Kiflom Yikalo - tblena'la - | ትብለና'ላ | New Eritrean music (Official Video) - Zara - tv

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
  • Kiflom Ykialo |tblena'la - ትብለና'ላ| New Eritrean music
    ZARA RECORDS Subscribe today buff.ly/2igp3Ny
    #eritreanmusic2024 #eritreanmusic2023 #etiopianmusic2024#eritreanmusic #
    Love you guy's SUBSCRIBE our channel.
    © 2017 Zara - tv
    ZARA RECORDS goo.gl/tgC11a
    Google goo.gl/WshFbH
    FACEBOOK goo.gl/LvfYXV
    ℗© 2017 Copyright: ZARA RECORDS.
    ℗ © Copyright: ZARA RECORDS Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    መሰል ደራሲ ብሕጊ ዝተሓለወ እዩ። ብዘይ ፍቓድ ደራሲ ምቕዳሕን ምብዛሕን ብሕጊ ክልኩል እዩ።
    #eritreanmusic2024 #ethiopianmusic2024 #tigrignamusic2024 #ethiopianmusic2024 #eritreanmovie #eritreancomedy #tigrignamusic2024 #tigrignamusic2019 #tigrignacomedy erfi2021#TigrignaDerfi2020
    #awdametderfitigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021
    #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic
    #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #eritreansongs #eritreannewsong #NewEritreansong
    #musicoferitrean #eritreanweddingmusic #eritreanweddingsong
    #eritreanbestguayla #eritreanawdametmusic #eritreanawdametguayla #EritreanAwdametsong
    #neweritreansongs #neweritreanmusic2022 #besteritreanguayla #eritreannewmusic #tigirignamusic
    #eritreanguayla #eritreanbestmusic #eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #besttigirignaguayla
    #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #tigrignaguayla2020 #eritreanmusic2022
    #Tigrignamusic2023 #EritreanWeddingsongs #eritreanweddingmusic #olderitreanmusic
    #oldtghirignamusic #eritreanderfi #OldEritreanSongs #ethiopianmusic #ethiopiansong
    #ethiopiandrama #ethiopiantgraymusic #ethiopianamharicmusic #ethiopianfilms #Ethiopiancomedy
    #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic
    #ethiopiansongs2020 #ethiopiannewsongs #ethiopiannewmusic #musicofethiopia
    #ethiopianmovies #ethiopiannewmovie #ethiopianmovie2021 #eritreandrama #eritreanmovie2023
    #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms
    #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi
    #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi
    #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna
    #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020
    #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016
    #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #WolaytaMusic
    #eritreanmusic2024 #ethiopianmusic2024 #ethiopianmusic2024 eritreanmusic2023 #ethiopianmusic2023 ##ethiopianmusic2023 #ethiopianmusic2024 #ethiopianmusic #ethiopianmusic2023 #eritreanmusic#ethiopianmusic #

ความคิดเห็น • 2.6K

  • @ያታና
    @ያታና 2 ปีที่แล้ว +206

    ፍሉይ ስምዒት ትፈጥረለይ ደርፊ ብዉሕዱ ልዕሊ 100 ግዜ ሰሚዐያ ብኽራረይ ከኣ ልዕሊ 100 ግዜ ተዘናጊዐላ ኣብ ገዛይ በይነይ የቐንየልና ጩራ ብዝያዳ ከኣ ክፍሎም

  • @Eritrea923
    @Eritrea923 9 หลายเดือนก่อน +64

    ክሳብ 2024 ትሰምዕዋ ጎድኒ ክፍሎም ሓላል ወዲ ህዝቢ ከኣ ኣብዚ ርገጹ ጀምዓይ I love you ኤሩ ሪመይ ዓለመይ❤❤❤❤

    • @MiliTadese
      @MiliTadese 6 หลายเดือนก่อน

      ኣለና ❤❤

    • @ALMAZYEHDOGO
      @ALMAZYEHDOGO 3 หลายเดือนก่อน

      Still now 2024

  • @ሓውኩምነሽነሽ
    @ሓውኩምነሽነሽ 7 ปีที่แล้ว +1555

    መሓዙትካ ካብዚ ድምጽካ ዘይጥዕም፡ካብዚ ግጥምካ ዘይጽብቕ ትሕዝቶ ሒዞም ንረብሓ እናደረፉ ኣሽሓት ገንዘብ ይኣርዩ ኣለዉ፡ንስካ ድማ ረብሓ ከይሓሰብካ ብህዝብካ ብሃገርካ ምሕሳብካ ምድራፍካ ሓደ መዓልቲ ዓስቢ ኣለካ፡ኣጆካ ቐጽሎ 1000 like

    • @yacobwedieri4164
      @yacobwedieri4164 7 ปีที่แล้ว +11

      ነሽነሽ ተስፈኣለም ሓቅካ ነሹ ዓርከይ ደብረጻውያን ናይ ለዘምን ንርእዮም እንዲና ዘለና ህዝቢ እንዳጠፈአ እባ እንታይ ገደስኒ ጉልባብ ገይሮም ፍቅረይ ይብሉ ትርጉም ፍቅሪ ዘይ ፈልጡ ደቂ መላእቲ ጅባ

    • @yacobwedieri4164
      @yacobwedieri4164 7 ปีที่แล้ว +2

      Wedi Erena ሓወይ ኣይ ትርእዮምን ዲካ ዘለካ እዞም ደብረጻውያን ህዝቢ እንዳጠፈአ ንውልቀ መላኪ ይሕጉዙ ድሁላት ዝኮኑ ደርፍቲ

    • @galeri9191
      @galeri9191 7 ปีที่แล้ว +4

      ነሽነሽ ክኒኑ king ናይ ኮመንት ኮንካ ተሪፍካ ወዲ ዓድካ ድዩ ወይሲ ወዲ ጎደቦካ ዘየለ ትዛረቡ ሓሰውቲ ከም ህግደፍ ደኣሞ ኣበይ ክትመጹ ሕዙናት

    • @kubromkobra5579
      @kubromkobra5579 7 ปีที่แล้ว +4

      Love Lovers
      Nska ka nay blbka dika Hadami
      Abey alewu hgdef hademti endikum
      Botrak hadami nhzbka hseb hargaf

    • @samiwedimeskele8382
      @samiwedimeskele8382 7 ปีที่แล้ว +9

      ነሽነሽ ተስፈኣለም nay bahqi abi seb ika neska kemka ente zemlewo eza almna ko kendey senay u neru 💓❤❤👌 wedi hezbi kflom halal ajoka so Nice song❤❤

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 ปีที่แล้ว +49

    ድሕሪ ውዕሎ ጊሰን በዚ ዘወር ዝበልካ like ኣግርጭው 🖤✅

  • @ፊቅሪጸዊዖምነቲዘሳቅዮኒ
    @ፊቅሪጸዊዖምነቲዘሳቅዮኒ 5 ปีที่แล้ว +667

    ካብ ትወጽእ ኣትሒዘ ክሳብ ዛ ሎሚ ዕለት ሰሚዐ ዘይ መንክዋ ድርፊ ክፍሎሞይ ጅግና'
    ን''' ኣብረሃም ኣፈወርቂ
    ን''''የማኔ ባርያ
    ን''''ኪሮስ ኣስፈሃ
    ን'''ክፍሎም ይከኣሎ
    ን'''ምሕረተኣብ ምኪኤለ
    ንነዚኦም ዝፈቱ ጥራይ #ላይክ ከይ ሃበኒ ከይ ሓልፍ

  • @meazahabte5639
    @meazahabte5639 8 หลายเดือนก่อน +51

    2024 dsema alokum do

    • @samrawithayelom1900
      @samrawithayelom1900 4 หลายเดือนก่อน +2

      Ane aleku ksab hji ysemea

    • @hanuyass7868
      @hanuyass7868 4 หลายเดือนก่อน +1

      Me 🥺

    • @binyammekonen-p3b
      @binyammekonen-p3b 4 หลายเดือนก่อน +1

      Me❤❤❤

    • @Dagmawialula
      @Dagmawialula 4 หลายเดือนก่อน +1

      Gena ksab 2030 knsemia ina, ksab zeyqesenna aynigedfan ina

    • @ALMAZYEHDOGO
      @ALMAZYEHDOGO 3 หลายเดือนก่อน

      Ya

  • @afiyealexissanchez7600
    @afiyealexissanchez7600 7 ปีที่แล้ว +75

    ወዲ ሪም እናጠፍአ ዳስ ሓጎስ ዝተኽሉ
    እምባን ኩርባን ሪኦም ሃገር ኣላ ዝብሉ
    ኣንታ ቁሩብ ዘይሓስቡ ልቢ ዘይገብሩ
    ሃገር ማሌት ደኣ ህዝቢ እንዳሉ.
    ጽቡቕ ስራሕ Kiflom jegna wedi hizbi ajoka wegeney forsaaaa so I love you so much all guys jeganu deki hizbi ajokum eska

  • @user-vh3dh6jf5o
    @user-vh3dh6jf5o 7 ปีที่แล้ว +473

    የማነ ባርያ
    ን ኪሮስ ኣስፍሃ
    ወልዱ ኪሮስ ካ
    ን ክፍሎም ወልዱ ኣጆኩም

    • @አደንሃይሉ
      @አደንሃይሉ 7 ปีที่แล้ว +2

      dani wedi Eri
      NIHINA DIMA NIDEKINA ETY KALSY NIMIHAROM KUSAB SELAM ZIRIKEB

    • @ትምኒትሰብቆላከበሳ
      @ትምኒትሰብቆላከበሳ 7 ปีที่แล้ว +4

      dani wedi Eri ዒብ ግበር ያ ሓቢቢ ኣጆኹም ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣለኹም ሓዝዎ ኣጽንዕዎ ናይ በዓል ባባ የማነ ዳኣ በል እንበር ነዚኦም እግሪ ዘይተኸሉ ምስ ባባ የማን ክተዋዳድሮም ሲ ቁሩብ መልሰሉ ይቅሬታ ተሲሚዕሃኒ ያ ተቆጢዐ ታሪኽ ሓደ ሰብ ፈሊጥና ከምዚ ኢልና ንዛረብ!!!

    • @user-vh3dh6jf5o
      @user-vh3dh6jf5o 7 ปีที่แล้ว +3

      merih senay angosom ቀድምካ አቲ ዘረባ ኣንብቦ ትሪክ ናይ አቶም ዓበይቲ ማሃዞም አዩ ኣዛርብን

    • @ትምኒትሰብቆላከበሳ
      @ትምኒትሰብቆላከበሳ 7 ปีที่แล้ว +3

      dani wedi Eri ምናልባት ንኽፍሎም ሞራል ጅህቦ ይሃርፍ የ ሕጂ እዚ ዝብሎ ግን ተስፍ ኮቑርጾ ኢለ ኣይኮንኩን ዝዛረብ ዘለኹ ዳኒ ቁሩብ ተሰሚዓትኒ ኣላ እዞም ጽብጺብካዮም ዘለኻ ሰባት በየን በየን ኢኻ ጥር ኢልካ ምስ ባባ የማነ ተዋዳድሮም ዘለኻ ጌና እግሪ ዘይተኸሉ ቆልዑ ዒብ ያ ታሪኽ ሓደ ሰብ ፈሉጥና ከኣ ከምዚ ንበል!!! ብዝተረፈ ከሙኡ ይግበሮም ኣፍካ ይስዓር

    • @ትምኒትሰብቆላከበሳ
      @ትምኒትሰብቆላከበሳ 7 ปีที่แล้ว +6

      dani wedi Eri ok ok ንፍዕ ዳኒ ናይ ሞራል ሓሳብን ሓቦን ኣዛራርባኻ ብጣዕሚ ይቅሬታ

  • @abidamsko7728
    @abidamsko7728 7 ปีที่แล้ว +164

    ብኣኩምስ ኩሉ ግዜ ምስ ኮራዕና ኢና ኮማንዶ አስራኤል,
    አዞም ናይ ኤውሮጳ በላዕቲ ደርሆ አዮም ምሕጋዝ ኣብዮም፡

    • @kahasesolomon7534
      @kahasesolomon7534 7 ปีที่แล้ว +1

      Abiel Kifle really bro

    • @wedidebubxaeda8367
      @wedidebubxaeda8367 7 ปีที่แล้ว

      Abiel Kifle tkukl wala da 10 gize yhalu enber mhgaz abinayom nay behaki

    • @hagoswiz4702
      @hagoswiz4702 7 ปีที่แล้ว

      kefali haweyy shikor ajoka anbesa mara kfe aleka delayi fthi and selemawi 💪❤

    • @efremefrem9072
      @efremefrem9072 7 ปีที่แล้ว +1

      Abiel Kifle hahaha

    • @efriemkiefalekiaslihabtema1834
      @efriemkiefalekiaslihabtema1834 7 ปีที่แล้ว +1

      kflom hawena ajeka nska enka delay fthe kenka ajeka dhan sebh kerkbwa ey kerbna ena segr halafay ey keflom haweyy enka nhna kenka delay feth ajena halafay ey menbar hante ey seze nkales

  • @Mamiye_alemey_21
    @Mamiye_alemey_21 3 ปีที่แล้ว +162

    ኣነ እኮ ዝገርመኒ ኢቲ ሓቂ ዝዛረብ ሰብስ ላይክን ቪውን ዘይረክብ ኣይ ሓበሻ ኮንቶ ኣጆኻ ዝሓወይ ሓደ ማዓልቲ ክርህው እዩ!!

    • @ቤልጁም
      @ቤልጁም 3 ปีที่แล้ว +2

      ደቂ ጆ ባይደን እንተኮይኖም ድኣ ከመይ ገሮም ላይክ ክረክቡ

    • @hermongebremichael3903
      @hermongebremichael3903 2 ปีที่แล้ว +1

      @@ቤልጁም deki eseyas mkan wn ay tkmekumin

    • @DanielKflayy
      @DanielKflayy 8 หลายเดือนก่อน

      ይገርመኪ እዩ

    • @MiliGere-n3d
      @MiliGere-n3d 7 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂

  • @danites
    @danites 3 ปีที่แล้ว +146

    16/01/2021 like ብድሕረይ ዝሰማዒክማ!!!

    • @emebete.dngelmariyam1309
      @emebete.dngelmariyam1309 3 ปีที่แล้ว +3

      ❤💪💪💪☝️02/2021💯💯

    • @gmtv3639
      @gmtv3639 3 ปีที่แล้ว +1

      03.04.2021

    • @galsedet8729
      @galsedet8729 3 ปีที่แล้ว +1

      05.04.21

    • @samuelberhe7223
      @samuelberhe7223 3 ปีที่แล้ว +1

      21/05/2021❤️👑🙏

    • @landescap2262
      @landescap2262 3 ปีที่แล้ว

      30,7,2021 nikiflom hawey mis bisetu 💖💖💖💖💖💔💔💔💔

  • @meksebjemal9998
    @meksebjemal9998 7 ปีที่แล้ว +105

    ኣንቱም ኣሕዋት/ኣሓት ጽን ኢልካ እንተ ሰማዕካዮስ መንነትካ ዘዘክር መልእኽቲ
    ሓውና ኩፍሎም ይከኣሎን ብጸቱን
    ርግእ ኢልካ ምሕሳብ የድልየና ኣሎ
    ለሰ ገዲፍና 'ስ ኣብ ቐሪም ከይንተርፍ……………………………………………
    ketsluwo kulkum chura band nice your everything,

  • @samibeyene2369
    @samibeyene2369 7 ปีที่แล้ว +511

    ኣብ ምዓልቲ 5ግዜ ይሰምዓ ኣልኩ መን ኣሎ ከማይ ከ

  • @ጀርመንወዲማሙ-ቈ2ጰ
    @ጀርመንወዲማሙ-ቈ2ጰ 7 ปีที่แล้ว +153

    ሽሕ ግዝየ ሰሚዐያ ከመይ ድየ ኣብ ትዝታ ዝኣትወልኩም ትኣምር ማራ ተገሪመ ከፋሊ ዘሪጋ ዝርግርግ የቲእካላ ክንደይ ቃሕማም ድያ ካብ ድቃሳ ተበራቢራ ኩፍሎም ዋላ ብጠባዩ ዝተመስገነ ይኩን እንበር ከም ዕቕባጋብር ሓውና ከይዕንቀፈና ሓለዋ ከድልየና ኢዩ ደቂ ሓላል መሬት!!!

    • @amanwedi2105
      @amanwedi2105 7 ปีที่แล้ว +6

      kefali jigina

    • @ראווראאוו
      @ראווראאוו 7 ปีที่แล้ว +8

      ajoka kexlo kufulom shkorrrrr

    • @rezenedesbele2629
      @rezenedesbele2629 7 ปีที่แล้ว +9

      anbesa kiflom jihna wadi jiganu

    • @tigrinyabrotherhood9940
      @tigrinyabrotherhood9940 7 ปีที่แล้ว +5

      that is good iedea entay tifelto aleka du kemeu eilka dea zarkey god will be protect him

    • @samuelbahata953
      @samuelbahata953 7 ปีที่แล้ว +1

      kafale jigna men kmala anta tbataye absher

  • @classicalmusicentertainment
    @classicalmusicentertainment 7 หลายเดือนก่อน +9

    ካብ 2017 ክሳብ ሕጂ የስተማቅራ ኣለኩ!
    ኣብ ዝሰማዕኩላ እዋን ንብዓት ይስዕረኒ!
    መን ኣሎ ኣብ 06.02.2024 ዝሰማዓ?

  • @ድምጺሓፋሽ-ደ2ጰ
    @ድምጺሓፋሽ-ደ2ጰ 7 ปีที่แล้ว +371

    ኪሮስ ኣስፋሃን 💜& ክፍሎም ይካኣሎ💜 ኣምላክ ገጽ ዞም ክልተ ኣርቲስት ኣርእየኒ👌👌

  • @ZARARECORDS
    @ZARARECORDS  7 ปีที่แล้ว +301

    ትብለና'ላ!
    ===\\===
    ኣንቱም ደቂ ኤረይ ንዑ ኣይትዘመቱ
    ፉጡር ወዲ ኣዳም ዓዱ እንድ'ዩ ክብረቱ
    መፍቶ ጓና 'ንዳኣሉ የሕዋት ክናቖቱ
    ንዑ'ባ ንኹነላ … ን ፍቕሪ ዝመቱ።
    ትብለና'ላ - ትበለና'ላ - ትብለና'ላ (3)
    " ተረርቲ ልቢ- ዘይዳፋነቑ
    ብሕማመይ ዘይሓሙ - ዘይብቕቡቑ
    ግራቶም ብስቡሑ - ኣብ ቐሪም ዝወድቁ
    ደቂ ሓንቲ ማሕጸን ኣብ ሽሕ ዝፈራረቑ። "
    ረገጽታ በዚሖም ሲኢና እንበር ዋና
    " ኣለኹልኪ" - ዝብላ ወኸለ ዝኾና
    ሎሙስ ረብሪባ 'ንበር - ገሪምዋ ስቕታና
    " ኣፈ - ኣርክቡ " ትብለና'ላ ብሕልና ትኸሰና።
    እሞ ንሕናኸ ፧
    ከምቲ ትደልዮ ዶ ንኹነላ
    ሓቢርና ንእለዮ ጻህያያ ጎልጓላ
    ኣብ ፍትሒ ነጽልል ክጥዕም ዕላላ(2)
    ማማየ ኣብ ዉዑይ ኣብ ዝሑል ኣለናልኪ ንበላ
    ን ኹነላ ዶ ! ፧
    " ከመይ ንኹነላ ፧ "
    ከም'ቲ ጹሩይ እኽሊ ብ መንፊት ዝሓለፈ
    ከም'ቲ ዕስለ ንህቢ ቆፉኡ ዝተተንከፈ
    ትብለና'ላ …!
    " ኣይድምሰስን'ዩ ጸሊም ታሪኽ ምስ ተጻሕፈ
    ትብለና'ላ …!
    " ሳዕበኑ ከይ ገድድ ስምብራት ምስ ገደፈ
    ትብለና'ላ …!
    " ኑዑ'ባ ሩድኡኑ - ንበይነይ ተሪፈ
    ትብለና'ላ …!
    " ዘዝተወለደ ስደት እና ተጓሕፈ።
    ድ…ር…ብ
    ወዲ ሪም እና ጠፍአ - ዳስ ሓጎስ ዝተኽሉ
    እንባን ኩርባን ሪኦም - "ሃገር ኣላ" ዝብሉ
    ኣንታ ቁሩብ ዘይ ሓስቡ - ልቢ ዘይገብሩ
    ሃገር ማለት ድኣ - ህዝቢ እንዳኣሉ !።
    ንሕና ኢና ንሳ
    ንሳ እያ ንሕና
    ንሕና እንተ ኣለና እያ ሃገርና ትህሉ
    ቅድም ቀዳድም እንበር
    ኩቡር ህዝባ ይ ሃሉ።
    እዛ ዓደይ - ዓዲ ክብሪ !
    እዋይ - ዓዲ ፍቕሪ !
    እዛ ዓደይ ዓዲ - ኩቡር ባህሊ !
    እዋይ ዓዲ ክብሪ !
    እዛ ኤረይ ካብ ሕማማ መተን ከተብሪ
    ስምር ዳኣ ንበል ደቂ ኤረይ ስምና ክነዕሪ።
    ግጥሚ => ምሕረትኣብ ጸጋ ብርሃን
    ዜማ => ክፍሎም ይክኣሎ
    ስትድዮ => ዳዊት ኪዳነ
    ( Harmoni Digital Studio )

    • @mnbarbihwetankolekukkesbel7516
      @mnbarbihwetankolekukkesbel7516 7 ปีที่แล้ว

      🎸⚘

    • @abrhamsamuel8726
      @abrhamsamuel8726 7 ปีที่แล้ว +1

      Kifleka My best bro ajoka Habibiana kulu khalf eyu sebey natey ahh kulu derfkatkan dimtskan kebdey eyu zblani anta jgna√√√ √√√ ketxlo

    • @efremefrem9072
      @efremefrem9072 7 ปีที่แล้ว +10

      LUL HABESHA ድሕሪ ሕጂ ዳ ካባኹም ኢና ክንጽበ ጥዑም ደርፊ ክንሰምዕ

    • @ZARARECORDS
      @ZARARECORDS  7 ปีที่แล้ว +16

      bshim kiflom nkulukum thanks
      ❤❤❤❤❤❤❤ Love you guy's
      buff.ly/2igp3Ny

    • @ጅሮምፍትዊ
      @ጅሮምፍትዊ 7 ปีที่แล้ว +3

      LUL HABESHA

  • @samizeydesta7465
    @samizeydesta7465 7 ปีที่แล้ว +62

    ወዲ ይካሎ ዶ ክብለካ ወዲ ይካሎ
    ንሱ ክንሱ ምስ ጩራ ባንድ
    ብ ኣንበሳ ዝሕሎ ባዓል ዓብይ ሓቦ ኣጆካ አስኪ ኣለና ንበላ ነዚ ብለን ሃገርና ሎምስ ባቃ መሩርና

    • @dolandtrumpstupidpresident5596
      @dolandtrumpstupidpresident5596 7 ปีที่แล้ว +9

      Samiel Desta ajeka ሓወይ ቀሪብና ኢና ሕጂስ ንመን ኢሉዎ ጎይያ ዓለም
      ከም ናይ israel ይኣክለኩም ይብለና ይከዉን ለምስ ኢባ

    • @selameyoumengedey3788
      @selameyoumengedey3788 7 ปีที่แล้ว

      Samiel Desta wawa

  • @daveboy2382
    @daveboy2382 2 ปีที่แล้ว +49

    Kiflom jegna kesabi 2022 tesemewa zelkum like key geberekum key tehalefu

  • @melakemehari5244
    @melakemehari5244 3 ปีที่แล้ว +24

    ዘይትምኖ ደርፊ 2021 ትሰምዓ ዘለኽ like ኣለና በሎኒ

  • @fanihgawi9934
    @fanihgawi9934 7 ปีที่แล้ว +193

    ከፉሊ ኣንበሳ ኣታ እስካስ እንቃዕ ናትና ኮንካ ። ጽቡቅ ስራሕ ዘመድ ህዝቡ ያላ ጩራ ህዝቢ ነቂሎም። 👏👏👏ጩራ ባንዲ ተስፍ ሃገር mhgasatey

    • @henilovehani791
      @henilovehani791 7 ปีที่แล้ว +5

      Fani Hgawi hakka eka ezioms enqae natna konu

    • @fanihgawi9934
      @fanihgawi9934 7 ปีที่แล้ว +5

      Heni Love Hani ya Heni Ayneyyyy anka natna konu

    • @Fada-md8ri
      @Fada-md8ri 7 ปีที่แล้ว +3

      nay behaki

    • @landofpunt2242
      @landofpunt2242 7 ปีที่แล้ว +5

      ናይ ብሓቂ ጩራ ህዝቢ ነቂሎም።

    • @zemuhgawi1603
      @zemuhgawi1603 7 ปีที่แล้ว +2

      Fani Hgawi arkete enkae natna konu ewe fanitey💋

  • @farklaentertainment4529
    @farklaentertainment4529 7 ปีที่แล้ว +130

    ኣታ እዛ ደርፊ እዚኣ ሰሚዐ ምምናው ሲኢነያ በጃኩም ጽን ኢልኩም ስምዕዋ ይሰምዕ ሞ ኣይ ከም እዚኣን ወዲ ኪሮስ ኣስፋሃ ከፋሊ ሃወይ ኣጆካ ኣብ ጎድንካ ኣለና ምስ ብጾትካ ጩራ ባንድ ኣጆኩም፥፥"

    • @ZARARECORDS
      @ZARARECORDS  7 ปีที่แล้ว +19

      bshim kiflom nkulukum thanks
      ❤❤❤❤❤❤❤ Love you guy's
      buff.ly/2igp3Ny

    • @betialmaz7512
      @betialmaz7512 7 ปีที่แล้ว

      Samuel Afewerki

    • @samimlashsamimlash5018
      @samimlashsamimlash5018 7 ปีที่แล้ว +6

      ክፊሎም ኣስሊ ኣጆካ ትርይ ክሃልፍ አዩ ኮጽሎ

    • @samisamii4869
      @samisamii4869 6 ปีที่แล้ว

      +sami mlash sami mlash ggggghbkk9pppp

    • @ghezaehagos1645
      @ghezaehagos1645 6 ปีที่แล้ว

      Me too

  • @wedieritrea5228
    @wedieritrea5228 7 ปีที่แล้ว +100

    ትብለና' ላ ግራቶም ብስብሑ ኣብ ቀሪም ዝበልዑ ደቂ ሓንቲ ማህጸን ኣብ ሽሕ ዝፈራረቁ! ኣብ ሓቂ ተሞርኮሰ ግጥሚ
    ሉዙብ ዜማ መልእክቲ ዝሓዘለ
    ምሩጽ ድምጺ ካብ ብሱል ዝበሰለ
    ኩቡር ስነ-ጥበባዊ ኩፍሎም ይካኣሎ
    ከማካስ የለን 100% #Like

    • @weldunehari8785
      @weldunehari8785 7 ปีที่แล้ว +3

      hasawi telam keda kemsl yeskinkin emo ke yelen

    • @temesgentekue1538
      @temesgentekue1538 7 ปีที่แล้ว +2

      wedi Eritrea jbhhhhh

    • @janvierniyibizi1583
      @janvierniyibizi1583 7 ปีที่แล้ว

      Temesgen Tekue ajokum aski deqirey jeganu amlak ywdalna da ykew

  • @ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ
    @ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ 3 ปีที่แล้ว +25

    ክሳብ እዛ ሕጂ ዕለት 12/4/2021 መን ኣሎ ዝሰመዓ እዛ ድርፊ ናይ ከፋሊ፡ ጅግና፡ like ወቅጡ፣

  • @Jo-ux8zy
    @Jo-ux8zy 4 ปีที่แล้ว +31

    ስጋብ ሎሚ 31.03.2020 ከምዚ ከማይ ድሰማዓ እንተ:ሎ
    ላይክ

    • @danites
      @danites 3 ปีที่แล้ว

      ኣነ ክኣ 16/01/2021!!

    • @Jo-ux8zy
      @Jo-ux8zy 3 ปีที่แล้ว +1

      @@danites
      😂2021 ኢና ኮ ዘለና ብሩረይ ናተይ

    • @danites
      @danites 3 ปีที่แล้ว

      @@Jo-ux8zy hhhhhh tegagiye Anita brorey🤩🤩🤩💞🎀

  • @Eritreanmars154
    @Eritreanmars154 7 ปีที่แล้ว +24

    ትብለና'ላ
    ኣንቱም ደቂ ኤሬይ ንዑ ኣይትዘመቱ
    ፍጡር ወዲ ኣዳም ዓዱ እንድዩ ክብረቱ
    መፍቶ ጓና እንድኣሉ የሕዋት ክናቖቱ
    ንዑ እባ ንኹነላ ንፍቕሪ ዝፈቱ
    ትብለና ኣላ (3) ተረርቲ ልቢ ዘይዳፋ
    *********************^*^
    ዋው ኣታ ንስካስ እንቋዕ ተፈጠርካ
    i proud of u lefali hawma

  • @መለይመለይ-ኰ7ሐ
    @መለይመለይ-ኰ7ሐ 7 ปีที่แล้ว +32

    ብሓቂ ትብለና መንእሰይ ተባራብር ናብ ኣብ ኢስራኤል ዘሎ ጥራሕ ኣይንጠምት በብዘሎናዮ ሓድነት ፈጢርና ዓቅምና ነበርክት፡ ኣብ coment trah ክንጽብቅ ኣይንፈትን ኩልና ዓቅምና ነበርክት ደቂ ኤረ ፡ ንሕና ኢንተሃሊና ኢያ ሃገርና ክትህሉ ኣለና ንበል።

  • @abiwaterwhite2298
    @abiwaterwhite2298 7 ปีที่แล้ว +41

    ጩራ ባንድ እንዲኩም ኣባ ዳህሪ
    በቶግ ኢልኩም ዶ ወጻኩም ከም ዓሳ ነባሪ
    እወ ትነብሩ ዘለኩም ንሓቂ ንፍቅሪ
    ህዝብኩም ከይቆረኩም ካቦት ኮይኩምሉ
    ዘለኩም ፈውሲ ቁሪ
    ኣይንሰድዕን ኢና ዝበልኩም ብገንዘብ
    እወ ሒዝኩሞ ኣለኩም እቲ ናይ በሓቂ ስነ ጥበብ
    ኣእቲኩምሎም እንዲኩም ንህግደፍ ዘብዘብ
    ቅድሚ ነብሰይ ንህዝበይ በሃልቲ
    በዘይ ኣፈላላይ ንኩሉ ብማዕረ ትሓልዩ
    የሎን ከማኩምስ ጩራ ባንድ ኣስሊ
    ህድእ ኢልኩም ትከዱ መስተውዓልቲ
    ሓየተይ ጻዕርኩም ኣለዎ ፍረ
    ኩሉ እዩ ዝዕወት ዝጻዓረ
    እቲ ሕማቅ ዝነበረ
    ተዓዊቱ እንድዩ ምስ ጸዓረ
    በሉ እስኪ ኣምላክ ይሓግዝኩም
    ፍረ ክትረክብሉ ጻዕርኩም
    ሰላም ረኪቡ ህዝብኩም
    ርህይዎ እንተርኢኩም
    ንሱ እዩ ዓወትኩም።
    By Abraham Rezene tefetawi gezana ons geliefde huis 👍

    • @efremefrem9072
      @efremefrem9072 7 ปีที่แล้ว +3

      ons geliefd huis slim jongen broer toch man

    • @astermekseb4317
      @astermekseb4317 7 ปีที่แล้ว +2

      nay bahaki

    • @gelilaeyob3605
      @gelilaeyob3605 7 ปีที่แล้ว

      ዝብለኒ። ኣንቱም 1000 ቀሪብኩም ዘለኹም ወሃብቲ commonts ከም ባዓል ነሽነሽ ነቲ ስራሕ ከይሰማዕኩም እባ ርእይቶ ክትህቡ ኣይትጓየዩ፡፡
      ኣነ ግጥሚ 0%
      ዜማ 0 %
      ካሜራ 100%
      ስቲድዮ 100%
      ዳይሪክተር 50%
      ተቐበልቲ 50 %
      ኢለ ገምጋመይ ሂበ ኣለኹ ዘይተዋሕጠሉ ሕጂ ይመልሰለይ እንዳ ስመርዋ።

    • @abiwaterwhite2298
      @abiwaterwhite2298 7 ปีที่แล้ว

      Suq bel men eiluka

    • @efremefrem9072
      @efremefrem9072 7 ปีที่แล้ว +1

      GELILA EYOB kid da ሕርር በል ኩሎም ናትና ዮም

  • @Tes861
    @Tes861 6 ปีที่แล้ว +115

    ኣታ ጸማም ኤርትራዊ ስማዕ ጽቡቅ ጌርካ ቃሕመም ምባል ኣየድልን ኢዩ ኣስተውዕል ጽቡቅ ጌርካ ካብዚ ንላዕሊ ዋላ ሓደ ምባል ኣየድልን ኢየ ከፋሊ ሓወይ ኣጆካ ታንክስ ሞር ብሮ

  • @MeargAfom-kn8tw
    @MeargAfom-kn8tw ปีที่แล้ว +10

    ቅድሚ 6 ዓመት ደጋጊመ የ ዝሰምዓ ኔሬ ሕጂ ከኣ ሕልፍ ክብል ረኺበያስ ውሽጠይ ዝሕው ኢሉኒ ክፍሎመይ ጅግና 💪💪💪❤❤❤

  • @ፈቃርዩልበይ-ኸ1ፐ
    @ፈቃርዩልበይ-ኸ1ፐ 7 ปีที่แล้ว +37

    ክፍሎም ጅግና ብጣዕም አየ ዘድነቀኻ ሰነ-ጥብብ ምሳኻ ኣሎ
    ኩሉ ሰነ-ጥበባዊ ከማኣ ኣይኮነን
    ኣብ ጥበብ ጀማር ሙካንኻ ቡዚሒ አየ ካባካ ዝጺበ ኣጆኻ ጥራይ።

    • @temesgenamlekwedibarentu3632
      @temesgenamlekwedibarentu3632 7 ปีที่แล้ว +11

      ኣታ ከፋሊ አንታይ አሞ ክብለካ አየ አንዳዒ በጃካ መግልጺ የብለይን

    • @okubithabtom4410
      @okubithabtom4410 7 ปีที่แล้ว +4

      ፈቃር ዩ ልበይ kiflom 10000 neic one

  • @Amirajamac
    @Amirajamac 7 ปีที่แล้ว +64

    am not understand 😟 but it's best I like Eritrean nd Ethiopian people❤❤ from somalia

    • @abiasli3226
      @abiasli3226 7 ปีที่แล้ว +4

      DDSI 4lyf ..We love you too bro

    • @Amirajamac
      @Amirajamac 7 ปีที่แล้ว +1

      Abi Asli 💋💋💛

    • @mussiesultan3434
      @mussiesultan3434 7 ปีที่แล้ว +2

      DDSI 4lyf it's just about democracy, We're looking for democracy and peace in our country.

    • @eyerukesete5114
      @eyerukesete5114 7 ปีที่แล้ว +1

      DDSI 4lyf

    • @Amirajamac
      @Amirajamac 7 ปีที่แล้ว +2

      Eyeru Kesete 💚💛

  • @ስላምየማርያምልጅማርያምብ
    @ስላምየማርያምልጅማርያምብ 7 ปีที่แล้ว +77

    ፍፍፍፍፍፍ ክሕዝን አጅካም አሕውት። አብ ትግራይ እየ ፅንዕት ይሀብከም አሕውተይ ማዕርይ

    • @robi7719
      @robi7719 3 ปีที่แล้ว

      ሎሚ ኪኣ ድሕሪ ሰለስተ ዓመት እዛ ኮሜንት ካብ ትጽሕፍያ ወዪ ርጉም ሰቡኣይ ንትግራይ ዓድኪ ኪኣ ሓዉ ኣቃጽሊዋ ነሀለኪ ዝሕዝን እዩ

    • @wediybrah9790
      @wediybrah9790 2 ปีที่แล้ว

      @@robi7719 ንሳ ብውልቃ ኣበይ ኣላ ኣይንፈልጥን ሕማቅ ግዜ እዩ ብፍላይ ንሓበሻ

    • @ተስፋ-ኀ7የ
      @ተስፋ-ኀ7የ 2 ปีที่แล้ว

      Aye gize hji ka nski kabana gedidkum mewaxo yfterlna nklatna

  • @yonasfissehaye4490
    @yonasfissehaye4490 ปีที่แล้ว +5

    ከምዚ ሕጂ ከየበላሸዉኻ ከለዉ።ኣብዚ ንፍትሒ ትቃለስ ኔርካ ሕጂ እሞ ሎቕመጽመጽ ኣልሚዶምኻ እሮማይ😢

  • @Tesfit195
    @Tesfit195 7 ปีที่แล้ว +52

    Congra ከፊል እንቃ ሓጎሰካ በትሪ ሓቂስ ትቀጥን ኢንበር ኣይትስበርን እየ ኣጆካ ወገነይ ጅግና ንህግደፍ ኣሺንካዮም ኣብ ሲሩኦም

  • @fanayeyalwaysinmyheart5319
    @fanayeyalwaysinmyheart5319 7 ปีที่แล้ว +16

    ክፍሎም ዓርከይ great song....
    ህግደፋውያን ልቢ ይሃቦም' ንስኻ ኸኣ
    ኣጆኻ ቀጽሎ ጅግና ወዲ ህዝቢ !!

  • @delayselam4490
    @delayselam4490 7 ปีที่แล้ว +69

    ካብ መትከሉ ምንቕ ዘይብል :ጽኑዑን ጻዕራምን ኢኻ ብሓቂ

  • @ሊሊጋልትግራይ-ሐ1ጸ
    @ሊሊጋልትግራይ-ሐ1ጸ 3 ปีที่แล้ว +26

    ክፍሎመይ ድምፅካ ምጥዓሙ ኣጀኩም ንኩሉ ግዜ ኣለዎ 👏👏👏👏🇪🇷🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷💘👏👏👏

    • @Fthi366
      @Fthi366 2 ปีที่แล้ว +1

      🇪🇷❤💊❤🇪🇷💊

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 4 ปีที่แล้ว +8

    እዛ ደርፊ ክሳብ ሎሚ ሰሚዑ ዘይጸገባ እንተሎ 20 /5/ 2020 ብlike ይንገረኒ።

  • @ezghihayishmatiwos7385
    @ezghihayishmatiwos7385 5 ปีที่แล้ว +13

    ክሳብ ሕጂ ዘይመነኹማ ነዛ ደርፊ ትሰምዕዋ ዘለኹም ጥራይ ከምዚ ኸማይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @johnkeshi4070
    @johnkeshi4070 7 ปีที่แล้ว +20

    ክፉሎም ኣንበሳ ጂግና ዓስብኻ ካብ ሰማይ ሪኸቦ ካብዚ ንላዓላሊ ኪትብሪትዕ ሰናይ ትጸብትና ዩ

  • @Bahre8872
    @Bahre8872 2 ปีที่แล้ว +4

    ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹ። ፈጣሪ ምልኡ ጥዕና ይሃብኩም፡፡ ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ናይ ስድራኹም የስምዕኹም፡፡ሳስብክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይምሕጸነኩም፡፡ ሓደራ ሸለል ኢልኩምኒ ከይትሓልፉ!!....

  • @abrhamykalo7290
    @abrhamykalo7290 7 ปีที่แล้ว +17

    ata jgna kafali wedi kexlo very nice song ybel gtmi ms dmxi and hrmet kulu keep it up !

  • @MiliTadese
    @MiliTadese 6 หลายเดือนก่อน +2

    2024 ትሰምዕዋ ኣለኩም ዶ

  • @Johanbooks
    @Johanbooks 2 ปีที่แล้ว +6

    እዛ ደርፊ ኣብ 05/07/2022 ይስምዓ ኣለኩ❣️☀️💙

  • @flietoashebr2633
    @flietoashebr2633 7 ปีที่แล้ว +9

    ከፋሊ መግለጺ ስኢነሉ ንስካን መሳርሕትካን ትሰርሕዎ ስራሕ።
    ንኩነላዶ, ከመይ ንኩነላ
    ከምቲ ጽሩይ ዘርኢ ብመንፊት ዝሓለፈ
    ከምቲ ዕስለ ንህቢ ቆፉኡ ተተንከፈ
    ትብለናላ ኣይድምሰስን እዩ ጸሊም ታሪክ ምስ ተጻሕፈ።

  • @hagosnayzgi1324
    @hagosnayzgi1324 7 ปีที่แล้ว +69

     የማነ ባርያ ነኪሮስ ወሊድ ኪሮስ ንክፍሎም ወሊድ

  • @mulesolomon6044
    @mulesolomon6044 7 ปีที่แล้ว +12

    th-cam.com/video/LOX5bbD9p4Q/w-d-xo.html
    ትብለና'ላ
    ኣንቱም ደቂ ኤሬይ ንዑ ኣይትዘመቱ
    ፍጡር ወዲ ኣዳም ዓዱ እንድዩ ክብረቱ
    መፍቶ ጓና እንድኣሉ የሕዋት ክናቖቱ
    ንዑ እባ ንኹነላ ንፍቕሪ ዝፈቱ
    Kiflom Yikalo hero
    I love you so much

  • @ermilove685
    @ermilove685 5 ปีที่แล้ว +23

    *ዋውውው ሎሚ ሓደ ምልዮን ኣትያ ኣጆካ ቀጻጽሎ ከፋሊ ጅግና*

  • @hermongebremichael3903
    @hermongebremichael3903 2 ปีที่แล้ว +3

    Ezi zmesl derfi si ksab hji 2.3 m ezi seb si trgum zelewo derfi nkey semi mis nbsu tsmamu yu

  • @ኪሮስበልክትድረርወዲሃገር
    @ኪሮስበልክትድረርወዲሃገር 7 ปีที่แล้ว +20

    እንታይ እሞ ክብለካ ክፍሎም ሓወይ ኣጆኻ ብዙሕ ኢዩ ዝጽበ ዘሎ ህዚቢ ካባኻ ናፉ ሓያል ደራፋይ ናይ ብሓቂ ጹቡቅ ደርፉ ብራቮ

    • @አደንሃይሉ
      @አደንሃይሉ 7 ปีที่แล้ว +4

      ኪሮስ በል ክትድረር ወዲ ሃገር
      Xbuq Serihu alo Ziterefe Hiwetu Zihayele Sirah Kiserih kem zikiel eu zerediaka

    • @ኪሮስበልክትድረርወዲሃገር
      @ኪሮስበልክትድረርወዲሃገር 7 ปีที่แล้ว +2

      አደን ሃይሉ ኣርኢና እንዲሞ ብግብሪ የግደስ ዝሰምዕ እንበር ዝሕግዞም ኣይ ራኣናን ጩራ ባንዲ ክሎም ድምጺ ውጽዕ ከይኖም ዝሳተፉ ዘለዉ ኢዮም ከምቶም ካልኦት ኣይ ከኑን ንረብሓ ዝገዩ ዘለው ኣይ ከኑን እዚኦም ንፍዓት ኔይሮም ዝሕግዞም ዳኣ ሲኢኖም እንበር

    • @አደንሃይሉ
      @አደንሃይሉ 7 ปีที่แล้ว +3

      ኪሮስ በል ክትድረር ወዲ ሃገር
      Abe Biwegeney Kilu Kabay Zidle Zebele Egebir Aleku Kigebir Dima Eye Enber Nay Chura Bandy Xbuq Aleka👍

    • @mahmudhassan9412
      @mahmudhassan9412 7 ปีที่แล้ว

      kiflom jigena 10000000

  • @ኣማንኤሎኣማንኤል
    @ኣማንኤሎኣማንኤል 7 ปีที่แล้ว +27

    ኣንታ ቅርብ ዝይሓስብ እምባን ክርባን ርእይም ሃገር ኣላ ዝብሉ። ኣንታ ቅርብ ዝይሓስብ ልብ ዝይገብር ሃገር ማለት ዳኣ ህዝብ እንዳኣሉ100000like ንዝርደኦ ዓብይ መልእክት ዩ ደገፍት ህግደፍ ልብ ግበሩ ብህዝብክም ኣይትጻወቱ ክወግሕ ዩ ጽባሓ።

  • @gulefeqar9965
    @gulefeqar9965 7 ปีที่แล้ว +5

    ahwatna enda tefeu das dtekilu enban kurban riom Hager ala dblu ata kurub deyhafru kefali jigna ajoka btaemi des debl srah u nice song wedi hizbi 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @ብኺሮስከይትመጹኒተጥንቀቁ
    @ብኺሮስከይትመጹኒተጥንቀቁ 6 ปีที่แล้ว +21

    ክፍሎመይ እንተ ሃልዩ ንሕና ንህሉ

  • @ዓለምጸዋር-ቨ9ጘ
    @ዓለምጸዋር-ቨ9ጘ 5 ปีที่แล้ว +8

    ata azi derfi mara kif alewa kab tzrgah zgab ሕጅ ab had maalti ይሰምዓ aleku kemzi ንሃተይ zelekum like ሃብኒ kflom & kiros edmen tenan yhabeley

  • @tesfayeusnqeyeri1876
    @tesfayeusnqeyeri1876 7 ปีที่แล้ว +42

    ንሓቂ ድሰርሕ ኩሉ ግዜ ተኣማሚኑ ስለ ዝሰርሕ ኣብ ዓወት እዩ ዝበጽሕ ኣጆና ምስ ሓቂ ክሳብ ዝሃለና ብዘይ ጥርጥር ክንዕወት ኢና ።

  • @yacobwedieri4164
    @yacobwedieri4164 7 ปีที่แล้ว +23

    ናይ በሓቂ ደስ ትብል ናይ ሕልና ደርፊ ኣጆኩም ቀጽልዎ ደቂ ህዝቢ ጀጋኑ

  • @johnmebra3584
    @johnmebra3584 7 ปีที่แล้ว +7

    ከፋሊ ሓወይ መገለጺ ስኢና ክብሉ ይሰምዕ ኔይረ ከምዚ ማለት ድዩ ኣንታ፧ ክንደይ ሰሪሕኩም እሞ ከምዚኣ ግን ኣይተራእየን ብህድኣት ርኢካ ኩሉ ንፍቅሪ ምጽዋዕካ ማራ ትድነቅ ስራሕ ወገን ሓደ ዘይብላ። ጸላኢና ሓደ ክንሱ ንናቆቶ ዘላና ይኣክል፡ ከም ብጻይካን ክብረትናን ኪሮስ ኣስፋሃ ንክልቲኡ ወገን ብሓደ ዓይኒ ርኢካ ተጉዓዝ ጽባሕ ንግሆ ናብ ንሳደዶ የብልናን ስም እዩ ተራፊ ሽግር ሓላፋይ'ዩ ስነ-ጥበብ ክኣ ኣብኡ'ዩ ክብረቱ ፡ ካባና እኳ ክንድየናይ ግን ከም ገለ ብገለ እታ ሃገርና ፍታሕ እንተ ወረዳ ኣፍ ውጹዓት ምንባርኩም ከቢርኩም ክትነብሩ ኢኩም ። ቐጽሎ ዜማ ክኣ መዳርግቲ ዘይብላ ዜማ ኣበርኪትካ ነዛ ስራሕ እሞ የቀንየልና ሕልናዊ ሓውና ከፋሊ ፡ጩራ ባንድ ብሓፈሻ ክኣ ፍቅሪ ስኒትኩም ይሰስን ዓለም ንዓኩም ትኩን።

  • @FreedomTess-dm5kq
    @FreedomTess-dm5kq 4 หลายเดือนก่อน +1

    2025 ይሰምዓ ኣለኹ
    ንኹነላ ዶ ከመይ ንኹነላ
    ከምቲ ጽሩይ ዘርኢ ብመንፊት ዝሓለፈ
    ከምቲ ዕስለ ንህቢ ቆፍኡ ዝተተንከፈ
    ኣይድምሰስን ዩ ጸሊም ታሪኽ ምስ ተጻሕፈ
    ንዑ ባ ርድኡኒ ንበይነይ ተሪፈ
    ወዲ ሪም እናጠፍአ
    ዳስ ሓጎስ ዝተኽሉ
    እምባን ኩርባን ርእዮም
    ሃገር ኣላ ዝብሉ

  • @אפיפש
    @אפיפש 7 ปีที่แล้ว +11

    ካናሪ ዝጥዓም ድምጺ ከምናህካ ኣብ እስራኤል የለን ቀጽሎ

  • @mhme1691
    @mhme1691 7 ปีที่แล้ว +13

    Israel zelekum seb tesfa seb habo kemakum da abey kinrekib bfilay chra bandi kefali ajoka habibi nxbe kia btegbar kingebro kinredi hizbinan hagernan amlaki ab gonina yukun nhagerna bedemna hadinet nkulu hizbi eritrea

    • @zenamahari9370
      @zenamahari9370 7 ปีที่แล้ว +1

      masi moshi bhaki xbuk aloka astewalay eka well done ❤️❤️❤️❤️❤️

    • @mhme1691
      @mhme1691 7 ปีที่แล้ว

      Zena Mahari ❤❤❤

  • @ፍቅሪምስኩሉU
    @ፍቅሪምስኩሉU 6 ปีที่แล้ว +14

    ሰይ ሰይ ሰይ ከፋሊ ሓወይ ጅግና እንካዕ ናትና ኮንካ ንመን ደኣ ክትወስድ ናይ ቶም ጀጋኑ ኣቦታትካ እንበር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።

  • @Amazonmedia12
    @Amazonmedia12 2 หลายเดือนก่อน +1

    እታ ግጥሚ እንዳ ኣንበብ ታኣምር ዜማ ሰሪሑ ኣብ ደቃይቅ ኣብ መድረክ ብደዉ ብዘይ ሰጋእጋእ ጥበብ ክቡሉካ ከምዚ እዩ ወዲ ትካባ ጎብለል

  • @MGATIV
    @MGATIV 5 ปีที่แล้ว +8

    ኣብ አድካ ዘሎ ወርቂ ዳርጋ ጨርቂ ዲዩ ዝበሃል ኪፊ ዕርከይ ከየንበብናካ ክሳብ ሕጂ ምጽናሕና ጽልዋኻ ሕጂ ይረኣይና ኣሎ ኣብ ዝከድካዮ ሰላም ይጽናሕካ

  • @filimonmeashotewelde8215
    @filimonmeashotewelde8215 7 ปีที่แล้ว +27

    ወዲ ሪሙ እንዳ ጠፍአ ዳስ ሓጎስ ዝተክሉ
    እንባን ኩርባን ሪኦም ሃገር ኣላ ዝብሉ
    ኣንታ ቁሩም ዘይሓፍሩ ልቢ ዘይገብሩ
    ሃገር ማለት ደኣ ህዝቢ እንደኣሉ
    (ወዲ ኪሮስ ሰሜካ ኣለኩ ከፋሊ ኣንበሳ)

  • @abelfishaye7938
    @abelfishaye7938 7 ปีที่แล้ว +25

    ወዲ ሪም አናጠፈኡ ዳስ ሓጎስ ዝትኽሉ አንባን ኹርባን ሪኦም ሃገር ኣላ ዝብሉ ኣንታ ቁሩብ ዘይሓስቡ ልቢ ዘይገብሩ ሃገር ማሌት ዲኣ ህዝቢ አንዳሉ
    ኣበት ግጥሚ ኣብዚ ነሀለካ
    the best one kefali asli

    • @ዓለምጻዕሪ-ኰ4ሸ
      @ዓለምጻዕሪ-ኰ4ሸ 7 ปีที่แล้ว

      በኣኩምስ ኩራኣት ነርና ኩማንዶ ስራኣኤል ኢዞም ናይ ኤሮፓ ደኣ ኣለዉ ፍክሪ ጋል ኢምበር ፍክሪ ሃገር ዘይ ብሎም

  • @kahasesolomon7534
    @kahasesolomon7534 7 ปีที่แล้ว +10

    i am listing ten times
    this song but ahhh
    really hard heart people say
    my country , never removed
    bad history, what are the people are doing at this moment , please listing
    eritrean people removed
    the dictoter , never stop
    the movement anitl get freedom , qetsilo jigina kiflom ykielo

  • @somaer792
    @somaer792 7 ปีที่แล้ว +8

    ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ስራሕ ክፍሎም ዓርከይ ፡ደስ ተብል ደርፊ ቀጽሎ።

  • @oellala7633
    @oellala7633 6 ปีที่แล้ว +18

    ፐዉ ኣበየት ደምጽ ከፊሊ ተስፍ ጽባሕ ኣጅካ 🎤🎤🎤🎤

  • @fkrimisamlak6256
    @fkrimisamlak6256 5 ปีที่แล้ว +3

    Bial ezi derfotat ezis basena wey berisat gernum nhzbna asmewo bejakum hzbina eti haki bkulu yfleto.

  • @wedixorenashikorbrgxselamk6868
    @wedixorenashikorbrgxselamk6868 7 ปีที่แล้ว +5

    ብታአሚ ከብድካ ትትንክፍ ደርፊ አያ ከፋሊ ሺኮር ከሪብና አና ኣጆኩም ኣብጎንኩም ኣለና ዘኦም ኣህዋተይ ኦከ መክሰናትትት አማ ናኩምምምም

  • @አኒስሞስፈቃር
    @አኒስሞስፈቃር 7 ปีที่แล้ว +5

    wwwww kiflom nayhmamey ybel music kimex eu selam nay hagerna hadem alti kulu kehalf eu

  • @NahomBrhane-gq7pn
    @NahomBrhane-gq7pn ปีที่แล้ว +2

    Kiflom jigna wedi tom jeganu 💪🏼❤️❤️❤️💪🏼🦁🦁🦁👈

  • @tsegabrhanhasho-1755
    @tsegabrhanhasho-1755 7 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ብሓቂ (ከፋሊ) ሓወይ እዛ ደርፍካ ዝመስል ፍረ ነገራን ቃላት ትግርኛኣን ዝመስል ኩሉ ስርዓቱ ዝሓለወ ፈትየያ ስለቲ ዉጹዕ ህዝቢ ደው ምባል ሓላፍነት ናይ ኩልና እዩ እሞ ተረካቢ ሕድሪ ነብስሄር (የማነ ገ/ምካኤል) "ባርያ" ኩን ኩልሻብ ዓንዲ ሕቆን ተስፋን ሞራልን ህዝቢ ድምጻውያን እዮም እሞ ንስካ ከኣ ተስፋካን ምትብባዕካን ሞራልካን ኣይፈለየና!

  • @ምንባርንመንይግቦኦ
    @ምንባርንመንይግቦኦ 7 ปีที่แล้ว +8

    ከፋሊ ፡ጅግና ወዲ ህዝቢ ኣታ መቅሰነ ወዲ፡ንስካስ ፍሉይ እካ ኣቢየት መልእክቲ ካብዚ ንላዕሊ መልእክትስ የለን ኣታ ጅግና ወዲ ነዚኣ ሰምዑ ዘይርድኦም ሰብ ታሃልዮም ርእሶም ዘይሰርሕ ዘይኮነስ ተቅላላ ርእሲ ዘይብሉ ክከውን ኣለዎ
    ቀጽሎ መቅሰነይይ ወድታ ሓላል መሬት ወዲ ህዝቢ ኩሉ ግዚየ ኣብ ጎድኒ ህዝብካ ምስ ኮንካ ጅግና

  • @gottseidankewigkeitgottsei5275
    @gottseidankewigkeitgottsei5275 7 ปีที่แล้ว +11

    you are right kuflo Hero 👍🎤🎶🎻🎹 tblena ala

  • @kubromamenay9002
    @kubromamenay9002 7 ปีที่แล้ว +8

    ajekim kuflom hway anitim abz Owrpa zlokim entay tigabr alokem nise nihgar nusben yidarfe alo kabit kale zbiawo nikflom liek habwe mibla mablei zbei adena ybelayo Ezom ahwtay ajekim nithgazo niaue ajekim

  • @bahabelommengesha5553
    @bahabelommengesha5553 7 ปีที่แล้ว +15

    ናይ ብሓቂ ከፋሊ ሓወይ ኣጆኻ ሓንቲ መዓልቲ ኣላ ኩሉ ክሓልፍ እዩ

  • @wedzomtokisomzeyshtu5744
    @wedzomtokisomzeyshtu5744 3 ปีที่แล้ว +4

    ከመይ ዝነበዐ ዶ ይህሉ

  • @wediluzerunswiss6644
    @wediluzerunswiss6644 7 ปีที่แล้ว +11

    ata hgdef abilekum lomi da deytxarefu krdakum do kon gemiru loms kefali komeu girka aleku belena bal blux dmxi bal luaul habo alena ab godnka

  • @hanqewtaselam64
    @hanqewtaselam64 7 ปีที่แล้ว +8

    ኣታ ከመይ ዓይነት ደርፊ ኢያ እዚኣ ኣብየት ውህደት ዜማ ኣብየት ድምጺ ኣብየት ግጥሚ መግለጺ ዘይብላ ብልጽቲ ስራሕ

  • @andebrhanweldemichael6015
    @andebrhanweldemichael6015 6 ปีที่แล้ว +25

    ግራቶም ብስብሑ ኣብ ቀሪም ዝበልዑ!!! ዝገርም ግጥሚ ዜማ ብኹሉ እንታይ ክወጻ ቀጽሎ ጅግና

  • @binyammekonen-p3b
    @binyammekonen-p3b 3 หลายเดือนก่อน +2

    Ksab hji memnaw sineya 05 6 2024

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 5 หลายเดือนก่อน +1

    LIKE 1.MILLION KFLOM ALL CH..BANDS.HISTORY WILL EVER REMEMBER YUO HEROS.❤😂

  • @ብዓይኒምሕረትካጠምተኒጎይ
    @ብዓይኒምሕረትካጠምተኒጎይ 7 ปีที่แล้ว +21

    ደቂ ኤረይ ጀጋኑ መን ከማኩም

    • @dejenbahta2840
      @dejenbahta2840 7 ปีที่แล้ว +5

      kuflom shkorr ajoka

    • @tesfaysfamilie8473
      @tesfaysfamilie8473 7 ปีที่แล้ว +8

      ሰይ ዝዓርከይ ይበል ግጥሚ ዘይማ ኣቀራርጻ ኩሉ ፍሉይ ውሕልነት ቀጽሎ ኣጆኻ

  • @merihsolo4025
    @merihsolo4025 7 ปีที่แล้ว +9

    ከፋሊ ቀሪብና አና'ኮ!!!!!
    ከማካ ፈሓሒራ፡ጠሓሒሳ'ስ ይህሉ'ዶ ይኸዉን፧
    ኣታ ጎብለል ሓላይ ህዝቡ ሂወቱ ዝኸፍል ወገን ጽጉማት።
    ኩፉሎም፡ኪሮስ፡ፋአድ፡ዘካርያስ፡ወዘተ.. ጀጋኑ ኣጆኹም ደው ንበል ንፍትሒ።(ኣብ ጎድንኹም ኣለና።...................

    • @asmaasma-lz9bn
      @asmaasma-lz9bn 5 ปีที่แล้ว

      ትግራኝ ውስጥነነ ግን አልችልም እኔጌርጎንኝ

  • @modochol1978
    @modochol1978 5 ปีที่แล้ว +15

    Kiflom Yikealo is always the best...... big love from South Sudan

  • @Kidu.12
    @Kidu.12 8 หลายเดือนก่อน

    ትብለና ላ
    ኣቱም ደቂ ኢረይ ንዑ ትዘመቱ
    ፍጥር ወዲ ዓዳም ዓዱ እንድዩ ክብረቱ
    መፍቶ ጓና ደኣሉ የሕዋት ክናቀቱ
    ንዕባ ንኩነላ ንፍቅሪ ዝመቱ እዋይ እላላሎይ ስላሎይ ዋሎይ
    ትብለና ላ (3) ተረርቲ ብልቢ ዘይዳፋንቁ
    ብሕማመይ ዘይሓሙ ዘይብቅብቁ
    ክራቶም ብስብሑ ኣብቀሪም ዝወድቁ
    ደቂ ሓንቲ ማህጸን ኣብ ሽሕ ዝፈራረቁ
    እውይ(4) ረገጽታ በዝሖም ስእና እንበር ዋና
    ኣለኩልኪ ዝብላ ወከለ ዝኮና የ
    ሎምስ ረብሪባ ንበር ገሪምዋ ስቅታና
    ኣፍ ኣርኩቡ ትብልና ላ ብሕልና ትከሰና
    እሞ ንሕና ከ ከምቲ ትደሎ ዶ ንኮነላ
    ሓብርና ንድለዮ ጻህያያ ጎልጓላ
    ኣብ ፍትሒ ነጽልል ክጥዕም ዕላላ (2)
    ማማየ
    ኣቡ ውዕይ ኣብ ዝሑል ኣለናልኪ ንበላ
    ንኩነላ ዶ ከመይ ንኩነላ
    ከምቲ ጽሩይ ዘርኢ ብመንፊት ዝሓለፈ
    ከምቲ ዕስለ ንሕቢ ቆፍኡ ተተንከፈ
    ትብለና ኣላ ኣይሕከክን ዩ ጸሊም ታሪክ ምስ ተጻሕፈ ትበልና ላ
    ሳዕበኑ ከይገድድ ስንብራት ምስ ገደፈ ትብለና ላ
    ንዑ ባ ሩድኡኒ ንበነይ ተሪፈ ትብለና ላ
    ዘዝተወለደ ስደት እና ተጓሕፈ
    ትብለና ላ (3)ተረርቲ ልቢ ዘይዳፋነቁ
    ብሕሰመይ ዘይሓሙ ዘይብቅብቁ
    ክራቶም ብስብሑ ኣብቀሪም ዝወድቁ
    ደቂ ሓንቲ ማህጸን ኣብ ሸሕ ዝፈራረቁ
    እውይ(4) ረገጽታ በዝሖም ሲእና እንበር ዋና
    ኣለኩልኪ ዝብላ ወከለ ዝኮና የ
    ሎምስ ረብሪባ ንበር ገሪምዋ ስቅታና
    ኣፍ ኣርኩቡ ትብልና ላ ብሕልና ትከሰና
    እሞ ንሕና ከ ከምቲ ትደሎ ዶ ንኮነላ
    ሓብርና ንድለዮ ጻህያያ ጎልጓላ
    ኣብ ፍትሒ ነጽልል ክጥዕም ዕላላ (2)
    ማማየ ኣቡ ውዑይ ኣብ ዝሑል ኣለናልኪ ንበላ
    ንኩነላ ዶ ከመይ ንኩነላ
    ከምቲ ጽሩይ ዘርኢ ብመንፊት ዝሓለፈ
    ከምቲ ዕስለ ንሕቢ ቆፍኡ ተተንከፈ ትብለና ላ
    ኣድምሰስን ዩ ጸሊም ታሪክ ምስ ተጻሕፈ ትበልና ላ
    ሳዕበኑ ከይገድድ ስንብራት ምስ ገደፈ ትብለና ላ
    ንዑ ባ ሩድኡኒ ንበነይ ተሪፈ ትብለና ላ
    ዘዝተወለደ ስደት እንዳ ተጓሕፈ
    ወዲ ሪም እንዳ ጠፍአ
    ዳስ ሓጎስ ዝተክሉ
    እንባን ኩርባን ሪኦም
    ሃገር ኣላ ዝብሉ
    ኣታ ቅሩብ ዘይሓስቡ
    ልቢ ዘይገብሩ
    ሃገር ማለት ደኣ ህዝቢ እንዳኣሉ
    ንሕና እና ንሳ
    ንሳ ኢያ ንሕና
    ንሕና እንተ ኣለና እያ ሃገርና ትህሉ
    ቅድም ቀዳድም እንበር
    ክቡር ህዝባ ይሃሉ
    እዛ ዓደይ ዓዲ ክብሪ
    እዋይ ዓዲ ፍቅሪ
    እዛ ዓደይ ዓዲ ኩቡር ባህሊ
    እዋይ ዓዲ ክብሪ
    እዛ ኤረይ ካብ ሕማማ መታን ክተብሪ
    ስምር ዳኣ ንበል ደቂ
    ኤረይ ስምና ክነዕሪ
    እዛ ሪመይ ካብ ሕማማ መታን ከተብሪ
    ስምር ደኣ ንበል ደቂ ዓደይ ስምና ክነዕሪ
    ወዲ ሪም እንዳ ጠፍአ
    ዳስ ሓጎስ ዝተክሉ
    እንባን ኩርባን ሪኦም
    ሃገር ኣላ ዝብሉ
    ኣታ ቅሩብ ዘይሓስቡ
    ልቢ ዘይገብሩ
    ሃገር ማለት ደኣ ህዝቢ እንዳኣሉ
    ንሕና እና ንሳ
    ንሳ ኢያ ንሕና
    ንሕና እንተ ኣለና እያ ሃገርና ትህሉ
    ቅድም ቀዳድም እንበር
    ክቡር ህዝባ ይሃሉ
    እዛ ዓደይ ዓዲ ክብሪ
    እዋይ ዓዲ ፍቅሪ
    እዛ ዓደይ ዓዲ ኩቡር ባህሊ
    እዋይ ዓዲ ክብሪ
    እዛ ኤረይ ካብ ሕማማ መታን ክተብሪ
    ስምር ደኣ ንበል ደቂ
    ኤረይ ስምና ክነዕሪ 🎶

  • @ermiaskibrom7546
    @ermiaskibrom7546 4 ปีที่แล้ว +5

    Tmali ab live ms reakuka I am back to your music 🎧 I am addicted to hager song only J don’t like love music any more . it is all fake . This is only real for the time being.

  • @crstianoronaldo2320
    @crstianoronaldo2320 7 ปีที่แล้ว +4

    Ane hgdef eye ..haqi thaysh gin eza derfi tenkifatni ..gtmi .dmxi ziema fienti ..
    xerfi zeybla gin...like ka aytresiu

  • @habenmengsteab5435
    @habenmengsteab5435 7 ปีที่แล้ว +5

    ረብሓ ረጊፁ ፊትሒ ተሰኪሙ ዝኸይድ ኩቡር ድምፃዊ ክፊሎም ሰላምካ የብዝሓልካ

  • @efremefrem9072
    @efremefrem9072 7 ปีที่แล้ว +42

    men emo kamaka

    • @ውጻእምዓት
      @ውጻእምዓት 7 ปีที่แล้ว

      wwwwwwww kflem jign mara kefa aelk

    • @argimahbolom7977
      @argimahbolom7977 6 ปีที่แล้ว

      Nay bhki derfkyo kefali wedi merat wedi yemane barya ajoka berte 🙏🙏🙏

  • @wedihanes4140
    @wedihanes4140 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሕዋተይ ነዛ ደርፊ እንዳሰማዕኩ ስድራይ ክርኢ ብማእከል ኣስመራ ብኣየር ሓሊፈ ዓይነይ እንዳናባዕኹ ናብ ኣዲስ ካብ ዓዲ ጛና ናብ ዓዲ ጛና ኣሕሕ ፡ ክሳብ 30.12.2019 ዝሰምዓ እንተሎ ላይክ ንዓይን ንከፋልን ንከፋልን፡
    ኣደ ክፍሎምስ ንዓይ ከተዕብድ እያ ወሊዳቶ ።

  • @yemanenuguse2121
    @yemanenuguse2121 7 ปีที่แล้ว +26

    Je suis heureux 😊 mec tu es vraiment beau ❤️j'ai écouté 💯 fois mais c'est très bien 😊 muisc je suis heureux pour votre chantes alors continue comme ça d'accord 😌 mec.
    Meilleur saltations
    Yemane ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍👍👍👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽💕💕💕💕🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🚗🚗🚗🚗🥁🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎬🎬🎤🎤🎬🎤🎤🎤🎹🎹🎹🎹🎹🎹🎹🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎸🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼

  • @nelsonmandela185
    @nelsonmandela185 7 ปีที่แล้ว +5

    yr words is hoop
    yr voice is straight to the Hart
    yr body language great
    yr group in the clip they have top style
    thank you GOD you are from ERITREA

  • @efremefrem9072
    @efremefrem9072 7 ปีที่แล้ว +26

    bro

  • @johntesfu6222
    @johntesfu6222 7 ปีที่แล้ว +4

    ዓይን ህዝብና ይሕዋተይ ኩሉ ናትኩም ዘበለ 100%ትውኑኑ ኣታሓሕስባኩም ካባኩም ይምጭ ኣይዞኩም ቀርብና ኢና

  • @ሓኔታይኣስመራዓይኒከተማ
    @ሓኔታይኣስመራዓይኒከተማ 4 ปีที่แล้ว +3

    መን ኣሎ ነዛ ደርፊ ክሰምዓ ከሎ ንብዓት ዝስዕሮ

  • @sabrinhaile8695
    @sabrinhaile8695 3 ปีที่แล้ว +3

    13-3-2021 ብድሕሪኡ ዝሰመኣክሞ ኣለኩም ዶ

  • @birhane5444
    @birhane5444 7 ปีที่แล้ว +6

    ከፋሊ ሓወይ ኣጆካ ቀጽሎ ካባካ ቡዝሕ ኢና ንጽበ ብዓል ሕልና