NEW ERITREAN GOT TALENT 2023 ASMERA SEASON 1 PART 2

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ก.ค. 2023
  • Welcome to Mahderna Entertainment official youtube channel!
    NEW ERITREAN GOT TALENT 2023 ASMERA (EGT)
    እዚ መደብ ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ኮይኑ ብቀጻሊ ዓመት ንዓመት ቀጻልነቱ ንኽቅጽል በበዝከኣለና ሸር ገርና ናብ ኩሉ ኩርናዕ ዘሎ ሕብረተሰብ ከምዝባጻሕ ክንገብር ብትሕትና ነዘኻኽር።
    እዚ ቀዳማይ ምዕራፍ ቀዳማይ ክፋል እዩ
    ERITREAN GOT TALENT 2023 ASMERA SEASON 1 PART 1 • NEW ERITREAN GOT TALEN...
    ERITREAN GOT TALENT 2023 ASMERA SEASON 1 PART 2 • NEW ERITREAN GOT TALEN...
    ENJOY
    Our channel presents entertainment contents with High Definition
    (HD)videos to discover Eritrean and Ethiopia. primarily we focus on Eritrean culture and arts. our objective is to encourage eritrean artists through the distribution of movies,comedy,documentary,short films,music,video clips,drama as well as interview with famous and successful Eritreans.
    we kindly invite everyone to join Mahderna Entertainment.cheers!
    SUBSCRIBE AND SHARE; / @mahder-net
    ዕላማ እዚ ቻነል፣ ገና ነቲ ድንግል ዘሎ ባህልናን ክብርታትናን ብመልክዕ ጥበባዊ ስርሓት ዝፈረዩ ዝተፈላለዩ ፊልምታት፡ኮሜዲታት፡ድራማታት፡ሙዙቃዊ ቪድዮታት ዝፈረየ ትሕዝቶ ምዝርጋሕ እዩ። ተወሳኺ ምስ ህቡባትን ዕዉታትን ሰባት ዝተገብረ ቃለመጥይቅ ዉን ንዝርግሕ። ነቲ ዘይተበርበረ ባህልናን ክብርታትናን ንምዕቃቡ ጥራይ ዘይኮነ ኣህጉራዊ ተፈላጥነት ንሕረክብ ዉን ዓቢ ግደ ዝጻወት ፡ ኣብ ዩቱብን ዌብሳይትን ምዝርጋሕ ከም ቀዳምነት ሰሪዑ ዝሰርሕ መርበብ ሓበሬታ እዩ። ዕብየትና ብናትኩም ሓገዝዩ ዝስስን ስለዚኮነ ሳብስክራይብ ሸር ብምግባር ክትተሓባበሩና ብትሕትና ንምሕጸን።
    ነዚ ፍርያት ስነጥበብ ኣውሪድና ምዝርጋሕ ንስነጥበባዉያን ጎዳኢ ሙኻኑ ፈሊጥና ክንቁጠብ ነዘኻኽር።
    follow us
    *********
    subscribe*** / mahdernaentertainment
    facebook*** / mahderna-production-23...
    #Eritreanfilm #EritreanComedy#EritreanDrama
    © copyright : MAHDERNA ENTERTAINMENT 2020
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 808

  • @michaeltsegu2721
    @michaeltsegu2721 11 หลายเดือนก่อน +72

    ጽቡቅ ስራሕ ጽቡቅ ዕድል ኢዩ ነዚ ሲኢኖም ዝነበሩ ደለይቲ ዕብየት ።

    • @Learn-And-Unlock
      @Learn-And-Unlock 11 หลายเดือนก่อน

      My comment will be directly to the creators and organizers of this show. 👏 👏 👏 we have the potential u just made it sure. Thank you for the professional and competitive program 👏 🎉❤. I know it's not easy to prepare such amazing programs but yet you guys did it. Good Job and please continue and we r ready to contribute in anyways. Amazing 🎉🎉🎉

  • @eritreanvoice-7480
    @eritreanvoice-7480 11 หลายเดือนก่อน +84

    ዝወጾ የብሉን ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዩ፥ ግን ርእይቶታት ኣለዋኒ...ሓደ እቲ ጎልደን ባዘር ፍሌክስ ብዝሒ ክህልዎ ተመራጺ እዩ፥ ማለት ዝያዳ ጎሊሑን በዚሑን ክርአ፥ ሓይልን ድምጽን ዘለዎም እንተዝኸውን። ክልተ ጎልደን ባዘር ሓደ ተወዳዳሪ ስርሑ ኣቅሪቡ ምስ ወድአ እንተዝወሃብ፥ ደያኑ ኣብዚ ስምዒታውያን ክኾኑ ኣይግባእን፥ እቲ መደብ ዝያዳ ክምቅር ክውድኡ ክጽበይዎም ኣለዎም። ሳልሳይን ናይ መወዳእታን፥ ደያኑ ነናቶም ድምጺ ክህቡ ኣለዎም ብጥቅሉሉ ዝበሃል ኣብ ሕማቅ ዝሰርሐ እምበር ኣብ ዝሓለፈ ብጣዕሚ ጽቡቅ ናይ ኩላትና ርእይቶ እዩ ኢልካ ምሕላፍ፥ ንተወዳዳራይ ኣየዕብን እዩ፥ 4 ደያኑ ክሳብ ዝኾኑ በበይኑ ኩርናዕ እዮም ዝርእዩ። ስለዚ ነናቶም ሓሳብ ከምኡ'ውን ብወገነይ ሓሊፍካ ኣለኻ ክብሉ ይግባእ!!! ፒስ!!!❤❤

    • @hagoshabte2420
      @hagoshabte2420 11 หลายเดือนก่อน +5

      እዚአን ኩለን ናይ ውሽጠይ ውን 'የን ዳኛ ዮርሳሌም ከኣ ብጠዓሚ ውዕያ

    • @BERARITCHANNEL
      @BERARITCHANNEL 11 หลายเดือนก่อน

      ጹቡቅ ትንተና ❤❤

    • @JesusChrist-br9sf
      @JesusChrist-br9sf 11 หลายเดือนก่อน +1

      Xbuk aleka bflay dagnatat protocol mhlaw agedasi u alebabsakum

  • @Natan0755
    @Natan0755 11 หลายเดือนก่อน +27

    ናይ ቆርጫጭ ዝደገማ ኣንበሳ ኣንበሳ ኣንበሳ ብጣዕሚ ድጉል ክእለት ዘለዎ ❤

  • @user-mj1ku5rm2r
    @user-mj1ku5rm2r 11 หลายเดือนก่อน +10

    አሞኑኒ አዛ መደብ አንተ ጽዕርኩምላ ብ ኣፍሪቃ ኤርትራ ቀዳመይቲ ክትውጽ ኢያ ኣጆኺ ፉርተይ ከይትሕለሊ ኣብ ጎንኺ ኣለና ❤❤❤❤❤❤

  • @shamu472
    @shamu472 11 หลายเดือนก่อน +16

    ብሉጽ ስራሕ!
    አታ ካራተስ መልአኽቲ ዘለዋ ትመስል፥
    ኤርትራውያን ዋላ አንተተበኣስና ሓመድ ዓድናን ክብሪ ባንዴራናን ከምዝዓርቀና ተመልክት።
    ንፋቀር!! 💙❤💚💛
    ዕድመን ጥዕናንይምነይልኩም ንኩሉኹም 🙏

  • @essayasgebremichal4132
    @essayasgebremichal4132 11 หลายเดือนก่อน +74

    ❤❤❤ ኣምላክ ስደትና ኣሕጺሩ ምስ ስድራናን ህዝብካን ዘራክብ ግዜ ይፋጠረልና ደቂ ኤረይ ሓላላት ❤❤❤

    • @alenalkieritrea3862
      @alenalkieritrea3862 11 หลายเดือนก่อน +2

      አሜን

    • @selamtadesse5939
      @selamtadesse5939 11 หลายเดือนก่อน +2

      Amen

    • @kibromzeru671
      @kibromzeru671 11 หลายเดือนก่อน +2

      ድልይትካ ጽቡቕዩ ግን ዓድኻ ንምእታው ዝኽልክለካ ኣካል የለን ንምኻድ ጥራይ ትዓጠቕ።

    • @SamuelEye1988
      @SamuelEye1988 11 หลายเดือนก่อน +2

      @@kibromzeru671ኣካል ጥራይ ድዩ ዝኽልክለካ ክንደይ ኣሎ ብሰንኪ እንታይ ሒዘ ኽኣቱ ኢሉ ዓዱ ምኻድ ዓቀብ ዝኾኖ

    • @hgfana6731
      @hgfana6731 11 หลายเดือนก่อน

      ከመይ ጌይሩ እዩሞ ብናይ ሰብ ንብረትን ሀፍትን ዘሪፍካስ ሰደት ክሐፅር ምናልባት ሂወትካ እምበር

  • @user-jj9ck6gn5e
    @user-jj9ck6gn5e 11 หลายเดือนก่อน +133

    ብስም ዱላ ይሕልፍዎ በጃኩም 😢❤🙏

    • @selamgebrihiwet7269
      @selamgebrihiwet7269 11 หลายเดือนก่อน +4

      hda elka fetn tezblwo dmxu keman taum eu neru khalf texbye nere

    • @erionelove9469
      @erionelove9469 11 หลายเดือนก่อน +2

      ewe yehlfewo😭

    • @user-mj1cl2gf6o
      @user-mj1cl2gf6o 11 หลายเดือนก่อน +1

      Khalf nerwo txby nere wela ane

    • @lilihaile9503
      @lilihaile9503 11 หลายเดือนก่อน

      Entay amxio do bshim dula zimote Seb bejakum ayteliulu

    • @user-jj9ck6gn5e
      @user-jj9ck6gn5e 11 หลายเดือนก่อน +4

      ​@@lilihaile9503ዱላ ክሉ ግዜ ኣብ ልብና እዩ እዚ ቆልዓ ክኣ ንዱላ ክመስል እየ ዝደሊ ኢሉ እዩ ዘየለ ሃተፍተፍ ኣይተበሊ ሌዕሌና ንዱላ ኣይትፈትዎዮን ኢኪ

  • @xyfxmetesbe9896
    @xyfxmetesbe9896 11 หลายเดือนก่อน +4

    ይበል ካራቲስት።

  • @seidtoum2135
    @seidtoum2135 11 หลายเดือนก่อน +17

    ብታዕሚ ጹቡቅ ምደብ ኢዩ ኣብ ደያኑ ግን ኑኩሉ ጹቡቅ ኢሎም ጥራይ የሓልፍዎ ኣለዉ ኩሉም ነናቶም፡ሓሳብ ኽህቡ ኣለዎም ፉርቲ ግን ጽቡቅ ኣማራርሓ መደብ❤

  • @zemenzemen67
    @zemenzemen67 11 หลายเดือนก่อน +16

    ጽቡቕ መደብ🥰🥰እቶም ደያኑ ኣብ ርእቶ ትሓምቁ ኣለኹም።

  • @beriyewedierey8797
    @beriyewedierey8797 11 หลายเดือนก่อน +4

    ንሄርሞን ንኡስ ወሎዶ ብስመይ ❤❤❤❤❤❤❤❤ ወርቂ ሂበዮ ኣለኹ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ይስምምዓኒ ኣሎ ይምዓኒ ሎ ሳላ እቲ ጅግና ሓወይ ይካኣሎ ይስምዓኒ ሎ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Lovemaytey6906
    @Lovemaytey6906 11 หลายเดือนก่อน +9

    I miss you Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘🥰😍🥳💖💝❣️💟💕🩶ኤርትራዊት ሙካነይ ተሓቢነ 💋💋💋💋💕💞

  • @YG-hn3ji
    @YG-hn3ji 11 หลายเดือนก่อน +7

    ናይ ኤርትራ ብዙሕ ሕቡእ ጸጋታት ኣሎ ኩሉ ይርኣዮ ይውጻእ❤❤❤❤

  • @menkemado6853
    @menkemado6853 11 หลายเดือนก่อน +14

    ማሃደርና ጽቡቕ ስራሓ እዩ ደስ ዘብል እዩ ንሕና ድማ ብላይክን ሸርን ክንሕግዝ ኢና። ሓንቲ ሓሳብ ኣላትኒ እቶም ዳኛታት ብዙሕ ኣይኮኑን ማለት ኣብቲ ፍርዲ ዘይዕግብ ኮይኑ ስለዚ ነቶም ኣብ ሽንግርዋ ዝፈርዱ ወይ ድማ ካላኦት እንተ ትገብሩ ጽቡቕ ኔሩ። ኣብ ዝመጽእ ክፋላት ዘይኮነስ ኣብ 2 ምዕራፍ።

  • @user-qy8fx6lp5h
    @user-qy8fx6lp5h 11 หลายเดือนก่อน +22

    መምህር ሙሴ ተባዕ ኣጆካ ዕደመ ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @susali9912
    @susali9912 11 หลายเดือนก่อน +10

    ኣህላውያን ምርጫይ ❤❤❤ ኩሎም ንፉዓት ተወዳደርቲ ደስ ዝብል መደብ ምስ ፎርቲ ሽኮር ወላ ደያኑ❤❤❤❤❤ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤረይ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nanunanunaye5200
    @nanunanunaye5200 11 หลายเดือนก่อน +3

    እዞም ናይ ካራተ ዘቕረቡ ፡ ብጣዕሚ ዝድነቕ ዩ ። ምኽንያቱ እቲ ብሕጂ ዝብገስ ካብ ኡ ብዝበልጽ ጌሮም ከቕርቡ ስለዝኾኑ። ሕጂ ኣርእዮሙና ዘለዉ ንሕና ከም ኤርትራውያን መጠን ኩሉ ክንገብር ከምንኽእል ዩ። ብሓፍሻ ንኩሉኩም ኣብዚ መደም ዝቐረብኩምን ዘቕረብኩምን ዝተዓዘብኩምን ሰላም ወሰናይ ይምነየልኩም።

  • @mullerstyle4314
    @mullerstyle4314 11 หลายเดือนก่อน +7

    መድበኣት ጽቡቅ ኡካ ተጀመረ ግና ደያኑ ቁሩብ ትህወኩ ኣለኩም ብፍላይ ዮርሳለም
    ካላኣይ ድማ ጎልደን ባይዘር ንምሃብ ኣይትታሃወኩ መክንያቱ ኣዝዩ ብሉጽ ሒዙ ንዝመጸእ ፉሉይ ንዝኮነ ኢካ ትህቦ እሞ ኣይትታሃወኩ ምክንያቱ እዚ ኣብ ሃገርና ጥራይ ዝተርፍ ኣይኮነን ናብ ዓልም ሙሉእ ከይድና ክንዋደደረሉ ንክእል መድረክ ኢዩ ሳልሳይ ተወዳደርቲ መስ ነብሶምን ምስ ስርሓቶምን ነከላልዩ ይታሓተቱ መክንያቱ ጽቡቅ ናይ confidence ምሕዳር ስለ ዝፈጥረሎም I love ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @adiamkokobe3442
      @adiamkokobe3442 11 หลายเดือนก่อน

      Nay bhaki may sister

    • @lidutesfazghi6423
      @lidutesfazghi6423 11 หลายเดือนก่อน

      Haqika wedya 😡😡😡😡

  • @Quayside2127
    @Quayside2127 11 หลายเดือนก่อน +4

    Deyanu:-
    1. መ/ም ጠዓመ ኣረፋይነ
    2. እስቲፋኖስ ኣብርሃም( ዘማች)
    3. ሲዶን ረድኢ
    4. ኣብ ሽንግርዋ ዝነበረ ናይ ትልሂት ዳኛ(sorry shmu ayhazkwon)
    I believe those have deep knowledge and experience, at the same time they will stay professional when judging 🙏

  • @berhanejosef3613
    @berhanejosef3613 11 หลายเดือนก่อน +13

    " For us Eritreans diversity is our blessing and unity our staff" I am so glad to see those talented persons. In Eritrea have different minerals, Gold and Almaz which means we have different resources. If we recerch. May God tauch peace hope prosperity and love the People of Eritrea. Good luck!❤ From Sweden.

  • @dallasfortworthtx5373
    @dallasfortworthtx5373 11 หลายเดือนก่อน +5

    This not American got talented this is Eritrean 🇪🇷🇪🇷 GOT Talented baby ❤❤❤❤ hero abdulrezak😮😮

  • @asterpawlos2230
    @asterpawlos2230 11 หลายเดือนก่อน +5

    ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ደቂ ኤረይ ንፉዓት I'm proud to be eritrean💞🇪🇷💪👈

  • @adeyalemey-cj6xu
    @adeyalemey-cj6xu 11 หลายเดือนก่อน +9

    Furtiii beluley eske naki zweledet Ade mahxen tbarek n zelalem🙏❤❤❤❤

  • @adeyalemey-cj6xu
    @adeyalemey-cj6xu 11 หลายเดือนก่อน +14

    Furtiii Ma Queen 👸 of Eritrean ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hzbawimobaeteweldebrhan8876
    @hzbawimobaeteweldebrhan8876 11 หลายเดือนก่อน +19

    ናይ ብሓቂ ጽቡቕ መደብ ቀጽልዎ። ብፍላይ ፍርቱና ነዚ ዓቢ ሓሳብ ምሕሳብኪ ልዑል ኣድናቆት ኣሎኒ። ብሓፈሻ ኩሉኹም ጽቡቕ ስራሕ።

    • @user-cr9wf8qp9f
      @user-cr9wf8qp9f 11 หลายเดือนก่อน +2

      ባዓል ባረኖባሰ አምጸእዎም

  • @nakfanakfa
    @nakfanakfa 11 หลายเดือนก่อน +21

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ
    ደያኑ ቑርብ ኣብ ውሳነ ስክፍታ ኣለዎም
    ውሳነ ከም ናይ ዘማች እንተኮነ ጽብቕ!

    • @merhawiteshim
      @merhawiteshim 11 หลายเดือนก่อน

      😅

    • @nakfanakfa
      @nakfanakfa 11 หลายเดือนก่อน

      @@merhawiteshim ናይ ደሓን'ደኣ

    • @merhawiteshim
      @merhawiteshim 11 หลายเดือนก่อน

      @@nakfanakfa dehan ye gen nay zemach words dahaleka koynu deyanu kem ab afom free tezkedu xebuk u like got talent nay kaleot alemat

    • @nakfanakfa
      @nakfanakfa 11 หลายเดือนก่อน +3

      @@merhawiteshimከም'ዚ ከይጽሉ'ኡ ወይ ከኣ ተዋዳደርቲ ከይደሃሉ ኢሎም'ስ ስክፍታ'ታት ዘለዎ'ም ኮይኑ ይስማዓካ!Agt ሳይሞን ኣዝዩ ወሳኒ'ዩ ኣብ ኤርትራ ከኣ ከም'ኣ ዘማች ይመሳሰሉ ኢዮም!ብናተይ ኣራእያ ዘማች ይብል ወሳኒ!!!

    • @merhawiteshim
      @merhawiteshim 11 หลายเดือนก่อน

      @@nakfanakfa yeah nesu dea

  • @fertunadebesay8991
    @fertunadebesay8991 11 หลายเดือนก่อน +5

    ጽቡቅ ስራሕ ደያኑ ግን ኣይግድን ብዙሕ ጥልቅ ዝበለ ኣፍልጦ የብሎምን።

  • @user-jj9ck6gn5e
    @user-jj9ck6gn5e 11 หลายเดือนก่อน +8

    መርሓባ እቃዕ ብድሓን መጻኩም💝💝💝💝ኤረይ ትዓንብብ💝💝💝💝

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 11 หลายเดือนก่อน +3

    Admen tanann yhabkum deki eri ,proud to be eritrean, its time for eritreans, dream coming true, 🇪🇷 ♥️ ❤️ ✨️ 💖 😍 🇪🇷 ♥️ ❤️ ✨️

  • @user-mk9pm6jl1p
    @user-mk9pm6jl1p 11 หลายเดือนก่อน +6

    ጽቡቕ መደብ ደናኑ ግን ኣይግድንን ፍርቱ ገዲፍካ ሞራል ሰብ ከይትትንክፉ ብፍላይ ኣብ ቆልዑ

  • @yoni-8087
    @yoni-8087 11 หลายเดือนก่อน +5

    wowwwww ብጣዓሚ ጽቡቕ ስራሕ ዳኒ ኣነ ናይ ዳኒ ደጋፊ ኢየ ናይቲ ናይ ቆርጫጭ ዝደረፈ❤❤❤❤❤
    ደያኑ ግን ሪቶታት ነቀፌታታት ክህቡ ኣይክእሉን ጽቡቕ ወይ ሕማቕ ጥራይ ኮይኑ ፍርዶም😊😊😊

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam1637 11 หลายเดือนก่อน +7

    Actually happy to see this Eritrea Got Talent program.I am proud to see Muse's Talent as well.

  • @doc.org10
    @doc.org10 11 หลายเดือนก่อน +6

    Furti gin nay behaki Queen eki for real, eti moral awehahebaki netom tewedaderti betaemi eyu zedenik ❤️❤️❤️

  • @user-vr5vd5bj3l
    @user-vr5vd5bj3l 11 หลายเดือนก่อน +14

    ደያኑ ግን ኣይግድን ናተይ ሪኤቶ ኢያ !!!

  • @semharberhane3314
    @semharberhane3314 11 หลายเดือนก่อน +11

    Proud to be Eritrean ,good job guys

  • @Bangtansenyeondan7
    @Bangtansenyeondan7 11 หลายเดือนก่อน +8

    ERITREAN GOT TALENT 🎉❣️❣️❣️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣️❣️❣️

  • @Purpel1990
    @Purpel1990 11 หลายเดือนก่อน +3

    Waw! My wonderful Eritrean fellows. We love you. Proud of you.

  • @user-wh1jy4bt7t
    @user-wh1jy4bt7t 11 หลายเดือนก่อน +19

    ደያኑ ጽቡቅ ስራሕ ግን ክምዝሓለፉ ደያኑ ሽንግርዋ የማነ ኪዳነ ከይትኾኑ ብፍላይ ኣብ ነኣሽቱ ብዝከኣለኩም ተጠንቀቁ ሞራሎም ከይስበር ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @hailenteklen
      @hailenteklen 11 หลายเดือนก่อน +2

      Yemane kidane imo bilux indyu neru ,

    • @asmawitmehari2100
      @asmawitmehari2100 11 หลายเดือนก่อน

      ​@@hailenteklen የማነስ ብሉጽ ??😅😅😅

  • @lovemore142
    @lovemore142 11 หลายเดือนก่อน +5

    I’m always proud of being Eritrean. I love you all. Good show. Keep going.❤

  • @mannyseretse
    @mannyseretse 11 หลายเดือนก่อน +8

    This talent from Eritrea is truly exceptional, and I am confident that it will yield several stars. I am impressed by what I have witnessed, from the incredible performances to the esteemed judges, as well as the remarkable studio and camera work. Much love and appreciation to all involved.❤

  • @user-pk8km5gc1y
    @user-pk8km5gc1y 11 หลายเดือนก่อน +1

    ganta ( Ahlawi ) deqi temherty maery I'm so proud of you diaa Islamiya ajokum 🎉❤❤❤

  • @user-jj9ck6gn5e
    @user-jj9ck6gn5e 11 หลายเดือนก่อน +18

    ሞሲ ሓወይ ኣጆካ 😢❤❤🙏

  • @rahwahabte5395
    @rahwahabte5395 11 หลายเดือนก่อน +1

    ማሻላህ ኣለህ ይጠውል ዕምሮም❤❤❤❤❤!

  • @mitzlalbereket3346
    @mitzlalbereket3346 11 หลายเดือนก่อน +10

    i'm proud to see different variety of talent. its very entertaining . continue to showcase the hidden talent among our people

  • @shgnaberhe-6686
    @shgnaberhe-6686 11 หลายเดือนก่อน +4

    እንቋዕ ብሰላም መጻኹም ደቂ ኤረይ❤።
    በቃ ሕጂ ደኣ ደቅና እንድዮም ገዲዶም መዓስ እያ ትመጽእ ክብሉ።

  • @abduselamyassin-pw6qf
    @abduselamyassin-pw6qf 11 หลายเดือนก่อน +3

    اهلاوي ❤❤❤🎉

  • @nebyatokbagaber8052
    @nebyatokbagaber8052 11 หลายเดือนก่อน +5

    ዮሩስ ትዉዒ ኣለኺ ቀይሕ ምጥዋቅ ኣይትተሃወኺ ብዘይ ቀይሕ ተሪፍካ ክትብሊ ትክእሊ ኢኪ ዕትብ ተትብሊ ጽቡቅ እዩ❤

    • @banahabte7056
      @banahabte7056 11 หลายเดือนก่อน

      Ygermeka u hmak hmak neger tegeru u kea nkeyh thwek enber dhlti zkoney Seb

    • @ermyasnebyi7812
      @ermyasnebyi7812 11 หลายเดือนก่อน

      Kale abeyti deyanu kelews nab yerus!

  • @helen6180
    @helen6180 11 หลายเดือนก่อน +4

    ❤🤩🌹❤❤❤ Eritrean got talent proud of u more

  • @asmeromhailemariam1979
    @asmeromhailemariam1979 11 หลายเดือนก่อน +3

    Eritrean Got Talent❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💖

  • @senper7068
    @senper7068 11 หลายเดือนก่อน +4

    ቺነዘይይ ገለ ዓይነት እንኳዕ ኣብ ከምዚ ደረጃ ረኣኹኻ ብጣዕሚ ጎበዝ ዘዓርከይይ

  • @ekeleta5026
    @ekeleta5026 11 หลายเดือนก่อน +1

    Daniel Tesfahuney. His voice is beyond, body movement and standing is under control and he is so confident. I vote 100%
    From Toronto Canada.
    ኮኾብ ደራፋይ፡ good future❤

  • @nzekbereniyekbronzehsereni4321
    @nzekbereniyekbronzehsereni4321 11 หลายเดือนก่อน +2

    ዋውውውውው ደቂ ኣኽርያ መተዓቢተይ መምሃርተይ ቅያ ሰሪሕኩም እንቃዕ ሓጎሰኩም 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @halawyeyaytakesnaydqsn12
    @halawyeyaytakesnaydqsn12 11 หลายเดือนก่อน +2

    God Bless Eritrea. 🥰🥰

  • @godisgood7456
    @godisgood7456 11 หลายเดือนก่อน +2

    Offf I am crazy by this show what is talented gifted 👌🇪🇷

  • @wedebgebrezgabiher7402
    @wedebgebrezgabiher7402 11 หลายเดือนก่อน

    Wawww nay bhaki Eritrean Got Talent...Furti thank you so much....nay bhaki talented zikonu Ertrawiyan rekibklnaa..
    1,eti nay dubarwa derafii btamii xubuk...
    2,etom karate mo entay kiwexoom 100/100...
    3,eti Golden Buzzer si kemzi brikrik zbil wereket ab liloom ztkos sinkum,wela kemzi nay meraa gerkaa
    4,Golden Buzzer dma buzuh derejatat eya tentireka...slezi nezom Golden Buzzer hibkimom zelekum ab salsay dereja ena knriiom meslenii...
    5,important...etom dayanu dma kab xubuk,xubuk tray zbluu...gele tekami awenatwin alultawin opinion yhabuwom...
    Bzkone gin btaami des zebil medeb...bejaki nkulen zobatatn bheratin... fetishwommm...
    Thank you,..❤❤❤

  • @fiyorigebray6365
    @fiyorigebray6365 11 หลายเดือนก่อน +4

    Wel come guys we will wait ❤❤❤

  • @Diva_Bella
    @Diva_Bella 11 หลายเดือนก่อน +1

    I'm so proud of my Eritreanism it's amazing 🇪🇷👍🏼 I love it

  • @mussiehabtom5163
    @mussiehabtom5163 11 หลายเดือนก่อน +1

    Wawww xubuk srah I love U deqi Erey❤❤❤❤❤👉👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹

  • @habteabissac5255
    @habteabissac5255 10 หลายเดือนก่อน +1

    Kedamay tewat wedi wuney ❤❤❤yebel goror 🎉

  • @kulubselam1208
    @kulubselam1208 11 หลายเดือนก่อน

    Nay bhaqi tamre sbuk medeb waw waw Well done ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @TheSuccessProjectt
    @TheSuccessProjectt 11 หลายเดือนก่อน +1

    ብታዕሚ ጽቡቕ ምጅማር ከምዚ ናይ በዓል ኣመሪካ ኤጂቲ ከም ዝምዕብል ተስፋ ዝህብ ተበግሶ ዩ። ምኽንያቱ ካብ ናታትቶም ዝበልጽ ባህላውን ብዙሕነታውን ሃብቲ ስለ ንውንን። ኣጆኹም ንቕድሚት ንኺድ።

  • @mihretweldeslasie3239
    @mihretweldeslasie3239 11 หลายเดือนก่อน +1

    Wawwww proud ❤ to be ❤Eritreannn❤ food jobb Guys❤

  • @SabagualEri
    @SabagualEri 11 หลายเดือนก่อน +4

    ዋው ዳንኤል 100 ❤❤❤❤❤❤

  • @ibrahimosman7537
    @ibrahimosman7537 11 หลายเดือนก่อน +1

    Egt ILove you 💖💖💖💖💖❤️❤️❤️❤️💕💕💞💞💞💓💓💓😍😍😍😍

  • @jarumedia-640
    @jarumedia-640 11 หลายเดือนก่อน

    Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 viva.💪💪💪💪

  • @nahomwedi5075
    @nahomwedi5075 11 หลายเดือนก่อน +1

    Congratulations deqi erey 🇪🇷❤️

  • @betelmesfin1888
    @betelmesfin1888 11 หลายเดือนก่อน +1

    Wow, good job very nice show. God bless you guys.♥️🇪🇷🌹🌹❤️❤️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tkahsai2772
    @tkahsai2772 11 หลายเดือนก่อน +4

    Good work keep up it. I wish peace and prosperity for my beloved country Eritrea 🇪🇷 from Northern Virginia USA 🇺🇸

    • @honorscore629
      @honorscore629 11 หลายเดือนก่อน

      It will be peaceful my country very soon!

  • @MerafAbrhaley-bn7ld
    @MerafAbrhaley-bn7ld 11 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዓሚ ጽቡቅ ስራሕ ደቅ ኤረይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤😘😘🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @solomunashebrsolomunshebr4901
    @solomunashebrsolomunshebr4901 11 หลายเดือนก่อน +3

    Wawww libeka zetelitel serahi deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤lovi

  • @senamitasmara8664
    @senamitasmara8664 11 หลายเดือนก่อน +3

    ዋው ብሓቂ ንፉዓት ተወዳደርቲ በርትዑ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🍬

  • @sinnithm.6972
    @sinnithm.6972 11 หลายเดือนก่อน +5

    ትጽዕሩስ አለኩም ደቂ ኤረይ አጀኩም ካባና ዘበለ ኩሉ አብ ጎንኩም አለና❤

  • @user-hw3so9vl5b
    @user-hw3so9vl5b 11 หลายเดือนก่อน +2

    🥰🥰Eritrean got talent❤❤❤❤❤😍😍😍😍

  • @habtutesfalem9370
    @habtutesfalem9370 11 หลายเดือนก่อน +1

    Bitami des zebel qoxilewo ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪

  • @yonatanbahabelom5514
    @yonatanbahabelom5514 11 หลายเดือนก่อน +3

    ዳኒኤል ተስፋሁነይ!!! በዛ ዘቕረባ ስራሕ ን2ይ ዘይኮነ ክሳብ መወዳእታ መድረኽ ተብጽሕ ስራሕ'ያ። ሓደገኛ ስኬል'ዩ{ባቲ} እሞ ኣብ ሃገርና ዝውትር ዘይኮነ ቅኒት ዩ።ክድነቕ ይግብኦ

  • @asterb9436
    @asterb9436 11 หลายเดือนก่อน

    Wawwwww nay korchach Daniel natey dilyet amazing 👏 😍 ❤️ 💖 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @selamnathaniel7576
    @selamnathaniel7576 11 หลายเดือนก่อน +13

    Absolutely fantastic great show just please avoid entering under 16 to the show as it might be hard for them to accept rejection as they build their hopes to impress the judges and get through the second round. Keep up the excellent work amazing talents❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

    • @heri4509
      @heri4509 11 หลายเดือนก่อน

      I agree

  • @osamabakhit-tk8ll
    @osamabakhit-tk8ll 11 หลายเดือนก่อน +2

    Ahlawi like button..

  • @astertsegay4691
    @astertsegay4691 11 หลายเดือนก่อน +3

    Proud of you deqi Erey

  • @user-pn5ft4gk7Eritrean
    @user-pn5ft4gk7Eritrean 11 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ጽቡቅ መደብ 🎉🎉🎉🎉

  • @CURTAINS_
    @CURTAINS_ 11 หลายเดือนก่อน +4

    I look forward to this show every Friday! Even though the judges can be brutally opinionated, I’m not gonna lie …they make me laugh. Great job 🇪🇷🇪🇷

  • @user-cr9wf8qp9f
    @user-cr9wf8qp9f 11 หลายเดือนก่อน +9

    አህላዊ ምረጫይ ካብናይ ሎማዓንቲ❤❤❤❤❤

    • @user-tl1op7cc8v
      @user-tl1op7cc8v 11 หลายเดือนก่อน +3

      Anewin misaka alleku

  • @tsegaabrham9989
    @tsegaabrham9989 11 หลายเดือนก่อน +1

    Waw dege erey Amelk meskum ykun❤🇪🇷🇪🇷

  • @Footballworld1644
    @Footballworld1644 11 หลายเดือนก่อน +2

    Let's go

  • @mamnatey690
    @mamnatey690 11 หลายเดือนก่อน +1

    Wawww amazing and welcome back ❤❤❤❤❤

  • @WehazitSemere
    @WehazitSemere 11 หลายเดือนก่อน +1

    Furtey niskin medebkin xibuqat❤❤❤ ab mejemertaki kemzi mukanu am so proud but guday deyanu meselchew koynu alo mo hisebla ❤❤❤

  • @yoelfikrey
    @yoelfikrey 11 หลายเดือนก่อน +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍🥰🥰🥰🥰🥰🥰 Eritrea Eritrea

  • @kusuhabtu5401
    @kusuhabtu5401 11 หลายเดือนก่อน +1

    Wowww amazing talent ❤❤❤

  • @KiebronWelduMogos-jp8xw
    @KiebronWelduMogos-jp8xw 11 หลายเดือนก่อน +4

    OMG amazing talent ❤😮 from the karate group I like it

  • @sham.ali1
    @sham.ali1 11 หลายเดือนก่อน +3

    Bitami Xebuq Sirah yibel❤

  • @dermasabraham9617
    @dermasabraham9617 11 หลายเดือนก่อน +2

    Good job everybody 👏 & good luck for next step ❤

  • @round2729
    @round2729 11 หลายเดือนก่อน +1

    Good job guys keep doing it 🇪🇷

  • @MelatRezene-jn4zm
    @MelatRezene-jn4zm 11 หลายเดือนก่อน +3

    Waww eritrea's got talent xbuq srah ❤❤❤❤

  • @samiboy-cm7nq
    @samiboy-cm7nq 11 หลายเดือนก่อน +1

    Good luck My Country 🇪🇷

  • @zzzsss5701
    @zzzsss5701 11 หลายเดือนก่อน +1

    Izi nay qhorchach derfi ziderefe super iyu zimessil attebabecuwwo

  • @hzbawitmarkos5243
    @hzbawitmarkos5243 11 หลายเดือนก่อน +1

    Welcom deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @samuelisaak3815
    @samuelisaak3815 11 หลายเดือนก่อน +2

    Good jobbbb ✌️

  • @kokobestfanos-cg8wx
    @kokobestfanos-cg8wx 11 หลายเดือนก่อน +2

    Meksebat🇪🇷🌷🇪🇷🌷💪🌷🇪🇷

  • @samarahalie9125
    @samarahalie9125 11 หลายเดือนก่อน +1

    Eritrea's got'talent dmxi nay dani kabti waww zebl aymeslenn

  • @user-eu5fj8ll9i
    @user-eu5fj8ll9i 11 หลายเดือนก่อน +1

    Well Come deki Erena🎉