Breaking ዶ/ር ደብረጽዮን ናብ ሱዳን ክስደድ፣ ግጭት ጻድቃንን ደበረጽዮንን፣ ኤርትራ ተሪር መልሲ september 22 2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 21 ก.ย. 2024
- #eritreanews# #ethiopianews# #tigrignanews# #zenatigrigna
እንቃእ ናብዛ ይትዩብ ቻነልኩም ብድሓን መጽኣኹም። እዛ ቻነል መዓልታዊ ሓድሽቲ ዜናታት ብቓንቃ ትግርኛ ዝፍነወላን ብትወሳኺ ውን ዝተፈላለዩ መሃርቲን ኣዛናጋዕትን መደባት እትረኽቡላ ቻነል እያ።
ነዛ ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም ብቓንቃኹም ብቓንቃ ትግርኛ መዓልታዊ ሓደሽቲ ዜናታት ብቐዳምነት ንኽበጽሐኩም
subscribe ንኽትገብሩ ብኽብሪ ንሓተኩም።
ስለቲ ትገብሩልና ምትብባዕኹም ከየመስገናኩም ኣይንሓልፍን።
I am glad that you have joined your TH-cam channel. This channel will provide you with daily and current news in tigrigna language. In addition, this channel will also creating educating and entertaining videos. If you want receive the latest tigrigna news, I kindly ask to subscribe for more videos.
Thank you for your continuous support.
Viva Eritrea 🇪🇷 ❤️🇪🇷 Congratulations my brother,Bravo ‼️👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽🇪🇷👏🏽👏🏽
ጅግና ብርሃነ ጸጋይ እንቓዕ ሐጎሰካ:: ንመጻኢ ድማ ዝያዳ ዓወት እንዳተመነና ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ንምነየልካ::
Congratulations Silver medal great job, thanks proud of u.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉eritrea
Welcome KB Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤሪትራዊ ተኾንካ መጀመርታ ብዜና ነይ ዓድኻ ጀምር ንኽብሪ ዓድኻ 🇪🇷💪
ጻድቃን ርእሲ ዶንጎላ መለስ ዘባሮሮ ቂም ቀዉጽእ ኢዩ ዕላሙኡ
Asey wedi erey
ጻድቃን ጸረ ሰላም ምስ መን ብዛዕባ ሰላም ክንዛራረብ እናበለ ይፍክር ነይሩ እዚ ተጃሃሪ ርእሲ ሓም ሓም ቶንኮለኛ
ኣሰይ ወዲ ኤረይ መኽሰብ፡ ኡንቋዕ ሓጎሰካ
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Welcome kb
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤
❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💙💙💙💙💙💙
ሻራ ዘይብሉ ዜናኽም ነመስግን ቀጽሉ
ሰላም ክቡራት የሕዋት ኣብዛ ፕሮፍይለይ ኣቲኩም እባ ጥውቅ ኣብሉዋ ❤❤ ❤❤ ❤❤
ምንጉስቱ ሃይለማሪያም ክኣ ናብ ስልጣን እዩ ትሃስቡ ነየሩ፡
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጉዳይ ትመጽጽ ኣላ ጻድቃን ክእለ ትራይ ኢዩ ዘለዎ ዋላ ንህዝቢ ኤርትራ ትኻን ኢዩ ንደብሪፅ ክንሕግዞ ጥራይ ኢዩ ዘለና
ታይ ትብል ወደይ ንነብስኻ ስደተኛ ተጸባዪ ኤውሮጳስ ንደብሪጭ ክትሕግዝ😮
ደብረጽዮ አቦ መንበር ጌታቸው ግዝያዊ ምኣስ ዩ ንኩሉ ግዜ ክኸውን ምኣስ ዩ ደብርጭ ክእለ በቃ ጸሊም ጸጉሮም ወዲኦም ሕጂ ድማ ጻዕዳ ጸጉሮም ክነግፉ😮
ኣየ ደብረ ጽንተት በቓ ሃለለው ኮይኑ ስራሕካን ዛራባኻን ዘይትገድፉዎ ነዚ ህዝቢ ትግራይ ባዕሉ ዘዋጸኦ ንክገብር !!!!!!
ህዝቢ ደአ ይድግፎ እኮ እዩ ዘሎ
Zerei qime beale tsdeqan tonkole kealeweka mes wedi Beshasha zehantsetsewo tonkole mekanu areyuna selltan begubaie enber be wedi meder galla tesmamika mengesti mellawe leba junta General
Eway mekera ziwereda Eritra bzom gohakalu zigezewa zelewu shuma kikeal tekek ela eti zimetsie zelos nezom gohalalu eyu zimlket
ከም 77 ፋህ ብትን ኣብሎም ንነውህ ግዜ ጦርነት እዮም ሃስቦሙልኩም ነይሮም።
ዉፁእ ሓሳዊ ባንዶ😂
ስብ ዋና ኣለዎ ኪብኮብትይ፡
ደብረጽየን ክትመርሕ ኣይትኽእልን ኢኻ ውረድ ቆርባዕ
ገና 50ዓመት ከገዘኦኩም እዩ ባርያ ተረፍ ጣልያን😂
@@ማኪጋልትግረይ ሓወይ እዚ መራሒኩም ደብሪ ኬድካ ፈላሲ ኩን በሎ ደብርጽዮን ኣይኮነን ዶ ክገዝኣካ ክትገዝኦ ከማን ጸገም እዩ ። ቪቫ ገታቸው ኣምበሳደር ሰላም ።
ኣታ እዚ መንገዲ ባብር ናይ ደ ደብረጼዮን😢 ዘረባ ገርኩም ሰብ ተስልጽችው ኣለኩም
ኣታ እዚ ደብረጾን ኣይወረደን ዱ እታይ እዩ መመሊሱ ሰላም ሃብዎ እዚ ህዝቢ
ሓሳዊ ጉዳይ ግበር ኣይምልከተካን
Kkkm ata azoma kabdoma men raqasoma baqa, mestera yalen😂😂😂😂😂
Ty eka txhf zeleka wela aynbebn you🙈
@@RastaRasta-eo6fg ayatatka mestera maqaba yelen 😂😂😂😂
@@RamadanSalihAbumaher anta kbur kndey kfli dika bexihka wela zi txhfo zeleka aynbebn yu🤔
ቐደም ፈሊጥናኩም ከምትፈላለዩ እንዳ በረጸን ንስላጣንኩም ኢልኩም እንበር ንህዝቢ ትግራይ ከምዘይትቃለሱ
ዓወፅዎፅ በል ፀላኢ ደብረፅዮን ዋዛ ስብኣይ ኣይኮነን😂😂
ብከባብን ብስልጣንን እናተናቆትኩም ንህዝቢ ትግራይ ትግራይ ብምዃንካ ኢኻ ትቅተል ዘለኻ ኢልኩም ሓሲኹሞ ፡ ጀኖሳይድ ተፈጺምካ ኢልኩም ሓሲኹሞ፡ እቲ ሓቂ ግን ናይ ስልጣን ጉዳይን ናይ ሃብትኹም ካብ ሃገረ ኢትዮጵያ ዝሰረቅኩሞ ን27 ዓመታትን ኢዩ ናብ ኲናት የእትይኩም።
ኣብርእሲኡ እቲ ዓባይ ትግራይ ንሃገረ ኤርትራ ኣፍሪስካ ዝብል ባዶሽ ሕልምኹም ብተላኣኽነት ኣሜሪካዩ ናብ ኲናት ኣእትይኩም። ኪኖዚ ሓቂ የለን ኩሉኹም ንህዝቢ ትግራይ ሓሰውቲ ኢኹም ።
ማዓልትካ ተፀበ ኣብ ልዕሌካ ጃናሳይ ከፍፀመካ እዩ ንግዜ ጥራይ ንግዶፎ