We are Eritreans. We are peaceful people. We are heroes people. We are united people. We will protect our people and our country, including our Red Sea 🌊
Thank you Sahel Press first of all for choosing our historical heroic resliant place and name in our historic in our History. Thank you for researching and sharing your knowledge for us.
Btaemi xebuq haberetan tentanen ajokum ab gonkum Alena Kem reato kea be Amharic enteztenten kemti eritrawi menenet abi Ahmed zefletkimuna hzbi Ethiopia Wen mefeleto ybl thanks so much for your helpful information 🎉
ኣቢ ጠላም ሕልኩስ ጠንቋሊ ኢለዮ ኣለኹሞ ወስኹሉ👍💪💐❤🇪🇷🏊🇪🇷❤🌴🐪🌴💯🎉
ግዜ ክዛረብ እዩ ብህድኣትን ጥንቃቐን ንጸበ ደቂ ሓላል መሬት።
ኤርትራን ኤርትራውነትን ተሓፊሩ ተኸቢሩ ኽነብር እዩ።
አጆኹም ብጾት ንመትከልና ዝስርዕ የለን ወትሩ ዓወት ንሓፉሽ
ቢጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ደቂ ኤረይ ቀጽልዎ አምላክ ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ።🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እምበር ኣርዓዶም ንፍዕቲ ሳሕል ፖረስ👍 👑💪💯🇪🇷👑🇪🇷👑🇪🇷👑🇪🇷👑🎂💐❤💯
N president Eseyas Afwerky ❤baelna hzby Eritrea Nobel qedem ena shelmnayo ❤
Thank you gule Eri jigna ,long life wedy Afom 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪🏾💪🏾💪🏾👍👍❤️🙏🙏🙏🙏👍💪🏾
ዋውው #ሳሕልፕረስ
thank you so much
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you sahil Media. ኤርትራ ንዘልኣለም ትንበር።
Thank you sahl press for wide and interest information. Blessed Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
አድመን ጥዕናን ይሃቡም ደቂ ሪመይ
ንኤርትራን ኤርትራውያንን ዘይተደገሰልና ነገር ይህልውዶ ???? እግዚአብሔር ሃገርናን ህዝብናን መንግስትናን ባሕራን ምድራን ይሓልወልና
❤❤ኤርትራውነት ዘይንብርከኸ ሑቡን ኩቡር መንነት❤❤ሃገረይ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን❤ ሓሳድን ዑቡዳትን ይጥፉኡልና❤❤
ኤርትራዊነት ብህግደፍ ዝሓሰረ መንነት ! ህግደፋዊነት ባንዲራ ኢትዮጵያ ተሰከምቲ ሸርሙጣዊነት 😅
❤❤❤🎉🎉🎉 edmen tenan yhabkum fetari deqi erey nqdmit
ጅግና ኢኪ ❤❤ቀጽልዮ ሰላም ሃገረይ ኢርትራ ውድቀት ንተላኣክትይ ጸላእትይን ኢርትራ ይኩን
አንታ እዛ ኤሪትራስ ጪዎሃግሪያኮብ ሃግሪይ ኤሪትራ ዓይኒ ጸላእኪ ይደፍን አሜን ♥️♥️🇪🇷🇪🇷🐪🐪🇪🇷🇪🇷🐪🐪🇪🇷🇪🇷☪️✝️🇪🇷🇪🇷✝️☪️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏💕❤
የቐንየልና፡
መርሓባ ሳሕል ፕረስ፡
ኣዝዩ ዝምስገን ሓቤሬታ። ኣጆኹም ደቂ ኤረይ፡ ካብቲ ቁኑዕ መስመርና ነቅ ዝብለና የለን!!!❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አልፋን ኦመጋን እዚ ኩቡር መጸውዒ ናይሰብ ዘይኮነስ ናይአምላኽ እዮ ተአረምሉ እዛ ሐፍትና ተባረኺ
መጀመርታ ንሳሕል ፕረስ ሰላምታ ይብጻሕኩም እቲ ኩሉ ጊዜ እቲ ተምጽእዎ ሓቤረታ እንዳ ተሓጎስና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩት
እዚ ደምጻእኩሞ ዶኮሜንት ብተፉላለየ ቛንቛ ብሕፊ በአምሓርኛ ጽቡቕ ምኾነ ምኽንያቱ እቶም አምሓርኛ ዝሰምዑ ደቂ ዓዱ ክፈልጥዎ ብዝተረፈ ብእትገብሩዎ እንዳአመስገና ዕድመን ጥዕና ይሃበኩም🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾🇪🇷👏
We are Eritreans.
We are peaceful people.
We are heroes people.
We are united people.
We will protect our people and our country, including our Red Sea 🌊
Kkkk
ኤርትራውነት ክቡር መንነት።ሳሕል ፕረስ ጽቡቅ ትንታነ ቀጽልዎ ጽቡቅ መነቃቅሒ።ክብርን ሞሳን ንሓይልታትን ምክልካል ኤርትራ።ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና።
Good job thank you 🙏🇪🇷
የቀንየልና ሳሕል ፕረስ ስለቲ እትህቡና ሐበሬታን ትምህርትን 🙏🇪🇷👍❤️💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome Deki Eri Anabs🇪🇷❤️⭐️💪🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
❤❤❤❤❤❤ ጽቡቅ ሰራሕ እዩ ጋል ኤረይ ውዕሮ ቀጽልዮ
ሰላምኪ ይብዛሕ ኤርትራ ሃገርና 🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️🙏🏽🙏🏽
ናይ ባሓቂ ማሃሪን ኣገዳስን ሓበሬታ ስለዝኾነ:ንዝያዳ ኣፍልጦ ብኣምሓርኛን ካለኦት ቋንቋታትን እንተዝዝርሕ ዝያዳ ዉጽኢት ማሃለዎ ደቂ ኤረይ ደቂ'ዛ ሓላል መሬት።💪🇪🇷☝️👈👌🙏
መርሓባ ሳሕል ፕሬስ የቀንየልና ትቐልዕዎም ዘለኹም ።ዓወት ንሓፋሽ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯❤️❤️❤️👌👌👌👍👍👍👍👍👍👍👍👍👌
thank u deqi ereyሰላምን ቅሳነትን ንሀገርናን ህዝብናን ወትሩ ዓወት ንሐፍሸ።❤🎉❤🎉🎉🎉 🇪🇷💪🤲
Great job thanks so much for your time 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹🙏🙏🙏
የሰ አንበሳ ጀግና ኤርትራዊት አርዓዶም ወዲ አፎም ጀግና 💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️🌹♥️🌹♥️🌹♥️
Eritreawinet yibarek
Betami des zebel program ajokom deki Eriatra
Merhaba deqi halal meret 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️ hzbawi gnbar neana neritrawyay lieli luln werqn tnfasna hiwetnayu neana n eritrawyan 🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷Awet nehafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💪💪💪
Thank's Sahel media for your update and special information.
Keep it up and never gives up. ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ዘገርም እየ ምሰ ሰይጣውንቲ ወጊኖም። 🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
ክብረት ይሃበልና ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ፈጣሪ ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ🇪🇷 🙏💚❤💛💙🙏🇪🇷
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Long live to our beloved president ISAYAS AFEWORKI ❤
ዝገርም እዩ ናይበሓቂ ሻዕብያ እታ ኣልፋ ኦሜጋ ዝበልክያ ቃል ኣይትጠቀምላ እዛ ቃል ንእግዚኣብሔር ጥራይ እየ ትፍቀድ ዝነበር ዘሎን ዝነብርን ማለት እዩ ዓለም ንዘለኣለም ስለዘይትነብር እንተተጋግየ ይቅረታ❤🇪🇷
ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏🏻 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏻‼️
🇪🇷 ወይ ጉድ አነስ ፊልም ዝርኢ ደለኹ ኮይኑ አዩ ተሰሚዑኒ ኢትዮጵያስ እንታይ ጉሐፉዩ ተደፊኡዋ ዕድል አይገበርናን አብጥቃዚኦም ሙኻና ውይ
Long Life for wedy Afea Haba Aximu misstom kuburaten Hifurat Ayatatna Amlak Edmen Tinan yihabkum Jeganu Ayatat Eritrea always love u
እዋይ ጽንሕ ኢልና ኮ እንተ ዘይ ሞትና ገለ ክንሰምዕ ኢና።ይቐንየልና ሳሕለይ
Begagum Selamna Habuna 💪🏾❤️🇪🇷 Serihna Neber 💪🏾❤️❤️💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
Thank you so much 🇪🇷🌞
Thank you ሳሕል ፕረስ
አቢ ሰራቂ ቀታሊ ጠላም እዩ
Edimen tienan yhabkum sahil press yeqenielna ❤❤❤❤👍🇪🇷🇪🇷
መንግስቲ ኤርትራ ኩሉ ናፈለጠ ናሳሓቀ ን Dr Abiye ተጠቒምሉ እዩ:
እገዳ ናይ 2008ን 2011ን ንምልዓል:
ንወያነ ንምድምሳስ: ተጠቒምልኡ እዩ
ሕጂ ተተደርበየ ጸገም የለን
ህግደፍ ዝተጠቅመሉ ከማኻ ደንቆሮ ጥሪት ህግደፍ ጥራይ'ዩ ።😅
የቀንየልና ስለ እቲ ትገብሩልና ሓበረታ ❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ጽብቕ ሓበረታ ዶክተር ኣብዮት ብመደብ ፐንቶኮስታ ምካኑ ፉሉጥ አዩ ነይሩ አዚ ሓበረታ ግን ብ ኣምሓርኛ ን አትዮጵያውያን ክበጽሓም ኣለዎ
በአማርኛ ይተርጉም ሑሉም እንዲሠማው በጣም ጥሩ ነው
ኤርትራ ንኤርትራውያንን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻልን ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌💯👌👌💯👌💯👌💯💯
ንስኻ ወዲ አባት ጦር ዒኻ 👍 ዓወትን ሓፋሽን አብ ኤርትራ ተራኺቦም አይፈልጡን ✅ ብሓደ ዲክታቶር ዓጋመ ትድከር ዘለኻ አያናይ ናጽነት ፣ መን እዮ እቲ ሓፋሽ ???😅
LONG LIVE MY GENTILE ERITREAN SIS.
ንሻዕቢያ ዘደናግር ኣብ ዓለም ኣይተፈጥረን ሻዕቢያ ከም ወርቒ ብሓዊ ዝተፈተነ አዩ ኣብ ቓልሲ ከሎ አዚ ናይ ምዕራባውያን ሽርሕታት ጉዳይ ሰላም አንዳበልካ አርትራ ምስ አትዮጵያ ክትከውን ክንደይ ስለያታት ኣብ ሜዳ ዘይ ኣተው ዘይተሰጉ ሕጂ አውን አቲ ሕልሞም ቐጺሎም ክቕጽልዎ አዮም ሓለንጊ ሻዕብያ ግን ሕርሕራይ ገሩ ከራካክበሎም አዩ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብኣምሓርኛ ተተርጒሙ ተዝዳሎ ውን ሓጋዚ ኢዩ::
ምቕናይ ጥራይ ብዙሕ ጉድ ክንሰምዕ ኢና
እቲ ዝገርም ግና ንህዝቢ ኤርትራ ይኹን ንመንግስቲ ኤርትራ ዝፈልጡ ኣካላት ይኹኑ መንግስታት ዘይምህላዎም እዩ።
ጓል ኤረይ ዋዕሮ ድማ በልዮም ጉዶም ውሽጦም ውሻጥኤም ኣውጽእዮም
ቡዙሕ ነቐፌታ ክትሰምዒ ወይ ከተንቢቢ ኣኺ ግና ስኽፍ ኣይበልኪ ንቕድሚት ጥራይ ❤
Impressive documentary! Great Job
ይበል፣ይበል ታሪኽ ትንተና ፍልጠትኩም ይበርኽ፣ የቀንየልና፣ እዚ ታሪኽ ብቋንቋ ኣምሕርኛ እንተዝትርጎም ጽቡቅ ገይሩ። ብኻልእ ኣብ ወረቀት ተጻሒፉ ነባሪ ሰነድ ምኾነ።
መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ደቂ ኤረይ ❤❤❤❤🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ጽቡቕ ዝኾነ ምስጢራዊ ሓበሬታ እዩ ቐጽልዎ ከምቲ ኻልኦት ዝበልዎ ብመሓርኛ ( አማርኛ ) ዉን ተተርጒሙ እንተዝቐርብ ጽቡቕ ኔሩ የቐንየልና ሳሕል ኘረስ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!! 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷
አዝየ እየ ዘድንቀኩም ❤️🌹🇪🇷🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷
It is nice one. Please sahel press translate in to Amheric for
ወይ ኢትዮጵያ ትረኽቦ ርእሱ
ዘዘልዓለ ድቃስ ክኸል ነዛ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጽግዕተናታት እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምሕረት የውርደልና ኣብ 000 የውርድኩም ፈጣሪ
Thank you for the report. Keep it up.Long live Eseyas.
Well done keep educate us
Eritrea mengctan militarily hzban bahrin egziabher ybareka amn🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤ ሰላም ኩሉኹም ጹቡቅ ሰራሕ ሰለምታይ ዕለት ዘይትጠቀሙ
Thank you Sahel Press first of all for choosing our historical heroic resliant place and name in our historic in our History.
Thank you for researching and sharing your knowledge for us.
Thank you sahl pres, keep the good work up
Excellent Job thank u. 26:23 26:23
You are so blessed ❤🇪🇷🇪🇷 good job
Eritrawinet kibur meninet Thank you Sahel Press media 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤❤❤❤
ድሕሪ ህዝባዊ ግንባር መተካእታ ክርከብ ድዩ በጃኹም እዚ ብልሒን ትብዓትን አውርስዎ ስውአትና ብስራሕና ይደበሱ ዓወት ንሓፋሽ
Krkeb tray zeykone. Aloo 100%
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐
Sorry to Say this. The name is George Soreez. Thanks For everything you are doing guys. Keep up the Good zwork.
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትንተና ቀጽልዎ ኢኹም ስለላ አሜርካ አብ ቅድሚ ስለላ ኤርተራ ዋጋ የብሉን።
Thank you glue Erie Jigna
መስደመም ዘዝመጹ ናይ ኢትይጵያ መራሕቲ ብምዕራባውያን ከም ዕውራት ተመሪሖም ናብ ህጉም ናብ ገሃነመ እሳት ጠኒኖም ምእታዎም እዩ ዝገርመካ፡ ናይዚ ሕጂ ዘሎ እሞ ፍሉይ እዩ፡ ከም መልአኽ ተመሲሉ ዝአተወ ሰይጣን ልኡኽ ሳጥናኤል ንዓና ኤርትራውያን አመንቲ ገርሀኛታት የስደምመካ።
Long lived EDF!!!
Btaemi xebuq haberetan tentanen ajokum ab gonkum Alena
Kem reato kea be Amharic enteztenten kemti eritrawi menenet abi Ahmed zefletkimuna hzbi Ethiopia Wen mefeleto ybl thanks so much for your helpful information 🎉
Welcome🎉🎉
ጽቡቕ ሓበሬታ
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ስለምንታይ ናይ ስምምዕ ፌርማ ጌሩ ሕጂ በሪሁልና
Tanks sahel press 🇪🇷👍👍
❤❤❤❤❤❤
GOD BLESS OUR LOVELY COUNTRY OUR BLESSED POPULATION & OUR LOVELY PIA.
Thanks for your information.
Yekenyelna Dahl Media, ❤ Deki hade libi nkid tray.
It is good, keep it up.
Please translate into Amharic all Ethiopian to know it. I feel Eritrea is safe.
Great job
Thank you. God love Our county Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️✌️.💪
Appreciate for the Enlightenment and vital feedbacks of the untold evil works of Aby. 🇪🇷🇪🇷💚❤️💙💛🇪🇷🇪🇷👍👍
ኣብይ ብናይ ኣሜርካ ደገፍ ናብ ስልጣን ከምዝመጸ ድኣ :ፕረ. ትራምፍ እኮ ኣተምቢህልና ኔሩ'ዮ እቲ ኖቨል ፕራይስ ናዓዮ ዝግባእ ኢሉ ኔሩ!!
እዋይይይ ሃገረይ ገለ ህርድግ ይብሉ ንስለ ዕቤታ
ገለ ድማ ይጽዕሩ ፍጹም ንዕንወታ
ኣንታ'ዛ ሃገር ጉድ እምበር ረኺባ
ይበዝሓ'ሎ ጫውጫውታ ዘረባ!!!🇪🇷🐪🇪🇷 ዕድመን ጥዕናን ይምንየልካ ኣድሃ ቀ.ኣፍሪቃ PIA
ኣጆኹም ደቂ ሪመይ ታሪኽና መሊሱ ይደምቅ ❤❤❤❤
ጸለአተነ በዘሐተ አየመ ከመዚ መሀሬ ነገረ ነ ዘመጸአ ወለዶ ወሐሰ አየ❤🎉🎉❤
Thank you sahl press ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊️✊️
አቢ : አሕመድ : ብሓሶትን : ክሕደትን : ዝተነድቀ ።
ብወሰን : ዝተወለደ : ብሕማቅ : ማዕባያ : ዝዓበየ : ሀይማኖታተ : ናይአቡኡ : እስልምና : ናያዲኡ : ክርስትና :
ናይባዕሉ : አብገንዘብ : ጥራሕ : ዝአምን : ኸአ : ናይብልጽግና : ወንጌል / Prosperity Gospel : እንዳቀያየረ : ባዕሉ : ከምዝነገረና : ኸአ : ወላዲቱ : እዉን : ጠንቆሊት : ምዃና : እዩ ።
ሰበይቱ : ኸአ : ከምኡ : ብሽም : ሀይማኖት : አብምጭብርባር : ዝተዋፈረት : ነፋሒቶ ።
-ካብዚ : 7ይ : ክፍሊ : ተመሀራይ : ክንሱ : ዶ/ ር : እየ : ክብል : ብምጭብርባር : አታሊሉ : አብእዋን : ዕግርግር : በጋጣሚ : አብስልጣን : ዝሓኾረ : ሌባ : ጥዕና : ክጽበ : ዝሕሰብ : አይኮነን ።
ዛጊት : ልዕሊ : 3 ሚልዮን : ሰብ - አጥፊኡል : ካብዚ : ካብኮሮና : ዝኸፍአ : መራሒ : ማሶኪ : ተጠቂምና : ከምዝጠፍእ : ምግባር : እዩ ።
ንምንታይሲ : አብጥቃና : ከይቀርብ ።
ሰላም ሳሕል ፕረሰ ጽብቅ መድብ ቀጹልዎ
🇪🇷👍👍👍🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷👍👍👍🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏