ብህፃንነታ ገዲፈያ😢ሓቒፈ ከይራረኽዋ ንመርዓ በፂሓ💍ስደት ዝፈላለዮም ኣቦን ጓልን…
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 10 ก.พ. 2025
- መደብ ደወል ሓሳቦም ዝገልፅሉ ንዝደልይዎ ሰብ ዝእንግድሉ መደብ እዩ…ናብ 0942661640 ይደውሉልና ብኣካል ኣብ ዘለውዎ ቦታ ተረኺብና ወይ ድማ ብስልኪ መስመር ንእንግደሎም ኢና🙏…
---
Rigat Assefa,
Top 5 Rigat assefa,
ርግኣት ኣሰፋ
ርግኣት,
Rigat,
rgat,
rgat asefa,
rgat assefa,
new tigrigna tiktok
tigrigna tiktok
#እዛ ኮሞቲ ተንበቡ ዘልኩም ናይ ሎሚ ቅዱሰ #አማኒኤል ካብ ሓጢያት ወፃኢ ናይ ልበና ሓሳብ ኩሉ ይፍፅምልና #ሓዳሽ ቪድዮ ልቂቀ ኣልኩ ኣቲኩም ረእዩልይ ዩቴብ ዘልኩም ድማ ደምርኒ ኢልኩም ፅሓፉ
መጀመርታ ሰናይ ትሚትኪ ዘይትገልፂ
@MuluGermay ኮሞቲ ቪድዮ ብላይብ መልክዑ ስለ ዝተልቀቅ ግድን ምስ ወድእ ከም ባሓዱሽ ክስመዖ ስለ ዘሎኒ እየ መጀመርያ ኮሞቲ ኣቀሚጠ
@Amutube25 ጨለ ምቅርተይ ደሚረኪ አለኩ አነለ
ናዘርኪ ድኪ ትልምኒ በቃ
አሜን
ደስ ክብልኻ ተመሲጠ ካብ ዝረኣኽዎም በስምኣብ መርዓ ኣብራሃምን ሳራን ይገበረልኹም እንካዕ ላብዝይ ኣብቀዐኩም ፈረይቲ ፀገይቲ ይግበርኹም 🎉❤
ከማየዶ ትኾና ናመርዓ ተምፅእ ከላ ብብኽያት ዝዉድኦ😢
ኣነ እኝእኩ ሃማኪ ብብኽያት ይውዶኦ😢
ንምንታይ ትበክያ?
ክተግጥም ከላ ብንብዓት ወዲአያ😢
እንካዕ ብርሃን ረአካ ክብር ወለዲ ስደትካ የሕፅረልካ ርሑስ ጋማ ንተመርዐዊቲ ጀመርቲ ዘይኮንኩምስ ፈፀምቲ ይግበርኩም❤❤❤🎉🎉🎉🎉
አየ ስደት ግጥሚ አንቢዓትኒ ብስላም መሬት ዓዲካ የርግፅካ ክቡሩ ወላዲ ምስ ውላድካ ትተሓቀቀፍሉ ግዜ የሃብካ😢😢 ሩሑስ ጋማ ይግበርልኩም ❤❤
ሙሉእ ብርሃን ይግበረልኩም
ወርቂ ወይ ብሩር ምግባር ግዲ ተገዲፋ እዩ ቱዋና ነገር ቃል ኪዳን እዩ ብቱዓድና ስ ክንደይ ቅርሺ እዩ ዝፈስስሎ ንወርቂ 150-200ሸሕ ንወርቂ❤😢
ገሪሙኒ ሱቅ ኢለ ይጥምታ😅
@hshs4005 ናማነ እየ እኮ ሽኮን ወርቂ ዘይብለንስ ወርቅን ብሪር እየን ዝገብርለዎ እዚኣ ግን ጥርሓ እያ ዘላ ብቱዓዶም ዶ ከምኡ ይከውን
አረ ከም ጎሮባብትኻ ተይኾነይ ከም ገዛኻ እዩ ድንበረ ሓፊተይ
ክማይ ሓፍታ ሓፂን ምሽካም
ለይትፎቲ ትኾን 😅😅
አረ ዝምንዳእ ዝበሃል ዓገብ ምተበሃለ😮
ዙከምዚ ጌሩ ፍቅሩ ዝገልጽ ኣቦ እውሸ🥺♥️
ኣስይ ሩሑስ ጋማ ይግበርሎም. ዞም ዎለደና ደስ ክብሉ ዞም ኣቅሽቲ❤🎉🎉🎉🎉
ዎላዲኣ ለ ብዓይነ ሰጋ የረኣይኩም❤❤
ወለድናኮ ደሰ ክብሉ ርግዕ ኢለም ዝድንሱ❤❤❤❤❤ ናይ ሉሚ ወሉዶ ግን ኣበላሺናዮ😂😂😂😂 ከይትቀዮሞኒ ያሸባብብ
ብቅንዕና ደሙሩኒ ተጋሩ አሕዋተይ🎉❤❤❤❤
ደሚረኪ መልሲ
እዛምራዓትስ ፍትይ አበለያ የእውነት❤❤❤
ረጋአትይ ጥዕምት ላዛ❤❤❤
ማዕተብ ገበሪ ክብርተይ
መስቀልዶ ኣይኮነን እንዮ ኣብ ክሳዳ ገዊከንስ ለባም ለባም ትጫወታ
አረ ርጋኣት ብኢም ፂሒፈልኪ ሰሙነይ ገይረ ክትምልሲ ኣይትክእልን ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣብ ኪላትና እዩ😮
ደይትምልስ😅
ልኣይ እውን ኣብያትኒ😢
እስይ ደስ ክብልኻ ፈረይቲ ፀገይቲ ይግበርኹም 🎉🎉 ደሙሩኒ ደቂ ሪመይ 👏🦋
ብቅንዕና ደምሩኒ ተጋሩዋይ❤❤
ደምርኒ ማዓረይ❤❤
Please prt 2 ❤❤❤❤
ታሞ ኮይነ አነ በክየ😢 ርሑስ ጋማ ይግበረሎመይ ❤😊
ዋላ አነ😢
እናአክ ሙቅርት ዕድመን ጥዕናን ያሃብክ ፈጣር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ስላስ ይበሃል ጋሻ እየ ፍለው 😢
😂😂😂😂😂😂😂
ስላስስስስስ😂😂😂😂 ግደፍንዶ
መልሲ
ትርሓስ ኣይኮንክን😂😂
ንዳማመር ኣሕዋተይ❤
ፅቡቅ ነይሩ ረታ ግን ብጣዕሚ ሓፂሩ.....
ናተይ ሓሳብ
መኒኡ ዩ ሓፂሩ ከ??
ሩሑሱ ጋማ ይግበረልኹሙ❤
ልምንታይ እየ ግን ግጥሚ ክተንብብ ከላ ብኽያት ዝቅድመኒ
ዋላ አነ 😢
እሰይይይይይይይይይ ኣሕዋተይ መዓረይ እንኳዕ ናብዚ ኣብፀሐኩም ብሩዃተይ እንኳዕ ደስስስ በለኩም ዉለዱ ክበዱ ዓምብቡ ሰስኑ ሰናይ ናይ ሓዳር ዘመን ይኹነልኩም🙏ምስ እቲ ዝናፈቀኩም ወላዲኺ ብሰላም የራኽብኩም 🙏ሩሑስ ጋማ
ብሓቂ ጎቦዝ ኢኪ🥰🥰ኣቦይ🥺🥺🥺
ደስ ይበሉ ብጣዕሚ ❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም🎉🎉🎉🎉❤አጆካ ፈጣሪ ብሰላም ያራክብኩም
ሓዳርኹም ይባረክ ኣሕዋተይ❤
ርሑሰ ጋማ 🎉
ደምረኒ ተጋሩዋይ❤
ርሑሰ ጋማ ኣሕዋተይ ደም ርጋኣትይ ዝሓፍተይ ምሰ ይቅርታ መዕተብ ብሰሉሰ ማዓረይ❤❤❤❤
ርሑስ ጋማ ይግብረልኩም ፅሩያት🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰
ሩሑስ ጋማ ዘም አሕዋትና ዉለዱ ኩበዱ 🌹🌹🌹
መልካም ጋብቻ 🎉🎉🎉
ደሙሩኒ ብሕልና ይሕዋተይ ስደትና ይሕጽረልና ፍጣሪ❤❤❤
ቅዱስ ገብርኤል ኣቦይ🤲❤️
ፈረስማይ ዓደይ🥰
ሓፂሩ እበር በጣዕሚ ምቁሩ እዩ ነይሩ
ደስ ዝብል መርዓ❤❤❤❤
ሩሑስ ጋማ ይገበረልኩም ❤❤❤🎉🎉
ርሕስ ጋማ❤❤❤❤❤
ደስ በሃልቲ❤❤❤🎉
ርግዓት ዘለዋ ጀግንነትኮ
ፀሎት ግበሩለይ ናተይ ኣቦይ እውን ዓዱ ክኣቲ🙏 ደምሩኒ❤
መርዓዊ ትዓዲሉ ወርቅን ብሩርን ዘይትብል ፈጢርሉ🥺🙄
😂
😂😂😂
❤❤❤❤🎉🎉🎉 ረሑስ ጋማ ይግበረልኩም
Wowww enka dess belekum ❤🎉
እንኳዕ ደስ በለካ ክብር ወላዲ ብርሃን ጋልካ ዘርእየካ ሰደት ብሓደ ወገኑ ፅብቅ በሓደ ወገኑ ጎይካ አብ ብርሃን ውላድካ ብርሃን ሓውካ ብርሃን ሓፍትካ ዘይትሕወሰሉ ብዝኮነ ተምሰገን እዩ መባሊቲ ይግበረኩም ፅሩያተይ
❤❤❤❤❤❤❤ርሑስ ጋማ ይግበርኩም
ርሒስ ጋማ ይግበረልኩም🥰🥰🥰
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤❤❤❤
Ruhus gama yigberilkumu yehiwateyi 🥰🥰🥰
ወይ ይትባረክ እንዳብርሃም ከይብሃልስ ኣቅሽቲ ደዊሎም ዳንኬራ ይቅር ይብለና ተጋሩ ዕደ😂
ዋላ ኣነ ገሪምኒ😢
rhus gama ygiberelkum febuye andebetegna gal haftey
እንኳዕ ደስ በለኩም
መርዓ ኣብራሃምሳራም ይግበረሎም
ሳብስክራይብ በሉኒ በጃኩም ብስም ዞም ፅቡቃት❤
ደሙሩኒ እሕዋተይ ይፈትወኩም እየ❤🎉
ርሑስ ጋማ እፍፍ ምፍልላይ ግን ክሓስም 😢
ግጥሚ ክበክየን😢😢
❤❤❤ርሑስ ጋማ
ተጋሪዋይ ደምሩኒ ባ ፍትውውው እየ ዘብለኩም ክኣ💝
ተጋሩ ኣሕዋተይ ብዘለክምዎ ሰላምኩም ብዝሕ ይበለለይ ኣነ ሓፍትኩም ካባካቱኩም ምክሪ ደልየ እየ ኣብዚ ክፅሕፍ ካብ ዘለክውው ጭንቀት ክትፈትሕለይ ዶ ይኮኑ በይነይ ቀትሪ ኣብ ስራሕ ስርሐይ ምስ ወዳእኩ ካዓ ኣብ ጭንቀት እየ ዘሕልፎ ግን እንታይ ተገበርኩ ይሓይሽ ካብዚ ዘለክዎ ጭንቀት ገላጉሉኒ እምባኣርከስ ኣነ ኣብ ስደት ከባቢ 9ዓመት እየ ገይረ ኣሕዋተይ ዳርጋ ኩሎም ኣፀጊዐዮም እየ ተመስገን ንባዕለይ ካዓ መፅለሊየይ ኣብ መቀለ ገዛይ ሰሪሐ እየ ወላዲተይ እውን ኩሉ ነገራ ኣማሊአላ እየ እግዛቢሄር ይመስገን ግን ጭንቀት ኮይንኒ ዘሎ ሓደ ብFb ዝተላለክዎ ኣለኒከባቢ 4 ዓመት ገይርና ኣለና ከም ሓወይ እየ ዝሪኦ ንሱ ግን ድሕሪ ክልተዓመት ንፍቅሪ ይሓተኒ ኣነ ካዓ ይቅርታ ዳኣ እምበር ኣወዳት ኣይኣምንን በቃ ዓደይ ኣትየ ወለደይ ዘምፁኡለይ እየ ዝምርዖ እየ ዝብል ግን በቃ ረቡሹኒ በጃኪ ዋላ ብወለድኪ ክመፀኪ እዩ ዝብለኒ ኩሉ ግዜ ናደወለ ግን ዋላ ዳኣ ንዓየይ ጋናየይ ይኩን እምበር ንወላዲተይ ብወሰን ኣምሲለ ነጊረያስ ንዓየይ ቀረባ ቤተሰብ ኣላዋ ሓወን ኮይኑ ፀኒሑ ግን ወላዲተይ ካዓ ደጋጊማ ታይ ኣሎ ሓዱሽ ነገር እያ ትብለኒ ከምዙ ዝተረዳኣክዎ ናብኡ ክከይድ ደስ ኣይበላን በቃ ኣነ ካዓ ንዓካ ትመስል ተሞሪዕካ ሓዳርካ ግበር ይብል ክሰምዐኒ ኣይካኣለን ካብ ስደት ካብ ዝኣትው ንዓዱ ከባቢ 1ዓመት ገይሩ ኣሎ ወለዱ ካዓ ወይተሞርዖ ወይ ተሃልይትካ ናብወለዳ ንከይድ ንቡር ንገብር ይብልዎ ካቡኡ እንዓየይ ደዊሉ በጃኪ ወለደይ ወይ ተሞርዖ ወይካዓ ቁእንታይ ኢካ ኮይንካ ይብሉኒ ኣለው በለኒ በቃ ተሞርዖ ይብሎ ምስማዕ ይኣብዮ ግን ኣነ ከሳብሕጂ እሺ የበልክዎን ግንካ ካብ ወዲ ጋና ምሓዝ ኣይተርፍን እሞ በቃ ንወለደይ ደፊረ ምንጋር ይሐሸኒ ወይ ካዓ ከምዘይረክበኒ ብሎክ ክዓፅዮ ይብል ካዓ መሊሰ ዋላ ዓዲ ይርሓቅ እምበር ምርካብና ኣይተርፍን ኣብ ሞንጎ ተቀርቂረ ዝውስኖ ጠፊኡኒ በጃኩም ካብ ጭንቀት ገላጉሉኒ ተጋሩዋይ ኣብ ኮሞንት ፃሓፍለይ ከምብቦ እየ መወዳእታ ካዓ ኣብምንታይ ደረጃ ከም ዝበፃሕኩ ከምዚኣ ገይረ ኣብ ኮሜንት ክፅሕፈልኩም እየ ይቅርታ ፁሑፍ ካዓ ኣብዚሐልኩም
አንታይ አሞ ፀገም አንየወ አሺ ዘይትብልዬ ካብኡ አኮ ዘቀረ ሰብ የለን
መጀመርያ ክሓተኪ ዶ ተፍቅርዮ ዲኪ ኣተፍቅርዮን መልሲለይ እም ዘለኒ ምክሪ ክልግሰልኪ እየ ዛሓፍተይ
@@meryathupia2892 ኣነ ምንም ፍቅሪ የብለይን ግን ምስ ግዜ ከፍቅሮ ዶ ይከውን እየ ዝብል ካቡኣ ካዓ ካብ ሓዳር ምግባር ስለዘይቅረ ወዲ ዓደይ ዶ ይሐሸኒ ብምባል እየ ዛምበይተይ
ዘፍቅረኪ እንከይኑ ሽግር የብሉን ኩሉ ወዲ ሐደ ኣይኮናናን ከማን ፅቡቅ
@@bbc465ምፅባይሒ ዘይቀረየኪ ወለድኺ ኣፍቅዲ ግዜ ሂብኪ ረኣይዮ ከምዘፍቅረኪ ብድሕሪኡ ንሱ ሓቀኛ ፍቅሪ እንተልዮዎ ንሰኺ እዉን ተፍቅርዮ ኢኺ እና ኣብፅቡቅ ደረጃ ኣለኺ መጀመርያ ከምዘን ናይሐዚ ገንዘበይ በሊዕኒ ትብሊ መሲልኒ ነይሩ
ብቅንዕና ደምሩኒ ተጋሩዋ
መልሲ ደሚረኪ
ደምሩኒ ሓላላተይ❤
🌺🌺🤲🥰🥰🤲💚💚ሪሑስ ጋማ
ደምርኒ እሰቲ ኣሕዋተይ💜
ርሑስ ጋማ❤❤
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም
ዝተላኣከኪ ቦይስ ዘትምልሲ እባ 😣
Natey 3 semnu kgebr melsi albo😂
Ketsalay
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💕💕💕💕💕
ብስሩ ትፍለዪ ኢኪ 😢
@@hiwettsegay1616 ሂዊየ ርኸብኒ
ወይ ዓደይ ማዓረይ ፈረስ ማይ ዓደይ😢😢
ጓል ዓደይ❤
ዓደይ መዓረይ ክቡር ወላዲ እንካዕ ደስ በለካ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😢😢😢😢😢
ደምርኒ ብርካት ዘርኢ
Way entay da lomanti habesha kemis theytekedenki nab meraa tkedi aytmesli
🎉🎉🎉🎉🎉
ደምሩኒ ❤❤
ደሚረኪ መልሲ
@Haderatekle-l4vh melise🥰❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤🎉🎉❤🎉❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሰብ ገዛ ናብ ቻነልና ከኣ ቅልቅል በሉ ሞ ሳብስክራይብ ተሓባበሩና። የቐንየልና።
ቀዳመይቲ ባዕለይ 🎉🎉ሰብስክራይብ ገበሩለይ ፍትዋተይ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሳብክስክራይብ ግበርለይ አሕዋተይ
ቅዱስ ገብርኤል ኣቦይ🤲❤️
ደስ ዝብል መርዓ❤❤❤❤
ደምሩኒ❤❤❤❤
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉