ANDIT OKBAY - MAEEDO {ማእዶ }--NEW ERITREAN TIGRIGNA MUSIC 2018-[OFFICIAL MUSIC ]

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ส.ค. 2024
  • ኣብዚ ቻነል እዚ SUBSCRIBE ብምግባር ን ስራሓትና ቀትታ ምክትታል ትክእሉ።ከማኡ ዉን ሃናጽን ኣራምን ርእይቶታትኩም ቀትታ ምዝርራብ ትክእሉ።subscribe.share.like&coment ብምግባር ምትብባዕኩም የድሊ።ዝኮነ ይኩን ቪድዮ ይኩን ሙዚቃ ካብዚ ዳዉንሎድ ምግባር ን ስነ ጥበባዊ ሃሳዪ ስለ ዝኮነ ብሕጊ ዉን ስለ ዘሕትት ንቆጠብ።የቀንየልና።
    Please Make sure to like & subscribe my TH-cam Channel and turn on notifications to stay updated with all new uploads.Thank You!!!
    Any unauthorized use, copying, Uploading or distribution is strictly prohibited.Copyright ©2020: Andit Okbay Media Entertainment.
    Andit OkbayTH-cam Channel is always providing New & best Eritrean Tigrigna Music
    ንዝያዳ ኣብ
    Facebook_ / anditokbayofficial
    Instagram / andit_okbay_official
    ክትረክቡና ከም እትክእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ።
    #eritreanmusic #tigrignamusic #anditokbay
    #Andit #AnditOkbay #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #DerfiQedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic
    #WolaytaMusic #WolaytaMezmur #WolaytaMediaNetwork #WolaytaDance #WolaytegnaDance #Wolaytegnamezmur #Wolaytegnamusic #Wolaytegnasong #Wolaytegnatraditionaldance #GuragignaMusic #NewGuragignaMusic #GuragignaDance #GuragignaMezmur #GuragignaMusicMeskel #GuragignaHolidayMusic #GuragignaWeddingSong #GuragignaWeddingMusic #FamousGuragignamusic #Guragignafilm #Guragignamovie #GuragignaDrama

ความคิดเห็น • 1K

  • @dawitkesete7369
    @dawitkesete7369 6 ปีที่แล้ว +55

    Selam ahwat
    Selamkum yebzah .........
    ብራቮ ዓንዲተይ
    እስከ ነምብባ ሓጻር ያ ።
    ሰላም ንዓኹም ኣሕዋተይ
    ናይ ብሓቂ ኣነ ናይዚ ሰብኣይ እዚ
    ዘረባ ተንኪፉኒ ዩ ፡ እቲ ናይ ብሓቂ ፍትሒ
    ዝደሊ ቢተወደድ ኣብራሃ ተበልኩ ምግናን ኣይኮነን ፡
    ምኽንያቱ ነዚ ዝኽሕድ ሰብ ሕልና ኣልቦ ዩ ፡
    ቢተወደድ ኣብርሃ ጅግና ናይ ጀጋኑ
    መቸም ጠላማት በዲሎሙኻ ዮም
    ካብቲ ቃላት ናትካ ዝሰማዕኩዎ ግን ሓበን ተስሚዑኒ፡
    ዝተኣሰርካ ኮይኑ ውን ኣይተሰመዓንን ቢተው ኩቡር ኣቦይ፡
    ደሓን ግን መዋጽኦ ይፍጠረልካ ኣቦ ፍትሒ ደላይ ሓርነት ፡ መንእሰይ ኤርትራ ክነቅሕ ይግባእ ዕድሚኦም ሙሉእ ንስሌና ከርተት ዝበሉ ኢዶም ኣይንስበሮም ንበራበር ፡ ከርቲቶም ኢልካ ዝሕለፍ ዘይኮነስ ሕጂ ውን ኣብ ከርተት ኣለው
    ብሰንኪ እዚ ጠላም ስርዓት ፡እንትርፎ ሕማቕ እንትርፎ ተንኮል ጽቡቕ ዘይፈትው ዓመጽቲ ገባቲ ለኻኺምኩማ ባ ሰብ ኣሕሕ፡
    እቲ ቀንዲ ዘጉህየካ ነገር ግን ህዝቢ ኤርትራ ካብ ዝፈትዋ ማሙቕ ቤቱ እግሩ ናብ ዝመርሖ ተበታቲኑ ፡ እሞ ክኣ ዓለም ሙሉእ ዝፈልጦ ጸገም እንዳሃለወ ኢሂን ሚሂን ኢሉ ኣብ ክንዲ ዝፈትሖ ኣብ ጸለመን ምዝንጣልን ይውዕል ኣሎ ፡ሽግርና ድኣ ሞ መን ዩ ክፈትሓልና መስሓቒ ሰብ ክንከውን ንዘልኣለም፡
    ንሕና ሓደ ጸገም ገይርና ኣለና ልክዕ ከምዚ ከልቢ ተኣሲሩ
    ዝጸንሐ ምስ ፈታሕካዮ ዓበድ በድ ዝብል፡ ኮሙኡ ኮይና ኣሎና ኣብዚ face book ኮምፓስና ኣጥፊእና ኣለና በጃኹም
    ክሳብ ምኣስ ዩ ንእሽተይ ነገር ክንገብር ኣይንኽእልን ይገርም ዩ ኣሕዋተይ ፡ እቲ ዝበለጸ ነገር ኣብ ሃገርካ ዩ ክብረት ፡ ኣብ ስደት ማንም ሰብ ዝጠፍኦ የለን ማዕረ ክንደይ ውርደት ምዃኑ
    ንዘይ ኣቦኻ ኣቦይ ንዘይ ኣዴኻ ኣደይ እንዳበልካ ክሳብ ምኣስ ዩ ኣሕዋተይ እቶም ክትምህሩ ትኽእሉ መሃሩና እቶም ክንምሃር ንደሊ ድማ ክንሰምዕ ኢና ወዳሓንኩም።
    ንእሽቶይ ግጥሚ ን ቢተወደድ ኣብርሃ
    ንዕኡ ዘይትበቅዕ ክጽሕፈሉ !!!!!!
    ቢተወደድ ኣብርሃ ብዓል ድርብ ስረ
    ንህዝበይ ኢሉ ክቃለስ በረኻ ዝወፈረ
    ናጽነት ከምጽእ ንኹሉ መሰናኽል ዝጸረ
    በዲለሙኻ ግን ጠላማት ብዓል ጸረ መረ ።
    ቢተወደድ ኣብርሃ መን ኣሎ ከማኻ
    ኣምበሳ በረኻ ዝጥዕም ድምጽኻ
    ዝመጸ ተመጸ ትብል ታይ ግድኻ
    ዕድሜኻ ዘብለኻ ንውጹዕ ህዝብኻ።
    ኣንታ ክንደይ ከ ትነፍዕ ክንደይ ከ ትጸንዕ
    ጹሩይ ማይ ሰቲኻ ሕልና ትጎስዕ
    ሓንሳብ ተማጒትካ ንኹሉ ትረትዕ
    ጽቡቕ ዝታሪኽካ ህዝብኻ ተጸውዕ።
    እቲ ናትካ ቃላት ኣሎ ኣብ ልብና
    ሓንሳብ ንሓዋሩ ክሳብ ዝርህወና
    ንዓኻ ክንርስዕ እሞ ንሕና ከመይ ጌርና
    ንዓኻ ዝምነ ግን ቢተው ዕድመ ምስ ጥዕና።
    ንሓቂ ቀቢሮም ሎሚ እንተኣሰሩ
    መሲልዎም እምበር ግድን ዮም ክሓፍሩ
    እዞም ክልተ ልቢ ብደም ዝሰኸሩ
    ብዶዎም ዝሞቱ ኣረምየን ወኻሩ ።
    እቶም ጠላማት ሓሶት ዝልማዶም
    ኣብ ውዑይ ኣብ ዝሑል እንዳእተው ኢዶም
    ሕብሮም ነፋሒቶ ክልተ መኣዶም
    ግዝየ ለዎ ንኹሉ ክትረኽቦም ያ ኢዶም ።
    ለዋህ ፍጥረት ጸግዒ ናይ ውጹዓት
    ንስሌና ክትብል ወሪዱካ መዓት
    ንስለ ህዝብኻ ወጺእካ ናብ ቅርዓት
    ክርህው ዩ ኣጆኻ ቀሪባ ያ ታ ስዓት ።
    ሓደ ኳ ኣይራእኹን ከማኻ ዝበለ
    ንስለ ፍትሒ ወጺኡ ዝደበለ
    ቢተው ኣምበሳ ብማዕዶ ዝልለ
    ብዓል ድርብ ሓሞት ሓየት ጎምበለ።
    ዳዊት ከሰተ ገብረሊባኖስ
    (ቢሓት )

  • @mangunmulugieta810
    @mangunmulugieta810 6 ปีที่แล้ว +11

    ኦ ዓንዲተይ ኣንበሳ ናይ ቢትወደድ ወርቃዊ ቃላት ጌርካ ጀሚርካያ
    ናይ ብሓቂ ኣድኒቀካ

  • @3yobr327
    @3yobr327 6 ปีที่แล้ว +15

    ዓንዲተይ ዓቢ ሰብ ናይ ብሓቒ ( ሰላም ተሎ ኩሉ"ሎ ሰላም ዝደሊ ሰላም ይሃቦ ሰላም ዘይደሊ ልቦና ይሃቦ ) One love Eri nd Ethio 🙏🙏🙏

  • @RBLTVEntertainment
    @RBLTVEntertainment 6 ปีที่แล้ว +95

    *ዓመተ ሰላም ይግበሮ 2018*
    -ዓኽ መስሓቕ ሰብ ባ ኮና-
    *ሰላም ይፍጠረልካ ህዝበየ*

    • @hagerdawit8707
      @hagerdawit8707 6 ปีที่แล้ว +3

      RBL TV Entertainment Meshak seb Aykonan yehawtei Ajokakum kulu Selam kikewn eyu nhna tirah sexubuku nhseb

  • @dahlak9935
    @dahlak9935 6 ปีที่แล้ว +8

    ክብርን ምስጋናን ኣብ ልዕሌካ ዘለና ወሰን የብሉን። we love you and respect💗👏🏽 Andit😘

  • @erirobitv1481
    @erirobitv1481 6 ปีที่แล้ว +486

    ንዓንዲት ዝፈቱ like ከይገበረ ከይሓልፍ

    • @nanidc9122
      @nanidc9122 6 ปีที่แล้ว +1

      ኣንታ ርእይቶኻ ዘይትህብ ኣይስልችወካን ደዩ like ሃቡኒ ጥራይ በቃ

    • @erirobitv1481
      @erirobitv1481 6 ปีที่แล้ว

      ናሆም Abrham እቲ ኣነ ዝጽሕፎ ርኢቶ ተቐባልነት ኣይረኸበን እቲ ተቐባልነት ዝረክብ ርኢቶታት ከኣ ደስ ኣይብለንን ኮይነ የ ናሆመይ

    • @samsomasmerom7905
      @samsomasmerom7905 6 ปีที่แล้ว

      ላይክ ሃቡኒ ገለ ተሪፋ እዪ ኣብ 2017 እዪ ተሪፋ ሎሚ ኩሉ ሰብ ርእይቶ ሂቡ እዪ ዝወጽእ ደሎ ምስ ግዜ ኪድ ኣታ ቆልዓ

    • @erirobitv1481
      @erirobitv1481 6 ปีที่แล้ว

      samsom Asmerom ምስ ስለ ዝተጓዕዝኩ እንድየ ሓሊፈኩም እዚ ዝብሎ ዘለኹ ክትብሎ ኮ ሓደ ክፍለ ዘመን ክወስደልካ ዩ ሳሚ ዓርከይ ክክክ

    • @zeritberhe8793
      @zeritberhe8793 6 ปีที่แล้ว

      Andit jegna

  • @user-fh5gp3in5q
    @user-fh5gp3in5q 6 ปีที่แล้ว +200

    "ኣይትፈለ ጸላኢካ ይፈላለ
    ተፋቒርካ ኩርዃሕካ እለ
    ህዝበየ ተመንየ ሓደ ኮንካ ክርእየ"
    ብሉጽ ስራሕ 100% #like

    • @selamgualtgray4506
      @selamgualtgray4506 6 ปีที่แล้ว +9

      ሓውኩም ነሽነሽ ነሹ ሙቁር ኩሉ ግዜ ጥዑም ልሳን ለባም ሰብ ናዓካ እዉን 100%like hibeka aleku ሰላም ምስ ኮነ ባኣካል ዓድና መፂእካ ክተዛናግዐና ይግበርካ ነሹ ሓወይ

    • @eritrdoetipwizkelifa1549
      @eritrdoetipwizkelifa1549 6 ปีที่แล้ว +4

      ሓውኩም ነሽነሽ neshnesh arkey xelem adgi eskas beka abeta Eritrean may weridwka xelim adgi kkkkkkkkkk

    • @selamgualtgray4506
      @selamgualtgray4506 6 ปีที่แล้ว +1

      wedi aba shawel Asil እዋይ ኣታ ዋላ ንወዲ ሃገርኩም ዲኩም ትፃረፉ ሰባት ድዮም ከ እዋእ ይገርመና ኣሎ ሕጅስ

    • @user-fh5gp3in5q
      @user-fh5gp3in5q 6 ปีที่แล้ว

      wedi aba shawel Asil kkkkkk ክንደይ ትሓስም ኣታ ቐዳመ ሰንበት ዶ ይጽረፍ ዩ ንሰብ ክክክክ ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ግዳ

    • @user-fh5gp3in5q
      @user-fh5gp3in5q 6 ปีที่แล้ว

      selam gual tgray ። thank you mqrti natey

  • @musek04
    @musek04 6 ปีที่แล้ว +9

    History will remember those artists, who participate the suffering of Eritrean people's.

  • @user-sz6qd2uo7i
    @user-sz6qd2uo7i 6 ปีที่แล้ว +163

    ዋዉ ወርቃዊ ዝኮነ ቃላት ሓርበኛ ተጋዳላይ ቢትወደድ ክሰምዕ ከለኩ ብጣዕሚ'ዩ ዝገርመኒ ከም'ኡ ዉን ገለ ዓይነት ደርፊ ዓንዲት ኣድኒቀካ ደስ ዘብል 'ዩ ንፍቅሪ ተፈላልዩ ዘሎ ህዝቢ ብሃይማኖት ብፖለቲካ ምዝማርካ ንሰላም ንዘምር ሚፍልላይ ንዮ ንበሎ ጽቡቅ ኣይኮነን ውጺኢቱ ከኣ ክሳራ እዩ ንፋቐር ንፋቐር ንፋቐር ንፋቐር በጃኩም ሓቂ ከኣ ኣይንጽላእ ።

    • @simonyonassimon2339
      @simonyonassimon2339 6 ปีที่แล้ว +1

      Ata andtey meglexi ko sinelka agoka abgonka alena

    • @user-nr7ev1ow6e
      @user-nr7ev1ow6e 6 ปีที่แล้ว +2

      Ema Candy ኣንታ ኤድት ገርካ ባ ሰብ ኢካ ኣካን ኪኒዮ ሰብ በለለይ ቀዳማይ ዝጸሓፍካ።

    • @gebrittewelde5183
      @gebrittewelde5183 6 ปีที่แล้ว +1

      Ema Candy

    • @adal8411
      @adal8411 6 ปีที่แล้ว

      Ema Candy agame game over

    • @user-sz6qd2uo7i
      @user-sz6qd2uo7i 6 ปีที่แล้ว +4

      Men Kem ብመጀመርያ ሰላም ደሓር ከኣ ኣይትጻረፍ ጸርፊ ጽቡቅ ኣይኮነን ኣነ ንስካ ጸሪፍካኒ ዝጎድለኒ ወይ ከኣ ዝስመዓኒ ነገር የለን ወይ ዉን ዜግነተይ ብጸርፍካ ክቅየር ኣይክእልን 'ዩ ጽቡቕ ኔሩ ርእይቶ እንተትጽሕፍ ስለዚ ንስኻ ኣተሓሳስባኻ ኢኻ እሞ ኣተሓሳስባኻ ኣጽርዮ ተለወጥ ።

  • @user-sn9tw4sd1y
    @user-sn9tw4sd1y 6 ปีที่แล้ว +25

    ጹቡቅ ቃላት ሰሚዓ እዝነይ ናብ ፈጣሪና እንዶ ገጽና ንምለስ
    ነብስና ንፈጣሪኣ ክሳብ ዘይፈለጠት ሰላም ክሃድማ እዩ ኣብ ዘኣመንካ እመን ፈጣሪ ኩሉ ከምዝከኣሎ ግን ኣይትረስዕ ኣመስግኖ ውን ሓደ ጎይታ እዩ መጽዩ ኣድሒኑና ፈጣሪ እንተለመና እዩ ሰላም ዝህበና የቀንየልና ዓንዲተይ ስውላምን ቅሳነትን ምስ ምላእ ስድራቤትካ ይምነየልካ

  • @dfkdfk2443
    @dfkdfk2443 6 ปีที่แล้ว +21

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ sey sey ኣሰይ ኣሰይ ፈታዊ ሰላም አስከ የሕጉሰኒ I love 💕 you Eritrea people

    • @lifeisgood2802
      @lifeisgood2802 6 ปีที่แล้ว +1

      I love my 🇪🇷 people too.

  • @meras9674
    @meras9674 6 ปีที่แล้ว +10

    ዋውውውውውው ዓንዲተይ ኣመሲጊነ ክጸግበካ ኣይከኣልኩክን
    በቃ ኣጅኻ ቀጽሎ

  • @meronteklesenbet559
    @meronteklesenbet559 6 ปีที่แล้ว +3

    ዓንዲት ዖቅባይ ኣታ ወዲ ህዝቢ ናይ መበል 21ክፍለ ዘመን ጅግና ስነ-ጥበባዊ ኣጆካ ጽባሕ በዚ ሎሚ ትገብሮ ዘለካ ግድን ኢካ ጻማ ክትረክብ ጻማካ ክኣ ሕብረት ናትናን ቅሳነት ሰላም ዕቤት ህዝብናን አዩ ።
    ነዚ መንአሰይና ሕጂ ንስካ ኢካ ተድልዮ ዘለካ ህልዉ
    መጻኢ
    ዝሓለፈ
    ኣጣሚርካ መገድና ክጠጥሕ ትሰርሕ ዘለካ ጅግና ወዲ ጀጋኑ

  • @loveyouyma88
    @loveyouyma88 6 ปีที่แล้ว +32

    ዋውውውውው ኣታ እዚ ሰላም ሲ ክንደይ ይጥዕም ግና እዚ ክብል ከለኹ ብ ህግደፍ ወይ ድማ ብ ደለይቲ ፍትሒ ወይ ድማ ብ ናይ ጎረቤት ሃገር ዘይኮነ በቲ ልዑል ፈጣሪ ኢዩ ምሉእ ሰላም ይግበረልና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ኤርትራን ኢትዮጵያን ሰላምምምምምምም

    • @michelefesahatzion
      @michelefesahatzion 4 ปีที่แล้ว

      ከማካ ብሱል ሰብ ኣይራኣኩን፡ ብሓቂ ብፈጣሪ እዩ ኩሉ ንረብሑኡ ዝቃለስ ፡ ፈታዊኻ ከማን ረብሓ ምስ ጎዶሎ እዩ ዝጸልኣካ ።

  • @sulumena3179
    @sulumena3179 4 ปีที่แล้ว +2

    Andit Ambessa ❤️
    Men emo kemaka fetawi hzbu!

  • @saadlakhal106
    @saadlakhal106 2 ปีที่แล้ว +2

    تحية للشعب الارتري اخوكم من المغرب
    لوخيروني الا اكون مغربيا لاخترت ان اكون
    ارتريا

  • @yosiefweldegergs6373
    @yosiefweldegergs6373 6 ปีที่แล้ว +76

    ዓንዲተይ መግለጺ ስኢኒልካ በል እስከ እንካዕ ደሓን መጻኻ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ኣጆኻ በርትዓልና፡ ሃየ ንሕና ከኣ ሞራል ንሃቦ ኣሕዋት።

    • @onedayathome6342
      @onedayathome6342 6 ปีที่แล้ว

      ዓንዲት ጂግና ስነጥበባዊ ንህዝቡ ደው ዝበለ ።ቀጽሎ ክትዝከር ኪትነብር ኢካ!!!!!!

    • @eritreabarka4697
      @eritreabarka4697 3 ปีที่แล้ว

      🥰🥰🇪🇷josei

  • @user-wm1rb1kw6t
    @user-wm1rb1kw6t 6 ปีที่แล้ว +7

    ኣንዲት ኣንበሳው ንበር ክበር ወድ ሓላል መሬት። ሽመገልቲ መሲሎም መንቆርቲ በዚሖም ሓቅኻ ኣንዲተይ። ገለ ኣይነት ደርፊ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @yonasg9232
    @yonasg9232 6 ปีที่แล้ว +17

    Wow anditey entay kwexo kem kulu gzie
    Gtmi 100%
    Zema100%
    Dmxi 100%
    Well done ❤

  • @lifeisgood2802
    @lifeisgood2802 6 ปีที่แล้ว +7

    Next Abraham Aferwerki 🇪🇷 be hageru hezbu dehaseb. Andit hawey you amaze me every time. Very patriotic 🇪🇷 artist. I’m glad Eritrea has an artist like you. Be blessed brother.

  • @majorselam5137
    @majorselam5137 6 ปีที่แล้ว +3

    ዓዲተይይ ዉዱእ ስራሕ ከም ኩሉ ግዝየ ኣብ ሓድነት ጥራይ ንጽቀጥ
    ህዝብና ዘይትሓወሶ ሰላም ገደል ይእቶ
    ከም ብዓል ቢትወደድ ዝመሰሉ ኣቦታትና ኢና ከሲርና ምሰንኪ ሕመቅና

  • @jalenbrewer9538
    @jalenbrewer9538 4 ปีที่แล้ว +3

    2020 quarantine, anyone watching?😍

  • @makumehari9049
    @makumehari9049 6 ปีที่แล้ว +2

    ዋውውውው እንቃዕ ብደሓን መጻካ ዓዲት ወዲ ህዝቢ ኣየ!ወ ሓቀኛ ጥበብ ውሽጣዊ ዝገልጽ'ዩ ናይ በሓቅ ንፉዕ ሰብ እካ እሞ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ።
    ናዓ!ሆሆ ኣሆየ! ህዝበየ
    ተመኔ ሓደ ኮንካ ክርእየ
    ናዓ!ሆሆ ኣሆየ! ህዝበየ
    ተመኔ ሓደ ኮንካ ክርእየ፡
    ዎ"ፈጣሪ ኣቦይ ነቲ ሰላም ፍቅሪ ስኒት ምሉኡ ንክከውን ብሓይልካ ሓግዘና፡ ነዝ ሰላምን ፍቅርን ስኒትን ዘስመዕካና ክብርን ምስጋንና ናትካዩ'ሞ ንዓካ ይኩን ኣሜን።

  • @ROTES1991
    @ROTES1991 6 ปีที่แล้ว +22

    ዓንዲተይ ጅግና ብጣዕሚ ንጽር መልእክቲ ዘለዋ ደርፊ።
    #ማዕዶ"""""
    #ኣብዛ_ሓጻር_ምንባር_እሞ_ክኣ_ኣብ_ስደትና፥
    #ሓድሕድ_ክንተፋነን_፥
    #መስሓቅ_ጓኖት_ኮይና፥
    #ሸምገልቲ_መሲሎም_ዘጽልኡ_ዓድና፥
    #ተረባሕቲ_ኣለዉ_ካብዘይ_ምቕዳውና፥
    #ሓወይ_ሓፍተይ_ተባሃሃል፥
    #ህዝበየ.……
    #ሞራል_እስከ_ሃቡለይ_ወገናተይ!!

  • @dipdayve
    @dipdayve 6 ปีที่แล้ว +3

    Peace and love to my Eritrean brothers and sisters! ኣዮኹም!

  • @robelabraham2874
    @robelabraham2874 6 ปีที่แล้ว +3

    We love our Nation Eritrean forever😍😍😍 We are one people and family!!!! Andit God bless you brother go a head

  • @danielmikiel1818
    @danielmikiel1818 6 ปีที่แล้ว

    ናይ ቢትወደድ ቃል ክሰምዕ ከለኩ ማዕረ ክንደይ ሰነፍ ምካነይ ይፈልጥ ኣምላክ ጥራይ መዋጽኦ ይፍጠረልኩም እምበር ካብ ህዝብኩም ስ ተሪፍኩም ኢኩም ዓንዲተይ ናይ ብሓቂ እዋናዊት ደርፊ ዓባይ መልእክቲ ዝሓዘለት ነባሪ ስራሕ ኢካ ኣቅሪብካልና ኣጆካ በል ካብዚ ንላዕሊ በርትዕ ኢካ እምበር እኮ ንስካስ ወትሩ ኣብ ጎኒ ዉጹዕ ህዝብካ ደው ምስ በልካ ኢካ ከጽሎ ንምባል እየ

  • @user-is1zk7le8b
    @user-is1zk7le8b 6 ปีที่แล้ว +6

    Andit man of the year 2018 ,well done 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nubunaentetatube5751
    @nubunaentetatube5751 6 ปีที่แล้ว +28

    Ewe bhaki ሃላል ሕዝቢ ኤርትራ ጸዋር
    ኣይንፈላለ እወ ሐደራ ደቂ ኤረይ ፍልልያትና ነጽብቦ

    • @sasiteklom3888
      @sasiteklom3888 6 ปีที่แล้ว

      Semira gal Eritrea

    • @tekyan2127
      @tekyan2127 6 ปีที่แล้ว

      Semira gal Eritrea 👍👍👍👍❤❤❤💋💋💋

    • @tedrosmahari9962
      @tedrosmahari9962 5 ปีที่แล้ว

      never on eri

  • @afiealexissanchez9971
    @afiealexissanchez9971 6 ปีที่แล้ว +11

    ዓንዲተይይ ጅግና ይበል እስከ ንጽር መልእክቲ ዝሓዘት ደርፊ
    #ኣብዛ ሓጻር ምንባር እሞ ከኣ ኣብ ስደትና√
    #ሓዳሕድ ክንተፋነን መስሓቕ ጓኖት ኮይና√
    #ሸምገልቲ መሲሎም ዘጽልኡ ዓድና√√
    #ተረባሕቲ ኣለዉ ካብ ዘይ'ምቁዳዉና…

  • @livingisjustone5398
    @livingisjustone5398 6 ปีที่แล้ว

    ሸልገልቲ መሲሎም
    ዘጽልኡ ዓድና
    ተረባሕቲ'ለው
    ካብዘይ ምቅዳውና
    Wonderful lyrics
    Andit shikor

  • @fishgebar7712
    @fishgebar7712 6 ปีที่แล้ว

    ዓንዲት ሽኮርር ብጣዕሚ ጥዕምቲ ሙዚቃ። ሰላም ትኩን ገዛና፡ ንሃገርና ሰላም የውርደልና።

  • @user-gzieyumemhrey
    @user-gzieyumemhrey 6 ปีที่แล้ว +6

    Gel aynet ewanawit derfi. respect andit okubay 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @peterpeteros9837
    @peterpeteros9837 6 ปีที่แล้ว +16

    ዓንዲተይ እንኳዕ ናትና ኮንካ ንስኻ ሲ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ዓወትን ኣሳልጦ ኣብ ስራሕካ ብሉጽቲ ናይ ብሉጻት ስራሕ ደቂ ኤረይ ላይክ እስከ ሃብሎይ ን ዓንዲተይ💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍✌✌✌✌✌✌✌✌✌✌✌✌✌

  • @gwalerixaedadekihadelibina3906
    @gwalerixaedadekihadelibina3906 5 ปีที่แล้ว +1

    Zyada hawey andetey mikor 💗💗💗💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘😘😘

  • @Adam-hw8ed
    @Adam-hw8ed 3 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷
    Very good 🎵keep 👌الشعب الارتري واحد إلى الابد
    Keep it up Eritrean always 💪👏

  • @9557samhal9amare
    @9557samhal9amare 6 ปีที่แล้ว +23

    Wow the best song ever from Ethiopia 🇪🇹😍😍 love for 🇪🇹 and 🇪🇷

  • @cimonaentertainment7302
    @cimonaentertainment7302 6 ปีที่แล้ว +6

    Wow tebatay derfi xruy melekti zhazele des tbel Andit hawey.yaklena ewe

  • @fete6157
    @fete6157 6 ปีที่แล้ว

    Waw thanks God.ሰላምካ ይጥዓም ዓንዲት ኩቡር ሰብ
    ንሰላም ኢዩ ዝጽውዕ ዘሎ ህዝብና ሰላም ይኹነልና። ደጊም ብሓንቲ እምኒ ክልተ ግዜ ዝዕንቀፍ የለን።ናይ ዘልኣለም ሰላም ክትከል ኢዩ።✌✌👏

  • @ilyaset1427
    @ilyaset1427 2 ปีที่แล้ว +1

    انديت. عقباي. الفنان. الارتري. عملاق. الفن. الارتري. تحية. خاصة. لك. ولللشعب. الارتري. من. المغرب

  • @Lealti_2
    @Lealti_2 6 ปีที่แล้ว +3

    Selamn fkrin N Hzbi Eritrea💗💗💗🤘🤘🤘🇪🇷🇪🇷 Bitew Weded Jigna!!!

  • @godisloveae1462
    @godisloveae1462 6 ปีที่แล้ว +10

    ዓንዲተይይይይ ናትካ ስራሕ ደኣ እንታይ ክወጽኦ ኩሉ ግዜ ብሉጽ
    ሰላም ንዓካ ህዝበየ
    ፍቅሪ ንዓካ ህዝበየ
    ራህዋ ንዓካ ህዝበየ
    ሰናይ ንዓካ ህዝበየ
    ጽብቅካ እዩ ጽብቀይይይይይ,,,
    ኡኡኡኡኡኡኡፍ ካብዝም ወግሐ ጸብሓ ናብ ይቱብ እናተማለሱ ፍቅሪ እንታይ ምካና ዘይፈልጥዋ ፍቅሪ እና በሉ ብእዝንና ዝጻወቱ ዘለው ሓደ ክንዳካ ትርጉም ስነጥበብ ዝርዳእ ፈጢርልና እንተ ዝከውን ከመይ ጽቡቅ ነይሩ ::

  • @abrahalewolde3903
    @abrahalewolde3903 ปีที่แล้ว

    Keep up you doing good job bro lam with you man wedi eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Christian and Muslim together 💪💪.

  • @michaelmekonen5619
    @michaelmekonen5619 5 ปีที่แล้ว +1

    Bravo Andit, derafay malet knotat anbibu skay seb terediu zelo knotat zgelx eu slezi kexlo zsmaka mglax manm ayrekbon eu kexlo !

  • @natnaelteklu2639
    @natnaelteklu2639 6 ปีที่แล้ว +13

    what the point!! bravo bro good job !@ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kusugalagameshqoragameshqo5789
    @kusugalagameshqoragameshqo5789 6 ปีที่แล้ว +51

    Wow nice muzik bro❤
    love you deki ari🇪🇷🇪🇷

    • @user-oo6js7tj5v
      @user-oo6js7tj5v 6 ปีที่แล้ว +6

      kusu gal agame shqor agame ልግሲ ቆማል ዓጋመ ።

    • @kusugalagameshqoragameshqo5789
      @kusugalagameshqoragameshqo5789 6 ปีที่แล้ว +1

      ሳሚ ኣልኣዛር kkkkkkkkkkk nabey hade mkanka resiekayo mesilni nska entexeleka 👇 kulu gze ktxaref ktmewt eka bejaka hade mealte tuaum zereba tezarb anegn nzxaref bota aybleyn ok

    • @user-oo6js7tj5v
      @user-oo6js7tj5v 6 ปีที่แล้ว

      kusu gal agame shqor agame shqor ትፍልጥኒ ዲኺ ኣብ ካልእ ?

    • @kusugalagameshqoragameshqo5789
      @kusugalagameshqoragameshqo5789 6 ปีที่แล้ว

      ሳሚ ኣልኣዛር kkkkkkk baka nay ari film mray gedifoyo enamexaka ena xerefka

    • @nbvc854
      @nbvc854 6 ปีที่แล้ว +2

      ሳሚ ኣልኣዛር ችድ ሚሃይም

  • @ruftahani2188
    @ruftahani2188 6 ปีที่แล้ว +1

    መግለጺ ስኢነልካ ዓንዲተይ። ውዱአ ሰብ ኢካ ደላዪ ሰላም፡ ገላጺ ኩሉ ነገር ግዚያዊ። በርትዓለይ ወገነይ i'm proud of you, l Love you

  • @user-ri6jq8rr5m
    @user-ri6jq8rr5m 3 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይ ዓንዴት ኣንበሳ ሰላም ይግበረልና እስከበሊ ኩሉ ንሰላም ተዘሚሩ ሰላም ክከውን እዩ

  • @Nevergiveup-ko7ez
    @Nevergiveup-ko7ez 6 ปีที่แล้ว +61

    ሸምገልቲ መሲሎም
    ዘጽልኡ ዓድና
    ተረባሕቲ ኣለዉ
    ካብዘይ ምቅዳውና።
    ዓንዲተይ በዚ ትገብሮ ዘለኻ ኣበርክቶ ብፈጣሪ ርኾቦ ጥራይ የ ዝብለካ!!!

  • @zemitdani516
    @zemitdani516 6 ปีที่แล้ว +4

    Adit,neza derfka MS semaekus nyemane barya zekire, xbuq srah 👍🌽🍓 ich freue mich sehr. über die neue Musik

  • @solyanasweetsolyana929
    @solyanasweetsolyana929 6 ปีที่แล้ว

    Ajoka Andit hade mealti tinbitka kisemiryu.Nay bihaki jigna hagerawi. Hager lieli kulu. Nebari sebn Nebari widibn yelen. 👍👌✌

  • @Tv-ir2jx
    @Tv-ir2jx 6 ปีที่แล้ว

    ግጥሚ 100%
    ዜማ 100%
    ድርሰት 100%
    እንታይ ክወጾ !ህዝበየ ርእየ ሓደ ኮንካ
    ሰላም ነዓካ ህዝበይ

  • @binyamhabtu7596
    @binyamhabtu7596 6 ปีที่แล้ว +18

    Andit Shikor xebkti derfi

  • @mhme1691
    @mhme1691 6 ปีที่แล้ว +17

    Anditey nskia wana tibeb ekia
    Gasa nayzie ab sidet znebr hizbna
    Eske bejakum Selam kukonelna xolet 🙏
    Like👍

  • @user-hs2cs4kg7v
    @user-hs2cs4kg7v 6 ปีที่แล้ว +1

    Hzbeye ahoye temenye hade kraye
    assey andit nska deamo fetawi huzbu ndika kubur seb edmen tanan yhabka ftari 🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamgoytom7623
    @selamgoytom7623 5 ปีที่แล้ว

    ትግርኛ ንዝሰምዕ ዓቢ መልእኽቲ እዩ ዓንዲት ሓወይ

  • @user-rw2gl8co5v
    @user-rw2gl8co5v 6 ปีที่แล้ว +6

    ታይ እሞ ክብለካ ዓንዲተይ በቃ ታይ ናይ ልበይ ቦግ ኣቢልካ ኣውጺኻያ ኢኻ ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን ለባም ሓወይ

  • @berie6325
    @berie6325 6 ปีที่แล้ว +4

    ዓንዲት ዓቡይ ሰብ።
    Nice music
    ምስ መልእኽቱ ብጣዓሚ የመስግነካ ኩሉ ሰብ ካኣ ከማይ ከምዝኾነ ሹር ኢየ።

  • @user-kg7sl3yy7r
    @user-kg7sl3yy7r 6 ปีที่แล้ว

    ዓንዲት ጅግና ስነጥበባዊ ዘማሪ ሰላም ከማኻ ዝበሉ ይውሕድዋ ኣለዉ ዛሃገር ከምኣፍካ ይግበረልና
    ዝጠመይ ዝጸግበሉ
    ዝዓረቐ ዝኽደነሉ
    ዝሓዘነ ዝድበሰሉ
    ዝወፈረ ዝምለሰሉ
    ውሉድን ወላድን ዝተሓቓቆፈሉ ግዜ ይሃበና መዓር ይፍሰሶ ኣፍካ ዓንዲት ሓቅና ኣጆኻ እስከ ቀጽሎ . ............

  • @nahomholland9184
    @nahomholland9184 6 ปีที่แล้ว +8

    ዓንዲተይ በር ከምዚ ናይ ኪሮሶይይይ ትፍልፍል ጥራሕ ኣለካ በል እስከ ቅድም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ስራሕካ ኣሳልኖ ይምነየልካ ኣጆካ ቀጽሎ ንቅድሚት ከምዛ ዘለካያ ጥራሕ ክንዕወት ኢና ሰላም ሰላም ኩሉኩም ፍጥራት ዓለም

    • @eritreaforeritreans9in157
      @eritreaforeritreans9in157 6 ปีที่แล้ว

      Nahom Holland ኣታ ከዳዕ ንዑቅቢተይ ሲ ምስቲ ሰራቂ ኪሮስ ከተወዳድሮ

    • @nahomholland9184
      @nahomholland9184 6 ปีที่แล้ว

      jesus love ኤርትራ ከመይ ከዳዓት ዉለድ ወደይ እስትቢት ኢካ ግን

    • @user-gc1po4jd9i
      @user-gc1po4jd9i 6 ปีที่แล้ว

      jesus love ኤርትራ okbitey kiros hade eyom nfthi zqalesu zelewu ywae nska enber ezi derfi aytemaqro kurkah kele entay malet eu astentno hasimna kem zelo ab hagerna selam kemzeyele eyu zgelx selam fezaz aytkun astewel

    • @user-gh3om5ip7c
      @user-gh3om5ip7c 6 ปีที่แล้ว

      Nahom Holland nezi kamey zebles mes ezi gerfafe kiros adgi elka aleku

    • @nahomholland9184
      @nahomholland9184 6 ปีที่แล้ว

      ደስት ሰላም ደስት ሰላም ኣነ ኣእዱግ ገረፍፍ ውለድ ኢለካ ኣለኩ

  • @jayotrutheyazifetu6385
    @jayotrutheyazifetu6385 6 ปีที่แล้ว +67

    selam ziedeli like abizia neay deqi abeyti

  • @biniammezengi9972
    @biniammezengi9972 6 ปีที่แล้ว +1

    Kept up brother Andit u r getting close to become our next ledge. Keep doing what r u doing I'm 100000000% with u. Love & peace to our Eritrean/Ethiopian all African nation one love

  • @loveueritrea1869
    @loveueritrea1869 6 ปีที่แล้ว +2

    ዓንዲት ንፍዕ, ብጣዕም ጹብቅ ስራሓ ኣጆካ በርትዕ!
    ነዝ ኣብ ክልት ዝምቀል ዘሎ ህዝብና ዉን ኣዎንታዊ እንዳ ደረፉኩም ሓደ ከም ዝከዉን ግበሩዎ፡፡ ደሪፊ ዓብ ሓይል እዩ ዘለዎ።
    ሰላም ንዓካ ዉጹዕ ህዝብይ!!!💖

  • @thomaskudus8102
    @thomaskudus8102 6 ปีที่แล้ว +4

    ዓዲት ሕጂ ኪሒስካና እዚ እዩ ዘድልዩ ነዚ ሚስኪን ህዝቢ : ነዚ ህዝቢ ኩሉ ኢልካዩ ብጣዕሚ nice song ኣይንፈላለ ሕጂ ውን ::

  • @ykealomichael5342
    @ykealomichael5342 6 ปีที่แล้ว +3

    Andeti ncie job Selam ywrdlna fetari belu ❤🙏🙏🙏

  • @hussenmahammed3350
    @hussenmahammed3350 6 ปีที่แล้ว +2

    Anditey nsekas nzen alem nbereley seb hlena eka bhaki ajoka anditey mesaka alena ajoka bijakum bsem andit like habuni like ka habuwo ni anditey edmen teina neaka andit hawey 🎤🎻🎵🎶🎷🎺🎸🎷🎹🎹🎹🎹

  • @rusomraesi2537
    @rusomraesi2537 6 ปีที่แล้ว +1

    Andit nay behaki adniqeka ewanawi tderf Bravo MS za nay hji zela zgebrwa zelewu selam amsilom gele tetblenas kndey des mbelena Like kea nhabo nmoral

  • @siku9753
    @siku9753 6 ปีที่แล้ว +5

    Andit shkorrr kibretey natey love you 👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @robi-gu3gu
    @robi-gu3gu 6 ปีที่แล้ว +4

    ዓንድተይ ንስካ ዲኣ ዉዱኡ እንድካ ቡሉጽ ናይ እዚ ግዜና ቡፍላይ ኣብ ልበይ ዘለካ ቦታ ሞ መግለጽ የቡሉን ያላ ያላ ጥራይ ፎርሳ ኣብ ኣሰርካ እየ።

  • @sammicheal8365
    @sammicheal8365 6 ปีที่แล้ว

    ዓንዲት ልዕሊ ሰላም ፍቅሪ ነንሕድሕና የውርደልና ኣጆካ ቀጽል ኩሉ ደርፍካ ትምህርቲ ሓዘል እዩ ኣሞ በርትዕ ኣብ ጎንካ ኣለና

  • @samiloveeri7447
    @samiloveeri7447 6 ปีที่แล้ว

    ሸምገልቲ መሲሎም
    ዘጽልኡ ዓድና
    ተረባሕቲ ኣለዉ
    ካብዘይ ምቅዳውና። wowwww andit wedi keep it up

  • @Kidu2022fish
    @Kidu2022fish 6 ปีที่แล้ว +3

    Bhaqi yaklena selam ywuredna hagerna..qal tegadalay #btweded dma nzenti elet knebr eu wedi hzbi ..wegeney andit dma qxl tray eye zbleka ajoka.❤👍👍👍

    • @trhasgebremaryamhagos6495
      @trhasgebremaryamhagos6495 6 ปีที่แล้ว

      አዝኒ ዘለዎ ይስማዕ ልቢ ዘለዎ የስተውዕል የሕዋት
      ብታሚ የከኒየልና ሓውና ዓንዲት ቀጽሎ

  • @wedimeshawir3314
    @wedimeshawir3314 6 ปีที่แล้ว +5

    ዓንዲት ጀግና ሓቀኛ ቃላት ተውጺኢ አኻ መን ኣሞ ከማኻ

  • @erim9175
    @erim9175 หลายเดือนก่อน

    One country one people one nation 1 heart❤.

  • @semirokubay1995
    @semirokubay1995 6 ปีที่แล้ว

    Deqi Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷fqrna yebzahayo ab zelenayo Selam yhbena fetari 🇪🇷❤️👌💯👈👏

  • @user-nx5op6fm9f
    @user-nx5op6fm9f 6 ปีที่แล้ว +4

    ሰይ ሰይ ኣንዲተይ እንቃዕ ብሰላም መጻእካ

  • @Thereislifeafterdeath
    @Thereislifeafterdeath 6 ปีที่แล้ว +4

    Biteweded @braha 💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽

    • @cfataaxmaxamed689
      @cfataaxmaxamed689 6 ปีที่แล้ว

      😍😍😍😍😍💪💪💪👍👍✌✌✌✌

  • @thiwettureboy8677
    @thiwettureboy8677 6 ปีที่แล้ว

    Deqi Erey 😍🇪🇷 hade mailti'lo teakakibna nshqelu
    Anditey ajoko amlak nmen eliwo!💘💘we love Always Erena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍

  • @temsgenamlakumenkem4142
    @temsgenamlakumenkem4142 6 ปีที่แล้ว +4

    Selam naka hezbeye
    Rahwa naka hezbeye
    Kesaneti naka hezbeye
    Fekri naka hezbeye
    Senay naka hezbeye
    10000.Like

  • @samiboy2280
    @samiboy2280 6 ปีที่แล้ว +5

    WELLCOME aritist andit 💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Entertainment-ri3be
    @Entertainment-ri3be 6 ปีที่แล้ว +37

    ዓንዲተይይይይይይይይይይይይይይይይይይ
    ክሪኤካ ዝደሊ ደራፋይ ኢካ። i like you.
    Like like like ኣቡለይይይ።
    ትሕቲ ቶማስ ኣርዛር ካልኣይ ዝሪኤካ ስነ-ጥበባዊ ኢካ። ከነውሓኒ ንፉዕ ኢካ።

    • @Entertainment-ri3be
      @Entertainment-ri3be 6 ปีที่แล้ว

      I have a dream to reach Eri boy bhaki bel. Habibi ቁጽሪ whatsapp ስደደለይ ብጃካ። ማራ እየ ዝፈትዎ

    • @abrahamafwerqisebydeli6710
      @abrahamafwerqisebydeli6710 6 ปีที่แล้ว

      SELAM Entertainment skay sdiena Tomas. Is. Sakit 1 ዓንድት 2 ቶማስ

    • @Entertainment-ri3be
      @Entertainment-ri3be 6 ปีที่แล้ว +2

      seb yedli seb ydeli እወ ግን ኣብቲ ስነ ጥበብ እንተ መጺና ናይ ቶማስ ግጥሚ ከቢድ ትርጉም ኣለዎ።

    • @wediali4975
      @wediali4975 6 ปีที่แล้ว

      ስላም ተሕቲ ቶማስ ኣይኮነን ማዕረ ዮም

    • @abrahamafwerqisebydeli6710
      @abrahamafwerqisebydeli6710 6 ปีที่แล้ว

      SELAM Entertainment skay sdiena ናይ ዓንድት ከ እንታይ ይወጾ

  • @musicismylifepeacetoallhum5730
    @musicismylifepeacetoallhum5730 6 ปีที่แล้ว +1

    Andit Andit you are one of the best Eritrean artist been Young you can influence a lot of new generation you are very positive powerful message. keep it up your beautiful arts your traditional music your great message we will keep listening music lovers

  • @asmaromertira588
    @asmaromertira588 6 ปีที่แล้ว

    ዓንዲት 100% ብቅዓት ዘለካ ስነ ጥበባዊ ኢኻ ኣጆኻ ቀጽሎ

  • @betibeti3956
    @betibeti3956 6 ปีที่แล้ว +3

    Teasirom zelewu kiftuhlna kulu gzie yu tselotna ajoka anditey

  • @newyorkchannel2335
    @newyorkchannel2335 6 ปีที่แล้ว +3

    Waw andit mekseb kef zelewa ajoka kexlo

  • @habeshabest1876
    @habeshabest1876 6 ปีที่แล้ว +1

    Powwwwwww anditey kemza aynet blexeti derfi semie ayfeltn eye hakika eka amazing words seb hayli yeblun nab fetari gexina nmlesss💚💚💚💚💚💚💛💛💛💛💛💜💜💜💜👍

  • @aytigerahlebey1397
    @aytigerahlebey1397 6 ปีที่แล้ว

    Hizbeye
    Temeniye hade konka kirieye
    N'Andit zifetu
    Like fey abiluna yajema
    Bishim Andit

  • @isakmicheal7174
    @isakmicheal7174 6 ปีที่แล้ว +4

    aditey hawey natey Sihkor kemakas 1000 😙😙😙😙😙😙😙😙😙😙😙😙😙😙😙😙😙😙😙

  • @azazimakonnen3056
    @azazimakonnen3056 6 ปีที่แล้ว +4

    Great great great !!!!!!

  • @asmarina1123
    @asmarina1123 6 ปีที่แล้ว

    ሐደራኩም ኤርትራውያን ነንሕድሕድና ንፉቀር❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @mlasheyakrurawifewsilibi6982
    @mlasheyakrurawifewsilibi6982 6 ปีที่แล้ว

    Ambesaaaa you the man! Andit habibi ajoka bertea....

  • @girmayteklay8312
    @girmayteklay8312 6 ปีที่แล้ว +3

    Andit wegeney nbereley atawedi ayni eritrea

  • @misgnaelala2963
    @misgnaelala2963 6 ปีที่แล้ว +4

    andit ambesa 👍👍👍

  • @MrAman4051
    @MrAman4051 6 ปีที่แล้ว

    ዋው እልካ ዚሕለፍ ኣይኮነን ዓንዲት ሓወይ: ብጣዕሚ ሊቦና ዘለካ ናይ ህዝቢኻ ኣርትስት እኻ እሞ: ብጣዕሚ የድንቀካ:: ተዓወት ዓንዲታይ!

  • @asgedomberhane1172
    @asgedomberhane1172 5 ปีที่แล้ว

    ዓንዲይ ጅግና ንስኻስ እንቋዕ ተወለድካን ናትና ኮንካ ተስፋ መጻኢት ፍትሓዊት ኤርትራ።

  • @user-ke8dc6vp4c
    @user-ke8dc6vp4c 6 ปีที่แล้ว +5

    Andit korida aqsinkani 😙😙😙😙😙

  • @hazomotv1561
    @hazomotv1561 6 ปีที่แล้ว +14

    ትርጉም ስነ ጥበብ ኣብ ኪሮስ፡ ዓንዲት፡ ፉጹም፡ኩፍሎም፡ዛኪን ወዘተ ዝተረፉ ደለይቲ ሰላምን ሰብ ሕልናን እየ ኣስተማቂረያ።
    ምሳይ ዝሰማማዕ hit the #Like buttom

    • @bereketrussom1994
      @bereketrussom1994 6 ปีที่แล้ว +1

      Eritrea African Heaven melieka ktxedk n tomas alazar hawseley msom.

    • @messikesetelove7985
      @messikesetelove7985 6 ปีที่แล้ว

      mhreteab mikel resiekayo

    • @hazomotv1561
      @hazomotv1561 6 ปีที่แล้ว

      messi kesete love xubuq gerka anbbo zhawey wezete zterefun ele eye mknyatu nkulom kgelxom aqmi yebleyn ember buzuhat alewu zterefu

  • @marinatekiaefrem9486
    @marinatekiaefrem9486 6 ปีที่แล้ว

    ዓንድት ሓወይ ህልው ክንታት ትገልጽ ጥዕሚት ድርፍ ንስካ ህሮ ናትይ እካ አርትራ ንዘልኣለም ትንብር ኣመን!!!።

  • @user-cd3zo2rj9i
    @user-cd3zo2rj9i 6 ปีที่แล้ว

    ከፍቅር አብዛኛው ህዝብ ይጠቀማል ፍቅር ስላም ፅናት ለኤርትራውያን ፍቅር ያሽንፍል

  • @azumom5671
    @azumom5671 6 ปีที่แล้ว +17

    ዓንዲተይ ኣለና'ንዶ ክንዲ ኩሉ ፡ ዓንዲተይ ዘማሪ ፍቅሪ፡ ንገረለይ ባ መን'ዩ ሰላም ዝደሊ እቶም ኩብራት ኣቦታትና ሰላም ንግበር ምስ በሉ ዶ ኣይኮኑን ተኣሲሮም ፡ እታ ምቅርቲ ቃል ምስ ኣስማዕካኒ ጥራይ ዓጊበ ።
    ኣሕዋተይ ንስማዓዮ ፍልልይና ነጽብብ ንሰማማዕ ቀዲምና ንሕና ሰላም ንግበርሞ ድሕሪኡ ጉዳይ ገዛና ንገብር ።