NEW ERITREAN GOT TALENT 2023 ASMERA SEASON 1 PART 1

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 มิ.ย. 2023
  • Welcome to Mahderna Entertainment official youtube channel!
    NEW ERITREAN GOT TALENT 2023 ASMERA (EGT)
    እዚ መደብ ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ኮይኑ ብቀጻሊ ዓመት ንዓመት ቀጻልነቱ ንኽቅጽል በበዝከኣለና ሸር ገርና ናብ ኩሉ ኩርናዕ ዘሎ ሕብረተሰብ ከምዝባጻሕ ክንገብር ብትሕትና ነዘኻኽር።
    እዚ ቀዳማይ ምዕራፍ ቀዳማይ ክፋል እዩ
    NEW ERITREAN GOT TALENT 2023 ASMERA SEASON 1 PART 1 • NEW ERITREAN GOT TALEN...
    ENJOY
    Our channel presents entertainment contents with High Definition
    (HD)videos to discover Eritrean and Ethiopia. primarily we focus on Eritrean culture and arts. our objective is to encourage eritrean artists through the distribution of movies,comedy,documentary,short films,music,video clips,drama as well as interview with famous and successful Eritreans.
    we kindly invite everyone to join Mahderna Entertainment.cheers!
    SUBSCRIBE AND SHARE; / @mahder-net
    ዕላማ እዚ ቻነል፣ ገና ነቲ ድንግል ዘሎ ባህልናን ክብርታትናን ብመልክዕ ጥበባዊ ስርሓት ዝፈረዩ ዝተፈላለዩ ፊልምታት፡ኮሜዲታት፡ድራማታት፡ሙዙቃዊ ቪድዮታት ዝፈረየ ትሕዝቶ ምዝርጋሕ እዩ። ተወሳኺ ምስ ህቡባትን ዕዉታትን ሰባት ዝተገብረ ቃለመጥይቅ ዉን ንዝርግሕ። ነቲ ዘይተበርበረ ባህልናን ክብርታትናን ንምዕቃቡ ጥራይ ዘይኮነ ኣህጉራዊ ተፈላጥነት ንሕረክብ ዉን ዓቢ ግደ ዝጻወት ፡ ኣብ ዩቱብን ዌብሳይትን ምዝርጋሕ ከም ቀዳምነት ሰሪዑ ዝሰርሕ መርበብ ሓበሬታ እዩ። ዕብየትና ብናትኩም ሓገዝዩ ዝስስን ስለዚኮነ ሳብስክራይብ ሸር ብምግባር ክትተሓባበሩና ብትሕትና ንምሕጸን።
    ነዚ ፍርያት ስነጥበብ ኣውሪድና ምዝርጋሕ ንስነጥበባዉያን ጎዳኢ ሙኻኑ ፈሊጥና ክንቁጠብ ነዘኻኽር።
    follow us
    *********
    subscribe*** / mahdernaentertainment
    facebook*** / mahderna-production-23...
    #Eritreanfilm #EritreanComedy#EritreanDrama
    © copyright : MAHDERNA ENTERTAINMENT 2020
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 1.8K

  • @MahdernaEntertainment
    @MahdernaEntertainment  11 หลายเดือนก่อน +472

    ቀዳማይ መድረኽ ቀዳማይ ክፉል መደብ ፍሉይ ክእለት ኤርትራውያን

    • @nimrodgabriel2266
      @nimrodgabriel2266 11 หลายเดือนก่อน +13

      #ጽቡቅ ጅንባሮ እዮ #ሰማ ግን ቀይርወ ፣#ንሃገርና_ሰም ዳኣ ሃብወ ፣ እት ናይ #እንግልዝ_ንዋናታቱ ግደፍሎም

    • @zakariasberhane4383
      @zakariasberhane4383 11 หลายเดือนก่อน +4

      Thanks mahder media 👍👍👍🖤🖤🖤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹👏👏👏

    • @esromkahsay4852
      @esromkahsay4852 11 หลายเดือนก่อน +3

      Nay behaki bluxat deyanu kef zhbuka furti ka blxti seb mekeret gerklu nezi medeb ezi medeb ka nana bzuh Eyou sle nhna Eritreawyan bzlena nkyef ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @alexanderhabtom7539
      @alexanderhabtom7539 11 หลายเดือนก่อน +5

      @@nimrodgabriel2266 b dereja Hager tray aykonen kirey zelewo zkone Seb Eritrean got talent eilu nkirekbo kikelil metan eyu keman nay beyna channel name Eritrean got talent tezkewin more Seb mirekebo

    • @asterisayas8522
      @asterisayas8522 11 หลายเดือนก่อน +8

      ​@@Kfletemesgen-iz9jjሙሽሙሽ ሽለት

  • @user-cg2um2cn9e
    @user-cg2um2cn9e 11 หลายเดือนก่อน +7

    ዋላ ዘይናይ ሃገረይ ይኩን እዛናይ ታሓበለ ብጣዕሚ ደስስ ዝብል ዝፃዓረ ዓስቢ ፃዕሩ ክረክብ ደስ ይብለካ ባህሊ ትግርኛ ንሰን ፍሽክተኣንን ኣካዳድነኣንን ፅብቃት ሓበን ኣፍሪቃ ኢክን ደስ ኢሉኒ ሓፍትክን ትግራወይቲ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Winiwin-ww3xe
    @Winiwin-ww3xe 11 หลายเดือนก่อน +9

    ጽቡቕ ምጅማር ደቂ ኤሬይ🇪🇷
    ነቶም ደያኑ ለበዋ ኣላትኒ ሓደራ ርእይቶ ክትህቡ ከለኹም ትሕትና ዝመልኦን ስሚዒት ዘይጎድእን ንመጻኢ ብሕማቕ ዘይዝከርን ምትብባዕ ዝመልኦ ይኹን። I love you my people ❤️

  • @kibrmyemane6527
    @kibrmyemane6527 11 หลายเดือนก่อน +17

    proud to be Eritran❤🎉 ንእሽተይ ሪቶ ክህብ ኣብ ደያኑ ማለት'ዩ ክእለት ጥራይ ክህልዎም ዘይኮነ ኣብ ሳይኮለጂ ኣፍልጦ ክህልዎም ይግባእ።ካላኣይ ከኣ ሓደ ዳኛ ናቱ ውሳነ ጥራይ ክህብ ይግባእ።❤🎉

  • @eriwalltashow5260
    @eriwalltashow5260 11 หลายเดือนก่อน +65

    ዎው ግን ቻነልኩም ስለምታይ Eritrea go talent አልኩም ዘይትቅይርዋ ብዙሕ ከምዚ ከማይ ዘይረከባ ይህሉው ኢዩ 🇪🇷😍😍😍 ቅጽሉዎ ዋው ፍሉይ መደብ

  • @user-sp6pc6kc1s
    @user-sp6pc6kc1s 11 หลายเดือนก่อน +74

    ኣይትኣምኑንን ሓጎሰይ መግለጺ ሴእነሉ l miss you deki erey ❤❤❤❤❤ furtey kea love you yeni marr deki erey xbukat xbuk mjmar ygberu ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @KisaneTkeleye
      @KisaneTkeleye 11 หลายเดือนก่อน +1

      aye kemayin ebr betami tahgosi❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @user-sp6pc6kc1s
      @user-sp6pc6kc1s 11 หลายเดือนก่อน

      ​@@KisaneTkeleye❤

  • @BiniamTesfay-oc2dy
    @BiniamTesfay-oc2dy 11 หลายเดือนก่อน +5

    ኤሩ ዓደይ ምሕደራ ሲኢንኪ እምበር ምሳኺ ዘሉ ጸጋ ኮ ኣቤት

    • @user-qx3ku6gz5n
      @user-qx3ku6gz5n 11 หลายเดือนก่อน +1

      ይገርመካ ኢዩ ጽቡቅ ምሕደራ ተዝህልወና ዋውውው እንድዒ በቃ ብስፖርት ይኹን ብከምዚ ተዋስኦ ብብዙሕ በቃ ዱባይ ምተቀየረት ኔራ ልዕሊኣ ውን ንሕና ግን ዕድል ኣይገበርና😢😢ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ጸጋ ዘይብሉ የለን ኣባና ስርቂ ኣይፍለጥ ምትላል ሓደ ኣርሜን ስርዓት ግን ኣታሊልና ብጣዕሚ የሓዝን እምበር ኤርትራ ደኣሞ ህዝባ መሬታ ገዳማታ ኩሉ በቃ እንታይ ይጎድላ ብዘይካ ምሕደራ

    • @robeltewelde1199
      @robeltewelde1199 11 หลายเดือนก่อน

      ኣታ ሓየ እንደሞ ንፉዓት ኣመሓደርቲ ተኮንኩም ሓሳባትኩም ንሕዝቢ ሽይጥኩም ኣእሚንኩም ቃልኩም ኣተግብሩ

  • @LoveLove-uv6mj
    @LoveLove-uv6mj 11 หลายเดือนก่อน +5

    ኤልሳ ሐፍትና አብ ከምዚ ስራሐት ብምሪአየይ ብጣሚ ደስ ኢሉኒ ብሐቂ አዝየ እየ ዘድንቀኪ

  • @user-ml7ms8pz3y
    @user-ml7ms8pz3y 11 หลายเดือนก่อน +24

    Bela medeb eyu gn ms furt Henok wari tiblu like rigexu🎉🎉❤❤🎉🎉

  • @WNRMedia
    @WNRMedia 11 หลายเดือนก่อน +138

    እቲ ሓድሽ ናይ ብልጽግና ዓመታት ዝግለጽ ዘሎ ይመስል Eritrea proud to be one of you ❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @mahderey
      @mahderey 11 หลายเดือนก่อน +3

      Nay bhaqi wela neay kemu teraeyni ❤😊

    • @eelnabieielnabi2772
      @eelnabieielnabi2772 11 หลายเดือนก่อน +1

      Do

    • @sanaytredae8445
      @sanaytredae8445 11 หลายเดือนก่อน

      Bahaki. Iza. Hagerina. Hizibinani. Ofota. Zirekibelo. Zebeni. Iyu. 💪🦁🇪🇷🦁🇪🇷🇪🇷🐆🇪🇷🐆🇪🇷🌴🐫🐫🐫🐫🇪🇷🌴🌴🌴🌴🌴🌴

    • @meryemsiid6901
      @meryemsiid6901 11 หลายเดือนก่อน

      Yessss wedefittt trahhh ertrawenet kubur meninet deki Eritrea saeda good job my Allah bless Eritrea people and Eritrea hagerey selamna yebzah Aminnn

    • @yohanaassefa3022
      @yohanaassefa3022 11 หลายเดือนก่อน

      Yes

  • @samihagos3074
    @samihagos3074 11 หลายเดือนก่อน +9

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ ደቂ ዓደይ ሽኮሪናታት ፉርቲ ሓብተይ ከኣ ኣምላኽ ይሓግዝኪ ኣጆኺ ሃገርና ኤርትራ 🇪🇷 ተባረኺን በልጽግን 👏👏👏❤❤❤

  • @nahuuwedixegay73
    @nahuuwedixegay73 11 หลายเดือนก่อน +12

    ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ሓላል መሬት ደቂ ሪመይ ካብ ልበይ እየ ዝፈትወኩም 🥰🥰❤❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @yonastesfay1365
    @yonastesfay1365 11 หลายเดือนก่อน +53

    ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ልቦም ፍቅሪ ዕጥቆም❤🇪🇷🕊✌

  • @lidyateame1084
    @lidyateame1084 11 หลายเดือนก่อน +53

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ተበግሶ'ዩ ኣብ ጎንኹም ኣለና ደቂ ኤረይ ። ፉርቲ ሽኮር ከኣ ኩሉ ግዜ ጽብቕትን ጥዕምቲ ድምጽን ኣጆኺ ❤❤❤ Love u so much!!!

  • @senaittekeste6377
    @senaittekeste6377 11 หลายเดือนก่อน +16

    So proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️ good to start, God bless Eritrean 🙏🇪🇷

  • @armana410
    @armana410 11 หลายเดือนก่อน +56

    I am so proud of you Furti! Well done to the contestants! This is a very big step and I hope that our culture becomes exposed internationally through this show. One advice Furti - put English subtitles so that it can be streamed by anyone.

  • @galeritra6083
    @galeritra6083 11 หลายเดือนก่อน +80

    This is my country I am proud to be Eritrean 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤

    • @tesemabekele1108
      @tesemabekele1108 11 หลายเดือนก่อน +1

      This is nothing

    • @galeritra6083
      @galeritra6083 11 หลายเดือนก่อน

      @@tesemabekele1108 for me it's alot

  • @filmonberhane4255
    @filmonberhane4255 11 หลายเดือนก่อน +29

    "ጉጅለ ባህሊ ራኢ" ካብ ዞባ ደቡብ፥ ንኡስ ዞባ ዓዲ ቀይሕ ኬፍ ኣለዎም። 🎉🇪🇷

    • @kabi5642
      @kabi5642 11 หลายเดือนก่อน +3

      ጉጅለ ባህሊ ራኢ ካብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ዓዲ ቀይሕ ኬፍ ኣለዎም::🎉

    • @godislove7204
      @godislove7204 11 หลายเดือนก่อน +2

      Indeed keep our beautiful culture for ever!!!🪩 🎤💕💕🇪🇷⛪️🇪🇷🕌🇪🇷🕺 💃 🥰🥰🥰🥰

  • @dolcevitac.lassale9974
    @dolcevitac.lassale9974 11 หลายเดือนก่อน +8

    Wow Eritrea`s Got Talent is a very good beginning, keep it up,
    ኤርትራዊ ዕድል ጥራሕ ይርከብ እንተጀሚሩ ጻዕራም ፣ክስዕር በሃሊ ፣ ግሩም ባህሊ ሰዓሪ። እንኳዕ ናይ ምጅማር ዕድል ተረኽበ፣ሕጂ ግርም ንመንእሰይ ኤርትራ።
    ብሓፈሻ ኣዳለውቲ ከኣ ይበል።👌😎

  • @dj_samba
    @dj_samba 11 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣዳላዊት መደብ፥ ደያኑ፥ ኩሎም ዕዱማት.... ብዘይ ምቁራጽ ክትቅጽል እዛ EGT ድማ ትምኒትና ኢዩ።

  • @user-ol8xx7pl9w
    @user-ol8xx7pl9w 11 หลายเดือนก่อน +14

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ተበግሶ'ዩ ኣብ ጎንኹም ኣለና ደቂ ኤረይ ። ፉርቲ ሽኮር ከኣ ኩሉ ግዜ ጽብቕትን ጥዕምቲ ድምጽን ኣጆኺ ❤❤❤ Love u so much 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @alexanderermias143
    @alexanderermias143 11 หลายเดือนก่อน +88

    _ንፍሩተይ ኣምስጉኑለይ🙏ብጃኹም ደቂ፡ኤረይ🎉ብ ፍሩቲ ዝምራሕ መደብ ይኩን ንሳ ዘላቶ ፍሊም ግድን እየ ካብ ስራሕይ እቱ ምስ በልኩ ዕንባባይ ቀሊየ እንዳ በልዓኹ ብስንስርዓት እየ ዝክታተላ ካብ ኩሉ ኣክዳድናኣ ምሉእ ከም ኣዴታታ ስለ ትምስል እያ ትስሕበኒ❤ ሓቲ ምዓልቲ ንዓኣ ዘይ ትበቀዕ ከም ፍቃድ ኣምላኽ ህያብ ክሰደላ እየ ካብ ዓዲ እንግሊዝ UK 🇬🇧🙏_

    • @betelihem823
      @betelihem823 11 หลายเดือนก่อน +3

      ፍቅሪ ፍቅሪ እንድዩ ሒዙኒ ሓፍተይ ኣዛርብኒ ።ትብል ደርፊ ኣላ እኮ።

    • @Habesha.
      @Habesha. 11 หลายเดือนก่อน +1

      Kid enbaba wahid 😂😂😂

    • @WediSawaMendelay
      @WediSawaMendelay 11 หลายเดือนก่อน

      @@Habesha.amsilu fokoskos ybil alo 😂😂😂

    • @alexanderermias143
      @alexanderermias143 11 หลายเดือนก่อน +1

      @@Habesha. ክክክ ዕንባባ ስለ ዝፍቱ እየ እኮ ፍሊም ከርኢ ኮለኩ ግድን ኣብ ቀድመይ ዘኮነ ፍሩታ መሳሊ ክህሉ ኣለዎ ተዘይ ኮይኑ እቲ ዝርእዮ ዘለኩ ፍሊም ኣይርድኣነን እዩ ክክክክ

    • @alexanderermias143
      @alexanderermias143 11 หลายเดือนก่อน

      @@betelihem823 ስለዚ እንታይ ንምባል እዩ ?

  • @user-qx3ku6gz5n
    @user-qx3ku6gz5n 11 หลายเดือนก่อน +5

    Wawwwwww🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ በቃ ብፍላይ ብፍላይ ከኣ እዞም ደቂ ንኡስ ዞባ ዓዲ ቀይሕ በስመኣብ ብቅንኢ ሞይተ በቃ ዓድና ናፊቀ ንዕኦም ምስ ረኣኩ ደስ ክብሉካ❤❤❤❤❤❤❤

  • @godislove7204
    @godislove7204 11 หลายเดือนก่อน +20

    Wow Eritrea my country I LOVE YOU!!! 😘💕❤️ PROUD TO BE ERITREAN 🙋🏽‍♀️🇪🇷🕌🇪🇷⛪️🐪

  • @senaitmihreteab9186
    @senaitmihreteab9186 11 หลายเดือนก่อน +37

    Furtuna my Queen love you ❤❤❤ keep it up 👏👏👏 Strong women never give up 💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @aronnuguse96
    @aronnuguse96 11 หลายเดือนก่อน +60

    እዚ ዝኣክል መደብ'ሲ ብ ናትኪ ቻነል ተትመጽና ። ኣብ ስራሕኩም ዓወት ይምነ❤

    • @semharkeleta9717
      @semharkeleta9717 11 หลายเดือนก่อน +3

      Intemewilkayas mserhet. Eti agedasi neger habirom msrehom eyu

  • @ergalemtekie1237
    @ergalemtekie1237 11 หลายเดือนก่อน +27

    I'm proud to be Eritrea 🇪🇷 ❤️❤️❤️❤️

  • @mariameymezmurey
    @mariameymezmurey 11 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ጹቡቕ መደብ በርትዑ ደቒ ኤረይ ሓንቲ ግን ኩሉ ኣብ መድረክን ካብ መድረክ ወጻእን ናትና ቕዲ ተትጥቐሙ ኣዝዩ ምማዕረገ ንፈልጦ ናይ AGT ኣቐራርባ ኩሉ ኣብዚ ሪኢናዮ ኣብ ሃገርና ምስ ምኳኑ ፍልይ ዝበለ ቕዲ ደስ ምበለኒ ካልእ በሓቒ ሓበን ዝግበኣኩም እዩ

  • @awetkidane7019
    @awetkidane7019 11 หลายเดือนก่อน +6

    ዋው ብጣዕሚ ጽፉፍ ስራሕ ግን አታ ቻነል ስለምንታይ Eritrea go talent ዝይትገብርዋ ብዝኮነ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ አዩ ሃገርና ናበይ ደረጃ ከም ትከይድ ዘላ ዝርኢ አዩ ፍሩቲ ከኣ ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ❤❤❤❤❤

  • @starthegunners7089
    @starthegunners7089 11 หลายเดือนก่อน +18

    ዋውውውውው ጽቡቕ ምጅማር ትልሂት ጉጅለ ራኢ ምስ ሕቡእ ድምጽ ፔተር ዝንኣድ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም:: ነዚ መደብ ዘዋሃሃድኩም ክብረት ይሃበልና ❤❤❤

  • @dina4473
    @dina4473 11 หลายเดือนก่อน +10

    Great show!! I am very happy to see all the changes in my beautiful home land Eritrea, along way with my beloved ppl. This program brought positive tears to my eyes.I am so proud of all the ppl who are able to organize this and made it possible for our future generation. One thing I want to add " feedback" is to Yesrusalem. We all know you were very excited and could not wait till the end to press the golden buzzer , but it would be more exciting to the contestants and the public, if you wait till they finish their program. Further please continue the good work, God boss you all.💖

  • @eritreamahder303
    @eritreamahder303 11 หลายเดือนก่อน +14

    I'm so proud to be Eritrea 🇪🇷 ❤❤❤

  • @fanuelhagos
    @fanuelhagos 11 หลายเดือนก่อน +16

    ዋው ገለ ዓይነት መደብ ፍልይ ኣብ 2 ክፋል ካብዚ ዝበለጸ ክንጽበ ኢና ኣዳለውቲ ናይዚ መደብ ከኣ ክትምስገኑ ዘለኩም ኢኹም

  • @natutesfu9519
    @natutesfu9519 11 หลายเดือนก่อน +39

    I’m glad to be Eritrea 🇪🇷 ❤❤❤❤

  • @simretandat
    @simretandat 11 หลายเดือนก่อน +17

    Proud to be Eritrean.❤❤love hzbey

  • @user-ph8ht6rk7x
    @user-ph8ht6rk7x 11 หลายเดือนก่อน +5

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ አጆም አምላኽ ምሳኹም ይኹን ደቂ ሓላል መሬት ❤❤❤

  • @berhemlash3059
    @berhemlash3059 11 หลายเดือนก่อน +9

    Wawww ክንደይ ዚተሐቢኤ ዕቁር ሀብቲ ከም ዘለና ብዘይ ጥርጥር ዘርኢ መድረክ ኤረትራዊ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ጹቡቅ መደብ ኣጆኩም ቅርጽልዎ

  • @aziebmebrahtu777
    @aziebmebrahtu777 11 หลายเดือนก่อน +12

    Waw ደቂ ኤረይ እንካዕ ብደሓን መጻኩም ፍርቱና ሓፍተይ መግለጺ ሲኢነልኪ ኣጆኪ 🙏🇪🇷❤ ጽቡቅ ምጅማር ደቂ ኤረይ❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hagereyhagersemaatat4355
    @hagereyhagersemaatat4355 11 หลายเดือนก่อน +10

    Proud to be Eritrea❤❤😊😊
    God bless you my love country and our people

  • @EruStar12
    @EruStar12 11 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውው ስሞዒተይ ምቁጽጻር ስኢነ ብሓቂ ጽቡቅ እሞ ክኣ ኣብ መጀመርታ ሞር ኣብቲ ናይ ዞባ ደቡብ ዓዲ ቀይሕ በቃ ኩሉ ገለ ዓይነት ቀጽልዎ ርእይቶታት ግን ተቀበሉ ብዙሕ ሰብ ጽሒፍዎ ኣሎ ብፍላይ ናይ ደያኑ ቁሩብ ድስተኻኸል ኣሎ ካልእ መጸለል ተወዳደርቲ ኣይኮኑን እዞም ሳዕሳዕቲ ግን ፍሉይ ክእለት ዩ ባህልና ጥዑም ደቂ ኤረይ ናተይ 🇪🇷💒🕌💝🙏

  • @nebyatokbagaber8052
    @nebyatokbagaber8052 11 หลายเดือนก่อน +11

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል እግዚኣብሄር ኣብዝለዓለ የብጽሕኩም ደቂ ኤረይ❤️🇪🇷❤️

  • @rorazara9117
    @rorazara9117 11 หลายเดือนก่อน +36

    Wonderful job!!! May God bless Eritrea!!!!!!! Eritrea forever!!!!

  • @frehiwottewolde8533
    @frehiwottewolde8533 11 หลายเดือนก่อน +7

    Wow well done to all the crew and contestants and good luck till final. We will support you all the way . Proud Eritreans ❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @eritreanme3415
    @eritreanme3415 11 หลายเดือนก่อน +4

    This actually made me cry 😢 my people future is bright, we’re ending the suffering. 🇪🇷🥰

  • @samuelgebremeskel7898
    @samuelgebremeskel7898 11 หลายเดือนก่อน +292

    WARI MEKKERET MWESKELU NIRO

    • @lulrbahri
      @lulrbahri 11 หลายเดือนก่อน +29

      ማህደርና ንዋሪ ክዕድምዎ ተስፋ ንገብር ኣብ ዝቅጽል

    • @asmeralove4327
      @asmeralove4327 11 หลายเดือนก่อน +2

      Tekekl

    • @lulyanaQueen727
      @lulyanaQueen727 11 หลายเดือนก่อน +9

      Ya wari kmex alewo

    • @SalahadinOsman-nh2iu
      @SalahadinOsman-nh2iu 11 หลายเดือนก่อน +5

      Mara eske

    • @natsnetgrmay3729
      @natsnetgrmay3729 11 หลายเดือนก่อน +25

      ፉርቲ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ክአለትን ተውህቦን ዘለዋ ሓያል መራሒት መደብ ኢያ ❤❤❤❤❤❤ ዋሪ ከማን ከምኡ ግን ክንዲ ናይ ፉርቲ ከድምቖ ኣይክአልን ኢዩ

  • @rahwahaj-ali7666
    @rahwahaj-ali7666 11 หลายเดือนก่อน +27

    Proud to be eritrean ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏

  • @mitzlalbereket3346
    @mitzlalbereket3346 11 หลายเดือนก่อน +20

    So proud this see Eritreans got talent . I believe this a great start to showcase the hidden talent that haven’t been discovered yet. This is a great platform. I luv the cultural show cases by the dance troop and the petros Berhane has amazing range and i believe the judges were dead on who had talent. The production of the show is very professional and get directing. I wish you all the very best . Well done proud to be Eritrean. Luv to see my people win and continue to set the bar for the coming generation 💜🇪🇷🥰

  • @thomasbairu3926
    @thomasbairu3926 11 หลายเดือนก่อน +10

    It is really a good start and I hope this will create a great opportunity to the young Eritreans to unfold their hidden talents.

  • @ludadego4189
    @ludadego4189 11 หลายเดือนก่อน +6

    ድሕረ ባይታ ደያኑ ምፍላጥ የገድሰና እዮ።
    ተስፋ ንገብር አብቀፀሊ
    ሰላም ንኤርትራ💛

    • @HANITEMIE
      @HANITEMIE 11 หลายเดือนก่อน +2

      Kab mejemerta simaya kubur haw zelewom temekro nay srahh gzie tmrtin kulu alaliato ya ms teazabay ❤❤❤❤

    • @alextom6372
      @alextom6372 11 หลายเดือนก่อน +2

      She already stated their education and experience.

    • @elizabethelilta2663
      @elizabethelilta2663 11 หลายเดือนก่อน

      ዋእ ድሕረ ባይትኦም ነጊራ እንድያ ጀሚራቶ መብዛሕትኡ ሰብውን ይፈልጦምዩ ኣዝዮም ፍሉጣት እዮም ❤

  • @natnaelnega1169
    @natnaelnega1169 11 หลายเดือนก่อน +11

    ካብ ኮርሶ ዝመጻካ ኢድካ ንላዕሊ 😅

    • @nahommedia7
      @nahommedia7 11 หลายเดือนก่อน

      😂 🤚🤚🤚

  • @kidanearagay8011
    @kidanearagay8011 11 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ዝሕጉስ መደብ ኣብ ሃገርና ንምጂማሩ ኩሉ ኤርትራውያን ኩሉኹም እንኳዕ ደስ በለና ኣሜን

  • @brialemberih5895
    @brialemberih5895 11 หลายเดือนก่อน +8

    I'm proud to be eritrean. Thank u fruti ❤

  • @aki9784
    @aki9784 11 หลายเดือนก่อน +13

    ዋው ደቂ ኤረይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ 🎉love you for ever 🇪🇷❤ & thank you furti shikor

  • @fioryhidry1hidry82
    @fioryhidry1hidry82 11 หลายเดือนก่อน +5

    ሕጂ ግርም ብጣዓሚ ተሐግስና እዛ ኤርትራ 🇪🇷 ክትፋተካ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️

  • @munamengistu5017
    @munamengistu5017 11 หลายเดือนก่อน +16

    So proud to be Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷

  • @fevenzewde7450
    @fevenzewde7450 11 หลายเดือนก่อน +3

    ጽቡቕ ምጅማር ደቂ ኤረይ ❤ ፉርቲ ጽብቕቲ ኩሉ ዘጸብቐላ ❤ ተወዳደርቲ ኩሎም ንፉዓት ብፍላይ ጉጅለ ራኢ መግለጺ የብለይን

  • @mesobadey360
    @mesobadey360 11 หลายเดือนก่อน +6

    ዋው ጽቡቅ መደብ ንኹሉ ዘሳትፍ ፉሉይ ምድላው መግለጺ ይብሉን እዚ መደብ ቀጽልዎ ደቂ ሪመይ

  • @user-eo5md8nh7n
    @user-eo5md8nh7n 11 หลายเดือนก่อน +7

    Woooohoooo ብጣዕሚ ተሓጊሰ ደስ ዘብል መደብ ❤❤❤❤❤❤ ኣዚና ነመስግነኩም ኣሎ ቡዙሕ ፉሉይ ክአለት ዘለዎም ነዚ ዕድል ዝፈጠርኩም ❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ghirmaysemere442
    @ghirmaysemere442 11 หลายเดือนก่อน +5

    proud to be Eritrea 🇪🇷

  • @jarumedia-640
    @jarumedia-640 11 หลายเดือนก่อน +3

    Wonderful job furti.I'm so glad and also proud of you. ERI 🇪🇷🇪🇷 for ever....

  • @merhawiyowhans7887
    @merhawiyowhans7887 11 หลายเดือนก่อน +14

    ኦፍፍፍፍፍፍ ተቆሊና ኮ ደንጊኹምና ደቂ ኢረይ ❤❤❤❤❤

    • @user-jj9ck6gn5e
      @user-jj9ck6gn5e 11 หลายเดือนก่อน +2

      ኣይገርመካን ❤

  • @dj_hazeka.
    @dj_hazeka. 11 หลายเดือนก่อน +7

    Good work and keep it up guys
    ደያኑ ግን ችነዝ ገዲፍካ....

    • @sirakdimariya5898
      @sirakdimariya5898 11 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂 copy right kemey rekibkaya gn dehan kes b kes eyu

  • @user-yb3tf1dq7j
    @user-yb3tf1dq7j 11 หลายเดือนก่อน +1

    Eritrean i love you so much god bless you

  • @user-lb3ks2br8l
    @user-lb3ks2br8l 11 หลายเดือนก่อน +3

    ጹቡቅ ተቦጉሶ እዩ ኣጆኩም ደስ ዝብል መደብ እዩ ኣብ ጎንኩም ኣለና ደቂ ኤረይ ናተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @solomonzereslassie966
    @solomonzereslassie966 11 หลายเดือนก่อน +15

    Wawww captivating eritrean got talent ❤❤❤❤❤, God bless our country!!!

  • @nkidane378
    @nkidane378 11 หลายเดือนก่อน +10

    I am 7 years old, and I loved it so much ❤😊

  • @zeromgebray427
    @zeromgebray427 11 หลายเดือนก่อน +10

    Proud to be Eritrea ❤❤❤

  • @selamnathaniel7576
    @selamnathaniel7576 11 หลายเดือนก่อน +3

    Wow amazing so excited to follow the program. What a talent we have keep it up Proud Eritrean💯 ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @filmonberhane4255
    @filmonberhane4255 11 หลายเดือนก่อน +6

    ሓድሽ መደብ፥ ምስ ጽቡቕ ኣጀማምራ!! 🇪🇷❤

  • @habtmitk9110
    @habtmitk9110 11 หลายเดือนก่อน +9

    Wawww captivating eritrean got talent♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️🕌,God bless our country!!!

  • @wedebgebrezgabiher7402
    @wedebgebrezgabiher7402 11 หลายเดือนก่อน +2

    Waww what a fantastic shaw,i really get surprised and feel happy....and I belive this show will be better sooner...i like the juries...but Furti i wish if u add Barnobas...again i have one important opinion,
    ...Mahderna or Furti can you request some bussines owners from inside and outside Eritrea to advertise here at ur show...specially the inside bussiner owners(sweet cafe,royal,some with good furniture,traditional dress....etc...please we need to see advertisment from our country like it was before from all Zobas...)
    Thank you so much...again the shaw is amazing....love u all Eritreans

  • @awettsehaye1212
    @awettsehaye1212 11 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ ምጅማር ። ንሕጂ ክብሎ ዝደለኹ ብቕዳምነት መራሕቲ መደባትን ብፍላይ ደያኑ እተን ደቅንስትዮ ደስ ዘብል ባህላዊ ኣልባሳትና ከም ህይርያ ፡ ሽፎን ፡ወዘተ ካብ ምልባስ ኣይትቆጠቡ ፡፡ ዝተረፈ እቲ ተሞክሮ ባዕሉ ስለ ዝመርሕስኩምም ጽቡቕ ናይ መደባትኩም ዓወት ይምነየልኩም ከምኡ ድማ ንምላእ ኤርትራዊ !!!!!!

  • @user-dy3us5cu6i
    @user-dy3us5cu6i 11 หลายเดือนก่อน +5

    ዋውውውውውውውውውውውውውውው ደቂ ሪመይይይይ ❤ሓላላት 😂🎉🎉🎉መሐጎሳትት ስምረትኩምዘቅንእ 😇😇😇🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይይይ ፈጣሪ

  • @user-vt3ie9pb2j
    @user-vt3ie9pb2j 11 หลายเดือนก่อน +4

    ናይ በሐቂ ደስ ዘብል ምጅማር'ዩ(eritrean got talented show)ብሕልፊ ናይቲ መድረኽ መራሒት ፎርቱና ክፍሎምን ከምኡ ውን ንብምልኡኹም ደያኑን ካብ ልበይ የመስግነኩም በዚ አጋጣሚ ድማ ቀጽልዎ ክብለኩም ይፈቱ

  • @natnaeltesfie8856
    @natnaeltesfie8856 11 หลายเดือนก่อน +9

    Wow I’m proud to be Eritrean ❤

  • @mulugetamehari9727
    @mulugetamehari9727 11 หลายเดือนก่อน +3

    What a wonderful show, proud of you guys thank you for the great performances 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @Maly105
    @Maly105 11 หลายเดือนก่อน +6

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾🐪🐪✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዋውውውው ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤረይ ፍርቲ እካ መግለጺ ሲ ኢነልኪ ❤❤❤❤❤

  • @abrhammehari2531
    @abrhammehari2531 11 หลายเดือนก่อน +6

    ጽቡቅ ምጅማር ይግበረልኩም ደቂ ኤረይ ሓላላት❤❤❤

  • @semaineshtekie1394
    @semaineshtekie1394 11 หลายเดือนก่อน +2

    እዝስ ጀሚርክዮ እንካእ ሐጎሰኪ
    ጽንሕ ኢልኪ አካዳድና ናይ ደገ ደያኑ ከይትኽደና ዝባን ሕጊ ሃገርና ባህላ ይተሐሎ 🙏

  • @selamneritranaselamneritra3954
    @selamneritranaselamneritra3954 11 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ዝገርም ብጣዕሚ ሓያል መደብ እግዛቢሄር ይሓግዝኩም ደቂ ኤረይ ሃገርና ህዝብናን ይባርኸልና ኣጆኹም ኣጎኑኹም ኣለና❤❤❤❤❤❤

  • @mikikahsu4423
    @mikikahsu4423 11 หลายเดือนก่อน +7

    ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ሪመይ ዝይዳ ድማ ፍርቲ ብቅዕቲ አላይት መድረኽ ሓዉኽም ካብ 🇮🇱🇮🇱🇮🇱

  • @danialves7515
    @danialves7515 11 หลายเดือนก่อน +5

    Wwwww amazing medeb እዞም ናይ ባህላዉ ማራ ኬፍ ኣለዎም ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ።❤❤❤❤

    • @eru5343
      @eru5343 11 หลายเดือนก่อน

      yes mara❤❤❤❤🎉🎉

  • @Asmerasegeneyti1234
    @Asmerasegeneyti1234 11 หลายเดือนก่อน +2

    Great job everyone! Keep up the wonderful work! Very happy and pleased to see Elsa and Eyob!

  • @SamSam-de6rj
    @SamSam-de6rj 11 หลายเดือนก่อน +4

    really good move...hope to produce more Eritrean talented nationals. Peter is the best !

  • @abrahamkflemariam4303
    @abrahamkflemariam4303 11 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ጽቡቕ ምጅማር ኤርትራን ጋት ታለንት ካብናይደገ ምር ኣይ ኣድሒንኩምና ቀጽልዎ ኣጆኹም። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @meazahabtemariam7966
    @meazahabtemariam7966 11 หลายเดือนก่อน +11

    Waaaaaaaw i 'm so proud of Eritrean people ❤❤❤

  • @zeggawoldeselassie1056
    @zeggawoldeselassie1056 11 หลายเดือนก่อน +6

    I am so proud of you Furti and appreciate for opening up a chance to grow for the average Eritrean people. My in put on the first EGT show, as the beginners everything looks great except one thing from my observation. I didn’t like the way the Judges deliver the 11years old girl disqualification. . Since she is under age, they should waited until she finish , vote and send her with very valuable advise as how she can improve and having her return next season. It was not appropriate considering our culture and her age. That can effect her physiologically. Maybe, you should implement rules for underage how to handle it. With that in made, please continue the great job! I love what you do ❤👍🏽😘

  • @sofyahmed11
    @sofyahmed11 11 หลายเดือนก่อน +5

    THE SOUTHER ZOBA FROM ADI KAYEH ARE THE BEST I LIKE THEM SO MUCH PETFECT IN EVERYTHING ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @betielelias8742
    @betielelias8742 11 หลายเดือนก่อน +8

    Omg i can't blieve🇪🇷🇪🇷 proud to be eri🇪🇷❤️

  • @andemeskeltekleweini9970
    @andemeskeltekleweini9970 11 หลายเดือนก่อน +7

    ኣዝዩ ዝነኣድ ተበግሶ'ዩ ክትቅጽልዎ ሕቡእ ክእለት ዘለዎም ኤርትራውያን ይሕዎትና ድማ ጽምኦም ከርውይሉ ይምነ የቀንየልና ድማ 🇪🇷❤

  • @honorscore629
    @honorscore629 11 หลายเดือนก่อน +1

    Adi keyh❤ jeganu much love kem wetru❤

  • @robeltesfay8279
    @robeltesfay8279 11 หลายเดือนก่อน +13

    Proud to be eritrean ❤

  • @teweldemedhintesfagergis7331
    @teweldemedhintesfagergis7331 11 หลายเดือนก่อน +3

    ፉርቲ ጽሓይ ንጎሆ😊 ብጥዓሚ ስሓቢ ዝኾነ መደብ ቪቫ ደቂ ሓላል መርየት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @SFMIKI795
    @SFMIKI795 11 หลายเดือนก่อน +3

    ውውውው!! ደስ ዘብል መደብ፥ ኣዝየ ካብቲ ዝፈትዎ'ዩ። ከምዚ ኢሉ ኣብ ዓድና ምጅማሩ ብጣዕሚ ዘሕጉስ ዩ። ጀሚርኩሞ ኣለኹም መፈጸምትኡ ክጽብቕ ተስፋ ይገብር።
    ፉርቲ ዓይነይ፥ ኣቲ ናይ ሕማመይ ከም ወትሩ ጽቡቕ ስራሕ!
    በዚ ኣጋጣሚ ከኣ ንሳዕሳቲ፥ "ጉጅለ ራኢ" ብዘቕረብዎ ኣዝዩ ስጡም ዝኾነ ሳዕሳዒት፥ ናይ ብሓቂ ከም ዝጻዓሩ ዩ ዘርእየካ'ሞ፥ ክሳብ መወዳእታ ደጋፊ ደጋፊኦም'የ። ባህልና ጥዑም ከይጠፍእ ቀጽልዎ!!

  • @meazaafeworki6473
    @meazaafeworki6473 11 หลายเดือนก่อน +1

    Well done Eritrea. It's a good start, I am sure we have a lot of talented brothers and sisters to come. Hope to see you all. Good luck.❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @galkeshi-ip7fx
    @galkeshi-ip7fx 11 หลายเดือนก่อน +3

    I'm so proud to be Eritrean ❤❤❤❤💖💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @ozil7251
    @ozil7251 11 หลายเดือนก่อน +8

    Am so glad to see this,,thanks guys😂😂😂😂😂 we love you all❤❤❤

  • @mhretsilekidane9469
    @mhretsilekidane9469 11 หลายเดือนก่อน +3

    Unbelievable ❤❤❤my beloved Eritrean society continues ❤❤❤

  • @rimyohanns3055
    @rimyohanns3055 11 หลายเดือนก่อน +4

    You made me proud, I love you my people❤🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @WaelAbubeker
    @WaelAbubeker 11 หลายเดือนก่อน +3

    Good job Eritrean got talent
    I'm so proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷