እናተዃሓልና ኣብ ረግረግ ንጣኒ ማሕበረሰብ ዲና?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.ย. 2024
  • Polished on the Outside, Sinking on the Inside: A Society in Peril?
    Please join this channel to get access to perks: / @tigrai_press
    Please support TP via Zelle: 1 945-444-0102
    Please consider supporting Tigrai Press through Super Chat & Super Stickers!
    Email: TigraiPress@gmail.com
    Twitter Page: / tigrai_press
    Facebook page: / presstigrai
    Facebook Profile: / bisrat11
    #Ethiopianews #Eritreanews #SeifuOnEBS #Tigraitv #BBC #VOA #EAL #JawarMohammed #KushMedia #OMN #CNN #Somalinews #Somaliland #AsmaraEritrea #IsiasAfewerki #TheHeritageFoundation #GetachewReda #DebretsiyonGebremichael #Biden #GeneralWorede #GeneralTsadkan #AwrambaTimes #DawitKebede #DrShinn #LidetuAyalew #StalinZaraMedia #EthiopianAthleticsFederation #EphraimIsaac #RedSea #Asmara #Mekelle #DiasporaAgainstChildHunger #Canada #InternationalCommissionofHumanRightsExperts #TigrayanChurch #EOTC #OromiaChurch #TPLF #TigrayGovernment #IntremAdminstrationofTigray #TDF #DawitWeldegiorgis #OLF #ENDF #TDF #SudanWar #StateDept #WaElaTigray #TigrayGlobalProtest #AmharaProtest #FestivalTigray2023 #Ashenda2023 #Amhara #EthiopianParliament #Weyane #ZeresenayAlemseged #EmperorHaileselassie #MengistuHaileMariam #MelesZenawi #HaileMariamDesalegn #TigraiPress #UAE #SaudiArabia #KingCharles
    If you're interested in enhancing your social media experience with StreamYard software, please click the link below. Want to create live streams like this? Check out StreamYard: streamyard.com...

ความคิดเห็น • 31

  • @chelig3827
    @chelig3827 หลายเดือนก่อน +1

    እዞም ናይ 60ታት አያታት አታሓሳስበኦም ይኹን መትከሎም ነቓፃት እዮም። ፖለቲካዊ አታሓሳስባ ኮ መፅሓፍ ቅዱሳዊ ቃል የኾነይ፣ ለሐሽ አትሓሳስባ ልሓዘ ሓዱሽ ወለዶ ትመፅእ ተሎ ሓሳቡ አኽቢሮምይ ተቓቢሎሚይ እሳቶም ብቕኑዕ ብድሕሪት advisers ኾይኖም ብኽብሪ ተመኩረኦም ህንዲ ምክፋል ሃም ቑርዲድ ተጣቢቖም ህዝብና የወድእዎለዉ። አንሕና ደማ ብልሰልጠነ መልክዕ ክንቃለሶም አለና።
    Thank you TP. KEEP IT UP!

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ

  • @birhanebezabihambaye6636
    @birhanebezabihambaye6636 หลายเดือนก่อน

    Nice to see you good rational analyst. Yes TIGRAI one of its values is people leads the leaders will fallow.

  • @lulaa1242
    @lulaa1242 หลายเดือนก่อน +2

    ብስራት ፅቡቅ አለኻ ማህረስብ ክድቅስ የብሉን ክዛረብ ክኽዕል አለዎ

  • @yohannesande3573
    @yohannesande3573 หลายเดือนก่อน +1

    TEGRAI ENTEFERESET SELAM YEFETER ADI SHIBERTEGNA ADDI BEMKANA GOD BLESS ERITREA AND PIA AS WELL AS FANO AMHARA.

  • @BereketKiflu-y6z
    @BereketKiflu-y6z หลายเดือนก่อน

    ትክክል ክንዓቅ የብሉን

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 หลายเดือนก่อน

    Getachew is a great politician what can you say 🤷‍♂️

  • @beletu7041
    @beletu7041 หลายเดือนก่อน +1

    እዞም ሰበ ስልጣላትና የማና የመና ገዲውቶም አሕምዎም ዩ ፅንዕዝለ ናብ መፅልላእን ምጥልላፍን አነ እተኾይነ ብላዕሊ ወይ አብ ስልጣን አብ ዝግበር ግምገማ ውን የጥቅዕ እንበር አይጥቃዕን ዝብል ውን ምቅድዳም ይሕብር ዩ ሐዚ ውን እዞም ናይ ፀጥታ አካላት ወይ ጀነራላት ብሚዛናዊ እቲ ገምጋማት ጉድለታት ንቶም ሰብ ዋናታት አብግልፂ ብዙሐትክቀርበሎምን ክንቀፈሉን አለዎም ጊዜ አይተብልዑ ህዝብና አብ መከራ አሎ ።

  • @user-pt2oc2hf8l
    @user-pt2oc2hf8l หลายเดือนก่อน

    100% ትክክል

  • @yaredtesfa97
    @yaredtesfa97 หลายเดือนก่อน

    Halowlow

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና ኹቡርት እሕዋት እቶም ዝተልዐሉ ሐስባት ፁቡቃት እዩ ጀነራል ክንፍ ዛልዕልው ሐስብ ፁቡቅ እዩ እግዚአብሔር እምላክ ግን ንዝ ህዝብ ዝ ካብ ዘለው መክራን ህውክትን ያውፃእዩ እቶ ጌታቸው ምስ ፃዳቃን ኻይኖም ንፕፕ ክሕግዙ ይመስሉ ዝተገበረ ጃኖሳይድ ናታ ጌጌ እዩ ማለት ታይ ማለት እዩ ዛሕዝን እዛምመምስልቴ እግዚአብሔር ምስ ባዐል ሐቅ ይኹን እብዜ ተነሕነሕት ዉደብ ይኹኑ እክትቬስት ትግራይ ንህዝብ ዝስርሑ ክይኻኖስ ንገንዝብ ንስልጣን ዝጎየዬ እዩም ብናተይ ርእይቶ

  • @okellobusha1351
    @okellobusha1351 หลายเดือนก่อน +1

    #ቴሌቪዥን_ትግራይ | ኣብ ህልው ኩነታት ኣድሂቡ ኣቦ ወንበር ውድብ ህወሓት ዝተወሃበ መብርሂ 20 ሓምለ 2016 ዓ/ም
    “የሌባ አይነ ደረቅ ልብ ያደርቅ” ከምዝባሃል፥ ደብረጽየን (ደብረብርሰት) ገ/ሚ ዓይኑ ኣፍጢጡ ምንም ገበን ኣብ ህዝቢ #Tigray, #Ethiopia ከምዘይፈፀመ፥ ጀጋኑ መረሕቲ ቁጽጽር ኮሚሽን - ህወሓት ብዕሊ ኣብ ሚድያ ወጺኦም ብናይ ህወሓት ስራሕ ፈጻሚን ማ/ኮሚቴን ዝካየድ ዘሎ ሽርሒን ሕብሕብኢተይን ገበንን በደልን ሰለዘቃልዑ ኽሸፋፍንን ክከላኸልን ድቃስ ስኢኑ ዘይምጎት ምጉት ሒዙ ቀሪቡ እንሄ ሕዚ ምንም ከይሓፈረ። ብዓብላላይን ስታሊናዊን ልቡን ርእሱን ተዓቢዩ ነቶም ብናይ ህወሓት ህገ ደንቢ መሠረት ዝተሸሙ ናይ ቁጽጽር ኮሚሽን መረሕቲ ከምተራ ኣባላት ብምቑጻር፡ ናይቲ ውድብ ኣሰራርሓን ኣካይዳን ናይ ምምርማርን ምክክትታልን ንጉባኤ ሪፖርት ናይ ምግባርን ስልጣኖምን ተልእኮኦምን ብምግሃስን ብምርጋጽን ተራ ኣባላት እዮም ብማለት ብግልጺ ንዝህቢ ትግራይ ሓስዩን ኣጋግዩን ኣሎ። ስልጣኖም ነቲ ማ/ኮሚቴን ስራሕ ፈጻሚን ናይ ምምርማርን ምቁጽጻርን ዝሓወሰ እዩ። እዙይ ኣይኸውንን እንዳበለን ነገራት እንዳጓተተ እንዳጠዋወየን እንዳአናገዐን እዩ ጸኒሑ ስጋብ ሎሚ። ሕዚ ተገዲዱ ናብ ሚድያ ወጺኡ ጉዱ ብዝገደደ ከዋቕዕን ክሓባብእን ከታልልን ኣትዩ ዝንሄ። ብትዕቢት መን ጠያቒ ኣለኒ ብማለት ይኹን ወይ ድማ ኣምሊጥዎ ነቲ ጉባኤ ካብልክዕ ንላዕሊ ኣዘናጊዕናዮ ኢና ኢሉ ኣሚኑ። “እንታይ እዩ ሞ” ኢሉ እንትይ ክተምጹ ኢኹም ብማለት። ብተወሳኺ ኩለይ “ኣነስ ናይ ስራሕ ፈጻሚ ኣኬባታት ክንደይ ጊዜ ኣንዊሓ እንድየ ኢሉ ንጋዜጠኛታት መልሲ ተዓቢዩ ሂቡ።” ዘረቡኡ ነቲ ኩይናት ኣብ ደው ምባልን ዘይምባልን ኩልይ ናይ ዝነበረ ምይይጥ ነጸብራቕ እዩ። እቲ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፖለቲካዊ ፀገም ብሰላም ስጋብ መወዳእታ ንኺዶ ንዝብሉ ሓሳባት ነጺጉ ንሱን መሰልቱን ኮይኖም ኩሉ ዓብሊሎም እቲ ደማዊ ኩይናት ክውላዕ ትእዛን መረሕነትን ሂቡ እዚ ፋሺስት። ንህዝቢ ትግራይ ናብ 1,000,000 ህዝቢ ጽንተት (GENOCIDE) ከጋጥሞ ኣብቂዑ እዩ። ነዙይ ደማ ብተዘዋዋሪ መንገዲ ኣሚንሉ እዩ። ኣብ ቀረባ ጊዜ መን ሓታቲ ኣለኒ ኢሉ “1,000,000 ህዝቢ ናፍቲ ኩይናት ኣሰሊፍና ኢና” ኢሉ ተዛሪቡ። ንሱ መሰልቱን ፋሺስትታት እንዳኣረዩ ኣገዲድም ዘሰለፍዎ ህዝቢ እዩ ረጊፉ ዝንሄ። ናይ ህዝብና 1,000,000 ህዝቢ ምርጋፍ ቅጭጭ ኣይበሎምን ኣይተሰመዖምን። ሓሊፎም ተሪፎም ውድብና ነድሓን ይብሉ ኣለዉ ብዕሊ። ኢዶእ! ካብዙይ ዝገደድ ዓቢይ ክሕደትን ገበን ኩይናትን (HIGH TREASON and WAR CRIMES) እንታይ ኣሎ?
    ኣብ መንጎ (ማ/ኮሚቴ + ስራሕ ፈጻሚ)ን ቁጽጽር ኮሚሽንን ማእኸል ዝንሄ ናይ ሓሳብን ትሕዝቶን ፍልልይ ሰፊሕን ዓምዩቑን እዩ። ደብረጽየን/ደብረብርሰትን ሓሽከሩ ኣማኑኤል ኣሰፋን ግና ነዚ ከቢድ ጉዳይ ህዝቢ ትግርይ ከም ተራ ነገር ኣቃሊሎም ኣዋቒዖምን ክሕለፍ እሞ ካብ ፍጹም ሓላፍነት ክድሕኑን ክሃድሙን እዮም ዝጽዕሩ ዘለዉ። እታ ምንም ዘይትተርፍ ናብ እዚ ኹሉ ደማዊ ኩይናትን ብርሰትን ንምንታይን ብኸመይን ኣትና እዚ ኹሉ ግፍዒን በደልን ንምንታይ ኣብ ህዝቢ ትግራይ በጽሐ ንዝብል ምርመራን ተሓታትነትን (ENQUIRY COMMISSION) ተመስሪቱ ክይፃረ ንምድፋንን ምድምሳስን እዩ መንገዲ ሕሶትን መፀለምታን ጥውይዋይን ዝኸድዎ ዘለዉ። ናይ ደብረጽየን/ደብረብርሰት ርእሲስ ካብ ናይ ጠ/ሚኒስትር ኣቢይ በሊጹ OVER SMART ኮይኑ ንምዕሻው “ክቡር ጠ/ሚንስትር ቃል ከምዝኣተዉልና” ኢሉ ድጋፍን ተቐባልነትን ንምርካብ ትማሊ “ፋሺስት” ኢሉ ከምዘይጸውዖ። ምስ Prosperity Party ብውሽጣውሽጢ ብዝብገብርዎ ርክብ ደገፍ ረኺቦም ህወሓት ካብ ኩይናት ወላዕነት ናጻ ተባሂላ ከምትፍቀድ ብምሉእ ልቡ ተዛሪቡ። PP ይደግፎም ኣይደግፎም ህወሓት ኣብ ትግራይ ከምዘይ ትለዓል TERMINALLY እንዳሞታትን እንዳተደርበየትን እያ። ምስ PP “እከክልኝ ልከክልህ” ኣይሰርሕን። ከምዙይ ኢሉ ምዝራቡ ረሳሕነት እዩ።
    ካልእ ደብረብርሰት ብዕሊ ዘጋለጾ “ኣብ መኸተ ኢና ዘለና። መሬትናን ሉኣላዊነትና ኣይተመለሰን። ናይ ፕሪቶሪያ ውዕሊ ምንም ኣይተተግበረን። ፌደራል መንግስቲ ኩሉ ኣብ ትሕቴና እዩ ክኾን ዘለዎ ዝብሎ ኣይንቕበሎን።” ናይ ትግራይ ሉኡላዊነት ናጽነት ኩሉ እንዳበለ ኣህተፍቲፉ ናይ ትግራይ ህዝቢ ብዘይደልዮን ብዘይሓልሞን መንገዲ ። እዙይ ኩሉ ዘህተፍትፎ ዘሎ በቲ ተፈጥሯዊ ነቓጽ፡ ድንዙዝ፡ ክፉእ፡ ጋኔናዊ፡ ኢሰብኣዊ ልቡን ርእሱን ኣተሓሳስብኡን ተደረኹ እዩ። 1,023 ሓሻኽሩ ካድሬታት ኣኻኺቡ ካልኦት ኩለይ ወሳሲኹ፡ ኣጭበርቢሩ ብዘይግቡ ናይ ውድብ ቁጽጽር ኮሚሽን ከይተቐበሎ ጉባኤ ፀዊዑ ንህዝቢ ትግራይ ናብ ዝኸፍአ ቅልውላው ከእትውን ትግራይ-ትግሪኚ ሕልሙን ተልእኾኡን ምስ መሰልቱ ካካይ ቡቃላት ኤርትራ ኮይኑ ዝጓየዩን ዓበርበር ዝብሉ ዘሉዉ። ስለዙይ ህዝቢ ትግራይን ውላድ ትግራይን ኣብ ዘለኻዮ ኮይንካ ነዞም ነቀርሳታትን ቫይረሳትን ንሓንሻብን መጨረሽታን ከተውግዶም ተላዓል። ንዞም ሰለምን ምርግጋእን ልምዓትን ድቃስን ከሊኦሙኻ ዘለዉ ነቀርሳ ተውግዶም ጽባሕ አይኮነን ሎሚ እዩ ኢዋኑ!!!!!

  • @beletu7041
    @beletu7041 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ሐዚ ግን ዝባአሰን ዝገደደን ዝመስል ምንም ዓይነት መርድዳእ የለን

  • @adaneAbay-b8u
    @adaneAbay-b8u หลายเดือนก่อน

    ብስራት ሰካራም ኣይኮነን መልእኽቲ እዩ ዘሕልፎ ዘሎ ብድሕሪት ሰብ ኣሎ

  • @user-pw9td3ew8g
    @user-pw9td3ew8g หลายเดือนก่อน

    .ትግራይ ፕረስ ንትግራይ ፅንተት ዝገብሩ ዘለው ተዋዲዶም እዮም ናትካ አካያይዳ ፖፓፒኪኪኬከኬከኬጰጴጰከጴጰኪጰኬከኬጨጰጬሬሬጰጴኬ

  • @IsacAbera
    @IsacAbera หลายเดือนก่อน

    መፍትሒ እንደሊ እንተኾይንና ዝረኣየኒ ካብ ኩሉ ጣቢያታት ዝውከሉ ዳሓን ዝባሃሉ ህዝቢ ብግልፂ ዝውከሎም። ካብ ሙሁራት rational ዝኾኑ በሙሁራት ዝውከሉ። ካብ ናይ ሃይማኖት መራሕቲ ናይ ህዝቢ ረብሓ ዝገብሩ ዘለውሉን ካልኦት ካብ ቲዲፍ ኣባላት ወዘተ ዘለውሉ መድረኽ እንተዝካየድ። እቲ ዝነበረ ከይዲ ብግልፂ ምቅራብ። ናይቶም ገለልተኛ ፅንዓት ዘካየዱ ኣካላት ፅንዓቶም ከቅርቡ ኣብዝሓፀረ ጊዘ እንተዝካየድ ቅድሚ ጉባኤ። እቲ ጉዳይ ህዝቢ ዝወከሎም ዝህቡዎ ኣንፈት እንተንኽተል ይብል።

  • @ShambelShambel-tu4kv
    @ShambelShambel-tu4kv หลายเดือนก่อน

    Bezaeba eritera kem gerbtekum terah hesebewa bezaeba seyum nay merqana eu aboday abomisemar ezi ab etiopa zeboqlu medenzezi tekli eyom ab eritera zelo medenzezi gen nay hegi kamo metsikum fetenewo entekone aytehasebewon tekonu

  • @hagosmokonnen9799
    @hagosmokonnen9799 หลายเดือนก่อน

    ኣረ ይኾኖ
    እንታበይ ዝመፀ ኣመል ኢየ
    ተነሓናሕቲ
    ፀላእቲ
    ተቛወምቲ ዝብል ጨሩሱ ክፅረግ ዘለዎ ኣብሃህላ ንፈትሾ
    ዘነሓንሕ ወይ ተቓወምቲ ወይ ተቓረንቲ ዘይኮነስ ብተወዳደርቲ ብስነሓሳብን ብስነግብራዊነትን ክንቅይሮ ኣለና
    ናይ ኣይሁድ ምዕራባውያን ዘንቀላወጥናዮ ክንፀራርጎ ኣለነሰ
    ውድብ ዶየ
    ውዳበ ዶየ እውን ብጉጃሉ ንስልጣን ንምርሳት ዝግበር ኩሉ ክንቅይሮ ይግባእ

  • @Tadesse-zz5dp
    @Tadesse-zz5dp หลายเดือนก่อน

    የትግራይ ነገር መዳከምያ ነው

  • @helenzewede3802
    @helenzewede3802 หลายเดือนก่อน

    I think people should pray before listening to people talk and explaining it to other people. Please, just speak with respect.
    I
    How can I and you miss understand the same talk from Debretsion.
    We just need to stop talking and confusing people. So the Pretoria agreement is falling apart. Can we focus on this issue???

  • @user-pt2oc2hf8l
    @user-pt2oc2hf8l หลายเดือนก่อน

    እወ ዶ ሰኸሩ ጓልካ ዝሓተተካ አይትፅላኣዮ ሰኺሩ ዝፀረፈካ ግን አይትረሳዕዮ በሉ ወለዲ !!

  • @hailekidanu7964
    @hailekidanu7964 หลายเดือนก่อน

    hi ጌታቸው መርጊያ ከመይ አለኻ ? አብ ትግራይ ፕሬስ /ብስራት ከበደ/ሚድያ ዝሃብካዮ ሪኢቶ ካብ ናይ ትግራይ ፓለቲካዊ ኩነታት ዘይራሓቕካ ምዃንካን ፅቡቕን እዩ።ቀፅለሉ።ሓንቲ ክትስሕታ ዘይግባእ ፖርቲ ድስፕሊን ተጣሒሲ አናርክዝም ምስፍሑ ዘሕዝን እዩ ክባሃል ኣለዎ።

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 หลายเดือนก่อน

    Dr Debrxon is a joke not a politician::

  • @gebreselassiesimon37
    @gebreselassiesimon37 หลายเดือนก่อน

    ቱመጨረሻ ፡ ቱ ፡ ልተባሃለ ፡ እዮ

  • @user-wv4hw3zx9l
    @user-wv4hw3zx9l หลายเดือนก่อน

    ስዩም ተሾመ ሲሳይ አጌና አበበ ቶላ ....ኩሎም ቀዲሞም አጀንዳ ዝእውጁ ተልእኮ ተዋሂብዎም ተዋዲዱ ብዳንኤል ክብረት ዝምራሕ 'ዩ

  • @okellobusha1351
    @okellobusha1351 หลายเดือนก่อน

    PART ONE MESSAGE
    ኣንብብዎ ስጋብ መወዳእታ ጉዳይ ትግራይ ዝምልከተኩም ኩሌኹም ብፍላይ ድማ ሓይልታት TDF.
    መረሕቲ ህወሓት ዘይሕባእ ገበን ኩይናትን ኢሰብኣዊነትን (WAR CRIMES AND CRIMES AGAINST HUMANITY) ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ፈፂሞም እዮም!!
    ብደብረጽየን(ደብረጽንተት) ገ/ሚ መሪሕነት ዝምራሕ ዘሎ ሠይጣናዊን ፋሺስታዊን ዝኾነ ጉጂለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ደማዊን መበረሲን ዝኾነ ኩይናት ክውላዕን ክባራዕን ብምግባሩ ብዘየጋግይ መንገዲ ዋና ተጠየቕቲን ተሓተቲን እዮም።
    ብደብረፅየን (ደብረብርሰት) መሪሕነት ኣባላት ጉጂለ ህወሓት ብንኡሱ እዘን ዝስዕባ ዘለዋ 15 መስደምመቲ ገበን ኩይናት ኣብ ትግራይ - ኢትዮጵያ ፈጺሞም እዮም፥
    1) ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ መዘዝን ጠንቂን ከምዘምጽእ እንዳፈለጡ ንናይ ፌደራል ኢትዮጵያ ሰሜን እዝ ኮነ ኢሎም ምውቃዕን ምውራርን ፡
    2) ህገ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘይፈቕዶ ኣብ ትግራይ ጠቕላላ መረጻ ምግባሮም፡
    3) ንዓለም ብሙሉኡ ዘንቀጥቀጠ ኮቪድ-19 እንዳሃልወ እቲ ኩይናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ንዘምጽኦ ሕማቕ ሳዕቤን ግዲ ዘይምሃብ፡
    4) ትግራይ ብኣንበጣ ተወሪራ ህዝቢ ኹሉ ዝዘርኦ እኽሊ ከድሕን እንዳተዋደቐ እንዳሃልወ፥ መረሕቲ ህወሓት ንዘይረኽብዎ ናይ ኣዲስ ኣበባ ስልጣኖም ቅድሚያ ምሃቦም፡
    5) 2.0 ሚልይን ተጋሩ ክፋል ሲሶ ናይቲ ህዝቢ ኣብ ኢድ ሰብኣዊ ረዴት (Safety Net) እንዳሃለዉ፥ ርህራሄን ሓላፍነትን ዘይምርኣዮም
    6) ኣብ ክልል ኣምሓራን ካልእ ኢትዮጵያ ከባቢ ንዝነብሩ ተጋሩ ዘፈራርሕን ዘጭንቕን ናይ ሕሶት ፕሮፓጋንዳ በቲኖም፥ ትግራዋይ ወሊዱ ማእሪጉ ካብዝነበረሉ ብሰይጣናዊ ስብከት ኣፈናቒሎም ናብ ዝኸፍአ ናብራ ምእታዎም
    7) ንገድሊ ዘይበጽሑ ህጻውንቲ ትግራይ ብጭካነ እንዳገደድካ ናብ ሓዊ ኩይናት ክኣትዉን ፈንጂታት ኣረይቲን ዓሩር ጥይት ተቐበልቲት ምግባር
    8) ብጥምየት ዝሳቐይ ንዘሎ ህዝቢ ትግራይ ህይወት ምድሓኒ ዝተመደበ ናይ ዓልምለኽ ረድኤት እኽሊን፡ ነዳዲን፡ መጓዓዚያ መኻይንን ብህወሓት ዕጡቓት ክሰረቕን ክዝረፍን ምግባር
    9) ኣብ ከተማታት ትግራይ ብፍላይ ድማ ኣብ ከተማ መቐለ ኮነ ተባሂሉ ህጊን ስነ-ስርዓትን ምሕደራን ክፈርስ ተገይሩ፥ ኣብ ትሕቲ ህጊ ቁጽጽር ዝነበሩ ከበድቲ ወንጀለኛታት ናጻ ወጺኦም ወሰን ዘይብሉ ስርቂን፡ ዝርፊያን፡ መጥቓዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ክስፋሕፋሕ ምግባር፡
    10) ኮነ ተባሂሉን ተሓሲብሉን ኣብ ትግራይ፡ ኢትዮጵያ ዝርከባ ብክንደይ መስዋእቲ ዝተረኸባ መሰረተ ልምዓታት ንእብነት ናይ አኽሱም ከተማ ዓለምለኸ ኣውሮፕላን መዕረፊ ካብ ጥቕሚ ወጻኢ ገይርካ ምፍርራስን ንህዝብኻ ኣብ ፀግምን ስቓይን ምእታው
    11) ነቲ መረሕቲ ህወሓት ዝጀመርዎ ኩይናት ተወሳኺ ገበነኛ ንምውሳኽን ከስቢ ናይ ዓለም ፖለቲካ ንምሽቃጥን ኮነ ኢሎም ንኤርትራ ሰለስተ ጊዜ ብሮኬትን ብካልኦት ነዊሕ ተጓዓዝቲ ከብድቲ ኣጽዋራትን ክትውቃዕ ገበሩ። ኣብ መበል ሳልሳይ ጊዜ ናይ ኤርትራ ሰራዊት ነዙይ ግብረ መልሲ ንምሃብ ሙሉእ ሓይሉ ናብ ትግራይ ኣእትዩ ብፍላይ ኣብ ቅድስት ስፍራ አኽሱምን ኣብ ማርያም ድንግላት ዓዲግራትን ቅሉዕ አረመኔያዊ ጨፍጫፍ ንከካይድ ቅድመ ኹነታትን ምኽንያትን ንፀላኢ ምዝግጃው። እዙይ እኩይ ግብሪ ናይ መረሕቲ ህወሓት ፀለእቲ ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ምሁራት ኤርትራ ባዓል ፕሮፌሰር ተኪኤ ፍሥሃጽየን ኣብ ትግራይ ዝጣየሻ ዘለዋ መሰረተ ልምዓታት ጽባሕ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያን ካኦት ምብራቕ ኣፍሪካን ንትገብሮ ናይ ኢንዱስትሪን ንግዲን ዕድላት ዝዕቅፋ ስለዝኾና ቀልጢፍና ክነዕንወን ኣለና ዝበልዎ ጥጡሕ ባይታ ዝፈጠረን ኣብ ተግባር ዘውዓለን ብወገን መረሕቲ ህወሓት ዝተሸርሐ ዓብይ ናይ ኩይናት ወንጀል እዩ
    12) ኣብ ኣጋ መጀመርታ እቲ ኩይናት ኣብ ማይ-ካድራ ሑመራ ዞን አብ ሕርሻ ልምዓታት ተቖጺሮም ንምስራሕ ዝጽበዩ ኣብ ዝነበሩ ንፁሃን ኣምሓሩ ሓይሊ ህወሓት ኣረመኔያዊ ጨፍጫፍ ምስ ፈጸሙ፥ ዳሓር ድማ ግብረ መልሲ ንምሃብ ሓይልታት ኣምሓራ ኣረመኔያዊ ጨፍጫፍ አብ ንጹሃን ተጋሩ ክፍጽሙ ክኢሎም። እዙይ ትግራይ ግልብጥብጣ ንኽትወጽእ ዝተሰረሐ ሽርሒ መረሕቲ ህወሓት እዩ። ናቶም ገበን “ቅዱስ” ገይሮም፥ ናይ ጸላኢኦም ገበን ድማ “ጄኖሳይድ” እንዳበሉ ናይ ሓርገፅ ንብዓት ምብካይን ኣውያት ፕሮፓጋንዳ ምብታንን ንዝፈፀምዎ ቅሉዕ ገበን ኩይናት ክሽፍኖ ኣይኽእልን። ናይ ወፃኢ ዓዲታት ጎይተቶምን ዜና ማእከላትን ኩለይ ከምኣቶም ኢሰብ ኣዊ ኣውያት የእውዩ ነይሮም
    13) ንፖለቲካ ሸቐጥ ተባሂሉ ዘይለ (Imaginary) ፀላኢ ምፍጣርን ብደቡብ ኣምሓራ፡ ብሰሜን ድማ ኤርትራዊ ከጥፍአካ መፀካ እንዳበሉ ኣጉል ፍርሒን (Phobia) ናይ ኣእምሮ ሽበራን (Psychological Terror) ብምፍጣር፥ ህዝቢ ትግራይ ክደናገርን ክፈርሕን ኢሉ ድማ መማረጺ ሲኢኑ ምስኣቶም ክስለፍን ምግዳድ። ብተወሳኺ ዘይዓርፍ ግጭትን ኩይናትን ጊዜ እንዳራኣዩ ብምፍሓስን ብምጽሓርን ንኹሉ ትግራዋይ ኣብ ዓዲ ይኹን ኣብ ወጻኢ ዘሎ ሰላምን ዝተረጋገአ ሂወትን ከይረክብ ድቃስ ምኽላእን ኣብ ናብርኡን ጉዳዩን ከይጥምት ዕንቅፋት ምዃን
    14) ረብሓ ጂኦፖለታካ ዘለዎም ናይ ወጻኢ መንግስታትን ሓይልታትን ኣብ ኢትዮጵያ ንምክያድ ዝደልይዎ ናይ ውክልና ኩይናት (Proxy War) መረሕቲ ህወሓት ምችው ኩነታት ምፍጣርን ተግባራዊ ምግባርን። ናይ ወፃኢ ሓይልታት ተሓባበርቲን ሽርሐኛታትን ብምዃን ንህዝቢ ትግራይ መጋበሪያ ገይርካ ናብ ሓዊ ክኣትው ምግዳድ
    15) እዚ ኹሉ ገበን ዝፈፀምዎ ምንም ከይተሰመዖም፥ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዳግም ሕውየትን ህንፀትን ኣብ ዝረባረበሉ ኢዋን፥ ንሓዋሩ ደው ዘይብል ኩይናት ኣብ ትግራይ ውሽጢ ኣብ መንጎ ተጋሩ ንምፍጣር፥ ሎሚ ድማ ሰይጣናዊ ሕልሚን ግብሪን ኣብ ምጥያሽ ይርከቡ
    ንህዝቢ ከጥፉን ካብ መረበቱ ከፈናቕሉን ኮነ ኢሎም እንዳፈለጡ ኩይናት ወሊዕም ኣብ መጨረሰታ ብስሩዕ ተሳዒሮም ተንበርኪኾም ለሚኖም ናይ ሰላም ውዕሊ መርዚ እንዳጣዓሞም ፈሪሞም እዮም። ተመሊሶም ናብ ከተማታት ትግራይ ምስኣተዉ ግና መጥፍኢ ትልሚታት እንዳሓንፀፁ ንህዝቢ ትግራይ ዳግም ዕረፍቲ ከሊኦሞ ይርከቡ። ትልሚ-1 ማለት PLAN- A ገይሮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ርኹስ ሕልሞም ስለዝፈሸለ ንህዝቢ ትግራይ ዝብጽባጽን ህራስ ዝኽልእን ናብ ሃይማኖታዊ ትልሚ ሰይጣን ኣትዮም ይርከቡ። እዙይ ድማ ናብ ኣዲስ ኣበባ መንገዲ እንተዘይኮይንሎም ትልሚ-2 ማለት PLAN- B ኢሎም ዝመደብዎ እዩ። እዙይ ሰይጣናዊ ትልሞም ኩለይ ብኽልተ ገጽ/ክፋል ክትግብርዎ ድቃስ ሲኢኖሙሉ ዘለዉ እኩይ ተግባር እዩ።

  • @lulaa1242
    @lulaa1242 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ዝሀለፈ ጥፍዓት ካብ ምዝራብ ህዚ እንታይ ክንገብር አለን ምዝራብ ይሀይሽ ርእስኹም አስርህዎ አይተ ጌታቸው

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF หลายเดือนก่อน

    ሓደ ምስላ ኣሎ ዝነዓካዮ ሰብኣይ የጥንሰካ ይባሃል
    እሞ ሕጂ ድማ እዚኦም ዝበልዎ ዘረባ ኣብ ተግባር እይም ዘውዕልዎ

  • @okellobusha1351
    @okellobusha1351 หลายเดือนก่อน

    ኣይተ ጌታቸው መርጊያ ተንታኒ ዘእንተይኮንካስ ተንታኒ መሳሊ መሲልካ ቀሪብካ። ደብረጽየን/ደብረብርሰት እዚ ኹሉ ሕሶትን፡ ምሽፍፋንን ምፍርራሕን ንዕቐት ትግራዋይ እንተይተረፈ ተዛሪቡስ ክትንእዶ ኣቲኻ። ቁጽጽር ኮሚሽን ህወሓት ዘቕረቦ ኣሒጉሱካ ማለት እዩ። ብጥቕሚ ዝተገዝአ መልሓስካ ኣርእይካና። ባዓል ንስኻ ኣብ ትግራይ ምፍጣርኩም ሓዘን ህዝቢ ትግራይ እዩ!!!