ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
wedi fish🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉Good teach .
welcom back brother
እንቅዓ ተመለስካ ፍሽ ወዲ ኣነ ናትካ ኢዩ ዝርደኣኒ
Fish bro kexlo pils betami ena nketadelo tahnks ka
Tnx you bro❤
Thanks fish wedi tgebro aziyu eyuztekmena gemaray eye lomi erstefahrstunde zewire ytekimenaeyu zbelkayo gberela bay
Good job brother
Nice ሎሚ ናይ ምሸት ኣለኒ ንዓይ ከኣ ቀጽሎ ጠቃሚ እዩbro
Eski eshuk belena.nikedem dika tifiten walas dihri miziwar u
Enka bselam mexaka ❤️🫶
To much halep for as bro thanks
Enka bselam mexaka .bultka aydelkani ey .
Jgna
Ekae bdhan mexkana hawey
Bitami nufu hagazi xugumat eka Fish qoxilo
Enqae dehan temeleska qetslo tmrtka buzuh hagez alewo thanks hawey
Danke Bruder 🙏
Arku xubuk medeb aleka kexilo. Kindey temharina ena kabka
ሰላም ፊሽ ወዲ እንቋዕ ብሰላም ተመለስካና ትምህርትካ ኣዝዩ ንጹርን ርዱእን ስለዝኮነ በጃካ ቀጽለልናኣነ ቁሩብ ሕቶታት ኣለዋኒ 1.ኣብ Einbahnstraße rechts vor links ትህብ ዲካ?2.Geschwindigkeit bei der Prüfung ክሳብ ክንደይ እንተልዒልካ ወይ እንተትሒትካ'ዩ ዘትርፈካ...ንኣብነት ኣብ ናይ 50 ዝተሓተ 47-48 ወይ ካኣ ዝለዓለ 51-53 ክትዝውር ትክእል ዶ?3.ኣብ Tecknik fragen እንተዘይመሊስካ ትተርፍ ዲካ?4.ኣብ ፈተና ገለ ውሑዳትን ቀለልትን fehler ጌርካ ክትሓልፍ ትክእል ኢካ ሰሚዐ'ሞ ኣየኖት'ዮም እንተትገልጸልና ደስ ምበለኒ?ኣብ መወዳእታ እዚ rechts vor links ዝበሃል ኣበየናይ ቦታ 'ዩ ምልክታቱ ከ ካብ ግዜካ ኣጻቢብካ ብግብሪ እንተትምህረና ደስ ምበለኒ ብዝተረፈ ኣነ ካብቶም ኣዝዮም ዘድንቁካ ሰባት ሓደ'የ...ምስጋናይ ካኣ ኣብ ቦትኡ'ዩ✌️
Selam hawey kbret yhabeley. Hitotatka nbuzuh seb sle zegeds bvideo giere ab kedamesenbet kmlselkum eye.
Fish hawna enqae bdhan metsaka,Mekina kmhar delye,automatic do yhaysh wey marsha enda qeyerka,amakreni eba kubr hawey
ሰላም፡ መጀመርያ 10 ግዜ ዝኸውን ኖርማል ግድን ዘውር ደሓር ኣውቶማቲክ ቀይርካ ትቅጽሎ ይፍቀድ እዩ።
Oke,thanks hawey
ኣብ ፈተና መምህርካ ንየማም ምጸጋም ኣብል ክብለካ ይክእል ድዩ ዶስ ብዓልካ ኢካ ትከይድ
ፍሽ ዓቢ ሰብ፡ ብጆስያስ ብዝያዳ ከኣ ብኣኻ ብዘይስግኣት ጀሚረ ብዕዉት ከኣ ዛዚመዮ ድሮ እኳ ናብ ዓመት ክጸጋጋዕ ኢሉ ካብ ዝሕዛ፣ ስለዚ በዚ ኣጋጣሚ ቪድዮታትካ ኣዝዩ ከም ዝሓገዘኒ በዚ ኣጋጣሚ ክሕብረካ ከምኡ ከኣ ከመስግነካ እፈቱ።የቐንየልና!
ኣታ ሞ ደሓን ኢና ከምዚ ክትብሉና ከለኹምስ ተስፋ ትህቡና😂ክብረት ይሃበለይ እንካዕ ከኣ ተዓወትካ።
@@chanelfishwedi፡ እወ ፍሽ ሓወይ ቐጽለሉ ከኣ።
ፐለቲካ አት ነካክዕ ቡኡ ቀሬታ ጌረ ኔረ
ሓካል እታይ ዝረእ አለካ ጩቡጥ
ንዓይ ርኣየኒ ሞ ሓፍትኻ ሃበኒ ኢለካ ድየ። ዘድልየካ ሒዝካ ኪድ ዘይደለኻዮዮ ድማ ሸተት በል።
Shame on u. Entay gibereley elka hasad xebib riesi
wedi fish🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉Good teach .
welcom back brother
እንቅዓ ተመለስካ ፍሽ ወዲ ኣነ ናትካ ኢዩ ዝርደኣኒ
Fish bro kexlo pils betami ena nketadelo tahnks ka
Tnx you bro❤
Thanks fish wedi tgebro aziyu eyuztekmena gemaray eye lomi erstefahrstunde zewire ytekimenaeyu zbelkayo gberela bay
Good job brother
Nice ሎሚ ናይ ምሸት ኣለኒ ንዓይ ከኣ ቀጽሎ ጠቃሚ እዩbro
Eski eshuk belena.nikedem dika tifiten walas dihri miziwar u
Enka bselam mexaka ❤️🫶
To much halep for as bro thanks
Enka bselam mexaka .bultka aydelkani ey .
Jgna
Ekae bdhan mexkana hawey
Bitami nufu hagazi xugumat eka Fish qoxilo
Enqae dehan temeleska qetslo tmrtka buzuh hagez alewo thanks hawey
Danke Bruder 🙏
Arku xubuk medeb aleka kexilo. Kindey temharina ena kabka
ሰላም ፊሽ ወዲ እንቋዕ ብሰላም ተመለስካና ትምህርትካ ኣዝዩ ንጹርን ርዱእን ስለዝኮነ በጃካ ቀጽለልና
ኣነ ቁሩብ ሕቶታት ኣለዋኒ
1.ኣብ Einbahnstraße rechts vor links ትህብ ዲካ?
2.Geschwindigkeit bei der Prüfung ክሳብ ክንደይ እንተልዒልካ ወይ እንተትሒትካ'ዩ ዘትርፈካ...ንኣብነት ኣብ ናይ 50 ዝተሓተ 47-48 ወይ ካኣ ዝለዓለ 51-53 ክትዝውር ትክእል ዶ?
3.ኣብ Tecknik fragen እንተዘይመሊስካ ትተርፍ ዲካ?
4.ኣብ ፈተና ገለ ውሑዳትን ቀለልትን fehler ጌርካ ክትሓልፍ ትክእል ኢካ ሰሚዐ'ሞ ኣየኖት'ዮም እንተትገልጸልና ደስ ምበለኒ?
ኣብ መወዳእታ እዚ rechts vor links ዝበሃል ኣበየናይ ቦታ 'ዩ ምልክታቱ ከ ካብ ግዜካ ኣጻቢብካ ብግብሪ እንተትምህረና ደስ ምበለኒ
ብዝተረፈ ኣነ ካብቶም ኣዝዮም ዘድንቁካ ሰባት ሓደ'የ...ምስጋናይ ካኣ ኣብ ቦትኡ'ዩ✌️
Selam hawey kbret yhabeley. Hitotatka nbuzuh seb sle zegeds bvideo giere ab kedamesenbet kmlselkum eye.
Fish hawna enqae bdhan metsaka,
Mekina kmhar delye,automatic do yhaysh wey marsha enda qeyerka,amakreni eba kubr hawey
ሰላም፡ መጀመርያ 10 ግዜ ዝኸውን ኖርማል ግድን ዘውር ደሓር ኣውቶማቲክ ቀይርካ ትቅጽሎ ይፍቀድ እዩ።
Oke,thanks hawey
ኣብ ፈተና መምህርካ ንየማም ምጸጋም ኣብል ክብለካ ይክእል ድዩ ዶስ ብዓልካ ኢካ ትከይድ
ፍሽ ዓቢ ሰብ፡ ብጆስያስ ብዝያዳ ከኣ ብኣኻ ብዘይስግኣት ጀሚረ ብዕዉት ከኣ ዛዚመዮ ድሮ እኳ ናብ ዓመት ክጸጋጋዕ ኢሉ ካብ ዝሕዛ፣ ስለዚ በዚ ኣጋጣሚ ቪድዮታትካ ኣዝዩ ከም ዝሓገዘኒ በዚ ኣጋጣሚ ክሕብረካ ከምኡ ከኣ ከመስግነካ እፈቱ።
የቐንየልና!