![Chanel Fish Wedi](/img/default-banner.jpg)
- 232
- 1 168 396
Chanel Fish Wedi
Germany
เข้าร่วมเมื่อ 5 ส.ค. 2016
ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም እትርከቡ ክቡራት የሕዋተይ። ኣብዚ ዘለናዮ ቅልጡፍ ንሓድሕድካ ሓበሬታ ምትሕልላፍ ዘመነ ቴክኖሎጂ ፡ ኣነ ውን ብግደይ እተን ዘለዋኒ ከካፍለኩም ካባኹም ናባኹም ዩ። ኣነ ድማ ተሞክሮይ ከዕቢ፡ ካብ ዝብል ሓሳብ ኣብ ዝተፈላለየ ኣርእስታት ዘተኮረት እዛ ትርእይዋ ናይ you tube chanel ከፊተ ኣለኹ። ናትኩም ምትብባዕን ምኽርን ኣይፈለየኒ።
ክትረክቡኒ ወይ ኣገዳሲ ዝበልኩሞ ክትሰዱለይ ምስ ትደልዩ ኣብ ታሕቲ E-mail ኣለኹም።
ሓደስቲ ዝኾንኩም ኣባላት ናተይ ኩኑ ናብ ብጾትኩም ድማ ሼር በልዎ።
*የቀንየለይ*
E-mail፡ofisseha@gmail.com
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ስደትና የሕጽር።
ክትረክቡኒ ወይ ኣገዳሲ ዝበልኩሞ ክትሰዱለይ ምስ ትደልዩ ኣብ ታሕቲ E-mail ኣለኹም።
ሓደስቲ ዝኾንኩም ኣባላት ናተይ ኩኑ ናብ ብጾትኩም ድማ ሼር በልዎ።
*የቀንየለይ*
E-mail፡ofisseha@gmail.com
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ስደትና የሕጽር።
LKW ክትመሃር ክንደይ ወዲእካ፧#fishwedi #tigrina#Fahrschule
LKW ክትመሃር ክንደይ ወዲእካ፧#fishwedi #tigrina#Fahrschule
มุมมอง: 364
วีดีโอ
ዝተዓብሰ ዓይኒ ምድሪ፡ፋኛትራ ምጽራይ,ምዕራይ እዩ ስርሐይ#habesha #fishwedi #ausbildung #tigrina
มุมมอง 5624 หลายเดือนก่อน
ቀንዲ ዕላማ ናይዛ ቪድዮ፡ነቶም ኣብ ጀርመን ሞያ ክትመሃሩ ትደልዩ ኣብ ምምራጽ ዝጽግመኩም ከም መወከሲ ነጥብታት ተናኺፈዮ ኣለኹ። ንኣይ 3 ዓመት ሞያ ምምሃር ማለት ቀሊል ግዜን ጻዕርን ዝሓትት ጉዕዞኣይኮነን። ስለዚ ክትውስን ከለኻ ዓይነት ሞያ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ።
ኤለትሪክ ነዐሪ ኢና ኢሎም ገዛይ ኣትዮም ክሰርቁኒ 😒.....#fishwedi #habesha #eritrean #tigrina #habeshabroadcast
มุมมอง 6454 หลายเดือนก่อน
ኤለትሪክ ነዐሪ ኢና ኢሎም ገዛይ ኣትዮም ክሰርቁኒ 😒.....#fishwedi #habesha #eritrean #tigrina #habeshabroadcast
ኣብ ፍጥነት ዘለዎ ጽርግያ(Highway) ምዝዋር ናይ ዓባይን ንእሽቶይን መኪና
มุมมอง 3954 หลายเดือนก่อน
ኣብ ፍጥነት ዘለዎ ጽርግያ(Highway) ምዝዋር ናይ ዓባይን ንእሽቶይን መኪና
ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ሰሙን LKW(በጣሕ) ትምህርቲ //C+CE #Fishwedi
มุมมอง 2.2K4 หลายเดือนก่อน
ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ሰሙን LKW(በጣሕ) ትምህርቲ //C CE #Fishwedi
ምኪናና ሰርቪስ ክንገብረላ ከለና credit visit 👉Moss easy Travel Tiktok account.
มุมมอง 805 หลายเดือนก่อน
ምኪናና ሰርቪስ ክንገብረላ ከለና credit visit 👉Moss easy Travel Tiktok account.
Tigrina Gayla adi Gaebien /ባህላዊ መርዓ ጓይላ ዓዲ ጋዕቤን
มุมมอง 2.3K8 หลายเดือนก่อน
Tigrina Gayla adi Gaebien /ባህላዊ መርዓ ጓይላ ዓዲ ጋዕቤን
ኩሉ ዓይነት ጎማ መኪና#fishwedi #cardriving #tigrina #tmhrtimekina
มุมมอง 1.1Kปีที่แล้ว
ኩሉ ዓይነት ጎማ መኪና#fishwedi #cardriving #tigrina #tmhrtimekina
ሲንግል ማምን ሓዳር ምኻን ዝኣበየንን ስለምንታይ ኣንጻር ኤርትራዊ ወዲ ተባዕታይ?#fishwedi #eritreancouple
มุมมอง 771ปีที่แล้ว
ሲንግል ማምን ሓዳር ምኻን ዝኣበየንን ስለምንታይ ኣንጻር ኤርትራዊ ወዲ ተባዕታይ?#fishwedi #eritreancouple
ምዝዋር መኪና ኣብ ጸልማት #fishwedi #tmhrti mekina #cardriving
มุมมอง 3.6Kปีที่แล้ว
ምዝዋር መኪና ኣብ ጸልማት #fishwedi #tmhrti mekina #cardriving
🛑መግለጺ ትምህርቲ መኪና ናይ ጂራ ፍዮሪ(#Kreisverkehr)& ካብ የማን ናብ ጸጋም(#Rechtsvorlinks) 🛑#fishwed
มุมมอง 1.6Kปีที่แล้ว
🛑መግለጺ ትምህርቲ መኪና ናይ ጂራ ፍዮሪ(#Kreisverkehr)& ካብ የማን ናብ ጸጋም(#Rechtsvorlinks) 🛑#fishwed
ጀርመን ኤርትራውያን ብዘይ ናይ ኤምባሲ ኤርትራ ወረቀት ፓስፖርት ክወሃቦም ኣፍቂዳ👍🏼
มุมมอง 325ปีที่แล้ว
ጀርመን ኤርትራውያን ብዘይ ናይ ኤምባሲ ኤርትራ ወረቀት ፓስፖርት ክወሃቦም ኣፍቂዳ👍🏼
ወርቃዊ ቃላት ቢትወደድ ኣብርሃ⚖️ /the golden words of BITWEDED ABRHA⛓️⚖️
มุมมอง 1.1Kปีที่แล้ว
ወርቃዊ ቃላት ቢትወደድ ኣብርሃ⚖️ /the golden words of BITWEDED ABRHA⛓️⚖️
እዝንኻ ደጊፉ ዘስምዕ ቃላት🛑ተስፎም መሓሪ(ወዲ ንጉስ) ብዛዕባ ኩናት ዝተዛረቦ 🛑
มุมมอง 2.4Kปีที่แล้ว
እዝንኻ ደጊፉ ዘስምዕ ቃላት🛑ተስፎም መሓሪ(ወዲ ንጉስ) ብዛዕባ ኩናት ዝተዛረቦ 🛑
ዘደንቅ መርዓ ሜሮንን ሃንን ብባህላዊ🔵 ኪሮስ ውን ሳርፕራይዝ ጌርዎም🔵
มุมมอง 1.1K2 ปีที่แล้ว
ዘደንቅ መርዓ ሜሮንን ሃንን ብባህላዊ🔵 ኪሮስ ውን ሳርፕራይዝ ጌርዎም🔵
ምዝዋር🚗 ኣብ ከተማ ብግብሪ🔵እጋር፡ሰማፈሮ፡ቀዳምነት ምሃብ,,,ወዘተ🔵
มุมมอง 8K2 ปีที่แล้ว
ምዝዋር🚗 ኣብ ከተማ ብግብሪ🔵እጋር፡ሰማፈሮ፡ቀዳምነት ምሃብ,,,ወዘተ🔵
ምዕሻግ መኪና ናይ ግድኒ🚘🚗#Chanelfishwedi #fishwedi #tmhrtimekina
มุมมอง 11K2 ปีที่แล้ว
ምዕሻግ መኪና ናይ ግድኒ🚘🚗#Chanelfishwedi #fishwedi #tmhrtimekina
Mekinana kalie seb kzwra yfked do hadega tegatimwo ke?#fishwedi #tmhrtimekina #motivation
มุมมอง 6102 ปีที่แล้ว
Mekinana kalie seb kzwra yfked do hadega tegatimwo ke?#fishwedi #tmhrtimekina #motivation
ብጥዓሚ ጽቡቅ ቀጽሎ ብሮ
Tserfo nerka sbuk aykonen
dhilkayo gn Anber
ኣብ ሃይወይ ከ ብD ዲካ ትዝውር❤
ንፉዕ🎉🎉🎉🎉🎉
Selam kubr hawna nay I'd frieno n mntay ytekmena kem nay igri
Danke kubur haw❤❤❤❤
Tnx zheway
God bless you
ናትካ ነገር ኩሉ ህያብ ካብ እዝጋብሄር ከም እትረክቦ ርግፀኛ እየ ምኽንያቱ ሓቂ ሰለ እትዛረብ ጥራሕ እዩ እሞ ቀፅለሉ እዝጋብሄር ሓቂ ስለ ዝፈቱ እዩ።
ሓወይ መዓረይ የቀንኻ የኽብርካ።
Ata Ggna Abey Aleka Dahiy Habena
Nay behaqi Xbox agalalxa ❤❤❤❤
Bhaki Egziabher yekbrelna Medhanialem msta brkti adiu Dngl Mariam msaka ykunu bhaki des zbl tmhrtiii
Fish adrshka abey eu
Thankes bero abey yekwne adrshka. Keamhar deley neyre
Kulu hibnayom Antrag kab ngebr seleste amet koynu neta natom pass niederlassung bzey xegem hibomni netia gn 3 amet kolel ksab selchini zgedfo risey hamime gedifeyo
Danke Fishwedi
Thanks bro beza natka timriti nmejemerta gzye teredieni zewire Amlak ybarka❤❤❤
Jgna
ቀጽሎ
Thanks bro ya btaemi agedasi tmhrti eyu qoxlo qoxlo💯💯💯🙏🙏🙏
ሰላም ፍሽ ሓወይ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ንሰብኣየይ ካባኻ ሪኤ ኩሉ ይገብረሉ ኣለኹ ግን ክንደይ ክኾኑ ኣለዎም ቁጽሮም ካብ ክንደይ ክሳብ ክንደይ እንተኾይኑ እዩ ኣብ ጽቡቅ ደረጃ ዝህሉ
Entayu k shenti beray malet
Ajoka endablkaä meharo tsfa endahabka meharo ajokum nefueat
Ajoka mejemerta kulu seb kemu eyou
Aytdehalo ba
Beravo
Takk
Thankyou
😢❤❤😢
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🌴🌴
Turmoric ጅንጅብል ኣይኮነን። Ginger እዩ
ናይ ሳዋ ዶክተር፡ፕሮቲን ዘለዎም መግብታት ስጋ፡ እንቆቆሖ፡ ብርስን፡ ወይ ንደም ዝውውር ጅንጅብል ገዲፉ ሓምሊ ወዲ ሓምሊ ኢሎም ዘምሃርዎ ይነግረና ኣሎ። ጉድ!!
Tanks .
Xbuq bruk
ኣብ ናይ ዓቀብ ኣይተረደኣን ዘሎ ንከረን
13:44 gerkay zeleka lomi gema greyo meine Fahrlehrer 😂😂
yeknelena bruk ❤❤❤❤❤❤❤
Thankyuo Fish
👍👍
Gobez eka
ኣብዚኣ ሓንቲ ክእርመካ ምደለኹ ኣብ ኣውቶማት መኪና ጻጋማይ እግርኻ ብፍጹም ኣይትጥቀመሉን ኢኻ። ኣብዛ መግለጺ ግን ጸጋማይ እግሩ ኮፕሊን ረጊጹ ኣሎ ኢልካ ኔርካ። ናታይ ጌጋ እንተኾይኑ ድማ ክእረመላ ይኻል ኢየ።
Thanks more fish
Thenk you brather
ጽፉፍ ኣገላልጻ ኣጆካ ቀጽሎ ዝሃወይ በርትዕ
ኣታ ንጉስ ትግራይ ትግርኛ ኣቲ ስናይ ቃልስካ ንፍትሒ ትግራይን ኢርትራን ስለዝኮነ ዓወት ይሃብካ።❤❤❤
BiRuki hawuna bitaemi xibupi timhRti kexiLo
Woww hawuna memihR Nay behapi xibupi medeb nay behapi nezi kitigebir kea EzgeabiheR tibebun xegiun yhabka
❤