I liked your opinion because the journalist are not doing their duty. You have two choices as journalists: 1. Don't go to both Germany, berghed, nhamedu. Or 2. Ask and confront a series cross questions and investigate to both leaders , and let's talk the TRUTH by itself.
ናይ በሓቂ ተስፋ ዘለዎም መንእሰያት ኣለዉና ንስዓቦም ነተባብዓዮም ኣጆጁም ንበሎም ቡጣዕሚ ኑፉዓት ዕድመ ይሃብኩም አግዚኣብሀር ።
ደስ ዝብል ንፉዓት
ኣሰይ ኣሰይ እዞም ደቀይ ብርኩኹም ይጽናዕ ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም። እታ ናይ ጽባሕ ኤረትራ ብሕግን ቅዋምን ትመርሕዋ ግዜ የምጻኣልና❤❤❤❤
Amlak misakum ykun zeom yhwatey. 💙💙💙💙💙
ኣጆኹም የሕዋተይ ብሉጻት ኢኹም 🙏💙💙💙💙💪
Zaki brother thank you for your service 💐💙🌿🦁🤴🙏
🌿💙
I'm proud of your guys. 💙💙💙💙
Bravo Michael und deine Friedenskämpfer Team 👍
Bravo guys 💙💙💙💙
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ንፉዓት ተባዓት
Welcome zaki hawey 👊💙🌿✊💙💙💙💙💙💪
💙💙💙
Aembesa wedi selemun tblu layk beluni aedi ms aetena chegurka kurexa 😂🎉
Heyal wedi 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Miki jegna hawey 💙💙💙
💙💙💙💙🌿💚💚💚💚
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙😍😍💙💙💙💙💙💙💙
💙💙💙💙💙🥰🥰
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
💙💙💙🙏💪
💙💙💙💙💙💙💙💙💙👍👍👍👍👍👍👍
👍👍👍👍👍💙💙💙💙💙
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቡሱላት መናእሰያት !
Wellcome zaki thanks you ስለ ኩሉ ጎልግሎት ትገብረልና ዘለካ 💙💙💙🩵
ኣዋልድዶ የብሎምንዮም ደቂ ግዜ ዘይትብሎም ወዲ ግዜ ጥራይ ምባልካስ ኣሰኪፉኒ በይንና ከይንኸዉን።
Gibt doch auch Mädchens
Ab germen bezihi deqi anstyo wuhud eyu
@@SelamBeyene-t9j
እሞ ዉሒደን ኢልካስ ፈጺመን ከም ዘየሎዋ ምግባር ይሓይሽ እንተልካዮስ ንዓኻ ጽቡቕ ይኹነልካ ብኣይ ግን ጌጋ እዩ ዘየተባብዐን ስለ ዝኾነዉን ኣይድግፎንየ ይቕሬታ።
@@gatogato2852ወዲ ግዜ ዝብሎ ዘሎ ንብርጌድ ንሓመዱ ብሓፈሻ ማዕበል/ምንቅስቓስ ብጾታ ናይ ወዲ ስለ ዝጽዋዕ'ዩ 👍 ወዲ ግዜ'ዩ ንሓመዱ 💙🌿🦁
💙💙💙💙🫡
Miki jigna
❤❤❤❤
እንታይ ዳኣ ላይክ ዘየለ ባራዩ ዮም ግዲ ክመሃሩ ጸኒሖም😂
We love love you. Från Stockholm. You are best.
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Welcome Mestyat Betan
አዚ ግዜ ንኩሉ ብሐባር ትጸሉ፣ ገለ አጣቃቅማአ ዝፈልጡኑ ፣ አብ ግዜኦም ካብአም ዝሕተት አፍሪዮም ዑውታት ከኾኑ፣ ገለ ካላአይ ዝውለዱ መሲልዎም ንምታይ ዕላማ ዘይተፈለጠ ምንቅስቃስ የካይዱሞ
ድሕሪ ግዜ አብ ዕንኪሊል ከምዝነበረ ይረደኦም ግን ግዜ ሐሊፉ አቲ ዘፍሪይሉን ሃብቲ ዝድልብሉ ትምህርቲ ተማሂሮም
አብ ደረጃ ዝበጽሕሉ።
አቲ ዝዓበየ ትምህርቲ ንስኻ ዘይትቆጻጸሮ ከቅይሮ አየ ኢልካ አይተመጣጠር ፣ ምኽንያቱ ካብ ቁጽጽርካ ወጻኢ አዩ።
ንስኻ ንባዕልኻ ሰደተኛ ለሚንካ ትነብር አብ አርትራ ለዉጢ ከምጽአ ከትብል ሕፍር በለ።
ተውጢ ካብ ነብስኻ ይጅምር ፣ መጀመርታ ካብ ጽግተኛ ምኻን ነብስኻ ከአል ደሐረ ሰብ
ከንካ በቂዕካ አለኻ።
🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea nkdmit Eritrea ትእወት
I like your motivation, but don't forget, let me tell you, BAWRAJA, your speed and goal are limited. Enough is enough.
💙💙💙💙💙🌿💙💙💙💙💙
Tebaeee💙💙💙💙💙💙
ተሸርሽርኩም ኣለኹም ጉጂለ መታዓቢቲ ደቂ ሓደ ከባቢ ክክክክክ
Wala deki hanti geza yikunu zikales nifithi Ina nideli kemiom kitkales anxar amaxi fetn iti kebabi tblo zeleka ab eritra iyen yimesleni slezi........
ጋዜጠኛ ኩላቱኩም መጸናዕቲ ወሲደኩም ነቶም መረሕቲ ናይ ክልቲኦም መራሕቲ መሰቀላዊ ሕቶ አንዳሓተኩም አቲ ሓቂ ናብ ሕዝቢ አቅረብዉ ዳሕራይ ነቲ ሓንቃፉ አጋልጸዉ ።
መልክቲ ንጋዜጠኛ ዘካሪያስ መን አየ ሰራሕ ዝሰርሕ ዘሎ መን ሓንቃፉ ምጸራይ ናይ ጋዜጠኛታት ሰራሕ አየ። ተቃለሰቲ ሕዝቢ ካብ ሓበሪታ ናይ ቲክቶክ አደሕንዉ ። እዞም መንእሰያ አቲ ሓቂ ምሰ ፍለጡ ናብቲ ሓቀኛ አየ ዝጸጋዕ ዝብል አምነት አለኒ
ጋዜጠኛ ዘካርያ ካብቲ ሸማገለ ገምጋም ናትካ ገምጋም ንጥፈታት ሰጋብ ጨንፈራቶም ናይ ክልቲኦም አባላት አዛራረቡ መን አየ ዝጻረፍ አዚ ከሉ ናይ ጋዜጠኛ ሰራሕ አየ አቲ ሓቂ ሕዝቢ ተፈሊጡ አቲ መልሲ ንረክቡ
I liked your opinion because the journalist are not doing their duty. You have two choices as journalists: 1. Don't go to both Germany, berghed, nhamedu. Or
2. Ask and confront a series cross questions and investigate to both leaders , and let's talk the TRUTH by itself.
💙💙💙💙
💙💙💙💙💙💙💙💙💙
❤❤❤❤❤❤❤
💙💙💙💙
❤❤❤