ናይ ስደት ውፃእ ውረድ ብትብዓት ዝሓለፈት 😊ደሕሪ መልሲ ስደት ፅምብል መርዓ…ብወለዳን ቤተሰባን ዝደመቀ መርዓ😍
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 7 ก.พ. 2025
- መደብ ደወል ሓሳቦም ዝገልፅሉ ንዝደልይዎ ሰብ ዝእንግድሉ መደብ እዩ…ናብ 0942661640 ይደውሉልና ብኣካል ኣብ ዘለውዎ ቦታ ተረኺብና ወይ ድማ ብስልኪ መስመር ንእንግደሎም ኢና🙏…
---
Rigat Assefa,
Top 5 Rigat assefa,
ርግኣት ኣሰፋ
ርግኣት,
Rigat,
rgat,
rgat asefa,
rgat assefa,
new tigrigna tiktok
tigrigna tiktok
ክብረት ይሃበለይ ርግኣተይ ሓሳበይ ትእዛዘይ ኣኽቢርኪ ኣብ ሓጎስ ሓፍተይ ኣብጎና ስለ ዝተረከብኪ ብጣዕሚ የ ለመስግን 🙏🥰🥰ፋኒተይ ካልአይተ ሓፍተይ ርሑስ ጋማ ዛናፍቆተይ 💋ኣብጎንኪ ተዝውዕል ሓጎሰይ ብልሳነይ ተዝገልፀልኪ ክንደይ ደስበለኒ ግን ኣይኮነን እሞ ብኸምዚ ሓሳበይ ፍትወተይ ክገልፅ ሞኺረ 🥰ሩሑስ ጋማ ዞም ናተይ 🥰😘😘😘💋💋
😊🙏
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሚላተይ ዛጓለይ ❤ ለባመይ ዝወሃብ የሃብኪ
እንኳዕ ሓጎሰኪ ሓፍተይ ናተይ❤🎉🎉😊
አምላክ የክብርኪ ዝሓፍተይ ትርጉም ምሕዘነት እንካዕ ደስ በለኪ እውን❤🎉
ርግኣተይ ተግጥምዮ ግጥሚ ንብዓት እዩ ዘንበዐኒ ካብ ኣድቆት ዝተላዓለ ቀፅልሉ❤ ንሓፍተይ ከምዝያ ገይርኪ ተትገጥምላ ክንደይ ምፈተኩኺ ድሕሪ 2 ማዓልቲ ንዓዲ ትኣትላ 14 ዓመት ገይራ ኣብ ስደት ብሰላም ክትኣቲ ፆሎት ግበሩላ ተጋሩዋይ😘
ርጋኣተይ ጅግና ናይ ደቅኣነስትዮ መረኣያ እኪ እና ኣብ ዝከድኪዮ ኩሉ ሓጎስ ዘለዋ መንገድይ ይኹነልኪ 👸💪❤️❤️
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉🎉🎉
ፍሉይ ውህብቶ ነት ኣምላክ ዘጠመሮ ሰብ ኣይፍለዮም ካብ ከዝ ሓደ እክል እምበር ክልተ ኣይኮንን ሓዳረም ይባርክ❤❤❤
ተመረዓውቲ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም
ዕዳጋ ሓሙስ ዓደይ ናፊኪ
ትፅብይ ዊዒለ እንቋዕ ሰላም መፃኪ ርግኣተይ❤ ሩሑስ ጋማ ሽኮሪናታት🌹🌹🌹❤❤❤👏
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉❤❤
ብክያት መጽእኒ😢😢😢 ርሑስ ጋማ❤
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤
wow ሪታይ ዓድና ከይድኪ ብኣገይርክንዶ ገዛና ምከድኪ ደስ ምበለኒ ነይሩ ቀረባ እያ ነይራ❤❤❤🎉
ኣቤት መድረክ ኣተሓሕዛ ዋዉ ገለ ዓይነት ርግኣተይ ❤❤❤
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤
አረ ርጋኣት ሓፈተይ ይበል ካሜራ ማን ማራ ሓሪፍ ጌርክዮ ብስሩ😂😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ኣብ ዝከነ ይቱብ ኣብ ናይ ቤተሰበይ ሪአስ ካብ ኩሳዱ ቀሪፆም ሸር ኢለምዎስ ኣየርኢኪ ቅጭ የምፀአልካ በቃ ናትኪ ግን ማራ ፁቡቅ ኣለኪ ቀፅሉሉሉሉሉ✅✅✅💗💗💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ደምርኒ ወለላይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ይርጋጓልትግራይ እሸኒ መልሲይ😁💗💗💗💗💗💗💙💙💙💙💙💗💗
ሩቱ የ ሕልፊ ኹሉ ኣነስ እንዲዕ ሰቅለ ይነብዕ ብዝዓባ ተፋላልኽ ናብራ ዲሕር ብዙሕ ኣዋሪሕን ዓማዊትን ክራኸቡ ከለዉ ካብሓጎስ ዝተልዓለ ስቅለ ዓይነይ ካዲብሽሪጥ ይነብ ዕ
ናፊቕ ኣለኹ 😢 ኣብስደት ዘለና ኣሓተይ እግዝኣብሔር ኣቦይ ስደትናየሕፅሮ
❤ሓዳርኹም ይባረኽ ኣሓተይ❤❤❤❤😘😘
ሩታየይ ምቅርቲ ፍትው እየ ዘብለኪ ዛቤተይ❤❤❤
አዕርክቲ ግን ይሞችዮም ስጋነይ ደስ ክብሉ❤😂🎉ሩሑስ ጋማ ተመራዓውቲ❤🎉🎉
እንካዕ ናብዚ ክቡር ዕለተ መርዓኺ ኣብቀዐኪ መርዓተይ❤❤❤ የሰግበአኪ እዩ ዘዕርፍ ናብራ ይኹነልኺ ሓዳርኹም ይባረኽ❤ ንኹላትና ስደተኛታት ናብዛ ክብርቲ ዕለት እዚኣ የብቀዐና የርእየና❤❤❤
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤🎉🎉🎉
አሜን 🙏❤
ርግኣተይ መንጪ ሓጎሰይ❤❤❤❤❤❤❤❤
እንካዕ ኣብፅሕኩም ኣስተርእዯ ለማርያም ❤
ዕልልልልልል ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም መርዑት እግዚአብሔር አምላክ መርዓ ዶኲማስን ሓዳር ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም❤❤❤❤
ሜላተይ ፍትውቲ ናይ ብሓቂ ማራ እንድየ ዝፈትወኪ ለለ መሊሰ ፈትየኪ ንዓኺ ዝገልጽ ቃላት የብለይን ዛምበይተዋይ ትርጉም ዕርክነትን ምሕዝነትን ዝርደኣኪ ሰብ ካባኺ ብዙሕ ተማሂረ ዛወለላይ❤❤❤❤❤❤❤
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤
ኣነም 🥰ፍትው እየ ለብለኪ ሃይሚተይ 🥰💋ምዓረይ ♥️
መርዓዊ ጎርቤትና እዪ❤❤❤
እግዚአብሔር የኽብርኪ ሜላተይ ዛጋለይ ❤ናትኺለ የርኢየና መልሲ ስደት ህያቨይ ምሕዝነት ብግብሪ ምግላጽ ።።።።
ሓዳሮም ይባርኸሎም ❤🙏
ተጋሩዋይ ፍቅሪኩም ይብዛሕዮ❤❤🎉🎉🎉ናይ ሪታየ family ደምሩኒ👏🥰🥰🥰🥰
ደሚረኪ ደምርኒ❤
ደሰ ዝብል ሩሑሰ ጋማማ ዕልልልል ርጋአተይይይ ለባምም❤❤❤
መርዓ ኣብረሃም ሳራ ይግበረልኩም ❤🙏🌿ርግኣተይ ጥዕምቲ ልሳን ተባረክማዓረይ❤🥰🥰🌿🙏
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤❤ርግዓተይ ፅብቅቲ ካሜራኪ ደስ ክብል❤❤❤
ርግዓተይ ብርዕኪ ይሰስን ሓላለይ❤❤
ደምርኒ ወለላይ ደሚረኪ
@@Meri-kg5gu እሺ ክብረተይ
ርግኣተይ ባዕልቲ ጥዕምቲ ልሳን ❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🍀🍀🍀🍀🍀 ርሑሰ ጋማ ይገቀረለኩም 🙏🥰
ርሑስ ጋማ ፋኒተይ እኖኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ❤🎉
ዋውውው🎉ክንደይ ደሰ ይብል🎉ሩሑሰ ጋማ🎉🎉አሕዋትይ ደምርኒ
ሳዕሲዕ ማዓረይ ርሑስ ጋማ ይገበረሉኩም❤
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፍኒተይ &ብርየይ❤❤❤❤
ፋኒተይ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኪ
ርግኣተይ ሽኮር ካብ ሜክኣፕ ነፃ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ❤💋
ሩሕስ ጋማ ረጋአትይ ብልፅት ተስፋ ገብሪ ናሓንት ሓፍትይ ባሃምዝ ታበስሪለይ❤❤❤❤
ዓረክ ማለት አብዝ አሎ❤❤❤❤❤ ናአተይ አዕረክት ትዳለያ አብት መይዳራያ😂😂😂😂 ንድውለሊኽየና ረግአት ጣዕማም❤❤❤❤
😂😂😂❤❤❤
ርግኣተይ ምዕርግቲ❤❤❤❤❤
ደስ ዝብል መርዓ ርሑስ ጋማ ይግበረሎም🎉🎉🎉
ርግአተይ proud of u wowwww❤
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ደስ ባሃልት ❤❤❤
ቃል ኪዳኖም ይባርከሎም ውሎዶም የርእየና
ሩሑስ ጋማ ተማራዓውቲ 🥰
ርግግኣተይ 🦋
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ዞም ናተይ ❤
ሩሑስ ጋማ ይግብረልኩም አሕዋተይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤እሰይ ርግኣተይ ባዕልቲ ጥዕምቲ ልሳን❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ፋኒተይ እንኳዕ ብርሃን ረአኺ ዛሓፍተይ❤
ሜሉየ ለባም ሓፍተይ🥰
Congratulations 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሩሑስ ጋማ ተመረዕዊቲ ኣሕዋተይ❤❤❤
ኣቲ ርጋኣት ታይ ወሪዱኪ ሰለማዊ ሰልፊ ኮ ኣምሲልክዮ😂😂❤
ሪጋተይ ብርዕኪ ይስስን ዛሓፍተይ✍️👏👏 🥰🥰🥰
ርሑስ ጋማ❤ መርዓ ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም❤
ርጋኣተይ ብልፅተይ ኩሉ ትክእልሉ❤
ርግአተይ ቅጭን💥💥
wow my brother 🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
Congra mukurat❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ርሑስ ጋማ መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም❤❤ ኣብ ስደት ዘለና እሕዋተይይ እውን ካብ ስደትና መልሲ ናብዚ የብቅዐና ❤
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤
ደምራኒ ተጋሩዋይ❤❤❤❤
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም አሕዋት❤❤❤
ሜላተይ እንታይነት ማሓዛ በግብር ኣርእክዮ ጓል እነይ ምሕዝነትኪን ንዘለኣለም የጽንዓዮ መድሃኒኣለም ዛናተይ
ርግኣተይ ጥዑም ድምጻ ድምቅቲ ዋላ ናዓይ 'ውን ትገብርለይ ኢኺ
❤❤🥰🥰🥰
ርጋኣተይ ብልፅቲ❤❤ ሩሑስ ጋማ ❤❤
መርዓ ኣብራሃም ሳራ ይግበረልኩም♥️
ጋሻ እየ ደሙሩኒ ተጋሩዋይ🤲🤲🤲🤲🤲🤲
መልሲ ሰደት ናብዚ የብቀዐና😌💟
ኣሜን❤
Wa wwwwwww des kbl❤🎉🎉🎉🎉
ሩሑስ ጋማ ❤ተፃዋቲ ዓርኪ ደስ ክብለካ ❤❤❤
ርሑስ ጋማ ይገበረለኩም👏🌿💐
እንካዕ ኣብፀሐና ንኣስተርዮ ቅድስቲ ኣዴና ድንግል ማርያም ዓመታዊ በዓል 🙏♥️ #ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ ሪኢኩም ከይትሓልፉኒ #ብወላዲትኩም ስደትኩም ይሕፅረልኩም 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤
ተጋሩዋኒ ንደማምርር🎉❤
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ❤🎉
ሩሑሰጋማ ይግበለክም 🙏🙏
ፈረይቲ ፀገይቲ ኩኑ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ርግኣተይ የኔ ለባም ሃየ ኣብ ናተይለ ትመፂ እኪ ድሕሪ ሰደት😔
ፍቅሪኩም የባረክ 🥰🥰😘🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ርሑስ ጋማ ይግበረሎም 🎉🎉🎉🎉🎉
ርግአተይ አነ ደለኪ እየ ሓንቲ ግዜ ተገድስኪ መልሰለይ እዛ ሓፍተይ❤❤
ብድንግልና ባዕለይ ቀዳመይቲ😂😂
ርግኣተይ
እግዚአብሔር ኣምላክ ዝተባረኽን ዝተቀደሰን ሓዳር ይግበረልኹ ንዓና ኣብ ስደት ዘለና እውን ንዓኹም የምስለና ኣሕዋትና✝️🥰🙏 #ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ደንቡርኒ አሕዋተይ ክምልስ እየ ዋ
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ❤❤❤🎉🎉
ወዉ ትዕድልቲ ደሰ ክቡልካ ሩሑስ ጋማ❤🎉🎉
Rigat zibiluki natiki personal abzi aytemxie please..chakut kifue yigiter hmm
ደሙሩኒ ተጋሩዋይ💕💕💕👍
ሩሑሱ ጋማ ይግበረሉኹሙ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Azerarbaki kemzi ab America ziabrye kea tixiyifi eway gud
ኣሰይይ ረጋአት መቅርቲ ኣነ ሓደ መዓልቲ ተስፋ ይገብረ ናፍቆት ሰድራ ኣሕዋተይ ክትገለፅለይ😢
ሩሓሰ ጋማ 🥰🎉🎉
ደሙራኒ ኣሕዋተይ👏🥰
ናይ መርዓ ደርፊ ሲኢኖም ድዩ ዲዲዲዲዲ❤😂😂
ሩሑስ ጋማ ኣሕዋተይ💜😍
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም 🙏🙏🙏🙏🙏ግን እንታይ ኮይነ ነቢዐ 😢😢
🎉🎉🎉🎉🎉🎉ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም
እንኳዕ ደሰ በለኩም
ፍቅሩምኩ ይብዘሐዮ🎉❤❤❤❤❤
መርዓውስ ዘረባ ጠፊእዎ
❤❤❤ናተይ እዉን እማ ከምዚ ግብረለይ እኪ
ጥሕሎ ዝሓወይ ያኣከይ😅
እንካዕ ደስ በለኩም ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም እዞም የሕዋተይ❤ ከይደመርኩምኒ ከይትሓልፉ ኣቱም ህዝቢ 😂
መልሲ መዓረይ 🙏
ርሑስ ጋማ ኣሕዋት 🎉🎉🎉🎉🎉
ሩሑስ ጋማ❤❤❤❤️
ደሙሩኒ ተጋሩዋይ 🎉❤
Melsi❤❤❤🎉
መልሲ እሹ
ኣታ ትፋተሒ ይግበርክም ነጃውስ😅😅😅
ቃደመቲ❤❤❤
ደምሩኒ ኣሕዋተ ማዓረይ ክምልስ እየ
ኣብ እግሪ ከፊ ኢልካ ዘለካ ወዲ ግን ኣጣምታካ ዓሪ😂😂😂
ቸ❤❤❤❤❤