ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብሩክ ቐዳመ ሰንበት ንምነየልኩም ንኩላትኩም ብሩካት😍
Zikeberikum HK channel amen 🙏 nkulina beruk kedame senbet yigberelna. Fikrikum yisesin .Ane hawikum dima jemaray eye share und subscribe kitgebruley bithtina yihatekum.thank you!!!
አሜን አሜን አሜን 👏👏👏
እንዳ ሃይልሽ ጽቡቃ ኣነስ ክፈትወኩም መዓት
ብሓቂ መጀመርያ ሃይላት ከምዚ ሓያል ንስበይቱ ይገብሮ ነይረ ድሓር ግን ዋዉ ዝፍትወኩም ኣነ ፍቅርኩም ሕምምቲ እየ ካብኡሉ ንዓቀብ ስነስርዓትኩም ይምስጠኒሳባ ሓፍተይ ዉን ንሃይላት ዘለዋ ኣክብሮት ብጣዕሚ ደስ ትብለኒ ካብ ኩሉ መፃምዲ ፍሉያት ኢኩም ድሓር ከዓ ንነብስኩም መሲሉክም ትጉዓዙ ጎበዛት ለመፅመን ምናምን ኣይትብሉን ከምዞም ሓደ ሓደ
ኣብዛ ሓዳስ ዓመት ድምጺ ኪናት ኣጥፊኡ ወረ ሰላም የስምዓና በጃኩም ባ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቁራት ኣሕዋት,,,,,,
ገዛኩም ደስ ክብል ጽፉፍ ጋዕገልጠም ዘይብሉ
ኣባይካ ሃይላት ሓወይ ክክክክ ትዕግስትኻ ዝድነቕ ዩ አቲ ሕያዋይ ጓሳ ዘይዉዳአ ጸጋ ይሃብኩም
ትዕግስቲ ኣይረኣናን በኣንጻሩ ኮርናፍ እዩ
Kkkkkk
Sabit mkrti Haylwa gn abzia rieto alatni nayhwat Sabit prank eu ktbleka kelas kidi baelki tfelti elka gex aytkilaya hrkanka texawirka sehaka please. Akribe eye Haylwa Much love nd respect y’all.
ጽቡቅ መደብ እንተኾነ ግን ንኽብሪ ሰበይትኻን ክብሪ ተኸታተልትካን ፕራንክ እንተኾይኑ ክትረዳእ ይግበኣካ. እሞ እቲ ቻነልካ ደኣ ብኸመይ ከተዐብዮ እሞ ናይዞም ሰብ ቻነላት ከማኹም ፕራንክ ዝገብሮኦም ኣንስቶም ኣይተከታተልካዮን ማለት እዩሳባ ውን ጠባይ ሰብኣይኪ ፈሊጥኪ ግደፍዮ
ናይ ሃይላት ጽብቕቲ ንሰበይቲ ምስ ኣሕረቀትካ ገዲፍካያ ምውጻእ ጽብቅቲ ትምህርቲ ። ሃይላት ኩራ ግደፍ ።
Degfti sabi 😂❤❤
መቸም ሳባ ኣይትጸድቅን ኢኪ በጃኪ ኢባ ኣይተሕርቅዮ ዝገበርኪ ጌርኪ ሃይላተይ ወላ ንዓና ተሕርቅና ኣለኪ ካክክ
Kab nay Eritrawian youtubers nay eziom couple tray nay behaki prank koynu ysmani 🇪🇷♥️👩❤️👨💖💖
አዝየ እየ ዝፈትወኩም ብሓቂ ሳቢተይ ክፈትወኪ 💜🕊
ሳቢተይ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኪ ካብ ልበይ ኣብ ስበኣይኪ ዘለኪ ኣክብሮት በስመኣብ ሓዳርኩም ይባረክ
ሃይላት ኣይተሕርካ ን ሳቢ ፕራንክ አዩ ተላትካ ተረደኣያ ዋአ ነቀጽቀጽ ኣይትበል ምስኪን አንድያ ሳብተይ ኣጆኪ የነ ማር.ክንጽበየኪ ኢና 😘😘😘
Enka bselam mexakni konjoSeyti harestay shkor 😊
Haylat🇳🇴🌹👍🏽
Ezom hailat zebhalu si kulom haraqat entay eu eti mester 😜❤❤❤❤
በጃኺ ንክሊተኹም ዘስሕቅ ኣብ ስሚዕት ዘየእቱ ነገራ ስርሒ‼️ እንድሕር ናይባሓቂ እሱ ከይፈለጠ ኮነ ኢልኪ ሃንደበት እዚኣ ቪድዬ ሰሪሕክያ እንተኮንኪ ኣነስ ነቀፌታ ንሳባ እያ ዘላትኒ:: ምኽንያቱ ኩሉግዜ ኣብልብኻ ዘየለ ኣብ ስሚዒት ዘእቱ ነገር እሞ'ኸኣ ኣብ ፋቅሪ ዘሎ ሰብ ክትፈታትኖ ብጣዕም ሓደገኛ እዩ ዘይተደልየ ክትስሕት/ክትጋገ ትክእል ኢኻ ብተወሳኪ እቲ ስንባደ/ ሕርቃን ንዑኡ ኣብ ልቡን ማዓንጡኡ ክኣትዎ ይክእል እዩ ክትጻወት ክትብል ዘይተደልየ ውሽጣዊ በሰላ ወይከኣ ዘይኣወንታዊ ሓሳባት ከስዕበልካ ይክእል እዩ:: ነዓይ ክጻወታ ክብላ ማሓዙተይ ከምዛናትኩም ተመሳሳሊት ቅድሚ 20 ዓመት ዝገበራኒ እቲ ሹዑ ዘድሃበለይ ስንባደን ሕርቃንን ንብዙሕ ዓመታት የሸግረኒ ኔሩ ስጋብ ሎሚ ኸማን ኣይረሳዕክዎን ኣለኹ ስለዚ ንግዚኡ ጻውታ ይመስለካ ግን ጎዳኢ'ውን ክኸውን ይክእል እዩ ኣስፊሕካ ምሕሳብን ጥንቃቀን የድሊ ይብል:: እቲ መልኣኽ ፋቅሪ ናይ ቤትኪ ብዘይኮነ ክንድዚ ኣብ ሓደጋ ኣእቲኺ ሓደራ ኣይትረብሽዬ !!!
Kibezih kibezih chew yinezihh 👍
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ሰላም ሰላም የሕዋት ዕንኳዕ ብሰላም መጻኹም ብጣዕሚ ጽቡቕ ምዝንጋዕ ዩ ቀጽልዎ
Ata haylat hawey prank entelatkas selam selam da belena
mukuratey❤️🙏❤️
ሳቢ ምቅርቲ ደስ ክትብሊ ኣይትጥፍእና 🙏🙏🙏🙏
ሳብሽ ሽኮር 😂😂😂 😘
Kkkkk Eway Akli haylate
Haylat gena sebeay adena iyou zelo Kk prank aytebzehu
Hayilat bzuh zhiriq zeyblu prank dea komu endu wela n teazebitika kbrit ktmexie nirika komu aytkun
ኣዝዩ ሓራቅ ሰብኣይ እዩ ቀልጢፋ ውን ዘይምለስ እዩ ዝመስል ንስኺ ውን ተሸቁሪርኪ ኢኺ ትገብርዮ ዘለኺ ስለዚ መዘንግዕ ካመራ መባልዕትኺ ኣይኮነትን።ብሓባር መዘናግዒ ዝኾነ ሓሳብ ንህዝብኹም እንተ ተቅርቡ ምሓሸ
🥰🥰🥰
Oyyyyy sabi eza prank ms Haylat aytkeydin ya gn kef alewo Ms Haylat bahlawi kbrtatna eya tkeyd kemue srhu ekum
Eway ezi wedi khark yfelt eye yhrk eyu prank ms beltka si krub zeytmles beja Ab kale ytberat reyom hrk ilom Mls eyom zbelu bzkone Sabi 👍👍😘
አውይይይ ዛ መቀረት አዚኣስ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Antie gidefie ewaaaa haiylate emmmm 🥰🥰🥰👏👏👏👏
Aseyyyyy zfetwom seb hadar mukurat I love you
Neti wedukumEski n AdonayAkaflwo keragagakum
Selam enda haylat bmegemerta ab hiwetkumn gueizokmn selam ymneyelkum.bmkxal ezi Prank gele zbhal new belwo,nskum 2tekum bluxat eikum endegena ab hiwetkum reality eikum konkum tsmeuni.kommedy mesali kale mezenagei srhu.
❣️❣️❣️
ዋዋዋውው ሳቢተይ ሺኮር
አዋይ ህዱእ ወዲ ኪፍ ዘለዎ ብጣሚ ትዕግስቲ
Kef alekum 🥰
ኣንቲ እዚ ስብኣየይኪ ፕራንክ ምስኡ ኣይትኸይድን እያ።
ደረቕ ወዲ ጸላእኩ ተሸቑሪር ምስክነይቲ፡ሳባ ተለማመድ እስከ ልምልም ኢልካ ኣብ ጎና ኮፍ ክትብል ኣለካ ከም ዓንዲ ደው ምስ በልካ ኣብ ርእሳ ኮርናፍ ኮይንካ እምበረ መጠን ባእ
እውይ ሃይላት ዝረክቦ ክንድ ድሰራሐስ ክክክ ብዝተረፈ ፍቅርክም ይብዛሕ ምቅራተይ
Hahaha እቲ ገንዘብ ደኣ ናይ ኣዋልድ እዩ ኣይደሊን እየ ዘይትብሊ እ
እንቋዕ ደሓን መጻኹም"!
Ata haylat aythrek
Kkkkkk ajekum enda bashay
ደስ ባህልቲ ቡነት ደቂ ኤረይ ከኣ ብፍቅሪ ሳብስክራብ ግበሩልና እባ ምትሕጊጋዝ ባህልና እዩ ሞ ንኩልና ነዓይ ምስዞም ዋና ቸነል ሳብስክራብ ኣይትብቀቁልና ኢኩም ኣብ ካሊ ደረጃ ክንበጹሕ ።
Asmera online ሳብስኽራይብ ኢለያ ኣለኹ እስኻ ኻኣ ናተይ በለለይ
Mare Kenda aytfetneya keyharmiki harku
Enda haylat shkorinatat,anes kabzom kulom habsha seb channel prank elom film ziserhu natkum trah eye hah ele zrio, nay bhki kea prank ekum tsrhu, sebytka shkor eya des tblni
waww Miskneyti adengiskni,park msrah bejaki gedefyo hanti maalti zeydahan ala .bejaka harak aytku!prank ms beltka ko lbika mles aybelen.sorry!!
Sorry nesu weshtu tsaeda lebu sele zekone eu bekale aykonen
welcome fetwat
ገብረ ሐርያት ዕንጨቲ ታይዩ ቡራክ ዘየፍት ወካ ክ ክክ
Sabina ❤️🇳🇴
ቅቅቅቅቅቅ ደስ ብሃልቲ
Tegagiki stay aemxeo
Shikorinatat
anes kfetwekum beka nnebsom zmeslu sne srat zelewom sebat nsukum trah alekum abzi gexat mida kef alekum kexlwo nkal keman nrei nwel alena elfi mexexti
💯💯💯💯
ሰላም ዝሓፍተይ መደብኩም ጽቡቅ'ካ ተኾነ ግን ሃይላት ክሳብ ሎሚ ፕራንክ ክትገብርዮ ከምትክእሊ ኣይግምትን ኣሎ ስለዚ ኣብ ትገብርዮም ፕራንክ ተተንቀቂ ናይ ብሓቂ ዘይግምቶ ተልዩ እይትህሰይዮ ምስ ጠባዩ ዝከይድ ተበዚሑ ጽቡቅ ኣይኮነን ንጥዕንኡ ኣብ ስራሕ ቢዚ ስለዝኮነ ።
Ok thanks
♥️💒💒💒💒💒♥️
Sabi aythrkyo nhalat abyi seb amena ka mukratt ekum
Mukurat 😍 😍 😍 😁😘
❤❤👍🙏
Mekuratey zemnkum yibarki 😅
ምቅርቲ
🐅👌👌👌
Ehh Sabi shikor adengixkni haylat kea yehrk endu Gn keltifka mls bel
ናይ ባሓቂ ደስ ትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ሓላላተይ ኣብዛ ብሮፋይለይ #ሳብስልራይ ታሓባበሩኒ የቀንየለይ።
ግበርለይ ኩገብረልካ
@@ፊቕርምስኹሉ ጠዋሊ ጌረልካ ኣለኩ
Das ist gut
በጃካ ሃይላት ሓወይ ይቅርታ ኮሜንት ኣንብብ ናይ ፍቁራት ዩቱዩብ ረአ ንስሚዒትታታ ክትብል ፕራንክ እዩ ክትብለካ ከላ እሺ ኢልካ ኣቃባጢርካ ምልስ በል ዋእ ኣመና ተሪርካ
Haylat btaemi eika tahrk pranki edabeletk saba gèn btaemi aekal eiki amlak yhegzki 🙏🙏🙏
Genzeb ketblu tegbrwo zelkum betami eu hemak gedfewo bejakum
ሓይላት ፋራ ክትሕጉሳ ኢልካ ከማን ኣይትመጽእን
እዛ ፐራነክ ግደፍዮ አይተሕርቅዮ
💪💪💪❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯🙏🙏🐪🐪🐪🇪🇷
Haylat si bahlawi sebay eyu kkkkkkk
❤❤❤🙏
Sabitey endabeleks tm xnhi trah 😂😂
ኣነ ዝገርመኒ ግን እዚ ወዲ ቀልጢፉ ይሓርቅ
Kkk
ኣታ ወዮ ገረብ ወዲ ሎሚ እውን ተረኪቡ ክክክክክክ
😭😭😭🤣🤣
Nfti sebeyti alatka enber haylat si ktradadae aytklin ykreta da enber
44
Aseyy edmen tenan yhabkum
Sebitey sebeytey keman trekbo ya tetenkeklom 😂😂😂
🤣😂🤣😂🤣😂
ኮርፋፍ ዝኮነ ወዲ
Kkkk hade malti da klkusseki eyu ko tetenqeqi Tehariqu Qeltifu aymlesn eyu zmesl
kkkk sabitey xbuk medeb haylat kea keltfika temeles xbukat sdra
Hailat si bdege xenihka prank sle tgebr Kamera abey ala prank kelewn gele tewasae drq aytbel
Mkrti
Wala ane diye mdwal tekelkile bxuhuf kinrakeb ena kkkkkk
Kkkkkkkkk
Enda Hailat mkurat.
እዚ ወዲ ቡዙሕ ምልምማድ የድልዮ ኣሎ ስለዚ እቲ ትሰርሕዎ ስራሕን ካልኦት ንዕኡ ዝመስልን ብድሕሪ ካሜራ እትላማመድዎስ ክደይ ማሓረልኩም ብዝተረፈ ኣጀኹም በርቱዑ
Ehhhhh habyo kura kigedfo eyu kkkkkkk
Kemey zibeliwo zeimebl fara eyu wedey
ከም ሃይላት ሙካን ፋራ አንተ ኮይኑ ወዲ ሹቅ ከም ዳይናንሶር ክጠፍ ኣለዎ
ደቂ ኤረይ ሽኮራት ብሩኽ ቀዳመ ሰምበት ክኾነልኩም እንዳ ተመነኹ ብሽም ማም ኢንተርተይመንት ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም" ናይ ማኣዘር ግበርዋ ሳብስክራይብ ረገጹ ኢኹም" ኣዛነይቲ መደባትና ከኣ ትከታተሉ"!
Yexbqle alo elki diki
Nezi tebay izy hizkas bruh mexai iwai hidgetat zeyblu diu minqsqaskum
ብሩክ ቐዳመ ሰንበት ንምነየልኩም ንኩላትኩም ብሩካት😍
Zikeberikum HK channel amen 🙏 nkulina beruk kedame senbet yigberelna. Fikrikum yisesin .
Ane hawikum dima jemaray eye share und subscribe kitgebruley bithtina yihatekum.thank you!!!
አሜን አሜን አሜን 👏👏👏
እንዳ ሃይልሽ ጽቡቃ ኣነስ ክፈትወኩም መዓት
ብሓቂ መጀመርያ ሃይላት ከምዚ ሓያል ንስበይቱ ይገብሮ ነይረ ድሓር ግን ዋዉ ዝፍትወኩም ኣነ ፍቅርኩም ሕምምቲ እየ ካብኡሉ ንዓቀብ ስነስርዓትኩም ይምስጠኒሳባ ሓፍተይ ዉን ንሃይላት ዘለዋ ኣክብሮት ብጣዕሚ ደስ ትብለኒ ካብ ኩሉ መፃምዲ ፍሉያት ኢኩም ድሓር ከዓ ንነብስኩም መሲሉክም ትጉዓዙ ጎበዛት ለመፅመን ምናምን ኣይትብሉን ከምዞም ሓደ ሓደ
ኣብዛ ሓዳስ ዓመት ድምጺ ኪናት ኣጥፊኡ ወረ ሰላም የስምዓና በጃኩም ባ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቁራት ኣሕዋት,,,,,,
ገዛኩም ደስ ክብል ጽፉፍ ጋዕገልጠም ዘይብሉ
ኣባይካ ሃይላት ሓወይ ክክክክ ትዕግስትኻ ዝድነቕ ዩ አቲ ሕያዋይ ጓሳ ዘይዉዳአ ጸጋ ይሃብኩም
ትዕግስቲ ኣይረኣናን በኣንጻሩ ኮርናፍ እዩ
Kkkkkk
Sabit mkrti Haylwa gn abzia rieto alatni nayhwat
Sabit prank eu ktbleka kelas kidi baelki tfelti elka gex aytkilaya hrkanka texawirka sehaka please. Akribe eye Haylwa
Much love nd respect y’all.
ጽቡቅ መደብ እንተኾነ ግን ንኽብሪ ሰበይትኻን ክብሪ ተኸታተልትካን ፕራንክ እንተኾይኑ ክትረዳእ ይግበኣካ. እሞ እቲ ቻነልካ ደኣ ብኸመይ ከተዐብዮ እሞ ናይዞም ሰብ ቻነላት ከማኹም ፕራንክ ዝገብሮኦም ኣንስቶም ኣይተከታተልካዮን ማለት እዩ
ሳባ ውን ጠባይ ሰብኣይኪ ፈሊጥኪ ግደፍዮ
ናይ ሃይላት ጽብቕቲ ንሰበይቲ ምስ ኣሕረቀትካ ገዲፍካያ ምውጻእ ጽብቅቲ ትምህርቲ ። ሃይላት ኩራ ግደፍ ።
Degfti sabi 😂❤❤
መቸም ሳባ ኣይትጸድቅን ኢኪ በጃኪ ኢባ ኣይተሕርቅዮ ዝገበርኪ ጌርኪ ሃይላተይ ወላ ንዓና ተሕርቅና ኣለኪ ካክክ
Kab nay Eritrawian youtubers nay eziom couple tray nay behaki prank koynu ysmani 🇪🇷♥️👩❤️👨💖💖
አዝየ እየ ዝፈትወኩም ብሓቂ ሳቢተይ ክፈትወኪ 💜🕊
ሳቢተይ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኪ ካብ ልበይ ኣብ ስበኣይኪ ዘለኪ ኣክብሮት በስመኣብ ሓዳርኩም ይባረክ
ሃይላት ኣይተሕርካ ን ሳቢ ፕራንክ አዩ ተላትካ ተረደኣያ ዋአ ነቀጽቀጽ ኣይትበል ምስኪን አንድያ ሳብተይ ኣጆኪ የነ ማር.ክንጽበየኪ ኢና 😘😘😘
Enka bselam mexakni konjo
Seyti harestay shkor 😊
Haylat🇳🇴🌹👍🏽
Ezom hailat zebhalu si kulom haraqat entay eu eti mester 😜❤❤❤❤
በጃኺ ንክሊተኹም ዘስሕቅ ኣብ ስሚዕት ዘየእቱ ነገራ ስርሒ‼️ እንድሕር ናይባሓቂ እሱ ከይፈለጠ ኮነ ኢልኪ ሃንደበት እዚኣ ቪድዬ ሰሪሕክያ እንተኮንኪ ኣነስ ነቀፌታ ንሳባ እያ ዘላትኒ:: ምኽንያቱ ኩሉግዜ ኣብልብኻ ዘየለ ኣብ ስሚዒት ዘእቱ ነገር እሞ'ኸኣ ኣብ ፋቅሪ ዘሎ ሰብ ክትፈታትኖ ብጣዕም ሓደገኛ እዩ ዘይተደልየ ክትስሕት/ክትጋገ ትክእል ኢኻ ብተወሳኪ እቲ ስንባደ/ ሕርቃን ንዑኡ ኣብ ልቡን ማዓንጡኡ ክኣትዎ ይክእል እዩ ክትጻወት ክትብል ዘይተደልየ ውሽጣዊ በሰላ ወይከኣ ዘይኣወንታዊ ሓሳባት ከስዕበልካ ይክእል እዩ:: ነዓይ ክጻወታ ክብላ ማሓዙተይ ከምዛናትኩም ተመሳሳሊት ቅድሚ 20 ዓመት ዝገበራኒ እቲ ሹዑ ዘድሃበለይ ስንባደን ሕርቃንን ንብዙሕ ዓመታት የሸግረኒ ኔሩ ስጋብ ሎሚ ኸማን ኣይረሳዕክዎን ኣለኹ ስለዚ ንግዚኡ ጻውታ ይመስለካ ግን ጎዳኢ'ውን ክኸውን ይክእል እዩ ኣስፊሕካ ምሕሳብን ጥንቃቀን የድሊ ይብል:: እቲ መልኣኽ ፋቅሪ ናይ ቤትኪ ብዘይኮነ ክንድዚ ኣብ ሓደጋ ኣእቲኺ ሓደራ ኣይትረብሽዬ !!!
Kibezih kibezih chew yinezihh 👍
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ሰላም ሰላም የሕዋት ዕንኳዕ ብሰላም መጻኹም ብጣዕሚ ጽቡቕ ምዝንጋዕ ዩ ቀጽልዎ
Ata haylat hawey prank entelatkas selam selam da belena
mukuratey❤️🙏❤️
ሳቢ ምቅርቲ ደስ ክትብሊ ኣይትጥፍእና 🙏🙏🙏🙏
ሳብሽ ሽኮር 😂😂😂 😘
Kkkkk Eway Akli haylate
Haylat gena sebeay adena iyou zelo Kk prank aytebzehu
Hayilat bzuh zhiriq zeyblu prank dea komu endu wela n teazebitika kbrit ktmexie nirika komu aytkun
ኣዝዩ ሓራቅ ሰብኣይ እዩ ቀልጢፋ ውን ዘይምለስ እዩ ዝመስል ንስኺ ውን ተሸቁሪርኪ ኢኺ ትገብርዮ ዘለኺ ስለዚ መዘንግዕ ካመራ መባልዕትኺ ኣይኮነትን።ብሓባር መዘናግዒ ዝኾነ ሓሳብ ንህዝብኹም እንተ ተቅርቡ ምሓሸ
🥰🥰🥰
Oyyyyy sabi eza prank ms Haylat aytkeydin ya gn kef alewo
Ms Haylat bahlawi kbrtatna eya tkeyd kemue srhu ekum
Eway ezi wedi khark yfelt eye yhrk eyu prank ms beltka si krub zeytmles beja Ab kale ytberat reyom hrk ilom Mls eyom zbelu bzkone Sabi 👍👍😘
አውይይይ ዛ መቀረት አዚኣስ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Antie gidefie ewaaaa haiylate emmmm 🥰🥰🥰👏👏👏👏
Aseyyyyy zfetwom seb hadar mukurat I love you
Neti wedukum
Eski n Adonay
Akaflwo keragagakum
Selam enda haylat bmegemerta ab hiwetkumn gueizokmn selam ymneyelkum.bmkxal ezi Prank gele zbhal new belwo,nskum 2tekum bluxat eikum endegena ab hiwetkum reality eikum konkum tsmeuni.kommedy mesali kale mezenagei srhu.
❣️❣️❣️
ዋዋዋውው ሳቢተይ ሺኮር
አዋይ ህዱእ ወዲ ኪፍ ዘለዎ ብጣሚ ትዕግስቲ
Kef alekum 🥰
ኣንቲ እዚ ስብኣየይኪ ፕራንክ ምስኡ ኣይትኸይድን እያ።
ደረቕ ወዲ ጸላእኩ ተሸቑሪር ምስክነይቲ፡ሳባ ተለማመድ እስከ ልምልም ኢልካ ኣብ ጎና ኮፍ ክትብል ኣለካ ከም ዓንዲ ደው ምስ በልካ ኣብ ርእሳ ኮርናፍ ኮይንካ እምበረ መጠን ባእ
እውይ ሃይላት ዝረክቦ ክንድ ድሰራሐስ ክክክ ብዝተረፈ ፍቅርክም ይብዛሕ ምቅራተይ
Hahaha እቲ ገንዘብ ደኣ ናይ ኣዋልድ እዩ ኣይደሊን እየ ዘይትብሊ እ
እንቋዕ ደሓን መጻኹም"!
Ata haylat aythrek
Kkkkkk ajekum enda bashay
ደስ ባህልቲ ቡነት ደቂ ኤረይ ከኣ ብፍቅሪ ሳብስክራብ ግበሩልና እባ ምትሕጊጋዝ ባህልና እዩ ሞ ንኩልና ነዓይ ምስዞም ዋና ቸነል ሳብስክራብ ኣይትብቀቁልና ኢኩም ኣብ ካሊ ደረጃ ክንበጹሕ ።
Asmera online ሳብስኽራይብ ኢለያ ኣለኹ እስኻ ኻኣ ናተይ በለለይ
Mare Kenda aytfetneya keyharmiki harku
Enda haylat shkorinatat,anes kabzom kulom habsha seb channel prank elom film ziserhu natkum trah eye hah ele zrio, nay bhki kea prank ekum tsrhu, sebytka shkor eya des tblni
waww Miskneyti adengiskni,park msrah bejaki gedefyo hanti maalti zeydahan ala .bejaka harak aytku!prank ms beltka ko lbika mles aybelen.sorry!!
Sorry nesu weshtu tsaeda lebu sele zekone eu bekale aykonen
welcome fetwat
ገብረ ሐርያት ዕንጨቲ ታይዩ ቡራክ ዘየፍት ወካ ክ ክክ
Sabina ❤️🇳🇴
ቅቅቅቅቅቅ ደስ ብሃልቲ
Tegagiki stay aemxeo
Shikorinatat
anes kfetwekum beka nnebsom zmeslu sne srat zelewom sebat nsukum trah alekum abzi gexat mida kef alekum kexlwo nkal keman nrei nwel alena elfi mexexti
💯💯💯💯
ሰላም ዝሓፍተይ መደብኩም ጽቡቅ'ካ ተኾነ ግን ሃይላት ክሳብ ሎሚ ፕራንክ ክትገብርዮ ከምትክእሊ ኣይግምትን ኣሎ ስለዚ ኣብ ትገብርዮም ፕራንክ ተተንቀቂ ናይ ብሓቂ ዘይግምቶ ተልዩ እይትህሰይዮ ምስ ጠባዩ ዝከይድ ተበዚሑ ጽቡቅ ኣይኮነን ንጥዕንኡ ኣብ ስራሕ ቢዚ ስለዝኮነ ።
Ok thanks
♥️💒💒💒💒💒♥️
Sabi aythrkyo nhalat abyi seb amena ka mukratt ekum
Mukurat 😍 😍 😍 😁😘
❤❤👍🙏
Mekuratey zemnkum yibarki 😅
ምቅርቲ
🐅👌👌👌
Ehh Sabi shikor adengixkni haylat kea yehrk endu Gn keltifka mls bel
ናይ ባሓቂ ደስ ትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ሓላላተይ ኣብዛ ብሮፋይለይ #ሳብስልራይ ታሓባበሩኒ የቀንየለይ።
ግበርለይ ኩገብረልካ
@@ፊቕርምስኹሉ ጠዋሊ ጌረልካ ኣለኩ
Das ist gut
በጃካ ሃይላት ሓወይ ይቅርታ ኮሜንት ኣንብብ ናይ ፍቁራት ዩቱዩብ ረአ ንስሚዒትታታ ክትብል ፕራንክ እዩ ክትብለካ ከላ እሺ ኢልካ ኣቃባጢርካ ምልስ በል ዋእ ኣመና ተሪርካ
Haylat btaemi eika tahrk pranki edabeletk saba gèn btaemi aekal eiki amlak yhegzki 🙏🙏🙏
Genzeb ketblu tegbrwo zelkum betami eu hemak gedfewo bejakum
ሓይላት ፋራ ክትሕጉሳ ኢልካ ከማን ኣይትመጽእን
እዛ ፐራነክ ግደፍዮ አይተሕርቅዮ
💪💪💪❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯🙏🙏🐪🐪🐪🇪🇷
Haylat si bahlawi sebay eyu kkkkkkk
❤❤❤🙏
Sabitey endabeleks tm xnhi trah 😂😂
ኣነ ዝገርመኒ ግን እዚ ወዲ ቀልጢፉ ይሓርቅ
Kkk
ኣታ ወዮ ገረብ ወዲ ሎሚ እውን ተረኪቡ ክክክክክክ
😭😭😭🤣🤣
Nfti sebeyti alatka enber haylat si ktradadae aytklin ykreta da enber
44
Aseyy edmen tenan yhabkum
Sebitey sebeytey keman trekbo ya tetenkeklom 😂😂😂
🤣😂🤣😂🤣😂
ኮርፋፍ ዝኮነ ወዲ
Kkkk hade malti da klkusseki eyu ko tetenqeqi
Tehariqu Qeltifu aymlesn eyu zmesl