ካብ ውድቀታትና ንመሃር - ይኣኽለና - ኣባል መሪሕነት ሳግም ተጋ. ዳዊት መዝገበ (ወዲ ሕንጊድ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 58

  • @hagiabraha
    @hagiabraha 2 หลายเดือนก่อน +4

    ጽቡቅ መግለጺ ሓው ዳዊት (ወዲ ሒጊጊድ)። ድሕሪ'ቶም ተደራረብቲ ከበድቲ ኲነታት፡ ድምጽኻ ምስማዕናን፤ ናይ ጽንዓት መግለጺ መርኣያ ኣረዳድኣኻን ትዕግስትኻን ከተካፍል ምብቃዕኻ ልዑል ዮሃና ይግብኣካ። ሰላምታይ እውን ከሰኒ!! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

    • @merho-media
      @merho-media  2 หลายเดือนก่อน

      @@hagiabraha
      ንርእይቶኻን ምትብባዕካን ነመስግን። የቐንየልና። Subscribe ብምግባር ስድራ መርሆ ሚድያ ብምዃን ቀጸልቲ መደባትና ምክትታል ይከኣል።

  • @mulugetatumuzghi
    @mulugetatumuzghi 2 หลายเดือนก่อน +1

    @merho media ዝተፈላለየ ሓሳብ ዘለዎም ዜጋታት ምምጻእ ጠቓሚ ኢዩሞ ቀጽሎ❤

    • @merho-media
      @merho-media  2 หลายเดือนก่อน +1

      @@mulugetatumuzghi
      የቐንየልና ዝኸበርካ ሓው ሙልጌታ ጥዑምዝጊ። መርሆ ሚድያ ብኸምቲ ዝበልካዮ ክትቅጽል እያ። ምስ ህዝቢ ክትላለ፡ ሓገዝኩምን ምትብባዕኩምን ድማ የድልያ። 🙏

    • @mulugetatumuzghi
      @mulugetatumuzghi 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣጆኹም ​@@merho-media

  • @tesgeredagezahy2118
    @tesgeredagezahy2118 2 หลายเดือนก่อน +2

    ወዲ ሒንጊድ❤ሓወይ ደስ ኢሉኒ ብሂወት ዝርኣኹኻ ብድምጺ ድሰማዕኩኻ መቃልስትኻ ጽጌረዳ ኣባል ባህሊ እንዳ ሳግም እየ❤ ይቅሬታ መርሆ መድያ ምስ ወዲ ሒንጊድ ክተራኽቡኒ ብኽብረት ይሓትት የቀንየለይ። ወዲ ሒንጊድ ሓወይ ኣብ ትንተና ትሕዝቶ ፖለቲካኻ ሙሉ እምነት ኣለኒ❤❤

  • @muluesultan7663
    @muluesultan7663 2 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ በሓቂ ጽቡቅ ትንተና፡ ኣብ ዓበይቲ Media ተትምጽዎም ብዙሕ ሰብ ምተማህረ፡

    • @merho-media
      @merho-media  2 หลายเดือนก่อน +1

      @@muluesultan7663
      ተስፋ ንገብር ዓበይቲ ሚድያታት'ውን ክዕድማኦ። መርሆ ሚድያ ድማ ኩልና ተሓባቢርና ዓባይ ሚድያ ንግበራ።
      የቐንየልና።

  • @AdeyAyney
    @AdeyAyney 2 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ መደብ። ቀጽሉዎ።

  • @elilta70
    @elilta70 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዋው ወዲ ሕንግድ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ💙🌿💙🌿💙

    • @merho-media
      @merho-media  2 หลายเดือนก่อน

      @@elilta70
      ንርእይቶኻን ምትብባዕካን ነመስግን። የቐንየልና። Subscribe ብምግባር ስድራ መርሆ ሚድያ ብምዃን ቀጸልቲ መደባትና ምክትታል ይከኣል።

  • @michaelkahsai6476
    @michaelkahsai6476 2 หลายเดือนก่อน

    ❤😂🎉🎉ኣገዳስን መሃርን ሓባርን መግለጺ።መርሆ ሚድያ ድማ ኣገዳሲ መድብ ሰሪዕኩም ፡ምስጋናድማ ይግበኣኩም፡ነዚ ቅኑዕ ናይ ሚድያ ስራሕ ቀጽልሉ መንገዲ ዓወትና ስለዝኾነ

    • @merho-media
      @merho-media  2 หลายเดือนก่อน

      @@michaelkahsai6476
      ንርእይቶኻን ምትብባዕካን ነመስግን። የቐንየልና። Subscribe ብምግባር ስድራ መርሆ ሚድያ ብምዃን ቀጸልቲ መደባትና ምክትታል ይከኣል።

  • @mezmurfshaye2375
    @mezmurfshaye2375 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዓቢ መምህር ቃልሲን ተቃላሳይ ዳዊት ሕንግድ እንቋዕ ከምዚ ኢልካ ክንርእየካ ከአልና❤❤❤

    • @merho-media
      @merho-media  2 หลายเดือนก่อน

      ንርእይቶኻን ምትብባዕካን ነመስግን። የቐንየልና። Subscribe Like & Share ብምግባር ስድራ መርሆ ሚድያ ብምዃን ቀጸልቲ መደባትና ምክትታል ይከኣል።

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኢኒኪን ዘየዊጾ ፓሊቲቲኻዊ አሪአያታት❤❤❤❤

  • @RedSeaEri
    @RedSeaEri 2 หลายเดือนก่อน +1

    በርትዕ ጽቡቕ ጀሚርካዮ ኣለኻ ጽቡቕ ትምህርቲ ረኺብናኣለና ። ኮፒራይት ተዘይሒዙና ከነማሓላልፎ ክንፍትን ኢና

  • @gebregziabherpetros5213
    @gebregziabherpetros5213 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ብሱል ተቓላሳይ። ንመሰለይ ኢልካ ክንድዙይ ዓመታት ብመትከል ምቅላስሲ ክንደይ ጽንዓት ይሓትት!!
    ኣናዲኻ ምርካብ ይደልዩ'ምበር ኤርትራስ ብዙሓት ጀጋኑ ኣለዉዋ

    • @merho-media
      @merho-media  2 หลายเดือนก่อน

      የቀንየልና።

  • @ghirmaitekie3709
    @ghirmaitekie3709 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣገዳስን መሃርን መሃርን መግለጺ ኢዩ፡ ብጻይ ዳዊት ዕድመን ጥዕናን ምስ ብጾትካን መቓልስትኻን እምነ፡ መርሆ መድያ ከኣ ሰሰኑ👍

    • @merho-media
      @merho-media  2 หลายเดือนก่อน

      @@ghirmaitekie3709
      ንርእይቶኻን ምትብባዕካን ነመስግን። የቐንየልና። Subscribe ብምግባር ስድራ መርሆ ሚድያ ብምዃን ቀጸልቲ መደባትና ምክትታል ይከኣል።

  • @briktyhiiamwintayourvideoi3616
    @briktyhiiamwintayourvideoi3616 2 หลายเดือนก่อน +1

    Wow btami amazing interview

  • @RedSeaEri
    @RedSeaEri 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውውው ወዲሒንጊድ እንጓዕ ረኤናካ🌻🌸🌼🌹🌷🍀☀☔☔☔

    • @merho-media
      @merho-media  2 หลายเดือนก่อน

      የቐንየልና።

  • @zeraitesfai6462
    @zeraitesfai6462 2 หลายเดือนก่อน +2

    ህልው ማህደር ብጻይና ዳዊት መዝገበ ወታእታእ ከይበለ ብቐሊሉ ኩሉ ኤርትራዊ ደረጃ ንቕሐቱን ትምህርቱን ብዘየገድስ ክርድኦ ዝኽእል አስተምህሮ ዘበርከትካልና ዕድመ ይሃብካ።

    • @merho-media
      @merho-media  2 หลายเดือนก่อน

      @@zeraitesfai6462
      ንርእይቶኻን ምትብባዕካን ነመስግን። የቐንየልና። Subscribe ብምግባር ስድራ መርሆ ሚድያ ብምዃን ቀጸልቲ መደባትና ምክትታል ይከኣል።

  • @abrahamtewelde9986
    @abrahamtewelde9986 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ብ/ዳዊት መቸም ካብዚ ኩሉ መስገደል ሽግር መከራ ባዕልኻ ውን ዝሐበርካዩ ውጽእኩም፣ አብ መድያ ውመጽእካ ማሃሪ ዝኾነ ኳታ ኩሉ መድያዊ ቃልሲ ብኸምቲ ንሱ ብስፍሕን ብዕምቆትን መብርህን መግለጽ ብምሃብካ ብጣዕሚ ብጥዕሚ እንታይ ክወጾ ዝምስገን እይ።
    በርትዑ። መርሆ መድያ ውን ከምዚኦም ዘመሰሉ ምሃሪ ዝኾነ ሐሳባት ክቅርቡ ዝኸእሉ ትብልዎም ከተቅርቡልና፣ ብዚ ናይ ሎማዓንቲ ኻአ ብጣዕሚ ነመስግነካ።

  • @nawetna6593
    @nawetna6593 2 หลายเดือนก่อน +1

    What a memory of Eritrean struggle🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @merho-media
      @merho-media  2 หลายเดือนก่อน

      @@nawetna6593
      ንርእይቶኻን ምትብባዕካን ነመስግን። የቐንየልና። Subscribe & Share ብምግባር ስድራ መርሆ ሚድያ ብምዃን ቀጸልቲ መደባትና ምክትታል ይከኣል።

  • @girmalemaraya2354
    @girmalemaraya2354 2 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ኩቡራት ንኩሉኩም፡ እዙ ዉህሉል ተሞኽሪ ብሓቒ እዝኒ ዘሎዎ ይስማዕ፡ ዓቕሊ ድኣ የብሉን እዚ ህዝቢ ብጣዕሚ ኣያና ዝባሃል ነጊሩና ኣሎ።ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs
    @በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs 2 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🫶🏻🙏 ጽቡቅ መደብ ጀጋኑ ኣብ ዘለኽሞ 🙏🫶🏻🙏

    • @merho-media
      @merho-media  2 หลายเดือนก่อน

      የቀንየልና።

  • @ghebreyesusmesfun3909
    @ghebreyesusmesfun3909 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ መሃሪ ትንተና ፓሎቲካ የቀንየልና

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 2 หลายเดือนก่อน +1

    የቂኒየሊና መርሆ ሚዲያ❤❤❤❤❤

  • @mesfuntedla6841
    @mesfuntedla6841 2 หลายเดือนก่อน +1

    ንጹር አስተምህሮ ብ/ዳዊት መዝገበ ( ሕንጊድ) ጸገማትናን አፈታትሕኡን ብልክዕ አቀሚጥካዮ አለኻ ተስፉ እገብር ክርድኡኻ ካብ ኩሉ ጽበትን ትምክሕትን ነጻ ኴኑ መንእሰይና ክዓኹኽ ምምሃርካ:: ከም አመራርሓን ወላድን ክትምስገን እግበአካ ::
    መርሆ መዲያ እውን ካየመስገንኩኹም ክሓልፍ አይደልን እዚ ዓይነት አራአእያታት ምእንጋትኩም ::

    • @merho-media
      @merho-media  2 หลายเดือนก่อน

      የቐንየልና።

  • @ሳሚሳሚ-ዀ9ተ
    @ሳሚሳሚ-ዀ9ተ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቅ መደብ።በሊሒ እዩ እዚ ኣያና

    • @merho-media
      @merho-media  2 หลายเดือนก่อน +1

      ናይ ኩሉ ግዜ ተኸታታሊናን ደጋፊናን ክብረት ይሃበልና🙏

    • @SelamShalom419
      @SelamShalom419 2 หลายเดือนก่อน +1

      ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ። ብሱል ኣቀራርባ ምስ ብሱል ምድላዋት። ኣጆኻ በርትዕ።

    • @merho-media
      @merho-media  2 หลายเดือนก่อน

      @@SelamShalom419
      ንምትብባዕኩም ነመስግን። የቐንየልና።

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 2 หลายเดือนก่อน

    ኒቂሐት ሒዚባዊኒት ቢሲሊት ማሊት ኢዚዮ። ዊዲ ሒኒጊድ መሪሐባ❤❤❤❤❤ ሙሉ ነጋሲ

  • @fishatemesgen1739
    @fishatemesgen1739 2 หลายเดือนก่อน

    Betami Belih Abo amxikalna Yoni kexlo .

  • @መረብተከዘ
    @መረብተከዘ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲሒንግድ ኣቦ ሰውራ ውልቀ ረብሓ ዓለም ዘየስድዓካ ሓርበኛ ተቓላሳይ ኣቦ ምስሊ ሓርነታዊ መሰል ፡ብኹሉ ምንቕስቓስካ ኣገላልጻኻ ኣከዳድናኻ ምስሊ ወዝ ገጽካ ኩሉ እንትናኻ ንህዝቢ ዘወፈኻ ዝተወፈኻ ወዲህዝቢ ምኳንካ ይንበብ ይምስክር ኩሉ ሂወትካ ። ከማኹም ዝኣመሰሉ ኣብዝዓለም ክትረክብ ብማይክሮስኮብ ደሊኻእዩ ሉል ናይሃገር ኢኹም የቕንየልና !!።

  • @asliruessom3573
    @asliruessom3573 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም፡ናዐኻቲኩም፡የናስ፡አቶ፡ዳውት፡ቢጣዒ፡ሂዚቢና፡ተዋርዱ፡ዐዱ፡መበቆል፡ገዳፍ፡ከርተት፡ኪቢል፡ዚገርም፡፡ኩሉ፡ፈቀዱኡ፡አቦታቲና፡ደቂናን፡ቁሩብ፡ሀይለሲላ፡10፡ዐመት፡ደርጊ፡ጺቡቅ፡ገረ፡ይፍሊጥ፡ከምሻዒቢያ፡አቢገዛኢቲ፡አይተራኣየን፡ዚገርም፡ኢቲሂዚቢ፡፡ዘይገሪም፡ዱገ፡ኮይኑ፡ኒዑኡ፡ዚዴጋፍ፡፡ፍቲሕ ፡ሓጊ፡ይኒገስ፡፡አቶዳውት፡ጸጋ፡ይቢዚአልኪም፡ኡምላኽ፡ፊጣር፡ኪሉ፡አምየን፡፡ዩኑ፡ጂጊና፡ዒዲመ፡ይሀብኩም፡፡❤😂😢

    • @merho-media
      @merho-media  หลายเดือนก่อน

      የቐንየልና ክቡር ሓው።

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ ዋው

  • @shamram6200
    @shamram6200 2 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 2 หลายเดือนก่อน

    ሚሪሐባ ጂጊና❤❤❤❤❤

  • @Minyamicael
    @Minyamicael 2 หลายเดือนก่อน

    Geez keyboard 😊 15:25

  • @hailemichaelmekonnen417
    @hailemichaelmekonnen417 2 หลายเดือนก่อน

    ጌጋታት ምጽብጻ ፍታሕ ከምጽእ ኣይክእልን። ግጋታት ፈሊጥካ ምእራም የድሊ። ሓደ ውድብ ይኹን ሰልፊ ነቲ ጌጋ ዝብሎ ኣብ ስለፉ ይኹን ውድቡ ብሰፊሒ ኣብሪሁን ግልጺ ጌሩ ንህዝብን ሰራውትን መተካእታ ክቕርብ ኣለዎ።
    ጸላእቲ ሓይልታት ዶብና ኣድሉስ ቀይሕ ባሕሪ እንዳበሉ ክትሽኖ ኣይከኣልን። መጀመሪታ ጸላእታካ ብንጽር ዕላማ ኣንጺርካ ፈለኻ ክተቕምጦምን ክትፈልጦምን ይግባእ።
    ሰውራ ኤርትራ መበገሲኡ ንመላእ ነጻነት ሃገሩ ንዶባቱ ብንጹር ኣፍሊጡ እታ ኤርትራ እትብሃል ሓንቲ ልእላዊት ሃገር ምውሓስን ምህላውን እዩ ኔሩ። እዚ ክ ኣ ብመሪር ቃልሲ ግብራዊ ኮይኑ። ነዚ ሓቂ ዘይተዋሕጠሎም እንዳ ኣዕዘምዘሙ፡ ሕብሮም እንዳቐያየሩ ዝተፋላለየ ኣርእስቲ እንዳ ኣላዓሉ ንገዛእ ርእሶም ድቃስን ቅሳነትን ስኢኖም ንህዝቢ ኤርትራ ቅሳነትን ራህዋን ኣብ ምዕጋት እዮም ተዋፊሮም ዝረኣዩ ዘለዉ።
    እቲ መሰረታዊ ጌጋ እዚ እዩ።
    ኤርትራ እትብህስል ሃገር ብደም ጀጋኑ ደቃ ተኸቢራ ተሓልያ ትርከብን ኣላን።
    ንሓርነታዊ ቃልሲ ንዝምልከት ንጠቕሚ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ዝሕሉን ዘኽብርን ብንጹር ሓንጺጽካ፡ ንህዝብን ሰራዊትን በቲ ዘለካ ዓቕምን ራእን ኣእሚንካ ምስዓር የድሊ።
    ምስ ጸላኢ ኴንካን ተጸጊዕካ ንላእልውነት ሃገር ብዘይውሕስ ምቑዛም ዕሽነት እዩ። ዓሻ ጽቡቕ ኣሎ ሓው ዓሻ ግና ከፊእዎ ኣሎ እዩ ዠስምዕ ዘሎ ሓውና ወዲ ሕንጊድ።
    ጽቡቕ ከም ዘየሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣጸቢቑን ኣዳዕዲዑ ን ይፈልጥ እዩ። ብሰንኪ ጸብጸብቲ ጌጋት ወይጦታትን መዕዘምዘምትን፡ ግና ሓፋሽ ህጽቢ ኤርትርስ ቅሳነት ኣይረኸብን። ፍልልያት ክህሉ ናይ ግድን እዩ። ሃገራዊ ረብሓ ብዘርብሕ ውዳበ የለን። ክሳብ ብንቕሓት ሓፈሻዊ ህዝባዊ ውዳበ ንህዝቢ ጠርኒፉ ንሃገራዊ ልእላዊት ሃገር ዘውሕስን ዘርብሕን ምስ ዘይቀውም ለውጢ ኣብ ዝኾነ ስርዓት ኣይህሉን። ነቲ ዘለካ ብኽብሪ ሓልኻን ኣጽኒዕካ ሕጅካን ብጽኑዕ መላእ ህዝቢ ብዝሳተፎ ንረብሕኡን ልእላውነት ሃገሩን ብዘውሕስ ተውዲብካ ብግብሪ ምስ ዘይትቃለስ ብጃካ ንህዝብኻ ቅሳነት ምኽላእ እንተዘኮይኑ ካልእ ጠቕምን ረብሓን ኣይመጽእን።

    • @tekbeyene3875
      @tekbeyene3875 2 หลายเดือนก่อน +1

      ክቡር ሓው ሃይለሚካኤል፡
      ጌጋታት ከይጸብጸብካ ድኣ'ሞ ከመይ ጌርካ ኢኻ ፍታሕ ከተምጽእ፡፡ እቲ ፍርቂ ፍታሕ ሽግርካ ብልክዕ ምልላይ'ዶ ኣይኰነን ኢዩ፡፡ ደሓር ''ሓደ ውድብ ይኹን ሰልፊ ነቲ ጌጋ ዝብሎ ኣብ ሰልፉ ይኹን ውድቡ ብሰፊሑ ኣብሪሁን ግልጺ ጌሩ ንህዝብን ሰራዊትን መተካእታ ከቕርብ ኣለዎ '' ኢልካ፡፡ እዚ ጋሻ ብዛዕባ ናይ ውድቡ ጌጋ ኣይመስለንን ዝጽብጽብ ዘሎ፡ ዋላ'ኳ ኣብ መደረኡ ውድቡ ጌጋ ከምዘይብሉ እንተዘይገለጸ፡፡ ብግቡእ ተረዲእካዮ እንተኰንካ፡ ናይቲ ኣብ ኣስመራ ዘሎ ስርዓት ሰይጣንነትን ናይተን ዝቃወምኦ ዘለዋ ፖለቲካዊ ኣካላት ሕጽረታትን ጉድለታትን ኢዩ ዝጽብጽብ ዘሎ፡፡ ኣብ ምጽብጻብ ጥራሕ ከኣ ደው ኣይበለን፡፡ ብዓይኒ'ቲ ዝመርሖ ውድብ ፡ ናይ'ቲ ጌጋታትን ሽግራትን ኢሉ ዝኣምነሉ ፍታሓት እውን ኣሚቱ ኢዩ፡፡ እቲ መተካእታ ከቕርብ ኣለዎ ትብሎ ከኣ ንሱ ኢዩ፡ እቲ ፍታሓት ኢሉ ብንጹር ዝኣመተልና፡፡ እቲ ጸላእቲ ሓይልታት ዶብና ኣዱሊስ ቀይሕ ባሕሪ ዝብሉ ትብሎ ፡ መን ኢዮም ብንጹር'ዶ ምረቛሕካዮም፡፡ ህዝቢ ኤርትራ፡ ካብቲ ብእንኮ ሰብ ዝምራሕ ስርዓት ህግደፍ ካልእ መን ጸላኢ ኣለዎ፡፡ እዚ ጋሻ ንጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ብንጹር ኣቐሚጥዎም ኢዩ፡፡ ኣይትሰምዖን ዲኻ ኔርካ፡፡ ነቲ መበገሲ ሰውራ ትብሎ ዘለኻ ነጻነትን ዶባትን፡ መን ዲዩ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘእትዎ ዘሎ፡፡ መን ዲዩ ንስኻ ኢኻ ትመርሓና ዝብል፡፡ ክቡር ሓው ፡ ብሽፍንፍን ኣህትኺድ፡ እቶም ሕብሮም እንዳቐያየሩ ትብሎም ዘለኻ ብንጹር ኣቐምጦም፡፡ ደሓር እዚ ጋሻ ናይ መርሆ ሚድያ ኣብ ዘቕረቦን ዝበሎን ትሕዝቶ ተመርኲስካ፡ ሓሶት እንትልይዎ፡ ከትቃልዖ ፈትን፡፡ ካብ ልሳኑ ብዝወጸ ቃላት ሓሶት ወይ ጌጋ ኣሎ ኢልካ ትተኣማመን እንተኰንካ፡ ክትዝርዝረልና ዘይከኣልካ ንምንታይ፡፡ ንሱስ ንሽግራት ህዝቢ ኤርትራን ፍታሓቱን ቅኑዕ ትሕዝቶ ኣቕሪቡ'ሎ፡፡ ንስኻ'ኸ ትቃወሞ ጥራሕ ዲኻ ዘለኻ፡ ወይስ መተካእታ ፍታሕ ኣለካ ኢዩ፡፡ ኢደ እግሪ ናይቲ ሽግራትን ፍታሓቱን ዘየቕረብካ ክነስኻ ናብ ተቓውሞ ምጒያይካ ፡ እንታይ ኢዩ ዝደፋፍኣካ፡፡ እቲ ንሓርነታዊ ቃልሲ ንዝምልከት ……ኢልካ ጠቒስካዮ ዘለኻ፡ ጋሻና ልክዕ ከምኡ ኢዩ ዝገብር ዘሎ፡፡ ንስኻ ግን ነቲ ናቱ ጒሒፍና በቲ ናትካ ክንትክኦ ዘኽእለና ትሕዝቶ ተቕርብ የለኻን፡፡ ስቕ ኢልካ ዲኻ ነቲ ምስላ ካብ ጁባኻ ኣውጺእካ ትጽፍጽፎ ዘለኻ፡፡ እቲ ምስ ጸላኢ ምጽጋዕ ትብሎ ዘለኻ ነዚ ጋሻን ነቶም ኩልና ሰማዕቱን 'ዶ ክትዝርዝረልና ትኽእል፡፡ ህዝቢ ኤርትራ ጽቡቕ ከምዘየሎ ትኣምን እንተድኣ ኰንካ ድኣ፡ እቶም ጸብጸብቲ ጌጋ ዲዮም ዘመሓድርዎ ዘለው፡፡ ነቲ ንህዝቢ የመሓድር ኣለኹ እንዳበለ ዘጽንቶ ዘሎ ኣረሜን፡ ስለምንታይ ኢኻ ሓላፍነት ከተሰክሞን ክትጠቕሶም ዘይመረጽካ፡፡
      ክቡር ሓው፡ እታ ናይ መወዳእታ ዓንቀጽ ትሕዝቶኻ ብልክዕ ስለዘምጻእካያ ኣብዚኣ ምሳኻ እሰማማዕ ኣለኹ፡፡ እዚ ጋሻ'ውን ከምኡ ኢዩ ዝብል ዘሎ፡፡ ንስኻ ግን እቲ ናቱ ርእይቶ ጌጋ ምዃኑ ተንቲንካ ከተረድኣና ኣይከኣልካን፡፡ መተካእታ'ውን ኣየቕረብካን፡፡ ኣነን ንስኻን፡ ብህዝብና ንግደስ እንተኰንና፡ ነቲ መልእኽቱ ንስምዓዮ፡ መተካእታ እንድሕሪ ዘይብልና ከኣ እንታይ ንገብር ኣለና፡ ንስዓቦ፡፡

    • @merho-media
      @merho-media  2 หลายเดือนก่อน

      ​@@tekbeyene3875
      Thank you 🙏

    • @hailemichaelmekonnen417
      @hailemichaelmekonnen417 2 หลายเดือนก่อน

      @@tekbeyene3875
      ብሕጽር ዘበለ ብቐንዱ ውድብ ህወሓት ተጋላባጢ መግልጽታቱ።
      2፡- ኩሉም ሙሁራት ተጋሩ እንታይ ይብሉ ኣብ ዝኾነ መግጺ ዝብሉሉ ሕቶታት ልስዎን ዝብልዎን።
      3፡- ገለ ገለ ሰልፍታት ኣብ ትግራይ ዝብልዎ ምስማዕንርዳእን የድሊ።
      4፡- እቲ ኣብ ዝተፍስላለየ ኣጋጣምታት ፈደራልስዊ መንግስቲ ዝህቦ መግልጽታትን ምስ ሕሉፍ ታሪኽ መርገጻት ህኣገራት ምዕራብያውይንን ጼንኖትን ሓውሽካ።
      እዚ እዩ ብንጹር ኤርትራውያ ፍልልያትን ብዘየገድስ ቅድሚ ዝኾነ ይኹን ቅድሚ ኩነት ብንጹር " ንልእላውነት ሃገር ኤርትራ" ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘየቱ ሓይልታት ምሕዝነትና ከነሕይል ዘሎና።
      ኣብ ግዜ እቲ መሪር ቃልሲ እውን ከብድና መሊእና እንድቅሰሉ ግዚ ኔሩ እዩ። ወረ ገለ ተቓልስቲ ኣዝዩ ዝመቸዎም ዝጥዓሞም ኔሩ እዩ።
      ስለዚ እዚ በለ ከምዚ ተባህለ ኣይድልን። ዝተባህለ መላእ ህዝቢ ኤርትራን ሰራዊትን ዘይፈልጦን ዘይሰምዖን የለን። እቲ ዘሰክፍ ጸላእትና ምሁራቶምን እንታይ ይብሉን ይገብሩን እዩ።

    • @hailemichaelmekonnen417
      @hailemichaelmekonnen417 2 หลายเดือนก่อน

      @@tekbeyene3875
      ፕረዚደንት ሃገር ኤርትራ ኣይሕሱን እዩ። ንሱ ኣብ ቅድሚ መቓልስቱ ይኹን ተጋደልትን ህዝብን ዓው ኢሉ እዩ ዝዛረብ። እዚ ስልጣን ብቓልሱ ብረሃጹ ብለይትን መዓልትን ሰዓትን ደቒእን ሰከንድን ከየዕረፈ ስለ ዝሰርሐ'ዩ ስልጣኑ ብመቓልስቱ ተዋህቡ። ኩሉ ብዲሞክራስያዊ ኣገባብ ቃልሲ እዩ ዝሕዝን ስልጣኑ ዝጭብጥን። እዚ ምስርሕ ዲሞክራሲ እዩ። ኣብ ተሓኤ ኣብ ቃልሲ ከመይ ከም ዝነበረ ብነብስኻ ዝነበርካዮ ስለ ዝኾነ መግለጺ ኣየድልዮን። እንታይ ዓይነት ዲሞክራሲ ይካየድ ከም ዝነበረ እውን ባዕለይ ዝነበርክዎ ክሳዕ እታ ምጨረሽታ ሰዓት ኔረዪ እየ። ኣብ ወጻኢ ኣብ ደገ ኣብ ስደት ካብ 1983 - 1994 ኣብ ዝቕመጠሉ ዘለኹ ሃገርን ምስ ሰውራዊ ባይቶ(ትሓኢ) ተቓሊሰ እየ። ኩሉ ብጀካ ስርቂ ሓሶት ምትላልን ምኽዳዕን ፈረ ኣይተረኽበን። ዋላ ካብዚ ቃልሲ ምስ ኣልገስኩ እውን ሰውራዊ ባይቶ ወይ ጀብሃውያን ብጀካ ከም ኣሜባ ምርባሕ እንተዘይ ኮይኑ፡ኣብ ባይታ ዝተራእየ ወይ ዝተዓትረ ለውጢ ኣይተራእየን። እዚ ክ ኣ ማንም ስክሮን ዘሎን ማንም ኤርትራዊ ግዱስ ዝርድኦን ዝፈልጦን ባዕልኻ እውን ዘለኻዮ እዩ። ንህዝቢ ኤርትራ ሰላም፡ ቅሳነት፡ ራህዋ ፍቕሪ ምሕዝነት ኣብ ሕድሕድ ኣጸቢቕክ ምፍላጥን ምልላይን፡ ንናይ ደገ ጸላእትኻ ብጽቡቕ ምርዳእን እዩ፡ ሓድነትን ስምረት ህዝቢ ዘውርድን። ንሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ምድልዳል በብዘለኻዮ ኣበርትዕና ምቅላስ የድሊ።
      ሰላም ትስዕር!!!

  • @BuyaSapiens
    @BuyaSapiens 2 หลายเดือนก่อน

    Isi program nay gibreshebera iyu.ni ni hulawenet nay eritrea sey taamnu ichum,aregit seytan

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 2 หลายเดือนก่อน

    ኢኒኪን ዘየዊጾ ፓሊቲቲኻዊ አሪአያታት❤❤❤❤

  • @briktyhiiamwintayourvideoi3616
    @briktyhiiamwintayourvideoi3616 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤