ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Don’t Forget To Like Subscribe & Share ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿heredonorbox.org/tefetawi-talkshowJoin this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin
እንገራ ዓለም ብላዕ መጎስ ኩሉ ሰብ ብሕልና ክምራሕ ኣሎዎ ።
ብርግጽ ዕስለ አትማን ቀናአት አፍረስቲ ሳሕል ተወሊዶም ሳሕል ዝዓበዩ።
ሰላም ሰልጠነ ውፉይ ማለት ጻዕራም ሓረስታይ አንግሁን ገስግሱን ሱሩሑ ዘሳልጥ ተውለ ሓረስታይ ይባሃል ነዚ መንእሰይ እዚ ጎስጉሱ አብዚ ዘብጸሔ ጅግና ዩ አንታ ተባዕ ጋሳ በለለይ🇺🇳🇺🇳🇺🇳🎤🎤🎤
You are absolutely right dear brother
ኣቱም ሰባት በጃኩም ናብ ጸላኢና ንዕሰል ነዚ ናብ ጸላኢኡ ዓሲሉ ዘሎ ተባዕን ቆራጽን መንእሰይ ምስኡ ናብ ጸላኢና ንዕሰል ንኩሉ ንትዓዘቦ ነቲ ሰናይ ንስዓቦ ሓደራ ሓደራ።
አንታ ሐዉና እዞም ክልተ ሰባት ንህግደፍ ክወቕዕዎ ሪኢኻ ትፈልጥ ንወዲ አፈጨርቂ ክትንክፍዎ ሪኢኻ ትፈልጥ ተልእኸ አሎዎም። ንምንታይ እዬም ጸረ አሰና ንአብነት።ንምንታይ እዬም ንዉፊይ ሕጂ ምጥቃዕ ጀሚሮም ንምኖታይ ቀደም ዘይገበሩ። ተባራበር 👈😎
Abrhaya eski qurub kitridiana
ተፈታዊ ንዓባ ግደፍ ቃልሲ ድሕሪት ኣይትግተቶ
ኣብዚ ንሓው ውፉይ ዝግበር ዘሎ ተቓውሞ ብወገነይ ክሳብ ሕጂ ወፉይ ሕጊ ህንጻ ጥሒሱ፡ ወፉይ ካብ ፖለቲካዊ ራእን ዕላማን ምንቅስቃስ ወጻኢ ካልእ ኣጀንዳ ጎስጒሱ ፡ ውፉይ ጉድለት ድስፕሊን ፈጺሙ ፡ ውፉይ ኣጠፋፊኡ ወዘተን ዝብሉ ኣብ ጭብጥን መርትዖን ዝተመርኮሱ ተቓውሞ ይርኢ የለኹን። ውፉይ ካባ ኪዲኖሞ ፡ ውፉይ ብጋርዲ ተቐቢሎሞ ፡ ወፉይ ሳዕሲዑ ፡ ውፉይ ሄሊኮፕተር ተሰቒሉ ወዘተ--- ዝብሉ ናይ ቅንእን ፍርሕን ሕሜታ እንበር ክሳብ ሕጂ ብፖለቲካን ብጥሕሰት ሕግን ዝምጉት የለን።
ስላም ስላም ይሕዋት ።ኣጋል ኣተሓሳስባ ኣይሃልና ስለምንታይ ንዳሃል ንሕና ኮ ኣብ ሓቅ ኢና ዘለና ምክንያቱ ገለ ይሕዋት ንስባት ኣይትተባብዕ ስልጠነ ኢሎም ክጽሑፍ ስለዝተኢኣዘብኩ ኢየ ስለዚ ስለጠነ ኣተባባዓና ኣይትሕመቅ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰልጠነ ሃውይ አዚኦም ክናናን ምናናን አዮም
ፈሊጥናኦም እኳ ነይርና ኢና ብቐደሙ ሕጂሞ ንምራዮም ኢና ጸልእናዮማብዚ ሚዲያ
Tefetawi hawey you are my hero eti mulue zblwo tombak reseayo bsenki hlk abzi zeydeleywo hmak srah zeatewu kabzom kulom yoditn tesfayn trayom kaliot sakt wdukat zeyrebhu sebatyom
Be strong 💪 I love your media everyone knows you working hard just ignore them
ተፈታዊ እቲ ቓልሲ ምስ ህግደፍ ኢዩ ምስ ደለይቲ ፍትሒ አይኮነ ን። በጃኻ ብውሽጢ ተረዳዳአሉ መመሊስካ አይተካውሶ። ናይ ውግእ ሚድያ አየድልን። 💙💙💙💙💙
ሞጎ ጅግና ብዓል ሕለና 💙
ጽቡቕ ሓበሬታ ቀጽል ጥራይ💙🌿✅👏👏👏
Ajeka selten hawey ezom esubat higidef baelom eyom meninetom ziglitsu zelewu mesluwom dea
እዞም ክልተ ስባት ስመረ ተስፋይ አብ ዬዲት ፡ኹፉእ ምዝራ ብስልጥነ፣ ብመምህሪ በየነ ብሄኖክ፡ብሪጌድ ንሐመዱ ፡ኩሉ ግዜየ ዳውን ክጉብሩውሞ ብዙሕ ፈቲኑም ግአይኮነለሙን። ሕማቅ ክዛረቡ አሪጎም።
ነዞም በረኻ ተወሊዶም በረኻ ዝዓበዩን! ደቂ አስመራን ተመሀሮ ዩንቨርስቲን ግን ግናያትን ተንኾለኛታትን ዕንቅፉት ምኳኖም ተገንዚብናዮምን ፈንፊናዮምን ኢና።
ሰላም ኩሉኩም :ሰልጠነ እዞም ሰባት ካብ መጀመሪኡ ዝኸድዎ ዝነበሩ ንተጋደልትን ቃልሲ ህዝቢ ስለ ዝጸረፉ:ስለዘናሽዎ :ዳአ እንበር ካብ ደይ ዋን አትሕዞም ሃናጺ ሐሳብ አይነበሮምን :ብዝኮነ ግን ንሐደ ሐሳብ ክትነቅፍ ከለካ :በንጻሩ ካአ ሃናጺ ሐሳብ ተቅርብ ካብዚ ካአ እቲ ካልእ ይማሃር :እንተ ዘይኩኑ ግን ቃልስና ምቁሻሽ ዓገብ :ክንነቅሐሉ ብትብዓት ክንርኦ አለና :ቃልስና ግን ነቲ ቀዳማይ ጸላኢና እንተ ጠመትና እዩ ዝሐሸ:አጆኩም አጆና 💪💪💪💪💪💙💙💙💙💙💙✅✅✅✅✅✅✅
እዚኦም ኣብ ጎልጎል ዝወግሖ ዝብኢ እዮም ብዛዕባ ሕብረተሰብ ዝፈልጡዎ የብሎምን እታ ዝፈልጡዋ ብጥረኣ ይብሉዋ ኣለው ::
ምዝንጋዕ እነተዝግበር ከ ሞ እንታይ ኢዩ ጸገሙ ከምቲ ናቶም ጓይላ ኣይኮነን ፍልልይ ኣለዎ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
መርዛማትን ዒረ ዚኾነ ቓላቱ ተዚኢድብ መሓሸ ሪሕቑ ከይከዱ እንቓዕ ፈለጥናዮም
ተፈታዊ 💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏
ኣቱም ሰባት ተቓለስቲንዶ ምሰሉ በጃኹም። ህልኽንዶ ግደፉዎ። ኣቦታት ክምስሉስ " ነገር ደሊኻ ኣኻኺብካ ፡ ፍቕሪ ደሊኻ ሓዳዲግካ " ኢዩሞ ግደፉ ግደፉ። ሕማቕ ታሪኽ ናይ ኣቦታት ዳወቐስኩምሲ ፡ ሕማቕ ታሪኽ ናይ ቃልሲ ትኾኑ ኣለኹም።😢😢😢
Zeleywo aksentka axri
Thank you Seltene 🙏💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌹🌹🌹🌹🌹
ata zi dea hade midhti indyu.gexu to rhak
ሰልጠን ቁንዕ ሰብ ስል ዝኮንካ ስግፍ አይብልካ ❤
ኩሉ ይሕስድ እሞ ናይ ዞም ሰባት እዚኦም ፉሉይ ፈጣጥ ሕሳደ ናይ ዛ ለክባጥ ዩቱባ ክዕጾ ኣለው ሳብስክራይብኩም ሳሓቡ ሰሪሖም ክንዲ ዘርእዩ ንዝሰርሕ የሕንኩሉ ጋሓፋት
Seltene Jigna 💪💪💪💪💪👍👍👍👍👌👌👌👌👌👌🦁🦁🦁🦁🦁🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️
Good job wedebat Tefetawi. 90% good. 10 % you are human being 😂
Tefetawi good job 🙏👍
ሞግየ ሓወይ ኣምላኽ ይባርካ 🩵🩵🩵
ዘበነ ምቅላዕ በሎም ጥራይ ስልጡን ዓንቀፍቲ ቃልሲ ካብ ሱሮም ተማሕዮም ናብቲ ዝላኣኾም ህግደፍ ክጎሓፉ ጥራይ እዩ ዘለዎም !!
ገሊኦም ኣብ ውሽጥና ኣትዮም ክሕንክሩን ክስልዩን ብህግደፍ ተልእኮ ዝተወሃቦም ዩ፣ ገሊኦም ከኣ እታ ባቡር ገዲፋቶም ስለ ዝከደት ያ እዚ ኩሉ ዘዕገርግሩ ዘለዉ።
Ajoka Seltene abo haki ab gonukum alena 💯💯💯💯
ሰልጠነ ንየው በሎም ኣተዓባቢያኦም ዝበደሎም ኣራዊት ናይ ሳሕል
Yes it is dear because they said Good people they doing good things but unfortunately bad people are they doing bad things so w what they are
Nw belom ezom resahat seltene hawey ❤❤❤❤❤❤❤ yes we are tegaru❤❤❤❤❤❤
👍👍👍👍
መጎስ ደኣ መዓስ መስቀል ኣሲሩ ናብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መጹ ድዩ?
ኣብዚሐሞ እዮም።
Seltene don't worry. We know thom long time ago.
Seltene you are honest person
Aetman Sahle hegi tefelitkom eikom,Wufuy resha sre, chenawi Sandil chma gero ,kamcha kedad resah gero sel zeytzawer diyou eizi kulu knei.
Semhar end Tesfay hasadat ikum
ቀንዲ ናይ'ዛ ሃገር ናብ'ዚ ዘላቶ ደረጃ ዘውደቓን ነዚ ተምቤናይ ዕላምኡ ንክወቅዕ ዝሓገዞ ባህርያት ኢዩ። እዞም ማይ ሳሕል ዝጠዓሙ ክጽልኡኒ ክነግረኩም ኣይክእልን ኢየ። ኣዳል፡ ሮራ፡ ደጀን፡ ኣኽራን፡...ዝብላ ስም ዝሓዘን ናቶም ማይ ዝሰተየን ምስ ሞቱ ኢዮም ዝፈላለዩ።እዛ ፒሮ እንዳሓየኸት ትዛረብ ትምህርቲ ዘይዓገበት ኢያ። ጉሓፍ በላ ግዳይ።
Ajokum brgednhamedu 💞 end Seltene ❤🎉❤
ኮስትሮም ገብራይ ነዞም ኣትማን ኣብ ሞንገና ዘለዉ
Tefetawi jgna hawna❤❤❤
seletene ane aboye ereterawi adey tererawit eya gene betahami eya zekekatalak 👍👍👍
Askum dea kemey ilkum odna keteatwu a wexikum ikum
Wufuy jigna
Seltene kab kedemom hasewti eyom ezom deki abay dsti
ከም ወፉይ ብተአምር ኽመዓራረዮ ዝኽእል የለን ካብ ሊስትሮ እናበሉ ዘናሽውዋ ከምዘይነብሩ ብሂሊኮብተር ከይዱ እልካ ዘረባ ካብ ሕስድና ዝሐልፍ አይኮነን።
Tefetawi tay dya xegemka kemzi gere ,,gere gere ktbl gud eka,,,,
❤
Bzaeba Jon black ztezarebwo btaemi zhfr eu Ateabebayaom zereyeka eu
Beja Wufuy gahbelo .
Tesfaom hmums hamimu eu naybhaki
Deki bereka Ahbay belom
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ሓው ስልጡን ~ መስኮት አይትኽፈት ንፋስ ከይኣቱ
ኣቱም ሰባት ህያብ ንዘቅረቡልካ ተሓጉስካ ኢካ ትቅበሎ ውፉይ ንዘቅረብሉ ህያብ ብሓጎስ ጥራይ እዩ ክቅበል ዘለዎ ኣይትግበሩለይ ወይ ከምዚ ግበሩለይ ክብል የብለን ንዝገበሩሩ ኣመስግኑ ምቅባል ጥራይ እዩ።
ሰልጠነ ከመይ ኣለኻ ንሕና ዓቢ ጸላኢ ኣለና ብዛዕብኡ ይኹን ኣጀንዳና ነዞም ፖለቲካ ክሰርሑ ኒን ዝብሉ ዘለዉ ኣምጺኻ ኣብዚ ኣፍልጦ ኣይትሃቦም ደሓርከኣ ካብ ስምዒት ውጻእ እዚ ኣብ ናይ ዘለናዮ ሸው ኣንሳብስክራይ ኢሎም ኢልካ ኣውጺኻዮ ዘለኻ ኣውጻዮ ኣየድልን እዩ ብዛዕብኦም ተዘይተዛረብና ብዛዕባና ኣይዛረቡን እዮም ተተዛረቡ ኸኣ ንፋስ ሒዝዎ ይኸይድ እምበር ናዓና ምንም ኣይገብረናን እዩ ቃልስና ጥራይ ንግበር ምስ ምሉእ ኣኽብሮት
Neza senay thaseb seb texelma aleka
Xahyay ayngdef kemta wed asfaha zbela kxehayou eyou zelewom
Wufy aytegageyen yiserh alo
Merhaba Seltene 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙
💙💙💙💙💙💙
Kubur haw Seltene nay hbretesebna Cancer eti Nnaybeal ezi Aseb ab zeselslon ms zsemeon eyu zgage. Btaemi xbuk srah eka there Zelda keepedup up bro
Yesssss Tisbok ZeReba NYHILINAKA TEKALES SEB KuN BEAL HILyNA KiT EWET EKA 🩵🩵💙😎😎😎🇳🇴
እብ ኤርትራ ብዙሕ ህዝቢ ይሳቐ ኣሎ፡ መድሕን ክረክብ ጸሎት ይገብር ኣሎ፡ ንምንታይ እዮም ዝዓናቕፍዎ፡ ብጅምላ ህዝቢ ከምዚ፡ ወይ ከምቲ ኢልካ ምዝራብ ጌጋ እዩ።
Natka srah ayu mes zedleyuka tkeyd zeleka nsatom gda bqslsi zobeyu fqri hager zelowom ayu olyetega bseb aytwol nay gazetega srah srah korsi wesed zey seltene seltene tebahilka
ሰልጠነ ክርደኣካ ዘለዎ፥ ማንም ተጋዳላይ ይኹን እቶም ንሶም ዝጸፈይዎም ኩብኳብያ፡ ስልጣን ንማንም ገባር ደምባር ኣሕሊፎም ንኸይህቡ መብጽዓ ዝኣተዉ እዮም። ስለዚ ምስ መዕበይኻ ጥፋእ እዮም ክበሃሉ ዘለዎም።
Baelkum zetekuma gemed baelikum awxewa zey kem debut
Seltene hewey ajoka kndka sle kserhu zeykelu eyuom
Ajoka sultan belom argfom ezom zunubat ab godnika alena
We supported a always we proud you
Yess
Haki
🌿🌿🌿🌿🌿🌿
XEGEMOM WFUY AYKONENN NSKA EKA SELYENE AQRIBUNA AYFELTN AYU ELOM WN YFELTU AYOM
Neziom ktmlsolom gzyeka ayteerb Nhna ab srrah alena nsrah
💙🌿💙🌿💙🌿🎉❤️🌿🎉🎉
Ezom sebat Asmat ketemqu kab jemeru smom kngerom alewo ( Esba kem zhazet kelbi eyom kolel zblu zelewu kemti 5-6 Aklabat dedhri hanti kelbi eyom zkedu ) Esba Aklabat kea ybahalu sleziy gdefwom Ynbhu Eti Gemel kea guezau yqtsl ybehal
💙👍👍💙🙏🏻🙏🏻
የዮት ከ ስርኪ ብስንኪ ዞም ክልተ ስብ።
Ajoka Seletene betri hakis tiketin imber Aytisiberin
Aetman Sahle mtfeti hezbi Eritrea.
ሰላም ሰልጠነ,: ኣብቲ ንፍትሒ ዝግበር ቃልሲ ብዙሕ ዘበርከትካ ኢኻ: ስለዚ አደንቀካ እየ:: ኮይኑ ግን ዕሽሽ ኢልካዮ ክትሓልፎ ኣብ ዝግበኣካ ናእሽቴ ነገራት ግዜ ምሃብካ ኣየምሕረልካንዩ:: ከም ምኽሪ:I wish to see you discussing ideas instead of people.🙏
ምሰ ህዝብ ትግራይ ካፃልአ አዩ ሓስብ ዋ ኣይትኸውንይ ኣያ በሎ ኣከለ ጉዛይ ጀጋኑ ሰብ ሕልና ኣዝየ አየ ዝፈትወኩም ወገናተይ ምቃለይ ኣጀና ጥራሕ ናዝኣም ንድሕረት ናናደግኹም እዞም ድነብሶም ዘይማሐየሹ ንህዝብ ኣይኮኑን
Hsur seb hsur kal eu zzareb ember Ms Hzbi Tigray zqomes men mkanu kem tsehay qetri zdemeqe eu
ማንታ ኣረጋይ እንበር ኮይንካ! ናብቲ ቀንዲ ጸላኢኻ ዘይተተኩር!
Wefi selam tgray tgrgi nska ika hji tgray mes. Awareduka bmaodo mxraf seb nska zxelakayo kxelu aska zfetekayo kfetwu ika tdeli antay ke program aleka bjeka bwlqe sebat meol azom deqi odka zeymuoduka yehzen nskatkum mes teqalesti
B Deqi Merat diesti deqi Rushunatttt zedenageR seb yelen lomiiii
Gahaf sdi bseb zwol nmenasey msaka aytdemro mnalbash deqi odka kab odom sle zwexu odi yeblkumn neti abodu kof ilu zelo
ኢዞም ስባት ብጉሩብ ትዘራሪቦም ብክልተሰብ ኣብ ሓንቲ ርእሲ ዝዛረቡ አዮም ናፍልጦ ተቓለስቲ።
Ajokume ezi neana btaemi xbuke u meheyelina u ezi eska tgebro gbre melsi gen anbesa keslo ezome fesewti gena
💙💙💙💙💙💙💙💙
Well said ሱልጡን ገጥ በል ከም ቀደምካ you doing great job as usual 💙
መንበድበዶምን መሽረፈቶምን እንታይ ንጽበዮም ኢሰይያስ ዝልኣኮም እዮም።
Don’t Forget To Like Subscribe & Share
ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
donorbox.org/tefetawi-talkshow
Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin
እንገራ ዓለም ብላዕ መጎስ ኩሉ ሰብ ብሕልና ክምራሕ ኣሎዎ ።
ብርግጽ ዕስለ አትማን ቀናአት አፍረስቲ ሳሕል ተወሊዶም ሳሕል ዝዓበዩ።
ሰላም ሰልጠነ ውፉይ ማለት ጻዕራም ሓረስታይ አንግሁን ገስግሱን ሱሩሑ ዘሳልጥ ተውለ ሓረስታይ ይባሃል ነዚ መንእሰይ እዚ ጎስጉሱ አብዚ ዘብጸሔ ጅግና ዩ አንታ ተባዕ ጋሳ በለለይ🇺🇳🇺🇳🇺🇳🎤🎤🎤
You are absolutely right dear brother
ኣቱም ሰባት በጃኩም ናብ ጸላኢና ንዕሰል ነዚ ናብ ጸላኢኡ ዓሲሉ ዘሎ ተባዕን ቆራጽን መንእሰይ ምስኡ ናብ ጸላኢና ንዕሰል ንኩሉ ንትዓዘቦ ነቲ ሰናይ ንስዓቦ ሓደራ ሓደራ።
አንታ ሐዉና
እዞም ክልተ ሰባት ንህግደፍ ክወቕዕዎ ሪኢኻ ትፈልጥ
ንወዲ አፈጨርቂ ክትንክፍዎ ሪኢኻ ትፈልጥ
ተልእኸ አሎዎም።
ንምንታይ እዬም ጸረ አሰና ንአብነት።
ንምንታይ እዬም ንዉፊይ ሕጂ ምጥቃዕ ጀሚሮም ንምኖታይ ቀደም ዘይገበሩ።
ተባራበር 👈😎
Abrhaya eski qurub kitridiana
ተፈታዊ ንዓባ ግደፍ ቃልሲ ድሕሪት ኣይትግተቶ
ኣብዚ ንሓው ውፉይ ዝግበር ዘሎ ተቓውሞ ብወገነይ ክሳብ ሕጂ ወፉይ ሕጊ ህንጻ ጥሒሱ፡ ወፉይ ካብ ፖለቲካዊ ራእን ዕላማን ምንቅስቃስ ወጻኢ ካልእ ኣጀንዳ ጎስጒሱ ፡ ውፉይ ጉድለት ድስፕሊን ፈጺሙ ፡ ውፉይ ኣጠፋፊኡ ወዘተን ዝብሉ ኣብ ጭብጥን መርትዖን ዝተመርኮሱ ተቓውሞ ይርኢ የለኹን።
ውፉይ ካባ ኪዲኖሞ ፡ ውፉይ ብጋርዲ ተቐቢሎሞ ፡ ወፉይ ሳዕሲዑ ፡ ውፉይ ሄሊኮፕተር ተሰቒሉ ወዘተ--- ዝብሉ ናይ ቅንእን ፍርሕን ሕሜታ እንበር ክሳብ ሕጂ ብፖለቲካን ብጥሕሰት ሕግን ዝምጉት የለን።
ስላም ስላም ይሕዋት ።ኣጋል ኣተሓሳስባ ኣይሃልና ስለምንታይ ንዳሃል ንሕና ኮ ኣብ ሓቅ ኢና ዘለና ምክንያቱ ገለ ይሕዋት ንስባት ኣይትተባብዕ ስልጠነ ኢሎም ክጽሑፍ ስለዝተኢኣዘብኩ ኢየ ስለዚ ስለጠነ ኣተባባዓና ኣይትሕመቅ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰልጠነ ሃውይ አዚኦም ክናናን ምናናን አዮም
ፈሊጥናኦም እኳ ነይርና ኢና ብቐደሙ
ሕጂሞ ንምራዮም ኢና ጸልእናዮማብዚ ሚዲያ
Tefetawi hawey you are my hero eti mulue zblwo tombak reseayo bsenki hlk abzi zeydeleywo hmak srah zeatewu kabzom kulom yoditn tesfayn trayom kaliot sakt wdukat zeyrebhu sebatyom
Be strong 💪 I love your media everyone knows you working hard just ignore them
ተፈታዊ እቲ ቓልሲ ምስ ህግደፍ ኢዩ ምስ ደለይቲ ፍትሒ አይኮነ ን።
በጃኻ ብውሽጢ ተረዳዳአሉ መመሊስካ አይተካውሶ። ናይ ውግእ ሚድያ አየድልን።
💙💙💙💙💙
ሞጎ ጅግና ብዓል ሕለና 💙
ጽቡቕ ሓበሬታ ቀጽል ጥራይ💙🌿✅👏👏👏
Ajeka selten hawey ezom esubat higidef baelom eyom meninetom ziglitsu zelewu mesluwom dea
እዞም ክልተ ስባት ስመረ ተስፋይ አብ ዬዲት ፡ኹፉእ ምዝራ ብስልጥነ፣ ብመምህሪ በየነ ብሄኖክ፡ብሪጌድ ንሐመዱ ፡
ኩሉ ግዜየ ዳውን ክጉብሩውሞ ብዙሕ ፈቲኑም ግአይኮነለሙን። ሕማቅ ክዛረቡ አሪጎም።
ነዞም በረኻ ተወሊዶም በረኻ ዝዓበዩን! ደቂ አስመራን ተመሀሮ ዩንቨርስቲን ግን ግናያትን ተንኾለኛታትን ዕንቅፉት ምኳኖም ተገንዚብናዮምን ፈንፊናዮምን ኢና።
ሰላም ኩሉኩም :ሰልጠነ እዞም ሰባት ካብ መጀመሪኡ ዝኸድዎ ዝነበሩ ንተጋደልትን ቃልሲ ህዝቢ ስለ ዝጸረፉ:ስለዘናሽዎ :ዳአ እንበር ካብ ደይ ዋን አትሕዞም ሃናጺ ሐሳብ አይነበሮምን :ብዝኮነ ግን ንሐደ ሐሳብ ክትነቅፍ ከለካ :በንጻሩ ካአ ሃናጺ ሐሳብ ተቅርብ ካብዚ ካአ እቲ ካልእ ይማሃር :እንተ ዘይኩኑ ግን ቃልስና ምቁሻሽ ዓገብ :ክንነቅሐሉ ብትብዓት ክንርኦ አለና :ቃልስና ግን ነቲ ቀዳማይ ጸላኢና እንተ ጠመትና እዩ ዝሐሸ:አጆኩም አጆና 💪💪💪💪💪💙💙💙💙💙💙✅✅✅✅✅✅✅
እዚኦም ኣብ ጎልጎል ዝወግሖ ዝብኢ እዮም ብዛዕባ ሕብረተሰብ ዝፈልጡዎ የብሎምን እታ ዝፈልጡዋ ብጥረኣ ይብሉዋ ኣለው ::
ምዝንጋዕ እነተዝግበር ከ ሞ እንታይ ኢዩ ጸገሙ ከምቲ ናቶም ጓይላ ኣይኮነን ፍልልይ ኣለዎ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
መርዛማትን ዒረ ዚኾነ ቓላቱ ተዚኢድብ መሓሸ ሪሕቑ ከይከዱ እንቓዕ ፈለጥናዮም
ተፈታዊ 💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏
ኣቱም ሰባት ተቓለስቲንዶ ምሰሉ በጃኹም። ህልኽንዶ ግደፉዎ።
ኣቦታት ክምስሉስ " ነገር ደሊኻ ኣኻኺብካ ፡ ፍቕሪ ደሊኻ ሓዳዲግካ " ኢዩሞ ግደፉ ግደፉ። ሕማቕ ታሪኽ ናይ ኣቦታት ዳወቐስኩምሲ ፡ ሕማቕ ታሪኽ ናይ ቃልሲ ትኾኑ ኣለኹም።😢😢😢
Zeleywo aksentka axri
Thank you Seltene 🙏💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌹🌹🌹🌹🌹
ata zi dea hade midhti indyu.gexu to rhak
ሰልጠን ቁንዕ ሰብ ስል ዝኮንካ ስግፍ አይብልካ ❤
ኩሉ ይሕስድ እሞ ናይ ዞም ሰባት እዚኦም ፉሉይ ፈጣጥ ሕሳደ ናይ ዛ ለክባጥ ዩቱባ ክዕጾ ኣለው ሳብስክራይብኩም ሳሓቡ ሰሪሖም ክንዲ ዘርእዩ ንዝሰርሕ የሕንኩሉ ጋሓፋት
Seltene Jigna 💪💪💪💪💪👍👍👍👍👌👌👌👌👌👌🦁🦁🦁🦁🦁🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️
Good job wedebat Tefetawi. 90% good. 10 % you are human being 😂
Tefetawi good job 🙏👍
ሞግየ ሓወይ ኣምላኽ ይባርካ 🩵🩵🩵
ዘበነ ምቅላዕ በሎም ጥራይ ስልጡን ዓንቀፍቲ ቃልሲ ካብ ሱሮም ተማሕዮም ናብቲ ዝላኣኾም ህግደፍ ክጎሓፉ ጥራይ እዩ ዘለዎም !!
ገሊኦም ኣብ ውሽጥና ኣትዮም ክሕንክሩን ክስልዩን ብህግደፍ ተልእኮ ዝተወሃቦም ዩ፣ ገሊኦም ከኣ እታ ባቡር ገዲፋቶም ስለ ዝከደት ያ እዚ ኩሉ ዘዕገርግሩ ዘለዉ።
Ajoka Seltene abo haki ab gonukum alena 💯💯💯💯
ሰልጠነ ንየው በሎም ኣተዓባቢያኦም ዝበደሎም ኣራዊት ናይ ሳሕል
Yes it is dear because they said Good people they doing good things but unfortunately bad people are they doing bad things so w what they are
Nw belom ezom resahat seltene hawey ❤❤❤❤❤❤❤ yes we are tegaru❤❤❤❤❤❤
👍👍👍👍
መጎስ ደኣ መዓስ መስቀል ኣሲሩ ናብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መጹ ድዩ?
ኣብዚሐሞ እዮም።
Seltene don't worry. We know thom long time ago.
Seltene you are honest person
Aetman Sahle hegi tefelitkom eikom,Wufuy resha sre, chenawi Sandil chma gero ,kamcha kedad resah gero sel zeytzawer diyou eizi kulu knei.
Semhar end Tesfay hasadat ikum
ቀንዲ ናይ'ዛ ሃገር ናብ'ዚ ዘላቶ ደረጃ ዘውደቓን ነዚ ተምቤናይ ዕላምኡ ንክወቅዕ ዝሓገዞ ባህርያት ኢዩ። እዞም ማይ ሳሕል ዝጠዓሙ ክጽልኡኒ ክነግረኩም ኣይክእልን ኢየ። ኣዳል፡ ሮራ፡ ደጀን፡ ኣኽራን፡...ዝብላ ስም ዝሓዘን ናቶም ማይ ዝሰተየን ምስ ሞቱ ኢዮም ዝፈላለዩ።
እዛ ፒሮ እንዳሓየኸት ትዛረብ ትምህርቲ ዘይዓገበት ኢያ። ጉሓፍ በላ ግዳይ።
Ajokum brgednhamedu 💞 end Seltene ❤🎉❤
ኮስትሮም ገብራይ ነዞም ኣትማን ኣብ ሞንገና ዘለዉ
Tefetawi jgna hawna❤❤❤
seletene ane aboye ereterawi adey tererawit eya gene betahami eya zekekatalak 👍👍👍
Askum dea kemey ilkum odna keteatwu a wexikum ikum
Wufuy jigna
Seltene kab kedemom hasewti eyom ezom deki abay dsti
ከም ወፉይ ብተአምር ኽመዓራረዮ ዝኽእል የለን ካብ ሊስትሮ እናበሉ ዘናሽውዋ ከምዘይነብሩ ብሂሊኮብተር ከይዱ እልካ ዘረባ ካብ ሕስድና ዝሐልፍ አይኮነን።
Tefetawi tay dya xegemka kemzi gere ,,gere gere ktbl gud eka,,,,
❤
Bzaeba Jon black ztezarebwo btaemi zhfr eu Ateabebayaom zereyeka eu
Beja Wufuy gahbelo .
Tesfaom hmums hamimu eu naybhaki
Deki bereka Ahbay belom
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ሓው ስልጡን ~ መስኮት አይትኽፈት ንፋስ ከይኣቱ
ኣቱም ሰባት ህያብ ንዘቅረቡልካ ተሓጉስካ ኢካ ትቅበሎ ውፉይ ንዘቅረብሉ ህያብ ብሓጎስ ጥራይ እዩ ክቅበል ዘለዎ ኣይትግበሩለይ ወይ ከምዚ ግበሩለይ ክብል የብለን ንዝገበሩሩ ኣመስግኑ ምቅባል ጥራይ እዩ።
ሰልጠነ ከመይ ኣለኻ ንሕና ዓቢ ጸላኢ ኣለና ብዛዕብኡ ይኹን ኣጀንዳና ነዞም ፖለቲካ ክሰርሑ ኒን ዝብሉ ዘለዉ ኣምጺኻ ኣብዚ ኣፍልጦ ኣይትሃቦም ደሓርከኣ ካብ ስምዒት ውጻእ እዚ ኣብ ናይ ዘለናዮ ሸው ኣንሳብስክራይ ኢሎም ኢልካ ኣውጺኻዮ ዘለኻ ኣውጻዮ ኣየድልን እዩ ብዛዕብኦም ተዘይተዛረብና ብዛዕባና ኣይዛረቡን እዮም ተተዛረቡ ኸኣ ንፋስ ሒዝዎ ይኸይድ እምበር ናዓና ምንም ኣይገብረናን እዩ ቃልስና ጥራይ ንግበር ምስ ምሉእ ኣኽብሮት
Neza senay thaseb seb texelma aleka
Xahyay ayngdef kemta wed asfaha zbela kxehayou eyou zelewom
Wufy aytegageyen yiserh alo
Merhaba Seltene 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙
💙💙💙💙💙💙
Kubur haw Seltene nay hbretesebna Cancer eti Nnaybeal ezi Aseb ab zeselslon ms zsemeon eyu zgage. Btaemi xbuk srah eka there Zelda keepedup up bro
Yesssss Tisbok ZeReba NYHILINAKA TEKALES SEB KuN BEAL HILyNA KiT EWET EKA 🩵🩵💙😎😎😎🇳🇴
እብ ኤርትራ ብዙሕ ህዝቢ ይሳቐ ኣሎ፡ መድሕን ክረክብ ጸሎት ይገብር ኣሎ፡ ንምንታይ እዮም ዝዓናቕፍዎ፡ ብጅምላ ህዝቢ ከምዚ፡ ወይ ከምቲ ኢልካ ምዝራብ ጌጋ እዩ።
Natka srah ayu mes zedleyuka tkeyd zeleka nsatom gda bqslsi zobeyu fqri hager zelowom ayu olyetega bseb aytwol nay gazetega srah srah korsi wesed zey seltene seltene tebahilka
ሰልጠነ ክርደኣካ ዘለዎ፥ ማንም ተጋዳላይ ይኹን እቶም ንሶም ዝጸፈይዎም ኩብኳብያ፡ ስልጣን ንማንም ገባር ደምባር ኣሕሊፎም ንኸይህቡ መብጽዓ ዝኣተዉ እዮም። ስለዚ ምስ መዕበይኻ ጥፋእ እዮም ክበሃሉ ዘለዎም።
Baelkum zetekuma gemed baelikum awxewa zey kem debut
Seltene hewey ajoka kndka sle kserhu zeykelu eyuom
Ajoka sultan belom argfom ezom zunubat ab godnika alena
We supported a always we proud you
Yess
Haki
🌿🌿🌿🌿🌿🌿
XEGEMOM WFUY AYKONENN NSKA EKA SELYENE AQRIBUNA AYFELTN AYU ELOM WN YFELTU AYOM
Neziom ktmlsolom gzyeka ayteerb
Nhna ab srrah alena nsrah