ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
😂😂😂 ባኮ ነብሲ ክክክ እንቓዕ ብደሓን መጻኣኩም ናይ መጀመርታ ኮመንት ጸሓፋይ ከም ከመይ ዲኩም ናይ ደመይ❤❤
ድንቁርና ምሂርኩምና ነዚ እንዳረኣዩ ዝዓበዩ ቆልዑት እንታይ ዓይነት ሂወትን ምርዳእን ክህልዎም ኢዩ?ይሕዝን ከም ቃንጥሻ ቦቚሉ ዝሓድር ስነቀንጠብጠብ ።ስነጥበብ ምስኪናይ ውርደቱ በጺሑ😢😢😢
Koleu Entay kgebru tereeyom? N zey betsahkayo neger ktfelto fetn. Akmka wihidu mrdae ente abyuka edme wesika temeles😂. Hadar zfetene seb bzuh eya tmhro. Nska gn hadar zeleka aymeslenn😂
Abet wirdet Entay tmhrti alewa shame on you
@@joyo2806 ክክክክክ ኣደ 4 ቆሉዑ ኢየ ብሩኽ ዘርኢ
Kilae ski bel gehaf
@@eyobgezai243 ብስምካ ባ ኣይትጸውዕ ፡ኣነ ሪኢቶይ ኢየ ሂበ።ንስኻ ንዓይ ክትጸርፍ ንመን ክትምህር ትኽእል፡ብምጽራፍ ዝመጽእ ፍልጠት ኣሎ ድዩ ብሩኽ ዘርኢ?
😂😂😂😂 ዶንጎላ ትሓስብ ትኮንካ ዶንጎላ ጥራይ ኢካ ትሕዝ 😂😂😂😂😂 ኣቤት ኩትምያ ባኮ መሕረር 😂😂😂
ቢንያም ደንቆሮ ሸላ እስርቤት ዝሓቅቅ ዘሎ መንእሰይ ከ ምስ ምንታይ ይጽብጸብ ብሃም ሓሰማ ዕቡድ ከልቢ😂😂😂😂😂😂😂😂
ባኮ ምሕረር አንቃዕ ብድሓን መጻኩም ደቂ ሪመይ
❤😂😂😂😂
Well came guys ❤❤❤bako mehgol gele aynet film ❤❤❤🎉🎉
Danke Deki Erey Halat 🙏🏾❤️🇪🇷❤️🙏🏾
ውይይይ ዓርከይ ባኮ ናኸዚ ህስነት ግን ከርና በዝሓ😂😂
ባኮ ምሕረር😂😂😂😂
Welcome 🙏🏿🤍🇪🇷
ዘሕልም የብልካን,ናይ ብዓዲ ገሊኦም ዝነብሩ ሓቀኛ ሂወት😂
ናፊቅናኩም ኔርና ደቂ ኤሬ ሓላል 😂😂😂
ባኮ ናይ ኤርትራ ሰበይቱ ናይ አሜሪካ እንተኮይና ገዛ ናይ ምጉሳም ኮይና 😄😄😄😄😄
Welcome deki ereyyyy marey የሐዋት ቁሩብ ምትብባዓ ይደሊ ኣለኩ'ሞ::ኣብ'ዛ ናተይ ቻነል ኣቲኩም ክትሕጉዙኒ ይዕድመኩም ኣለኩ::
Entay kitbl delika eka ezi film tekfiewo alekum hmaq aytmharulna nqurub qrabo genzeb hbretesebna aytbeklulna please
ሞባይልክ ረስዕክ ዋይ ባኮ መቕሰን😅😅😅
ሓሰውቲ ጸዓዱ ጎሓፍትዮም ባህሎም ሕማቕዩ ትብሉ ሓደ ጻዕዳ ምስ ረኣኹም ከኣ ተጎምቢሑኩም እግሩ ትስዕምዎ
ባኮ ማለት ❤❤❤❤❤❤
እንታ ኣብንት ትህቡ ኣለኩም ሎምስ በዚሑ እኮ ናይ ሕማቅ መምሃራን ምካንኩም ፈሊጥናኩም ኣለና
Hasewtiiiiii, eti haki eti abzi zelo eyu zfelto ! *Germany
Haki haki...waeee...rsaadu sinesirategnat eyom nizifeltom
ትኽክል ባህልና ክብረትና❤❤❤
እዚ ሓንኳል ባኮ ሃላይ እንታይ ኢዩ ክምህረና ደልዩ ካብዚ ትሰርሕዎ ፍለጡ ናይ በሓቂ ዓሻ ኢዩ ግዲ 😢😢😢😢
Welcome back deq Eri ❤❤
Good job ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Way bako mehrer
Welcome deki ereyyy marey Yehawati qurube metebebaO yedeleyene Alu Abeza Nateye Chanele Atikume keteHeguzuni yelabu Alku
❤❤❤❤ ባኮ መሕረር😂😂😂❤❤❤
ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤
በቃ ኣብዚ ወዲቅኩም ወይ ስነ ጥበባውያን ሎሚም😂😂😂😂
ለመጭ ደራሳይ ነኹላ እንዳስሓቀ ኮቲምላ 😂😅
Alena emo kndewawel ena ab ketema knrakeb endina shahi knseti ena motku 😂😂😂😂😂😂
🎉🎉🎉 በርትዑ 🎉🎉🎉
Well come bako ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Simu❤❤❤❤❤❤❤
Bako 😂😂😂😂
❤❤❤❤😂😂😂😂😂 bako mehrer 😂😂😂😂
ዋይዋይ ኩላ ሕልሚ ድያ ተሸውደ ነይረ
Bako welcome back moksi Kem wedi Eyob konka Chanel enda keyeyarka kabu bexfi thayish knieska 😂
❤️❤️❤️🇪🇷❤️👍🎉🎉🎉🎉
✌️✌️✌️✌️
ባኮ... ነብሲ..... ሓቅኻ... ኢኻ. ( እዚኮ ... ኤርትራ... እዩ!) ግቡእ መልሲ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
❤️❤️❤️❤️😍😍😍🇪🇷🇪🇷🙏🙏
Bako jirba😂😂😂😂😂
❤❤❤❤🎉🎉🎉
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤
እንታይ መልእክቲ ተመሓላልፉ ኣለኩም በጃኹም ምስራሕኩም ዘይተርፈኩምሲ መሃሪ ድኾነ ስራሕ ስርሑ.
❤❤❤❤🎉❤
❤❤❤❤
Welcome
ZEXEGHEBAS AB CANADA ALEWAKHUM BEFLAY . BEZUHATHAX ELOM YEKHEDULEN EMO HAYAM KOYNEN KEAA YETERFA.
Alena emo kndewawel ina koysom do😂😂😂
ብጣዕሚ ዮ ዘሕዘን ኣብ ኤሮጳ ዝነብራ ደቀንስትዮ ምውራድን ምዝላፈን ሞራል ደቅንስትዮ ምውራድን ዓገብ. 😢😢😢😢
ውሓጥዮ ሓቂ መሪርኪ ገስረጥ ዘይከምኣዴታታ😂😂😂😂😂😂
❤❤❤❤❤😂
I lived in America for 39 years, I have NEVER seen this kind of dysfunctional marriages.
ኣለዋ ኣዋልድ ሎሚ ናይ ደገ ዴሞክራሲ ምጻር ስኢነንኦ ሸብዳዕዳዕ ይብላ ኣለዋ
😂😂😂😂😂😂
❤❤😂😂
🎉❤🎉p❤🎉❤🎉❤🎉
😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
😂😂😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤
ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤🎉❤
Nezi gzie zgelix haki
ሰላማት ደቂ ትግራይ
😂😂😂😂
Merhaba wedi erey 😂❤
😂😅🤣😂😅🇪🇷💝🤩🙏🏼
Wowww muqurat ❤❤😁
🤣🤣🤣
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ኣብ ኤርትራ ስ. ኸም west ኢዩ ን እሽቶ ሃብቱ ሰብኣይ ልይት ሓብኣ ኣእትያ. ሓዋ ኣብ ገዛና ከምዝ ኢሉ ዝሃረማ ሓርምካይ ኢሉ ፍርድ ቤት ዶ ን 6 ወርሒ ኣይኣሰሮን ን ደቂኻ ሰበይትኻ..ምቅጻእ ሎሚ ኣብ ኤርትር ኣሎ ድዩ ኤርትራ ውን..ኣንስቲ ሰብኡት ሰብኡት ኣንስቲ እዮም.
Xubuk sirah behaki
Almaz cover mnenet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 9
Ne Bergede Nehamatu yekotmulom Alwuu 😮😅
Z Generation
zwedeke drama nay eritrea kelkel meankor resah eway bdewom zmetu eyom eziom deresti
Bako mhrer
ዘየለ አብ ኤሮፓ ኣይትዋስኡ እንታይ ትማሃር ካብዝኣ ኮመዲ
BAKO AWAN MOBILA RESEAA SI MISS CALL???
Qch 😏😏😏😏
Ata iti fokis Abdel Awel kntit zbehal diyu advertise zgeber zelo. bsenku Iza film keythse asxiwo.
ተደንግጹ፡ባህሊ ዓድኩም ብግቡእ ዘይፈለጥኩምሲ ብዛዓባ ዘይትነብርሉ ባህልን ሃገርን ትዛረቡ። እንታይ ክትምህሩ ሓሲብኩም😢😢😢።ክገርመካ ኣብዚ ሕጊ ኣሎ፡ ወላ እኻ መሰል ናይ ደቂ ኣንስትዮ ተሎ፡ስቅ ኢልካ ባልጃካ ኣልዒልካ ኪድ ዝብል ሕጊ የለንን።ናትኩም ኣጸቢቅኩም ፍለጡ መጀመርታ😢😢😢😢😢😢😢
መን ኢሉኪ? ኣብ'ዛ ዝነብረላ ሃገር ሽወደን፣ ሰበይቲ ንሰብኣያ ክትሰጉግ ዘይተደረተ መሰል ኣለዋ። "ውጻእ" ኢካትካ ትኣቢ ፖሊስ ትጽውዕ፣ ፖሊስ ምኽንያት ይሓትት "ምስ ደቀይ ሰላምና ተዘሪጉ" እንተይላ፣ ጠራኒፉ ክወጽእን፥ ሓገዝ ዝሓተሉ ቦታ ቁጽሪ ስልኪ ሂቦም፣ ክሳብ መሕጸብ ስኑ ከይተረፈ ጠራኒፉ ዝወጽእ ይጽበይዎ። ፍትሕ ሳዕሪርሉ ዘሎ ምልንያት ብቐንዱ ድማ፣ 90% እተን ደቀንስትዮ ነቲ መሰል ኣኽሪረን ይጥቀማሉ ምህላወን ኢዩ። ኣብ ሽወደን መጀመርያ ዝስራዕ ቆልዓ፣ ደሓር ሰበይቲ፣ ድሕሪኡ ከልቢ፣ ኣብ መወዳእታ ድማ ሰብኣይ። እዚ ሽወደናውያን ዝብልዎ ኢዩ። ምናልባት ንስኻ ኣብ ዩጋንዳ ትነብሪ እንተዄንኪ ድማ ንገርና። ደሓር፣ ሎሚ ብዛዕባ ዓለም ክትፈልጥ ግድን ክትኮልል ኣለካ ኣይኮነን።
@@meb66 እወ ባዕልካ ከም ዝገለጽካዮ፡ ምክንያት ምስ ዝህባ ኢልካ።ኣነ ውን እኮ የለን ኣይበልኩን ግን ምክንያት መስ ተምጽእ ንዕኡ ዝድግፍ ሕጊ ኣሎ እየ ዝበልኩ።ኣነ ኣብ ኤሮፓ እየ ዝቅመጥ
ውሓጥዮ ሓቂ መሪርኪ ገስረጥ ዘይከምኣዴታታ ኣሎን ፈረቃን 😂😂😂😂😂😂
Ane ezi bako zbhal keselchweni
emo himak aleka nisu enidiu kief delewo
ስምዕኒ ስምዑኒ ኣነ ይዓቢ ዝብሉ ተፈጢሮም ምስማዕ ዝተሓረሞም ርጉማት ወለዶ ብዘለኩሞ ዕረቡ ኣይትመለሱ ደፋራት😢😢😢
Kndey ykefie eti mergemka.nska kea msta mergem 😢 ab film kndzi xerfi
Too much
❤❤❤🎉🎉🎉
😂😂😂😂😂
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲኪ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤🎉❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
😂😂😂 ባኮ ነብሲ ክክክ እንቓዕ ብደሓን መጻኣኩም ናይ መጀመርታ ኮመንት ጸሓፋይ ከም ከመይ ዲኩም ናይ ደመይ❤❤
ድንቁርና ምሂርኩምና ነዚ እንዳረኣዩ ዝዓበዩ ቆልዑት እንታይ ዓይነት ሂወትን ምርዳእን ክህልዎም ኢዩ?
ይሕዝን ከም ቃንጥሻ ቦቚሉ ዝሓድር ስነቀንጠብጠብ ።ስነጥበብ ምስኪናይ ውርደቱ በጺሑ😢😢😢
Koleu Entay kgebru tereeyom? N zey betsahkayo neger ktfelto fetn. Akmka wihidu mrdae ente abyuka edme wesika temeles😂. Hadar zfetene seb bzuh eya tmhro. Nska gn hadar zeleka aymeslenn😂
Abet wirdet Entay tmhrti alewa shame on you
@@joyo2806 ክክክክክ ኣደ 4 ቆሉዑ ኢየ ብሩኽ ዘርኢ
Kilae ski bel gehaf
@@eyobgezai243 ብስምካ ባ ኣይትጸውዕ ፡ኣነ ሪኢቶይ ኢየ ሂበ።ንስኻ ንዓይ ክትጸርፍ ንመን ክትምህር ትኽእል፡ብምጽራፍ ዝመጽእ ፍልጠት ኣሎ ድዩ ብሩኽ ዘርኢ?
😂😂😂😂 ዶንጎላ ትሓስብ ትኮንካ ዶንጎላ ጥራይ ኢካ ትሕዝ 😂😂😂😂😂 ኣቤት ኩትምያ ባኮ መሕረር 😂😂😂
ቢንያም ደንቆሮ ሸላ እስርቤት ዝሓቅቅ ዘሎ መንእሰይ ከ ምስ ምንታይ ይጽብጸብ ብሃም ሓሰማ ዕቡድ ከልቢ😂😂😂😂😂😂😂😂
ባኮ ምሕረር አንቃዕ ብድሓን መጻኩም ደቂ ሪመይ
❤😂😂😂😂
Well came guys ❤❤❤bako mehgol gele aynet film ❤❤❤🎉🎉
Danke Deki Erey Halat 🙏🏾❤️🇪🇷❤️🙏🏾
ውይይይ ዓርከይ ባኮ ናኸዚ ህስነት ግን ከርና በዝሓ😂😂
ባኮ ምሕረር😂😂😂😂
Welcome 🙏🏿🤍🇪🇷
ዘሕልም የብልካን,ናይ ብዓዲ ገሊኦም ዝነብሩ ሓቀኛ ሂወት😂
ናፊቅናኩም ኔርና ደቂ ኤሬ ሓላል 😂😂😂
ባኮ ናይ ኤርትራ ሰበይቱ ናይ አሜሪካ እንተኮይና ገዛ ናይ ምጉሳም ኮይና 😄😄😄😄😄
Welcome deki ereyyyy marey
የሐዋት ቁሩብ ምትብባዓ ይደሊ ኣለኩ'ሞ::ኣብ'ዛ ናተይ ቻነል ኣቲኩም ክትሕጉዙኒ ይዕድመኩም ኣለኩ::
Entay kitbl delika eka ezi film tekfiewo alekum hmaq aytmharulna nqurub qrabo genzeb hbretesebna aytbeklulna please
ሞባይልክ ረስዕክ ዋይ ባኮ መቕሰን😅😅😅
ሓሰውቲ ጸዓዱ ጎሓፍትዮም ባህሎም ሕማቕዩ ትብሉ ሓደ ጻዕዳ ምስ ረኣኹም ከኣ ተጎምቢሑኩም እግሩ ትስዕምዎ
ባኮ ማለት ❤❤❤❤❤❤
እንታ ኣብንት ትህቡ ኣለኩም ሎምስ በዚሑ እኮ ናይ ሕማቅ መምሃራን ምካንኩም ፈሊጥናኩም ኣለና
Hasewtiiiiii, eti haki eti abzi zelo eyu zfelto ! *Germany
Haki haki...waeee...rsaadu sinesirategnat eyom nizifeltom
ትኽክል ባህልና ክብረትና❤❤❤
እዚ ሓንኳል ባኮ ሃላይ እንታይ ኢዩ ክምህረና ደልዩ ካብዚ ትሰርሕዎ ፍለጡ ናይ በሓቂ ዓሻ ኢዩ ግዲ 😢😢😢😢
Welcome back deq Eri ❤❤
Good job ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Way bako mehrer
Welcome deki ereyyy marey Yehawati qurube metebebaO yedeleyene Alu Abeza Nateye Chanele Atikume keteHeguzuni yelabu Alku
❤❤❤❤ ባኮ መሕረር😂😂😂❤❤❤
ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤
በቃ ኣብዚ ወዲቅኩም ወይ ስነ ጥበባውያን ሎሚም😂😂😂😂
ለመጭ ደራሳይ ነኹላ እንዳስሓቀ ኮቲምላ 😂😅
Alena emo kndewawel ena ab ketema knrakeb endina shahi knseti ena motku 😂😂😂😂😂😂
🎉🎉🎉 በርትዑ 🎉🎉🎉
Well come bako ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Simu❤❤❤❤❤❤❤
Bako 😂😂😂😂
❤❤❤❤😂😂😂😂😂 bako mehrer 😂😂😂😂
ዋይዋይ ኩላ ሕልሚ ድያ ተሸውደ ነይረ
Bako welcome back moksi
Kem wedi Eyob konka Chanel enda keyeyarka kabu bexfi thayish knieska 😂
❤️❤️❤️🇪🇷❤️👍🎉🎉🎉🎉
✌️✌️✌️✌️
ባኮ... ነብሲ..... ሓቅኻ... ኢኻ. ( እዚኮ ... ኤርትራ... እዩ!) ግቡእ መልሲ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
❤️❤️❤️❤️😍😍😍🇪🇷🇪🇷🙏🙏
Bako jirba😂😂😂😂😂
❤❤❤❤🎉🎉🎉
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤
እንታይ መልእክቲ ተመሓላልፉ ኣለኩም በጃኹም ምስራሕኩም ዘይተርፈኩምሲ መሃሪ ድኾነ ስራሕ ስርሑ.
❤❤❤❤🎉❤
❤❤❤❤
Welcome
ZEXEGHEBAS AB CANADA ALEWAKHUM BEFLAY . BEZUHATHAX ELOM YEKHEDULEN EMO HAYAM KOYNEN KEAA YETERFA.
Alena emo kndewawel ina koysom do😂😂😂
ብጣዕሚ ዮ ዘሕዘን ኣብ ኤሮጳ ዝነብራ ደቀንስትዮ ምውራድን ምዝላፈን ሞራል ደቅንስትዮ ምውራድን ዓገብ. 😢😢😢😢
ውሓጥዮ ሓቂ መሪርኪ ገስረጥ ዘይከምኣዴታታ😂😂😂😂😂😂
❤❤❤❤❤😂
I lived in America for 39 years, I have NEVER seen this kind of dysfunctional marriages.
ኣለዋ ኣዋልድ ሎሚ ናይ ደገ ዴሞክራሲ ምጻር ስኢነንኦ ሸብዳዕዳዕ ይብላ ኣለዋ
😂😂😂😂😂😂
❤❤😂😂
🎉❤🎉p❤🎉❤🎉❤🎉
😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
😂😂😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤
ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤🎉❤
Nezi gzie zgelix haki
ሰላማት ደቂ ትግራይ
😂😂😂😂
Merhaba wedi erey 😂❤
😂😅🤣😂😅🇪🇷💝🤩🙏🏼
Wowww muqurat ❤❤😁
🤣🤣🤣
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ኣብ ኤርትራ ስ. ኸም west ኢዩ
ን እሽቶ ሃብቱ ሰብኣይ ልይት ሓብኣ ኣእትያ. ሓዋ ኣብ ገዛና ከምዝ ኢሉ ዝሃረማ ሓርምካይ ኢሉ ፍርድ ቤት ዶ ን 6 ወርሒ ኣይኣሰሮን
ን ደቂኻ ሰበይትኻ..ምቅጻእ ሎሚ ኣብ ኤርትር ኣሎ ድዩ
ኤርትራ ውን..ኣንስቲ ሰብኡት
ሰብኡት ኣንስቲ እዮም.
Xubuk sirah behaki
Almaz cover mnenet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 9
Ne Bergede Nehamatu yekotmulom Alwuu 😮😅
Z Generation
zwedeke drama nay eritrea kelkel meankor resah eway bdewom zmetu eyom eziom deresti
Bako mhrer
ዘየለ አብ ኤሮፓ ኣይትዋስኡ እንታይ ትማሃር ካብዝኣ ኮመዲ
BAKO AWAN MOBILA RESEAA SI MISS CALL???
Qch 😏😏😏😏
Ata iti fokis Abdel Awel kntit zbehal diyu advertise zgeber zelo. bsenku Iza film keythse asxiwo.
ተደንግጹ፡
ባህሊ ዓድኩም ብግቡእ ዘይፈለጥኩምሲ ብዛዓባ ዘይትነብርሉ ባህልን ሃገርን ትዛረቡ። እንታይ ክትምህሩ ሓሲብኩም😢😢😢።
ክገርመካ ኣብዚ ሕጊ ኣሎ፡ ወላ እኻ መሰል ናይ ደቂ ኣንስትዮ ተሎ፡ስቅ ኢልካ ባልጃካ ኣልዒልካ ኪድ ዝብል ሕጊ የለንን።
ናትኩም ኣጸቢቅኩም ፍለጡ መጀመርታ😢😢😢😢😢😢😢
መን ኢሉኪ? ኣብ'ዛ ዝነብረላ ሃገር ሽወደን፣ ሰበይቲ ንሰብኣያ ክትሰጉግ ዘይተደረተ መሰል ኣለዋ። "ውጻእ" ኢካትካ ትኣቢ ፖሊስ ትጽውዕ፣ ፖሊስ ምኽንያት ይሓትት "ምስ ደቀይ ሰላምና ተዘሪጉ" እንተይላ፣ ጠራኒፉ ክወጽእን፥ ሓገዝ ዝሓተሉ ቦታ ቁጽሪ ስልኪ ሂቦም፣ ክሳብ መሕጸብ ስኑ ከይተረፈ ጠራኒፉ ዝወጽእ ይጽበይዎ። ፍትሕ ሳዕሪርሉ ዘሎ ምልንያት ብቐንዱ ድማ፣ 90% እተን ደቀንስትዮ ነቲ መሰል ኣኽሪረን ይጥቀማሉ ምህላወን ኢዩ። ኣብ ሽወደን መጀመርያ ዝስራዕ ቆልዓ፣ ደሓር ሰበይቲ፣ ድሕሪኡ ከልቢ፣ ኣብ መወዳእታ ድማ ሰብኣይ። እዚ ሽወደናውያን ዝብልዎ ኢዩ። ምናልባት ንስኻ ኣብ ዩጋንዳ ትነብሪ እንተዄንኪ ድማ ንገርና። ደሓር፣ ሎሚ ብዛዕባ ዓለም ክትፈልጥ ግድን ክትኮልል ኣለካ ኣይኮነን።
@@meb66 እወ ባዕልካ ከም ዝገለጽካዮ፡ ምክንያት ምስ ዝህባ ኢልካ።
ኣነ ውን እኮ የለን ኣይበልኩን ግን ምክንያት መስ ተምጽእ ንዕኡ ዝድግፍ ሕጊ ኣሎ እየ ዝበልኩ።
ኣነ ኣብ ኤሮፓ እየ ዝቅመጥ