መደብ ምስ ጋዜጠኛ መሓሪ ኣብራሃም ናይ ሕልና እሱራት ጉጅለ ዓሰርተ ሓሙሽተን ጋዚጠኛታትን ኣጠፋፍኦምን ብሂወት ናይ ምዉጻእ ዕድሎም ከ ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 83

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  ปีที่แล้ว +4

    እዚ መደብ ብ መንገዲ ሳትላይት ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኢዩ ወጻኢታት ስለ ዘለና ንዕብየትን ቀጻልነትን እዚ መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት👇donorbox.org/tefetawi-talkshow
    Be A Member 👇🏿
    th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin
    ኩላትኩም ተኸታተልቲ ነዛ ሓዳስ TEFETAWI DAILY NEWS 🗞 ቻነል subscribe Like 👍🏾 ግበርዋ👇
    youtube.com/@tefetawidailynews

  • @wedid.c6732
    @wedid.c6732 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቂ ዘሕዝን ኢዩ ናይ ዓድና ነገር ኣያ መሓሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ።

  • @yemanekahsai1031
    @yemanekahsai1031 11 หลายเดือนก่อน +3

    Selam Mehari Abraham I have been following your professional and honest journalism reporting and analysis. I admire your courage in objective reporting and your courageous fight for justice and human rights for the Eritrean people. This army struggled since its inception was based on violence against its members and the Eritrean people. Thank you keep the good work.

  • @muluemeles7201
    @muluemeles7201 11 หลายเดือนก่อน +4

    ርጡብን ጥንቁቁን ሓቤሬታ ጋዜጠኛ ኣያና መሓሪ ኣብርሃም ኣዝዩ ዝዓዘዘ ምስጋና ንዓኻ ❤

  • @th-ef6me
    @th-ef6me ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሐቂ በዓል ሕልና ሐቦ ትብዓት ተበግሶ ወሲድካ ከም ሰብ ዝግበአካ ገይርካ ልዕሊ ስድራቤታት እሱራት ተንቀሳቂስካ የቀንየልና ንስለ ኹሉ ፃዕርኻ

  • @chuchechuche1335
    @chuchechuche1335 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ኣገዳሲ መደብ keep it up

  • @aadem4911
    @aadem4911 11 หลายเดือนก่อน

    Thank you for being the voice for the voiceless I learned a lot from your show and special guest journalist Mehari.

  • @hilinaabrham3233
    @hilinaabrham3233 ปีที่แล้ว +2

    Egzio meharena krstos amlak n hagernan hzbnan hizwo zelo aremin mewedaeta yemsalna. Ezi zeyrdo wey zeyhzno seb animal tray eyu kkewen zkel. Ato Mehari we are greatfu for your wisdom

  • @mannieberhanu3469
    @mannieberhanu3469 ปีที่แล้ว +2

    really very interesting and very sad story of Eritrea 🇪🇷...we lost so much blood and I wonder if our struggle was worth it...60 years on and still shedding blood of the youngest Eritreans ...when is it going to end and Eritreans start to breathe the air if life and progress instead of war war after war...

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 ปีที่แล้ว

    ኩቡር ጋዜጠኛ እቶ መሓሪ ኣብረሃም ስለቲ ኩቡር ግዜካን ተገዳስነትካን ነመስግን

  • @sitget9517
    @sitget9517 ปีที่แล้ว +3

    Hopefully some of them are alive today and will see a free and just Eritrea God willing.

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 11 หลายเดือนก่อน

    አየአወ ስልተነ ቢሃኪ አዞም ደምጻውያን ደስ ዚብል ቢሃኪ

  • @kesetegeresus3121
    @kesetegeresus3121 ปีที่แล้ว +1

    Onlley meley Familie 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙

  • @genettedla4209
    @genettedla4209 ปีที่แล้ว +4

    Thank you guys for this program I heated people more than isayas they helping him too go had with this dirty job 💙💙💙

  • @welde9662
    @welde9662 ปีที่แล้ว +4

    የቐንየልና ኣሕዋት ሓበሬታ ሓይሊዩ ኣብታ ኢሰያስ ጥራይ ወይ ሓለፍቲ ህግደፍ ጥራይ ድዮም ተሓተትቲ ትብል ግን ካብኦምን ልዕለኦምን እዞም ምሉእ ሓበሬታ እናሰምዑ ኢሰያስ ወይ ሞት ዝብሉና ዘለው ናጽነት ሃገራት እናስተማቐሩ ደቆም እናምሃሩ ሰብ ክልተ ዜግነት ኢዮም በሃሊየ

  • @eritrea90thhope
    @eritrea90thhope 11 หลายเดือนก่อน +1

    ብመጀመርያ ንጋዘጠኛ መሓሪ አብርሃም ስለቲ ሞራላዊ ትብዓቱ ብጣዕሚየ ዘድንቆን ዝከታተሎን ፡ ንሓቀኛ ምስሊ ህግደፍን ሽርሕታቱን ጭካኒኡን ከቃልዕ ንእከይ ፍጻሜታት ብቦታን ዕለትን አነጺሩ ንህዝቢ ኤርትራ ዘለዎ ሓበሬታ አብ ምክፋል ይርከብ አጆኳ ቀጽሎ እንዳበልኩ፣
    ህዝቢ ኤርትራ ወሪድዎ ዘሎ አደራዕ ካብቲ ዝተነግረ ዘይተነግረ ይበዝሕ በዚ ስርዓት እዚ ዘይተተንከፈት ኤርትራዊት ስድራ ቤት የላን አቦታት፣አደታት ፣መንእሰያት ፣ሙሁራት ፣ሐለፍቲ ሃብታማት ፣መራሕቲ ሃይማኖት ወዘተ”””እሞ ከአ ብዘይ ሕጊ ብዘይ ፍርዲ ብዘይ ፍትሒ ብዘይ ሓልዮት ድንጋጸ ፣ ብጠበንጃ ብጎነጽን ብሓይልን አገዲድካ ከካብ ገዘኦምን ቦቶኦምን ብጭውያን ጸልማት ተጎልቢብካ ዝተወሰዱ እሞ ዘይተመልሱ ንጹሃን ዜጋታት አበይ አለው ??? ኩነታት አተአሳስርኦምን አተሓሕዘኦምን ስቅያቶምን ናይ መወዳእታ ሕልፈቶምን ብከምዚ ሓውና መሓሪ ዝበሎ ክትሰምዖ ወይ ክትርደኦሞ ፈትን አበይ አሎ ሚዛን ሰብአውነት ፣ ምክንያታውነት ፡ ከቢድ ነውጸ አእምሮ እዩ ዝፈጥረልካ ብፍላይ ብፍላይ አብ ሂወትካን ስድራካን ዘጋጠመ ምስዝከውን ከም ሞት ሕጹይ ዓው ኢልካ ዘይብከዮ ጓሂ ፡ንውሽጢ እንዳነባዕካ ተሓታቲ ናይ ምንጪ ስቃይካ ከተለሊ አብትፍትነሉ እዋን ነቲ ብግህዶ ዘጋጠመካ ሽግርን ስቃይን ዝክሕደካን ዘሽካዕለልካን ከዳዕ ባርያ ህግደፍ ከም ሓውካን ወዲ ሃገርካን አብ ጎረቤትካ አብ ስራሕካን ከባቢካን ብድሎን ብስውርን ከጥቀዓካን ከፈረራሓካን ምፍታኑ ምስምንታይ ይቁጸር ፣ ነገራት ብርዲኢትን ብልቦናን ምካዱ ይሓይሽ ካብ ምባል ምስ ቀተልትናን ሰየፍትናን ፍሽክ እንዳበልና ንትዕዝብቲ ኢና ዝሃብናኩም እሞ ነቶም አቦታትከ‍ኡምን አደታትኩምን አብ መሓውር ህግደፍ ተሰሪዖም ህዝቢ ዘባሳብሱ ዘለውን ዝነበሩን ዘይንፈልጦም ከይመስለኩም ፣ ስለዚ ነቶም ፍቅሪ ስድራና ፣ታሪክና ፣ውርሻና ፣ልምድና ፣ኩርዓትና ዝመንዛዕኩምና ባራዩ መሓውር ህግደፍን ልኡካት ሳጥናኤል ሓለፍቲ ህግደፍን አብ ፍርዲ ንተሓናነቀሉ ርሑቅ ከምዘይኮነ ከዘካክረኩም ይፈቱ።
    ብርጌድ ንሓመዱ ይዕወት

  • @gm5215
    @gm5215 11 หลายเดือนก่อน

    እዚ ርጉም ዕንዝር ሰብአይባ እንቋዕ ተኾልፈ
    ደስ ዝብል ባህሊ

  • @Tesfuful
    @Tesfuful ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ አገዳሲ ሐበሬታ እዚ ሐበሬታ እናሰማዕካ ምዚ ጨካን ስርዓት ተዳኽር ዘለካ ዘለኺ ጥራይ ዘይኮነ ስቕታ ዝመረጽኩም ሃይማኖት አለኒ እንተበልኩም አእሙሮ ዘለዋ ፍጡር ሰብ አይክሰምዓኩሙን’ዩ !!!

  • @jijimitselam5251
    @jijimitselam5251 ปีที่แล้ว +4

    ጋዜጠንኛ መሓሪ ብርሃን ተኣደል ብርሃን ኮንካና ንሶም ድማ ደብስካዮም ኢኻ ግን ዎሎደይ ሓደራ ሕነ ኣቦታትና ክንፈዲ

  • @kesetehagos4212
    @kesetehagos4212 ปีที่แล้ว

    Aqedimom zneqhu chura band💙💙💙💙💙💙💙

  • @wedikifle
    @wedikifle 11 หลายเดือนก่อน

    Thank you Mehari Abraham for being a voice to the voiceless!
    Joshua is my first cousin. I would love to contact you in private, please.

  • @th-ef6me
    @th-ef6me ปีที่แล้ว +4

    መመሊስካ ክትሰምዖን ክትሐስቦን ዘሕምም ዘሕዝን ታሪኽ እዩ ብኡ መጠን ሕመቅ ስቅታ ሕዝቢ ኤርትራ ይበርሃልካ ዘገርም ፀሊም ታሪኽ

  • @BergedNhameduFthawi
    @BergedNhameduFthawi ปีที่แล้ว +4

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙 💙💙💙💙💙 ሰላም ሰላም ክቡራት ኣሕዋት

  • @shishayGebreslasie
    @shishayGebreslasie ปีที่แล้ว +3

    Ygerm eu💔

  • @Ae91scd
    @Ae91scd ปีที่แล้ว +2

    ክቡር ጋዜጠኛ: መሐሪ:
    ነዚ አዝዩ አገዳሲ ታሪኽ ህዝብን ሀገር ኤርትራ ዘካፈልካና አዝየ የመስግነካ።

  • @funtiabrhaley5935
    @funtiabrhaley5935 11 หลายเดือนก่อน

    Meley 💚💙💚💚💙💙💚💚💙💙💚💚💙💚💙💙💙💙💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💚💙💙

  • @azmeramesfun3481
    @azmeramesfun3481 ปีที่แล้ว

    Btaeim yehzn

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu3330
    @ghenetwoldeiesusmenghistu3330 ปีที่แล้ว +8

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 11 หลายเดือนก่อน

    ንቀፃሊ ወለዶ ዝጠቅም ሰብ ::

  • @merewahenrico5266
    @merewahenrico5266 11 หลายเดือนก่อน +1

    💙

  • @Kiduberye
    @Kiduberye 11 หลายเดือนก่อน +1

    አነ ዝገርመኒ ግን,,, አበይ አለው ቤተሰብ ናይዞም ኩሎም ሚኒስተራት? ናይዞም ኩሎም ጋዜጠኞታ ት? ገለ ክገብሩ አይኽእሉን ኢሳያስ ናብዝኾነ ሃገር ምስከደ? ቤተሰብ ናይ ዱሩዕ? ወዲ ሰለሙን ምስ ሰበይቱ? ዑቅበ ? ወዘተረፈ? ክንደይ አጥፊእም መፂኦም,,, ንባዕሎም ድማ ጠፊኦም

  • @hagosdaniel1758
    @hagosdaniel1758 ปีที่แล้ว +1

    ትዛረቦ ይጠፍኣካ ኢእ ይገርም
    ብዓል መስፍን ሓጎስ እንታይ ይገብር ኣሎ ዘየጋልጾ ነዚ ረሳሕ መንግስቲ ኩነታቶም ዘይገልጽ

  • @michealberhane5042
    @michealberhane5042 11 หลายเดือนก่อน

    ❤ good

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 ปีที่แล้ว +1

    አዚ ኣበይ መረግም አዩ

  • @iwaywaywitt4541
    @iwaywaywitt4541 ปีที่แล้ว

    From all just I hope petros will stay because he was working with security and he now

  • @fthi3585
    @fthi3585 ปีที่แล้ว +4

    ❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍🙏🙏

  • @Ae91scd
    @Ae91scd ปีที่แล้ว

    ነዚ ጨካን ስርዓት ክሳብ ሕጂ ዝጣበቑሉን ዝስዕቡዎን ዘለዉ ባራዩ ህግደፍ :
    ከም በዓል ዶር ተስፉይ አርዓዶምን አምባሳደር ጴጥሮስ ፀጋይን ካልኦቱን : ኩሉም ጊዜን ኩነታትን ምስዝፈቐደ ዝግቦኦም ፍርዲ ይጽበዮም አሎ።

  • @simomnaizgi3276
    @simomnaizgi3276 ปีที่แล้ว +1

    ኩሉም ኣብ ወጻኢ ሃገር ዘለው ስቃይ ህዝብናን እሱራትን ዘናውሑ ዘለው መንግስትና ጽቡቕ ኣሎ ዝብሉ ተሓተቲ እዬም 😡

  • @samsomtesfakial
    @samsomtesfakial 11 หลายเดือนก่อน

    Thanks guys I heated people more than isayas they helping him too go had with dirty job

  • @gebreyewhansmehari9968
    @gebreyewhansmehari9968 11 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ኤረትራ ገረብ ብሓኽላ ከም ዝባሃል ዘሕዝን እዩ

  • @zo-ma6557
    @zo-ma6557 ปีที่แล้ว

    ንግፍዕን ክፋእን ኢሳያስ እግዝኣብሄር ከም ኢዱ ሕነ ይፍደዮ! ከምዚ ዓይነት ኣዝዩ ሕሱም ሰብ'ኳ ርኤን ሰሚዔን ኣይፈልጥን!!

  • @arefainealem9233
    @arefainealem9233 ปีที่แล้ว

    ዑቕበ አብርሃ ከቢድ ናይ አዝማ ጸገም ሰለዝነበሮ አነ ፈጺመ ክህሉ አይክእልን ኢዩ

  • @welesharegay6326
    @welesharegay6326 ปีที่แล้ว

    Eh ahwaty 😭😭😭

  • @bobjaha4623
    @bobjaha4623 ปีที่แล้ว

    ኣቢ ጉዶም ኸውጽኦ እዩ

  • @Ae91scd
    @Ae91scd ปีที่แล้ว

    አምባሳደር ዓንደብርሃን : እቲ ቀንድን ቀዳማይ ተሓታታይ ናይ ጉጅለ 15 ን ጋዜጠኛታትን ሞትን ጥፍአትን ተሓታታይ እዩ።

  • @teweldehabtesus9485
    @teweldehabtesus9485 ปีที่แล้ว

    Seltene,Eza Ayana gdefa muia gornalist Aikoneten kibret muqanu enda halewe

  • @teklizghiadhanom9330
    @teklizghiadhanom9330 ปีที่แล้ว

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @zashoshoza367
    @zashoshoza367 ปีที่แล้ว

    ካብ ሻዕብያ ብዘይካ ሕማቕ ጽቡቕ ክትሰምዕ ዘበትዩ ።
    🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵

  • @iwaywaywitt4541
    @iwaywaywitt4541 ปีที่แล้ว

    Doctor haile mehtsune did he contact them

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 ปีที่แล้ว

    አዛ ሜድሪ ከንደይ ተጽወር ኣየኮነን ከትነበሮ ከትስሙኣ አገረመካ ሓቂ አዩ ሰላም ከረሐቅ ዘገረመኒ ዘሎ አቶም አዚ አንዳረኣዩ ዘደገፉ ሀዝበይ ነቓሐ ካብ ሐማቕ ሜፈራድ የድሐነና

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 11 หลายเดือนก่อน

    Like usual what a long story for a short explanation.

  • @mleteberhe4215
    @mleteberhe4215 11 หลายเดือนก่อน

    Abaykum ayatatey 😭.

  • @ግብራዊሞሳንሰማእታትና
    @ግብራዊሞሳንሰማእታትና ปีที่แล้ว +1

    ዝኸበርካ ለባም ኣቶ ማሓሪ፡ ብውሽጢ ንሰልጠነ እባ ማዓደልና። እቶም ኩሎም ለባማት ኤሪትራውያን ኣቦታት፡ ኣብ ግምት ዘይእተወ በቲ ናቱ ውሱን ኣራኣእያ መሰረት ብምግባር፡ ህዝቢ ኤርትራ ደንቆሮ ኢዩ ክብል ብዙሕ ጊዜ ይስማዕ ኢዩ እሞ፡ ለባም ምኽርኻ ለግሰሉ ሓደራ። ሰብ ዓቅሙ እንተተዛረበ ኢዩ ዘሞጉሶ። ክብረት እሃበለይ። ደላይት ፍትሒ ሕውትኻ።

  • @vio6431
    @vio6431 9 หลายเดือนก่อน

    Senef hulus

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 11 หลายเดือนก่อน

    አልልልልልልልልልል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @senaithadish9105
    @senaithadish9105 ปีที่แล้ว

    💔💔😭

  • @gm5215
    @gm5215 11 หลายเดือนก่อน

    እሞ ታ ዞም ባራዩ ህግደፍ ድአ ሐቆም እንድዮም ክሰግዱሉ ንእስያስ ፍርሒ ራዕዲ እዪባዘደግፎም መሳኪን ጥሪት ህግደፍ

  • @fretatesfay343
    @fretatesfay343 ปีที่แล้ว +4

    💙💙💙💙💙💪💪💪💪👍👌👌👌👌✌✌✌✌✌

  • @afewerkemha2894
    @afewerkemha2894 ปีที่แล้ว

    ጋዜጠኛ መሓሪ ድሕሪ ሰላምታ: እዚ ተጋልጾ ዘለኻን ዝነበርካን ተረኽቦታት እናሻዕ ከተዘኻኽረና ይሓይሽ ከመይ: ረሳዕቲ ኣብ ርእሲ ሙዃንና ንምውጋድ መንግስቲ ስለምንታይ ንዝብል ሕቶ ስለዝድርዕ፣ ይከኣልዶ ሕጽር ምጥን ብዝበለ ኣገባብ ከተቕርብ? ግዝየኻ እንተ ኣፍቅዱ፣የቀንየለይ ንስነ-ሕልናዊ ሰብኣውነትካ፡

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 11 หลายเดือนก่อน

    በዓል ዑቅበ አብርሃ ብኽምዚ ኽጠፈኡ ብጣዕሚ የህዝን ከመይ ዝብለ ጅግና ብባዓል ኢስይስ ዕዎላታት በጋሚንዶ ኽቅተል ብጣዕሚ የህዝን።
    What the Hill እታ ኤርትራ ዎላ ገደል ትእትው ነፃነት ምፅዩ እንታይ እዩ ርኺቡ ሕዝቢ ኤርትራ ?
    በጁኡ ደርጊ ንሕዝቢ ኤርትራ እሱ መሃሾ ኔሩ።
    እዞም እብ ደገ ዘለው ኢምባሲታት ብሕጋዊ ካብዝኾነ ሃገር ከም ዝጥርዙ አለዎም ምክንያቱ ምንም ሃገር የብልናን ልክዕ ዎናአ ዝስዓነት ብጊዕ ኮይና እለና።

  • @gebrealaberhane9585
    @gebrealaberhane9585 ปีที่แล้ว +1

    💙🙏💙🙏💙🙏💙🙏💙🙏💙🙏💙🙏

  • @TsegayMalet
    @TsegayMalet ปีที่แล้ว

    💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿💙💙

  • @senaithadish9105
    @senaithadish9105 ปีที่แล้ว

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💚💚💚💚💙💙💙💙💙💚💚💚💚💚💙

  • @yarewg
    @yarewg ปีที่แล้ว

    Very sad historia I am Sorry

  • @teklewoldemichael9167
    @teklewoldemichael9167 ปีที่แล้ว

    Andeberhan is the mail person who created movement of Seraye to ''destroy movement of Brigade Named

  • @kiflemariamtesfahawariat8461
    @kiflemariamtesfahawariat8461 11 หลายเดือนก่อน

    ክቡር ጋዜጠኛ መሓሪ ኣብርሃም፣ እዚ ትገልጾ ዘሎኻ ናይ ዝተኣስሩ 15 ሚኒስተራትን ጋዜጠኛታትን ኣብ መጽሓፍ እንተ ዝጽሓፍ ብሉጽን ገላጽን ሰነድ ምኾነ፣ እሞ ክቡር መሓሪ እንታይ ትብል?

  • @million153
    @million153 11 หลายเดือนก่อน

    Aya mhari sele eti thbo haberta mesgana yegbaka u gen yedegagem alo ezi teblo zelka bwhud 5 gezie tedgagimu alo dhar ezi haberta Kedmi 13 amet eyob bhata negiruna u eti zetbhale eka tedgem zelka zeynfelto haberta ember ezi dea tengiruna endyu.bzekone hadish kenxbe ena

  • @HayetFenkil-k2w
    @HayetFenkil-k2w ปีที่แล้ว

    Tefetawi kem shmu

  • @qweryqwe7826
    @qweryqwe7826 ปีที่แล้ว

    💙💙💙💙🥰🥰🥰🥰💙💙💙💙🥰🥰🥰❤💛

  • @hagostsegay531
    @hagostsegay531 ปีที่แล้ว

    💙💙💙💙💙💙💪💪💪

  • @desalegntella1057
    @desalegntella1057 ปีที่แล้ว +2

    #ገበነኛታት ጉጅለ 15 ካብ ሽፍታ ኢሳያስ አይፍለዩን!
    ክንየው ጉጅለ 15 ሕሰቡ እቲ ምንታይ ህዝቢ ኤርትራ ናብ ፍጹም ባርነት ዝቖሮኑ ካብ ኢሳያስ ብዘይንእስ ቀንዲ ተሓተቲ ጉጅለ 15 ምኻኖም አይንዘንግዕ::

    • @kebromweldegebreal1461
      @kebromweldegebreal1461 ปีที่แล้ว

      ጽቡቅ ኣሎካ ብሩክ ሓው ግን ኣብ ፍርዲ ክቀርቡ ነይርዎም እምበር ሱቅ ኢልካ ኣይእሰርንዩ።

  • @tesfayghebremedhin5176
    @tesfayghebremedhin5176 ปีที่แล้ว

    not isr bet please Bet Ma'aserti

  • @selamseli8745
    @selamseli8745 ปีที่แล้ว

    Meska Zetetelemu jeganu hizbi Eritrea kolel zebel zelo ! Zehzenen zehfren tarik eyu 😏

  • @samueldimtsu1292
    @samueldimtsu1292 ปีที่แล้ว

    Hii kubre hawey betme eya tgdse zsmkea lominte gen nkoye kiros habtmkael smka btme hzene nsekne abe sakitzme ka bzabe kiros awere tehfu nru betme ykinlyne

  • @azmeramesfun3481
    @azmeramesfun3481 ปีที่แล้ว

    Ato eindabelka ktswo yehrkeka

  • @zagizer2407
    @zagizer2407 ปีที่แล้ว +2

    ሓው ሰልጠነ መደብካ ተኸታታሊ ኢየ ካብ ኦክላንድ ብሳተላይት ናብ ኤርትራ ዝመሓላለፍ ካብ ኮነሲ ህዝብና እዚ ናይ ኢትዮ ክትወርር ትዳሎ ምህላዋ ህዝብና ድማ ርእሱ ዘድሕነሉ መንገዲ ከናዲ ምንጋር የድሊ

    • @Kiduberye
      @Kiduberye ปีที่แล้ว

      ኢሳያስ ባዕሉ እንድዩ ግዲ ከይተወረረት ሂብዎ ንአቢይ አሕመድ!! ሓደ ኢና!! ክልቴና ሓደ ህዝቢ ኢና ኢሉኪ!! ዶንቆሮ!! እንታይ ተረኺቡ ሕጂ?

  • @efremhaile5766
    @efremhaile5766 ปีที่แล้ว +3

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @iwaywaywitt4541
    @iwaywaywitt4541 ปีที่แล้ว

    From all just I hope petros will stay because he was working with security and he now

  • @ግብራዊሞሳንሰማእታትና
    @ግብራዊሞሳንሰማእታትና ปีที่แล้ว +1

    ዝኸበርካ ለባም ኣቶ ማሓሪ፡ ብውሽጢ ንሰልጠነ እባ ማዓደልና። እቶም ኩሎም ለባማት ኤሪትራውያን ኣቦታት፡ ኣብ ግምት ዘይእተወ በቲ ናቱ ውሱን ኣራኣእያ መሰረት ብምግባር፡ ህዝቢ ኤርትራ ደንቆሮ ኢዩ ክብል ብዙሕ ጊዜ ይስማዕ ኢዩ እሞ፡ ለባም ምኽርኻ ለግሰሉ ሓደራ። ሰብ ዓቅሙ እንተተዛረበ ኢዩ ዘሞጉሶ። ክብረት እሃበለይ። ደላይት ፍትሒ ሕውትኻ።

  • @senaygebre5959
    @senaygebre5959 11 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙