ለባም ሰበይቲ መን ይረኽባ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 486

  • @mikiestiesti5393
    @mikiestiesti5393 5 ปีที่แล้ว +159

    ተመስገን ኣነ እኳ ረኺበያ ኣለኹ። ከምዛ ቃል ኪዳነይ ብርኽቲ ። ሰብይቲ ይፍጠርልኹም ። ፈጣሪ ኩሉ ኣምላኽ። ይሕዋት

    • @rahwameksen3107
      @rahwameksen3107 5 ปีที่แล้ว +4

      Amen amen amen. mukurrrrr

    • @ንፍስነዉዘመዴ
      @ንፍስነዉዘመዴ 4 ปีที่แล้ว +4

      ወላ ቶም ዝረከቡዉን እዉን አይመስግኑን እሞ አድኒቀካ ዛሓዉይ ይመልአልኩም

    • @rezenechaey6335
      @rezenechaey6335 4 ปีที่แล้ว +4

      ኣምላ ይመስገን ኣነ እውን ካላኣይካ እየ ዝዓርከ ።

    • @ገራሚሁን
      @ገራሚሁን 4 ปีที่แล้ว +4

      አሜን 🙏 ክቡር ሓዉና ፡ ነዊሕ ዕድመ ምስ ፍቅርን ስኒትን ይሃብኩም እቲ ልዑል እግዚአብሔር አምላክ

    • @henokefrem3635
      @henokefrem3635 4 ปีที่แล้ว +1

      Sean Amen thalf mrqa du zbhal Amen eske kem afka ygberelna

  • @Angesom
    @Angesom 7 ปีที่แล้ว +149

    ሃናፂ ትምርቲ ኣምላኽ ንደቅንስትዬን ንደቂ ተባዕትዬን ፅንዓትን ልቦናን ፍርሃት ኣምላኽን ይሃበና ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @nunichbins8346
    @nunichbins8346 7 ปีที่แล้ว +61

    እግዝኣብሄር ከምዚ ይብል!
    ለባም ሰበይቲ ነቶም ፍርሃት እግዝኣብሄር ካብ ዘለዎም እትውሃብ በርኸት እያ።
    ስለዚ ብቅንዕና ንዝነብር ትእዛዝ እግዝኣብሄር ንዘክብሩ እትውሃብ እያ ማለት እዩ።

  • @ፌቨንየድንግልማርያምልጅነ
    @ፌቨንየድንግልማርያምልጅነ 6 ปีที่แล้ว +3

    ዋውውውው ደስ ዝብል ትምህርት ኢዩ መስተውዓሊ ልቦና ይሃበና።እናመሰግናለን ወንድማችን

  • @ሜሪጋልትግራይ-ኸ9አ
    @ሜሪጋልትግራይ-ኸ9አ 4 ปีที่แล้ว +15

    ለባም ስብኣይ ከ ደኣ ኣበይ ይርከብ ፍናን ሓቢቢ

    • @merhawimedia8898
      @merhawimedia8898 3 ปีที่แล้ว +4

      አብ ትግራይ ❤️💛👌👈

    • @elsajefter5596
      @elsajefter5596 2 ปีที่แล้ว +2

      Lebam sebeay dea zeyele lbtatna sebabirom dea mes dekna rahrihomna yimrkefu 😭😭😭😭

    • @santhoshmk5693
      @santhoshmk5693 2 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂​@@merhawimedia8898

  • @youhanneszeray3782
    @youhanneszeray3782 7 ปีที่แล้ว +11

    OMG ናይ ብሃቂ ኣብ'ዚ ግዜ ዘሎ እዋን ገሊጽካዮ ፍናን ሓወይ! ስለዚ ክትቅጽሎ ኣለካ ።

  • @biniyamweldegebrial7656
    @biniyamweldegebrial7656 7 ปีที่แล้ว +34

    ፍናን ናይ ብሓቂ ለባም ኢካ
    ምክኒያቱ ኩሉ ተውርዶ ጹቡቅ ምካኑ እዩ ብፍላይ መዝሙር ኣብ ትጥቀመሉ እንቃዕ ናትና ኮነ እዚ ወዲ እየ ዝብል ስለዚ ቀጽሎ ኣጆካ ኦርቶደክስ ንዘልላለም ትንበር

    • @robelgerye5483
      @robelgerye5483 6 ปีที่แล้ว

      Amen orthodox tewahdo nzelealem tnber

    • @ፈታዊሓቂፈታዊሓቂ
      @ፈታዊሓቂፈታዊሓቂ 6 ปีที่แล้ว

      Binyam hawey nay bhaqi you are smart boyy

    • @abel-u5h
      @abel-u5h 6 ปีที่แล้ว

      Biniyam Weldegebrial kulu seb nenatu haymanoy neni nebsu subukin tefetawin eyu mesiamie mekinyat kea mikiri enber mezimur aykonene silezi....

  • @heavenanbesagr8320
    @heavenanbesagr8320 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣምላኽ ዝሃቦ ዕድለኛ ጥራ'ዩ ዝረኽባ

  • @amenamenamenkalehiwetyasem3502
    @amenamenamenkalehiwetyasem3502 7 ปีที่แล้ว +8

    በእውነት ፅቡቅ ስራሕ ፈናንዮ በተለይ አብዚ ሓዚ እዋን ዝሕምበብ ዘሎ zeynatina wubet አፀቢቅካ ገሊፅካዩ ቀፅሎ አጆካ

  • @gfdcvvvg9822
    @gfdcvvvg9822 7 ปีที่แล้ว +14

    ብእውነት ሓውና መልእትካ ብሓቂ ፅብቅ ትምህርቲ ንወስደሉ እና
    አነ ንእሽተይ ዝብሎ አለኒ ለባም ሰበይቲ መን ይረክባ ዝብል እንድሕር እቲ ሰብአይ ለባም /ፍርሓት እግዚአብሔር ዘለወ /ከይኑ እሞ አቲ ሰበይቲ በዓለም ዝተሸነፈት እንተከይና እቲ ሰብአይ ብምክራ ክምልሳ ይክእል እዩ
    ከምኡ እውን መልእካትካ ንክትሰምዖ ደስስስስ እዩ ዝብል
    ግን ኦ /ተዋህዶ ደርፋ ንክንሰምዖ ሓጥያት ምካኑ ኩለና ንፈልጦ እና መዝሙር እንትዝከውን ከመይ ልቦና ሰብ ምስሓበ ነይሩ
    እንድሕር ካብ ፅሕፎይ ስሕተት አልወ ይቅረታ ይሓትት ዘሓወይ መዓረይ

    • @fnanappinfotech
      @fnanappinfotech  7 ปีที่แล้ว +2

      Gfdc Vvvg ምንም ጌጋ የብሉን

  • @honeyshimet2136
    @honeyshimet2136 5 ปีที่แล้ว +6

    ፍናን ወደይ እግዚአብሔር በነገር ኩሉ ብጥብብ ይምልእካ ብሩኹይ

  • @assaassa3383
    @assaassa3383 3 ปีที่แล้ว +3

    አሜን 😭😭እነስ ካብዘን ለባማት ይግበረኒ እምበር አይኮንኩን

  • @weiniamine3510
    @weiniamine3510 7 ปีที่แล้ว +38

    ዋውውውውውውው፡ቤላ ፋናን ሐወይ፡ግን ለባም ሰብኣይ ከ ኣበይ ይርከብ በጃካ፡ምኳን ለባም ሰበይቲ ክትቅይረካ ትክእል እያ፡ብከምኡ ዶ ክወስዶ መስለካ ፋነይይ

    • @fnanappinfotech
      @fnanappinfotech  7 ปีที่แล้ว +3

      Weini Amine ብኸምኡ ክሓይሽ እዩ

    • @weiniamine3510
      @weiniamine3510 7 ปีที่แล้ว +15

      እኩል ዶ ትብልዎ፡ጓል ንበይና ለባም ክትከውን፡ተቀባሊ ልቦናኣ እንተዘይ ረኪባ በየን ይደበስ ልባ፡ብሐደ ኢድካ ዶ ይጣቃዕ እዩ፡ክንደይ ለባማት ድየን ምኳን ኣብይወን ኢደን ዝህባ፡

    • @frowyfaday7117
      @frowyfaday7117 7 ปีที่แล้ว +3

      waww bitaem meharen mesatin ajoka

    • @SS-ck9xp
      @SS-ck9xp 7 ปีที่แล้ว +2

      Weini Amine Nay bahaki Lebam Sebay ke Abey yrikeb, Eti Halafnet Nay hadaru zelowo bi kinina libu kemti Nay abotatina Deku tsieru,hakufu Sebeytu Akbru zinebr. Nay gin beantsaru Eyu Agatimuni. YGERMEKUM EYU. LEBAM SEBAY ENBER LEBAM SEBEYTI NIHADARAS TISAN AYMESLENIN BIFLAY NIHINA ERITRAWIN

    • @MeadaTsabat12
      @MeadaTsabat12 6 ปีที่แล้ว

      Weini Amine ኣነ እውን ንሱ እዩ ዘቀንዝወኒ ዘሎ 😭ኣብ ሓሳበይ ዘይኡቱ ከ እንታይ ትገብሮ

  • @amanmaryo167
    @amanmaryo167 7 ปีที่แล้ว +4

    ውውውውውውውው ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ዛንታ እዩ ፍናን ሓወይ። ኣምላክ ይሓግዝኻ ኣጆካ ቀጽሎ።

  • @mendreas1869
    @mendreas1869 5 ปีที่แล้ว +6

    ምሳሌ 31 (Proverbs)
    10፤ ደገኛ ሰበይትስ መን ይረኽባ፡ ዋጋኣ ኻብ ክቡር ዕንቍ ኣዝዩ ይኸብር።
    11፤ ልቢ ሰብኣያ ይእመና፡ እቶቱ ከቶ ኣየቋርጽን።
    12፤ ንሳ ምሉእ ዕድሚኣ ሰናይ እምበር፡ ክፉእ ኣይትገብሮን።
    13፤ ጸጕርን ልሕጺ እንጣጢዕን ትደሊ፡ ተሐጕሳ ኸኣ ብኢዳ ትዐዪ።
    14፤ ንሳ ኸም መርከብ ነጋዶ እያ፡ ካብ ርሑቕ ምግባ ተምጽእ።ምሳሌ 31 (Proverbs)
    15፤ ገና ለይቲ ኸሎ፡ ትትንስእ እሞ፡ ንስድራ ቤታ ምግቦም ትህቦም፡ ነግራዳ ኸኣ ሰስርሔን ተትሕዘን።
    16፤ ግራት ትምልከት እሞ ትዕድጎ፡ ብፍረ ኣእዳዋ ኸኣ ኣታኽልቲ ወይኒ ትተክል።
    17፤ ሕቝኣ ብሓይሊ ይዕጠቕ፡ ቀላጽማ ኸኣ ተበርትዕ።
    18፤ ኣቓሑ ንግዳ ጽቡቕ ዝዀነ ትርኢ፡ መብራህታ ብለይቲ ኣይጠፍእን።
    19፤ ኣእዳዋ መፍተል የልዕላ፡ ኣጻብዓውን ቍኒን ይሕዛ።ምሳሌ 31 (Proverbs)
    20፤ ንሽጉራት ኢዳ ትዝርግሓሎም፡ ንጹጉማት ከኣ ኣእዳዋ ትሰደሎም።
    21፤ ኵሎም ስድራኣ ሰብ ድርብ ክዳን እዮም እሞ፡ ስለ ስድራኣ ብውርጪ ኣይትፈርህን።
    22፤ ንርእሳ ምንጻፋት ትገብር፡ ክዳውንታውን በፍታን ጁዅን እዩ።
    23፤ ሰብኣያ ኣብ ደገ ኣብ ማእከል ዓበይቲ ዓዲ ምስ ዚቕመጥ ምርኡይ እዩ።
    24፤ ጽቡቕ ቀሚሽ ኣእሊማ ትሸይጥ፡ መቐነት ንነጋዳይ ትህቦ።ምሳሌ 31 (Proverbs)
    25፤ ሓይልን ክብረትን ልብሳ እዩ፡ ነቲ ዚመጽእ መዓልቲ ትስሕቆ።
    26፤ ኣፋ ብጥበብ ትኸፍት፡ ትምህርቲ ለውሃት ድማ ኣብ ልሳና እዩ።
    27፤ ንብረት ቤታ ትሕሉ፡ እንጌራ ትህኪት ኣይትበልዕን።
    28-29፤ ደቃ ይትንስኡ ብርኽቲ ኸኣ ይብልዋ፡ ሰብኣያ ድማ፡ ብዙሓት ኣንስቲ ጽቡቕ ዝገበራ ኣለዋ፡ ንስኺ ግና ንዅላተን ትበልጽየን፡ ኢሉ ይንእዳ።
    30፤ ጽባቐ መልክዕ ጠባሪ እዩ፡ ውቃበ ኸኣ ከንቱ እዩ፡ ንእግዚኣብሄር እትፈርህ ሰበይቲ ግና ትንኣድ።

    • @goytabarkena362
      @goytabarkena362 2 ปีที่แล้ว

      Amen kale hiwet yesmealna hawuna

  • @gebrittewelde5183
    @gebrittewelde5183 5 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ባሓቂ ጹቡቅ ስራሕ በርትዕ ሃናጺዩ መልአክቲ ትሕስቶዃ ኩሉ ዝበልካዮ ካብቲ
    ኣብ ሂወት ጉዑዞ ኣገዳሲ በርትዕ

  • @jessykudussolomonjessy5573
    @jessykudussolomonjessy5573 7 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ባሓቂ እዚ ትቅርቦ መደባት ዝናኣድ ኢዩ ኣጆካ ቆጽሎ ሓወይ እምበር ለባም ሰበይቲ ዳኣ ኣብ ዚ ሎሚ እዋን ንክትረክብ ብጣሚ ከቢድ ኢዩ ።

  • @staystarting6022
    @staystarting6022 7 ปีที่แล้ว +28

    ኣታ ፍናኣን ክንደይ ይጥዕም ዩ"እዚ"ቃላትካ ብዉነት በሊሕ ሰብ ኢኻ ቀጽሎ"ይብለካ ካብዚ ካኣ ቡዛሓት ደቂ ኣንስትዮ ክቕየራ ዝኽላ ኣለዋ ኣብ "ዚ* ሎሚ"ግዜን"ግን™ወላ"እቲኦም"ደቂ"ተባዕቴዮ"ኢና"ገዲድና!ዘለና""ከምዚ"ዓይነት""ክተቕርብ"እንከለኻ ብጣዕሚ ዩ ዘሐጉስ :-D ቀጽሎ "

  • @abichannela-y-a6027
    @abichannela-y-a6027 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ በሓቂ ከምዚኣ ጋል ኣንስተይቲ ካብ ዝወነኑ የ ድማ ማራ የ ዕድለኛ ሕጉስን ጥጡሕን ናብራ ይውንን ኣለኩ ወላ ደኣ ኣፍቃሪተይ ካባይ ኣርሒቃ ተሃለወት ግን ኣምላክ ኢደይ ስለ ዝመላኣለይ ኣብ ዓመት ድየ ኣብ ኣዋርሕ እናከድኩ ኣፍሪቃ ይረክባ የ ምስከሙ ድማ ፍቅሪ ዝኮነት ቆልዓ ወሊድና ን ኣምላክ ብጣዕሚ ኢና ነመስግኖ ኣምላክ ከኣ እዚ ፍቅርናን ፍቅሪ ውላድናን ሪኡ ክጠራንፈና ምካኑ ኣይጣራጠርን የ ፡ደስ ዝብል ኣቀራርባ ድማ ፍናን ሓውና።

  • @ሰላምንኹሉደቂዓዲ
    @ሰላምንኹሉደቂዓዲ 7 ปีที่แล้ว +9

    አጆኻ ኩቡር ሐው ብጣዕሚ ጹቡቅ አቀራርባ ይበል ልቦና ብተቅርቦ አዝየ ዑጉብ የ ቀጽሎ

    መአዛ ትሕዝቶኻ አካላት ዝትንክፍ

  • @samera7043
    @samera7043 3 ปีที่แล้ว +1

    ፍናን ናይበሓቅ ማሃርትን እያ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ ኣጃካ ቀጽሎ ።

  • @efremgoytomefrem7972
    @efremgoytomefrem7972 5 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ደስ ትብል ዛንታ ፋናን ሓውና፡፡

  • @russommeasho8401
    @russommeasho8401 7 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቂ ልባም ስበይቲ ዕድል ዩ።

  • @simonnega5185
    @simonnega5185 6 ปีที่แล้ว +60

    ለባም ሰብኣይ መን ይረክቦ ከኣ በል,
    ምጀመርታ ደቂ ተባዕትዮ ኪንጥዒ ኣለና,
    ብድሕሪኡ ኪንረክብ ጸገም የብልናን ለባም ሰበይቲ።

    • @senaithaile584
      @senaithaile584 6 ปีที่แล้ว +1

      Nai bhaki

    • @gfgd8705
      @gfgd8705 5 ปีที่แล้ว +1

      በትክክል ሓወይ

    • @tsegagualhawza5249
      @tsegagualhawza5249 5 ปีที่แล้ว +3

      Simon feqar ለባም ኢኻ ባዕልኻ ለባም ሰበይቲ ትፍጠረልካ

    • @FreTube-b9c
      @FreTube-b9c 5 ปีที่แล้ว +1

      ትክክል ሓወይ

    • @mytigraylove9621
      @mytigraylove9621 5 ปีที่แล้ว +1

      Gobez

  • @danielkiflemariam6221
    @danielkiflemariam6221 6 ปีที่แล้ว +8

    ዕድለኛ ጥራይ ኢዩ ዝረክባ ኢምበሪ ናይዝጻዓርካን ናይ ዝመረጽካን ኣይኮነ ትረክባ?

  • @EldanaHenok
    @EldanaHenok 7 ปีที่แล้ว +54

    Fnan hawna btami xbuk xhfti Egzabiher Edmen tienan yhabka neana ndeki anstyo kea zhasibn zestewiln lbi yhabena Amlakna🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

    • @inavilove2164
      @inavilove2164 5 ปีที่แล้ว

      nay bahaki semhar haftey

  • @ፍልሰትዶስደት
    @ፍልሰትዶስደት 7 ปีที่แล้ว +7

    ፍናን ሓውና መሳጢ ዛንታ መግለጺ የብለይን ንፉዕ ኢየ ዝብለካ ኣምላክ ይብርካ

  • @eyobhabtai8333
    @eyobhabtai8333 6 ปีที่แล้ว

    ናይ በሃቂ ፍናን ሃውና ናይዛ ዘለናዮ ግዝየ ገሊጽካዮ ብልቢ የመስግነካ ኩቡር ሃውና በርትዕ አጆካ

  • @yonassemere4416
    @yonassemere4416 6 ปีที่แล้ว

    እንታይ ዩ ዚ ሕልሚ ወይስ ጋህዲ ዋውውውውው ዋሓለ ዝባሃልሲ ጥራሕ ብስራሓት ኣይኮነን ውሕልነት ቀራርባን ኣዘራርባን ኣደራርሳን ዋውውው ጎበዝ ቀጽሎ መምህር ልቦና ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ካብዚ ሃለውለው ንሰምዖስ ናትካ ጥራሕ ደበስ ኮይንና ደስ ዘብል ቀጽሎ

  • @yacobamine8638
    @yacobamine8638 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣነ ብናተይ ለባም ጋል ኣላ ተይልካኒ ኣይሰማማዓሉን የ ኣይረኣኹን ውን ወረ የላን የ ዝብል ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ተጋጢምካ ግን ዘይጸፈቅኩ ኣይትበል

    • @seareteklay2720
      @seareteklay2720 5 ปีที่แล้ว +1

      Yacob Amine. Women nature is 00000

  • @rehasetkesete5990
    @rehasetkesete5990 7 ปีที่แล้ว +3

    ጽብቅቲ ሰበይቲ ብዘይ ኣእምሮ ከም፡ኣብ ኣፍንጫ ሓሰማ ዝተሰቁረ ቀሌበት እያ

  • @eritreanmovies6201
    @eritreanmovies6201 7 ปีที่แล้ว +34

    wawwww Good Job Leka zeyliwet seb yelen .... 99% Good fani hiji win 1% terifatka Ala .. kbret yhabeley bruk haw.

    • @fnanappinfotech
      @fnanappinfotech  7 ปีที่แล้ว +6

      Eritrean Movies ክብረት ይሃበለይ ኣብ ኩሉ ዝገብሮ ስረሓተይ ሓቢርካኒ ስለ ዘለኻ

    • @nexbhizmenaeyakokobxebhi6043
      @nexbhizmenaeyakokobxebhi6043 7 ปีที่แล้ว +1

      Fnan App Infotech ajoka sepuki alkia

    • @تلبنيمىميعسن
      @تلبنيمىميعسن 6 ปีที่แล้ว

      @@fnanappinfotech ፣፣፣፣፣፣፣፣ውድድድድድድድድድድ

    • @تلبنيمىميعسن
      @تلبنيمىميعسن 6 ปีที่แล้ว

      @@fnanappinfotech ውድድድድድፍፍድፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ

  • @rehasetkesete5990
    @rehasetkesete5990 7 ปีที่แล้ว +12

    እንሆ ሎሚ ንባዕል ትቤተይ ብዓይኒ ዘይረአ ህያብ እያ ዝወስደላ ዘለኩ እምነተን ንጽህናይን

  • @Amanual871
    @Amanual871 7 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ንፉዕ ጅግና

  • @fakarulbey1443
    @fakarulbey1443 6 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ጠቃሚ ትምህርቲ።ፋኒ

  • @ልሊጋልደራ
    @ልሊጋልደራ 6 ปีที่แล้ว +1

    ዋው ብጣዕሚ መሳጥን ማሃርን ዛንታ እዩ ቆፅለሉ ሽኮሪና

  • @pauloferey2955
    @pauloferey2955 7 ปีที่แล้ว +3

    ፍናን ሓወይ ክንደይ ሰብ ውን ኣሎ ነቲ እቶም የሕዋትና ዝብልዎ ካብ ምድጋም ስቕ ንብል እሞ ሕጂስ ከምስግነካ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ብፍላይ እዛ ኣባእሃህላ እዝኣ " ሕጅ'ውን ኣብ ጉያ እየ ዘለኩ ክሳብ ቤተይን ብዓልቲ ቤተይን ክሳብ ዝረክብ " ንጻሓፊ'ውን ካብ ናትካ ዘይፍለ ። ጽቡቅ ስራሕ

  • @alamryi2916
    @alamryi2916 6 ปีที่แล้ว +4

    ኣነስ ከምዚ ዝዓይነት ታትክ ክሰምዕ ከለኩስ በጣሚ እየ ዝሓዝን 😭😭

  • @ngstiaraye9025
    @ngstiaraye9025 4 ปีที่แล้ว +1

    በትክክል ወንድሜ ፈጣሪ ይባርክህ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @abrehetselemun2956
    @abrehetselemun2956 7 ปีที่แล้ว +9

    እዚ ቅድሚ ሐጂ ስሚዖዬ ኣለኩ ብጣዕሚ ይምስጥ thanks

  • @ህልናጓልተዋህዶዘትግራይ
    @ህልናጓልተዋህዶዘትግራይ ปีที่แล้ว +3

    ለባም ሰበይቲ ኮይነ ክርከብስ ባዕልካ ሓግዘኒ አምላከይ🙏♥️🤲

  • @fshktaameley2407
    @fshktaameley2407 5 ปีที่แล้ว +2

    ዋው ብሓቂ ንፉዕ ቀፅሎ

  • @ambishtekle1982
    @ambishtekle1982 4 ปีที่แล้ว

    ፋኒ ኩሉ ፕሮግራም እተቅርቦ ናይ ብሃቂ እዩ ደስ ብሃሊ ብሉፅ ሰብ ኩሉ ግዜ ብሉፅ ነገራት የቅርብ !!!ኣጆካ ቀፅሎ

  • @tadesse0724
    @tadesse0724 6 ปีที่แล้ว

    ዕድመ ይሃብካ ፍናን ሐውና እዘን ደቂ አንምስቲዮ ባህሊታትና አትፊኦ ናይ ምዕራባውያን ባህሊ ሕዘን ፍንጠርጠር እንዳበላ ከይተመርዓዋ አሪገን

  • @tahgashaile6511
    @tahgashaile6511 5 ปีที่แล้ว

    Fnan Hawey bitaem des zibil akarariba eu zeleka des zibili keamo kulu programka abiti zelo haki zitemrkose mikanu eu you are smart bro.l am proud of you! keep up your skills.

  • @bigstartransportationllc1394
    @bigstartransportationllc1394 ปีที่แล้ว +1

    Thank you Fnan it’s so amazing

  • @amanueltekeste724
    @amanueltekeste724 4 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሃኪ ታምን ግን ካልአ ይጽንሓካ

  • @awetselemun5238
    @awetselemun5238 5 ปีที่แล้ว

    ሰላም ንዓኻ ይኹን ፈናን ሓወይ ፈጣሪ ንድቂ ተብዓትዮን ንደቂ ኣንስትዮን ጽቡቅ ልቦና ይዓድለና ክብረት ይሃበለይ ሓወይ ናተይ

  • @EriZaraTech
    @EriZaraTech 7 ปีที่แล้ว +4

    Good job bro it's really impressive keep it up

  • @gaema9673
    @gaema9673 7 ปีที่แล้ว +2

    Wawww so so awesome story
    Dehan fnan app yegatem eu lebam sebayeti zetefaten eu zerkba agoka
    Egzabehir edeman teanan yehabeka

  • @simontekle4444
    @simontekle4444 6 ปีที่แล้ว

    fenan wedi nay behaki kulu medebatuka meharunet zelwo eu so tnx mor bur kexlo kabzy nulaly kutsrhu agin kmzblkyo lebam sebty sebay kurekub amlak zhabo eu lomi humak eka ture nay hadar negesti especially kea ab eropa zelewa tnx for information fena bur

  • @abibajo9074
    @abibajo9074 5 ปีที่แล้ว +2

    ናይ በሓቂ ደስ ትብል ዛንታ ፍናን ሓውና
    ግን!! ሲንግል የ ዳበልካ በዚ ካብ ማዚቃ ዝጥዕም ድምጽካ ጎራዙት ናይዚ ቻነል ከይጥርፈን ዩ ስግኣትና ክክ

  • @luwamisaak6148
    @luwamisaak6148 7 ปีที่แล้ว +4

    Very interesting story. keep continue .God bless you Fnan

  • @rutaberhane4482
    @rutaberhane4482 2 ปีที่แล้ว

    You the best reader ever and you have very nice voice gbu Fnan

  • @yikealobeyene2587
    @yikealobeyene2587 7 ปีที่แล้ว +3

    IT 's very surprising and enjoyable story even so attractive way of reading .keep up it !

  • @teamekiflay7463
    @teamekiflay7463 7 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቅ ስራሕ ፍናን ኣምላክ ልብና ይክፈተልና ንኩሉና

  • @yemaneeyob961
    @yemaneeyob961 7 ปีที่แล้ว +2

    good job fnan Tanks

  • @iloveyoudad5243
    @iloveyoudad5243 5 ปีที่แล้ว

    ዝገርም ታሪክ ዩ ብጣዕሚ
    እ/ር ዝፈርሕ ሰብ ይህበና
    ሃናፂ ት/ቲ እዩ የቀንየልና

    • @መጨረሻይኣጸብቀለይ
      @መጨረሻይኣጸብቀለይ 4 ปีที่แล้ว

      ኣጆኪ ንስኪ ጥራሕ ፍርሓት እግዝኣብሄር ይሃልኪ እምበር ክህበኪ ኢዩ

  • @theme9068
    @theme9068 7 ปีที่แล้ว +5

    it's really amazing am one your lovely followers so I just want to say you are great and supper man pls keep it up! 💞💞💞💞👍

  • @mengi.delayifkri.9055
    @mengi.delayifkri.9055 7 ปีที่แล้ว +6

    kkkkkk ደሓን እያ ሰብ ክሰኣን ከሎስ ኣይትከፍኣካን እያ ክበልዓ 'ዶ ሓመድ ብላዕ.
    ኦይ ብጣዕሚ ሕማቕ ኣጋጣሚ በዕልቲ ቤትካስ እምንቲ ደኣ ትኩነልካ እበር ኣብዚ ሎሚ ግዜ ደኣ ኣይግድን።

  • @amanuelmaheri234
    @amanuelmaheri234 7 ปีที่แล้ว +3

    "ሐደገኛ ከንፈር " kkkkkkkk ጽቡቅ ኣጋላልጻ ቀጽሎ

  • @bereketkibrom5258
    @bereketkibrom5258 4 ปีที่แล้ว

    Fanan hawey shikor egziabher almk maska ykun !!! Hawey natey!!!!

  • @bahlbitesfalem9743
    @bahlbitesfalem9743 5 ปีที่แล้ว

    እግዚኣቢሀር ዝሃቦ ይረክባ ዝሓወይ

  • @sunrisesunset2743
    @sunrisesunset2743 5 ปีที่แล้ว +2

    Bravoooo fnannnn

  • @dontafraidexceptfirgod7374
    @dontafraidexceptfirgod7374 7 ปีที่แล้ว +20

    Ane eiko rekibeya aleku

    • @robelgerye5483
      @robelgerye5483 6 ปีที่แล้ว +1

      Don't afraid except fir God i am happy for you

  • @kastrocastro3919
    @kastrocastro3919 4 ปีที่แล้ว

    Temesgen amlak ane eka rekibeya aleku egzabher amlak kemay yfterelkum Amen 🙏

  • @tedigebreslasie1393
    @tedigebreslasie1393 7 ปีที่แล้ว +2

    betami mesatit zkonet snexhuf thanks FNAN

  • @ሰበይቲሳሚወዲሹቅ
    @ሰበይቲሳሚወዲሹቅ 7 ปีที่แล้ว +13

    ንሰብ ከም ሰብ መጠን ክትጠራጠሮ ናይ ግድን'ዩ። ክንደይ ኣለው ፈተውቲ መሲሎም ድክመት ጎንታትካ መርሚሮም ዝጎድኡካ።እዛ ታሪክ እዚኣ ግን ነዓይ ኣጋጥማትኒ'ያ። ዓርኪ ሰብኣየይ እንዳሓባበለ ኣምሰልቲ ቃላት እንዳውረደ ካብቲ ማራ ዘክብሮ ዘክብረኒ ብዓል ኪዳነይ ኣፈላልዩና።

    • @fnanappinfotech
      @fnanappinfotech  7 ปีที่แล้ว +4

      Gual ትግራይ halal zehzn eue amlak mexaeki bruh ygbero

    • @ሰበይቲሳሚወዲሹቅ
      @ሰበይቲሳሚወዲሹቅ 7 ปีที่แล้ว +2

      Fnan App Infotech amen kbretey

    • @dejenteklemariam6011
      @dejenteklemariam6011 7 ปีที่แล้ว +1

      Gual ትግራይ halal

    • @mebrakgebreyonas8412
      @mebrakgebreyonas8412 6 ปีที่แล้ว

      ሀብተይ ናይስብ ክትስምዒ የብልክን ብዓይኒክ ሪእኪ ሀድኡ ትገብሪ

    • @taltal8871
      @taltal8871 6 ปีที่แล้ว

      ሰበይቲ ሳሚ ወዲ ሹቅ bhaki beli nice

  • @rutaberhane4482
    @rutaberhane4482 5 ปีที่แล้ว

    Hi Fnan it's very interesting I love to hear this it's very teaching thank you gbu

  • @samielkiflom3955
    @samielkiflom3955 7 ปีที่แล้ว

    wwwwwwwwww Fenan App hawey Nay behaki des tibl ane
    1000 selameta hibeka aleku Ajoka edmen tenan yehabeka Fetari

  • @loveeritrea3897
    @loveeritrea3897 6 ปีที่แล้ว

    100% nice story! Tnx Fnan.

  • @milymilykelkel6441
    @milymilykelkel6441 6 ปีที่แล้ว

    ዋውውውውው መምህር ዝኮነ ታርክ እየ

  • @ክብድልኣይደልንእቲዝብድሎ
    @ክብድልኣይደልንእቲዝብድሎ 5 ปีที่แล้ว +2

    ለባም ሰበይቲ ካብ እግዚአብሔር እያ

  • @habteabeyob7391
    @habteabeyob7391 6 ปีที่แล้ว +2

    Wowwwww des tebal eu bhaki ke amlak zebal eytarfan eu

  • @samig1932
    @samig1932 5 ปีที่แล้ว

    Wow nice one , I'm a truck driver almost everyday I follow your TH-cam channel, i love it

  • @seareweldakidan476
    @seareweldakidan476 6 ปีที่แล้ว +1

    ለባም ጛል ኣንስተይቲ፡ወይ ሰበይቲ እዝጋቢሄር ዝሃቦ ይረክባ ፡።

  • @RobiRobi-so2kz
    @RobiRobi-so2kz 5 ปีที่แล้ว

    Hawey Haweyy ajoka Fetari bagau ngezaka zebeleka men mkana Sebeytka keflteka slezdeleye u Amsgno nska emun mkanka kia mara adnikeka keep it bro wela msta tmexie bhji😭😭😭

  • @ብኺሮስከይትመጹኒተጥንቀቁ
    @ብኺሮስከይትመጹኒተጥንቀቁ 6 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቅ ስራሕ እንድይ ግን ከም ዛኪ ኹን ክንካተለካ ጽቡቅ ጌርና ማለተይ ውህብቶ ናይቲ ስራሕ ስለ ዘለካ እየ ዘከርያስ ኣቦ ህዝቢ ኮይኑ ሎ ንስኻ ካኣ ካላኣይ ኩኖ ሓቂ ፍቶ

  • @asmeromhabtai182
    @asmeromhabtai182 6 ปีที่แล้ว

    ኣጆካ ኩቡር ሓወይ ቡሉጽ ኣቃራርባ keep up

  • @senairoeselare4446
    @senairoeselare4446 7 ปีที่แล้ว +2

    wawww fani hawey amlak ybarkhka qexlo btaemi mesati zanta,

  • @ሓቡወዲኤረይ
    @ሓቡወዲኤረይ 5 ปีที่แล้ว +1

    Hayal eka Really 👍💯💯

  • @habtomkibrom4774
    @habtomkibrom4774 6 ปีที่แล้ว

    Medebka bkexali eye ziketatelo meraki zkone dmxi aserarian awedadkan kalat aleka .kba kulu bfluy zmareketni GN ezia eya !!!!!! Keep going fnan hawey !!!!!!!

  • @mulugietasolomun4598
    @mulugietasolomun4598 7 ปีที่แล้ว +3

    ለባም ሰብይቲ መን ይረክባ ?nay bhaki shabiten mariten zkonet zanta agalalexa azarareba bhafsha kulu nger zewxo yeblun kemzi bmgbareka gezika sewieka amlak edemn tenaen yhabka kexlo ab srahka asalto yhabka so GOOD BLEES YOU

  • @russommeasho8401
    @russommeasho8401 7 ปีที่แล้ว +1

    Wawwww nay bhaki des Zebel zanta Fenan hawena 👍

  • @mikimiki8097
    @mikimiki8097 3 ปีที่แล้ว

    ዕድለኛ

  • @simongoitom8984
    @simongoitom8984 5 ปีที่แล้ว

    Lebam sebeti Egziabiher zhabo wedey

  • @luelasrat5712
    @luelasrat5712 6 ปีที่แล้ว

    I proud of you
    My hero
    Please continues and keep it up

  • @asmoromnegash1930
    @asmoromnegash1930 4 ปีที่แล้ว

    Kef alkum fnan app ketslwo 🥰🙏🙏🇪🇷🇪🇷

  • @samig1932
    @samig1932 3 ปีที่แล้ว +1

    Amazing story

  • @alexsanderfithangest2111
    @alexsanderfithangest2111 4 ปีที่แล้ว

    ብታሚ መሳቲ ዝኮነ ቃላት ፍናን ብህጂ ዊን ብካሊኢ ንጽበ

  • @imthebest4756
    @imthebest4756 7 ปีที่แล้ว

    Wawwww fnan hawey!
    Kalat ybelynn kigelxo betaeimi des zbel 👌👌👌👌👌

  • @azekridngl601
    @azekridngl601 6 ปีที่แล้ว

    qale hiwet yesmalna.nay behaqi meharit eya egziabiher xgu yebzhalkum.

  • @dawitfshaye4917
    @dawitfshaye4917 5 ปีที่แล้ว

    Bhaqi meharn mesatn thanksss Bro

  • @rasuraci7277
    @rasuraci7277 7 ปีที่แล้ว +2

    ደስ ተብል ብሓቂ

  • @godislove34
    @godislove34 7 ปีที่แล้ว +1

    goot job brather Tanks

  • @sanitberhani896
    @sanitberhani896 7 ปีที่แล้ว +2

    Good job hawey qexlo any a meharit

  • @enkebabermekebaberfkryamet7620
    @enkebabermekebaberfkryamet7620 7 ปีที่แล้ว +2

    fanan shkorr kulu tekrbo des ybl God bless u from ethiopia

  • @elizag8353
    @elizag8353 7 ปีที่แล้ว +1

    wawww fani good job 🇪🇷🇪🇷.
    ztrek xhuf kinsedelka nkil do.

  • @fiyorihabte7350
    @fiyorihabte7350 3 ปีที่แล้ว

    Thank you bro semia ayxegiban ye kisab 6 gize semiya aleku gen kixegiba aykealkun

  • @merilove534
    @merilove534 6 ปีที่แล้ว +1

    ፋኒየ ዝኮና ዛንታ ነይረን ክህበካ ነይረ ብምንታይ ክጽሕፈልካ ይክእል

    • @fnanappinfotech
      @fnanappinfotech  6 ปีที่แล้ว

      selam bro ab messenger ktxhfeley tkiel eka