#ትግራይ_ቲቪ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.ย. 2024
  • ናይ ከተማ ሸፋቱ ንህፃን ቆልዓ ዓጊቶም ገንዘብ ንክረኽቡ ዝሰርሕዎ

ความคิดเห็น • 439

  • @powerlink6511
    @powerlink6511 5 ปีที่แล้ว +59

    ኡዙጉዮ ማሃረና ኩሩስቶስ አታ ታይ ዓይነት ግዜ እና በፅሕና ዘለና ብጣዕም ያሕዝን ፖላዉስ ትግራይን መላእ ህዝብ ትግራይን ግን ክብር ይግባአኩም ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኩም

    • @sanireynatey2537
      @sanireynatey2537 5 ปีที่แล้ว +1

      Aygermekan amo ka ms mulu akalom serihom keynebrus kemzi xyuf srah kserhu besmam

  • @user-yk3gr4bw7w
    @user-yk3gr4bw7w 5 ปีที่แล้ว +16

    እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ካብዚ አድሕነና😢😢

  • @zufanhaileselaseh3647
    @zufanhaileselaseh3647 5 ปีที่แล้ว +25

    መሕፍርቲ ዓዲ ግን አብ ፋልሚ ዝረኣ ነገር እዩ በተለይ ቃና ዝባሃል ክዕፅ አለዎ።

  • @abebahailu5423
    @abebahailu5423 5 ปีที่แล้ว +14

    መዋረድቲ ተጋሩ ኢኩም ንኩሉ ትግራዋይ አሕፊርኩምዎ አባላት ፓሊስ ትግራይ የቀንየልና ቀፅልዎ ቅፅዓት ውሒድዎም ሕፍር ከዓዘይብሉ አነጋግረኦም ፅቡቅ ዝሰርሑ ይመስሉ

  • @AbCd-dy8ik
    @AbCd-dy8ik 5 ปีที่แล้ว +67

    እዋይ መሕፈርቲ መናእስይ ስርሕኩም ዘይበልዑ መፅረፍቲ ዓዲ

    • @shooshooali3120
      @shooshooali3120 5 ปีที่แล้ว +3

      ቀሊል መሕፈሪ

    • @emanbirru3935
      @emanbirru3935 5 ปีที่แล้ว

      Ab Cd እስቲ በማርኘ ቶርጉሙልን በናታቹ ሀሰቡ ጋብቶኛል ግን ግልጽ አይደለም

  • @user-vr5fy6uh3k
    @user-vr5fy6uh3k 5 ปีที่แล้ว +22

    ኢዚ ፖሊስ ጋዘጠኛ ፖሊስ ክፈትዎ ክድንቆ ብጣዕሚ ጎበዝ አዩ

  • @aleksanderyewhannes3148
    @aleksanderyewhannes3148 5 ปีที่แล้ว +1

    ወረ ጋና Ezi kab ቃና ዝረአይዎ እዮ ቃና ትምህርቲ ዝበሃል የብላን ዕጸዉዋ

  • @user-io9qe6wi9g
    @user-io9qe6wi9g 5 ปีที่แล้ว +12

    በስመኣብ ወወልድ መንፈስ ቅዱስ ከምዚ ከ ኣሎ ድዩ 🙉🙉🙉🙉🙈🙈🙈🙈ኣታ ብኹርማጅ ዶ ኩስትር ኣብልዎምን 😢😢😢😢😢😢 ኦ ፈጣሪ ኣበሳና ገዲፍካ ተዓረቐና🙏

    • @ggmm2340
      @ggmm2340 5 ปีที่แล้ว

      ደብሪጽ ብጻይ መለስ ዜናዊ - They should be hanged on a public square. I really feel sorry for the kid. He probably is scared for life. Unbelievable!!!

  • @user-ry8ok1xj3q
    @user-ry8ok1xj3q 5 ปีที่แล้ว +47

    ሓመድ ብሉዑ ትግራዋይ ገና ሕጂ ሪኤ ሰነፍት ሰሪሕኩም ዘይትበልዑ

  • @user-be1ei3bn9x
    @user-be1ei3bn9x 5 ปีที่แล้ว +4

    *ሓመድ ብልዑ መሕፈርቲ 18 ዓመት ዉሒዱዎም ከማን ክብርን ምስጋናን ነቲ ሓያል ፖሊስን ህዝብን*

  • @user-ec9vs3dz4w
    @user-ec9vs3dz4w 5 ปีที่แล้ว +1

    ጅጋኖ እኩም ናይ ባሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ስሙ ዘተመስገን ይኩን አሜን
    ብሩቲዕ ኡጅኩም ፓላውስ ትግራይና ንክብርኩም እና ንፍቱውኩም ክብራተይ ፍቁራተይ እግዚአብሔር አምላክ ይክብር ይመስገን ስለኩሉ ነገር
    ኣ ጎይታየ ቅኑዕ መንገድ ምራሓና አቤት ይቅር በለልና ፫

  • @sabasaba4228
    @sabasaba4228 5 ปีที่แล้ว +15

    ዱሁላት መዋረዱቲ ተጋሩ መሕፈርቲ ሰሪሕኩም ዘይትበልዑ ምሰ ዓይነ ብርክኩም

    • @wedihumeraeygenwedimekelee8742
      @wedihumeraeygenwedimekelee8742 5 ปีที่แล้ว

      Entay malt ey duhult Guhaf tergemu mejmry felet. Ezy nay Tigery kunku aykonen ey. Gual za komal Awrja agam

    • @mihretabande2620
      @mihretabande2620 5 ปีที่แล้ว +1

      Tgray. Nejemerta. Gzye. Haqi ferida. Bahaqi.

    • @sabasaba4228
      @sabasaba4228 5 ปีที่แล้ว

      @@wedihumeraeygenwedimekelee8742 ኣታ ጎሓፍ መን ኢካ ንሰካከ መጀመርያ ሕተት ቅዱሚ ምፅራፍካ ሕማቅ ዓጋመ ካኣ ከማካ ጀላዕ ኣይፈልጦን ሕራዱ ከይፈተና ኣይተናጉሩና ወይሰ ምሰቶም ዝሰረቁ ኔርካ ኢካ ኣጋጣም ሰለ ዘይቀነዐኩም ተናዲዱካ ከይትከዉን ሰዲ ጎሓፍ

    • @wedihumeraeygenwedimekelee8742
      @wedihumeraeygenwedimekelee8742 5 ปีที่แล้ว

      @@sabasaba4228 kedi komal Awrja agame Aadgiu nay Eritrea

    • @sabasaba4228
      @sabasaba4228 5 ปีที่แล้ว

      Wedi መሽረፈት ጠላም እዩ ፣ ye Humera Lij Neg? ነፍሰ ይምሓር ካብ ዝሞቱ ኣይተሕሸን ኢለ እየ ኣይተዱክመና

  • @user-ry8ok1xj3q
    @user-ry8ok1xj3q 5 ปีที่แล้ว +34

    ንሕናስ አብ ዝከድናዬ ብስራ ኢና ንፍለጥ አቱም መፅረፍትና ረሳሓት

  • @koveryabro9992
    @koveryabro9992 5 ปีที่แล้ว +6

    ሀሀሀሀሀ! ይብላዕ ያ እዩ እንተበልዎስ ጥሕሎ ምስ ሽንጣሩ ደብሉ ! 9 ዓመት ዓዲ ዓረብ ሰሪሐ 80ሽሕ ዶላር ዘይ ብለይስ ዕዶሀገር ዘዕብይልካ ቆልዕ ሰሪካ ብሓደ ግዜ 80ሽሕ ዶላር ።ምቅናይ ደጉ(ግርም )ኩሉ ንምስማዕ (ንምርአይ)!!

  • @tesfabest1344
    @tesfabest1344 5 ปีที่แล้ว +17

    ዘሕዝን ኢዩ!!
    እዚ ኣብ ፊልሚ ዝስራሕ ዝነበረ ኮይኑ ኣብ ዓዲ ኣምሓራ ኣብዚ 4 ዓመታት ውሽጢ ብተደጋጋሚ ዝግበር ዝነበረ ኢዩ።
    እዚኦም ድማ ኣባና ተግባራዊ ገይረምዎ!!
    18 ዓመት ውሒዱ ኢዩ።

    • @yonatantsegai5955
      @yonatantsegai5955 5 ปีที่แล้ว +2

      tesfa best sukel agame da entay alekum srki hasot shrmutna natkum yu

    • @tesfabest1344
      @tesfabest1344 5 ปีที่แล้ว

      @@yonatantsegai5955 ኣንታ ኣድጊ ባንዳ ሓማሴን ስደተኛ ናይ ደምብያ!!
      መዛርብቲ ተጋሩ ኣይኮንካን!!
      ንስኹም ዘምጻእክምዎ ቆውሲ ኢዩ።

    • @user-jh8nz4gz7s
      @user-jh8nz4gz7s 5 ปีที่แล้ว

      @@yonatantsegai5955 ሕማቕ ዘረባ ኣይትዛረቡ እንታይ ይዓብስ ወይለከይ ብሓደ ሓደ ንምንታይ ንብምሉኡ ትፃረፉ ዓበይቲ መልሓስ ነቶም ከምዚ ልሰርሑ ዘለው በሉ ንኩሉ ግን ለይበሃል ኣብ ምንታይ ሪእኹም ልሽርሙጥ ተተባሂልኩም እንታይ ትምልሱ

    • @azebabraham7257
      @azebabraham7257 5 ปีที่แล้ว +1

      @@yonatantsegai5955 srki da amolom eyu

  • @user-sp2kk1zl7f
    @user-sp2kk1zl7f 4 ปีที่แล้ว

    እቲ ብፊልሚ እንርኦ ኣብ ሕብረተሰብና በፂሑ እግዚኦ ምሓረኒ ክርስቶስ

  • @hayatmehamed923
    @hayatmehamed923 5 ปีที่แล้ว +6

    እዚ ዶ ይሐሽ አቱም መናእስይ ፣ልከልኦት ብጣዕሚ መምሀራይ እዮ

  • @mdainahasssiii3885
    @mdainahasssiii3885 4 ปีที่แล้ว

    ውይ ግዜየ ብጣዕሚ ከብዲ እዮ ብህፃን ዶ ከንድዚ ጭካኒ ኣሉ እዮ ብዝከነ ብስላም እንቃዕ ኣረከብኩም ንዚ ብሉፅ ህፃን ናይ ፅባሕ ተስፍን ተቅባሊ ሃገረን

  • @abihile4642
    @abihile4642 5 ปีที่แล้ว +8

    ታይ አይነት አታሀሳስ ተጋሩ ብስራህ ኢና ንፍለጥ ከተማ መቀለ ፖሊስ ብጣእሚ ፅቡቅ ስራህ ቀፅሉ

  • @user-yv2cs8ml7k
    @user-yv2cs8ml7k 5 ปีที่แล้ว +6

    በስማም ብጣዕሚ ዝሓዘን እዬ ሽካር ሓውይ እንዃዕ በሰላም ትገነይከ እፍፍፍፍፍ

  • @MeazaKidane-cg8qs
    @MeazaKidane-cg8qs 5 ปีที่แล้ว +12

    ታይ ዘበን ኢና በጺሕና

    • @saraahmed-ng5it
      @saraahmed-ng5it 5 ปีที่แล้ว +3

      እንታይ.ዓይናተ.ግዝ.ብፅሕና.

  • @negishtube3519
    @negishtube3519 5 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ፂቡቃትን ዑይናትን ተጋግዬም ሐፊረሎም መሓፈርት ቅዱስ ሚካኤል ልበኖኦም ይመልሰሎም😭😢😢😢

  • @sarakuwait9764
    @sarakuwait9764 5 ปีที่แล้ว +5

    እዙይ ካብ ቃና ዝወስድዎ እዪ ፍልሚ ቃና ክዕፀ አለዎ

  • @user-jh8nz4gz7s
    @user-jh8nz4gz7s 5 ปีที่แล้ว +2

    ዋይ ዋይ ኣለኹም ዶ ታ ኣቱም ጀጋኑ ወለድና ናይ ብሓቂ ድዮም እዚኦም እንታይ እዮም ናይ መን እዮም ዋይ ረሳሓት ክንድ ክንድ ፈልፂ ልኾኑ ወዳትስ መናእሰይስ ሰሪሖም ዘይበልዑ ሓመድ ይብልዑ ደኣምበይ ዋይ

  • @titigelweyane9612
    @titigelweyane9612 5 ปีที่แล้ว +5

    ካብዚ ማሓረኒ እግዚአብሔር ኣቦይ ገፀኩም ትርሓቅ ይርሽኑ

    • @dagi9457
      @dagi9457 5 ปีที่แล้ว

      Hakiki ewnet titi mitereshenu mehferty

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 5 ปีที่แล้ว +11

    ቤተሰብ እካዕ ደስበለኩም ፖሊስ መቐለ ቓፅሉሉ ብርቱዑ

  • @milihabesawit3193
    @milihabesawit3193 5 ปีที่แล้ว +1

    ሙሉእ ዓይነ ብርኪ እናሃለወኩም ናብ ስርቂ ትዋፈሩ ሕፈሩ ጉርፍጣት

  • @abebahailu5423
    @abebahailu5423 5 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ነውራዋት መናእሰይ ሪአ ተጋሩ ብስራሕና ኢና ንፍለጥ ምስ ዓይነ ብርክካ ታይ አምፀኦ ወንጀል ብሂወት ሰብ ምፅዋት አብፊልሚ ዝረአይዎስ አብ ተግባር ከውዕሉ ክፍትኑ ይገርም ቃና አጥፍኡልና

  • @user-ho6lr8lu3m
    @user-ho6lr8lu3m 5 ปีที่แล้ว +1

    ኖቬል ጅግና እግዝያብሔር እንኳ ብሰላም ላብ ቤተሰብካ ሀወሰካ ይርጋለም ሀፍተይ እንኳዕ ደስ በለኪ ቃላት የብለይ

  • @user-do4zd9dl4f
    @user-do4zd9dl4f 5 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ፍርዱኩም ይሃብኩም ዝኩሉ ጉልበት ዝኩሉ ፀጋ ዓይንብርኪ ሒዝኩምስ ኩፍእ ክትስርሑ መሕፈርቲ ወለዶም
    ንሕና ደቀንስትዮ እኳ ፈቀድኡ ስደት ተንከራቲትና ንባዕልናንን ንቤተሰብናንን ንተፀገሙ ህዝብናን ክንድግፍ ማዕረ ክንክደን ክንሰቲ ንፅዕር ኣለና ንምንታይ ከምኡ ትኮኑ ኡፍፍፍፍፍፍፍ

    • @user-jh8nz4gz7s
      @user-jh8nz4gz7s 5 ปีที่แล้ว

      ናይ ብሓቂ መዓሪተይ ኣይዞኺ ክብረተይ እዚኦም ፀማማት ምስ ዓይነ ብርኮም ከምዚ ክሰርሑ ሓሲቦም ዋይ ነቶም ወለዶም ክሳዶም ንከድፍእሞ ገይሮም እቶም ወለዲ የሕዚኖምኒ ናይ ብሓቂ በዞም ሰነፋት ደቆም ክሓፍሩ ክሳዶም ክደፍኡ ክሓርቁ ኣይይይይይ ኣምላከይ ሓደራኻ

    • @user-do4zd9dl4f
      @user-do4zd9dl4f 5 ปีที่แล้ว

      @@user-jh8nz4gz7s ይገርመኪ እዩ ብእውነት ብጣዕሚ ተሰሚዑኒ ሕማቅ ትግራዋይ ሰሚዐ ኣይፈልጥን ብትግራዋይ ይኮርዕ ይሕበንን እየ በዚኦም ናይ ተግባር ምስ ረአኩ ዝኮንኩዎ ክነግረኪ ኣይክእልን ወላዲ ሓው እማ ቡሱሩ ዓው ኢሉ ከምዘይዘረብ ገይሮም ቡእውነት
      ደቂ ኣንስትዮ ንፅዕር ትግራይ ከይከፍኣ ድኩም ኣካል ክትስእ ኣለዎ እናበልና ጉሩብ ንፈጥረ እዚኦም ዓዲ የባላሽው እግዚአብሔር ይፍረደሎም ምንም ክንብል ኣይንክእልን

    • @user-jh8nz4gz7s
      @user-jh8nz4gz7s 5 ปีที่แล้ว +1

      @@user-do4zd9dl4f ምቅርተይ ኣነ ብጣዕሚ እዩ በቃ ግርም ኢሉኒ ነዚ ሒንጡ ህፃንስ እንታይ ይብልዎ በቃ እንታይ ክረክብሉ እዮም ኣብ ገዛ ዶርጊሖም ምእታው ይሕሽ ነይሩ ሕማቓት እሞ ገና ልዓቢ ሸዊት ማማይ ዋይ ተኣምር እሞ ኣነ በቃ እንታይ ኢለ ከም ልዛረብ ጠፊኡኒ ኣሎ ንባዕለይ

    • @rahasefutsumhagos764
      @rahasefutsumhagos764 5 ปีที่แล้ว

      Eritirawiyan ena ka ember yibilu beka bi eritrawi kishikutu zigerim eyu nay tegaru

  • @sol5578
    @sol5578 5 ปีที่แล้ว +5

    መንእሰይ ትግራይ ናብዚ ሕማቕ. ተግባር ንከይዋፈር እዩ ዝሓዞን ዝሓሶቦን ቀልጥፉ ፍትሒ ይርከብ. እናበልና ናይ ኩሉ ግዜ ርእቶናን ሓሳብናን ዝኾዉን ዘሎ ሐዚ እዚኣቶም አጋጣሚ እቲ ዝሓሰብዎ ዘይተሳኸዐሎም ይኸዉን ሐዚለ ኩሉ. መዳያዊ መንእሰያት ትግራይ ካብዚ ሕማቕ ተግባር ክቅጠቡ መታን ቀልጢፎም ፍትሕን ዴሞክራስን ይርከብ :: እንተ እዚኣቶም ግን ፅቡቕ መቅጻዕቲ ክግበረሎም አለዎ::

    • @dfj7699
      @dfj7699 4 ปีที่แล้ว

      ፅቡቅ ሓሳብ ብጣዕሚ የሕዝነካ እቲ ቆልዓ

  • @tesfithadish9336
    @tesfithadish9336 5 ปีที่แล้ว +1

    Ehhhh jbue kolea enquae egzietne mariam kabzom arawit bselam awxetka❤️❤️❤️❤️

  • @blenberhe7914
    @blenberhe7914 4 ปีที่แล้ว

    ፓሊስ ትግራይ ንፉዓት

  • @hiwetyealemey7380
    @hiwetyealemey7380 5 ปีที่แล้ว +3

    They look proud for what they done .18 years is nothing

  • @hntsahaylay1955
    @hntsahaylay1955 5 ปีที่แล้ว +12

    ጉድ ዘይስማዕ ዘየለ።ዓይነብርኪ ሙሉእ አካል ሂቡኩም እሞካአ መናእሰይ ሰሪሕኹም ዘይትበልዑ??😡😡😡ፈጣሪ ይሓልወና እምበር ቆልዑት ዳአ ሓሊኻ አይሕሎን።ክጫወቱ ይደልዩ። እንታይ ዝፈልጥዎ ነገር አሎ??

  • @alulaalula9344
    @alulaalula9344 5 ปีที่แล้ว +8

    1.8 ሚሊዬን ዶላር ናይ ኢ/ያ ባንኪከ ይህልዎዶ ፀማማት ስሪሖም ዘይበልዑ

    • @mab8113
      @mab8113 5 ปีที่แล้ว

      Kkk...qldgna ika...
      eway lebey tahawika ala Egzio simntgna shi! Eti hetzan kbdka kbleka ewey hawey mearey!!! Gin Kea Egziabher hagiziwom tmsgen! Egziabher entay yesano!!!!

  • @amenmedia7072
    @amenmedia7072 5 ปีที่แล้ว +2

    ይገርም ብሓቂ

    • @zeynebbrhane3155
      @zeynebbrhane3155 4 ปีที่แล้ว

      God bless you little boy 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @grmawit1902
    @grmawit1902 5 ปีที่แล้ว +2

    ጉድ ለለዶ ሀምዚ ጀሚሮም እዝግዮ ማሓረኒ ክርስቶስ ሰራሖም ለይበልዑ ገፆም ትርሓቕ

  • @emuram2441
    @emuram2441 5 ปีที่แล้ว +1

    Well done Tigray police👌

  • @senaytgebremedhin68
    @senaytgebremedhin68 3 ปีที่แล้ว

    ሰሪቃስ ተትሓፍረልካ ድዩ ዝበሃል ውርደተኛታት ዘይ ሓፍሩ ድማ ተገቲሮም ይዛረቡ ደናቁር ካሊእ ደማ ትሓስቡ ዋይ እዚ ኹሉይ ሰሪሑ ክሓድር ዝግበኦ ግልቦትን ዓይነ ብርኪ ሂቡካ ፈጣሪስ ናብ ስርቂ ጎምባሕ ባሕ

  • @user-lx5zs5kv6n
    @user-lx5zs5kv6n 5 ปีที่แล้ว

    ሰርሖም ንክበልዑ እግዝአብሔር ልቦና ይሃቦም
    ደይስማዕ የለን መሕፈርት

  • @leakekiros34
    @leakekiros34 5 ปีที่แล้ว +3

    እዚ ጉዳይ ኣብ ትግራይ ( ማዓስከራት) ዞሎው ህዝብና መታን ክበጽሕ ሸር ንበሎ

  • @eyerusmokonen9493
    @eyerusmokonen9493 5 ปีที่แล้ว

    እግዚኦ መሃረነ ክርስቶስ ኣረ በይዛኩም ሕማቅ ት/ቲ እዮም ንሕብረተሰብና ዘምህርእለው ዋይ ይረሸኑ

  • @abeltesfa6087
    @abeltesfa6087 5 ปีที่แล้ว +1

    IWay gexikum tirhaq iway gexkum tkewel eritrawyan ina iwe

  • @MIkItube
    @MIkItube 5 ปีที่แล้ว

    እግዚኦ መሀረነ ክርስቶስ በወገን ላይ እንደዚህ መጨከን። አፈር ብሉ

  • @ftanegeshagos799
    @ftanegeshagos799 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣብ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ውን ኣሎ please ዝምልከቶ ኣካል ተሃልዩ ይከታተሎ እንተ እዚ ግን ክብሪ ይግበኦም

  • @lloveyoutigrai4476
    @lloveyoutigrai4476 5 ปีที่แล้ว +14

    እዋይ ገፅኩም ትከወል ኮስተር ኢሎም ክዓ ይዛረቡ ዋይ ታይዝበለ ግዜ በፃሕና ደቀይ ያዓውይይይይይይ

    • @abihile4642
      @abihile4642 5 ปีที่แล้ว +1

      ብጣእሚ ገሪሙኒ

    • @ggmm2340
      @ggmm2340 5 ปีที่แล้ว +1

      ጋልቱ ጅግና ስዓረ ሞኮነን l love you tigrai - zelemedu eyuom!

  • @mdainahasssiii3885
    @mdainahasssiii3885 4 ปีที่แล้ว

    መዋረድቲ ተጋሩ ተጋሩስ ፅዕሩም ክብልዕ እና ንፍልጥ

  • @ethiopialion4442
    @ethiopialion4442 5 ปีที่แล้ว +27

    ገፂክም ተሪሐቅ ነውረኛታት ትግራዋይ ብስራሕ ኢንበር ብከመዚይ ዓይነት አስፀያፊ አንፊለጠን መንጊስት ትግራይ ዘየዳጊም ኢርምጃ ከወስዲ አለዎ ።

    • @user-jx1xu5zj3o
      @user-jx1xu5zj3o 5 ปีที่แล้ว +1

      መለስ ጭሮሖ ስርቂ ስራሕ ኢዩ ዝብል ኢዩ ስለዚ ናይ ትግራዋይ መለለይ ስርቂ ኢዩ

    • @frankfurt8957
      @frankfurt8957 5 ปีที่แล้ว +1

      Hahaha tagru b sarqi ember n srha aytifaltun ekum ghafat qondafat tenkolentat

    • @musseandemichael2619
      @musseandemichael2619 5 ปีที่แล้ว

      raphouu satier sereken telemeten shefetenane meleleye tegaru waye weredet

  • @rahwagebretsadik2950
    @rahwagebretsadik2950 5 ปีที่แล้ว

    እግዘው ማሕረን

  • @zem1988
    @zem1988 5 ปีที่แล้ว

    እዋይ ወደይ መዓረይ፣ዘሕለፎ ሽግርን ጭንቅን፣ናይ ኢድኩም ይሃብኩም ኣምላኽ፣

  • @gottseidanke4305
    @gottseidanke4305 5 ปีที่แล้ว +1

    ewayy eritrawi mskin mesheqeti konka

  • @user-ii3dk5ko5i
    @user-ii3dk5ko5i 5 ปีที่แล้ว +1

    ካብዚ ማሓረና ክርስቶስ ሓመድ ይብሉዑ

  • @wizgenisha4065
    @wizgenisha4065 5 ปีที่แล้ว

    እዋይ ኣታ ታይ ዓይነት ጊዜ በፃሕና አብ ዓዲ ዓረብ ዝግበር ዘሎ ከይኣክለናስ አብ ዓድና'ውን ምፀተ አለም😢😢

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray3032 5 ปีที่แล้ว +3

    ዋእ መሕፈርቲ ከምዚ ዓይነት ሰብ ሎሚ ሪአ ሰሩሑ ዘይበለዕ ሩኩስ ግን ተጋሩ ከምኒ እዚኦም ዝበሉ ሞት ፈርዲ ይፈረዶም ብትክክል ጨኪንኪ ኣይትበሉኒ ዝዓቢ ዕሸል ከምዚ ምግባር ሎሚ ፅባሕ እውን ክቅፀልዎ እዮም እንድሕር ቀፂዕኩም ሰዲድኩምዎም

    • @user-jh8nz4gz7s
      @user-jh8nz4gz7s 5 ปีที่แล้ว +1

      ጨኪንኪ የኮንኪ ምቅርቲ ሓላለይ እቲ ህፃን ክዛረብ ከሎስ ብጣዕሚ እዩ ከብደይ በሊዑኒ ምቁር ውይ እቶም መናእሰይ ሲ ጀላዓት ካብ ሰሪሕኻ ምብላዕስ ናይ ህፃን ቆልዓ ደም ምብላዕ መሪፆም ይኾስትሮም ዓያሹ ማሃናናት ህኩያት ትልሞም ልካሳኽዑ ለይሰርሑ ካብ ክሰርቁ ሰሪቕካ ለይኾነ ትልምኻ ልሳኻዕስ ሰሪሕኻ እዩ እሞ ምስ ዓይነ ብርኮም እሞ ክንድ ክንድ ፈልፂ ልኾኑ መናእሰይ ዋይ ዋይ

    • @genetgeryeiamproudoftigray3032
      @genetgeryeiamproudoftigray3032 5 ปีที่แล้ว

      @@user-jh8nz4gz7s ብትክክል እዛ ፊልሚ ቃና ህዝብና ናብ ዘይኮነ ነገር ትመርሕ ኣላ ብህዝብን መንግስትን ተሓባቢሮም ቃና ቲቪ ምተዓፀየ እምበር ሰሪሖም ዝበልዑ መናእስይ ናብ ከምዚ ዓይነት ኣነዋሪ ስራሕ ክሰርሑ ከለዉ የሕዝን ብልቢ

    • @user-jh8nz4gz7s
      @user-jh8nz4gz7s 5 ปีที่แล้ว

      @@genetgeryeiamproudoftigray3032 ዋይ ኣቲ ገንየ መዓሪተይ እቲ 18 ዓመት ኣብ እስርቤት ልቅመጥዎ እኮ ሰሪሖም ክንደይ መፍረዩ መተለወጡ ነይሮም ሓዳር ገይሮም ከም ሰቦም መወለዱ ነይሮም

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 5 ปีที่แล้ว +4

    ከምዚ ዓነት ገበን አብ ትግራይ ንኸይፍጸም ጹኑዕ ፍርዲ ይዋሃቦም !!

  • @grmawit1902
    @grmawit1902 5 ปีที่แล้ว +4

    እቶም መካረይቲ ዓዲ ክእሸጉ አለዎም

  • @filimongebrelibanos7349
    @filimongebrelibanos7349 5 ปีที่แล้ว +6

    ዱሁላት ካብ ሰሪሕካ ምብላዕሲ ከምዚኣ ትሓይሽ በሉ ሰሓኑዋ እስርቤትኩም።
    ፖሊስ ትግራይ ብጣዕሚና ነመስግነኩም፡

    • @selamselam6877
      @selamselam6877 5 ปีที่แล้ว

      Hamed Bleu grfutat serihkum zeytbeleu

  • @aleksanderyewhannes3148
    @aleksanderyewhannes3148 5 ปีที่แล้ว +4

    18 ዓመት ዉሒድዎም ንሕልፈት እዮ ዝግብኦም ምስኪናይ ቆልዓ ዘይሃስስ በሰላ ገዲፈሙሉ ዶናቁር ሩጉማት

  • @hxhshdhhddh3624
    @hxhshdhhddh3624 5 ปีที่แล้ว

    አዋይ ክጭክኑ እዞም ሰባት አዝዩ ዘሕዝን እዩ።ሓደራ ህዝቢ ትግራይ

  • @arayamekonen7628
    @arayamekonen7628 5 ปีที่แล้ว

    አዚ ከምዚዩ ዓይነት ፊልሚ ሓደግኛ ኢዩ ብዙሕ ጊዝየ ከምዛይነት ኣምሓርኛ ፊልሚ ሪኢየ ኣለኩ

  • @zafuhabesha3678
    @zafuhabesha3678 5 ปีที่แล้ว

    ኣብ ካሊእ ዓዲ እንስምዖ ዝነበርና ኣብ ዓድና ከምዚ ተጀመሩ መሕፈርቲ። መዓረይ እንኳዕ ምስ ወለድኻ ኣራኸበካ ። ፓሊሳት ገበናኛታት ንምትሓዝ እትገብርዎ ስልትታትን ድኽምን ከይኣድነቕኩኹም ኣይሓልፍን ቀፅልዎ።

  • @shiwethagos8714
    @shiwethagos8714 5 ปีที่แล้ว +1

    የቅንየለይ:ፓሊስ:ትግራይ:

  • @tazebewmola3395
    @tazebewmola3395 5 ปีที่แล้ว +1

    They should get a death penalty I feel sorry for that innocent child

  • @ollikillen6257
    @ollikillen6257 5 ปีที่แล้ว

    አይይይይይይይይይይይይ ምፀተአለም ታይ ልበለ ግዝየ በፀሓና

  • @user-su4jp3lt3b
    @user-su4jp3lt3b 5 ปีที่แล้ว

    እዋይ ጉድ እግዚአቤሔር ኣቦይ ዕድመኹም ትሕፀር

    • @raniyaassfakhan2812
      @raniyaassfakhan2812 5 ปีที่แล้ว

      እዋይ ጉድ ናይዛኣቶምሰ ፍልይ ዝበለ እየ ናይ ኢዚኣቶም ቅፅዓት ድማ መምሀሪ ዝኸውን ኢዶም ሙቕራፅ እየ ካልእ ቅፅዓት ናዓኣቶም ቐሊል እየ

  • @user-di3ps8gf8s
    @user-di3ps8gf8s 5 ปีที่แล้ว +1

    ሐመደ ብልዑ ሰራሕኩም ዘይትበልዑ

  • @robeltesfamariam2461
    @robeltesfamariam2461 5 ปีที่แล้ว

    Oooo fetari enqae kabzom dhlat hzbi ayfeterkani btami zehfr mennet weninkum alekum

  • @wahazithaile8952
    @wahazithaile8952 5 ปีที่แล้ว

    Ezgyoo maharena kurustos ata entay zbele gze ena betshna zelena abet geta hoy gziena keyrelna

  • @user-zb2oi7mg4f
    @user-zb2oi7mg4f 5 ปีที่แล้ว

    hakena film areikumna amlak ykre ybelelkum

  • @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት
    @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት 5 ปีที่แล้ว

    ጉዳማት ስብ ሽጥኻ ስላም ክርክብ ብስርባ ቅድሚ ምግባርኩም ሕስው ኣስተንትኑ

  • @waziramada6747
    @waziramada6747 5 ปีที่แล้ว +1

    ዓይኒኩም ይንቀር

  • @yrgalemgtr1355
    @yrgalemgtr1355 5 ปีที่แล้ว +1

    ወይ ጉድ😱😱😱😱😱😱😱😱

  • @user-vr5fy6uh3k
    @user-vr5fy6uh3k 5 ปีที่แล้ว +2

    ሱሑት መዓልቲ ዊዒሎም ኣሕዋተይ

    • @genetgeryeiamproudoftigray3032
      @genetgeryeiamproudoftigray3032 5 ปีที่แล้ว

      ኮነ ኢሎም ሓሲቦም ሲሪሖምስ ሱሑት መዓልቲ ኣይትበሊ/ል እዚኦም ሞት ፍርዲ ከማን ይግበኦም ነይሩ ግን ታይሞ

  • @dfj7699
    @dfj7699 4 ปีที่แล้ว

    እሞ ከኣ ኮስተር ኢሎም ይዛረቡ ገፅኩም ትርሓቅ እንካዕ ብሰላም ወፃእኻ መዓረይ

  • @yonasyonas3249
    @yonasyonas3249 5 ปีที่แล้ว

    Oh My God😳

  • @Seb15
    @Seb15 5 ปีที่แล้ว

    ብናይ ህጻን ሂወት ቀሊዶም እዚኦም ብጣዕሚ ዘሕዝኑ እዮም ።ህጻንስ ይሕገዝ እበር ይጥለፍ

  • @alemgeze7766
    @alemgeze7766 5 ปีที่แล้ว +5

    Ere besemeab abweweld menfes kudus egzio egzio meharene kurustos Ata entay meatu eyu mes aynebrkukum kulkum ezi ketgebru teregimkum ekum wela mes gulbetkum leminkum meblea mehshkum kab kemzi

  • @haniwedieri8770
    @haniwedieri8770 5 ปีที่แล้ว

    Aye tegaru

  • @him2002.
    @him2002. 5 ปีที่แล้ว

    Btem zehzne

  • @wedihalhale1802
    @wedihalhale1802 5 ปีที่แล้ว +1

    ዱብ ምስተኸፍተ ኣብ ኣስመራ ኤርትራዊ ገርዎ ዘይፈልጥ ገበን እዮም ተጋሩ ገይሮም ኩሎም ሰረቕቲ ከምሰረቕቲ ሕፍር ኣይበሉን መዕበይኦም እዩ እዝኦም እዮም ተጋሩ

    • @hagosteame2515
      @hagosteame2515 5 ปีที่แล้ว

      ተጋሩ ኢቲቀንዲ ሽጉርኩም ነንሕድሕድኩም ከምዓስ ከትባልዑ ትነቡሩ ኑሱኢዩካኣ ነድክነት ዘቃላዓኩም ዘሎ

  • @meharimulubrhan1154
    @meharimulubrhan1154 5 ปีที่แล้ว

    bhangi hindey seb namotes ab mekelle lie le tektatilkum aqirbulina nice vidio

  • @genetgrbremichal3942
    @genetgrbremichal3942 5 ปีที่แล้ว

    Kem iziom zmeselu weradatat mesrefi seditat leabu polis bitaimi nemesgen 👍👍👍👍

  • @raya2694
    @raya2694 4 ปีที่แล้ว

    ኣብ፡ሱዑድዓረብ፡ከምዝኣ፡እዮም፡ዝሰርሑ፡ዘለዉ፡

  • @zenebeshzenebesh2916
    @zenebeshzenebesh2916 5 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኦ እንታይ ዓይነት ነውራማት እዮም

  • @aradaarada9064
    @aradaarada9064 5 ปีที่แล้ว

    HAGER SERAH KETFETER TEZEY KIELA SHEFATU KETEFERI NAY GEDEN EYU ENKUA AMLAK REDAKUM SEDRABET HETSAN.

  • @user-tz7xj6tj5e
    @user-tz7xj6tj5e 5 ปีที่แล้ว +1

    ሓመድ ብልዑ ነውራማት ስድራኩም ደቂ ገዛውትኩም መተዓቢትኩም እውን ብተግባርኩም ተሸማቅቅዎም አለኩም ለጃያት አብ ፊልሚ ዝረኣክምዎሰ ክንድዚ ዓይነት ጭካነ

  • @sarakuwait9764
    @sarakuwait9764 5 ปีที่แล้ว +1

    ግን እዝአቶም ይሓስቡ ድዩም
    ካብ መጠንብላዕሊ ቅርሺ አዝዘም ካበይ እዩም ከምፅእሎም

  • @user-yk3gr4bw7w
    @user-yk3gr4bw7w 5 ปีที่แล้ว

    ጉድ መፅኢና ለሙስ ለይስማዓ የለይ 😢😢😢😢

  • @gobodena7567
    @gobodena7567 5 ปีที่แล้ว +2

    What else do you expect from agamelanders.

  • @user-nb6xy2vj8b
    @user-nb6xy2vj8b 4 หลายเดือนก่อน

    💊💊💊💊💊

  • @lulutufa1093
    @lulutufa1093 5 ปีที่แล้ว

    Hamed Bileuo.Sidetare Deke Sebiyte.Tegaru Kim Eze Ayinet Bashir Yiblinane.Edimekum Yihitser.

  • @bsratdemoz898
    @bsratdemoz898 5 ปีที่แล้ว

    Eway zehezn Sirah .

  • @menzeygagesebkoynu4433
    @menzeygagesebkoynu4433 4 ปีที่แล้ว

    Pls eba Tranzlet gbrlay tigrigna

  • @wezefwezef6288
    @wezefwezef6288 5 ปีที่แล้ว

    ዋይ ውርዴት የሕፍርኩም ትግራይናስ ሰሪሖም ዝዓብዩ ዉሉዳት እምበር ሰብ ሰሪቖም ዝዓብዩ ዉሉዳት የብላን

  • @henokyonas8411
    @henokyonas8411 5 ปีที่แล้ว +1

    Owwwww amlak aboy kabziom se sewirena dea

    • @user-nu7sh7mt6s
      @user-nu7sh7mt6s 5 ปีที่แล้ว

      እዝንኩም ትሸጋዕ ሓመድ ብልዑ መዋረድቲ ዓዲ ሎሚ ሰሚዐ ትግራዋይ ሰሪሑ ዝበልዕ እንበር ዘይስረቅ ሰሪቅኩምሲ እንታይ ትርቡሑ ማሓረና ክርስቶስ ሀዚ ዶ ተሐሸኩም ዕድመ ልክዕ እስሪበት በስማአብ

    • @kabitalkabitalkabital2024
      @kabitalkabitalkabital2024 5 ปีที่แล้ว

      ጎይታዋይ ብጣዕሚ ዘሕዝን ነገር ግን ግብእ ምላሽ ክወሃቡ ኣለዎም ደናቁር መፅረፍቲ ዓዲ

  • @weldat82
    @weldat82 5 ปีที่แล้ว

    እዋይ ወደይ ኣጆኻ እንቃዕ ኣብ ኢድ ስድራኻ ወደቕካ እምበር ኣብ film ዝረኣካዮስ ኣብ ወገንካ ትፍትኖ

  • @user-hi2ce1rh8h
    @user-hi2ce1rh8h 5 ปีที่แล้ว

    እዉይአንቱምመፅረፍቲዓዲእንታይኢኩምሰሪሕኩምዘይትበልዑእረአነዝገርመኒኮስተርኢሎምምንጋሮምግናእብዝተወሰነሎምፅኑዕመእሰርቲ18ዓመትዉሕዱዎምእዩንህዝብንመንግስትንእምሃራይአይኮነን።

  • @jolyanna5404
    @jolyanna5404 5 ปีที่แล้ว +1

    ውይጉድ🤔😢🤔

  • @user-fi7nj5ko2l
    @user-fi7nj5ko2l 5 ปีที่แล้ว +1

    ውይ ጉድ😭😭😭😭