลายเดือนก่อน +2

    I don’t wont to hear heat from to brothers what ever he has a political agenda.please don’t point in person.

  • @n.k3901
    @n.k3901 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣያና ረድኢ ነኽብረካ ኢና ኔርና ሕጂ ግን ተዓዚብናካ 😮

  • @MMm-fc1xl
    @MMm-fc1xl 5 หลายเดือนก่อน +1

    Hsewe,rsa

  • @teklehaymanothabtemariam9792
    @teklehaymanothabtemariam9792 6 หลายเดือนก่อน +1

    ተቃዋማይ ድዩ ደጋፋይ ነአና ይመልከት ናትካ ግበር መጀመርያ ግንሰብ ኩን ሓሶት ግደፍ ከይ ሐፈርካ ካራ ሒዝኩም ኪዱ ይብል ኢልካ ሓቂ ዘለካ አይትመስልን ግን ሓይሊ የሃብካ

  • @ruthfera160
    @ruthfera160 5 หลายเดือนก่อน

    Alena shame on you you work before good what happen to you shame shame on w

  • @nahomtekeste5060
    @nahomtekeste5060 4 หลายเดือนก่อน

    Anita.hasaw.wedi.sebeyti.dray

  • @aberashreda2072
    @aberashreda2072 6 หลายเดือนก่อน +1

    Well come back our beloved brother

  • @yonasg1672
    @yonasg1672 6 หลายเดือนก่อน +1

    Agree 👍

  • @ghebremariamogbasllssie8054
    @ghebremariamogbasllssie8054 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @bluerevolutionists
    @bluerevolutionists 6 หลายเดือนก่อน

    ቁርባን ኣምሓሸን ኣባሓጎይ

  • @Habesha-1942
    @Habesha-1942 6 หลายเดือนก่อน +2

    ኣያይ ሓቅኻ ኢኻ....እዚ ገብራይ (ስልጣንያ(ኣብ ኣዲስ አበባ ዉን ምስ ዮኒ ማኛ ዝብሃል ኢትዮጵያ ዊ ብሙኻን ብዙሓት ኤርትራዉያን የእሱሩን ኣጭውዩን እዩ......ናይዚ ኩሉ ከልበትበት ናይ ኤርትራዉያን ተሓታቲ ንሱ እዩ ::

    • @robelg4863
      @robelg4863 6 หลายเดือนก่อน +1

      ዓቒንካ ሓሱ ለኽባጥ።

    • @Habesha-1942
      @Habesha-1942 6 หลายเดือนก่อน

      @@robelg4863 ኣበይ ኣዴኻ ትፈልጦ ኣታ ነፋጥ ዕሱብ.....ኣነ እየ ኮ ኢትዮጵያ ዝመላለስ ዘለኹ...ነፋጥ ዘይትፈልጦ ኣይትዛረብ ጃሱስ

  • @yrgalemmekake6746
    @yrgalemmekake6746 6 หลายเดือนก่อน +2

    Ayeee enda tegry teweat , mebela jemerkum .

  • @homemademom6985
    @homemademom6985 6 หลายเดือนก่อน +4

    Don’t west your time please