EMNA1 "ብርጋዴር ጀነራል ዳኒኤል፡ ቅድሚት'ምበር ድሕሪት ዘይፈቱ መራሒ ውግእ'ዩ " ERITREAN HISTORY AND CULTURE
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024
- EMNA1 "ብርጋዴር ጀነራል ዳኒኤል፡ ቅድሚት'ምበር ድሕሪት ዘይፈቱ መራሒ ውግእ'ዩ " ERITREAN HISTORY AND CULTURE
#eritreanhistory #eritreanmovie HISTORY AND CULTURE #efremghidey #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE
መርሓባ ጀጋኑ ኣያታትና እንቋዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ኤረይ❤️👍🇪🇷😘
ወዲ ኤረይ እዛ ፀ ብ ጸ ቀይራ ናትና አይኮነትን ok bro
❤🎉
ክብርን መጉስን ንሰማእታትና ጅግንነት ህዝባዊ ግንባር ንክትአምኖ እዩ ዘጸግመካ። ክብረት ይሃበልና ስለ እቲ መዳርግቲ ዘይብሉ ጅግንነትኩም አገልግሎትኩም ንበሩልና ንዓና ንክሕሸና 🙏❤️🇪🇷❤️🙏
ዝኸበርካ ኤፍረም በጃኻ ንኹሎም ተጋደልቲ ኣገዲድካ ኣዛርቦም፡ እምበር ኩሎም ዓባሳት፡ ኣብ ተግባር እምበር ኣብ ዘረባ ኣይኣምኑን እዮም።
እዛ መደብካ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና።
Kibur B. General Daniel Abraham Cheay...abo KULU tenafaqi WETRU AB'LiBNA 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 N'Cheay Tsibuq Gelitskumo. Cheay bhaqi lewah halay btsotu e'you NEiRU. Rest In Peace 🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷
ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና🙏❤️🇪🇷❤️
ጽኒዓቲ የሃብኩ ደኪሚና ካይበልኩ ትስርሕ ዘሊኩ ናይ መጽእ ሓሲብኩ ጥሚቲ ንጽባሕ ጽጋ ሚጸኢ ትስርሑ አለኩ አርግና ካይብልኩ ዒድመን ጥዕና የሃብኪ ❤❤❤
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና❤
ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Jeganu Herbeja Eritrea 🙏❤️🇪🇷
መርሓባ ኣርካናት ጀጋኑ ኣቦታትና እንኳዕ ብሰላም መጻኹምና❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍀🌼🌼🌼🌼🌼❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌼🌼🍀🌼🌼
ኣዝዩ ንኡድ ዝኽረ ታሪኽ ስውእ ጅግና ኣቦናን ብ/ጀ ዳኒኤል
I love eri
GOD bless Eritrea.
ብጣሚ ደደንቅ ታሪክ። ❤❤❤
VIVA Eritrea Vor Immer
Libka zeresirisi,thanks Efren gide
It is good to know about eritrean heroes
Arkanat Jeganu Eritrea Wotru ymesleni ykberu 🇪🇷💒🕌🌿
ሓቂ ዝስንቆም። ጃህራ ዘይናቶም። ጽንዓት'ዚ ስንቆም።❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዕድመን ጥዕና ያሀብኩም ስድራና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዝከበርኩም ኣርካናት ኣያታትናን ኣቦታትናን ክብሪ ንዓኩም የቀንየልና ሳላኩም ምስ ዓለም ተሰሪዕና🙏❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Geganu Abotatna hyawyan Prsitatna iyom edmen tienan dma Amneyelom♥️🥰♥️🥰♥️🥰💪🇪🇷💪🇪🇷
Please share, share, like and subscribe
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤we are proud our hero's
ክብርን ሞሳን ንተጋዳላይ ነብሱ ረሲዑ ዕድመ ልግዐ ንእስነቱ ንሃገር ዝመጠወ
ሰላም ኩቡራት ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏💪🙏💪
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Deki Erey maarey, aidimen tiainan yhebkum!!!!❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽✅✅✅✅✅✅🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕
ዘገርም ነገር ኢዩ❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merheba deki Erey maarey, bi zeye baaekum Aelem wegihe aeytimse Aemlak bi taaimi zifetwenea nahna bimkankum Aeyni aebaykum yidefen !!!!!❤❤❤💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🌹🌹🌹🌹✅✅✅✅🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrea fane
Jigna ninebsu aybln eyu . Zelalemawe zikri nikulom jeganu❤❤❤🎉🎉🎉
ነዚ መደብ ዘየድንቅ አንታይ ኽገብር ናብዝ ኤርትራውያን ቸነል ዝመጺ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
ኣዝዩ ዘሕብን መወዳደርቲ ዘይርከቦ ታሪኽን ጀግንነትን ዝውንን ህዝቢ ኤርትራ።
🇪🇷🕯️🇪🇷🕯️🇪🇷❤️❤️❤️
🇪🇷💪❤️🇪🇷💪❤️
ክብርን ምስጋናን ንጀጋኑ አቦታትእና ይኩን ካብ መጀመርታ ክእሳብ እዛ ሳአት እዚአ ደኪምና ከይበሉ ዝእመርሑን ዝእምህሩን ዘአለዉ ዕቱባትእን ትጒሃትእን ዕድመአን ትዕናን ይሃብኩም ፍአታሪኢ።ዘልአለማዊ ክብርእን ምስጋናን ንስማእታትና ዓወት ንሓፉሽ።
🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዓወት ንህዝቢ ኤርትራን ን ንሓሳባት ሻዕቢያን!!
🐪🇪🇷❤✊✊❤🙏
ኣነስ ብዛዕባ እዞም ክቡራት ጀረናላት ሰምዕ እይፍልትን.
ህ.ግ.ሓ.ኤ. መትከሉን ዕላምኡን ህዝቢን ሃገርን ኤርትራ መሰል ርእሰ ውሳኔ ምውሓስን ነጻ ሕርያ ፖለቲካዊ መስመር ምክታል እዩ ኔሩ ስላዚ እዩ ከኣ ስነ-ሓሳብ ህዝቢ ኤርትራ ህ.ግ.ደ.ፍ ክኸውን በቂዑ እዚ ዕላማን ሓሳብን ናይ ህዝብን ሃገርን ከኣ ነጻነትን ልኡላውነትን ኤርትራ ኣረጋጊጹ ይርከብ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you for recognizig the dev otion of our HEROES!!!.
Welcome jigan ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ጀጋኑ መድሕን ኤርትራ ከምኡ’ውን ዘይሕለል ክቡር ጋዜጠኛ ኤፍሬም ግደ።ሊላይ ኣዘናትዋ ታሪኽ ኢኹም ተቕርቡልና ዘለኹም እሞ ክብሪ ይግባኣኩም። ቂር ዚብለኒ ድማ ጀጋኑ ኤርትራ ብህይወት እንከለዉ ሞሳ ክንህቦም ወይ ከነመጉሶም ዘይምኽኣልና ኢዩ።እቲ ነቲ ቃልሲ ዘየርከበሉ ወለዶ ስለ’ቲ ኣበርክቶኹም የቐንየልና ኪብሎምን ንሶምውን ክሰምዕዎ ምእንቲ።
Rip my Hero 🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቆልዑ ናይ ሱሳታት ዘይከውን ክውን ዝገበርኩም
መን ነገረኩም ክብረት ይሃብኩም
🟩🟩🟥🟥🟨🟨🟦🟦🕊🕊
Harbegha aynebrn tarik EU zwres selam eref kubur habegha
😢😢❤❤❤
🙏🙏🙏😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ezi tarik nay daniel tenkfemo tray ekum zelkumo.asfh ablka efrem nenwih ewan zefltwo amsalna.beselam aref ayana kubur harbena daniel abrha (chay)🙏,awet nhafash
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
The commander of 12 Division
🇪🇷🐪🌹❤️🙏🇪🇷🐪🌹❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷❣️🍒🇪🇷🍒🇪🇷🍒🇪🇷🙏😇
እዋይ ጽንዐት
አየ ወ ንኽትዛረበሉ ቀሊል ነዚኦም ዘርክብ ጀጋኑ የለን ኤፍሬም ግደ ንተቅርቦ ቀጽሎ አምጻአየም አተንቡሁ በሎም ዝገርም ዩ
Merhaba ❤❤❤❤
Hasawi
Kidigemu zeykielu ayatatna jeganu eziom kefilna ena rekibna hagerna
Please ታሪኽ ኣያታትና ከይቅበር ከምዚ ጊርኩም ኣዘንትውሎም ካብዚ ሓድሽ ወሎዶ ከም ዛንታ ይጽሕፎ።
ስብሓት ኤፍሬም ብሂወትካ ከለካ ኤርትራውያን ጠሊሞምካ. እስከ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ.
ጉልሓይ
Why not par 3.4.5…………?
ጽብቕ ታሪኽ ናይ ኣርካትና ተማላልፍዋ ዝሎኩም። ታሪክ ናይ ህዝብን ሃገርን እንበር ናይ መንግስቲ ኮይኑ ኣይፍልጥን እዩ። ታሪኽ ናይ ምራሕቲ ስውራ ዝንበሩ በዚ ጠላም ኢስያስ ተጠሊሞም ኣይክትርፉን እዮም። ወዲ ስለሙን እቲ እንኮ ስለያ ህግሐኤ ዝንበረ ናኣብነት ክንጥቅስ ንኽእል ወዘተ እንዳ በልና። ናይዚኦም ኣርካት ኣብ ኣኣንደራት ዒርዒሮ ዝተሽርቡ ግና ኣብታ መጺኤት ኤርትራ ሓውልቶም ኣብ ውሺጢ ኣስመራ ክትከል እዩ
ሕፈሩ ኩሉ ሕግን ስርዓት ረጊጽኩም ንኤርትራ የዒኒኹማ ንዉልቃዊ ስልጣንኩም እምበር ንህዝብን ሃገርን ሓሊኹም አይኮንኩም ን :: ንስኹም በራዩ ኢሰያስ ንህዝቢ ኤርትራ ከአ ባርያ ጌርኩሞ እዚ እዩ ናትኩም ዓወት:: ግን ንቁሩብ ግዜ ንስኹምን መንግስትኹምን አሪግኩም ኢኹም ዝአረገከአ ሞትዩ ዕጭኡ::
ሻዓብያ ፈታውን ጸላኢን ዝፈልጠኩም ጀጋኑ ሰብ ስረ ነይርኩም።እንታይ እሞ ንሕና ዝሓልፍናዮ ሕልፉ እዳበሉም ህዝቢ ጭቂንኮም ሃገር ብስደት ጸኒታ እርጋን ኣርኪቡ በብሓደ ትኸዱ ኣለኹም ።
Efrom journalist enta konkasi naklom natom qedamot arkante nay hezbawi genbari zenbaru nemntey ekum ziey tezarblom kam okaba abrha.tewalda eyob wedi heyla tekasta heyla.masfni hagus.Patros solomon heyla welda tensa.brhana gerezghaer.Mahmud sherfu..weldagbrael fisehaye.selamntey ekum terki ketqabro tedalyo .ketbrhaeln du mekaelka
ዝሐወይ ውን ዝሐፍተይ ኪድሞ ሀሁሂ ኢልካ ተማሃር ቅድም ዝጻሐፍካዮ ከነንብቦ ምእንታን ዋላሐንቲ ኣይተረዳኣንን
Killer of their own people.
Ajokum deki erey meksenat 🇪🇷 ❤❤❤❤
Yes
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
የቀንየልና ክቡራት ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና ዓወት ንሐፋሽ ✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተጋደልትና ሓበን ሃገርና ኢኹም ፡ሳላኹም ካርታናን ባብደራናን ኣብ ዓለምና ኣፍሊጥኩምልና ፡ እቲ መስዋእቲ ዘወፈኹሞ ክሰምዖ እንከለኹ ዓቢ ስለ ዝኾነ ይበክይ የደንቀኩም ድማ ። ኣቶ ኤፍረም ፡ ናትካ እዉን ክንሰምዕ ንጽበ ኣሎና
❤️🇪🇷❤️
Weyane ainko nusukum kolokum jemoro kunat. Leyti mis maaelti tetahesbeniy. Maaeti Naxinet, maaelitiy Semaaetati biemni kugoyuna kitriai yesenbdeka!!!!❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Hanmednoor and We'd Haile, excellent job 💯 👌🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
ሰብናን ታንክናን ንተሓዋወስ እዛ ታሪኻዊት ቃል ቃል'ቲ ዉሩይ መራሒ ብ\ጀነራል ዳንኤል ጨዓይ እያ።
ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ክስነድ ኣሎዎ ዶ እወ ነዚ ሕቶን መልስን ኣየድሊዮን እዩ።ግን ኣቶም ኣብኡ ዚዋዓልኩም እንተዘይነጊርኩሙሉን እንተዘይኣጽሒፍክሞምን ሞ ብኸመዩ ኪጻሓፍ ታሪኽ ቃልሲ ንናጽነት???
ከመይሲ መን የርድእ ዝቀበረ
መን ይንገር ዝዋዓለ❤ ዝብልኹም ታሪኽካ ከይነገርካ ምስዋእ ታሪኽ ሒዝካ ብቅባር ነወግዶ ታሪኽና ምንጋር ንልመዶ ጥራየ ዝብል ሓርበኛታት ተጋደልትና ዩኹን ዋርሳይ ዘዝዋዓሎ ታሪኽ ከመዝግቦ ሓላፍነትን ግዴታን ኣሎና።
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🙏🙏🙏❤!!!
Thank you for your service our heroes ❤️ 🇪🇷⭐️🌻🇪🇷❤️😍
❤🎉❤ መቸም ታሪኽ ሰውራና ፉሉይ ኢዩ መዳርግቲ ዘይብሉ እቶም ዘለኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እቶም ብኽብረት ነዛ ሓላል መሪየት ዝተሰውኡ ዘልኣከማዊ ዝኽርን ዘክኣለማዊ ኢረፍቲ ዘልኣለማዊ ብርሃን ኣብራሃሎም ብሰላም ዕረፍ❤🎉❤
ኣነስ ሓደ ሓደ ጊዜ ካብቲ ዘይድገም ወልዶ ገድሊ ብኻ ተፍጥረ ይብል. አዚ ሕጅ ዘሎ ወልዶይ ነብሱ ዘፍተው ስሱዕ ጭኑቕ መኣዝን ዝይብሉ, ዓቕሊ ዝይብሉ. አንተርፎ ጸርፍን ዕግርግርን. ረግኤ አሉ ዘይሓሰብ, ሓድነት ወይ ራኤይ ዝይበሉ አንተርፎ ወሑዳት. ሓለፎም ዘይደገሙ ጀጋኑ
Ridietika amahaysh denqoro
Kalisi 24 5 1991 Tewediu eyu. Bidhriu seb Bizaeba kuteban rebhan eyu kihasib zigbeo.
@@angosomsium7575 አዚ ደዩ ርድኤትካ, ናይ ጸርፊ ወለዶ.
መርሓባ ኤፍሬም ግደ ተክእልካ ብመጽሓፍ ሕተሞ በርባሪ ማህደር ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ ❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷
Thank you 🙏for your all sacrifices and great job you did. This is the only history that was done in the war.
We are proud of our HEROES!! 🇪🇷💙🇪🇷👍
What a sad story please?
ብርግጽ ጅግና ጀጋኑ ንኣይ ውን ኣብ ብ/51 ቦኩሪ ማእልነት። ሓይለይ ነይሩ የዋህ ብጀካ ስሓቅ ተጸዊጉ ዘይፈልጥ ሓርበኛ ዩ እታ ሳጋ ጭኣይ ዘይኮነ መጸዊኢ ረድዮ ጽሓይ ያ ነይራ ናይ ምጋጋ ማህረምቲ ስለዝነበሮ ጻሓየ ክብል ጭኣይየ ስለዝበለ ጽሓይ ኢሉ ከድምጽ ስለዘይካኣለ
tsbuk gerka eka tfelto haki
ሻዕብያ ዘይስገር ዝሰገር ፡ኣብ ቅባጸት ራህዋ ዘበስር
❤❤❤❤❤❤
I am proud to be eritrean 🙏❤🇪🇷
Selam abotatna jeganu
Mahamed nur tefiekana Kem kedemka eb mesaana tarikna ngerna nesbe alona ❤❤❤❤
Kedem atalilkumnas higike nimen ketetalilu shaebiya kittefu eyu zelekum kab toksi mitikuas jalie agenda yebilkumn gedli kewli tselmat eyu nihna nigedli delhamet ena nihasbo niakum gin game eyu zeysinikum hutsa kitkurtimu des sileziblekum.
Nihana batatkum gedli kontu ena nihasbo amarirna hats elna eba tefienalkum higi kea dedihruena enametsakum tekek tebiluna alekum niakum zisemie ezni yebilnan nab sahilkum kinsedekum ena ezia kingebra ena eritra maekel kunat gerkuma ayitinebrun kenetfaakum ena biret tiray eba nideli zekena mikniatu eritra selam ember kunat ketemtsieula ayinidelin zerebakum fah elalkum gedli quqnqiluakum tifiat kalie yebilkum ab zero fah kulu zerabakum kunat eyu haymanotkum kunat zerebakum kunat denagukatat ekum bizaeba science bizaeba miebale bado negative ekum silezi eritrawi selchiwo eyu.Nihna nideliyo zelena mis kulu kebabina tesan8na kinebir ena.
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Naye nahke jeguno. Abetat edmin tenan yahbkom🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ለባም ዓቃል ዕጉስ ሓያል መንግስትና ኣምላክ ጸግዑ ንንጉስ ሰሎሞን ጥበቡ ዝሃበ ነቶም ተሪፍኩም ዘሎኹም ይሃብኩም
ንህዝብናን መንግስትናን ሰራዊትን ሃገርን እግዚኣቢሄር ይሓሉ
ዘላኣልማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መርሓባ ደቂ እዛ ሓላል መሬት መቸም ጅግንነትኩም ተዛሪብካ ኣይግለጽን እዩ ኣይድገምን እዩ ብሓቂ ነኣሽቱ ኔርና ታጋደልቲ ሰብ ኣይኮኑን እታ ከባብ ብርኮም ዝወጸት እያ ነኣኩም ግን እዚ ኣካ ይውህደኩም
ብምንታይ እሞ ኪንገልጸኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ኤፍሬም ሓውና:: ኤርትራዊ ታሪኹ ክፈልጥን ብእኡ ክኾርዕን ትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ብጣዕሚ እናአመስገንኩ:: ተኸታታሊ ሰነድ ወይ ታሪኽ እንተኾነ: ሓንቲ አካቢት አርእስቲ ንኹሉ ተጣምር ገርካ እንተተቅርቦ ነቲ ተኸታታሊውን ብቀሊሉ ክከታተሎ ይኽእልኢዩ:: ሓንቲ አርእስቲ ገርካ ነቲ ተኸታታሊ ታሪኽ አብ ተኸታተልትኻ ክባጻሕ ምግባር:: የቀንየለይ::
ወዲ ሃይለ: ዒላ ፈልፋሊ ወይ ወሓዚ ርባ ኣብ ዘየብሉ ቦታ'ዶ ማይ ክጓርት ዝኽእል ፍጡር ወድሰብ ኣሎ እዩ።
መሲልካ እንታይ ኣምጺእካ ከም ትብለኒ ተረዲአ: ንኣበሃህላኻ " ታሪኽና ናይ ምጽሓፍ ሓላፍነት ኣለካ ኣታ መንእሰይ" ንዝበልካዮ: መልሲ እዩ። ንሱ ድማ:እቲ መንእሰይ ክጽሕፍ ኣለዎ እንተኢልና: ኣዘንታውን ኣፈልፋሊ'ቲ ሓቀኛ ታሪኽናን ዝኾነ ተጋዳላይ: ነቲ መንእሰይ እንተዘየስኒቑዎ: ታሪኽና ነበረያነበረ ከይከውን: ኩሉ በቲ መስገደል ሂወት ዝሓለፈ ተጋዳላይ (ንኣብነት ከማኻትኩም) ዝቑቕ ኣቢሉ ኩሉ'ቲ ዝነበሮን ዘሕለፎን ዝረኣዮን ነቲ ክጽሕፍ ይኽእል እዩ ተባሂሉ ዝተኣምነሉ ጸሓፊ (ደራሲ) ከስንቖ እንተኽኢሉ ጥራይ እዩ ክስነድ ዝኽእል።
ንርእን ንሰምዕን ኣለና: ክንደይ ቅያታትን መስተንክራትን ዝሰርሑ ብጾት: ነቲ ኣብ ዓለም መዳርግቲ ዘይርከቦ ታሪኸ ሒዞሞ ይሓልፉ ኣለዉ። ማይ ሓዲጉ ደም ዘንብዕ!!!!!!