ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO NON-STOP MEZMUR COLLECTION VOL. 3 - By Dn Abrham Mehari

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 766

  • @mengsfilmon7148
    @mengsfilmon7148 2 ปีที่แล้ว +37

    ዝማሬ መላእክት የስሞዓልና ዲያቆን ሓውና መዛሙርካ ብቃላት ዘይግለጽ ፍሉይ ስምዒትን ሓይልን ኣለዎም ኣምላከ ቅዱሳን ጸጋኡ የብዝሓልካ

  • @g776yy3
    @g776yy3 9 หลายเดือนก่อน +15

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ✝️🙏✝️🙏✝️🙏❤️✝️❤️✝️❤️✝️🙏🙏🙏

    • @HaKa-h5u
      @HaKa-h5u 7 หลายเดือนก่อน

      አሜን አሜን አሜን❤🙏🤲💕💝🙏💟❤️🥰🥰🥰

  • @mdfsffda5885
    @mdfsffda5885 9 หลายเดือนก่อน +13

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መለእክቲ የስመዓልና ብጣዕሚ ብሉጽ ዉሽጥኻ ዘረስርስ መዝሙር ጸግኡ የብዘሓልካ ድያቆን ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤✅✅💯🇪🇷

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 2 ปีที่แล้ว +12

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኹም ዕድመ ማቱሳላ ይሃብኹም አሜን🕊

  • @ጉድፈላ
    @ጉድፈላ 9 หลายเดือนก่อน +50

    ንልብካ ጠሊ ንአእምሮካ ቅሳኔት ዝህብ መዝሙር እዩ ቃለ ሕይወት የስማዓና 🎉❤❤🥀🥀🥀🥀🥀🍃🍃🍃🍃🎋🎋🎋🎋🎋🍃🍃🎋🍃🎋🍃🎋🍃🎋🍃🎋🍃🎋🎋🎋🍃💐💐🌷🌹🥀☘️🌹🍀🌹🍀🌹🍀🌷☘️🌷🌿💐🌿💐🌱🌾🌾🌱🌾🌱🍃🎋🍃🎋

    • @AbrhetGebrihiwe
      @AbrhetGebrihiwe 9 หลายเดือนก่อน +3

      አሜነ አሜን ኤሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @SaraGabrielle-e5j
      @SaraGabrielle-e5j 9 หลายเดือนก่อน

      😂😢😢😂😢😂😢😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉😅😢😅😅😢😮😮😢😅😢😅😢🎉😢🎉😢🎉😢😢🎉😢🎉😢🎉😢🎉😢🎉😢🎉😢😂😢😢😂😢🎉😢🎉😢🎉😢🎉😢🎉😢🎉😢🎉😢🎉😢🎉😢😂😢🎉😢🎉😢🎉😢🎉😢😢🎉😢🎉😢😂😢🎉😢🎉😢🎉😢😢🎉😢🎉😢🎉😢🎉😢🎉😢🎉😢🎉😢😢🎉😢🎉😢🎉😢🎉😢🎉😢😢🎉😢🎉😢🎉😢🎉😢😢🎉😢🎉😢🎉😢😢🎉😢🎉😢🎉😢😢😂😢😢😂😢😂😢😂😢😂😢😢😂😢😂😂🎉😢🎉😢😢🎉😢😂😢😢😂😢🎉😂

    • @fruitsarelife7073
      @fruitsarelife7073 8 หลายเดือนก่อน +2

      🙏🏾🌺🌺👍🏾✨

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 ปีที่แล้ว +10

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዚማሬ መልኣክቲ የስመዓልና ድያቆን ኣብራሃም ሓዉና ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባርከልካ ጸግኡ የብዝሓልካ
    ኣብ ጾሎትካ ዝክረና

  • @fusfv877
    @fusfv877 2 ปีที่แล้ว +16

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ኩቡር ዲያቆን ሓወይ ኣሜን እግዚኣብሔር ዘበን ኣገልግሎትካ ይባርኸልካ ኣሜን 💒💒💒💒💒💒💒🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏👏👏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💖💖💖💖💙💙❤️❤️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️😭😭⛪️🌹🤲💒👏🌹💒
    💚💚💚💚💚💚💚💚💚
    💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
    ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️

  • @rutagebreslase1862
    @rutagebreslase1862 2 ปีที่แล้ว +19

    ዲ. ኣብራሃም ሓወይ ዘመን ኣጎልጉለትካ ይባረክ 🙏🥲

  • @MeberhitKbrab
    @MeberhitKbrab 8 หลายเดือนก่อน +6

    Kal hiwet ysmalna egziabiher amlakna amen 🙏 🙏 🙏

  • @merhawihaile6426
    @merhawihaile6426 ปีที่แล้ว +6

    ዝማሬ መላእክት የስመዕልና ክቡር ሓውና ድያቆን ብጣዕሚ ጥዕማት መዝሙር 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @dhce7gv447
    @dhce7gv447 9 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ድያቆን ኣብርሃም ኣምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልካ 👏❤

  • @Bereket_Mehari
    @Bereket_Mehari 2 ปีที่แล้ว +14

    ጽቡቅ ስራሕ ኣብ ግዜ ጾም ደጋጊምና ክንሰምዖን ከነስተንትኖን እንኽል መዝሙር ቀሪብካልና ።
    እግዚኣብሄር ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ድያቆን ሓወይ።

  • @ጋልሃገረትግራይ-ሠ1ሸ
    @ጋልሃገረትግራይ-ሠ1ሸ ปีที่แล้ว +9

    ዝማሬ መፈመላእክቲ የስመዐና እግዝኣብሔር ኣምላክና ክንደይ ደስ ይብል💝💝💝💝💗💗💗💗💚💚💚💚👏👏👏👏

  • @ማርያምእያዋሕስሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስሂወተይ ปีที่แล้ว +10

    ኣሰይ ዝማሬ ማላእክቲ የስመዐልና❤💛🙏

  • @ተስፋኢዩስንቀይ-ጀ5ፀ
    @ተስፋኢዩስንቀይ-ጀ5ፀ ปีที่แล้ว

    ኣሜን🙏⛪ኣሜን ⛪🙏ኣሜን ⛪🙏

  • @ጋልተውህዶ
    @ጋልተውህዶ 2 ปีที่แล้ว +21

    ዘማሬ መልኣኽቲ ይስምዓልና ዳይቆን ሓውና ናይ ብሓቂ ጡዑም መዝሙራትካ እግዛኣብሄር ኣብርእስ ጸጋ ጸጋ የብዝሓልካ 🙏🙏🙏

    • @tesfomnebi7754
      @tesfomnebi7754 2 ปีที่แล้ว +1

      Amen Amen Amen zmare melakti yesmelan

    • @asmirghebre3603
      @asmirghebre3603 ปีที่แล้ว +1

      @@tesfomnebi7754 kl
      Giu

  • @AllApp-c2b
    @AllApp-c2b 9 หลายเดือนก่อน +4

    እግዝኣብሔር ዋሕስ ህይወወትና ብሓቂጠ ልብካ ዝትንክፋ ዲቁ ብሩክ ኩሉጠግዜ ብሃውቆውታ ንጽበበ ብሩክ❤❤❤😢

  • @fyoritesfamiceal170
    @fyoritesfamiceal170 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆነይ ጸጉኡ የብዝሓልካ እግዝኣብሆር ኣምላኽ

  • @ኤልሳቤጥጓልቀሺሓጎስ
    @ኤልሳቤጥጓልቀሺሓጎስ 9 หลายเดือนก่อน +1

    ዲያቆን አብርሃም ሓወይ ብመዝሙርካ ኩሉ ግዜ እየ ልበይ ዝረግእ ናይ ዘመን ኣገልግሎትካ እግዚአብሔር ይባርከልካ ዝሓወይ🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌷🌷🌿🌿🌿🌿🌿🍀🍃🍃🎋🎋🎁

  • @mikifetawitomas7448
    @mikifetawitomas7448 2 ปีที่แล้ว +7

    እዝጋቢሄር ኣምላክ ጸጉኡ ይብዛሓልካ ዲያቆን ኣብራሃም ሓወና ኣነ ብጣዓሚ እየ ዝፈትዎ መዝሙርካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @fwtw7826
    @fwtw7826 2 ปีที่แล้ว +11

    ዝማሬ መልእኽቲ ይስመዓልና ፀግኡ ፈጣሪ የብዘሐልካ

  • @nebaynegasie6251
    @nebaynegasie6251 2 ปีที่แล้ว +6

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ድያቆን ሓወይ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ናይ ዘመን ኣጎልጉለትካ ይባርኽ ጾሎት እመ ኣምላክ ወላዲት ኣምላክ ዘወትር ኣብ ዝርያኻ ይኹን

    • @merrysesay371
      @merrysesay371 ปีที่แล้ว +1

      ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና

  • @akberetkidane1393
    @akberetkidane1393 2 ปีที่แล้ว +8

    አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ዲያቆን ሐዉና እግዚአብሔር ጸግኡን በረከቱን የብዛሐልካ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @Fre-Hiwot
    @Fre-Hiwot 9 หลายเดือนก่อน +2

    ዲያ, ኣብርሃም ሓውና አዝዩ መንፈስካ ዘሐድስ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስምዓልና። እታ ኤቬን ኤዘር እትብል መዝሙርካ ተትሰርሓልና ከኣ ብጣዕሚ ደስ ምበለኒ ኔሩ።

  • @MedhanieGiday
    @MedhanieGiday 9 หลายเดือนก่อน +3

    ዝማረ መላኣክት የስማዓልና ኣሰይይይይይ ጸጉኡ ያብዘሕካ

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan 8 หลายเดือนก่อน +1

    zmare melaekti yesmaelna AMEN🙏🙏🙏

  • @ወልደሩፋኤልብርሃነ
    @ወልደሩፋኤልብርሃነ 2 ปีที่แล้ว +6

    ዝማረ መላክት የሲመኣልና

  • @asosoasdf233
    @asosoasdf233 2 ปีที่แล้ว +13

    ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና እስይይይይይ ጸጋኡ ያብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓዉና፣🥀🥀🥀🥀🌻🌻🕊️🕊️💐💐

  • @ezgharya3596
    @ezgharya3596 ปีที่แล้ว +3

    ዝማረ መላእኽት የስምዓና ኪቡር ሓወይ

  • @selam801
    @selam801 2 ปีที่แล้ว +13

    ዋው መዛሙራትኻ ኹሉ ብሉጽ እዩ ጸግኡ የብዙሐልኻ ዲያቆን ሓውና

  • @FinanAbraham
    @FinanAbraham 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና

  • @ruthghebremeskel3165
    @ruthghebremeskel3165 2 ปีที่แล้ว +2

    Zimare melaktie yesimalna des zble mezumurie amelake tsegu yebzhalkumie

  • @SAMBATI-wg2bh
    @SAMBATI-wg2bh 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓና ካብ ሰይጣን ዘበለ ኣምላክ ይሓልወና ❤

  • @elk5824
    @elk5824 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣደብርሃን ብጸሊታን ብኣማላድነታን ምስ ኩልና ይኹን።ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤

  • @natsnetasefaw3252
    @natsnetasefaw3252 2 ปีที่แล้ว +9

    AMEN AMEN AMEN ZMARE MELAKT YESMEANA DIYAQON HAWNA

  • @kobizefishaye5737
    @kobizefishaye5737 2 ปีที่แล้ว +46

    ብሉጽ ስራሕ ድያቆን ኣብርሃም፡ ህድእ ዝበለ መዝሙር ዝያዳ እቲ ቅልጡፍ ተሰማዕን ተስተንታንን እዩሞ፡ ኣብ ቀጻሊ ብሓድሽን ዝሑል መዝሙር ክትመጸና ብዓል ሙሉእ ተስፋ እየ፡ ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና፡

  • @AbrahaleyEyob
    @AbrahaleyEyob 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስማዓልና ኣብርርሽ ሓዉና ❤❤❤

  • @ksaksaksa3860
    @ksaksaksa3860 9 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏👏👏👏💕💕💕💕💞💞🌿🌿🌿🌿🌿☘️☘️☘️☘️☘️🍀🍀🍀🍀🍀

  • @ተዋህዶሃይማኖቴ-ፀ6ደ
    @ተዋህዶሃይማኖቴ-ፀ6ደ 9 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የሰመዐልና ክብር ሓውና ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር ❤❤❤❤❤❤

  • @wezenettesfamichel100
    @wezenettesfamichel100 8 หลายเดือนก่อน +1

    ብሐቂ ብሐቂ ብሉ ስራሕ ጸግአኡ የብሐልካ ልቡካ ዝትንክፍ 💕🙏💕አሜን እልልልል💕💒💕💒💕አሜን አሜን💕🙏💕🙏💕

  • @ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
    @ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ 2 ปีที่แล้ว +12

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክቲ የስመዐልና ድያቆነይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልካ ኣብ ቤቱ ናወደስካን ናዘመርካን የንንብርካ ከምዚ ከማይ ናይ ድያቆን ክብሮም ማሓሪ መዝሙር ሰሚዑ ዘይፀግብስ ይህሉዶ🥰🥰🥰✝✝✝💒👏👏👏

  • @ተመስገንትግራይዓደይ
    @ተመስገንትግራይዓደይ 2 ปีที่แล้ว +11

    ብሓቅ ጸጋኡ የብዝሐልኻ እግዚአብሔር ዝሓወይ
    ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና
    ዕልልልልልልልልልልልልልልልል
    🌿☘️🌱🍃☘️🌾💐🌷🍂🍁🌹🍀🥀🎋🌱🌿☘️

  • @mihretnega8841
    @mihretnega8841 9 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስምዕልና ❤🎉🎉🎉🎉

  • @letenkelleklebrhan1058
    @letenkelleklebrhan1058 2 ปีที่แล้ว +7

    Weladit amlak texllka zhawey wetru xegaka b egzabher ybzah amen amen amen

  • @tesfommahari2541
    @tesfommahari2541 ปีที่แล้ว +2

    Zmarei melakti yesmealna fetari Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll

    • @rimon1238
      @rimon1238 7 หลายเดือนก่อน

      😢aqqycxxxzxxlxxx3efw😢😢😮😮😮😢😢😮😮😮dddr2dzzzzkooow22w2

  • @akebrtgaletewhedogalesehul5135
    @akebrtgaletewhedogalesehul5135 2 ปีที่แล้ว +7

    እስይልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል፣
    ዝማሬ መላአክቲይ የስመዐልና ፀግኡን በረኩቱን የብዝሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ብዕድመ ብጥዕና ይሓልኩም

  • @HlnaTube27
    @HlnaTube27 2 ปีที่แล้ว +6

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ድያቆን ጡዑማት መዝሙር🕊❤

  • @solianateame1197
    @solianateame1197 7 หลายเดือนก่อน

    ንልብካ ሐጎስን ቅሳነትን ዝህብ ሞዙሙራት ቃል ሂወት የስማዓልና ዲያቆን ሐውና

  • @fraonesamer8282
    @fraonesamer8282 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጥዑም ዝማሬ መላአክት የሰመዕና ፀጉኡ የብዘሐልኻ አግዝኣብሔር 🙏🙏🥀🥀🥀

  • @روزاروزا-م8ع
    @روزاروزا-م8ع 9 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @merebbelay4607
    @merebbelay4607 2 ปีที่แล้ว +3

    Thanks

  • @Fhfhy-nk3el
    @Fhfhy-nk3el 9 หลายเดือนก่อน +1

    Kale hiwet yesmelna Amen Amen Amen 🙏

  • @galshambel9571
    @galshambel9571 2 ปีที่แล้ว +5

    Zmarie melakt yesmalen deqon hawey egzabhier nay agelglot zemenka ybarek

  • @amonabeba4005
    @amonabeba4005 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ጥዕና ይሃብካ ክቡር ድያቆን ማሓሪ፡

  • @mebrahtomgebremariam3168
    @mebrahtomgebremariam3168 ปีที่แล้ว +4

    ኡፍፍፍፍፍ መንፈስካ ዘህድእ መዝሙር ቃለ ሂወት

    • @Hiwethaile-ir4rv
      @Hiwethaile-ir4rv 8 หลายเดือนก่อน

      ብጣዕሚ ደስ ይብለካ መንፈስካ ይሕደስ❤❤❤❤❤❤

    • @Reze_boy
      @Reze_boy 3 หลายเดือนก่อน

      @@Hiwethaile-ir4rv Naybhaki nay diacon Abrham mezmur fuluy eu lebka zeresrs menfeska zehdes ❤ ❤❤

  • @edenokbu6149
    @edenokbu6149 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና

  • @simretweldegergish5921
    @simretweldegergish5921 9 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስማእና

  • @dinglmariamey387
    @dinglmariamey387 2 ปีที่แล้ว +11

    ዝሜሬ መላእክት የስምዓልና:ጸግኡ የብዝሓልካ::

  • @temesgenabrha7250
    @temesgenabrha7250 2 ปีที่แล้ว +7

    ብሩኽ ሓውና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዛሓልካ

  • @AaBb-tr6hv
    @AaBb-tr6hv 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @MebiLove-y1y
    @MebiLove-y1y 9 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የሰምዓልና ኩቡር ዲያቆን ሓወይ

  • @HanaTesfu
    @HanaTesfu 19 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን qal hiwet yesmalna btami aemuroka ትሕድስ መዝሙር 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @EfremTesaEfata
    @EfremTesaEfata 9 หลายเดือนก่อน +6

    Amen amen amen zmarie melakt yesmalna ezgabiher xegu yebzhalka ❤❤❤

  • @TekleMihretab-im7oi
    @TekleMihretab-im7oi 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤ ቃል ሂወት ይስምዓና ኩብር ዳይቆነይ ❤❤

  • @YoditHaileab-jk8pq
    @YoditHaileab-jk8pq 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላክት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይኣድልኩም

  • @UfYs-gq1fh
    @UfYs-gq1fh 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም🙏🙏🙏💒💒💒❤❤❤

  • @letenkelleklebrhan1058
    @letenkelleklebrhan1058 2 ปีที่แล้ว +6

    Zmare melaekt yesmalna egzabiher zeben agelglotka ybarek rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen

  • @lichiaaraya6546
    @lichiaaraya6546 2 ปีที่แล้ว +8

    Zimare melaikt yesmalen Amen Amen Amen

  • @SarhSarh-x4p
    @SarhSarh-x4p 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ ማላአክት የስበዐና ዲያቆን ሓውና አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ🤲🤲🤲✝️❤❤❤❤

  • @Akheza-jt1zs
    @Akheza-jt1zs 8 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ብሓቅ ደስ ዝብል መዝሙር ድያቀነይ ፈጣር አምላክ አቤቱ የፅንዕካ ፀጋኡ በረከቱ ይሕደርካ ብጣዕም እዩ ደስ ዝብለን መዝሙሩካ ድያቆን ሓወይ💐💐💐💐🌾🌾🌾

  • @abrahamahferom5796
    @abrahamahferom5796 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስመኣልና

  • @JhshJhsv
    @JhshJhsv 9 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mhretyowhans550
    @mhretyowhans550 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባሪኮ ፈጣሪ

  • @ዳግማዊትኢየሩሳሌም
    @ዳግማዊትኢየሩሳሌም ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልእኽቲ አብ ዙሪያ ዓለም ከምኡ ድማ አብታ ዘውዳዊት ክብርቲን ምጭውትን ሃገርና::

  • @tsegayhabteab1650
    @tsegayhabteab1650 2 ปีที่แล้ว +6

    Zmarie melakti yesmealna diyakon abrhimo nay zemen admeka ybarkelka amlak

  • @yordanosbeyene4504
    @yordanosbeyene4504 2 ปีที่แล้ว +9

    Amen Amen Amen zmarie melakti yesmalna igziabhier amlak xegu yebzhalka diakon hawey ✝️🙏❤️💒❤️

  • @biniamkifle2200
    @biniamkifle2200 2 ปีที่แล้ว +1

    Zmare melakt yesmealna nay agelglot zemenka ybarek hawna d.abraham

  • @MarYam-gs3xt
    @MarYam-gs3xt 2 ปีที่แล้ว +10

    ዝማሪ መላኣክቲ ይስማዓልና 🙏

  • @MirewdiEri
    @MirewdiEri 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልኖ ክቡር ዲያቆን ሓውና🙏

  • @filmonsamuel3621
    @filmonsamuel3621 2 ปีที่แล้ว +12

    ዝማረ መልእክቲ የስምዓልና እግዚኣብሂር ዘመንካ ይባረኽ ድያቆን ሓውና 🙏🙏🙏

  • @marantamaranta
    @marantamaranta ปีที่แล้ว

    Zmarie melaekti yesemealna🙏🙏🙏 hawna diyaqon abrham

  • @freweynibasilos840
    @freweynibasilos840 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን መዛምረ መላእክቲ የስማዐልና

  • @AronZermaryam
    @AronZermaryam 9 หลายเดือนก่อน

    ቃኣል ሂወት የስምዓልና🎉❤❤❤❤❤

  • @TomasZeray-x3o
    @TomasZeray-x3o 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን((3))🙏🙏🙏 ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ✝️💒✝️

  • @birktiweldehaymanot1270
    @birktiweldehaymanot1270 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen Zimare melaekt Yesmealna tsegiun Bereketun Yebzehalika Deacon

  • @GeniTesfay-ms2lz
    @GeniTesfay-ms2lz 9 หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡረይ❤❤❤

  • @hanichoyemariyamliji8102
    @hanichoyemariyamliji8102 ปีที่แล้ว +7

    አሜን አሜን አሜን ፀጋውን በረከቱን ያብዛልህ
    ቃለይህት ያሰማልን
    እኔ ኢትዮጵያ ነኝ ዘርም አላቅም የአማር የወሎ ልጂ ነኝ ግን ደም ሁሉም ለኔ እንዲ ነን ድም ትግራይ በጣም ነው የምወዳቸህ

    • @nh6cl3tq927
      @nh6cl3tq927 ปีที่แล้ว +1

      ሁሉም ሰዉ የፈጣሪ ፍጥረት ነዉ💛💚❤

    • @einfachsocc636
      @einfachsocc636 ปีที่แล้ว +1

      ezi nay eritrea mezmur eyu qanqana gn gade eyu ms tegaru

    • @abeban.8366
      @abeban.8366 5 หลายเดือนก่อน

      ትግራይ አይደሉም. ኤርትራዊያን ናቸው ።

  • @Haea-kk2zi
    @Haea-kk2zi 9 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ ምላአክን ያሰመዐልና❤❤❤❤❤🎉

  • @sabasabinaokubay1929
    @sabasabinaokubay1929 8 หลายเดือนก่อน +1

    Adey Marjam mis kulatna tkun❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 2 ปีที่แล้ว +7

    ብሓቂ ብሓቂ ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ ጸግኡ የብዝሓልካ
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @wintanegasi3764
    @wintanegasi3764 2 ปีที่แล้ว +7

    Asey Asey Asey Ellll Ellllll Elllllll zemare melekti yesmalna 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @WeyniMurad
    @WeyniMurad 9 หลายเดือนก่อน +2

    Aemennnnnnn Kal hiwet yesmaelna 🛐🙌🛐🙌🛐🙏🙏🙏🙏🛐🛐🛐🛐🛐🛐❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹🙌🙌🙌🙌💐💐💐💐💐💞💞💞💞💞💞

  • @yordanostesfay3100
    @yordanostesfay3100 9 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen Zmare Melakti Yesmealna 🙏🙏🙏

  • @fiyoridesale5019
    @fiyoridesale5019 9 หลายเดือนก่อน +1

    Zmere melakti yesmalna zhawey amlam tsegueu yebzhalka

  • @fitawahferom7577
    @fitawahferom7577 ปีที่แล้ว

    ዝማሬ መላዕክት የስማአልና ክተገልግሎ ንፈጣሪ ነዊህ እድመ……………………………!!

  • @ለቱሽጓልማርያምፅዮን
    @ለቱሽጓልማርያምፅዮን ปีที่แล้ว +7

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ናይ ብሓቂ ደስ ትብል መዝሙር ሰሚዐ ዘይመንዎ❤👏

  • @Ferhiwet-x1p
    @Ferhiwet-x1p 9 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    👏👏👏👏

  • @selamgaltigray8071
    @selamgaltigray8071 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሕይወት ያሰማልን ፀጋ በረከት ያቡዘሕልካ ክቡር ሓዉና

  • @hss2423
    @hss2423 8 หลายเดือนก่อน

    እቅረ በልለይ ድንግል ማርያም ኣደይ ምሕረት ክገብረልና ነቲ ማሓሪ ወድኺ ለምንልና❤⛪️⛪️⛪️

  • @Genet1223
    @Genet1223 9 หลายเดือนก่อน +3

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬመላእክትየስመዐልና ክቡር ሓውና ፅጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ 🎉❤🎉❤