ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

ሰብ ምኻን ኣብዝፀላእኻሉ ሰብ እንትርከብ ደስ ይብል፣ረአዩዎ ክተትርፉሉ ኢኹም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 พ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 631

  • @user-mt1kx5kc4o
    @user-mt1kx5kc4o 2 หลายเดือนก่อน +147

    ፅቡቅ ስራሕ ንርእስካ እንድዩ ግን ሓደ ሓደ ኤርትራውያን ግን ይፍለዩ እዮም😥🙏ክፉእ ኣይንካእኩም ሰላምኩም ሓጎስኩም የብዘሐዮ🙏

    • @user-mg9nq3tm1t
      @user-mg9nq3tm1t 2 หลายเดือนก่อน +9

      ናይ በሓቂ ንወይነም እየም ዓስበም ካብ ፈጣሪ ይርከብወ

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +28

      ዘይ ቦለቲካ ዝፈላለየና እምበር ሓደ እንዲና ኣብ መቀለ ካብ ህዝቢ ለሚና እንዲና ንማሃር ኔርና ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት

    • @user-vj9ld4ni2v
      @user-vj9ld4ni2v 2 หลายเดือนก่อน +11

      ብሓቂ መድሂነ ኣለም ሰደቶም ኣሕፂሩ ናብታ ዓደሙን ወለዶምን ንምርካብ የብቅዓዮም

    • @tsegagaltgray
      @tsegagaltgray 2 หลายเดือนก่อน +5

      ብሓቂ ብሰንኪ ዞምጨካናት ባራዩ ናይቲ ስርኣት ህግደፍ እንዲና ከም ማይ ናጸሙኡና ንርሕቆም ኣምላክ ፍትሒ ኣውሪዱ ናብቲ ቀደም ዝነበርናዮ ሓደ ህዝቢ ይግበረና

    • @Rockofliberty-lv1jw
      @Rockofliberty-lv1jw 2 หลายเดือนก่อน +10

      ትግራዋይ/ቲ ንዓይ ንኤርትራዊ ፍንጫሕ መሰንገለይ እዮም ግን ዕድል ኣይገበርናን ዘባእሱ በዝሖም...ኣጆኹም ኩሉ ክሓልፍ እዩ

  • @tigraytigray
    @tigraytigray 2 หลายเดือนก่อน +68

    ብስም ድንግል ማርያም ካብ ለብና ነመስግነኩም ኤርትራዉያን ኣሕዋተይ❤❤❤❤

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +7

      ዘይ ቦለቲካ ዝፈላለየና እምበር ሓደ እንዲና ኣብ መቀለ ካብ ህዝቢ ለሚና እንዲና ንማሃር ኔርና ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት

    • @mebryetsegai6150
      @mebryetsegai6150 2 หลายเดือนก่อน +4

      Msgana ayedln yu yehwat endina nay gze guday koinu yu mber zakula eritrawi ab tgrai tnebr zneberet bnexanet bhagos do aykonetn hji I hope one we will be together help each other I love all tegaru ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @tigraytigray
      @tigraytigray 2 หลายเดือนก่อน +3

      @@BerihuleySultan ባሓቂ ሓወኒ ኣምላክ ሰላም የዉርደልና እና ገይረልካ ኣለኩ😘😘

    • @tigraytigray
      @tigraytigray 2 หลายเดือนก่อน +2

      @@mebryetsegai6150 ሰላም የዉርደልና ሓወኒ 😍😍😍

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +2

      የቀንየለይ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ንመሃሃር ብርኽቲ ሓፍተይ

  • @user-hw9ui3nx2t
    @user-hw9ui3nx2t 2 หลายเดือนก่อน +70

    ኤረትራዊያን ኣሕዋትና ይቅንይለና እግዚአብሔር ይሃብኩም ❤

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +10

      ዘይ ቦለቲካ ዝፈላለየና እምበር ሓደ እንዲና ኣብ መቀለ ካብ ህዝቢ ለሚና እንዲና ንማሃር ኔርና ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት

    • @user-xb4rk1nv5k
      @user-xb4rk1nv5k 2 หลายเดือนก่อน +1

      እሽኒ

    • @edenzer8597
      @edenzer8597 2 หลายเดือนก่อน +3

      የሕዋት እንዲና ጋለይ ኣምላክ ገጹ ይምለሰልና

    • @Sjf-ul9rp
      @Sjf-ul9rp 2 หลายเดือนก่อน +1

      ብዝወፀ ይተከአልኩም ኩላትኩም ❤❤❤❤❤

    • @user-hw9ui3nx2t
      @user-hw9ui3nx2t 2 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@BerihuleySultanእሽኒ

  • @herujunta4777
    @herujunta4777 2 หลายเดือนก่อน +28

    የቐንየልና ኤርትራውያን ገበርቲ ፁቡቕ ኣሕዋትና🙏❤❤❤

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +2

      ዘይ ቦለቲካ ዝፈላለየና እምበር ሓደ እንዲና ኣብ መቀለ ካብ ህዝቢ ለሚና እንዲና ንማሃር ኔርና ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት🎉🎉

    • @herujunta4777
      @herujunta4777 2 หลายเดือนก่อน +2

      @@BerihuleySultan እሺ እና ኣሜንን ሓወኒ🙏❤

    • @user-xb7hq6uq6j
      @user-xb7hq6uq6j 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@BerihuleySultanይቅነይሎና ክብሩ ሓውና🎉❤

  • @aryam349
    @aryam349 2 หลายเดือนก่อน +65

    ኣይ ዞም ደለይቲ ሰላም እርትራውያንሲ ኽንደይ ይልብሙ ዓኽ ንሱኩሙዶ ዓዲ ምሰኣንኩሙ😭

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +2

      ይገርም ዓለም ፍትሓዊት ኣይኮነትን 😢😢

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +11

      ኣብ መቀለ ካብ ህዝቢ ለሚና እንዲና ንማሃር ኔርና ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት🎉🎉

    • @imissmama3978
      @imissmama3978 2 หลายเดือนก่อน +4

      ​@@BerihuleySultan ክቡር ሓወይ መን ኣብ ትግራይ ዘይሓንቀቐ ግዳስ እቶም ለባማት ግን ለባማት ኢኹም።💙💟

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +2

      ከምኡዩ እወ የቅልሎ ምድማር ኣይትሕመቁ ብሩኸይ

    • @imissmama3978
      @imissmama3978 2 หลายเดือนก่อน +2

      @@BerihuleySultan ቀሊል ጌርና ኢና ክቡር ሓው።

  • @user-hd5in9ql3e
    @user-hd5in9ql3e 2 หลายเดือนก่อน +15

    ኣቱም ደለይቲ ሰላም ኤርትራውያን ኣሕዋትና እግዚአብሔር ኣምላክ ናብታ ሃገሩኩም ብሰላም ይመሉሱኩም ዞም ኣሕዋተይ ኣሰይ ግን ብምክንያት እና ኣሕዋትና ንብሎም ናይ ቁርፂ እዋን ኣሕዋትና በርጊድ ንሓመዱ ሰብ ሕልና❤❤❤

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +2

      ዘይ ቦለቲካ ዝፈላለየና እምበር ሓደ እንዲና ኣብ መቀለ ካብ ህዝቢ ለሚና እንዲና ንማሃር ኔርና ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት🎉

    • @NohMussie-w7i
      @NohMussie-w7i 21 วันที่ผ่านมา

      Sraat yhalka brged nhamedu aykonen kab🇪🇷 eu eid seb aitsber

    • @NohMussie-w7i
      @NohMussie-w7i 21 วันที่ผ่านมา

      ​@@BerihuleySultaneid seb aitsber brged nhamedu zeykones 🇪🇷 eu bhlnuau gerulla suq elka poletic aiteatu

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 20 วันที่ผ่านมา

      @@NohMussie-w7i ብዛዕባ እንታይ ትዛረብ ኣለኻ ሓወይ

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y 2 หลายเดือนก่อน +20

    ተመስገንን ኣምላከይ ከም ሎሙዓንቲ ተሓጉሰ ኣይፈልጥን❤❤❤

  • @Meng430
    @Meng430 2 หลายเดือนก่อน +9

    ካብቲ ዝቕበል እቲ ዝህብ ዝያዳ ይባረኽ ከምዝተጻሕፈ፡ ኣምላክ የዕዚዙ ክባርኸኩምዩ፡ ብሩኻት። ኣምላኽ ንህዝብታትና ይባርኽ ኣሜን።

  • @smerhsoso7490
    @smerhsoso7490 2 หลายเดือนก่อน +9

    እግዚኣብሔር ይመስገን ታይ ይሳኣኖ ኤሪትራውያን ኣሕዋትን ብጣዕሚ ኢኹም ንፋዓት ቡኡነት እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓስቡኩም ይሃብኩም ሰላሙ እዉን ይሃበና ሰላም ልመስል የለን እሞ
    እንካዕ ለ ላኣባታችን ኣቡነ ኣረጋዊ ወርሓዊ ባዓሎም ኣብፀሐኩም❤❤❤❤❤

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +1

      ዘይ ቦለቲካ ዝፈላለየና እምበር ሓደ እንዲና ኣብ መቀለ ካብ ህዝቢ ለሚና እንዲና ንማሃር ኔርና ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት🎉🎉

  • @fiyorifiseha3726
    @fiyorifiseha3726 2 หลายเดือนก่อน +17

    ኤርትራውያን ሰብ ሕልና አሓትና ነመስግን🙏🏼

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน

      th-cam.com/video/PfruSdR6UUg/w-d-xo.htmlsi=QDzrXmI5Nhtem5dB

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 2 หลายเดือนก่อน +2

      ደምረኒ❤❤

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน

      @@AbushEtanbetL-veme ok

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3d 2 หลายเดือนก่อน +11

    ናይ ብሓቂ ሰናይ ስራሕ ኣብዛ ክብርቲ ኣዴና ዝገበርኽሞ ኣምላኽ ዓስብኹም ይኽፈልኩም ብፍላይ ከኣ ክቡር ሓዉና ሰብ ኩን ምድያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኤርትራዉያን ኣሕዋትና ሰብ ህልና ኩሉ ግዜ ተስፋ ህዝብና ዝኾንኩም እግዚአብሔር የኽብረልና ናይ ብሓቂ

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ንኹልና ሓፍተይግቡእና እንድዩ ዘይ ቦለቲካ ዝፈላለየና እምበር ሓደ እንዲና ኣብ መቀለ ካብ ህዝቢ ለሚና እንዲና ንማሃር ኔርና ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት🎉🎉

    • @user-jd8wn9lh3d
      @user-jd8wn9lh3d 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@BerihuleySultan ናብ ሓቂ ሓድነት ይፍጠረልና ሰብ ህልና ኣሕዋትና ክብረት ይሃበልና ክቡር ሓወይ እሺ

  • @user-bc1sy9mh7m
    @user-bc1sy9mh7m 2 หลายเดือนก่อน +19

    ክንዲ ሎሚ ተሓጊሰ ኣይፈልጥን ንፅህቲ ልባ ኣዶ እንኳዕ ከምዚ ኣርአየኪ ኣቱም ስናይ ስራሕ ትሰርሑ ኩሎኩም ስናይ ካብ እግዚኣቢሄር ርከቡ

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน

      ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት🎉🎉

  • @MAm-mi2is
    @MAm-mi2is 2 หลายเดือนก่อน +6

    ተመስገን ተመስገን ተመስገን እግዚአብሔር ይመስገን ምንጋና ይኩን ንፈጣሪ ምስ ኣዲኡ ድንግል ማርያም ኣብዚ ዝተሳተፍኩም ኣሕዋተይ ድንግል ማርያም ጎዶሎኩም ትምልኣልኩም ኣሕዋተይ ወፊርኩም እተው ዕንቅፋት ኣየግኒኩም ህይወትኩም ይባረክ ብደቅኩም ተሓጎሱ ዕድመኩም እድመ ማቱሳላ ይግበረልኩም❤❤❤❤❤❤❤

  • @MelakuMelaku-iv2cd
    @MelakuMelaku-iv2cd 2 หลายเดือนก่อน +7

    ካብ መጠን ንላዕሊ ዘንብዐትኒ እያ ናይ መጀመርታ ዝፖሰትዋ ፊልሚ ሕጂ ከዓ ሚሒር ደስ ኢሉኒ ቦ ግዜ ለኩሉ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ❤❤❤

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +2

      ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት🎉🎉

  • @user-eu1wf7pp6n
    @user-eu1wf7pp6n 2 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይ ፅብቅተይ እንቋዕ ደስ በለኪ ስእነት ሕማቅ ዘይንስካ የምስለካ😔ወሃብቲ ብዝወፀ ይተከኣልኩም:ገበርቲ ሰናይ ኤርትርራውያን ኣሕዋትና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም።ሰብ ኩን ሚድያ እውን ተባረክ ዝሓወይ💛🙏

  • @user-pn6qc1ju8x
    @user-pn6qc1ju8x 2 หลายเดือนก่อน +42

    ❤❤❤❤❤ተጋሩ ላይክ

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +7

      ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት🎉🎉

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይ በልለይ ማዓረይ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@BerihuleySultanሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

    • @user-pc3bk3jt6q
      @user-pc3bk3jt6q 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@BerihuleySultanኣሜን ሰላም የውርደልና ❤❤

  • @vodahallo9499
    @vodahallo9499 2 หลายเดือนก่อน +5

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ሰናይ
    ተግባር'ዩ ከምዚ ዓይነት
    ፈተነ ኣብትግራይ ብዙሕዩሞ
    ኩሉ ክሳተፎ ይግባእ።

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +3

      ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት🎉🎉

    • @BrchikoHadgu
      @BrchikoHadgu 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@BerihuleySultan🎉 ajoka garnalen alena

  • @mebrhitgermay9651
    @mebrhitgermay9651 2 หลายเดือนก่อน +7

    ተመስገን ጌታ🙏🙏🙏ክቡራት አሕዋትናኤሬትራዊይን ክብረት ይሃቡኩሙ ብልወፀ ይተከኤሉኩሙ ዞም አሕዋተይ🙏🙏🙏😍😍😍😍

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +2

      ዘይ ቦለቲካ ዝፈላለየና እምበር ሓደ እንዲና ኣብ መቀለ ካብ ህዝቢ ለሚና እንዲና ንማሃር ኔርና ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት

  • @gdtdhdyd5603
    @gdtdhdyd5603 2 หลายเดือนก่อน +11

    ኣሰይ ተመሰገን ተስፉሽ ብዓል ልቦና ዓስብኻ ኣምላኽ ብዕፅፍን ድርብን ይኸፈልካ

    • @sebkunmedia2
      @sebkunmedia2 2 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረተይ

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน

      ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት

  • @galltigray4548
    @galltigray4548 2 หลายเดือนก่อน +6

    ፀገም እዩ ኣሕሚቁዋ እምበር ዝተካል ሰብኣይ ግን ገፁ ከይትርእዮ ናባዕልኪ ስራሕ ጀሚርኪ ስራሕኪ ጀሚርካ ደቅኪ ኣምሂርኪ ኣዕብዪ ንነብስኪ ኣልዕሊ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +3

      ዘይ ቦለቲካ ዝፈላለየና እምበር ሓደ እንዲና ኣብ መቀለ ካብ ህዝቢ ለሚና እንዲና ንማሃር ኔርና ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት

    • @timnithabtemicael5688
      @timnithabtemicael5688 2 หลายเดือนก่อน

      እወ

  • @Almi_Alm
    @Almi_Alm 2 หลายเดือนก่อน +10

    ዋይ ተመሰገን👏ኣዶ ብርሃን ገፃ እንኳዕ ደስ በለክይ
    ኣሕዋትና ብዝወፀ ይተከኣልኩም👏

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +1

      ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት🎉🎉

  • @user-us1gp1if4i
    @user-us1gp1if4i 2 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ፈጣሪ ናብፅቡቅ ገበሮ።ንዝወሓበ ፈጣሪ ይሓቦ።

  • @user-mb6cr9cb8z
    @user-mb6cr9cb8z 2 หลายเดือนก่อน +9

    ዕልልልልልልልልል ተመሰገን ኤርትራዊያን አሕዋትና አትም ደለይቲ ሰላም የቀንየልና አብዚሑ ይሃብኩም አትም ገበርቲ ፅቡቅ ኩለኩም❤❤❤❤❤❤

  • @hareyahareya6870
    @hareyahareya6870 2 หลายเดือนก่อน +11

    ኣሰይይይይ ብእዉነት ገና አየዳመፅኩ እየ ዝፅሕፍ ዘለኩ እግዚአብሔር ኣምላኽ ንዝሓገዝኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕፅፊ ተዓፃፀፍ በረከቱ ይሃብኩም የብዘሐልኩም

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +1

      ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት🎉🎉

    • @hareyahareya6870
      @hareyahareya6870 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@BerihuleySultan እሺ ድያቆን ሓወይ ኣበይ ኦኒኦ ዩትብካ እንታይ ይብል

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน

      @@hareyahareya6870 ኣብታ ብሮፋይል ኣቲኻ ኣሎ

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@hareyahareya6870th-cam.com/video/PfruSdR6UUg/w-d-xo.htmlsi=QDzrXmI5Nhtem5dB

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk 2 หลายเดือนก่อน +3

    እፍፍፍፍፍ ኣደዋይ ፍሽክታኪ ይጣዓም ተመስገን ፋጣሪ ኣሕዋተይ ኣብዚ ዝተስተፍኩም ኣምላክ ብዝወፀ ይተከእልኩም❤

  • @aryam349
    @aryam349 2 หลายเดือนก่อน +5

    እልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ፈጣሪ ነዚ ዘርኣኻና
    ግርማ ተኸደኑ ቡሩካት ኣሕዋተይ ኩሉ ግዜ ሰናይ ይኹን ሂወትኹሙ
    ኣደዋይ ብብኽያት ጀሚረ ብብኽያት ወዲአያ ነይረ ጨጉራይ ክሳብ ትለዓለኒ ኮይነ
    ሄዚ ድማ ብታሕጎስ ነቢዐ

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +1

      ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት🎉🎉

  • @user-ws1on3yj4e
    @user-ws1on3yj4e 2 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቅ ስራሕ ፅቡቅ ክትረክብ
    ዞም አሕዋተይ መድኃኔዓለም ሂኸትኩም ኩሉ ይባርከልኩም
    ተመስገን እንኳዕ ንብዓትኪ ሓበሰልኪ
    ነቲ ዝኩሉ ክትሕገዝ ዝገበርካ ሓውና እግዚአብሔር ይሓግዝካ
    ተመስገንንንን❤

  • @fhdfxhgfy2230
    @fhdfxhgfy2230 2 หลายเดือนก่อน +4

    ተመሰገን እንቃዕ ከምዙይ እልኪ ረአናኪ እቱም ዝሃብኩም ካዓ ኣምላክ ኣብዝሑ ይሃብክም❤❤❤❤

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +1

      ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት🎉🎉

  • @Toshisantiago
    @Toshisantiago 2 หลายเดือนก่อน

    ሕልናዊ ዕረፍ ዝህብ ስራሕ እግዛብሔር ይመስገን ጁባኹም ኣይጉደል ኣሕዋተይ ኣብቲ ሰናይ ስራሕ ዝተሳተፍኹም ኩሉኹም❤🙏

  • @SalamSalo
    @SalamSalo 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኡፍ ተመስገን ዝሓፍተይ እንካዕ ፈጠረልኪ ዛምበይተይ ንፅህቲ ፅሪቲ ኢኪ ❤❤❤

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +1

      ዘይ ቦለቲካ ዝፈላለየና እምበር ሓደ እንዲና ኣብ መቀለ ካብ ህዝቢ ለሚና እንዲና ንማሃር ኔርና ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት

  • @wintafetawitthomasalazar6678
    @wintafetawitthomasalazar6678 2 หลายเดือนก่อน +6

    Enqae hagoski haftey marey wedi erey zewxkayo yetkaleka ❤❤❤tegaru yehwatna kea selamen kisanetn yewrdelna fetari 🎉❤

  • @fgyhhu2924
    @fgyhhu2924 2 หลายเดือนก่อน +2

    ተመሰገን ኣምላክ ኣብዝ ዘተሳተፈኩም ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓሱቡኹም ይከፈለልኩም ፍቅራተይ❤

  • @user-fp9pc2hs8x
    @user-fp9pc2hs8x 2 หลายเดือนก่อน +16

    ተመስገን ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ🎉

    • @user-hf4dm4ue4d
      @user-hf4dm4ue4d 2 หลายเดือนก่อน +2

      ተመስገ ቅድስ ሚካኤል ኣቦይ

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +1

      ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት🎉🎉

  • @user-zy7by8rv9v
    @user-zy7by8rv9v 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣየ ኤርትራዉያን ካብ ልቢ እየ ዝፈትወክሙን ዘኽብረኩሙን ኩፉእ ኣየርእኹም ዝረገፅኹሞ ለምልም ይኾን እ/ር ኣምለክ ኣብ ዘሎኹሞ ፈጣሪ ይሓልኹም . ዝመፅእ ዘመነ 2017 ዘመነ ደስታ ዘመነ ፊቅሪ,ራህዋ ,ቅሳነት ይግበረልና . ንኢርትራን ትግራይን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕርቅን ሰነያን ይግበረልና .ንኤርትራዊያን መግለፂ ቃላት የብለየን ስፔሻል ድያስ ፓራ ዓንዲ ሑቐ ፅጉማት ዝኾንኹም ❤❤❤❤ ሰላም ኹም ብዝሕ ትርፍ ይበለልና ኣሕዋተይ መዓረይ ❤❤❤❤

  • @brye.goldesae
    @brye.goldesae 2 หลายเดือนก่อน +3

    ተመስገን ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ ታይሰአነካ🙏አሕዋተይ አብዙ ሰናይ ስራሕ ዝተሳተፍኹም ኩሉኹም እግዚአብሔር ኣምላክ ዘይተሓሰበ እንጀራ ይሃብኹም አሕወተይ❤

  • @tigraweytimama1174
    @tigraweytimama1174 2 หลายเดือนก่อน +8

    አሰይ ተመሰገን ለጋሳት ጁባኩም ፈጣሪ አየጉድሎ

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน

      ዘይ ቦለቲካ ዝፈላለየና እምበር ሓደ እንዲና ኣብ መቀለ ካብ ህዝቢ ለሚና እንዲና ንማሃር ኔርና ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት

  • @Welete.Maryam.21
    @Welete.Maryam.21 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኡፍ ተመስገን ኣምላክ ብበክያት ጀሚረ ብበክያት ዝወዳእክዋ ቪድዮ ከምዚ ኢላ ክትቅየር ከላ ለለ ከዓስ ናይ ሓጎስ ትነብዕ 😭😢❤️ ኣዶስ ኣይትብከ ድኣ፡
    ንወሃቢ ይሃቦ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዕፅፊ ገይሩ ይክፈልኩም፡ኣብ ዓምዲ ወርቁ ይፅሓፈልኩም🤲 ፍትዋተይ፡ተባረኩ❤️🤲😢

  • @user-nu5fb8qy6x
    @user-nu5fb8qy6x 2 หลายเดือนก่อน +1

    ተመስገን ከምዚ ኢለ ብምርኣየይ ብጣዕሚ ተሓጊሰ
    ኣቱም ፅቡቅ ትገብሩ እግዛብሔር ይሃብኩም

  • @user-dw4sc6wv7z
    @user-dw4sc6wv7z 2 หลายเดือนก่อน +4

    ደለይቲ ስላም ኤሪትራዉያን አምላክ ሓላዊኩም ይኮን ❤❤❤❤❤

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน

      ዘይ ቦለቲካ ዝፈላለየና እምበር ሓደ እንዲና ኣብ መቀለ ካብ ህዝቢ ለሚና እንዲና ንማሃር ኔርና ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት🎉🎉

  • @user-bk4sl2fz8z
    @user-bk4sl2fz8z 2 หลายเดือนก่อน +7

    _እግዚአብሔር ብዘውፅእኩምዎ ይተክኣልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ኤርትራዋን ኣሕወተይ መገለፃ የብለይን ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓስብኩም ይሃብኩም_

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน

      ዘይ ቦለቲካ ዝፈላለየና እምበር ሓደ እንዲና ኣብ መቀለ ካብ ህዝቢ ለሚና እንዲና ንማሃር ኔርና ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት

    • @user-nr5zm4kd7j
      @user-nr5zm4kd7j 2 หลายเดือนก่อน

      🤲🏻🤲🏻❤️❤️❤️🙏🏼🙏🏼🙏🏼🫶🏻🫶🏻❤️❤️💋💋🇻🇳☝️❤️

  • @user-bd1ou9cl9t
    @user-bd1ou9cl9t 2 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ንብዓትኪ ደሪቁ ፍሽክታኪ ዘርኣየና አምላክ ይመስገን አንቱም ገበርቲ ሰናይ ዝኮንኩም አሕዋትና ኩለኩም ክኣ ኩሉ ህይወትኩም ጉዕዘኩም ናብራኩም ሰናይ ዝመልኣ ይኩነልኩም ዞም አሕዋተይ በቲ ገባሪ ክፉእ ልብካ ትስበር በቲ ገባሪ ሰናይ ክኣ ትፅገን❤💙

  • @rahelestif2112
    @rahelestif2112 2 หลายเดือนก่อน +8

    Thank you ኤርትራውያን አሕዋተይ

  • @user-sk5yf8sj4u
    @user-sk5yf8sj4u 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤ዋውው ብጣዕሚ ፊጣሪ ይክብረልና ዝም አሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም❤❤እስይይ ዝሓፊተይ እንቃዕ ደስስ ብልኪ

  • @user-xt1jk4dm6h
    @user-xt1jk4dm6h 2 หลายเดือนก่อน +4

    አሰይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልል
    ብሓቂ እግዚአብሔር ብዝወጸ ይተክኣልኹም ዳርጋ ንዓይ ዝገበርኩምለይ ኾኑ ተሰሚዑኒ ተመስገን!
    አነስ መዓዝኮን አብ ኸምዚ ክሳተፍ ይኾን?

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน

      ኣጆኺ ማዓረይ
      ኣብ መቀለ ካብ ህዝቢ ለሚና እንዲና ንማሃር ኔርና ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት

  • @AbushEtanbetL-veme
    @AbushEtanbetL-veme 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሔር ይመስገን ዛሓፍተይ እንኳዕ ገፅኪ በሪሁ ርኣና ❤❤ ንኹልኹም ዝተሓባበርኩምን ዝሓገዝኩምን ኣሕዋተይ እግዚኣብሔር ውዕለታኹም ይሃብኩም ካብ ክፉእ ዘበለ ኹሉ የድሕንኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 😢 ብሓቂ ፅቡቕ ምግባር ንሕልና ዕረፍቲ ዩ ተባረኹ❤❤❤❤

  • @hasanhasan-lr9nc
    @hasanhasan-lr9nc 2 หลายเดือนก่อน +2

    አሰይ ተመስገን እግዜብሄር አምላክ ብዝወጸ ይተከአልኩም❤

  • @Um_Selam
    @Um_Selam 2 หลายเดือนก่อน +2

    አሰይይ እዉነት ደስ ኢልኒ ፅሪተይ ብዝወፀ ዕጽፊ ገይሩ ይተከአልኩም እግዚአብሔር አምላክ ኣሕዋተይ👏❤

  • @ufhhhdhdh3047
    @ufhhhdhdh3047 2 หลายเดือนก่อน +2

    ተመስገን ንዝሃበ ፈጣሪ ወሲኩ ይሀቦ ❤❤❤

  • @user-po9on6id2h
    @user-po9on6id2h 2 หลายเดือนก่อน +4

    ተመስገን ደስ ብለኛል ባለፈው አልቅሸ ነበር❤

  • @user-qd8ee8zt2g
    @user-qd8ee8zt2g 2 หลายเดือนก่อน

    ናይዛ ወላዲት ንብዓት ዝሓበሱ ኣሕዋትና እግዚአብሔር ይመልሰልኩም ❤ ከምዚ ኢላ ብርህ ኢሉ ገፃ ምርኣይ ብሓቂ እንኳን ንሕና ሰባት ንኣምላኽ ዘሕጉስ እዩ ❤
    እዚ ሰብኣያ ግን ከይመፃ ተባርሮ😊

  • @Shwati308
    @Shwati308 2 หลายเดือนก่อน +6

    ቡሩኳተይ ብዝወፀ ማርያም ኣክሱም ትተከአልኩም

  • @shewitsium5514
    @shewitsium5514 2 หลายเดือนก่อน +5

    ዝከበርኩም ይሕውስት ኩሉም ኮመት ትጽሕፉ ዘለኩም ኣምላክ ምስ ኩልና ይኩን ንሕና ኤርትያውያን መብዛሕትና ሰብ ምኻን እኩል ኢዩ ጭርሖና ኣተሓሳስባናን ።ኩሉ እንገብሮ ብስም ስላሴ ይኩን የሕዋት ብዘይገድስ ዓድን ዓውድን(ስላሴ ሃገርና❤ እየሱስ ክስቶስ ባንዴራና❤ ድንግል ማርያም ናይ ብንደራና ዘንጊ ❤)ኢዪ ኣተሓሳስባና እና ፈታሪ የክብሩኩም ዘከበርኩምና ይሕዋትና❤ሰላም ይፍጠረልና ፈጣሪ።🇪🇷🍇🙏

  • @ALLboutGOd-bx7tj
    @ALLboutGOd-bx7tj 2 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚኣብሄር ዘውጻኩሞ ይመልኣልኩም፡ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል

  • @user-xx8iv1cy5e
    @user-xx8iv1cy5e 2 หลายเดือนก่อน +3

    ተስፍሸይ ጉልበትካ ይባረኽ ❤❤❤❤

  • @enroute3
    @enroute3 2 หลายเดือนก่อน +5

    ተጋሩን ኤርትራውያን ኣሕዋትናን፡ ንልብም ኣለና ሓደ ንኸዉን ኣለና። እዚ እዩ እቲ ናብ ሓድነት ዝወስደና መንገዲ።

    • @samiyow
      @samiyow 2 หลายเดือนก่อน

      💙💙💛🧡

  • @ffbh9535
    @ffbh9535 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይይ ኣምላክ ብዝወፀ ይተከአልኩም ኣሕዋተይ ደለይቲ ሰላም ኤርትራውያን የቅንየልና❤❤❤❤❤❤እዚ ኩሉ ሓልፍኩም ስደት ኣብቅዑ ኣብ ሃገርኩም ሰላምን ፍቅሪን ፈጥሩ ኣሰይ እልኩም ትነብሩሉ ግዜ ይፈጠረልኩም❤❤❤❤❤❤

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน

      Amen nmen eilwo fetari kkewn eyu ደምርኒ ማዓረይ

  • @zufangebreslase
    @zufangebreslase 2 หลายเดือนก่อน +3

    እሰይይ እግዚአብሔር ይመስገን ከምዚልኪ ብምርኣየይ

  • @eteneshmesfin3998
    @eteneshmesfin3998 หลายเดือนก่อน

    ቅድሜኪ ድአ ዛሓፍተይ እንዃእ ደስ በለኪ አንቱም ዝሃብኩም የሕዋተይ ካብታ ፀባብ ዘዉፃእኩምዋ እግዚአብሔር ሰፊሕን ዘይዉዳእ ይሓብኩም

  • @JbbfhhFhd-ee9wj
    @JbbfhhFhd-ee9wj 2 หลายเดือนก่อน +3

    እንቃዕ ደስ በለኪ ኣዶ ዉላድ ሓፍትና

  • @user-kq3dk6mf5w
    @user-kq3dk6mf5w 2 หลายเดือนก่อน +1

    ተመስገን ፈጣሪ ብዝወፀ ይተኣካእልኩም

  • @teigeGhre
    @teigeGhre 2 หลายเดือนก่อน +4

    እንቃዕ ካብቲ ጸበባ ናብ ራህዋ ኣሳጋገረኪ ክብርን ምስጋናን ነቲ ክቡር ኣምላኽ

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน

      ዘይ ቦለቲካ ዝፈላለየና እምበር ሓደ እንዲና ኣብ መቀለ ካብ ህዝቢ ለሚና እንዲና ንማሃር ኔርና ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix 2 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@BerihuleySultanእግዚአብሔር አምላክ ብዝውፃኣኩምዎ ይተከእልኩም የሕዋተይ የክብረልና🙏🥰

  • @dhfhfgdgrr798
    @dhfhfgdgrr798 2 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ደስ በለኪ ምዓረይ ነቢዕኪ ኣንብዒክኒ ❤❤❤❤❤ለካ እግዛብሄር ንምክንያት እዩ ዝፍትነካ ተስፍሸይ ኣቦ ውፅዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ምዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gsjshd3479
    @gsjshd3479 2 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ከምዚ እልኪ ረእክኪ ማማየይ❤

  • @user-eq6nb8no2z
    @user-eq6nb8no2z 2 หลายเดือนก่อน +3

    ተመስገን ኣምላኸይ ኩሉ ትኽእል ብዝወፀ ይተከአልኹም እግዛብሄር ኣምላኽ 🙏 ኣሕዋተይ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራ ኣሕዋተይ ኣምላኽ ቅቅድመኹም ይሕለፍ ዕንቅፋት ኣይርኸብኹም ብኡነት ትፍለዩ ኢኹም ንስኹምስ ከማኹም የብዘሐዮ 🙏🙏

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน

      ኣብ መቀለ ካብ ህዝቢ ለሚና እንዲና ንማሃር ኔርና ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት🎉🎉

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน

      ኣብ መቀለ ካብ ህዝቢ ለሚና እንዲና ንማሃር ኔርና ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት🎉🎉

  • @user-fx9cf3qp4n
    @user-fx9cf3qp4n 2 หลายเดือนก่อน +3

    ተመስገን ማዓረይ እንካዕ ናብዚይ ኣብቀዐኪ❤❤👏👏

  • @terhasberhane71
    @terhasberhane71 2 หลายเดือนก่อน +1

    እዝይ ሰሚኡ እዝስዲ ሰብአያ ከይምለሳ አጆኪ ፅብቅቲ ሐፍትና

  • @azmeraamen6989
    @azmeraamen6989 2 หลายเดือนก่อน +4

    እግዚአብሔረ ይመስግን ስለ ዝይውዳኣ
    ቸረነቱ ብእውነት ንሓዋትና እውን
    ዋጋ ነብስ ይግብሮሎም❤❤

  • @BerihuleySultan
    @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +3

    ሕጉስ ትብል በቃ ስቅ ኢልካ ኣደ ዶ ትበኪ ኣደ ዶ ትሓዝን ሳሓቂ ዘርኣየኒ ኣምላኽ ክብሪ ይኹኖ ❤❤❤❤

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน

      ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት🎉🎉

    • @HhBb-lr4tn
      @HhBb-lr4tn 2 หลายเดือนก่อน

      ሓዉና ዲያቆን በሪሁ ገይርናልካ
      ❤​@@BerihuleySultan

    • @HhBb-lr4tn
      @HhBb-lr4tn 2 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@BerihuleySultan
      አሕዋትና ኢረትራዉያን ፍቅሪ እዩ ዘጥዕመልና
      በዓል ዘመራይ መርሃዊ፡ክብሮም ወይከዓ ሩፍታ ልበይ ዝብል ቻናሉ
      ስልጣን ከሰተ ፡መምህር ካሳቡን ስለቲ አብጸገምና ጠጠዉ ትብሉ አዚና ኢና ነመስግነኩም

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@HhBb-lr4tn❤❤❤❤ ሓቅኺ ብርኽተይ

  • @user-oq4kh5yx5t
    @user-oq4kh5yx5t 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ብዝወፀአ ይትከልኹም ኣሕዋተይ🙏
    እንኳዕ ገፅኪ ብርህ እሉ ስሕቅኪ ረአናኪ ኣደዋኒ😢😢❤❤❤❤❤❤❤

  • @fevenpilansio6405
    @fevenpilansio6405 2 หลายเดือนก่อน +1

    Aseyyyy enka kabza shigr awexeki amlak ms kulatiku ygun ❤❤❤❤

  • @Shewitzetwahdo
    @Shewitzetwahdo 2 หลายเดือนก่อน +3

    ተጋሩ ኣሕዋተይ ትርጉም ሓዳርን ትርጉም ፍቅሪ ከይፈለጥና ሓዳር ኣይንግበር። ግደፉ ሓዳር ክቡር እዩ ሓዳር ግልፅነት እዩ። ንባዓልቲ ቤትካ ከምኡ ኣይባሃልን ዘይሓልፍ ፀገም የለን ዘይሓልፍ ዘረባ እበር። ንከባበር ኣሕዋትኩም ደቅኩም ኣይትበድሉ💔🥺 እግዚአብሔር እንኳዕ ካሓሰኪ ማማየ ልዋሓቢ እግዚአብሔር ያሃብኩም ሰብ ሕሊና❤🎉

  • @Goytom-cv4gt
    @Goytom-cv4gt 2 หลายเดือนก่อน

    ኩልኹም ገባሬ ሰናያት ኣሕዋትና ዘውፃእኽምዎ መድሃኒ ኣለም ዕፅፍ ገይሩ ይመልሰልኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ

  • @yonaskidane9267
    @yonaskidane9267 2 หลายเดือนก่อน +2

    GOD BLESS All you guys doing that. Thx for GOD

  • @MrMokhles-gq4dh
    @MrMokhles-gq4dh 2 หลายเดือนก่อน +8

    ተመስገን ፈጣሪ ብቃደማይ ሓዚነ ሎሚ ተሓጉሰ ነቢዐ😢🙏

  • @user-gd6gx5ic3r
    @user-gd6gx5ic3r 2 หลายเดือนก่อน

    እፍፍፍ ተመሰገን በዝወፀ ይተከኤልኹም አሕዋተይ ኣነስ እኖ ቆላዓ ኾይነ ከፈ ዉለ የኤ ዝርእይ ክረድእ አይኽእልይ እስክ እግዚአብሔር ይመሰገን

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣገልገልቲ ዲያቅብሎስ እምበር
    መበቆልና ካብ ድዩ ካብ ኣቦና ኣዳምን ሄዋንን ኣይኮናን ዲና
    ብክርስቶስ ክርስትያን ብውልድነት ቅድስት ስላሴ ሓደ ዶ ኣይኮናን😢😢😢
    ሃገርና ኣብ ምድሪ ብኣዓያሹ እንተተፈላለና ሃገርና ኣብ ሰማያት ሓደ ኣይኮነን
    ስለዚ ሓደ ኢና ❤❤❤

    • @BerihuleySultan
      @BerihuleySultan 2 หลายเดือนก่อน +1

      ፍትሒ ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን የውርድ ኣምላኽ ሓዉኹም ዲ በሪሁ ኤርትራዊ የ ካብ ኣዲስ ደምሩኒ መንፈሳዊ ቻነል እዩ ናተይ ብርኻት🎉🎉

    • @BrchikoHadgu
      @BrchikoHadgu 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@BerihuleySultanajoka bro

  • @user-hd5in9ql3e
    @user-hd5in9ql3e 2 หลายเดือนก่อน +1

    ተመስገንካ❤❤ ግን ንዛ ሓፍትና ገጡሙዋ ዘሎስ ተማሳሳሊ ሂወት ኣብ ገዛና እኞ 😢ኣየ ኣዶ ትረክቦ 😢😢😢😢
    .ክቡራት ኣሕዋተይ ምስ ኣደዋኩም ኣብዛዓለም ማንም ሰብ ኣይተዋዳድሩ ብሰንኪ ሓደ ሓደ ራሳሓት ኣቦታት ይማላላእ ከይሁሉ እምበይ ኣቦ ማለት እኮ ጠላም እዩ ብፍላይ ኣብ ፀጋማ ግዜ ዝሓልፈልካ ኣይመስሎይ😢

  • @user-ss5ml4zo6o
    @user-ss5ml4zo6o 2 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ፈጣሪ እንኳዕ ከምዙይ ኢልኪ ረአናኪ ማዓረይ ንሃብኩም ከዓ ብልወፀ ይተክአልኩም ❤❤😢

  • @HdjbHxjbih
    @HdjbHxjbih 2 หลายเดือนก่อน +1

    ውይ ተመስገን ከምዙይ ኢልኪ ምርኣይ ኣቱም ገበርቲ ፅቡቅ ኤርትራውያን ዝዋሃብ ይሃብኩም ኣሕዋተይ❤❤❤🎉🎉🎉👏👏

  • @djdudyxjf944
    @djdudyxjf944 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብዝወፀ ይተክኣልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ኣምላክ ዝፈትዎስራ እዩ ።እቲ ሕማቅ ስብኣያ ግን ክቃላዓ ነይሩ መእሰርቲ እውን ይግብኦ ክንደይ ኣለዉ ኣዶ ሂወት እናሃበት ውርደት ኣይግበኣን

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m 2 หลายเดือนก่อน

    እንዃዕ ደስ በለኺ አደዋይ ሰብ ኹን ሚድያ ንክብረት ታዓደል 🙏🕊ነዛ አዴና ብሞራልን ብገንዘብኹምን ዝገበርክሞ ሰናይ ግብሪ እግዚአብሔር አብ አመደወርቁ ይፃሓፈልኹም የቅንየልና ብዝወፀ ይተካኣልኹም 🙏🕊❤️

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535 2 หลายเดือนก่อน

    በዛክ ዳኣነ እንኳዕ ደስስ በለክ ድሃበኩም ደማ እግዚአበሔር ያሃበኩም ብእውነት

  • @DyanaDiyana
    @DyanaDiyana 2 หลายเดือนก่อน +3

    እግዝኣብሄር ኣብዚሑ ይሃብኩም ኣቱም ገበርቲ ፅቡቕ😢😢😢

  • @alganesh-xe4yb
    @alganesh-xe4yb 2 หลายเดือนก่อน +1

    Bflay Ruhruhat yehwatna Ertrawyan mechem nezom geberti zeinbur shaebya lbna akusilomo eyom emo gn kea natkum enareana kea kullu gedifnayo ena egziabher ayfelalyena kfue aytrkebu brukat Eritryan brother and sisters seb hlena I love you nezom ruhruhat yehwat bhafesha neza haftna zhagezkum bereket nay egziabher yibzhalkum❤❤❤

    • @mmkafl6326
      @mmkafl6326 2 หลายเดือนก่อน

      Love you to mearey❤ entay zebaes ALENA nhna rgum mengsti rekibna enber😢😢

  • @FgRr-yc1wg
    @FgRr-yc1wg 2 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር አብዙሑ ይሃብኩም ኩቡራተይ❤❤❤

  • @user-ri7or1dy2c
    @user-ri7or1dy2c 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላምካ ይብዛሕ ክብር ሓውና ተመስገን ኣምላኽ "ኣብ ትሕቲ እግዚአብሔር ኣምላኽ ንዓኩም "ዝሃበና ተመስገን ኣምላኽ 🤲
    እግዚአብሔር ኣምላኽ የክብረልና ኤርትራ ኣሕዋትና ዓስብኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ "ይሃብኩም💞

  • @abrahamkuhulay9401
    @abrahamkuhulay9401 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆኺ ሓብተይ ኩቡራት የሕዋተይ ኣምላኽ ይባርኩም

  • @user-br5kk1mz7h
    @user-br5kk1mz7h 2 หลายเดือนก่อน +11

    ህወሓት ንኸብዱ መንእሰይ ትግራይ ንህዝቢ ንዓዱ

    • @vodahallo9499
      @vodahallo9499 2 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ፈተነ ዘሎ ውድብ ኣይተራኽሱ ብርትዒ ግን
      ክሰሱ።

    • @user-xj3jv6iv6b
      @user-xj3jv6iv6b 2 หลายเดือนก่อน

      ሓምሓም ርእስካ ይበተን ጉሓፍ

  • @user-gc5xs6vc2e
    @user-gc5xs6vc2e 2 หลายเดือนก่อน +1

    አስይይይይ ተመስገን አምላክ ፈጢሩ ዘይርስዐካ ብዝወፀ ይትከአልኩም ብሩካት ሕማቅ አይትርከብ

  • @user-ho2yk5ro3e
    @user-ho2yk5ro3e 2 หลายเดือนก่อน

    ደለይቲ ሰላምን ፍቅርን ኤርትራውያን ኣሕዋትና አግዚአብሔር ኣምላክ ኣበዚሑ ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SalmmH-xx5it
    @SalmmH-xx5it 2 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን መድሃኒ አለም ብጣዕሚ እዩ ደስስ ኢሉኒ

  • @helenfanos7526
    @helenfanos7526 2 หลายเดือนก่อน +2

    ተመስገን ኣምላከይ ብዝወፀ ይተክአልኩም ብሩኻት ኣሕዋተይ

  • @Asefaalsa
    @Asefaalsa 2 หลายเดือนก่อน

    ልፅቡኺ እዩ ከይዱልኪ ቱዱሁል ስብኣይኪ ኣይይይ ስብኣይግን ክጭክን ፈጣሪግን ታይ ይሳኣኖ ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ምክንያት ኣለዎ ሀዚለ ብልጠመዮ ተመሊሱ ይቅርታ ኢሉ ከይምለሰኪ ሕድርኪ ገፁከይትሪእዮ ጓል ኣንስተይቲ ተንብዑ ደቂ ተባዕትዮግን ዉሑጅ ከይኑ ይዊሰድኩሙ ሓዊከይኑ የቃፅልኩሙ ኣሜን በሉ በይዛኩሙ

  • @titiaregawi3795
    @titiaregawi3795 2 หลายเดือนก่อน +2

    fetari bWexe ytekelkum ahwatey marey edmen tenan yahabkum kufue yankaekum bahaki fleyat ekum ❤❤❤❤ nhafta ewun mcht yahaba marey mule hagos yabki❤❤❤

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3ly 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይይይ እግዚአብሔር ይሃብኩም ኣሕዋተይ❤

  • @user-mn1wm1nb8y
    @user-mn1wm1nb8y 2 หลายเดือนก่อน

    Ygibakin u adetat tgray ab gize sdetna xegiei zkonana temesgen enqae hagoseki haftey❤❤❤❤

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y 2 หลายเดือนก่อน +6

    ደለይቲ ሰላምን ፍቅርን ኤርትራውያን አህዋትና የቀንየልና ካብ እግዚአብሔር ርኸብዎ ❤

  • @user-lg1ij5zo6d
    @user-lg1ij5zo6d 2 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደሰበለኪ ዝሓፍትና ኣጀኪ ጠንክር❤❤❤❤

  • @MeashoAbrehaleyGidey
    @MeashoAbrehaleyGidey หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ኣምላከይ እንኳዕ ደስ.በለኪ

  • @user-kx1hx3id9g
    @user-kx1hx3id9g 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ህዝበይ ሓላል እንቋዕ ደስ በለኪ ማዓረይ❤