ሚስጥራት ብዛዕባ ቅድሚ መንካዕን ኣብ መንካዕን ዝተቀትሉ መደብ 2ይ ክፋል ምስ ኣባል መንካዕ ዝነበረ ተጋዳላይ ወልደማርያም ኣብራሃም።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 109

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  ปีที่แล้ว +11

    ንዕብየት መድያ ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት
    donorbox.org/tefetawi-talkshow

    • @hdhjsjns
      @hdhjsjns ปีที่แล้ว

      Seltene bejaka ni tegaday tesfay temno akribelna . Bzuh zifelto neger alo . th-cam.com/video/5tUjiI0rhfU/w-d-xo.html

    • @amantesfama6702
      @amantesfama6702 ปีที่แล้ว

      @@merhawitesfaldet4277 እንታይ ስለ ዝገብረ ኢዩ ሕማቅ ኣማዉታ ክመውት
      ሰልተነ ዶ ይዛረብ ኣሎ ኢዩ
      ሰልተነ እኮ ከም ጋዘጠኛ ኮይኑ ኢዩ ዝሓትት ዘሎ ንስኻ ግን እቲ ርእስኻ ኣስረሓዮ

    • @wedieri8264
      @wedieri8264 ปีที่แล้ว

      ሰልጠነ መንካዕ ካበይ መነመን ምኻኖም ብትኽክል ክግለጸልና ኣለዎ እዚ ኣውራጃዊ ተባሂሉ ብስም ኣከለጉዛይ ዝጠፍአ ምሁር እንታይነቱ ክግለጽ ኣለዎ ንማዕርነት ኢልካ በደልን ልዕልናን እቲ ከባቢ ንኸይግለጽ ኣኮሎጉዛይ ኣይትበሉ ዝብል ዘረባ ትርጉም ዘምጽእ ኣይኮነን ታሪክ ታሪክ ክኸውን ኣለዎ እዞም ኣቦና ኩሉ ዘረብኦም ኣከለጉዛይ ንኸይንብል ዩ

  • @askedoetesfayohannes3241
    @askedoetesfayohannes3241 8 หลายเดือนก่อน +3

    ወልደማሪያም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ብጻይ።🎉

  • @ZaidHagos-hv5gp
    @ZaidHagos-hv5gp ปีที่แล้ว +3

    ካብዚ ንላዕልይ ሓቅይ የለን እሞ ንስዓቦ thank u father ልክዕ'ዩ 🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹ንበሩልና father

  • @binyam1578
    @binyam1578 ปีที่แล้ว +8

    ሓቀኛ ኣቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 👏🕊💙🌿✌🏻🥰🌻

  • @MFish7980
    @MFish7980 ปีที่แล้ว +2

    Thank you, Mr. Woldemariam, for coming forward to tell us the dirty works of the Barbaric regime. Unfortunately, still we Eritreans failed to concur and defeat the brutal Regime. Thank you also brother Seltene for inviting such knowledgeable person!!

  • @wblludwigshafen1700
    @wblludwigshafen1700 9 หลายเดือนก่อน +2

    VERYweise men.
    Very important Interviews.
    .

  • @tecleghebremariam
    @tecleghebremariam ปีที่แล้ว +7

    ክቡር ወድና/ ሓውና ሰልጥነ ግርማይ ደማ : ከም በዓል ሓው ወልድማርያም ኣብርሃ እንዳኣቕርብካ ንመንእሰያትና እቲ ሓቀኛ መሰረቱን ግጽን ህግደፍ ክፈልጥዎ ከይተሓለልክ ትገብር ብምህላውካ ክብሪ ይሃብካ ዕድሜኻ ድማ ይንዋሕ🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @mebrahtughebretensae2459
    @mebrahtughebretensae2459 ปีที่แล้ว +3

    yES GHERMAI BAHRE WAS VERY RIGHTEOUS AND BRAVE BY HIS NATURE FROM MIDLE SCHOOL AGE. hE WAS MY CLASS MATE IN GRADE 7TH AND 8TH IN DEBARWA MIDLE SCHOOL.. .

  • @askedoetesfayohannes3241
    @askedoetesfayohannes3241 8 หลายเดือนก่อน +3

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @milifreeshow
    @milifreeshow ปีที่แล้ว +5

    *This man is real legend ❤ and courage ❤*

  • @yohannesbisirat8912
    @yohannesbisirat8912 ปีที่แล้ว +2

    Thank you Aebona God bless you 👍

  • @AzezeZewde
    @AzezeZewde 5 หลายเดือนก่อน +1

    Ewe bhaqi Tesfankiel wedi jorjo ewn xhifu neyru

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 ปีที่แล้ว +2

    Tekia keshike.. ..

  • @MusluyAykonkun
    @MusluyAykonkun ปีที่แล้ว +3

    ሓቀኛን ተባዕን ኣቦ ክብሪ ይግበኦም።
    ንኢሰያስን መሳርሕቱን እቲ ገድሊ ንዉልቃዊ ዕላመኦም እንበር ብፍጹም ንራህዋ ህዝቢ ኤርትራ ከምዘይነበረ ይንጽረልካ። መሳኪን ተጋደልቲ ድማ ንኤርትራን ህዝባም ንጋደል ኣለና ኢሎም ንመስዋእቲ ይቃዳደሙ ምንባሮም ከብድካ ይቀርጸካ።

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 8 หลายเดือนก่อน +1

    እግዛአብሄር ክሓቶም ሙኴኑ ደስ እዩ ዝብል
    አረሜናት ኤርትራዊ

  • @tesfutekle8928
    @tesfutekle8928 ปีที่แล้ว +1

    Kulom ms eseyas zneber geben zelewom eyom

  • @yirgaalemsdstu9471
    @yirgaalemsdstu9471 ปีที่แล้ว +5

    እዚ ታሪኽ ብልክዕን ብንጹርን ክስነድ ስለዘለዎ፡ እዞም ኣቦና ከምኡ ውን ምስ ተስፋይ ተምንውዎን ካልኦትን ብቕርበት ክስንድዎ እንተዝኽእሉ፡ ምኽንያቱ እቲ ዕድመ ውን ይኸይድ ስለዘለዎ። ተወሳኺ ውን እዚ ወለዶ ተመክሮ ወሲዱ ጉዕዝኡ ብንጹር ክመርሕ፡ ስለዝሕግዝ።

  • @goitomtewelde8401
    @goitomtewelde8401 ปีที่แล้ว +5

    ሰልጠነ ሓወይ ዝጠፈአ ሓውና ኣለና ስድራ ውን ከም ስዉእ ከይተነገሩ ዓዲ እዝጊሄሮም ከይዶም ኢዮም ኮይኑ ግን እዚ ትገብሮ ዘለኻ ናይብሓቂ ጽቡቕ ኢዩ እሞ ምናልባሽ ኣፍልጦ እንተለዎምስ ሕተተለይ እንተሃልይዎ ክትሓተለይ ብትሕትና ይላበወካ። ንኣፍልጦ ዝኣክል ስሙ መንጉስቱ ተኽለ ይበሃል ወዲ ዓዲ ዃላ ኣብ 1974 ወይ 1975 ዝተሰለፈ ሓያል ተማሃራይ ሰንጀርጆ ከምዝነበረ ሓበሬታ ኣለና የቐንየለይ።

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 ปีที่แล้ว +2

    Stadium Alin mediate tekile ab kesila misiatewu halifpm....

  • @teameteshome9131
    @teameteshome9131 ปีที่แล้ว +3

    100%♥

  • @alemtekeste5757
    @alemtekeste5757 ปีที่แล้ว +2

    Hi brother how are unbelievable wayyyyywyyyyo. Very sad story thanks brother ❤❤❤❤

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 ปีที่แล้ว +2

    Abidela edirisi.

  • @hailewolde1816
    @hailewolde1816 ปีที่แล้ว +4

    ኣነ ዝገርመኒ እዞም ገዳይም ተጋደልቲ (ብፍላይ ደቂ ጽንዓደግለ )ብዛዕባ ኢሳያስ ክዛረቡ ከለው ኣብሪእስኦም ብዙሕ ማእሰርትን ጭቆናን መቅተልትን ወዘተ ከምዘውረደሎም እይም ዝዛረቡ እሞ ብወገኖም ነዚ እከይ ተግባራቱ ግብረ መልሲ ( ሕጋዊ ወይ ጎነጻዊ ) ስጉምቲ ኣይወሰዱን ??

  • @ወደቦይከ
    @ወደቦይከ ปีที่แล้ว +4

    ኣኽ ክንደይ ከኣ ሕጂ ብድሕሪት ትርሸን ምህላዋ እዩ ፡ ኣብዚ ናዚ ሕጂ ኩናት ከኣ ኣታ ገለ መርገም ደኣ ከይህልወና ፧
    ክንደይ ዝተረሸት ስዉእ ተባሂላ ስድራኣ ዝተነግረት ኣላ ማለት እዩ ። ኣንታ እዞም ወለድና እሾኽ ውሊዶምልና ዋይ ኣነ ።
    ሕማቕ ዛንታ ኡፍፍፍፍፍ ክንደይ ጅግና ተረሺና በቃ ኮንቱ ።

  • @kbribrhane8459
    @kbribrhane8459 ปีที่แล้ว +5

    ተኻታታሊ ሜላ ማለት ነቶም ዘይትፈልጥዎ ኮምሽነር ወይ መምህር ናይ ፖለቲካ ኢዩ።

  • @tecleghebremariam
    @tecleghebremariam ปีที่แล้ว +2

    ሓው ወልደማርያም ኣብርሃ: ህግደፍ ካበይ ጸሊም ባሕሪ ወጺኡ: ስለምንታይ ነታ ብመሰዋእቲ ኩቡራት ደቃ ሃገር ክትከውን ዝበቕዐት ኤርትራና: እሕምሳ ከምዘሎ ብሓቂ ክተብርሃልና ብምዳላይካ ዓቢ ታሪኽ ትሰርሕ ኣለኻ:: ንዚ'ውን ዝልዓለ ክብሪ እግብኣካ:: 👍👍👍👍

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 ปีที่แล้ว +2

    እቲ ዝገርም ሲ እዞም ብሓሶትን ተንኮልን
    ክፍኣትን ዝጎዓዙ ሰባት
    ክሳብ ሕጂ ዕድሚኦም ሙሉእ ኣብ ስልጣን ኮይኖም ይበታቱኑና ምህላዎም እዩ። መዓስ እዩ እዚ ኤርትራዊ ነዚ ተንኮል እዚ ኣለልዩ ዘፍርሶ።

  • @AzezeZewde
    @AzezeZewde 5 หลายเดือนก่อน +1

    Ahmed Nasr

  • @hdhjsjns
    @hdhjsjns ปีที่แล้ว +3

    Mis abona tegadalay Tesfay temno sefeh kale meteyek gibrelna

  • @amanuelhailu9378
    @amanuelhailu9378 ปีที่แล้ว +2

    Selam Tefetawi I think it is important to open a channel question and answer

  • @berhaneweldemariam8382
    @berhaneweldemariam8382 ปีที่แล้ว +2

    Cab bhiwetom hiwet zehlefu newramat weledo mtsbay mtshaf ytrefena Abona yfaredom!!nakum edmen tsanan yhabelna.

  • @filmontekeste5507
    @filmontekeste5507 ปีที่แล้ว +3

    Wel come z hawey mearey

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 ปีที่แล้ว +2

    Yeah sewi bedimasiko......

  • @kbribrhane8459
    @kbribrhane8459 ปีที่แล้ว +2

    Wel kome abona weldemaryam & tseltene

  • @Higuain1995
    @Higuain1995 ปีที่แล้ว +3

    Isayas aferki 80% ዕላምዑ ወቂዑ እዩ እዚኸኣ ብሰንኪ እቶም ደቀባት ገሊኦም ንስልጣኖም ገሊኦም ብድቁርንኦም ኣብዚ ደረጃ ኣብጺሑና ገናኸኣ ብሓደስቲ ተኪኡ እቲ ሰራም ዕላምዑ እቅጽሎ ኣሎ. ዳርጋ ኹሉ ኤሬትራዊ በዚ ሰራም ዕላማ ተለኺፉ እዩ. 😢😢😢

  • @fretatesfay343
    @fretatesfay343 ปีที่แล้ว +4

    ሰላም ክቡር አቡና ዕድመን ጥዕና ይሀበልና ነመስግን ታሪክና ናይ ህዝቢ ንጹሀት አህዛብ ታሪክና የህርናና እበር ንድህሪት አንምለስን ኢና የቀንየልና ኩምኡ ከአ ሰልጠነ ሀወይ ክብሪ ንዐካ ይኩን❤❤❤❤❤❤👍👌✌✌✌✌

  • @alemashbelay6177
    @alemashbelay6177 ปีที่แล้ว +2

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @kbribrhane8459
    @kbribrhane8459 ปีที่แล้ว +2

    ኢሰያስ ኤርትራውያን እንዳ በልዐ ዝኸብር ኣራዊት ኢዩ።

  • @muleyetewlde4393
    @muleyetewlde4393 ปีที่แล้ว +3

    ደቂሰ ኔሬ ሓሊፋትኒ ሰልጠነ ሓወይ ብዝኮነ ኪዳነ ክፉሉን ወልዳይ ጊደይን ብስርያ ኣዲስ ዝፍለጥ ኢዩ ጀብሃ ቀቲለሞም ነዚ ንክገብሩ ምስ ጀብሃ ኢሰያስ እድ ኔርዎ አንጻር ቃልሲ ዝተላእኩ ሙሁራት እዮም ኢሉ ኣእሚንዎም ን መራሕቲ ናይ ጀብሃ ብ ጀብሃ ተቀቲሎም ትክክል እዚ እዩ ።

  • @merhawi1991
    @merhawi1991 ปีที่แล้ว +2

    ኣቦይ ወልደማርያም ተባዕን ቅኑዕ ዘይሻራዊን ተጋዳላይ እዩ ንዓይ፡ ተፈታዊ ሾው ግን ብሽፋን ቃለ መሕትት ንመስፍን ሓጎስ ምጥቓዕ መደብ እዩ ነይሩ። እቲ ዘሰንበዶ 'ዓቢ መርድእ' ፡ቃል ምስክር መንካዕ ናይ ደቂ ኣከለጉዛይ ዘይምዃኑን ሙሴ ዉን መራሒ ናይቲ ዝነበረ ምንቅስቃስ ከምዘይነበረን እዩ። ካብ ቀደም ክሳብ ሕጂ ብፍሉይ ኣውራጃ ዝተሰርሐ ታሪኽ፡ ይሕመቕ ይጸብቕ የለን። ንገር ግን በዓልና ኢና ስም ነጠምቆን ነምበድብዶን። ድሕሪ ብዙሕ ምድግጋም ከኣ ሓቂ መሲሉ ከም ሻዕብያ ተቓናጁ ይኸይድ።

  • @kbribrhane8459
    @kbribrhane8459 ปีที่แล้ว +1

    ብርጌደር ጀነራል ግርማይ ማሓሪ ሓላፊ ቤት ማእሰርት ተሃድሶን ኤርትራ ዘሎ ካብቶም ካብ ባህልን ስነምግባር ዘኾብለሉ ብዕሉጋት ሓለፍቲ ሓደ ኢዩ።
    ሕጂ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሓዝሓዝ ኣሎ።

  • @berhanezewede1963
    @berhanezewede1963 ปีที่แล้ว +2

    ነውራም መሪሕነት ሻዕብያ ክሳብ ኩሎም ዝቅበሩ ነንሕድሕዶም እንዳ ተባልዑ ክቅጽሉ እዮም።

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 ปีที่แล้ว +2

    11:22 ኢሳያስ ኣፍወርቂ ኣብቲ ሽዑ እዋን፣ መጀመርያ ሰብዓታት ዩ መስለኒ፣ እንታይ ክገብር ኢዩ ናብ ወሎ ከይዱ?

  • @helenhaile4896
    @helenhaile4896 ปีที่แล้ว +1

    Wow haki belkum bruk abo

  • @anurgedafianur4015
    @anurgedafianur4015 ปีที่แล้ว +1

    እዚ ገድሊ እዚ ነቶም ንጹሀን ደቂ መሬት ለኪሙ ጠፊኡ።።አሰራርትኡ ንሃገሮ ዘይኮነ ጽምኢ ስልጣን ዝነበሮም አዝዮም ግብረሽበራውያን እዮም።።።

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 ปีที่แล้ว +4

    በጃኻትኩም እዚ ብደምቢ ከርኩም ሰንድዎ። ልውሉድ ወለዶ ዝቐርብ ታሪኽ እዩ። ተባረኹ።

    • @bashaku1
      @bashaku1 ปีที่แล้ว

      Where is Tsegai wedi keshi today?

  • @mebrahtughebretensae2459
    @mebrahtughebretensae2459 ปีที่แล้ว

    Mr.Weldemariam did you get chance /to give your witness to be registered by Eritrean Human Right group? It is very important to back up what the human right has.

  • @selamgedey5489
    @selamgedey5489 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩ እቲ ዝገርም፡ ነቶም ጸይቕታት መራሕቶም ዝገበሩዎ'ኳ ሸፊኖምሎም'ዮም ዝኸዱ፡ ዋላ ይበዳደሉ ንካልእ ኣሕሊፎም፡ኣይወሃሃቡን፡
    በንጻሩ እዞም ኤርትራውያን ኢና ዝብሉ ደንበ ዕንክሊል
    ንሃገር ዘምጸኣሎም ስዉእን ተጋዳላይን የናሽው፡ ንሃገርን ህዝብን ኣሕሊፎም ይህቡ።
    ዝገርም እኮ'ዩ።

  • @azebtsegay6753
    @azebtsegay6753 ปีที่แล้ว +1

    Will came tefetawi hawiy

  • @kbribrhane8459
    @kbribrhane8459 ปีที่แล้ว +1

    ኢሰያስ ተ/ብርሃን ወዲ ፍላንሳ ኣዛዚ ክፍለሰራዊት ከሎ ኣብ ግምባር ሓልሓል ኢዩ ተሰዊኡ ሰልጠነ።

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 ปีที่แล้ว +1

    1mayi abiderikadir kebirediyu.....

  • @almaztzegai7709
    @almaztzegai7709 ปีที่แล้ว +1

    Ghirmay Bahre
    ሓወይ እዩ።
    ዓዱ ዓዲ ጉዑቦ (ደቡብ ሰራይ) እዩ። ኣከለጉዛይ ኣይኮነን።

    • @weldenegodguad4974
      @weldenegodguad4974 2 หลายเดือนก่อน

      There's a book about Birmay Bahre. If you are interested, keep I touch

  • @Hosaena806
    @Hosaena806 ปีที่แล้ว +1

    Shabia hzbawi sewra kbihal bmntay mkniat ?
    Hzbu zetsinit nay hussot hzbawi sewra 💔💔💔

  • @isaiastewelde9960
    @isaiastewelde9960 ปีที่แล้ว

    ዘይወግሕ መሲልወን አብ ባኽራ ይሐርአ ::

  • @AzezeZewde
    @AzezeZewde 5 หลายเดือนก่อน

    Ahmed nase

  • @Higuain1995
    @Higuain1995 ปีที่แล้ว +1

    😢😢😢😢

  • @AzezeZewde
    @AzezeZewde 5 หลายเดือนก่อน

    No No Abdela Idris abowenber Ayneberen
    Abdela Idris Nay wetehaderawi halafi iyu neyru

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 ปีที่แล้ว +2

    19:48 እዚ ሓወቡኡ ንኢሳያስ ሰለሙን ኣብራሃ ተባሂሉ ዘሎ፣ ኣብቲ እዋን ኣማሓዳሪ ናይ ወሎ ነይሩ ዝበሃል ድዩ ሓቀይ?

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 ปีที่แล้ว +1

    ኢሳያስ ኣፍወርቅን ብጾቱን ካብ ጀብሃ ክፍለዩ ከለዉ፣ ንኪዳነ ክፍሉን ወልዳይ ግደይን ጀብሃ ኢዮም ኣብ ከሰላ ቀቲሎሞም ዝብል ወረ ዘርጊሖም ነይሮም።

  • @kbribrhane8459
    @kbribrhane8459 ปีที่แล้ว +1

    መሪሕነት ሻዕብያ ካብ ባህልን ስነ-ምግባርን ዝወጹ በጋሚዶታት ወይ ዓዋሉ ጥራሕ ዘይኮኑ ናብ ኣራዊት ዝተቀየሩ እዮም።

  • @wedieri8264
    @wedieri8264 ปีที่แล้ว +1

    ኩሉ እቲ ዘረባ ደቂ ኣከለጉዛዮም ኣይትበሉ ዩ እዚ ኢንተርቪው ብዝኾነ መንካዕ ይኹኑ የሚን ደቂ ኣበይ ምኻኖም ስሞምን ዓዶምን ገሊጽኩም ኣምጽኡ
    #ኣብርሃም ተወልደ
    #ተወልደ ኢዮብ
    #ሙሴ,,,

  • @ሻዕብያጽረሰላም
    @ሻዕብያጽረሰላም ปีที่แล้ว +1

    እዚ ናይ ሰልጠነ መደብ ናብ ኤርትራ ያኣቱ ድዩ ?

  • @asmarabella913
    @asmarabella913 3 หลายเดือนก่อน

    Ata izi abona bitami enciklopia wey tharik nati nabhaki Nazi zibhi sirhat zigheliz zello pls pls nimharellu hidmen tinan ihabo

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 ปีที่แล้ว +1

    40:50 እዋአ ካብ ስልጣንካ ውረድ እንተ ትብሉዎስ እንታይ ሓጥያት ነይሩዎ ድዩ?? ኢሳያስ ነቲ ስልጣን ተኾናቲሩዎ ድዩ ነይሩ? ወይ ጉድ

  • @bahabolom243
    @bahabolom243 ปีที่แล้ว

    Selam sltene deliaka niere beyen rkebeni ba

  • @genettedla4209
    @genettedla4209 ปีที่แล้ว +1

    Thank you guys for interesting program from day one he's evil guy it's estrang what he's doing until know isayas no one clever from Eritrean people until know God help us 🙏

  • @amlakyemsegen7371
    @amlakyemsegen7371 ปีที่แล้ว +1

    💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @belaywelu8678
    @belaywelu8678 ปีที่แล้ว

    ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንቁልቁል አፋ ክድፋእ እዩ ኢሉ ዝፃፈ ድዩ?

  • @sultannegash781
    @sultannegash781 ปีที่แล้ว +1

    እዚ እሰያሰ ዝአለም እዩ አብዚ ግን መሰፉን ሐጎሰ ክምልሰ ነይርዎ

    • @amantesfama6702
      @amantesfama6702 ปีที่แล้ว +1

      በየናይ መዓንጣ

    • @romahagos2615
      @romahagos2615 ปีที่แล้ว +1

      Zey mesfun hagos si msu u zmarasah neru kemey eilu kzareb bal nusu ab godni etom qunat dew entezblu do beynu iseyas eko wela hade aymgebren neru

    • @romahagos2615
      @romahagos2615 ปีที่แล้ว

      Kab msfn hagos mstir mxbay kab dorho xeba mdlay u

  • @mogosfshaye5038
    @mogosfshaye5038 3 หลายเดือนก่อน

    እስከ የሚን ዝባሃሉከ ነሮም ዶ፧ እንተነሮም ከ ንምንታይ ዘይተልዕልዎም ኢልካ ሕተቶ።

  • @azzyland65002
    @azzyland65002 ปีที่แล้ว

    ዕሱማን ሳልሕ ሳበ አብ ሱዳን ሽወኽ ዝባሃ ማኺና ተገምጢሉ እዩ መይቱ ብርግጽ አይፎልጦን ግን 1986 ወይ 1987 አብ ትቦታ ኑይረ ወይአብ ቲከባቢነይረ

  • @senaitmichael6763
    @senaitmichael6763 ปีที่แล้ว

    HABITA EZA HALEWA SEWRA ENTAY EYU NERU TRGUMA?

  • @ebrahimhagos6386
    @ebrahimhagos6386 ปีที่แล้ว +1

    تذكر مصحيفقط

  • @ሰላምሰላምሰላም-ቈ2ሸ
    @ሰላምሰላምሰላም-ቈ2ሸ ปีที่แล้ว

    ሰላም ስልጡን

  • @amanuelhailu9378
    @amanuelhailu9378 ปีที่แล้ว

    ገብረጻድቕ ጋንጉል አብ ከባቢ ከተማ ዓድቐይሕ ዝተወልደ ወድ ሓረስታይ ኮይኑ ክሳብ 11 ክፍሊ አብ ካልአይ ደረጃ ደቀምሓረ እንዳተማህረ ብ1968 ናብ ELF ተሰሊፉ ብድሕሪ ምስላፉ ዑስማን ሳልሕ ሳበ ብዝረኸቦ scholarship ምስ ብዓል ደብሮም ጥሉቕ ማሕሙድ ሓሰብ ንኩባ ንዝለዓለ ወታሃደራዊ ካብ ዝኸዱ ሓደ እዩ ካብ ተሰፋይ ተምነዎ ከም ዝሰማዕክዎ አብ ገረግር አስመራ አብ ሕድሕድ ውግእ ተሰዊኡ

  • @FretaAsmelash
    @FretaAsmelash 9 หลายเดือนก่อน

    Seltene..wedey..aegoka..tarik..shaebiy..denido

  • @AzezeZewde
    @AzezeZewde 5 หลายเดือนก่อน

    Fitewrari metshiet ab Addis Abeba abfeqodo biet tmhrti unive tzrgah neyra 1974-1975

  • @yemaneghebru2698
    @yemaneghebru2698 ปีที่แล้ว

    ሮሞዳን ኢዩ ምስ ኢስያስ ናብ ቻይና ከይዱ ዝነብረ፡

  • @kerenboys1224
    @kerenboys1224 ปีที่แล้ว

    መብራህቱ ወልዱ ማለት መብራህቱ ተወልደመድህን ዝብል ኣፍ ድዩ?

  • @FretaAsmelash
    @FretaAsmelash 9 หลายเดือนก่อน

    Denido..edime..yihebka

  • @nechitesfamariam9481
    @nechitesfamariam9481 ปีที่แล้ว +1

    😂😂😂😂😂😂ዝጋርም

  • @amanuelmoges454
    @amanuelmoges454 ปีที่แล้ว

    ክላ ቀደሙ እዞም ካብ አ አበባ ንሜዳ ዝወጹ ሕንቁቃት ብፍላይ ካብ እታ ዩኒቨርሲቲ ናይ አ አበባ ካልእ ዘይናትና ልምድን ክፋእን ሒዞም ኢዮም ተስሊፎም ብዘይ ጠያቂት ካአ መምስ መልእኽቶም ጀብሃ ተቀቢላቶም ገለ ጀሳውስ ገለ ፈተውቲ ነብሶም ብልክዕ ንሃገር ኤርትራ ሐራ ንምውጻእ ዝመጺ ቁጽሮ ውሑድ ኢዩ ኔሩ ስቅ ኢልካ ምጽንባር ኢዩ ኔሩ

  • @EsayasPetros-u3m
    @EsayasPetros-u3m 3 หลายเดือนก่อน

    Seltene hawuna knsemaka enda behagnaka gn derifi aytebzh yhtsr able eti derfi data ykebrena alo ezom ab afrika Berkeley tehawelti km mkana ab get yeetwo

  • @asghedomwoldeghiorghis274
    @asghedomwoldeghiorghis274 ปีที่แล้ว

    Hasawi dikala, kedem aybelkaion.

  • @hiayabyesus2011
    @hiayabyesus2011 ปีที่แล้ว

    ድሩዕን ጴጥሮስ ሰሎሙንን ምስ ኢሳያስ ብደም ዝ ኣተውዎ ቃል ኪዳን ከኣ ኣይትረስዕ፡ Colon chahon ዝብሃል ኣብ ሱዳን ረኺብዎም ዝገበርዎ። ካልኣይ ክልተ ግዜ ንኢስያስ ዝገብሮ ዝነበረ፡ ዝተረድኦም ንኢሳያስ ክቐትልዎ ምስ መጹ ክልተ ግዜ ድሩዕ ከሊእዎም። እቶም የሕዋት ተጋደልቲ ተቐቲሎም እዮም። ብዛዕባዚ ትፈልጦ እንተልይካ ክቡር ሓወይ። ተባረኽ።

    • @romahagos2615
      @romahagos2615 ปีที่แล้ว

      Kemu entezey konu do da hazilomo mexiyom amlak keyferdena da enber nay edom eyom rekibom msta nay etom nuxhat abotayena

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 8 หลายเดือนก่อน

    ሻዕቢያ ግብረሰዶማውያን እዮም ።
    ጭካኒኦም አይተራአየን አብ ዐለም
    አትማን አረሜናት
    ግብረሰደማውያን ተዘይትኾኑ አብ ደቀንስትዮን መናእሰይ በፍራዛን ብ ማይ ውዑይ ጌርኩም ሂወት ደቂ ሰባት አይመሕለፍኩም።
    ጨካናት ረሲአን

  • @futurandom1604
    @futurandom1604 ปีที่แล้ว

    ቱኩእ ሕደጎ ቆልዓ ውላድ ኣለዎ ይብሃል ምልጊኡ ኢሰያስ ኣፎርቂ ዝብሃል
    ሰይቲ ትኩእ ሕደጎን፡ወዲ ሕደጎን ኣለው ዶ ብሂወት ሰልጠነ ብዛዕባ እዚ ሕተተልና፡ወይ ኣረጋጸልና

  • @andomberaki4347
    @andomberaki4347 ปีที่แล้ว

    ኣንታ ሰብኣይ ሕጂ እውን ትጋገ ኣለኻ ሓርበኛ ስዉእ ተጋዳላይ ዖስማን ሳልሕ ሳበ ኣብ ዕለት 04 ሚያዝያ 1987 ኣብ ከተማ ካይሮ ግብጺ ኢዩ ተሰዊኡ።
    ኣይትጋገ ። ሓንሳብ ድሕሪ ነጻነት ትብል ሓንሳብ ከኣ 1989 ትብል ሕንክርክር ኣቢልካዮ ነዚ ታሪኽ።

  • @zemehretweldemariamandehai6697
    @zemehretweldemariamandehai6697 ปีที่แล้ว

    ጡዑይ ሰብ እንተትኸዉን ነርካ አብ ሰልጠነ ወዲ-ሐዃር አድጊ አይምቀረብካን ነርካ ።

    • @dawitjigna
      @dawitjigna ปีที่แล้ว +1

      💪ሰልጠነ💪ተፈታዊ💪ጅግና💪
      Zemehret -ሕርርርርር በል

  • @negassinegassi4924
    @negassinegassi4924 ปีที่แล้ว

    እዚ ፖለቲካ ዘይኮነ ምስ ፍጹም ዕርበት ጃንዳ ወያነ፡ ህዝቢ ኤርትራ ጸረ ኢሰያስ ገለ ዘይቁኑዕ ኣንፈት እንተሓዘ ካብ ምባል ዝባሃል ዘሎ ሃተፍተፍ'ዩ፡፡

  • @berhaneweldemariam8382
    @berhaneweldemariam8382 ปีที่แล้ว +1

    Cab bhiwetom hiwet zehlefu newramat weledo mtsbay mtshaf ytrefena Abona yfaredom!!nakum edmen tsanan yhabelna.

  • @amlakyemsegen7371
    @amlakyemsegen7371 ปีที่แล้ว +1

    💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @amlakyemsegen7371
    @amlakyemsegen7371 ปีที่แล้ว +1

    👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽

  • @rttr3992
    @rttr3992 ปีที่แล้ว +1

    👍👍👍👍👍👍👍😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫⚫