EMNA1 "ናትና ካድራት ዝነበሩ፡ ከዳዓት ኮይኖም። ጉድ ተረኺቡ!" ተጋዳላይ በርህ ገረዝጊሄር ERITREAN HISTORY AND CULTURE

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ก.ย. 2024
  • EMNA1 "ናትና ካድራት ዝነበሩ፡ ከዳዓት ኮይኖም። ጉድ ተረኺቡ!" ተጋዳላይ በርህ ገረዝጊሄር ERITREAN HISTORY AND CULTURE
    #eritreanhistory #eritreanmovie HISTORY AND CULTURE #efremghidey #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE

ความคิดเห็น • 225

  • @Aman80770
    @Aman80770 3 หลายเดือนก่อน +20

    ዘይድገሙ ጀጋኑ ተጋደልቲ ህዝባዊ በርሀ አጆኻ በዞም ከዳዓት አይትጎሄ እስኻ ጅግና ኢኻ ❤❤❤❤

    • @SurprisedBirchForest-kv6gb
      @SurprisedBirchForest-kv6gb 3 หลายเดือนก่อน +4

      Nay bhaki zeydgemu weledo yom ❤❤❤❤

    • @nebunebu262
      @nebunebu262 3 หลายเดือนก่อน +1

      ጀጋኑና መመስገንቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @TekleweiMebrahtu
    @TekleweiMebrahtu 3 หลายเดือนก่อน +14

    በርሀ ጂግና ክንድዚ ዝኣክል ጅግንነት ታሪክን ከለካ ዘይንፈልቶ ነይርና። እስከ ክበረልና ንበረልና ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ፈታሪ። ኢፍሪዮም ሓዉና ድማ ታሪክ ኣርካናት ኣቦታትና እንዳ ኣምጻካ እተንቅሓና ትምህረና ዘለካ ኣዚና እና ነመስግነካ ኩቡር ሓዉና ። ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @efremtecleab8660
    @efremtecleab8660 3 หลายเดือนก่อน +19

    ኤፍሬም ሓውና የቀነየልና ብትገብሮ ዘሎኻ መደባት ዕጉባት ኢና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mehrethabteselassie5307
    @mehrethabteselassie5307 3 หลายเดือนก่อน +6

    ናይ ብሓቂ ተውለ ተጋዳላይ በርሀ ኢግዛቢሀር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ስድራኻ ።ከምኡ ውን ኢፍሬም ሓውና🙏🙏🙏🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍

  • @biniamhabte6148
    @biniamhabte6148 3 หลายเดือนก่อน +35

    መመሊሱ ዝምቅርን ዘደንጹን ጀግንነት ጅጋኑ ተጋደልትና ክብርን ሞጎስን ንሓርበኛታትና ኤርትራ

  • @samuelhaile5545
    @samuelhaile5545 3 หลายเดือนก่อน +8

    I can’t find anywhere in the world like the heroism of Eritreans independence fighters who sacrificed so much and are still great-full for what little they have. It’s Amazing. Proud to be Eritrean! 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️✊🏾

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 3 หลายเดือนก่อน +11

    ዘልኣለማዊ ክብርን ዘልኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ሰማእታትናን ንኹሎም ጀጋኑናን ስለ ኩሉ መስዋእቶምን ጽንዓቶምን።💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫✊️

  • @Massawaeri8140
    @Massawaeri8140 3 หลายเดือนก่อน +12

    Ezom briget nei hamedu (aklabat weyan eyom) ajokum hezbi Eritrea ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሃገረሰማእታት
    @ሃገረሰማእታት 3 หลายเดือนก่อน +9

    ዘይትድገሙ ኣቦታት ክብርን ሞግስ ኣብ ዘለኽሞ❤❤❤❤❤

  • @negussiesamson3020
    @negussiesamson3020 3 หลายเดือนก่อน +6

    ዕድመን ጥዕናን ንኹሉኹም ጀጋኑና ❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437 3 หลายเดือนก่อน +5

    ጅግንነት ኤሬትራዊ መግለጺ የቡሉን ዘላአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤሬትራ ዓወት ንሐፋሽ 💪💪💪

  • @eritree9794
    @eritree9794 3 หลายเดือนก่อน +4

    *🌴🇪🇷 ኤርትሪያ 🇪🇷🌴*
    *ዕድመን ጥዕናን ይመለአልካ ክቡር*
    *ገዲም ተጋዳላይ አያና በርሀ ገረዝገሄር*
    *ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ።*
    *🙏ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ🙏*

  • @kidaneengida3063
    @kidaneengida3063 3 หลายเดือนก่อน +10

    ኤፍረም ኣጆኻ ታሪኽ በርብሮ

  • @angesomghebrengus6995
    @angesomghebrengus6995 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኤፍሬም ግደ፡ እተቕርቦም በደባት ኣዝዮም መሰጥቲ ካብ ምዃኖም ዝተላዕለ ወትሩ ኢየ ዝከታተሎም፡ ናይ በሓቂ ክትምጎስ'ውን ኢዩ ይግበኣካ፡ ነዞም ብዕድል ካብቲ መሪር ህይወት ናይ ገድልና ንስክላ ብህይወት ዝተረፉ ጀጋኑና ብኣካል እናረኽብካ ብዛዕባ ውዕሎኦምን ውዕሎ ብመስዋእቲ ዝሓለፉ ብጾቶምን ንኸዘንትዉ ኣብ መደባትካ ምቕራብካ ዝድነቕ ስራሕ ኢዩ'ሞ ቀጽሎ። ንሓበኛ ተጋዳላይ በርሀ ገረዝጊሄር ድማ፡ ስለእቲ ዘዘንተወልና ታሪኽ ጀጋኑ ደቂ ኤርትራ ናይ በሓቂ ነመስግኖ፡ ወዲ ኢራ እናበለ ዝጠቕሶ ዘሎ ስውእ ድማ፡ ጌጋ ደኣ ይኽለኣለይ'ምበር ኢዮብ ገብረንጉስ ኢዩ ዝበሃል፡ ቦኽሪ ሓወይ ድማ ኢዩ።ብክቱር ሃገራዊ ስምዒት ናይ ዓስራይ ክፍሊ ትምህርቱ ኣቛሪጹ ካብ ቤት ትምህርቲ ዩነስኮ ከሰላ ሱዳን ዝተሰለፈ ኢዩ፡ ብሓንሳብ ኢና ናብ ሜዳ ኬድና፡ እንተኾነ ግን ኣነ ብዕድመ ኣዝየ ንእሽቶ ስለዝነበርኩ ንሱ ናብ ክፍሊ ታዕሊም ቀጣን ክኸይድ እንከሎ ኣነ ድማ ትምህርተይ ንኽቕጽል ናብ ቤት-ትምህርቲ ሰውራ ዓራርብ ከምዘኸይድ ተጌሩ። ድሕሪ ናጽነት ድማ መንግስትና ዜጋታት ፍልጠት ዝዓጠቑ ንቑሓት ክኾኑ ይግባእ፡ ካብ ዝብል ዘይንቕነቕ መትከላቱ ብምብጋስ፡ ኩልና እቶም ኣብ ግዜ ገድሊ ተመሃሮ ቤት-ትምህርቲ ሰውራ ዝነበርና፡ ኣብ ኣሕደርቲ ኣብያተ ትምህርቲ ጻብራን ዊናን ልዑል ወጻኢታት እና ገበረ ትምህርትና ከምነጠናቕቕ ጌሩ።

  • @cheaisahlezghi7510
    @cheaisahlezghi7510 3 หลายเดือนก่อน +2

    ጽቡቕ መደብ'ዩ ኣቶ ኤፍረም፡ የግዳስ እዚ ኹሉ ሰፊሕ ቃለ መሕተት ጌርካ ከትብቅዕ ንበዓልቲ ቤቱ ዋላ 5 ደቓይቕ እንተተቕርባ ጽቡቕ ነይሩ።

  • @teweldenablish233
    @teweldenablish233 3 หลายเดือนก่อน +4

    መርሓባ ኣያይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏። እቲ ዝገርም ምሳኩም ዓቢናስ ጅግንነትኩምን/ታሪኩምን ዘይንፈልጥ እንቃዓ ዉልዱኩም ኮና። ሓዉና ኢፍሬም ከኣ ክብረት ይሃበልና ከምዚ ጌርኩም ታርኽ ኣያታትና/ኣዴታትናን 🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷 ትስንድዎን ተፍልጡናን ዘለኩም።

  • @Issunselam-bt1xk
    @Issunselam-bt1xk 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂ ልብካ ዝትንክፍ መሃሪ ዘይጽገብ ዕላል ተጋዳላይ በርሀ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @HelenKuwait-m7f
    @HelenKuwait-m7f 3 หลายเดือนก่อน +4

    ክብርን ሞጎስን ንሓርበኛታትና 😢😢ጅጋኑጅግና ኤርትራ❤🎉❤🎉

  • @weyniande3214
    @weyniande3214 3 หลายเดือนก่อน +5

    አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ

  • @EPLFVISION1962
    @EPLFVISION1962 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሰሚዕካ ዘይጽገብ ናይ ኣያታትና ጀጋኑ ክብርን መጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tecleabraham3797
    @tecleabraham3797 3 หลายเดือนก่อน +8

    ፈሊጥካዮም ኣለኻ እዞም መጋበሪያ ወያነ! ሕማሞም ሕማም ወያነ ኢዩ። ሎሚ ግን ኩሉ ፈሊጥዎም ኢዩ!

  • @TesfaG-x1x
    @TesfaG-x1x 3 หลายเดือนก่อน +7

    Selam Deki Eri kbrin mogosen nsematna🇪🇷🕯🕯🕯

  • @danielmichael9221
    @danielmichael9221 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኤፍሮም ሓውና ብጣዓሚ ኢና ነመስግነካ ስለ ኩሉ ተቅርበልና መደባት ኣቦይ በርሀ ከኣ ዘረባካ ፡ንጽህናካ፡ቅንዕናካ ብጣዓሚ ስሒብና ሰናይ ተግባርካ፡ ቀጽሎ ኣምላኽ ከኣ ዓስብኻ ክህበካ ኢዩ ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇩🇰🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @MhretBeyan
    @MhretBeyan 3 หลายเดือนก่อน

    ሓቂ ብሓቂ ጎይታ የሱስ ኣዕዚዙ እባርክኩም ተጋደልትን ዋርሳይን ከመይ ጌርና ክንርስዖ ።
    💯🇪🇷🙌🙏❤️💪👆🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 3 หลายเดือนก่อน +2

    መግለጺ የብልናን ንጀጋኑና ሓቂ ኣምላኽ ን ህዝብናን መርየትናን ይባርኽብርኩኽም ይጽናዕ❤🎉❤🎉❤

  • @bashailema9043
    @bashailema9043 3 หลายเดือนก่อน +4

    Endless story!
    Bravo! Eritrean Abotateyn Ayatateyn.

  • @tseggafecadu52
    @tseggafecadu52 3 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና ኤፍሬም ናይ በሓቂ ዘሐጉሰካ ክትሰምዖ ባህ ዝብለካ ኣገላልጻን ማዕዳን ናይ በሓቂ ተጋዳላይ ብሂወት ከለው ርኸብዎም ታሪኽና ከይጠፍእ ነንሕድሕዶም ከኣ እንተተራኽቦም ጽቡቅ ኔሩ ቀጽሎ

  • @yoditsemere9427
    @yoditsemere9427 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ምቁር ዕላል ውዕሎ ጀጋኑ ክበር ንበር ጅግና በርሀ ዕላልካ ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ ንዓና ጽንዓትካ ሕድርኻ ገና ተተግብሮ ኣለኻ ከማኻ ይብዙሕላ ሃገርና፣ ኤፋር ነመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤

  • @danielmichael9221
    @danielmichael9221 3 หลายเดือนก่อน +3

    Abet qnena aboy berhe kemakum sheh yweledu ❤❤🎉🎉🎉❤❤

  • @eos7308
    @eos7308 3 หลายเดือนก่อน +5

    ብሓቒ መሳጢ ኣቶ ኤፍሬም። ተባዕ ኤሪትራዊ ኣቶ በር።

  • @gebrehiwettecle8990
    @gebrehiwettecle8990 3 หลายเดือนก่อน +3

    ዘገርም ታሪኽ ንጹህ ጅግና ቀጽሎ ሰናይ ተግባራት ኻ.

  • @astertesfazgi2750
    @astertesfazgi2750 3 หลายเดือนก่อน +2

    Thsnks efrem berhe edmen tena yhabka mskulu sdraka zeymno elal❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏

  • @samsonmhreteab9621
    @samsonmhreteab9621 3 หลายเดือนก่อน +3

    Bless you our beloved Legends
    I'll make sure this country will stay as it is with all my people ❤

  • @ephraimtik920
    @ephraimtik920 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ብጻይ ኤፍሬም ከምእውን ተጋዳላይ ሃውና🎉🎉🎉🎉🎉
    ህግሃኤ ጹሩይ ከም ፒላጦስ!!
    መርሂነት መንግሥት ኤርትራ ዋላ ሃደ አበር የብሉን ስለዚ ምስ እዚ ዉድብ ምቅላስና የክሩአና🎉🎉🎉🎉🎉🎉
    ኮይኑ ግን ገለ ሃተላ እንተ ብድንቁርና ብክፍእ አብ ሰውር ኔሮም!!
    ቃልሲ ዝተበሃለሉ ጌጋ ስለዘሎ እዩ!!!
    ጥርይ ሸጥ መአጣ🎉🎉🎉🎉🎉
    አወት ን ሃፍሽ!!!

    • @yemanehaile9648
      @yemanehaile9648 3 หลายเดือนก่อน

      ሰላም ኤፍሬም ምስጋሻኻ ጽቡቕ መደብ የቐንየልና፥እንተ ኪኢልካ ዕንድኩር ዝበሃል ናይ 72-73 ተጋዳላይ ኣብ 75-76 77 ውሩይ መራሕ ሓይሊ ዝነበረ ኣበስመራ ኣሎ ይሰምዕየ ሃሰስ በሎ ብዙሕ ዕላል ይህልዎዩ።

  • @lulamusgun8451
    @lulamusgun8451 3 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you God bless you 🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🙏🏼

  • @eri-dairyeritrea1377
    @eri-dairyeritrea1377 2 หลายเดือนก่อน

    መግለጺ የብለይን ጅግንነት ኤርትራዊ❤❤❤❤❤❤

  • @amlesettekie8856
    @amlesettekie8856 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤ ውውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዛንታ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🙏🏽🙏🏽ዘይ ተነግረእምበር ዘይ ተግብረ የለን ኣብ ሰውራ ኤርትራ❤❤❤.

  • @sabazeromtesfai7502
    @sabazeromtesfai7502 3 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን❤ይሃብኹም ደቂ ዛ ሓላል መሬት እወ ደቂ ኤረይ መግለጺ የብሉን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻💕🥰🥰🥰👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💯❤️❤️❤️🌹🌹🌹❤️💯💯💯💪🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🎁🎁

  • @SeumTsegay-zk7yi
    @SeumTsegay-zk7yi 3 หลายเดือนก่อน +5

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤wedi korsey anbesaw

  • @Erilebna
    @Erilebna 3 หลายเดือนก่อน +3

    Thank you Ephrem 🇪🇷 please like, share and subscribe this is our hustory

  • @almazfitiwi
    @almazfitiwi 3 หลายเดือนก่อน +2

    Amlak Awetn Tenan yhabkum kulkun deki EREY 🤚💐❤️🎇💗💐❤️🎇💗🙌🙌💐💐

  • @1979amanuel
    @1979amanuel 3 หลายเดือนก่อน +1

    በርሀ ጅግና ናይ ሓደ ጅግና ወዲ ኣሃዱኻ ቃለ መሕትት ክትሰምዕ ከለኻ ዝስምዓካ ባህታ ወሰን የብሉን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰብኡት ጌርኩምና ኢኹም

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 3 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    🎉🎉🎉🎉🎉🎉
    Vivasabia Kulusalasabia Eritrea 🇪🇷

  • @abrahamasfaha5651
    @abrahamasfaha5651 3 หลายเดือนก่อน +4

    AMEN!!!!

  • @tzeghayeseab1278
    @tzeghayeseab1278 3 หลายเดือนก่อน

    ገዲም ሓርበኛ ተጋዳላይ በርሄ ገረዝግሄር የቀንየልና ስለ እቲ ረዚን ታሪካ ኩሉ ሂወትካ ነዛ ሀገር በጂካ 💐🙏❤❤❤
    ክብርን መጎስን ንሰማታትና ስንኩላትና፡ ዓወት ንሓፋሽ፡

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላምኩሜ ይብዛሕ ❤ሰሚዕካ ዘይምኖ ዘይጽገብ ታሪኽ ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤

  • @dawitgebrat1878
    @dawitgebrat1878 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሓበን!
    ዘልኣለማዊ ክብርን ዝክርን ንሰማእታት ኤርትራን፡ ሎቁመጽመጽ ዘይበሃልቲ ሰብ መትከል ሃገራውያንን! ሰኒ👍
    ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀

  • @samuelkidane-ve4nm
    @samuelkidane-ve4nm 3 หลายเดือนก่อน +5

    ሰላም ኤፊ እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ብእተቅርቦ መደባት ሕጉሳት ኢና ቀጽሎ

  • @sammyabraham6645
    @sammyabraham6645 3 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless great Eritrea 🇪🇷 and the people, the land of heroes “ AWET NIHAFASH “ 👍

  • @natnaeldawit1212
    @natnaeldawit1212 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ኤፍረም ሓወይ እዚ መደብ ዓቢ መደብ እዩ። ብጣዕሚ ከኣ ነመስግነካ ግና ሓንቲ ርእይቶ ኣላትኒ እዛ ማክሮፎን ብኢዶም ክሕዝዋ በቃ ኣሰልቻዊ ኮይኑ ስለዚስ ኣብ ክዳኖም ዝለገብ ማክሮፎን እንተ ትገብር ጽቡቅ ኮይኑ ይስመዓኒ። የቀንየለይ።

  • @NahomZerhans
    @NahomZerhans 3 หลายเดือนก่อน +2

    Aythmeq efar qexlo bzuh alo zterefe tarik .jeganuna wetru ab lbna alewu❤❤❤🎉

  • @almazgebresilassie8260
    @almazgebresilassie8260 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ሐው።❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🌹🌹🌹🌹

  • @wudasewoldemariam6451
    @wudasewoldemariam6451 3 หลายเดือนก่อน +3

    Woooow jignah hawey i love you ❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @SeumTsegay-zk7yi
    @SeumTsegay-zk7yi 3 หลายเดือนก่อน +5

    Jgna agalalxa balmetkel hakeja seb ❤❤❤❤🎉🎉

  • @eri-dairyeritrea1377
    @eri-dairyeritrea1377 2 หลายเดือนก่อน

    ኤፍረም ሓወይ የቐኔልና ኣጆኻ በርትዕ❤❤❤❤❤

  • @MilkyasMebrahtu
    @MilkyasMebrahtu 3 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባባ በርሀ ስለ ሃገር ደው ዝበሉ ጽኑዕት ኣርካናት ከም ወርቃዊ መጽሓፍ ዘይተገንጸሉ ብዝሓት እዮም እባ ዘለዉ ክብርን ሞገስን ንስወኣትና ❤❤❤❤

  • @michalemichale5880
    @michalemichale5880 3 หลายเดือนก่อน +1

    Great program EMNA !

  • @hewantesfamichael5800
    @hewantesfamichael5800 3 หลายเดือนก่อน +1

    Thank u Efrem great job🙏🇪🇷♥️

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኤፋ ሑወይ የቐንየልና ቀጽሎ ጥራይ አየ ክብለካ ዝኽእል ❤

  • @KiflomGebreegziabher-q7g
    @KiflomGebreegziabher-q7g 3 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ንበር ክቡር ❤❤❤

  • @helengmichael457
    @helengmichael457 3 หลายเดือนก่อน

    ✨zelemawi zikrin mogosin nsmatatna 🕯🕊
    God bless I am Eritrean🇪🇷
    I love you deqi Erey 🫶🏾

  • @habtomrussom3689
    @habtomrussom3689 3 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome back Aye Berhe

  • @tandi9429
    @tandi9429 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ኤፍረም ግደ ብሱልን ምኩርን ጋዜጠኛ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኣብ ኩሉ ተቕርቦ መደባትካ ቀጽሎ ገዲም ትጋዳላይ ኣያናን ኣቦናን በርሀ ገረዝጊሄር ዘስነቕካና ታሪኽ ምስጋና ይብጻሕካ ኣብ መግዛአቲ ደርጊ ዝነበረ ጭኮና ትንክፍ ኣቢልካልና ብዓቢኡ ኣቦታትና ማሓሪ ባሻይን ማህደረ ክፍሉን ከተቕርበልና ሓደራ ይብል ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ንመላእ ህዝብና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ዓወት ንሓፋሽ !!!!!!!!!!!

  • @yemane1195
    @yemane1195 3 หลายเดือนก่อน +4

    Nska MAHDER GEDLI EKA NBER ABONA🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇬🇧
    Ewe alewuna kediat baritatat Nai meqele ziteweshemu

  • @timmero.6509
    @timmero.6509 3 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ወድህዝቢ. !

  • @asmellashgherinichiel4528
    @asmellashgherinichiel4528 3 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ኣብ ዲያስፖራ ኲንካ ኣንጻር ረብሓ ሃገር ምስራሕ እቲ ዝኸፍአ እዩ'ሞ ዓገብ
    ምባልካ ባህታ ዝህብ ቃለ መሕተት።🇪🇷

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906 3 หลายเดือนก่อน

    ተጋ/በርሀ ምስ ስድራኻ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
    ስማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @selamuyhabena7038
    @selamuyhabena7038 3 หลายเดือนก่อน

    The way he described his kids so beautiful touches my heart egzeabher edmen tenan yhabom

  • @Eri61-
    @Eri61- 3 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you for your service ❤️🇪🇷

  • @tedrosberhane6668
    @tedrosberhane6668 3 หลายเดือนก่อน

    Kubur Tegadalay Berhe Gerezgiher I am extremely proud and lucky enough to hear such amazing lifelong struggle you paid with your comrades for the sake of independence of Eritrea. I completely understand the sorrow and grief you mentioned on those who betrayed our martyrs and our country. I hope they will realise the big mistakes they committed and repent on such shameful act and come back to their senses to compensate for the damage they have done.
    Every human being can commit mistakes but those who stick on and advocate their mistakes to misguide others to succeed their wicked agenda are evil.
    I can see how painful that is and read how honest sincere and brave Eritrean fighter you were from your courageously explanation.
    I was deeply disappointed and frustrated when you mentioned the departure on your friend’s mother whom you were trying hard to find her and take full responsibilities on behalf of our martyred hero. My face was washed with tears flawing through my cheeks while you were recounting our heroes unparalleled glorious deeds. Thank you Berhe may God bless you and your beloved families. Tedros

  • @xegaxega4826
    @xegaxega4826 3 หลายเดือนก่อน +2

    I love you baba hero 💪 good job 💖💖💖❤️❤️❤️

  • @MekonenFisehaye
    @MekonenFisehaye 3 หลายเดือนก่อน +2

    Well come wedi gde haweyyyy❤❤❤❤

  • @tekleab2013tafla
    @tekleab2013tafla 3 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ታሪኽ ኤርትራዊነት ተወዳዳሪ ዝይብሉ ዘሐብን መንነት፡ ዘኹርዕ ክኣባ፡
    ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ።

  • @yeshidejen4770
    @yeshidejen4770 3 หลายเดือนก่อน

    Edmen tienan yhabkum zeydgemu jeganuna tsamakum tikifelulu gizie ruhuck iykikewunen eyu. Thank you for your service.🙏🇪🇷❤️

  • @temesgenamlak4301
    @temesgenamlak4301 3 หลายเดือนก่อน

    ዘላእለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና

  • @wudasewoldemariam6451
    @wudasewoldemariam6451 3 หลายเดือนก่อน +3

    Nay wedi kerin esike hiteteley egru tekoruzu diatewe diyu❤🇪🇷🇪🇷

  • @nastnetogubamicheal467
    @nastnetogubamicheal467 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ezi Jigna mexhaf tarik Eyu ❤❤❤❤lewah: abo: Jigna:tarik eyu Ezi abona 🎉🎉🎉🎉

  • @danielmichael9221
    @danielmichael9221 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @JamieMesoud
    @JamieMesoud 3 หลายเดือนก่อน

    ደቂ ኤረይ ሓላላት❤❤❤❤❤ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ

  • @AsliAsli-tl2rq
    @AsliAsli-tl2rq 3 หลายเดือนก่อน

    ❤ጅግና ደስ ዘብል ዛንታ❤

  • @sabasimon4736
    @sabasimon4736 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ደቂ ኤረይ እንቋዕ ዳሐን መጻኹም ከምቲ ኩሉ ጊዜ ብኹሉ ትገብርዎ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን የቐንየልና አምላኽ ይባርኸኩም🙏🙏🙏🙏👍👍👍❤️❤️❤️✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @HelenKuwait-m7f
    @HelenKuwait-m7f 3 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢😢ጅግና ወዲ ማዕል❤❤❤

  • @LuliaBsrat
    @LuliaBsrat 2 หลายเดือนก่อน

    ✊✊✊👍👍👍 ሰይ ጀጋኑ ሰብ ድርብ ስረ ብሓቂ ዘሕብንን ዘኹርዕን ታሪኽ ኣያታትና ኣቦታትና ቀጽልዎ እቲ ዘይውዳእን ዘይትርበርበረ ረዚን ታሪኽ ጀጋኑና ኣገናዕ መን ከማኹም ብሓቂ ኣንታ ንስኹምስ ፍሉያት ፍጥረት ኢኹም ንሕበን ንኾሪዕ ኣለና ብኣኹም: ዘይምኖን ዘይርሳዕ ታሪኹምን ብምዕቃብ እና ተሓበንና እናዘከርናን ንዘንት እለት ❤❤❤✊✊✊💯👍👍👍

  • @zeweldihaile2718
    @zeweldihaile2718 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግና ንበር ክበር

  • @nighistiabraham7127
    @nighistiabraham7127 3 หลายเดือนก่อน +2

    ጀጋኑ ምእማኑ ደጸግም ጅግንነት

  • @yohannestewolde8152
    @yohannestewolde8152 3 หลายเดือนก่อน

    VIVA Eritrea Vor Immer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 3 หลายเดือนก่อน +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️

  • @belaineshtekle5879
    @belaineshtekle5879 3 หลายเดือนก่อน +3

    Amlak edmen tienan yhabkum tegadelti hager fetirkum nzelalem kibri ysemaekum

  • @Aman80770
    @Aman80770 3 หลายเดือนก่อน +8

    🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @kudus7756
    @kudus7756 3 หลายเดือนก่อน

    ጅግናን ኑጽህን ኣቶ በርሀ ን ብዓል ዓካ ዓካ ክኣ ንስኻ ዘይ ፈለጥካዮን ዘይበጻሕካዮን ዝፈልጡ ስለ ዝኾኑ ሓደ መዓልቲ ረኺብካ ክትሓቶም ይምረጽ ካብ ክትፈርዶም ።

  • @RuftaiLabiey
    @RuftaiLabiey 3 หลายเดือนก่อน +1

    Merheba deki Erey maarey Efiream yekenealey buzh temahire. Nikoa natey konkum 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹✅✅✅✅✅!!!!

  • @dl4055
    @dl4055 3 หลายเดือนก่อน +1

    Zeytdgemu jeganu tegadelti,kbrn megosn nsemaetatna edmen tenan yhabkum fetari nhlwat 🇪🇷🇪🇷❤

  • @ghideimerha3881
    @ghideimerha3881 3 หลายเดือนก่อน +2

    ነመስግነካ አፍረም ሓውና ከምዚ ዚኣመሰለ ታሪኽ ክትሰምዕ እንከለኻ ከይበላዕካ ትጸግብ ነዚሓውና ኻኣ ብሂወት ሃሊዩስ ታሪኽ ባዕሉ ከዕልሎ ከሎ ብጣዕሚዩ ዘሖጉሰካ ሰላምታይ ንኽልተኹም ዓቢ ምስግና ነዞም ሰብ ታሪኽ ሰማእታተይ

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 3 หลายเดือนก่อน

    ሙኩርን ቡሱልን ሃገራዊ ጋዜጠኛ ኤፍሬም ግደ አብ ምሰነናድ ታሪክ ህዝባዊ ግንባርን ወርቃዊ ታሪክ ኤርትራ እዩሞ አዚና ኢና ነክብረካን ንከታተለካን ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽሎ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @EPLFVISION1962
    @EPLFVISION1962 3 หลายเดือนก่อน

    ቅንዕና ትብዓት ረብሓ ሃገርን ህዝብን ዝዕጥቁ ህ.ግ.ሓ.ኤ. ዝስሓሎም ኣያታትናን ኣቦታትናን ናጽነት ኣምጾኦም ምስ ውልዶም ዋርሳይ ልኡላውነት ሃገር ኣብ ምክባር ትሓሊለ ከይበለ ሂወቱን ግዚኡን ዝከፈለ ነታ ንህዝብን መንግስትን ኤርትራ ተንኮላት ናይ ምዕራባውያን ኣብ ምትግባር ዝተዋፈረት ጭፍራ ወያነ ሓመድ ድበ ዝተሳተፈ መንደላይ ኣውሪሱ ትሓፋሪትን ክብርትን ሃገር ኣውኺሱ ንዳግመ ህንጸት ሃገር ኣብ ምህናጽ ይርከብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rustomdebesay2466
    @rustomdebesay2466 3 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዛንታ ኔሩ ናይ ኣያና በርሀ፡ኣብዛ ናይ ስዉኣት ብጾቱ ሸማይነሽ ጸጋይ ብብዝሒ ይደጋግማ ኔሩ።
    ሸማይነሽ ኣብ 1986 ዝተሰለፈት ጓል ከባቢ ከረን ያ ብዘለኒ ሓበሬታ ስለዚ በርሀ ናታ ድሕሪ ባይታ እንተለዎ ጽቡቕ ኔሩ

  • @Leah5934
    @Leah5934 3 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕

  • @eriwelelo3197
    @eriwelelo3197 3 หลายเดือนก่อน

    ኩቡር ሓው ኤፍሬም ግደ ብእተምጽኦ ታሪኽ ጅግንነት ተጋደልቲ ህ. ግ. ሓ. ኤ. ካብቶም ኣዚየ ዝድኑቅኻ ሓደ እየ ከማኻ ይብዙሑልና ኣነ ማሓሪ ሓድገምበስ ይባሃል ተቀማጣይ ጀርመን እየ ኣብ ዝገበርካዮ ተኻታተሊ ቃለ መጠይቅ ምስ በርሀ ገረዝገሄር ኣብ እንባርዳእ ኣብ 3 ክፋል ብዛዕባ መሓሪ ባሻይ መንግስታኣብ ኣልዕኩም ነርኩም 4.5 ወታሃደር ኢትዮጵያ ቀቲሉ ናብ ህ. ግ. ዝተሰለፈ እዩ እዚ ውን ዓቢ ታሪኽ እዩ በጃኻ ዝካኣል እንተኾይኑ ቃል መሕተት ግበረሉ የቀንየለይ

  • @mahariberhane8776
    @mahariberhane8776 3 หลายเดือนก่อน

    ኣኮይ ቅጭን ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 3 หลายเดือนก่อน

    Welcome Efar hawena mes jegna Tegdly Berahe