ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
ዶ/ር ሰሎሞን እቲ ናይ ግምገማ ቪድዮ አውጽዕዎ ስብ እናጋገዮ ንንሕድሕድና ከዋድዑና እዮም እሞ ቀልጥፉ አይትዘንጉዑ ።ሕወሓት ትድቅሱ ኩሉ ምስተበላሸወ ኢኹም ትእውዩ። ብምድቃስኩም እዩ ኢሃዴግ ዝፈረሰ ሚስጥር እናበልኩም ትቅበሩ።
Esu tewotsema...kelitueom gudom do tewotsie
መጻኢና ብሩህ እዩ:: የቀንየልና ዶክተር ሰለሙን::🙏❤️
ዶክተር ሰለሙን ብሓቂ ጉሩም ገርካ ገሊፅካዬ እቲ ህልው ኩነታት በሉ በርትዕ 💪🤝
እስታሊን ብጣዕሚ ኩቡር ሰብ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ጅግና ናይ ባሐቂ ተንትንካዮ ኢኻ አብ ናይ ወይን ሐውና ዕድመ ጥዕና ይሐብኩም 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Thank you Zara Media for your determination and serve the voiceless people of Tigray
ዛራ ሚድያ በርትዕ❤❤❤
እሰታሊን የትግራይ አለኝታ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብጣሚ ዝድነካ ሃው ዶክ ሰሎሞን እንኳ መፀኻልና
ደ/ር ሰሎሙን ብቁዕ ትግራዋይ ወሎዶ
Best explanation
ህወሃት የረጀች ሙሆር የላት የሚሉ ይመልከቱት ይህን ወጣት❤❤❤
Exactly 👍
Welcome 🙏 dr solomon ❤❤❤❤
Please don’t forget to subscribe 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Very important share it
God to see you Dor Selemon .VIVA TDF & WEYEN TIGRAY TEEWT
Please please TPLF do something action
Please make like share subscribe
ብትክክል እቲ ዝነበረ ዓፋናይ ብትክክል ኣብራህሪኻዮ ኣለኻ ቀፅለሉ
Thanks Vivia TPLF ❤
There is no need to delay action. It should be taken as soon as possible.
Meretina yimeles banda Getachew tomorrow tomorrow tomorrow tomorrow tomorrow tomorrow
Amazing explanation thank you brother viva Tplf
Ajoka alena wedi tigrai iron poeple
Excellent brief!!
Look here there is no Tigray TV ( biased) , No DWet za dwiti No TPM ( Opportunist )
Finally speaking up.
ዶ/ር ሰለሞን። ዋውውውው እንኳዕ ዳሓን መፃኻ። ተስፋ ትግራይ።
Setalin wedi hezbi🎉🎉🎉
ዶ/ር የትግራይ ተስፋ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🙏💖🙏💖🙏
በርትዕ ሰለሞን ወዲ ህዝቢ 🙏🙏🙏
❤
❤️💛
Thank you Stalin for being the voice for justice!❤❤💛
ብሓቂ ልብኻ ዝሰብር እዩ ናይ ህዝብና ነገር💔💔💔
ዝገርምም ትንታነ
ቃል ብቃል ቅኑዕን ግልፅን ኹሉ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ ዝተገለፀ።
interesting explanation
ሙሩኽ ኣቦይስብሓት እኻ ኣይትዕፈር
🎉🎉🎉🎉
ተጋሩ ክንደየናይ ከምዝወረድና ናይወለድና ጅግንነት ሐሳብን ተግባርን ክብርን መጎስን ወዘተ---ነሕስሮ ከምዘለና ንፈልጦ'ዶ አለና ? ነገራት ዝስተኻኸል ብፀርፊ እንተይኮነስ ብሓሳብ ብክትዕ ብናይ አብዝሓ ድምፂ ውሳነ'ዩ :: ኦ ህዝቢ ትግራይ አቡዕር ናዘበለ የብሉ ዕርፍኻ እፅንዕ ከምዝብሃል ሓድነትካ አፅዕ :: ኦ ዕርዲ ህዝብኻ ንዝኾንካ TDF ንመንነት ንድሕንነትን/ ንህልውና ዝገበርክምዎ ወሳኒ ተጋድሎ ክብርን መጎስን ንዐኻትኩም :: ህዚ'ውን ማእኸልኩም ህዝብኹም ጌርኩም ከምታ ዝጀመርኩምዋ ክሳዕ መሰል ዐርሰውሳነ ምኽባር ክትፀንዑ ሐድነት ህዝቢ ትግራይ ህያው ኮይኑ ክቅፅል ክትገብሩ ልአላውነት, ተፈናቀለ ናብ መረበቱ ክምለስ ተፍትሕ ምምሕዳርን ወዘተ--ክህሉ ናይ 10 ሚ.ሰብ ሕድሪ ምኽዋንኩም ከይትርስዑ እላቦ ::
እቲ ፅገም ባዓሉ እቲ ህዝቢ ይፈትኖ እቲ ሓቂ ክንዛረብ እንትኮይና ብምንታይ ምክንያት እዩ ንግምት ዘድግፈ እቲ ህዝቢ።ንኣብነት ራያ,መቀለ,ተምቤን,ዓድግራት ዕድጋ ሓሙሰ,ዓዲ ግዶም እዞም ህዝቢ እዚኣም ብምንታይ ምክንያት እዩም ንብልፅግና ዘድግፈ ዘሎ።እዚ መንእሰይ እዚ ኣነፃር ህዝቡ ኣንፃር ህዉሓት ዘክይድ መንእሰይ እንተሞተ እዉን ማንም ዘሓዘነሉ ኣይኮነን ሰለዚ ንቭድካየዉ ትድግፈ ዘለኩም መንኣሰይ ዞባ ምብራቅ ባዓሉ ገመድ ይእትወላ ዘሎ ንነብሱ
🎉❤🎉
Thank you Staline❤🎉
❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛
ብስሩ መወዳእታ ናይዚ ኣፈላላይ ማዓዝ እዩ ?
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
💪💪💪🦁🦁🦁💪💪 ከምዚኦም ዝበሉ ምሁራን ንቅድሚት
ስታሊን መትከላዊ ምኻንካ ደስ ኢሉኒ
እምበር ሀላይ
🎉
ግዝያዊ ምምሕዳር: (ሓደ በለለይ!)ፅፍ ዝበለ ጭልጥ ዘየዳግም ትርጉምግዝያዊ መካየዲ ሥራሕእግሪ ዘይሰድደነ ባራዊ ቅዋም ናይ ባዕሉ ናብራ/agenda ዘይብሉመጣየሺ ትካል ንዊሕ ዘይፀንሕ ከም ኣብ ካሻ ተጠቕለለ ቡቑልቲመሬት ዘይዓተረ ለምሊሙ ዘየውፅዕ ፍረ። (ሓደ በለለይ!)ግያዊም ምሕዳርላእላውነት ግዝኣት ትግራይምርጋግጋፅ፣መሬት ትግራይ ጎቢጥካ እናዓንደርካ ሸፋቱ እምሓራ ምርጋሕ ጠጠው ክብሉ ምልጋፅ። (ካልኣይበለለይ!)ተናሓነሕቲ ብዘይ ሸርሕነትክወዳደሩ ብማዕርነት ሕዝቢ ዝመረፆ ሲዒሩትግራይ ንኽመርሕ ዝገብሩ።እንታይ ኣምፀኦብስም ዲሞክሲምትንኻል፣ ባዕሲድርጅት ሕዋሓት ምፍራስ።መትከልካ ትዝርግሕ፣ ክስፍሕሕዝቢ ተደለዮ ነዓኻ ይሓቁፍብስም ሕዋሓት ፀለመ ምንፍፍጋፍኣይኸውንን መስመርካ ቑኑዕ። ክሳብ ኣንቀርካ ብረት ተዓጅብካዋዕላ ብዕልካ እናፀዋዕኻእሞ እናፈራረሕካኣነ ዝበልክዎ ስምዑኒ ንናበልካእንታይ ይብሉኻ መትሓዚ መጨበጢዘይብልካጊንጢ ዝኣመልካ። (ሣልሣይ በለለይ!)ናይ መወዳእታ ቑፅረይ!ራብዓይ በለለይ!ኣካላት ግዝያዊ ምምሕዳርእንካንዶ ባዕልቶምብጉጅለ ይኹን ከም ውልቀስብ፣ደቆም ይኹኑ ኣዝማዶም ቆዋሚ ምምሕዳር ኣባላት ፈፂሙ ኹኾኑ ዘይብሎም።ግዝያዊ ምምሕዳር ብቀጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪናይ ተመረፀ ቖዋሚ መንግሥቲ ፈፂሙ ዘይኸውን ተጠቃሚ።እሞ ትዝገርም ዘስደምም!እንታይዳኣዩ ሕዚ ንርኦ ዘለና ጉያ-ጉያበትሪ ዝሸንከሩ ኣብ ጓያሓለውቲ ኸፍቲ ዕያመስመር ዝጣሓሰ ድብያዒዋሉ ኣኪብካ ሆያ-ሆየ ጓያኣክንዲ ክዲ ተገድሽካ ምንጣፍ ሕዝቢ ዝፀውዖ ሕርያ።ተመስገን ኸበደ
እቲ ደስ ዝበለኒ ክስሕቶ ዘይግባእ እንተሃለወ ሰራዊትናን ህዝብናን ዉድብናን ኣብ ሓደ ኮይኑ ሕጂ ንቕድሚት ክምርሽ ምጅማሩ እዩ ፀገም ህዝብና ኣብ ቀረባ ክፍታሕ ተስፋይ እዩ ዉድብኔ ንቕድሚት❤❤❤🎉🎉🎉
ኤህ ተኻኢለይ ዘረባ
ሙሩኽ እትብሉ መዘክር ኣባዱ ከይሰም ዓኩም ። ዶ/ር ግን በርትዕ ተታሒዛ ኣላ እታ መንገዲ !!
ያማል ያማል ያማል
💊💊💊 💪💪💪
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
አዝዩ ያሕዝን _:-_ስታሊን ናብዚ ደረጃ ክበፅ'ዩ ኢሉ ዘሓሰበ ሰብ አይነበረን ግን ኾይኑ!
Entay geru
@@Sarasara-yj3roትም ጥራይ በሊ
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤️💛♥️♥️💛♥️♥️
❤💛❤💛❤💛❤💛💪💪💪💪💪💪💪
እቶም ለውጢ ኢና ንደሊ ዝብሉ ለውጢ አይንፀልእን ግን ሕወሓት አሪጋ ያ ትብሉ ናይ ለውጢ ሰባት ኢና ግን ሕወሓት ኢና ዋ ሓዱሽ ናይ ለውጢ ሓሳብ እንዶ አስሙዕና
በጃኹም ቀልጥፉ ነንባዕልና ከዋድኡና እዮም ገበኖም ፈሊጦም ህዝቢ ክባላዕ እዮም ዝሰርሑ ዘለው ድሕሪ ማይ ናብ ብዓቲ አይትግበርዎ
ለውጢ ብሕጊ እንበር ካብ ሕጊ ወፃኢ አይንቅበልን ጌታቸው ለውጢ እንተደሊዩ ናይ ባዕሉ ከቆቁም ይኽእል እዩ ህዝቢ አደናጊርካ ስልጣን ምሐዝ ይአክል ካብ ኢህዲግ ምፍራስ ክንምሃር አለና ተጋሩ ብልፅግና ሕጊ ስለዘይተኸተለ አበይ ከምዘሎና ንሪኦ አለና ተጋሩ ነስተውዕል
አይና ህግ እዩ ንእሹተይ አይታሀፍሩን ለዉጢ ማለት ጆኖሳይድ ዘፈጸሙ ምስዳድዮ ተፈናቀልቲ ምርሳዐ ድዮ ናይ እሸላት መስዋዐቲ ረሲዒካ እተን ዝፈረመን አብ ተግባር ከዉዐል እንትቃለስ እዮ እትሀቂ
Yeni geta berta🤙🤙🤙🤙
ጨለ እምበይ!!!
ሕጂ ህዝብና መርተዖ ዘይብሉ ተሪፉ ማለት ድዩ???
ታይ ድአ መአዝ ከ መርትዖ ኔርዎ ይፈልጥ
ወዲ ህዝቢ
ብጣዕሚ ይሕዝን ነዚ ኢለ ድየ ተቃሊሰ ከይትብል አዶ ትግራይ እናተደፍረትን እናተረሸነትን መናእሰይ እናተረሸኑን አቦታት እናተቀተሉን ኢልና ከምዝኮነ ይፈለጥ እዩ ግጓ ከምዚ ክትሰምዕ ከለካ ብሓቂ ልብካ ይሰብር ምሽጥር ምሽጥር ክባሃል ግጓ ሓቂ ንዘጥፈእ እከለ ከምዚኣ ጌሩ ዘይምባል ናብዚ ኩሉ አቲና 😢😢😢
Denkoro Hasewti
ምሩኽ ወጥት ንጅግና አያና ፃድቃን ክነቅፍ ሞራል የብሉን
TPLF aba chided
ግዝያዊ ምምሕዳር ሕጊ አየውፅእን!!!!!!!!❤❤❤❤❤❤❤
Our home land nothing 2yrs very sad
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደ
Intay tigebru nerkum nabeike abtsihkumuna kibehalu zigibeom nikalii weyanne/ beal debretsion iyom! Beal debretsion kab Tigrai hizbbi rehaku ni 50 amet Tigrai kebirkumuwa! Kezih dima, tikitsilukekum, tahizin! Kemakum zibele'do abb Tigrai mitefexre!
😢😢😢😢😢😢😢
It is kind of late. U hugged those traitors among you! How?
ተጋዳላይ ወታደር አይኮነን!❤❤❤❤❤❤
ዶ/ር ሰለሞን አብዘይ ቦታኡ ዝአተወሉ ምኽንያት ካብቶም ዓለታውያን ኢዩ ማለት ድዩ
ቅድሜ ኪናት ማለት ናብ ቅድሚ 1984 ዝነበራ ትግራይ ማለት እዩ
ሙሩኽ ከፍትሑ ሙሩኽ ሰዲዳም ናዕኻ ነፃ ንምውፃእ
ትክክል ኝኝኝ እይሓፍርይ ድዩ
ሕጂዉን ዉድብን ህዝብን ሰራዊትን ተሓባቢሩ ነዞም በላዕቲ 2 ስጋ ካሕዳማት ኩፉኣት ዘበልዕዎ ገንዘብ ሕጂ ይሕርኡወን ካዉኡ ክፅረጉ ኣለዎም ካብ ገፅ ህዝብና።
ሙሩክ ሙሩክ ትብሉ ዘለኩም ሰባት ምንም ናይ ውትድርና አፍልጦ የብልኩምን ሀደ ተቃላሳይ ብብዙህ ምክንያት አብ ኢድ ፀላኢ ክወድቅ ይክዕል እዩ እቲ ዝነበረ ኩነታት ነዙይ ዘጋለፀ እዩ ነሩ ስውዕ ጅግና ሙሴ እውን አብ ኢድ ፀላኢ ወዲቁ ነይሩ እዩ አሞራው እውን ብፀላኢ ተትሂዙ ነይሩ ግና ንዝአመነሉ እስካ ሞቱ እንዳተቃለሰ ሀሊፉ ስለዚህ ችግር የብሉን ነአይ ችግር ዝመስለኒ ከሀዲ ሙካን እዩ
እናሓደረ ዝድንፁ ጉድ ደቂ እነና ወዲቆም ዝተረፉ ዕሸላት ትግራይ ሓንሳዕ ቅንዕ ኢሎም እንተዝሰምዕዎ እቲ ኩነታት እታይ ኮን ምበሉ ?
Guhaf banda enda motet eya
ሰብ ዋንኡ እቱውዱው ቅዲመኻ አካይዶምዎ እዮም ህትሐሺ እልኻ አትብኻ
ትግርኛ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ
መመመ
❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣታ ኹሉሻዕ ኣሻሹ ዲኹም ትገብሩና ንስኹም ኸ ኣብ ናይግሉኹም ኣዳራሽ ናኣከብኩም ዕድመ ወለድና ናህና ዕድመ ናይ ደቅና ዕድመ ሰሪቅኩም ዘርእኹም ኣብ ዓለም ዝለወጥኩም ለዘኢ ሌያቡ ስብሓት
❤❤❤❤❤❤🫡🫡🫡🫡🫡👏👏👏👏Dr solomon
እዚ ኹሉ ገበን እናገበሩ ግን ህወሓት ስኽ ኢሉ ይሪኦም ኔሩ, ካልእስ ይትረፍ መርተዖታት እናሰወሩ ገበነኛ ሰራዊት ምስ ደኩሜንቶ ክሰዱዎም ከለዉ ንምታይ ጥብቂ ሓለዋ ወይ ተዓዛቢ ዘይተገበረቶም ሕጂዶ ይሓይሽ ህዝብና በዲልኩሞ ኢኹም💔😭
ገበነኛታት ምስዳድ ድዩስ ገበን ዘምፅአ ምቅብጣር አየናይ ይኸፍእ
ኣበይ ነርኻ ምሰቶም ሙሩኻት ኪድ ሓሳዊ
ብአልየት ከምዝመፃአካ ከዚ ርድዕ ኮይኑ ዋና ናግዕዝይና መገባሪያ ደብረእንክሊልን መንጆሪኖ እዮም ንስካ ወክኒቤት ምስ ሙሩክ አያካ ስብሃት አይነበርካን ዶ ? በቃኻ ብስሩ ናይ መንዕሰይ አተሃሳስባ አይብልካን ገዛኢ ደርቢ ልዕሊ አለም ሞንጆሪኖ ደብረእንክሊል ን30 ዓመት ሕዝቢ ዝበለዑ እዮም ፡፡
መህፈሪ ሰብ ኢካ ኪራይ አከብቲ ልዕሊ አያታትካ የለን ፡፡
Sebhat nega messenger
ፈሺሉካ እዩ ናብ ቀደምካ ተመለስ ብጉጅለ አይትስከብ ከም ሚዲያ ሚዛን ሓሉ ከባቢያዊነት ንሚዲያ አዮምጥንን
እዚ ናይ ዶ/ር ስሎሞን መግለጺ በጣዕሚ ግልጺ ፣ ብሱል ፣ ብመርትዖ ዝተደገፈ ፣ ሕዝቢ አብ ሐቂ ክዓስል ዘኽእል ፣ አብ ዓድን አብ ወጻእን ዘሎ ኩሉ ክሰምዖ ዝግባእ ስለዝኾነ ስታሊን በጃኻ ደጋጊምካ አቅርቦ ?
Yehizin seb ni adu mimilas yilmin
ሐቀኛ
Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
ዶ/ር ሰሎሞን እቲ ናይ ግምገማ ቪድዮ አውጽዕዎ ስብ እናጋገዮ ንንሕድሕድና ከዋድዑና እዮም እሞ ቀልጥፉ አይትዘንጉዑ ።ሕወሓት ትድቅሱ ኩሉ ምስተበላሸወ ኢኹም ትእውዩ። ብምድቃስኩም እዩ ኢሃዴግ ዝፈረሰ ሚስጥር እናበልኩም ትቅበሩ።
Esu tewotsema...kelitueom gudom do tewotsie
መጻኢና ብሩህ እዩ:: የቀንየልና ዶክተር ሰለሙን::🙏❤️
ዶክተር ሰለሙን ብሓቂ ጉሩም ገርካ ገሊፅካዬ እቲ ህልው ኩነታት በሉ በርትዕ 💪🤝
እስታሊን ብጣዕሚ ኩቡር ሰብ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ጅግና ናይ ባሐቂ ተንትንካዮ ኢኻ አብ ናይ ወይን ሐውና ዕድመ ጥዕና ይሐብኩም 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Thank you Zara Media for your determination and serve the voiceless people of Tigray
ዛራ ሚድያ በርትዕ❤❤❤
እሰታሊን የትግራይ አለኝታ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብጣሚ ዝድነካ ሃው ዶክ ሰሎሞን እንኳ መፀኻልና
ደ/ር ሰሎሙን ብቁዕ ትግራዋይ ወሎዶ
Best explanation
ህወሃት የረጀች ሙሆር የላት የሚሉ ይመልከቱት ይህን ወጣት❤❤❤
Exactly 👍
Welcome 🙏 dr solomon ❤❤❤❤
Please don’t forget to subscribe 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Very important share it
God to see you Dor Selemon .VIVA TDF & WEYEN TIGRAY TEEWT
Please please TPLF do something action
Please make like share subscribe
ብትክክል እቲ ዝነበረ ዓፋናይ ብትክክል ኣብራህሪኻዮ ኣለኻ ቀፅለሉ
Thanks Vivia TPLF ❤
There is no need to delay action. It should be taken as soon as possible.
Meretina yimeles banda Getachew tomorrow tomorrow tomorrow tomorrow tomorrow tomorrow
Amazing explanation thank you brother viva Tplf
Ajoka alena wedi tigrai iron poeple
Excellent brief!!
Look here there is no Tigray TV ( biased) , No DWet za dwiti No TPM ( Opportunist )
Finally speaking up.
ዶ/ር ሰለሞን። ዋውውውው እንኳዕ ዳሓን መፃኻ። ተስፋ ትግራይ።
Setalin wedi hezbi🎉🎉🎉
ዶ/ር የትግራይ ተስፋ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🙏💖🙏💖🙏
በርትዕ ሰለሞን ወዲ ህዝቢ 🙏🙏🙏
❤
❤️💛
Thank you Stalin for being the voice for justice!❤❤💛
ብሓቂ ልብኻ ዝሰብር እዩ ናይ ህዝብና ነገር💔💔💔
ዝገርምም ትንታነ
ቃል ብቃል ቅኑዕን ግልፅን ኹሉ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ ዝተገለፀ።
interesting explanation
ሙሩኽ ኣቦይስብሓት እኻ ኣይትዕፈር
🎉🎉🎉🎉
ተጋሩ ክንደየናይ ከምዝወረድና ናይወለድና ጅግንነት ሐሳብን ተግባርን ክብርን መጎስን ወዘተ---ነሕስሮ ከምዘለና ንፈልጦ'ዶ አለና ?
ነገራት ዝስተኻኸል ብፀርፊ እንተይኮነስ ብሓሳብ ብክትዕ ብናይ አብዝሓ ድምፂ ውሳነ'ዩ ::
ኦ ህዝቢ ትግራይ አቡዕር ናዘበለ የብሉ ዕርፍኻ እፅንዕ ከምዝብሃል ሓድነትካ አፅዕ ::
ኦ ዕርዲ ህዝብኻ ንዝኾንካ TDF ንመንነት ንድሕንነትን/ ንህልውና ዝገበርክምዎ ወሳኒ ተጋድሎ ክብርን መጎስን ንዐኻትኩም ::
ህዚ'ውን ማእኸልኩም ህዝብኹም ጌርኩም ከምታ ዝጀመርኩምዋ ክሳዕ መሰል ዐርሰውሳነ ምኽባር ክትፀንዑ ሐድነት ህዝቢ ትግራይ ህያው ኮይኑ ክቅፅል ክትገብሩ ልአላውነት, ተፈናቀለ ናብ መረበቱ ክምለስ ተፍትሕ ምምሕዳርን ወዘተ--ክህሉ ናይ 10 ሚ.ሰብ ሕድሪ ምኽዋንኩም ከይትርስዑ እላቦ ::
እቲ ፅገም ባዓሉ እቲ ህዝቢ ይፈትኖ
እቲ ሓቂ ክንዛረብ እንትኮይና ብምንታይ ምክንያት እዩ ንግምት ዘድግፈ እቲ ህዝቢ።
ንኣብነት ራያ,መቀለ,ተምቤን,ዓድግራት ዕድጋ ሓሙሰ,ዓዲ ግዶም እዞም ህዝቢ እዚኣም ብምንታይ ምክንያት እዩም ንብልፅግና ዘድግፈ ዘሎ።እዚ መንእሰይ እዚ ኣነፃር ህዝቡ ኣንፃር ህዉሓት ዘክይድ መንእሰይ እንተሞተ እዉን ማንም ዘሓዘነሉ ኣይኮነን ሰለዚ ንቭድካየዉ ትድግፈ ዘለኩም መንኣሰይ ዞባ ምብራቅ ባዓሉ ገመድ ይእትወላ ዘሎ ንነብሱ
🎉❤🎉
Thank you Staline❤🎉
❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛
ብስሩ መወዳእታ ናይዚ ኣፈላላይ ማዓዝ እዩ ?
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
💪💪💪🦁🦁🦁💪💪 ከምዚኦም ዝበሉ ምሁራን ንቅድሚት
ስታሊን መትከላዊ ምኻንካ ደስ ኢሉኒ
እምበር ሀላይ
🎉
ግዝያዊ ምምሕዳር: (ሓደ በለለይ!)
ፅፍ ዝበለ ጭልጥ
ዘየዳግም ትርጉም
ግዝያዊ መካየዲ ሥራሕ
እግሪ ዘይሰድደነ ባራዊ ቅዋም
ናይ ባዕሉ ናብራ/agenda ዘይብሉ
መጣየሺ ትካል
ንዊሕ ዘይፀንሕ
ከም ኣብ ካሻ ተጠቕለለ ቡቑልቲ
መሬት ዘይዓተረ
ለምሊሙ ዘየውፅዕ ፍረ። (ሓደ በለለይ!)
ግያዊም ምሕዳር
ላእላውነት ግዝኣት ትግራይ
ምርጋግጋፅ፣
መሬት ትግራይ ጎቢጥካ እናዓንደርካ
ሸፋቱ እምሓራ ምርጋሕ ጠጠው ክብሉ ምልጋፅ። (ካልኣይበለለይ!)
ተናሓነሕቲ
ብዘይ ሸርሕነት
ክወዳደሩ ብማዕርነት
ሕዝቢ ዝመረፆ ሲዒሩ
ትግራይ ንኽመርሕ ዝገብሩ።
እንታይ ኣምፀኦ
ብስም ዲሞክሲ
ምትንኻል፣ ባዕሲ
ድርጅት ሕዋሓት ምፍራስ።
መትከልካ ትዝርግሕ፣ ክስፍሕ
ሕዝቢ ተደለዮ ነዓኻ ይሓቁፍ
ብስም ሕዋሓት ፀለመ ምንፍፍጋፍ
ኣይኸውንን መስመርካ ቑኑዕ።
ክሳብ ኣንቀርካ ብረት ተዓጅብካ
ዋዕላ ብዕልካ እናፀዋዕኻ
እሞ እናፈራረሕካ
ኣነ ዝበልክዎ ስምዑኒ ንናበልካ
እንታይ ይብሉኻ
መትሓዚ መጨበጢዘይብልካ
ጊንጢ ዝኣመልካ። (ሣልሣይ በለለይ!)
ናይ መወዳእታ ቑፅረይ!
ራብዓይ በለለይ!
ኣካላት ግዝያዊ ምምሕዳር
እንካንዶ ባዕልቶም
ብጉጅለ ይኹን ከም ውልቀስብ፣
ደቆም ይኹኑ ኣዝማዶም
ቆዋሚ ምምሕዳር ኣባላት
ፈፂሙ ኹኾኑ ዘይብሎም።
ግዝያዊ ምምሕዳር
ብቀጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ
ናይ ተመረፀ ቖዋሚ መንግሥቲ
ፈፂሙ ዘይኸውን ተጠቃሚ።
እሞ ትዝገርም ዘስደምም!
እንታይዳኣዩ ሕዚ ንርኦ ዘለና ጉያ-ጉያ
በትሪ ዝሸንከሩ ኣብ ጓያ
ሓለውቲ ኸፍቲ ዕያ
መስመር ዝጣሓሰ ድብያ
ዒዋሉ ኣኪብካ ሆያ-ሆየ ጓያ
ኣክንዲ ክዲ ተገድሽካ ምንጣፍ
ሕዝቢ ዝፀውዖ ሕርያ።
ተመስገን ኸበደ
እቲ ደስ ዝበለኒ ክስሕቶ ዘይግባእ እንተሃለወ ሰራዊትናን ህዝብናን ዉድብናን ኣብ ሓደ ኮይኑ ሕጂ ንቕድሚት ክምርሽ ምጅማሩ እዩ ፀገም ህዝብና ኣብ ቀረባ ክፍታሕ ተስፋይ እዩ ዉድብኔ ንቕድሚት❤❤❤🎉🎉🎉
ኤህ ተኻኢለይ ዘረባ
ሙሩኽ እትብሉ መዘክር ኣባዱ ከይሰም ዓኩም ። ዶ/ር ግን በርትዕ ተታሒዛ ኣላ እታ መንገዲ !!
ያማል ያማል ያማል
💊💊💊 💪💪💪
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
አዝዩ ያሕዝን _:-_ስታሊን ናብዚ ደረጃ ክበፅ'ዩ ኢሉ ዘሓሰበ ሰብ አይነበረን ግን ኾይኑ!
Entay geru
@@Sarasara-yj3roትም ጥራይ በሊ
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤️💛♥️♥️💛♥️♥️
❤💛❤💛❤💛❤💛💪💪💪💪💪💪💪
እቶም ለውጢ ኢና ንደሊ ዝብሉ ለውጢ አይንፀልእን ግን ሕወሓት አሪጋ ያ ትብሉ ናይ ለውጢ ሰባት ኢና ግን ሕወሓት ኢና ዋ ሓዱሽ ናይ ለውጢ ሓሳብ እንዶ አስሙዕና
በጃኹም ቀልጥፉ ነንባዕልና ከዋድኡና እዮም ገበኖም ፈሊጦም ህዝቢ ክባላዕ እዮም ዝሰርሑ ዘለው ድሕሪ ማይ ናብ ብዓቲ አይትግበርዎ
ለውጢ ብሕጊ እንበር ካብ ሕጊ ወፃኢ አይንቅበልን ጌታቸው ለውጢ እንተደሊዩ ናይ ባዕሉ ከቆቁም ይኽእል እዩ ህዝቢ አደናጊርካ ስልጣን ምሐዝ ይአክል ካብ ኢህዲግ ምፍራስ ክንምሃር አለና ተጋሩ ብልፅግና ሕጊ ስለዘይተኸተለ አበይ ከምዘሎና ንሪኦ አለና ተጋሩ ነስተውዕል
አይና ህግ እዩ ንእሹተይ አይታሀፍሩን ለዉጢ ማለት ጆኖሳይድ ዘፈጸሙ ምስዳድዮ ተፈናቀልቲ ምርሳዐ ድዮ ናይ እሸላት መስዋዐቲ ረሲዒካ እተን ዝፈረመን አብ ተግባር ከዉዐል እንትቃለስ እዮ እትሀቂ
Yeni geta berta🤙🤙🤙🤙
ጨለ እምበይ!!!
ሕጂ ህዝብና መርተዖ ዘይብሉ ተሪፉ ማለት ድዩ???
ታይ ድአ መአዝ ከ መርትዖ ኔርዎ ይፈልጥ
ወዲ ህዝቢ
ብጣዕሚ ይሕዝን ነዚ ኢለ ድየ ተቃሊሰ ከይትብል አዶ ትግራይ እናተደፍረትን እናተረሸነትን መናእሰይ እናተረሸኑን አቦታት እናተቀተሉን ኢልና ከምዝኮነ ይፈለጥ እዩ ግጓ ከምዚ ክትሰምዕ ከለካ ብሓቂ ልብካ ይሰብር ምሽጥር ምሽጥር ክባሃል ግጓ ሓቂ ንዘጥፈእ እከለ ከምዚኣ ጌሩ ዘይምባል ናብዚ ኩሉ አቲና 😢😢😢
Denkoro Hasewti
ምሩኽ ወጥት ንጅግና አያና ፃድቃን ክነቅፍ ሞራል የብሉን
TPLF aba chided
ግዝያዊ ምምሕዳር ሕጊ አየውፅእን!!!!!!!!❤❤❤❤❤❤❤
Our home land nothing 2yrs very sad
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደ
Intay tigebru nerkum nabeike abtsihkumuna kibehalu zigibeom nikalii weyanne/ beal debretsion iyom! Beal debretsion kab Tigrai hizbbi rehaku ni 50 amet Tigrai kebirkumuwa! Kezih dima, tikitsilukekum, tahizin! Kemakum zibele'do abb Tigrai mitefexre!
😢😢😢😢😢😢😢
It is kind of late. U hugged those traitors among you! How?
ተጋዳላይ ወታደር አይኮነን!❤❤❤❤❤❤
ዶ/ር ሰለሞን አብዘይ ቦታኡ ዝአተወሉ ምኽንያት ካብቶም ዓለታውያን ኢዩ ማለት ድዩ
ቅድሜ ኪናት ማለት ናብ ቅድሚ 1984 ዝነበራ ትግራይ ማለት እዩ
ሙሩኽ ከፍትሑ ሙሩኽ ሰዲዳም ናዕኻ ነፃ ንምውፃእ
ትክክል
ኝኝኝ እይሓፍርይ ድዩ