ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዓስቢ ሓጢያትና ሞት ስለዝኾነብኣና ተራእዩ ኢየሱስ ተኾነነንሕና ብእኡ ጽድቂ ኣምላኽ ክንከውንተንሲኡ ኢየሱስ ንዓና ንምድሓንተንሱኡ ኢየሱስ ብዓብይ ስልጣንብሞቱ ምስ ኣምላኽ ካብ ተዓረቕናብሂወቱ ክንደይ ዘይንድሕን ኣዚናኣብ ዙፋን ክብሪ ምድሕና ካብ ተቐመጠንሱ'ዩ ሞገስና ይፍለጥ ዘይፈለጠብኡ ኢና ንርአ ይፍለጥ ዘይፈለጠ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~ዓስቢ ሓጢያትና ሞት ስለዝኾነብኣና ተራእዩ ኢየሱስ ተኾነነንሕና ብእኡ ጽድቂ ኣምላኽ ክንከውንተንሲኡ ኢየሱስ ንዓና ንምድሓንተንሲኡ ኢየሱስ ብዓብይ ስልጣንትብዓት ኣለና ንሕና ቅንዕ እንብለሉናብ ቅድሚ ልዑል ከም ዉሉድ ንቐርበሉትዝተሓርደ ገንሸል ከፊልዎ'ዩ ዕዳናንዑ ንዘልኣለም ይኹኖ ምስጋናንጎይታ ኢየሱስ ይኹኖ ምስጋና~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~ዓስቢ ሓጢያትና ሞት ስለዝኾነብኣና ተራእዩ ኢየሱስ ተኾነነንሕና ብእኡ ጽድቂ ኣምላኽ ክንከውንተንሲኡ ኢየሱስ ንዓና ንምድሓንተንሲኡ ኢየሱስ ብዓብይ ስልጣንኦሞት ብልሕኻ ሎሚ መውግእካ ኣበይ'ሎመዝሙር ዓወትና'ዚዩ ደጋጊምና ንብሎመርሖ ሞትን ህይወትን ኣብ ኢዱ ሒዙ'ዩ ጎይታናበዚ ህያው ተስፋ ዉሑስ'ዩ ምድሓናኣብዚ ሂያው ተስፋ ይሰረት እምነትና~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~ዓስቢ ሓጢያትና ሞት ስለዝኾነብኣና ተራእዩ ኢየሱስ ተኾነነንሕና ብእኡ ጽድቂ ኣምላኽ ክንከውንተንሲኡ ኢየሱስ ንዓና ንምድሓንተንሲኡ ኢየሱስ ብዓብይ ስልጣን ብሞቱ ምስ ኣምላኽ ካብ ተዓረቕናብሂወቱ ክንደይ ዘይንድሕን ኣዚናኣብ ዙፋን ክብሪ መድሓኒና ካብ ተቐመጠንሱ'ዩ ሞጎስና ይፍለጥ ዘይፈለጠብኢ ኢና ንርአ ይፍለጥ ዘይፈለጠ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~ዓስቢ ሓጢያትና ሞት ስለዝኾነብኣና ተራእዩ ኢየሱስ ተኾነነንሕና ብእኡ ጽድቂ ኣምላኽ ክንከውንተንሲኡ ኢየሱስ ንዓና ንምድሓንተንሲኡ ኢየሱስ ብዓብይ ስልጣን(2)~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም💒❤🙏🏼
Amlak xegeu yebzhalka bruk hawey ❤️❤️❤️
Oooooi und ich hab ein Bild 😂
ኩሉ ክብሪ ኣምልኾን ውዳሰን ነቲ ናይ ይሁዳ ኣንበሳ ኣሜን፥ተባረኹ
ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ💗 💞💥🌺♥️🥰እንኻዕ ኣብጸሐኹም ንክቡር ብዓለ ትንሳኤ ጎይታ ፋሲካ ደቂ ተዋሕዶ ✝️💗😘
Maÿ jesus christ bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
❤❤❤🌹🌹🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ፍቁራት የሕዋት
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ የሕዋተይ❤✝️🥰
🎉🎉🎉❤❤❤⛪⛪⛪⛪
Kemakum akelgelti nkonelu gze neana neakum dema fetsemti ygberkum brukat❤❤❤
እብራውያን 9:24፤ ክርስቶስ ሕጂ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ኪረኣየልና ናብኣ ናብታ ኣብ ሰማይ ዘላ መቕደስ ኣተወ።
ዓስቢ ሓጢኣት ሞት እዩ ፥ ውህብቶ ፀጋ እግዚአብሔር ግና ፥ ብኢየሱስ ክርስቶስ ጎይታና ፥ ናይ ዘለኣለም ህይወት እዩ ። ሮሜ 6 : 23.
ኣሰይ ብሩኻት ይሕዋት ተባረኩ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና አንኮዕ ብሰላም ናብ ብርሃን ትንሳኤ ኣብጽሓና🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ንመላእ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት እምነት ተኸተልቲ እንኳዕ ንጎይታና አምላክና መድሓኒትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም ኣብፅሐኩም
Amen🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእቲ የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ናይ አጎልግሎትኩም ዘበንኩም ይባረክ❤ጥዕም መዝሙር ውህደትኩም❤ ኩሉ ጽቡቅ እንቃዕ ናብ ብርሃን ትንሳኤኡ❤ጎይታና መድሐኒና አብጻሐንስ❤ንዓካትኩ ድማ እንቃዕ አብጻሐኩም❤ምስ ስድራቤትኩምን ፈተውትኩምን❤አሜን❤❤❤❤❤❤❤
Amen 🙏🙏🙏
ዝማሬ መልኣክት የስመዓልና የሕዋተይ🙏🙏🙏 ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ትንበር ❤
አሜን ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ክቡራት ማሕበር ንዓናውን ንበረከተ ስጋን ነብስን ፈውሲ ስጋን ነብስን ይግበረልና ክርስቶስ አምላክና አሜን አሜን አሜን
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ርሑስ በዓል ትንሳኤ ❤☺️🌿
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓና❤።
እሰይይይይይይ ክንደይ ደስ ክብል ኣዕጽምቲ ዘለስልስ መዝሙር ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና ደቂ እመብርሃን ፈጣሪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኹም ይባርኽ ርሑስ ኣውደኣመት ዶሞ ንህዝበ ክርስትያን ተመስገን ጎይታ ሰማይን ምድርን ዝኮንኻ ኣምላኸይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና
ዝማረ መላእክት ያስመዐልና ፀጋኡ ያበዘሐልኹም ክብርራት አሕዋትና ቃል ህይወት ያስመዐልና አሜን አሜን አሜን ✝️✝️✝️🎤🎤🎤🕊🕊🕯🕯🙏🙏🌹🌹🌹🌹
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም፡ ሩሑስ በዓለ ትንሳኤ ይግበረልና ደቂ ተዋህዶ❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት ያስምዐልና ፀግኡ የብዝሐልኹም👏👏👏👏
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብራት አሕዋትና❤❤❤
ብሩኽ ኣውዳኣመት ንኹልና ቤተክርስቲያን እናኸድና ንሰምዓ ኣለና ዝማሬኹም ይቀበለልኩም ብሩኻት የሕዋት❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ደቂ ተዋህዶ መላእኽቲ ምድሪ ርሑስ በዓል ትንሳኤ።
I love orthodox songs they teaching the truth gospel of God very powerful spiritually and holiness in every way 🙏 God bless you more grace over grace 🙏 🇪🇷🙏💕🎉
ዝማረ መልአክት የስምአልና ፍቱዋት የጅዋት። አልልልልልል አንካዕ ናብዚ ኩቡር በዓል ትንሳኤ ብሰላም አብፅሓና።
❤❤🎉❤ዝማሬ መልእኽቲ የሰመዓለና
ZMare melaekt yesmealnaa fqurat yehwat amlak xegu yebzhalkum rhus beale tnsae ygberelna 🎉🎉 ❤❤❤❤❤❤🎉🎉
ኣሜን ዛሚሪ ማልኪቲ ያስማዒልኒያ ይግዛብሄር ኣምለክ ይብርኩም ኢዞም ሓወይቲ
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና አሜን ርሑስ ዓመት ባዓል ይግበረልና አሜን ❤❤❤❤❤
Zmare melaekti yesmaelna AMEN🙏🙏🙏
ዝማሬ መልእክት የስመዐልና ሩሑስ በዓል ትንሳኤ❤❤
ኣሜን ጎይታ ኢየሱስ ይመስገን ጎታየይ ንጉሰይ ሪኤዮ ብሓቂ እቲ ዓቢ ፍቅር'ኻ ምእንታና ዝወዓልካ ኣብ መስቀል መከራ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ምቁራት የሕዋተይ፡ሩሑስ ብዓል ትንሳኤ ይግበረልና ንኩላትና ኣመንቲ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር❤
Blessed fml ኣምላኽ መመሊሱ የበርትዕኩም።
❤❤❤ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋትና እንኳዕ ናብ ብዓለ_ትንሳኤ_ጎይታና_ኣምላክና_መድሓኒና_ኢየሱስ_ክርስቶስ ብሰላም ኣብፀሐኩም/ና ደቂ እመ ብርሃነይ✝️♥️🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤xbuqat yehwatey mezurkum kfetwo Amlak ymesgen bhaqi
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 zimar melakti yesimalna burikat sidrana egzabiher amlak
Amen! ንሕና ብእኡ ❤❤❤
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን
🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽❤️❤️❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽amen zemare melaket yesmalna 🤲🏽🤲🏽🤲🏽
Amen( 3)amelk xegu yebizhallqum!!!
ዝማሬ መልአክቲ የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም
አሰይይይይ ደቅ ተዋሕዶ ዋ ሸኾራተ ጸጋኡ ያብዘሐልኹም አምላክ ቅዱሳን ፍትዋተይ ከደይ ደሰሰሰሰ ትብለኒ ታቅንኢለኹምኒ ❤
Tsegueu yebzahalkum yehwatey ❤❤❤
Zmare melakt yesmalna brukat
Zmare melaikt yesmalna yhwatey❤❤❤❤❤
ዝማሬ መለኽቲ የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሐልና ፈጣሪ.🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤️
Zmari melaekiti yesmalna yhwatna
Amen Amen Amen zmare Melaekt yesmaalna shikorinatattt yehwatna❤❤❤.
Amen amen ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፍቅራት የሕዋት❤❤❤❤❤
ኣሜን!!! ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና ኣሕዋተይ.
Ewe nay bhaki megosnan kbrnan welde ab eyesus krstos zmare kdusa melakt yesmalna ftwat yehwatna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🤲🤲🤲🤲🤲🤲🌹🌿🌹🌿🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹
Amen amen amen zmarie melakti yesmalna xegue yebzahalkum fetari
Zimare melaikti yesmealina 🇪🇷 ♥ ❤ ❤ inkua abxehakum
Goyta yesus yebarekekum brukat! N bezuhat medhan kunu🙌
ኣሰየይይይይይ ብርካተይ እግዚእብሔር ኣምላክ ፀጉእን በረከቱን የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና❤❤
🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️♥️
Asey elllellll tebareku goytay ybarek nezi zmesel nay amlko zkone mezmur zhabena ❤🙏
Amlak Edeman Tenan yehabalay 🙏 😘 Brukat yhwat Zemare Melakti ysmalna
Nhatyatna kbl O Goydana Eyosus motlna hiwet hibina Amen Amen Amen zmarie kuburat yehwatey xegeu yebzhalkum 🙏🙏🙏
Amen (((3))) zmare melaekti yesmealna brukarey 🙏🙏🙏
ኣምላኽ መሊሲ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣምላኽ ብኣኹም ጌሩ ኩሉ ግዜ ስለ ዝባረኸና ምስጋና ይኹኖ።ኢየሱስ ተንስኡ እየ።ኣሜን!!❤
Zmarie mlaAkti yesmalna ankae nab brhane tnsae abxehana ❤❤❤❤❤❤❤
Wow thanks to God our savior Jesus christ 🙏 this is true gospel song this is our faith 🙏 God bless you more grace Yong people 🙏 ❤🎉🇧🇻🇪🇷
🙏🙏🙏❤❤❤ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና
AMEN AMEN ZMARIE MELAEKIT YESMAELNA
ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና
ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣሜን
❤❤❤❤love God and and respect to the mezmuren pls 🙏 ❤😊😮 ❤
zimare melakti yesmalna zegu yebzihalkun burukat yehwatey 🙏🙏🙏❤
Zmare melakti yesmana Egziabiher xegu yebzhalkum burukat yehwatey keep it up ❤
መጽሓፍ ቅዱሳዊት መዝሙር
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኩቡራት ኣሕዋትና
ዝመረ መልእክተ ይሰማዓልና ❤❤❤❤
Amelak ybarukum ❤❤❤❤❤ Tebareku❤❤❤ ❤
Zimare meliekiti yesmaelna Amen 🙏💕🙏
ዝማረ መእላክት የሰምአልና አሜን
HAPPY EASTER TO ALL BELIEVERS CHRISTIAN ORTHODOX AMEN
Enqa bselam abxahn nabzi kubur beal tnsaeye zemen agelglotkum ybarek Temesgen Amelak ❤❤❤🙏🙏🙏
Amen Amen Amen zemari meleakti ysmalna kuburat yhwate xegu ybzhalkum Egzabher Amlak
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ተባረኹ
Rhus Awdeamet Deki Tewahdo❤❤❤🙏🙏🙏🙏🕊🕊🕊
Zimare melakti yesmalna kuburat yehwat egzabher tsegu yebzahlkum ❤❤❤🙏🙏🙏
Kale hewat yasiman Eillllllllllllllllllll Aseyyyyyyyyyy AMEN AMEN AMEN 🙏❤️🙏❤️🙏❤️
ክቡራት ዘመርቲ ኣሕዋትና በጣዕሚ ጥዑም መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዕልልልልልልልልልልልልልልል🙏ጸጋኹም የብዘሓልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ከምዚ አናዘመርኩም ኣብ ገዝኡ የንብርኩም🌿❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
Zmare melaekt yesmealna kuburat yehwat❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Egziaber xegeu yebzhalkum zemertn getemtn
God bless you all!!!❤❤❤
Zemary mlaket yesmalna tbrku🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሪ መላአክት የስመዓልና ኩብራተይ 👏👏👏👏🙏
Amen 🙏 ❤
አሜን አሜን አሜን🎊🎊🎊🎊✨🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🤍
Zmare melakti yesmalna brukat goyta eyesus ybark’kum enqa abxehana dma nkulu amani 🥰🙏🏾😇
Amen
Zmare melakti yesmealina ❤ Ruhus awdeamet ygberelina ❤❤
ዓስቢ ሓጢያትና ሞት ስለዝኾነ
ብኣና ተራእዩ ኢየሱስ ተኾነነ
ንሕና ብእኡ ጽድቂ ኣምላኽ ክንከውን
ተንሲኡ ኢየሱስ ንዓና ንምድሓን
ተንሱኡ ኢየሱስ ብዓብይ ስልጣን
ብሞቱ ምስ ኣምላኽ ካብ ተዓረቕና
ብሂወቱ ክንደይ ዘይንድሕን ኣዚና
ኣብ ዙፋን ክብሪ ምድሕና ካብ ተቐመጠ
ንሱ'ዩ ሞገስና ይፍለጥ ዘይፈለጠ
ብኡ ኢና ንርአ ይፍለጥ ዘይፈለጠ
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
ዓስቢ ሓጢያትና ሞት ስለዝኾነ
ብኣና ተራእዩ ኢየሱስ ተኾነነ
ንሕና ብእኡ ጽድቂ ኣምላኽ ክንከውን
ተንሲኡ ኢየሱስ ንዓና ንምድሓን
ተንሲኡ ኢየሱስ ብዓብይ ስልጣን
ትብዓት ኣለና ንሕና ቅንዕ እንብለሉ
ናብ ቅድሚ ልዑል ከም ዉሉድ ንቐርበሉ
ትዝተሓርደ ገንሸል ከፊልዎ'ዩ ዕዳና
ንዑ ንዘልኣለም ይኹኖ ምስጋና
ንጎይታ ኢየሱስ ይኹኖ ምስጋና
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
ዓስቢ ሓጢያትና ሞት ስለዝኾነ
ብኣና ተራእዩ ኢየሱስ ተኾነነ
ንሕና ብእኡ ጽድቂ ኣምላኽ ክንከውን
ተንሲኡ ኢየሱስ ንዓና ንምድሓን
ተንሲኡ ኢየሱስ ብዓብይ ስልጣን
ኦሞት ብልሕኻ ሎሚ መውግእካ ኣበይ'ሎ
መዝሙር ዓወትና'ዚዩ ደጋጊምና ንብሎ
መርሖ ሞትን ህይወትን ኣብ ኢዱ ሒዙ'ዩ ጎይታና
በዚ ህያው ተስፋ ዉሑስ'ዩ ምድሓና
ኣብዚ ሂያው ተስፋ ይሰረት እምነትና
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
ዓስቢ ሓጢያትና ሞት ስለዝኾነ
ብኣና ተራእዩ ኢየሱስ ተኾነነ
ንሕና ብእኡ ጽድቂ ኣምላኽ ክንከውን
ተንሲኡ ኢየሱስ ንዓና ንምድሓን
ተንሲኡ ኢየሱስ ብዓብይ ስልጣን
ብሞቱ ምስ ኣምላኽ ካብ ተዓረቕና
ብሂወቱ ክንደይ ዘይንድሕን ኣዚና
ኣብ ዙፋን ክብሪ መድሓኒና ካብ ተቐመጠ
ንሱ'ዩ ሞጎስና ይፍለጥ ዘይፈለጠ
ብኢ ኢና ንርአ ይፍለጥ ዘይፈለጠ
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
ዓስቢ ሓጢያትና ሞት ስለዝኾነ
ብኣና ተራእዩ ኢየሱስ ተኾነነ
ንሕና ብእኡ ጽድቂ ኣምላኽ ክንከውን
ተንሲኡ ኢየሱስ ንዓና ንምድሓን
ተንሲኡ ኢየሱስ ብዓብይ ስልጣን(2)
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም💒❤🙏🏼
Amlak xegeu yebzhalka bruk hawey ❤️❤️❤️
Oooooi und ich hab ein Bild 😂
ኩሉ ክብሪ ኣምልኾን ውዳሰን ነቲ ናይ ይሁዳ ኣንበሳ ኣሜን፥ተባረኹ
ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ💗 💞💥🌺♥️🥰እንኻዕ ኣብጸሐኹም ንክቡር ብዓለ ትንሳኤ ጎይታ ፋሲካ ደቂ ተዋሕዶ ✝️💗😘
Maÿ jesus christ bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
❤❤❤🌹🌹🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ፍቁራት የሕዋት
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ የሕዋተይ❤✝️🥰
🎉🎉🎉❤❤❤⛪⛪⛪⛪
Kemakum akelgelti nkonelu gze neana neakum dema fetsemti ygberkum brukat❤❤❤
እብራውያን 9:24፤ ክርስቶስ ሕጂ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ኪረኣየልና ናብኣ ናብታ ኣብ ሰማይ ዘላ መቕደስ ኣተወ።
ዓስቢ ሓጢኣት ሞት እዩ ፥ ውህብቶ ፀጋ እግዚአብሔር ግና ፥ ብኢየሱስ ክርስቶስ ጎይታና ፥ ናይ ዘለኣለም ህይወት እዩ ። ሮሜ 6 : 23.
ኣሰይ ብሩኻት ይሕዋት ተባረኩ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና አንኮዕ ብሰላም ናብ ብርሃን ትንሳኤ ኣብጽሓና🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ንመላእ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት እምነት ተኸተልቲ እንኳዕ ንጎይታና አምላክና መድሓኒትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም ኣብፅሐኩም
Amen🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእቲ የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ናይ አጎልግሎትኩም ዘበንኩም ይባረክ❤ጥዕም መዝሙር ውህደትኩም❤ ኩሉ ጽቡቅ እንቃዕ ናብ ብርሃን ትንሳኤኡ❤ጎይታና መድሐኒና አብጻሐንስ❤ንዓካትኩ ድማ እንቃዕ አብጻሐኩም❤ምስ ስድራቤትኩምን ፈተውትኩምን❤አሜን❤❤❤❤❤❤❤
Amen 🙏🙏🙏
ዝማሬ መልኣክት የስመዓልና የሕዋተይ🙏🙏🙏 ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ትንበር ❤
አሜን ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ክቡራት ማሕበር ንዓናውን ንበረከተ ስጋን ነብስን ፈውሲ ስጋን ነብስን ይግበረልና ክርስቶስ አምላክና አሜን አሜን አሜን
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ርሑስ በዓል ትንሳኤ ❤☺️🌿
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓና❤።
እሰይይይይይይ ክንደይ ደስ ክብል ኣዕጽምቲ ዘለስልስ መዝሙር ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና ደቂ እመብርሃን ፈጣሪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኹም ይባርኽ ርሑስ ኣውደኣመት ዶሞ ንህዝበ ክርስትያን ተመስገን ጎይታ ሰማይን ምድርን ዝኮንኻ ኣምላኸይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና
ዝማረ መላእክት ያስመዐልና ፀጋኡ ያበዘሐልኹም ክብርራት አሕዋትና ቃል ህይወት ያስመዐልና አሜን አሜን አሜን ✝️✝️✝️🎤🎤🎤🕊🕊🕯🕯🙏🙏🌹🌹🌹🌹
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም፡ ሩሑስ በዓለ ትንሳኤ ይግበረልና ደቂ ተዋህዶ❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት ያስምዐልና ፀግኡ የብዝሐልኹም👏👏👏👏
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብራት አሕዋትና❤❤❤
ብሩኽ ኣውዳኣመት ንኹልና ቤተክርስቲያን እናኸድና ንሰምዓ ኣለና ዝማሬኹም ይቀበለልኩም ብሩኻት የሕዋት❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ደቂ ተዋህዶ መላእኽቲ ምድሪ ርሑስ በዓል ትንሳኤ።
I love orthodox songs they teaching the truth gospel of God very powerful spiritually and holiness in every way 🙏 God bless you more grace over grace 🙏 🇪🇷🙏💕🎉
ዝማረ መልአክት የስምአልና ፍቱዋት የጅዋት። አልልልልልል አንካዕ ናብዚ ኩቡር በዓል ትንሳኤ ብሰላም አብፅሓና።
❤❤🎉❤ዝማሬ መልእኽቲ የሰመዓለና
ZMare melaekt yesmealnaa fqurat yehwat amlak xegu yebzhalkum rhus beale tnsae ygberelna 🎉🎉 ❤❤❤❤❤❤🎉🎉
ኣሜን ዛሚሪ ማልኪቲ ያስማዒልኒያ ይግዛብሄር ኣምለክ ይብርኩም ኢዞም ሓወይቲ
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና አሜን ርሑስ ዓመት ባዓል ይግበረልና አሜን ❤❤❤❤❤
Zmare melaekti yesmaelna AMEN🙏🙏🙏
ዝማሬ መልእክት የስመዐልና ሩሑስ በዓል ትንሳኤ❤❤
ኣሜን ጎይታ ኢየሱስ ይመስገን ጎታየይ ንጉሰይ ሪኤዮ ብሓቂ እቲ ዓቢ ፍቅር'ኻ ምእንታና ዝወዓልካ ኣብ መስቀል መከራ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ምቁራት የሕዋተይ፡ሩሑስ ብዓል ትንሳኤ ይግበረልና ንኩላትና ኣመንቲ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር❤
Blessed fml ኣምላኽ መመሊሱ የበርትዕኩም።
❤❤❤ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋትና እንኳዕ ናብ ብዓለ_ትንሳኤ_ጎይታና_ኣምላክና_መድሓኒና_ኢየሱስ_ክርስቶስ ብሰላም ኣብፀሐኩም/ና ደቂ እመ ብርሃነይ✝️♥️🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤xbuqat yehwatey mezurkum kfetwo Amlak ymesgen bhaqi
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 zimar melakti yesimalna burikat sidrana egzabiher amlak
Amen! ንሕና ብእኡ ❤❤❤
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን
🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽🤲🏽❤️❤️❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽amen zemare melaket yesmalna 🤲🏽🤲🏽🤲🏽
Amen( 3)amelk xegu yebizhallqum!!!
ዝማሬ መልአክቲ የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም
አሰይይይይ ደቅ ተዋሕዶ ዋ ሸኾራተ ጸጋኡ ያብዘሐልኹም አምላክ ቅዱሳን ፍትዋተይ ከደይ ደሰሰሰሰ ትብለኒ ታቅንኢለኹምኒ ❤
Tsegueu yebzahalkum yehwatey ❤❤❤
Zmare melakt yesmalna brukat
Zmare melaikt yesmalna yhwatey❤❤❤❤❤
ዝማሬ መለኽቲ የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሐልና ፈጣሪ.🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤️
Zmari melaekiti yesmalna yhwatna
Amen Amen Amen zmare Melaekt yesmaalna shikorinatattt yehwatna❤❤❤.
Amen amen ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፍቅራት የሕዋት❤❤❤❤❤
ኣሜን!!! ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና ኣሕዋተይ.
Ewe nay bhaki megosnan kbrnan welde ab eyesus krstos zmare kdusa melakt yesmalna ftwat yehwatna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🤲🤲🤲🤲🤲🤲🌹🌿🌹🌿🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹🌿🌹
Amen amen amen zmarie melakti yesmalna xegue yebzahalkum fetari
Zimare melaikti yesmealina 🇪🇷 ♥ ❤ ❤ inkua abxehakum
Goyta yesus yebarekekum brukat! N bezuhat medhan kunu🙌
ኣሰየይይይይይ ብርካተይ እግዚእብሔር ኣምላክ ፀጉእን በረከቱን የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና❤❤
🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️♥️
Asey elllellll tebareku goytay ybarek nezi zmesel nay amlko zkone mezmur zhabena ❤🙏
Amlak Edeman Tenan yehabalay 🙏 😘 Brukat yhwat Zemare Melakti ysmalna
Nhatyatna kbl O Goydana Eyosus motlna hiwet hibina
Amen Amen Amen zmarie kuburat yehwatey xegeu yebzhalkum 🙏🙏🙏