ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ቅድስትን ውድስትን አደብርሃንን ቅዱሳንን ምስ ኩልና ይኩን።ከም ፍቃዱ ናብ ኩሉ ንምብጻሕ share ንዘለና ሕቶ ኣብ comment ንዝቅጽሉ መደባት ብቀዳምነት ክበጽሓኩም subscribe ንዘለና ምትብባዕ እዛ channel like ምጥቃም ይከኣል ኢዩ።
Amen, selam AMLAK mskum ykun ✝️✝️✝️ Abona azie'iye zemsgnekum bzeymeten Abi tmhrti temhiren qesimen✝️ abona beti itmhruna bmengedi IGZIABIHER KNGUAZ Ab 🙏Selotkum zekruna zekruna naina nhatian deqkum 🤲Abona Mintana Minti Hatiyatenatat deqkum GOYTANAN AMLKNAN NGUSNAN MEDHANINAN IYESUS KRSTOS Nay Agolgulot zemenkum Yabrk Amen Amen Amen, ABONA KEM FQAD AMLAK AB zhsere Gize bejakum Sdedulna, 😥Nhna Hatian berketkum knkafel 😥🙏🙏🙏
Amen Amen Amen kalhiwet yesmealna Abona
@@milimebrahtu2425 ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ 1ይ ክፋል ተሰዲዱ አሎ።
ብሓቂ ወትሩ ብልቢ እየ ዝሰምዖ ኣስተምህሮኦም ❤ ብሃንቀውታ እየ ዝፅበ ቃለ ሂወት የስመዐልና🙏 ክሳብ መወዳእታ ክንከታተል እግዛኣብሄር ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን🤲 ብሰላም የፅነሐና ኣሜን🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna kubur Abona
Amen Amen Amen kal hiwet yasmalina Abona bahakie Agzabeher Amlka samien namtagber daliwat yagberen
Amen amen amen kilhiwet yesmaana
ቃለ ሂወት የስመዐልና🙏 እቶም ምስባዕለይ ሕቶ ዝኮነኒ እሞ ዝሓቶ ዝስእን ኩሉ እሲ በቃ እቲ ኣብ ልበይ ዘሎ ሕቱ ዝምልሱ ኣቦ❤ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመኖም ዝተባረኸን ዝተቀደሰን ይግበረሎም❤❤❤❤❤❤❤
Amen kale hiwet yesmealna
ኣሜን ብሓቒ የቀንየልና ኣቦና🙏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስምዓልና ክቡር ኣቦና ናይ ተለግራም ሊንክኩም ላኣኩለይ❤❤❤
ቃል ሂወት የስማዓና ኣደይ ማሪያም ጽላላ ተንብረልኩም
Egzabher yhabelna qale hiwet yesmalna
Amen Amen Amen kale hewiet yesmalena abena egizabheri Amlak Tegue yebzhalukom betame dese zebel eyu
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ጽቡቅ ትምህርቲ አዩ ኣይትደንጉዩና ብሃንቀውታ ክንጽበየኩም ኢና ።ሕቶ ኣለኒ ኣቦና ኣብ ግዜ ጾም ንስሃ ፍቁድ ዲዩ ብፍላይ ኣብ ጾም ኣርበዓ ክሳብ መኣስ ኢና ንስሓ ክናቱ ዘለና
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይእሺ አብ ጾም ብከመይ ንስሓ ዝከይድ ክንርእዮ ኢና አብቲ ዝፍኖ ትምህርቲ
ቃለ ህይወተ ያስምዐልና ኩቡር ኣቦና አብ ተግባር ናዉዕሎ ቅድስ ፊቃድ ይኹን 👏👏👏
Amen amen amen qale hiwet yesmalna abona azyu xbuq tmhrti u nay agolgulet zemenkum ybarek abona
እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምኩም ዮብዘሐዮ ክቡር ኣቦና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ቃል በረከት የሰመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላኽ እስራኤል ፀጉኡ የብዛሐልኩም ✝️
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
Amen Amen Amen nay bhaqi kubur abona qal hiwet yesmealna xegeu yebzhalkum nay agelgulot zemenkum yibarkelkum nay emebrhan xolotan bereketan mskulatna xolotomn bereketomn nay kulom qudusam msana yinber nana kea lbi ldya ykfetelna
ቃል ህይወት የስምዓልና ክብር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ አገልግሎት ዘመኑኩም ይባርኽ
Amen Amen Amen qal hiwot yesmaln
Amen amen amen kale hiwet yesmealna abona bselam mxuna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስማዓልና ኣቦና
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡እግዚኣብሔር የዕዚዙ ይባርካ/ኪ፡በረከት ቅድስት ድንግልን ቅዱሳንን አብ ህይወትካ ይሃሉ፡ረድኤት መስቀል ይደግፍካ/ኪ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና።
ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስምዓልና ኩቡር ኣቦና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዛብሄር ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏👏👏♥️♥️♥️♥️♥️
Amen amen amen kal hiwet yesmealna Egziabhier ablieli tsegakum tsega yebzhalkum nianadma yeenti libonana ykfetelna
Amen Amen
ቃለ ሂይወት የስመዐልና ብሰላም ምጹና ክብር ኣቦና🙏🙏🙏🌺
Amen amen kale hiwet yesimealina amen
አሜንአሜንአሜን🙏🙏🙏
እንቛዕ ብሰላም መፃኩም አባና እግዚአብሔር ፀጋኡ ያብዘሐሊኹም ቃል ህይወት ቃል በረከት ያሰመዐልና አሜን አሜን አሜን ዕዲመን ጠዕናን ይሃበለይ
Amen 🙏
Amen kale hiwet yesmaln
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህውይት የሰማዕልና ክብር አባና👏👏👏
ቃለሂወት የስመዓልና እሽኒ ክቡር ኣቦና ብሰላም ምጹና ዝተምሃርናዮ ድማ ኣብ ልብና የሕድሮ 🤲✝️🤲
Amen
ብሓቂ ቃል ህይውቱ የሰመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም ክብር ኣቦና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Kale hiwet yesmalna Aabona
ኣሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና 🙏🙏🙏⛪✝️❤️
Amen kal hiwat yasmalna abona ezgabhrr amlak edmen tenan yahabkm
selam kubur abona sle eti kulu ethbunatmhrti amlak kale hiwet yesmalnabmkxal entezeytegagye kdmi hjibzaeba nsha kab 70 nlaeli zkewnaresti knzrzro eina eilkum neirkumymesleni gn aykereben do ane eyezengia zeleku .kubur abona ms ykreta thtnan yhattamlak xegeu yebzhalkum kuburabona amlak xomna ybark ab brhanetnsaeiu bselam ybxhana amen.
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይሎሚ 1ይ ክፋል ይፍኖ ኣሎ
Amen amen amen kalhiwet yesmalna xegeu yebzhalkum abona
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ኣቦና ክንፅበ እና ብሰላም ምፅና እግዚአብሄር ኣምላክ ይታሓዎሶ✝️✝️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ብድሓን ምጽና
ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና 🙏ብሰላም ምፅኡና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ኣቦና ንድሕረት ደቅኹም ምትጋህኩም እቲ ዝበለጸ እዩ'ሞ እግዚኣብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ንስምዖ ቅዱስ ቃል ኣብ ልብና ከሕድረልና ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡ብጸሎትኩም
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ብድሓን ድማ መጹና እዛ ኣርእስቲ እዚኣ ካብተን ዝበለጻ ናይ ሂወትና መጽረይይ ኢያ ንስሓ
Amen Amen Amen kal hiwet ysmealna abuna egzabihar tsegue yebzhalkum Nay bhaqi des zebl tmharti eyu bhanqewta knxbeyekum ena aytdengyna abuna dngl maryam msakum tkun ❤️
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ እሺ ከም ፍቃዱ
Amen Amen Amen abona bdehan mxuna noy azi tmhrti btaomiyu zegedseni goyta mstiru yglwxelka abona
Amen Amen Amen🤲🤲🤲
ቃል ሂወት ይስምዓልና ብሰላም ምጽና
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐና
Kale Hiwet
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን
ቃለሂወት የስመዐልና ኣቦና ብሰላም ምፁና🙏🙏🙏
Amen amen amen kale hiwet yesmalna abona egzabhr nay agelglot zebnlum ybark 🙏🙏🙏 bselam temelesuna
❤❤❤
ኣምላክ ዘስተውዕል ልቢ ይሃበና
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ኣቦና ብሰላም ምፁኡና
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ክቡር አቦና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ እሽኒ ብሰላም ምፁና አቦና🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት ያስመዓልና
ኣቦና ኣዝዩ ኣገዳስን ወሳንን ንኩሉ ኣማኒ ክበጽሖ ዘለዎ አዩ ።ሳኣን ነዚ ዘይ ምፍላጥና ንጠፍኣሉ ዘለና ዘመን አዩ ብሓቂ ንሕና ውን ብዓቅምና ሰባት ክድሕኑ ሽር አንዳበልና የሕዋት ናብ ኩሉ ነብጽሕ ኣዝዩ ወሳኒ ትምህርቲ አዩ ፡በብኣርስቱ አንዳጻሓፍኩም ስደድሉልና ይካኣል ተኮይኑ ብሃንቀውታ ክንጽበ ኢና ብደሓን ምጹና።
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡ከም ሰናይ ፍቃድ ከምኡ ኢዩ ክከውን
Kale hiwet yesimealna abona tsifuf mhro kemakum 100000 ybzhulna
Look forward to all this topic lessons to briefed, trust that they would be significant to our spiritual life. GBU Fr
Thank more፡God bless u
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna abona, edimen tienan yhabikum Egziabher Amlak niana kihishena, abona eti ziterefe kifal bhankewita nixibe ab kerba gzie
መርሓባ ኣቦና እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ፡ነዚ ኣብ መዓር ዝጥዕምን ንሂወትና ጠቓሚ ዝኾነ ዝኾነ ትምህርቲ ንዝመሃርኩምና እግዜኣብሄር ኣምላክ መዋእል ኣግልግለትኩም ይባርኽ
Amen (3) qale hiwet yesmalna abona keshi tewelde egzabiher amlak nay agolglot zemenkum ybark kem fqadu bselam mxuna💙🙏!!!
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣቦይ ቀሺ ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል እዋናዊ ትምህርቲ እዩ ።ኣይትደንጉይና በሉ ኣቦይ ቀሺ ከምቲ ዝበልክሞ ብከመይ ክንሳሕ ከምዘለና ኣይንፈልጥን ኢና ስለዚ ብጣዕሚ ጠቃሚ ኢኹም ኣምጺእኩም ዘለኹም፡ ብድጋመ እግዚኣብሄር ኣምላክ ክህነት ኣቦና ኣሮንን ካህን ዘካርያስን ዝባረኸ ክህነትኩም ይባርኸልኩም፡ መታን ክንጽሕፎ ከለና ክርደኣና በብኣርእስቱ እንዳገበርኩም ብዝርዝር ተቅሪብክምልና ከኣ ብጣዕሚ ደስ ይብለና ኣቦና።
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡እሺ ከም ፍቃዱ
ብሰላም ክትመፁና ንፅበ ኣለና ኣቦና
AmenAmenAmenAmen
ብሰላም የጽንሓና።
ሰላም ናይ ክርስቶስ ምስ ኩላትና ህዝቢ ናይ እግዚኣብሄር ይኩን ኣን ሓደ ነገር እየ ደሌ ነዚኦም ኣቦ ብከመይ ክረክቦም ይክእል ብስም እግዚኣብሄር ተሓባበሩኒ
Eshi abona bselam mtsuna Egzieabheir tsegun bereketun ybzalkum
ናይንሳሓ አቦ ብሃመይ ክረክብ ይኽእል
እንኳዕ ደሓን መፃኩም ኣቦና
Nay agolguletkum zemen ybarkelkum abona ab resey znebere hto kulu zerzirkumo xega abresi xega yebzhalkum
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ቀሲስ ተወልደ ጊዜ ካብ 30 ደቂቅ/ፍርቂ ሰዓት ብዝተኻለ መጠን ክኸውን ኣለዎ እንዳነወሐ ከምዚ ከማይ ድኹማት ስለ ዝስልችዎ ነዚ ውን ጥብቅ ኢልኩም ክትሕዝዎ ጊዜ እንተ ነዊሑ ከምዚ ከማይ ክንመሃር እንዳ ደለና ሪኢና ስቅ ኢልና ኢና ንሓልፎ ክቡር ኣቦና መልሲ ክጽበ እየ
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ እሺ
Xbkti aristi eya abakeshi ane bzyada kfelta delye zeleku bzaiba entay ilka tnasah
Kalehiwet yesmalna abona yfti hray knketatel ena kem fkad Amlak nnesha zbeke hiwet yhabena fetari
Qale hiwet yesmalna abona bhanqewta knxbe ina agzabiher xegu yebzhalku amen
Amen Amen Amen b selam mxuna abona
Amen abona
Kale hiwet yesmalna aboy keshi, agedasit tmhrti eya abzi kulu bsenki politican genzeb adey adka haymanot teresiu zelo zeat eu
👍🙏🌹💖👏🙌
ኣቦና ሰላም ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን ብተልፎን ንስሓ ፉቁድ ድዩ ተገዲስኩም መልሱለይ ምክንያቱ ሊብያ ኣልኩ
ቃል ሂወት የምዓልና እግዚኣቤሔር ጸጋ የብዝሕ ሓቲ ሕቶ ክሓቲት ሰላምታይ ኢዩ ንዝተነሳሓካሉ ንሰሓ የድምሰስ ናይ ሓሶት ንስሓ ከነሱሑ ከለው በኽመይ ትፍልጦ ኣብ ነስሓ እሊካ እምስ እትኸይድ ንጽባሓቱ ወይ ንለይቱ ሰለምታይ ናይ በልዕት ምስሓብ የካይድካ ንምታይ መውሶቦ ንዝሓተትካይ ንእድሕሪ ይሓረደኒ ይቃትለኒ ምበልን ምፍልላይን ንባት ነብሰኻ ብምንሳሕ ሰለምታ በሰባት ኣምሰላ ትመላልስካ
ከም ከፍቃድ ኣምላኽ ነዚኣን ተምሉሰለይ
Qal hiwet yesmalna abona
ሰላምኩም ይብዛሕ ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ ዲበ ጸጋ ይጸግውኩም🙏🙏🙏ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ኣባትነብሲኻ ሓውኻ ወይ ኣኮኻ ሓወቦኻ ወይ ውን ናይ ቀረባ ዘመድ እንተኾነስ እንታይ ጸገም ከምጸኣልና ይኽእል ምስናይ ይቅሬታ ኣቦና🙏🙏🙏
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡ኣብ ውሽጢ እዚ ትምህርቲ አሎ ከም ፍቃዱ ንከታተሎ።ደጊመ ክብሪ ይሃበለይ
እሺ ኣቦና ከም ፋቃድ ኣምላኽ
ብሰላም ሙጹና ኣቦና ኣይትደንጉዩና ክኣ ብጣዕሚ ኣገዳሲ ኣሪእስቲ እዩ ብፍላይ እቲ ኣባት ነብሲ ንምንታይ የድሊ ሰብ ብትክክል ምስ ኣምላኩ ዘይዛረብ ዝብል ኣሪእስቲ ኣስፍሒኩም ተትገልጹልና ጽቡቅ ኔሩ ክንደይ ሰባት ኣለው ነዚ ነገሪ ከምዘይቅኑዕ ዝሓስብዎ
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ ከም ፍቃዱ
Ezgabhier amlak xega ab lili xega yebzhalkum kubur abona bselam mxuna ,nay bhaki des zbl nay hiwet tmhrti eyu abzi gzie ezi kemzn wedi kemzn tmhrti eyu zedliena zelo emo nay bhaki e/hier yhagzkum.
Entay malet y niestali
ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ኩልባ ይኹን።ብዝሰፍሐ ኣብዚአ ኣቲካ/ኪ ስምዓያ/ዕያ። ናብ ካልእ ንምብጻሕ ድማ Share th-cam.com/video/ZdDuyrHYdk4/w-d-xo.html
ኣቡና እንቋዕ ድሓን መጻኩም ኣቦና ሕቶ ኔሩኒሰብ ካብ ክንደይ ዓመት ንስሓ ይጅምር? ሰብ ብህጻንነቱ ትሕቲ 10 ዓመት ዝገበሮ ይናዘዘሉ ድዩ?ሰብ ከ ካብ ክንደይ ዓመት ንስሓ ይጅምር?ተገዲስኩም መልሱለይ ኣቦና🙏🙏
ሰላም ኣቦና እንቃኦብሰላም መጻእኩም። እዚኣ ሕቶ እንተ ትምሉሱልና ጽቡቅ ነይሩ ምክንያቱ ብዙህ ግዜ መዐንካፊት እንዳ ኮነትና ናብ በተክርስትያን ካብ ምካድ። ብዙሕ ግዜ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ብፍሉይ ዝፈሲስ ፈሳሲ ካብ ፐርየድ (period) ወጻኢ ዝኮነ ኣሎ ምይ ነገር ወይ ጻዕዳ ነገር እዩ ። እዚ ካብ በተክርስትያን ምእታው ወይ ምክባል ይክልክለና ድዩ ቀጻሊ ስለ ዝመጻእ ካብ በተክርስትያን ምእታው ዘይ ምእታው ስለ ዝበዝሃኒ እኩል ርድኢት ክወስድ ደልየ ። እዚኣ ኣብ ሓጺር እዋን እንተ ትምሉስሉናስ ጽቡቅ ነይሩ ከምፍካድ ኣምላክ። ክብረት ይሃበልና ኣቦና።
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ ኩሉ ብዝሰፍሐ ክንርእዮ ኢንቅ
በዚኣ ርከብኒfacebook.com/keshitewolde.ghebretinsae
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ በዚኣ ርከብኒfacebook.com/keshitewolde.ghebretinsae
ቃለሰናየ ገብርሄር ቀሲስ ተወልደ ተዘከረኒ በጸሎትከ th-cam.com/video/-XSeJl11iBk/w-d-xo.html
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ ተዘከሩኒ በውስተ ጸሎትክሙ
ካለኢ ውን ሓደ ወዲ ሰብ እንተ ፈሲስዋ ክሳበ ክንደይ መዐለቲ ቤተክርስተን ዘይአቱ
ክብሪ ይሃበለይ፡ወዲ ኮይኑ ዝንየት ወት ሕልመ ሌሊት ተመጺዎ ድሕሪ 24 ሰዓታት ንቤተክርስትያን ይኣቱ፡ጓል ኣንስተይቲ ተኮይና ጽግያታ ምስ ጸረየ፡ሰባኣይን ሰበይትን የራክቦ ተፈጺሞም ካብ ዝተራከብሉ ድሕሪ 3 መዓልቲ።
Abona nab menafkan zkedu sdrana alewunamo bikemey kimlesu gega megedi mkanu entetmhru kndey weledo mitemelesu kem memhr hawna sltan .ykre gberuley abona kindey seb megedi tefiewo tsedikeye nsha aydliyenin eyu yiblu alewu emo gega mikanu evidence gerkum enteteredwom sorry
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡ከም ፍቃዱ
Amen Amen Amen
ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ቅድስትን ውድስትን አደብርሃንን ቅዱሳንን ምስ ኩልና ይኩን።
ከም ፍቃዱ ናብ ኩሉ ንምብጻሕ share ንዘለና ሕቶ ኣብ comment ንዝቅጽሉ መደባት ብቀዳምነት ክበጽሓኩም subscribe ንዘለና ምትብባዕ እዛ channel like ምጥቃም ይከኣል ኢዩ።
Amen, selam AMLAK mskum ykun ✝️✝️✝️ Abona azie'iye zemsgnekum bzeymeten Abi tmhrti temhiren qesimen✝️ abona beti itmhruna bmengedi IGZIABIHER KNGUAZ Ab 🙏Selotkum zekruna zekruna naina nhatian deqkum 🤲Abona Mintana Minti Hatiyatenatat deqkum GOYTANAN AMLKNAN NGUSNAN MEDHANINAN IYESUS KRSTOS Nay Agolgulot zemenkum Yabrk Amen Amen Amen, ABONA KEM FQAD AMLAK AB zhsere Gize bejakum Sdedulna, 😥Nhna Hatian berketkum knkafel 😥🙏🙏🙏
Amen Amen Amen kalhiwet yesmealna Abona
@@milimebrahtu2425
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ 1ይ ክፋል ተሰዲዱ አሎ።
ብሓቂ ወትሩ ብልቢ እየ ዝሰምዖ ኣስተምህሮኦም ❤ ብሃንቀውታ እየ ዝፅበ
ቃለ ሂወት የስመዐልና🙏
ክሳብ መወዳእታ ክንከታተል እግዛኣብሄር ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን🤲 ብሰላም የፅነሐና ኣሜን🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna kubur Abona
Amen Amen Amen kal hiwet yasmalina Abona bahakie Agzabeher Amlka samien namtagber daliwat yagberen
Amen amen amen kilhiwet yesmaana
ቃለ ሂወት የስመዐልና🙏 እቶም ምስባዕለይ ሕቶ ዝኮነኒ እሞ ዝሓቶ ዝስእን ኩሉ እሲ በቃ እቲ ኣብ ልበይ ዘሎ ሕቱ ዝምልሱ ኣቦ❤ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመኖም ዝተባረኸን ዝተቀደሰን ይግበረሎም❤❤❤❤❤❤❤
Amen kale hiwet yesmealna
ኣሜን ብሓቒ የቀንየልና ኣቦና🙏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስምዓልና ክቡር ኣቦና ናይ ተለግራም ሊንክኩም ላኣኩለይ❤❤❤
ቃል ሂወት የስማዓና ኣደይ ማሪያም ጽላላ ተንብረልኩም
Egzabher yhabelna qale hiwet yesmalna
Amen Amen Amen kale hewiet yesmalena abena egizabheri Amlak Tegue yebzhalukom betame dese zebel eyu
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ጽቡቅ ትምህርቲ አዩ ኣይትደንጉዩና ብሃንቀውታ ክንጽበየኩም ኢና ።ሕቶ ኣለኒ ኣቦና ኣብ ግዜ ጾም ንስሃ ፍቁድ ዲዩ ብፍላይ ኣብ ጾም ኣርበዓ ክሳብ መኣስ ኢና ንስሓ ክናቱ ዘለና
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
እሺ አብ ጾም ብከመይ ንስሓ ዝከይድ ክንርእዮ ኢና አብቲ ዝፍኖ ትምህርቲ
ቃለ ህይወተ ያስምዐልና ኩቡር ኣቦና አብ ተግባር ናዉዕሎ ቅድስ ፊቃድ ይኹን 👏👏👏
Amen amen amen qale hiwet yesmalna abona azyu xbuq tmhrti u nay agolgulet zemenkum ybarek abona
እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምኩም ዮብዘሐዮ ክቡር ኣቦና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ቃል በረከት የሰመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላኽ እስራኤል ፀጉኡ የብዛሐልኩም ✝️
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
Amen Amen Amen nay bhaqi kubur abona qal hiwet yesmealna xegeu yebzhalkum nay agelgulot zemenkum yibarkelkum nay emebrhan xolotan bereketan mskulatna xolotomn bereketomn nay kulom qudusam msana yinber nana kea lbi ldya ykfetelna
ቃል ህይወት የስምዓልና ክብር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ አገልግሎት ዘመኑኩም ይባርኽ
Amen Amen Amen qal hiwot yesmaln
Amen amen amen kale hiwet yesmealna abona bselam mxuna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስማዓልና ኣቦና
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡እግዚኣብሔር የዕዚዙ ይባርካ/ኪ፡በረከት ቅድስት ድንግልን ቅዱሳንን አብ ህይወትካ ይሃሉ፡ረድኤት መስቀል ይደግፍካ/ኪ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና።
ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስምዓልና ኩቡር ኣቦና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዛብሄር ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏👏👏♥️♥️♥️♥️♥️
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
Amen amen amen kal hiwet yesmealna Egziabhier ablieli tsegakum tsega yebzhalkum nianadma yeenti libonana ykfetelna
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
Amen Amen
ቃለ ሂይወት የስመዐልና ብሰላም ምጹና ክብር ኣቦና🙏🙏🙏🌺
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
Amen amen kale hiwet yesimealina amen
አሜንአሜንአሜን🙏🙏🙏
እንቛዕ ብሰላም መፃኩም አባና እግዚአብሔር ፀጋኡ ያብዘሐሊኹም ቃል ህይወት ቃል በረከት ያሰመዐልና አሜን አሜን አሜን ዕዲመን ጠዕናን ይሃበለይ
Amen 🙏
Amen kale hiwet yesmaln
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህውይት የሰማዕልና ክብር አባና👏👏👏
ቃለሂወት የስመዓልና እሽኒ ክቡር ኣቦና ብሰላም ምጹና ዝተምሃርናዮ ድማ ኣብ ልብና የሕድሮ 🤲✝️🤲
Amen
ብሓቂ ቃል ህይውቱ የሰመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም ክብር ኣቦና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Kale hiwet yesmalna Aabona
ኣሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና 🙏🙏🙏⛪✝️❤️
Amen kal hiwat yasmalna abona ezgabhrr amlak edmen tenan yahabkm
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
selam kubur abona sle eti kulu ethbuna
tmhrti amlak kale hiwet yesmalna
bmkxal entezeytegagye kdmi hji
bzaeba nsha kab 70 nlaeli zkewn
aresti knzrzro eina eilkum neirkum
ymesleni gn aykereben do ane eye
zengia zeleku .
kubur abona ms ykreta thtnan yhatt
amlak xegeu yebzhalkum kubur
abona amlak xomna ybark ab brhane
tnsaeiu bselam ybxhana amen.
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
ሎሚ 1ይ ክፋል ይፍኖ ኣሎ
Amen amen amen kalhiwet yesmalna xegeu yebzhalkum abona
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ኣቦና ክንፅበ እና ብሰላም ምፅና እግዚአብሄር ኣምላክ ይታሓዎሶ✝️✝️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ብድሓን ምጽና
ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና 🙏
ብሰላም ምፅኡና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ኣቦና ንድሕረት ደቅኹም ምትጋህኩም እቲ ዝበለጸ እዩ'ሞ እግዚኣብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ንስምዖ ቅዱስ ቃል ኣብ ልብና ከሕድረልና ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡ብጸሎትኩም
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ብድሓን ድማ መጹና እዛ ኣርእስቲ እዚኣ ካብተን ዝበለጻ ናይ ሂወትና መጽረይይ ኢያ ንስሓ
Amen Amen Amen kal hiwet ysmealna abuna egzabihar tsegue yebzhalkum
Nay bhaqi des zebl tmharti eyu bhanqewta knxbeyekum ena aytdengyna abuna dngl maryam msakum tkun ❤️
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ እሺ ከም ፍቃዱ
Amen Amen Amen abona bdehan mxuna noy azi tmhrti btaomiyu zegedseni goyta mstiru yglwxelka abona
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
Amen Amen Amen🤲🤲🤲
ቃል ሂወት ይስምዓልና ብሰላም ምጽና
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐና
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
Kale Hiwet
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን
ቃለሂወት የስመዐልና ኣቦና ብሰላም ምፁና🙏🙏🙏
Amen amen amen kale hiwet yesmalna abona egzabhr nay agelglot zebnlum ybark 🙏🙏🙏 bselam temelesuna
❤❤❤
ኣምላክ ዘስተውዕል ልቢ ይሃበና
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ኣቦና ብሰላም ምፁኡና
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ክቡር አቦና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ እሽኒ ብሰላም ምፁና አቦና🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት ያስመዓልና
ኣቦና ኣዝዩ ኣገዳስን ወሳንን ንኩሉ ኣማኒ ክበጽሖ ዘለዎ አዩ ።ሳኣን ነዚ ዘይ ምፍላጥና ንጠፍኣሉ ዘለና ዘመን አዩ ብሓቂ ንሕና ውን ብዓቅምና ሰባት ክድሕኑ ሽር አንዳበልና የሕዋት ናብ ኩሉ ነብጽሕ ኣዝዩ ወሳኒ ትምህርቲ አዩ ፡በብኣርስቱ አንዳጻሓፍኩም ስደድሉልና ይካኣል ተኮይኑ ብሃንቀውታ ክንጽበ ኢና ብደሓን ምጹና።
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡ከም ሰናይ ፍቃድ ከምኡ ኢዩ ክከውን
Kale hiwet yesimealna abona tsifuf mhro kemakum 100000 ybzhulna
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
Look forward to all this topic lessons to briefed, trust that they would be significant to our spiritual life. GBU Fr
Thank more፡God bless u
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna abona, edimen tienan yhabikum Egziabher Amlak niana kihishena, abona eti ziterefe kifal bhankewita nixibe ab kerba gzie
መርሓባ ኣቦና እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ፡ነዚ ኣብ መዓር ዝጥዕምን ንሂወትና ጠቓሚ ዝኾነ ዝኾነ ትምህርቲ ንዝመሃርኩምና እግዜኣብሄር ኣምላክ መዋእል ኣግልግለትኩም ይባርኽ
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
Amen (3) qale hiwet yesmalna abona keshi tewelde egzabiher amlak nay agolglot zemenkum ybark kem fqadu bselam mxuna💙🙏!!!
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣቦይ ቀሺ
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል እዋናዊ ትምህርቲ እዩ ።
ኣይትደንጉይና በሉ ኣቦይ ቀሺ ከምቲ ዝበልክሞ ብከመይ ክንሳሕ ከምዘለና ኣይንፈልጥን ኢና ስለዚ ብጣዕሚ ጠቃሚ ኢኹም ኣምጺእኩም ዘለኹም፡ ብድጋመ እግዚኣብሄር ኣምላክ ክህነት ኣቦና ኣሮንን ካህን ዘካርያስን ዝባረኸ ክህነትኩም ይባርኸልኩም፡ መታን ክንጽሕፎ ከለና ክርደኣና በብኣርእስቱ እንዳገበርኩም ብዝርዝር ተቅሪብክምልና ከኣ ብጣዕሚ ደስ ይብለና ኣቦና።
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡እሺ ከም ፍቃዱ
ብሰላም ክትመፁና ንፅበ ኣለና ኣቦና
Amen
Amen
Amen
Amen
ብሰላም የጽንሓና።
ሰላም ናይ ክርስቶስ ምስ ኩላትና ህዝቢ ናይ እግዚኣብሄር ይኩን
ኣን ሓደ ነገር እየ ደሌ ነዚኦም ኣቦ ብከመይ ክረክቦም ይክእል ብስም እግዚኣብሄር ተሓባበሩኒ
Eshi abona bselam mtsuna Egzieabheir tsegun bereketun ybzalkum
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
ናይንሳሓ አቦ ብሃመይ ክረክብ ይኽእል
እንኳዕ ደሓን መፃኩም ኣቦና
Nay agolguletkum zemen ybarkelkum abona ab resey znebere hto kulu zerzirkumo xega abresi xega yebzhalkum
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ቀሲስ ተወልደ ጊዜ ካብ 30 ደቂቅ/ፍርቂ ሰዓት ብዝተኻለ መጠን ክኸውን ኣለዎ እንዳነወሐ ከምዚ ከማይ ድኹማት ስለ ዝስልችዎ ነዚ ውን ጥብቅ ኢልኩም ክትሕዝዎ ጊዜ እንተ ነዊሑ ከምዚ ከማይ ክንመሃር እንዳ ደለና ሪኢና ስቅ ኢልና ኢና ንሓልፎ ክቡር ኣቦና መልሲ ክጽበ እየ
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ እሺ
Xbkti aristi eya abakeshi ane bzyada kfelta delye zeleku bzaiba entay ilka tnasah
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
Kalehiwet yesmalna abona yfti hray knketatel ena kem fkad Amlak nnesha zbeke hiwet yhabena fetari
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
Qale hiwet yesmalna abona bhanqewta knxbe ina agzabiher xegu yebzhalku amen
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
Amen Amen Amen b selam mxuna abona
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡እግዚኣብሔር የዕዚዙ ይባርካ/ኪ፡በረከት ቅድስት ድንግልን ቅዱሳንን አብ ህይወትካ ይሃሉ፡ረድኤት መስቀል ይደግፍካ/ኪ።
Amen abona
Kale hiwet yesmalna aboy keshi, agedasit tmhrti eya abzi kulu bsenki politican genzeb adey adka haymanot teresiu zelo zeat eu
👍🙏🌹💖👏🙌
ኣቦና ሰላም ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን ብተልፎን ንስሓ ፉቁድ ድዩ ተገዲስኩም መልሱለይ ምክንያቱ ሊብያ ኣልኩ
ቃል ሂወት የምዓልና እግዚኣቤሔር ጸጋ የብዝሕ ሓቲ ሕቶ ክሓቲት ሰላምታይ ኢዩ ንዝተነሳሓካሉ ንሰሓ የድምሰስ ናይ ሓሶት ንስሓ ከነሱሑ ከለው በኽመይ ትፍልጦ ኣብ ነስሓ እሊካ እምስ እትኸይድ ንጽባሓቱ ወይ ንለይቱ ሰለምታይ ናይ በልዕት ምስሓብ የካይድካ ንምታይ መውሶቦ ንዝሓተትካይ ንእድሕሪ ይሓረደኒ ይቃትለኒ ምበልን ምፍልላይን ንባት ነብሰኻ ብምንሳሕ ሰለምታ በሰባት ኣምሰላ ትመላልስካ
ከም ከፍቃድ ኣምላኽ ነዚኣን ተምሉሰለይ
Qal hiwet yesmalna abona
ሰላምኩም ይብዛሕ ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ ዲበ ጸጋ ይጸግውኩም🙏🙏🙏
ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ኣባትነብሲኻ ሓውኻ ወይ ኣኮኻ ሓወቦኻ ወይ ውን ናይ ቀረባ ዘመድ እንተኾነስ እንታይ ጸገም ከምጸኣልና ይኽእል ምስናይ ይቅሬታ ኣቦና🙏🙏🙏
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ፡ኣብ ውሽጢ እዚ ትምህርቲ አሎ ከም ፍቃዱ ንከታተሎ።ደጊመ ክብሪ ይሃበለይ
እሺ ኣቦና ከም ፋቃድ ኣምላኽ
ብሰላም ሙጹና ኣቦና ኣይትደንጉዩና ክኣ ብጣዕሚ ኣገዳሲ ኣሪእስቲ እዩ ብፍላይ እቲ ኣባት ነብሲ ንምንታይ የድሊ ሰብ ብትክክል ምስ ኣምላኩ ዘይዛረብ ዝብል ኣሪእስቲ ኣስፍሒኩም ተትገልጹልና ጽቡቅ ኔሩ ክንደይ ሰባት ኣለው ነዚ ነገሪ ከምዘይቅኑዕ ዝሓስብዎ
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ ከም ፍቃዱ
Ezgabhier amlak xega ab lili xega yebzhalkum kubur abona bselam mxuna ,nay bhaki des zbl nay hiwet tmhrti eyu abzi gzie ezi kemzn wedi kemzn tmhrti eyu zedliena zelo emo nay bhaki e/hier yhagzkum.
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
Entay malet y niestali
ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ኩልባ ይኹን።
ብዝሰፍሐ ኣብዚአ ኣቲካ/ኪ ስምዓያ/ዕያ። ናብ ካልእ ንምብጻሕ ድማ Share th-cam.com/video/ZdDuyrHYdk4/w-d-xo.html
ኣቡና እንቋዕ ድሓን መጻኩም
ኣቦና ሕቶ ኔሩኒ
ሰብ ካብ ክንደይ ዓመት ንስሓ ይጅምር?
ሰብ ብህጻንነቱ ትሕቲ 10 ዓመት ዝገበሮ ይናዘዘሉ ድዩ?
ሰብ ከ ካብ ክንደይ ዓመት ንስሓ ይጅምር?
ተገዲስኩም መልሱለይ ኣቦና🙏🙏
ሰላም ኣቦና እንቃኦብሰላም መጻእኩም።
እዚኣ ሕቶ እንተ ትምሉሱልና ጽቡቅ ነይሩ ምክንያቱ ብዙህ ግዜ መዐንካፊት እንዳ ኮነትና ናብ በተክርስትያን ካብ ምካድ።
ብዙሕ ግዜ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ብፍሉይ ዝፈሲስ ፈሳሲ ካብ ፐርየድ (period) ወጻኢ ዝኮነ ኣሎ ምይ ነገር ወይ ጻዕዳ ነገር እዩ ። እዚ ካብ በተክርስትያን ምእታው ወይ ምክባል ይክልክለና ድዩ ቀጻሊ ስለ ዝመጻእ ካብ በተክርስትያን ምእታው ዘይ ምእታው ስለ ዝበዝሃኒ እኩል ርድኢት ክወስድ ደልየ ። እዚኣ ኣብ ሓጺር እዋን እንተ ትምሉስሉናስ ጽቡቅ ነይሩ ከምፍካድ ኣምላክ። ክብረት ይሃበልና ኣቦና።
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ ኩሉ ብዝሰፍሐ ክንርእዮ ኢንቅ
በዚኣ ርከብኒ
facebook.com/keshitewolde.ghebretinsae
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ በዚኣ ርከብኒ
facebook.com/keshitewolde.ghebretinsae
ቃለሰናየ ገብርሄር ቀሲስ ተወልደ ተዘከረኒ በጸሎትከ
th-cam.com/video/-XSeJl11iBk/w-d-xo.html