ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብናይ ሰላም መርዓ ዝተሓጎሰ ብቻ ላይክ
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤
እኔ❤
ካማይ ብታሕጎስ ዝነባዕኩም👍👍👍እንቃዕ ደስ በለኪ ዝሓፍተይ ምናዳ ንኣሕዋትኪ ቃላት ኣይብለይ❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏❤️❤️💐💐❤️❤️❤️
ሓዉኻ ማእገርኻ እዩ ርእኹም ሓፉቱ ካብ መሬት ከመይ ከም ዘልዐላ ተመስገን ጎይታይ ማዓረይ ሓዉኻ ክብረትኻ እዩ ሩሑስ ጋማ እሰይ እሰይ ዕልልልልልል 🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ብሓቂ ሕወክ ማአገረክ
ናይ ባሓቂ ለባመይ ❤
❤❤❤❤❤Bteami Ane Lbaeley Gerimuni
ባሓቂ ለባም ፍጥረት ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ናይ ባሓቂ❤❤
የመዳም ቅመሞች እኛም ከሰደት መልሰ ፈጣሪ ለዚህ ክብር ያብቃን ሶሊተይ ምሉእ ብርሃን ይግበረልኹም😊
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤
አሜን አሜን አሜን❤❤🥰🥰🥰💖😢
ኣሜን((3))❤
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን❤🥰🥰🥰❤❤🤲🤲🙏🙏
ብትግርኛኺ ለይትፅሕፊ ማዓረይ
ብናይ ሰላም መርዓ ልትሓጎሰ ብቻ ላይክ❤
ሰሉዋይ እነ ዝተመርዐኹ መሲሉ እዩ ተሰሚዑኒ ማርያምን😊 ብፍላይ ሓውኪ 🥹ምስተሸከመኪ ሞ ንብዓት ብንብዓት 🥲🥲እየ ኮይነ ሓውካ ማእገርካ ክብሃል ብምኽንያት እዩ እና ንኣሕዋትኪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን 🤲 ንዓኹም ኽኣ መርዓ አብርሃም ወ ሳራ ይግበረልኩም🥰 ኣሕዋተይ ኣብ ስደት ዘለኽን ኽኣ ብሰላም ናብ መሬት ዓድኽን ኣርጊፁ ናብዚ የብቅዕኽን ንኹልኽን ደቂ ማዳም 🥰🥰🥰🥰🥰
Mariyamen wela an eti had neti wdom tshkimuwo eti had kea ne selamey tshkimuwa ❤❤
Kmzeom zeblu ahewatse yewaldu mariyamne menfeswi keni kenia ❤❤❤❤❤❤
እንካዕ ደስ በለኪ ሰሊተይ ቀደማኩም ዘመሕዋታ ከቅንእካ ኤፊየይ የሬደይ 🥰
ሓውካ ጥዑም ናይ ኣደኦምን ናይ ባዕልቶም ቦታ ሸፊነምልኪ ዊዕሎም ርሑር ጋማ ብድጋሜ❤❤❤
ኣነስ ብናይ ሰብ ታሕጋስ ዘንብዐኒ ኖርማል ዶ ትብለኦ በተለይ ኣብቲ ንእሽተይ ሓዋ ንሰላም ሓፍ ኣቢሉ ምስሸከማ ዋውው ብታሕጋስ ነቢዐ ❤❤❤
ዋላ አነ ❤
me too❤❤❤❤
ብሓቂ ዝያዳይ ሓውካ ክብረትካ እዩ❤
ዋላ ኣነ😍👏
በይንኺ ኣይኮንክን ❤
እፍፍፍፍፍፍፍፍ ካብ ዓይኒ የውፅእኩም ስሉዋይ ሓዳርኩምን ፍቅርኩምን ይባረክ እውይ ቶም ኣሕዋትኪ ክንደይ ደስ ይብሉ እዮም ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💃💃💃💃💃💃
ሳብክራይብ በልለይ💞
wowww ርሑስ ጋማ😍💞 ናይ የሕዋትኪ ደስታ ኢዩ ተራአይኒ ሰሉዋይ ኡፍፍፍ ተአዲልኪ❤
me too♥️🥰
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏👏👏
ኣሕዋትኪ ኣሕጒሶምኒ ብታሕጎስ ኣንቢዖምኒ ወድነካ ጥዑም ብድጋሜ እንካዕ ደስ በለኪ
@@Askaltube ኢለኪ ሓፍተዋይ
እንኳዕ ደስ በለኩም ዞምሓተይ መርዓ ባሃላዊ ስለ ዝገበርክምዎ ድማ ብጣዓሚ ደስ ኢልና ዝባሃልና ደስ ምባሉ❤️ ይበል ዘብል መርዓ እዩ🥰🥰
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞
ዋዉዉዉዉ መራዓ ኣብራሃ ሰራ ይግበረልኹም#ብናይ#ሰላም#መራዓ#ልታሓጎሰ❤#ብቻ#ሳብክራይብ#ይበለለይ#ሩሑስ ጋማ❤
ሶሊተይ ብታሕጋሰ ነቢዐ ኣሕዋትኪሰ ነራ እዯም ኣማዕሪጎምኪ ማራ ደስ ክብሉ ማዓት ሩሑስ ጋማ ዛምበይተይ❤❤❤❤❤
ዋላ ኣነ😥😥
ብሓቂ ካማይ ዝተሓጎሰ የለን ❤ ብጣዓሚ ዘደነቀንይ ሓዋ ምስ ኣለዓለ ትሓደለ ንወዶም ብጣዓምይ ኣሕጉስምን እና ደስ ዝብል መራዓ እዩ ቃል ኪዳንኩም ይባረክ ፍቅርኩም ስለዋይ ❤❤❤❤
ደስስ ዝብል መርዓ እንኳዕ ደስስ በለኩም ሙሉእ ብርሃን ይግበረልኩም ቃል ኪዳንኩም ይፅናዕ ሓዳርኩም ይባረኽ ሰሉዋይ ሓፍተይኣብ ስደት ዘለና ስደትና ኣሕፂሩ ናብዚይ ክብሪ የብቅዐና ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
ዋው ዘብል እዩ መርዓ ኣብራሃም ሳራን ይግበረልኹም ሰሉየይ💟💟🍫
ሓውካስ ሓውካ ደስ ክብሉ ዞም ኣሕዋታ ርሑስ ጋማ ሰሊተይ ሓዳርኩም ይባረክ♥️🥰🙏
ሓውካ ማእገርካ ክብሃል ለካ ናማን እዩ ያሬደይ ኣፍወርቅን ኣሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ንተመርዐውቲለ መርዓ ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኩም ደስ ክትብሉ❤❤❤❤❤
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤
ሰሉዋይ እንካዕ ብርሃን ረአኺ ምዓረይ ንዓኺ ምስ ርአና ብዙሓት ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋትኪ ተስፋ ገይርና ብሰላም ተመሊስና ላብዚ የብቀዐና ፈጣሪ
ኣሰይይይይ ሓውካ ክብረትካ ሰሉዋይ ዓጂቦምኪ ከምዘይሓልፍ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ብሓቂ ተሓግስና ኣብድርኡ ከብደይ ሕምስ ኢለ ነረ ኣብዝዩ ግን ዕልልልልል ሰሉዋይ ፍቅርኩም ሓዳርኩም ይባረክ❤❤🎉🎉🎉🎉
ሰሉዋይ እንዃዕ ደስ በለኪ ኣሕዋትክም ልዕሊ ብቃል ዝግለፁ እዮም ዕድመን ጥዕናን ምስ ምሉእ ቤተሰብኪ ምሉእ ብርሃን ይግበረልኪ ወለላይ❤❤❤
ሰሉየ ርሑስ ጋማ ይግብረልኩም ሐዚውን ደጋመ ❤️ልዕሊ ኩሉ ግን ደጊጋመ ዚረኣኩዎ ናይ ኣሕዋትኪ ደስታ ብፍላይ ዛ ናይ ይሬዳ ዚገበራ ዋውውው ደቂነኻ ማአገርኽ ከማዚ አዩ ሓው ማለት ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ሩሑስ ጋማ ናበሊና እና ሰሉየ ሓዳሩኩም ይባረክ ተም ኣሕዋቲኪ ደስ ከብሉ ሓበኛታት😊😊❤❤
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ሙቁራት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣታ ከማይ ብታሕጓሰ ዝነበዐ ዶ እኒሆ ሓዋ ሓፍ ምሰ ኣበላ ብታሕጓሰ ነቢዐ😢 ንኣሕዋትኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልኪ 💖💖💖🙏ንዓኹም ለ መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም 🙏ርሑሰ ጋማ ስሉየ ሰኮር 🙏💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
wawwwweሰሉዬ እንካዕ ደሰ በለኩም ደቅነይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ርሑሰ ጋማ🙏👏💚💚💚💐💐💐💐💐
ሰሉዋይ ብሓቂ ብታሕጓስ ነቢዑ ርሑስ ጋማ ኣንሕናውን ካብ ስደት መልሲ ንዓኺ የምስለና ደጊመ ርሑስ ጋማ እንኳዕ ደስ በለኩም
ሳብክራይ በልለይ ማዓረይ❤
መርዓ ኣብራህም ሳራ ይግበረልኹም🎉❤ ደቂ መዳምዋ ኹሉ ዝሓሰብናዮ ያስምረልና ዓድና ኣትና ኣብዝ ክብሪ ዝ የብቀዐና👏❤
ሪኢካ ዘይምነ ብስሩ ሓዳርኩም ይባረክ ዞም አሕዋተይ❤
ሳብክራይብ በልለይ ዛናተይ❤
ዋው አነስ ናይ ታሕጓስ ነብዐ ጀጋኑ ዝኾኑ አሕዋት አለውኽ❤❤❤❤
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤
@@AseTeklberhan እሺ ምቅሪተይ 🥰🥰
@@AseTeklberhan ገይረ አለኹ ወለላይ
@@fb7114 ክበርለይ ክብረተይ
እሰይ ዛሓፍተይ እንኳዕ ደስ በለኪ እዙይ ዓብዩ ፀጋ እዩ እግዚኣቢሔር ይመስገን እዚ ዝገበረ
ብናይ ሰልዋይ መረዓ ዝተሓገሳ ከምዚ ከመይ ላይክ ❤❤❤❤❤ሰልዋይ ምቅርቲ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ሓዳርኩም ይባረኽ ምቅርተይ 💓💓💓💓🍀💓💓🍀💓💓💓🍀💓ኣብ ስደት ዘለኩን ኣሓተይ ፈጣሪ ሓሳብ ልብክን የስምረልኩም ምቅራተይ ❤❤❤❤❤❤❤
ከማይ ናይ ታሕጓስ ንብዓት ዝነብዐ ይህሉ ዶ ደቂ መዳም ኣጆና ንሰላም የማስለና ሶ ሰሉየ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ማራ እዩ ደስ ዝብል ኣነስ ናደጋገምኩ ኣብ ዝርኣክዎ ንብዓት ኮይነ 🙏💘💘💘💘💘💘💘💘❤❤👏👏👏
ሰሉየ አደይ ዘየላ ኢልኪ አይተስተማስሊ ደቅነኪ ካብ ማንም ንላዕሊ እዮም ድምቀትኪ እዮም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
እሰይ ዕልልልልልልል ሰሉዋይ ይግበአኪ እዩ ዛናተይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ😍😘
እንኳዕ ደስ በለኪ ሰሉዋይ ቀፃሊ ከዓ ናተይ ተዓዲምኩም ኣለኩም❤
እሺ ግን ኣይተመረዐኪ ዲኪ ታይ ደኣ ጋለይ ኢልኪ ኣምፂኪ ነይሪኪ ወይስ ካልኣይ ክትምርዐይ😅😅😅 ብጣዕሚ እየ ዝፈትየኪ❤❤❤❤ ገኒ ሽኮር🎉
@@fhfgtyyyurt8958 ካልኣይ እየ ክሙርዖ ህውከት ክክክክክክ ጓለይ ሒዘ ይከኣል እዩኮ
ልሓፍተኪ ለ ፕራንክ ገይርክያ ኔርኪ ጠኒሰ ኢልኪ ካብኡ የሕምም ዶ ትብልያ ነይርኪ ሐጂ ዓዲ ምስ ከድኪ ጋለይ ኢልኪ ኣምፂኢክያ ካብ ኡስ ኣይተረደአኒ ክክክክ ይመችኪ ግን
@@fhfgtyyyurt8958 ኽኽኽኽኽ ገሪሙኪዶ ሓላለይ ኣጆኺ ሓደ መዓልቲ ኩሉ ከብርሀልኪ እየ መዓልቲ ገይረ
እሺኒ ዝያዳይ💝👈
እንኳዕ ደስ በለኪ ሰሉየይ ርሑስ ጋማ ይግበርልኩም አሕዋተይ
እንካዕ ደስስስ በለኩም መርዓ አብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም 🎉🎉❤❤❤ፅሩያት ዞም ኣሕዋታ ደስ ክብሉኻ ብሓቂ ወድነኻ ክብረትካ ማእገርካ በቃ ኩሉ ነገርካ ተመስገን ❤❤
ሳብክራብ በልለይ ማዓረይ❤
ሰልዋይ ማዓረይ ኣሕዋትኪ ኣሕጒሰምኒ ብታሕጎስ ወድነካ ጥዑም ብድጋሜ እንካዕ ደስ በለኪ ሰልዋይ ማዓረይ
ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋትኪ ናዓኪ ይመሰለና ሰሉየይ ጽርተይ 🙏❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
ሰሉየይ እንኳዕ ብርሃን ረእኪ መርዓ ኣብራሃም ሳራን ይግበረልኩም ሙቁራት❤❤❤❤❤
እሰይይይይይይይ ዞምኣሕዋተይ መርዓ ኣብራሃም ሳራ ይግበረልኹም ናይ ፍቕሪ ኣምላኽ ፍቕርኹም ኣብዝሕሕሕሕሕ ያብለልኹም እኖ ሙሆይ ኣቦ ሙሆይ እስካዕ ትባሉ ያፅንሑኹም ወድኹምለ መድሃኒ ኣለም ብጥበቡ ያዕብየልኹም ሙኡዙዝ ይግበሮ ኣሜን🙏💚💚💚ብጣዕሚ ደስ ውልና ደስታ ካዓድኹም ኣይውፃእ🥰🥀🥀
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ መርዓ ኣሰይይ ስላመይ ዕድመን ጥዓናን ይሃበኩም ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም 💚💚💚
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም አሕዋትኪ ኣመዕሪገምኪ ብቀደማይ ኣደይ 😢 ገለ ትብሊ ነይርክስ አሕዚንክኒ ነይርኪ ብሱሩ እማ ሓውኪ እዩ መእገርካ❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣስይ እንኳዕ ደስ በለኩም❤ማርያምን ጋል ሓፍት ዘይብለ ኣይትብልን ስሉተይ ደቅነኺ ደስ ክብሉ ሕግር ዶ ኣብለምኽይ❤❤
ተመሰገን ኣሕዋተይ እንካዕ ናብዚ ኣብቀዓኩምመርዓ ኣብረሃምን ሳራን ይግበረልኩም❤❤❤❤
ኣሰይይ እንኳዕ ደስ በለኪ ሰሉየይይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ምቁራተይ
ደጋጊምና ርሑስ ጋማ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣሰይ ያሬድ ማራ እዩ ኣሐጊሱኒ ማርያምን ሓውካ ማእገርካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞🌿
esyyyy mera abrahamn saran ygberelkum selitey men emo kem deqneka ahwatka maegerka edmena teana hibu brhanom yeriana fetari tsruyat ahwat alewuki selitey❤❤❤❤❤❤
አሰይ ሙቁራት ፍጥረት ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም እግዚአብሔር አምላክ 🙏🌿💙
❤❤❤❤❤
ሰላምየ እንኳዕ ደስስ በለኩ እግዚአብሔር መርዓኹም መርዓ ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ዉለዱ ክበዱ ካልኣይ ሳልሳይ ማለተይ እየ❤❤❤❤❤❤
ዕልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላክ🙏🙏🙏💍💍
Enqae hagoseki weladit ❤❤❤
እንኳዕ ደሰ በለኪ ማኣዛዋይ 🙏❤💓🌹
ኣሰይይይይይይይይይ ሰሉዋይ ዕልልልልል ርሑስ ጋማ ይግበረለኩም ኣሕዋትኪ ብጣዕሚ ኮሪዐሎም መኩራዕቲ ዮም ብሓቂ መንከም ወቅኖካ❤❤❤
አሰይይይይይይ ፅርያተይ መርዓ አብርሃም ሳራ ይግበረልኩም ፈጣሪ እዛም አሕዋተይ 🎉🎉❤❤
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝
ዋውውው ብጣዓሚ እዩ ቆንጆ መርዓኩም መርዓ ኣብራሃም ሳራን ይግበረሉኩም ኣሕዋተይ ሰሉየይ ኣደይ ኣብ ጎነይ ዘየላ ኢልኪ ከይተስተማስሊ ኣለውኪ ጀጋኑ ዝኾኑ ኣሕዋትኪ ሓውካ ማለት ማኣገር እዩ ክባሃል ኮሙዚ እዩ ያሬደይ ብጣዓሚ ሓቦኛ ኣሰይ ምስ ፍቅርኩም የንቡሩኩም ደጊመ ካዓ ሩሑስ ጋማ👏👏👏💐💐💐❤❤♥️♥️♥️
እሰይ ዞም ኣሓትኪ ኣደ ወሊደ ትበል እንካዕ ብርሃን ረአኩም
ከማይን ፀባን ይሓዋውስኩም ዞም ኣሕዋተይ ንእስነትኩም የሙንኩም መሊኡ ዝፈስስ ፍቅሪ ይዓድልኩም ናይዚ ዘመን ብሉፃት ንኡሳት መርኣያ ናይ ብዙሓት እኩም ሰሉይ እቋዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም ፈጣሪ ብድጋሜ❤❤❤❤❤❤❤❤መፃኢ ሂወትኩም ሰላምን ፍቅርን ቅሳነት ዝመልኦ ሂወት ይኩነልኩም❤❤❤❤❤❤
እሰይይይይይ ደስ ምባልኹም ምስ ወዲኹም ዕድመን ጥዕናንን ያሃብኩም ፈጣሪ
ሓዳርኩም ይባረክ ዘምሓተይ❤❤❤❤❤❤
እንዃዕ ደስ በለኪ ሰሊተይ❤መን ከም ወዲኖ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኹም ፈጣሪ ምስ አሕዋትኺ
መን ከመ ወድነኻ ኣሰይይይ ፍቅሮም ደስስስ ክብል እቶም ኣሕዋታ ርሑስ ጋማ ሓዳርኹም ይባረኽ 🙏✝️❤
ቃልኪዳንኩም ዝተባረኸ ዝተቀደሰ ይኹን ዘም ሓተይ❤❤
ደቅነይ ናይ ሰሉዬ መርዓ ደሰ ድበለኩም ሳብሰክራይብ ግበርለይ ከይትሓልፍን የመዳም ቅመምች እኛም ከሰደት መልሰ ፈጣር ለዚህ ክብር ያብቀዐና ደሰታኹም አርእይን ብሳብሰክራይብ ❤❤❤❤❤🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉
እግዚኣብሄር ኣምላክ መርዓ አብረሃም ሳራ ይግበረልኩም የሕዋተይ🙏🙏🙏
አሰይ❤❤❤❤❤❤ ተመስገን ደስ ምባልኽም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀
ርሕስ ጋማ ይግበረልኩም ዞም ኣሕዋተይ ኣዴካስ ትውለደልካ ዳኢ እዞም ኣሕዋትኪ ከመይ ማዓርግ ከም ዝኮንኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደስ ምባሎም❤❤❤❤❤❤❤
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ሰሉዋይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም 🥰🥰🥰🥰🥰
ሰሉዋይ ምቅርቲ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም ኣሕዋተይ መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ❤❤❤
ሰይ ሰይ ሰሉዋይ እንካዕ ደስ በለስ ዞም ኣሕዋትኪ ኣሰይ ደስ ክብሉ እዙዋተይ ዕልልልልልል 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ኣሠይይይ ሰላም ህፍተይ አንቃ ደስ በለኪ ቢታአሚ ትሃጉሰ ኣብ ስደት ነርካ ኣብከምዚ ዘብቃኪ አግዛብሀር ኣምላክ ክብርን ምስጋናን ይኩኖ አድመን ቴናን ይሃብኩም ጺቡቃት ንህዋትኪ ካ ሙሉአ አድመ ይሃቦም አንቃ ሃጎሰኩም። ሃፍትኪም አሪትራዊት የ ካብ አንግላንድ ኣነ ውን ከምዚ ናትኪ ኣድ ኣረብ የ ነረ ኩሉ አቲ ሀወትስለ ዝፈልቶ አንቃ መረት ኣድኪ ኣራየኪ መኣረይ Conguratulations ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎈🎈🎈🎊🎊🎊🎊🎊
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እንኳዕ ብርሃን ረኣኩም ምቅራት ኣሕዋተይ ኣሰይይይ ጥዕማት❤
ርሕስ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ ሰሉዋይ❤
ኣሰይይይ ደስ ክብል ኣሕዋትካ ጥዑም ከማይ ደጋጊሙ ዝረኣዮም ይህሉ ዶ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣሕዋተይ❤
እንካዕ ደስ በለኪ ሰሉየይ ሓዳርኩም ይባርካ ❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 wawwww enkae des belekum hadarkum ybarek
ርሑስ ጋማ ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረኸ ይባርኽ❤❤❤ መርዓት ግን ብ የማናይ ወገን ናይ መርዓዊ ኢያ ክትከውን ዝግበኣ!❤❤❤❤ ር
ኣሰይይ ቃልኪዳን ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኩም ሰሉየ ምቅርቲ ኣሕዋትኪ ደስ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም
ኣሰይይይይ እልልልልል እንኳዓ ደስ በለኩም ሰሉየ ናይ ብሓቂ ሓውካ እዩ ማእገርካ ካብ መርየት ንላዕሊ ከመይ ከም ዘንሳፈፋ ሪኢኹም ሓውካ ኩሉ ግዜ ኣብ ሓዘንካን ደስታኻን ኣብ ጎንካ ክህሉ ኣለዎ ናብሓቂ ቅዱስ ቅንኢ ቀኒአ ብደስታ ነቢዐ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓኹም ዝወለደት ተመስገን ኢላትሕደር ኣሕዋተይ🙏❤T & S መርዓ ኣብራሃምን ኣዴና ሳራን ይግበረልኩም ❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉❤️🌹❤️❤️🌹❤️🎉❤️🌹🌹❤️🎉🎉❤️🌹🌹❤️🎉🎉❤️🌹🌹🌹❤️🎉🎉❤️❤️🌹❤️🎉❤️🌹
ኣሰይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልል እንኳዕ ላብዙይ ኣብቀዐኩም ብሩኻተይ ሰሉዋይ እንኳዕ ደስስ በለኪ ዛምበይተይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
አየ ዓለም ህዝብና ብጥምየት ይሳቀ ሰባት'ለ ብፍሰስ ተፋሰስ ይምርዐው ዓለም ቦሻዕ..ብዝኮነ ርሑስ ጋማ...
መርዓ ኣብራሃምን ሳራም ይግበረልኩም ሰሉየይ ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋትኪ ናዓኪ የምስለና ስደትና የሕፅረልና ደቂ መዳም እዋይይ❤❤❤❤❤❤❤
እሰይይይ ሰሉየይ ኣሕዋትኪ ተዓዲልኪ😊😊😊ከመይ ገይሩከ ኪኢልዋ እዩ ታሕጓሰ ዘይገብሮ የለን❤❤❤❤
ተመሰገን ሰሉዋይ እንካዕ ደስስ በሊኪ ብጣዕሚ ደስ ኢሉና ሰደት ኮይኑና ምስኪ ዘይዋዓልና እምበር ብመንፈስ ምሳኪ ኢና ውዒልና ሙሉእ ብርሃን የግበረልኩም ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤
እዛም አሕዋትኪ ደስ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አሕዋተይ ማዓረይ❤❤❤❤❤
ኣሰይይይይ ሰሉዋይ እግዚአብሔር ፍቅርኹም ይቦልኮ ክንደይ ደስ ትብሉ❤❤❤
ሰሉይ መርዓ ኣብርሃን ሳራም ይግበረልኩም ኣሕዋተይ ቃልኪዳንኩም እግዚኣቢሔር ኣምላክ ይባርከልኩም ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ❤❤❤
እሰይ ብጣዕሚ ደስብሀሊ ሓዳርኩም ይትባረክ ርሑስ ጋማ
እንካዕ ደስ በለኪ ሰሉየይ ርሑስ ጋማ ይግብረልኩም🎉❤😮😮🎉
ፍቅርኩም ይባረክ ቅዱስ እግዚአብሔር ሰብ እምነት ካማኩም ኮኮነ ተምኒተይ እዩ ሰሊተይ😘😘😘
Congratulations ሩሑስ ጋማ ስሉዋይ አምላኽ ፍቅርኹም ይባርክ 🌿🌿🌿🌿❤💛❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰብስክራይ ግበርለይ ዝያዳይ ❤❤
ሰሉየይይ እንኳዕ ብርሃን ረአኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ❤
ተመስገን ተሓዲልኪ ሰሉየይ ❤❤
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ሰሉየ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ኣሕዋትኪ ካዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ፈጣሪ ወዲ እኖካ ማለት ከምዘይ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ደስ ክትቡሉ ህዝብና ባህልና ጡዑም እዚ ምስ ራኣና፡ካኣ ናፍቆትና ይውስክ ኣምላክ ሓዳርኩም ፍቅሩኩም ውላድኩም ይባርከልኩም ፈጣሪ ዞም ኣሓተይ❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ሰሊየይ እንኳዕ ደስ በለኪ❤❤❤🎉🎉
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ሰሉየ ማዓረይ ኣሕዋትካ ማዓረካ ምጣዓሞም ናቶምን ናኣድኣምን ሸፍን ኣብሎሞ ውዕሎም ኣሰይ ምቁራት❤❤❤❤
ሓውካ ማእገርካ ኣይይ ኣበይ እሞ ክረክቦም ጊዜ እንዶ በዲሉኒ ንዓድና እናበሉ በይነይ ተሪፈ 💔😭ብዝኾነ ርሑሰ ጋማ ሰላመይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሰይ ሰላመይ እንኳዕ ደስ በለኪ ዛምበይተይ ደስ ክብሉ ቃልኪዳንኩም ይባርክ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓደይለ ምሉእ ሰላም የዉርደላ ስደትና ኣሕፂሩ ልኣኪ የማስለና ሰሊተይ ❤❤❤
ሓው ማኣለት ኽእምዚ ኽእኸውን ኣለዎ❤❤❤❤ ዕድልቲ እያ ብሓቂ
ብናይ ሰላም መርዓ ዝተሓጎሰ ብቻ ላይክ
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤
እኔ❤
ካማይ ብታሕጎስ ዝነባዕኩም👍👍👍እንቃዕ ደስ በለኪ ዝሓፍተይ ምናዳ ንኣሕዋትኪ ቃላት ኣይብለይ❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏❤️❤️💐💐❤️❤️❤️
ሓዉኻ ማእገርኻ እዩ ርእኹም ሓፉቱ ካብ መሬት ከመይ ከም ዘልዐላ ተመስገን ጎይታይ ማዓረይ ሓዉኻ ክብረትኻ እዩ ሩሑስ ጋማ እሰይ እሰይ ዕልልልልልል 🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ብሓቂ ሕወክ ማአገረክ
ናይ ባሓቂ ለባመይ ❤
❤❤❤❤❤Bteami Ane Lbaeley Gerimuni
ባሓቂ ለባም ፍጥረት ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ናይ ባሓቂ❤❤
የመዳም ቅመሞች እኛም ከሰደት መልሰ ፈጣሪ ለዚህ ክብር ያብቃን ሶሊተይ ምሉእ ብርሃን ይግበረልኹም😊
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤
አሜን አሜን አሜን❤❤🥰🥰🥰💖😢
ኣሜን((3))❤
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን❤🥰🥰🥰❤❤🤲🤲🙏🙏
ብትግርኛኺ ለይትፅሕፊ ማዓረይ
ብናይ ሰላም መርዓ ልትሓጎሰ ብቻ ላይክ❤
ሰሉዋይ እነ ዝተመርዐኹ መሲሉ እዩ ተሰሚዑኒ ማርያምን😊 ብፍላይ ሓውኪ 🥹ምስተሸከመኪ ሞ ንብዓት ብንብዓት 🥲🥲እየ ኮይነ ሓውካ ማእገርካ ክብሃል ብምኽንያት እዩ እና ንኣሕዋትኪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን 🤲 ንዓኹም ኽኣ መርዓ አብርሃም ወ ሳራ ይግበረልኩም🥰 ኣሕዋተይ ኣብ ስደት ዘለኽን ኽኣ ብሰላም ናብ መሬት ዓድኽን ኣርጊፁ ናብዚ የብቅዕኽን ንኹልኽን ደቂ ማዳም 🥰🥰🥰🥰🥰
Mariyamen wela an eti had neti wdom tshkimuwo eti had kea ne selamey tshkimuwa ❤❤
Kmzeom zeblu ahewatse yewaldu mariyamne menfeswi keni kenia ❤❤❤❤❤❤
እንካዕ ደስ በለኪ ሰሊተይ ቀደማኩም ዘመሕዋታ ከቅንእካ ኤፊየይ የሬደይ 🥰
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤
ሓውካ ጥዑም ናይ ኣደኦምን ናይ ባዕልቶም ቦታ ሸፊነምልኪ ዊዕሎም ርሑር ጋማ ብድጋሜ❤❤❤
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤
ኣነስ ብናይ ሰብ ታሕጋስ ዘንብዐኒ ኖርማል ዶ ትብለኦ በተለይ ኣብቲ ንእሽተይ ሓዋ ንሰላም ሓፍ ኣቢሉ ምስሸከማ ዋውው ብታሕጋስ ነቢዐ ❤❤❤
ዋላ አነ ❤
me too❤❤❤❤
ብሓቂ ዝያዳይ ሓውካ ክብረትካ እዩ❤
ዋላ ኣነ😍👏
በይንኺ ኣይኮንክን ❤
እፍፍፍፍፍፍፍፍ ካብ ዓይኒ የውፅእኩም ስሉዋይ ሓዳርኩምን ፍቅርኩምን ይባረክ እውይ ቶም ኣሕዋትኪ ክንደይ ደስ ይብሉ እዮም ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💃💃💃💃💃💃
ሳብክራይብ በልለይ💞
wowww ርሑስ ጋማ😍💞 ናይ የሕዋትኪ ደስታ ኢዩ ተራአይኒ ሰሉዋይ ኡፍፍፍ ተአዲልኪ❤
me too♥️🥰
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏👏👏
ኣሕዋትኪ ኣሕጒሶምኒ ብታሕጎስ ኣንቢዖምኒ ወድነካ ጥዑም ብድጋሜ እንካዕ ደስ በለኪ
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤
@@Askaltube ኢለኪ ሓፍተዋይ
እንኳዕ ደስ በለኩም ዞምሓተይ መርዓ ባሃላዊ ስለ ዝገበርክምዎ ድማ ብጣዓሚ ደስ ኢልና ዝባሃልና ደስ ምባሉ❤️ ይበል ዘብል መርዓ እዩ🥰🥰
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞
ዋዉዉዉዉ መራዓ ኣብራሃ ሰራ ይግበረልኹም#ብናይ#ሰላም#መራዓ#ልታሓጎሰ❤#ብቻ#ሳብክራይብ#ይበለለይ#ሩሑስ ጋማ❤
ሶሊተይ ብታሕጋሰ ነቢዐ ኣሕዋትኪሰ ነራ እዯም ኣማዕሪጎምኪ ማራ ደስ ክብሉ ማዓት ሩሑስ ጋማ ዛምበይተይ❤❤❤❤❤
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤
ዋላ ኣነ😥😥
ብሓቂ ካማይ ዝተሓጎሰ የለን ❤ ብጣዓሚ ዘደነቀንይ ሓዋ ምስ ኣለዓለ ትሓደለ ንወዶም ብጣዓምይ ኣሕጉስምን እና ደስ ዝብል መራዓ እዩ ቃል ኪዳንኩም ይባረክ ፍቅርኩም ስለዋይ ❤❤❤❤
ደስስ ዝብል መርዓ እንኳዕ ደስስ በለኩም ሙሉእ ብርሃን ይግበረልኩም ቃል ኪዳንኩም ይፅናዕ ሓዳርኩም ይባረኽ ሰሉዋይ ሓፍተይ
ኣብ ስደት ዘለና ስደትና ኣሕፂሩ ናብዚይ ክብሪ የብቅዐና ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
ዋው ዘብል እዩ መርዓ ኣብራሃም ሳራን ይግበረልኹም ሰሉየይ💟💟🍫
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤
ሓውካስ ሓውካ ደስ ክብሉ ዞም ኣሕዋታ ርሑስ ጋማ ሰሊተይ ሓዳርኩም ይባረክ♥️🥰🙏
ሓውካ ማእገርካ ክብሃል ለካ ናማን እዩ ያሬደይ ኣፍወርቅን ኣሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ንተመርዐውቲለ መርዓ ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኩም ደስ ክትብሉ❤❤❤❤❤
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤
ሰሉዋይ እንካዕ ብርሃን ረአኺ ምዓረይ ንዓኺ ምስ ርአና ብዙሓት ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋትኪ ተስፋ ገይርና ብሰላም ተመሊስና ላብዚ የብቀዐና ፈጣሪ
ኣሰይይይይ ሓውካ ክብረትካ ሰሉዋይ ዓጂቦምኪ ከምዘይሓልፍ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ብሓቂ ተሓግስና ኣብድርኡ ከብደይ ሕምስ ኢለ ነረ ኣብዝዩ ግን ዕልልልልል ሰሉዋይ ፍቅርኩም ሓዳርኩም ይባረክ❤❤🎉🎉🎉🎉
ሰሉዋይ እንዃዕ ደስ በለኪ ኣሕዋትክም ልዕሊ ብቃል ዝግለፁ እዮም ዕድመን ጥዕናን ምስ ምሉእ ቤተሰብኪ ምሉእ ብርሃን ይግበረልኪ ወለላይ❤❤❤
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤
ሰሉየ ርሑስ ጋማ ይግብረልኩም ሐዚውን ደጋመ ❤️ልዕሊ ኩሉ ግን ደጊጋመ ዚረኣኩዎ ናይ ኣሕዋትኪ ደስታ ብፍላይ ዛ ናይ ይሬዳ ዚገበራ ዋውውው ደቂነኻ ማአገርኽ ከማዚ አዩ ሓው ማለት ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ሩሑስ ጋማ ናበሊና እና ሰሉየ ሓዳሩኩም ይባረክ ተም ኣሕዋቲኪ ደስ ከብሉ ሓበኛታት😊😊❤❤
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ሙቁራት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣታ ከማይ ብታሕጓሰ ዝነበዐ ዶ እኒሆ ሓዋ ሓፍ ምሰ ኣበላ ብታሕጓሰ ነቢዐ😢 ንኣሕዋትኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልኪ 💖💖💖🙏ንዓኹም ለ መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም 🙏ርሑሰ ጋማ ስሉየ ሰኮር 🙏💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
wawwwweሰሉዬ እንካዕ ደሰ በለኩም ደቅነይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ርሑሰ ጋማ🙏👏💚💚💚💐💐💐💐💐
ሰሉዋይ ብሓቂ ብታሕጓስ ነቢዑ ርሑስ ጋማ ኣንሕናውን ካብ ስደት መልሲ ንዓኺ የምስለና ደጊመ ርሑስ ጋማ እንኳዕ ደስ በለኩም
ሳብክራይ በልለይ ማዓረይ❤
መርዓ ኣብራህም ሳራ ይግበረልኹም🎉❤ ደቂ መዳምዋ ኹሉ ዝሓሰብናዮ ያስምረልና ዓድና ኣትና ኣብዝ ክብሪ ዝ የብቀዐና👏❤
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞
ሪኢካ ዘይምነ ብስሩ ሓዳርኩም ይባረክ ዞም አሕዋተይ❤
ሳብክራይብ በልለይ ዛናተይ❤
ዋው አነስ ናይ ታሕጓስ ነብዐ ጀጋኑ ዝኾኑ አሕዋት አለውኽ❤❤❤❤
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤
@@AseTeklberhan እሺ ምቅሪተይ 🥰🥰
@@AseTeklberhan ገይረ አለኹ ወለላይ
@@fb7114 ክበርለይ ክብረተይ
እሰይ ዛሓፍተይ እንኳዕ ደስ በለኪ እዙይ ዓብዩ ፀጋ እዩ እግዚኣቢሔር ይመስገን እዚ ዝገበረ
ብናይ ሰልዋይ መረዓ ዝተሓገሳ ከምዚ ከመይ ላይክ ❤❤❤❤❤ሰልዋይ ምቅርቲ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም
ሓዳርኩም ይባረኽ ምቅርተይ 💓💓💓💓🍀💓💓🍀💓💓💓🍀💓
ኣብ ስደት ዘለኩን ኣሓተይ ፈጣሪ ሓሳብ ልብክን የስምረልኩም ምቅራተይ ❤❤❤❤❤❤❤
ከማይ ናይ ታሕጓስ ንብዓት ዝነብዐ ይህሉ ዶ ደቂ መዳም ኣጆና ንሰላም የማስለና ሶ ሰሉየ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ማራ እዩ ደስ ዝብል ኣነስ ናደጋገምኩ ኣብ ዝርኣክዎ ንብዓት ኮይነ 🙏💘💘💘💘💘💘💘💘❤❤👏👏👏
ሰሉየ አደይ ዘየላ ኢልኪ አይተስተማስሊ ደቅነኪ ካብ ማንም ንላዕሊ እዮም ድምቀትኪ እዮም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
እሰይ ዕልልልልልልል ሰሉዋይ ይግበአኪ እዩ ዛናተይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ😍😘
እንኳዕ ደስ በለኪ ሰሉዋይ ቀፃሊ ከዓ ናተይ ተዓዲምኩም ኣለኩም❤
እሺ ግን ኣይተመረዐኪ ዲኪ ታይ ደኣ ጋለይ ኢልኪ ኣምፂኪ ነይሪኪ ወይስ ካልኣይ ክትምርዐይ😅😅😅 ብጣዕሚ እየ ዝፈትየኪ❤❤❤❤ ገኒ ሽኮር🎉
@@fhfgtyyyurt8958 ካልኣይ እየ ክሙርዖ ህውከት ክክክክክክ ጓለይ ሒዘ ይከኣል እዩኮ
ልሓፍተኪ ለ ፕራንክ ገይርክያ ኔርኪ ጠኒሰ ኢልኪ ካብኡ የሕምም ዶ ትብልያ ነይርኪ ሐጂ ዓዲ ምስ ከድኪ ጋለይ ኢልኪ ኣምፂኢክያ ካብ ኡስ ኣይተረደአኒ ክክክክ ይመችኪ ግን
@@fhfgtyyyurt8958 ኽኽኽኽኽ ገሪሙኪዶ ሓላለይ ኣጆኺ ሓደ መዓልቲ ኩሉ ከብርሀልኪ እየ መዓልቲ ገይረ
እሺኒ ዝያዳይ💝👈
እንኳዕ ደስ በለኪ ሰሉየይ ርሑስ ጋማ ይግበርልኩም አሕዋተይ
እንካዕ ደስስስ በለኩም መርዓ አብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም 🎉🎉❤❤❤
ፅሩያት ዞም ኣሕዋታ ደስ ክብሉኻ ብሓቂ ወድነኻ ክብረትካ ማእገርካ በቃ ኩሉ ነገርካ ተመስገን ❤❤
ሳብክራብ በልለይ ማዓረይ❤
ሰልዋይ ማዓረይ ኣሕዋትኪ ኣሕጒሰምኒ ብታሕጎስ ወድነካ ጥዑም ብድጋሜ እንካዕ ደስ በለኪ ሰልዋይ ማዓረይ
ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋትኪ ናዓኪ ይመሰለና ሰሉየይ ጽርተይ 🙏❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
ሰሉየይ እንኳዕ ብርሃን ረእኪ መርዓ ኣብራሃም ሳራን ይግበረልኩም ሙቁራት❤❤❤❤❤
እሰይይይይይይይ ዞምኣሕዋተይ መርዓ ኣብራሃም ሳራ ይግበረልኹም ናይ ፍቕሪ ኣምላኽ ፍቕርኹም ኣብዝሕሕሕሕሕ ያብለልኹም እኖ ሙሆይ ኣቦ ሙሆይ እስካዕ ትባሉ ያፅንሑኹም ወድኹምለ መድሃኒ ኣለም ብጥበቡ ያዕብየልኹም ሙኡዙዝ ይግበሮ ኣሜን🙏💚💚💚ብጣዕሚ ደስ ውልና ደስታ ካዓድኹም ኣይውፃእ🥰🥀🥀
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ መርዓ ኣሰይይ ስላመይ ዕድመን ጥዓናን ይሃበኩም ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም 💚💚💚
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም አሕዋትኪ ኣመዕሪገምኪ ብቀደማይ ኣደይ 😢 ገለ ትብሊ ነይርክስ አሕዚንክኒ ነይርኪ ብሱሩ እማ ሓውኪ እዩ መእገርካ❤🎉🎉🎉🎉🎉
ሳብክራይብ በልለይ ዛናተይ❤
ኣስይ እንኳዕ ደስ በለኩም❤ማርያምን ጋል ሓፍት ዘይብለ ኣይትብልን ስሉተይ ደቅነኺ ደስ ክብሉ ሕግር ዶ ኣብለምኽይ❤❤
ተመሰገን ኣሕዋተይ እንካዕ ናብዚ ኣብቀዓኩም
መርዓ ኣብረሃምን ሳራን ይግበረልኩም❤❤❤❤
ሳብክራይብ በልለይ ዛናተይ❤
ኣሰይይ እንኳዕ ደስ በለኪ ሰሉየይይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ምቁራተይ
ደጋጊምና ርሑስ ጋማ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣሰይ ያሬድ ማራ እዩ ኣሐጊሱኒ ማርያምን ሓውካ ማእገርካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞🌿
esyyyy mera abrahamn saran ygberelkum selitey men emo kem deqneka ahwatka maegerka edmena teana hibu brhanom yeriana fetari tsruyat ahwat alewuki selitey❤❤❤❤❤❤
አሰይ ሙቁራት ፍጥረት ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም እግዚአብሔር አምላክ 🙏🌿💙
ሳብክራይብ በልለይ ዛናተይ❤
❤❤❤❤❤
ሰላምየ እንኳዕ ደስስ በለኩ እግዚአብሔር መርዓኹም መርዓ ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ዉለዱ ክበዱ ካልኣይ ሳልሳይ ማለተይ እየ❤❤❤❤❤❤
ዕልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላክ🙏🙏🙏💍💍
Enqae hagoseki weladit ❤❤❤
እንኳዕ ደሰ በለኪ ማኣዛዋይ 🙏❤💓🌹
ኣሰይይይይይይይይይ ሰሉዋይ ዕልልልልል ርሑስ ጋማ ይግበረለኩም ኣሕዋትኪ ብጣዕሚ ኮሪዐሎም መኩራዕቲ ዮም ብሓቂ መንከም ወቅኖካ❤❤❤
አሰይይይይይይ ፅርያተይ መርዓ አብርሃም ሳራ ይግበረልኩም ፈጣሪ እዛም አሕዋተይ 🎉🎉❤❤
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝
ዋውውው ብጣዓሚ እዩ ቆንጆ መርዓኩም መርዓ ኣብራሃም ሳራን ይግበረሉኩም ኣሕዋተይ ሰሉየይ ኣደይ ኣብ ጎነይ ዘየላ ኢልኪ ከይተስተማስሊ ኣለውኪ ጀጋኑ ዝኾኑ ኣሕዋትኪ ሓውካ ማለት ማኣገር እዩ ክባሃል ኮሙዚ እዩ ያሬደይ ብጣዓሚ ሓቦኛ ኣሰይ ምስ ፍቅርኩም የንቡሩኩም ደጊመ ካዓ ሩሑስ ጋማ👏👏👏💐💐💐❤❤♥️♥️♥️
እሰይ ዞም ኣሓትኪ ኣደ ወሊደ ትበል እንካዕ ብርሃን ረአኩም
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤
ከማይን ፀባን ይሓዋውስኩም ዞም ኣሕዋተይ ንእስነትኩም የሙንኩም መሊኡ ዝፈስስ ፍቅሪ ይዓድልኩም ናይዚ ዘመን ብሉፃት ንኡሳት መርኣያ ናይ ብዙሓት እኩም ሰሉይ እቋዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም ፈጣሪ ብድጋሜ❤❤❤❤❤❤❤❤መፃኢ ሂወትኩም ሰላምን ፍቅርን ቅሳነት ዝመልኦ ሂወት ይኩነልኩም❤❤❤❤❤❤
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤
እሰይይይይይ ደስ ምባልኹም ምስ ወዲኹም ዕድመን ጥዕናንን ያሃብኩም ፈጣሪ
ሓዳርኩም ይባረክ ዘምሓተይ❤❤❤❤❤❤
እንዃዕ ደስ በለኪ ሰሊተይ❤መን ከም ወዲኖ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኹም ፈጣሪ ምስ አሕዋትኺ
መን ከመ ወድነኻ ኣሰይይይ ፍቅሮም ደስስስ ክብል እቶም ኣሕዋታ ርሑስ ጋማ ሓዳርኹም ይባረኽ 🙏✝️❤
ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤
ቃልኪዳንኩም ዝተባረኸ ዝተቀደሰ ይኹን ዘም ሓተይ❤❤
ደቅነይ ናይ ሰሉዬ መርዓ ደሰ ድበለኩም ሳብሰክራይብ ግበርለይ ከይትሓልፍን የመዳም ቅመምች እኛም ከሰደት መልሰ ፈጣር ለዚህ ክብር ያብቀዐና ደሰታኹም አርእይን ብሳብሰክራይብ ❤❤❤❤❤🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉
እግዚኣብሄር ኣምላክ መርዓ አብረሃም ሳራ ይግበረልኩም የሕዋተይ🙏🙏🙏
አሰይ❤❤❤❤❤❤ ተመስገን ደስ ምባልኽም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀
ርሕስ ጋማ ይግበረልኩም ዞም ኣሕዋተይ ኣዴካስ ትውለደልካ ዳኢ እዞም ኣሕዋትኪ ከመይ ማዓርግ ከም ዝኮንኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደስ ምባሎም❤❤❤❤❤❤❤
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ሰሉዋይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም 🥰🥰🥰🥰🥰
ሰሉዋይ ምቅርቲ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም ኣሕዋተይ መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ❤❤❤
ሰይ ሰይ ሰሉዋይ እንካዕ ደስ በለስ ዞም ኣሕዋትኪ ኣሰይ ደስ ክብሉ እዙዋተይ ዕልልልልልል 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ኣሠይይይ ሰላም ህፍተይ አንቃ ደስ በለኪ ቢታአሚ ትሃጉሰ ኣብ ስደት ነርካ ኣብከምዚ ዘብቃኪ አግዛብሀር ኣምላክ ክብርን ምስጋናን ይኩኖ አድመን ቴናን ይሃብኩም ጺቡቃት ንህዋትኪ ካ ሙሉአ አድመ ይሃቦም አንቃ ሃጎሰኩም። ሃፍትኪም አሪትራዊት የ ካብ አንግላንድ ኣነ ውን ከምዚ ናትኪ ኣድ ኣረብ የ ነረ ኩሉ አቲ ሀወትስለ ዝፈልቶ አንቃ መረት ኣድኪ ኣራየኪ መኣረይ Conguratulations ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎈🎈🎈🎊🎊🎊🎊🎊
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብርሃን ረኣኩም ምቅራት ኣሕዋተይ ኣሰይይይ ጥዕማት❤
ርሕስ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ ሰሉዋይ❤
ኣሰይይይ ደስ ክብል ኣሕዋትካ ጥዑም ከማይ ደጋጊሙ ዝረኣዮም ይህሉ ዶ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣሕዋተይ❤
እንካዕ ደስ በለኪ ሰሉየይ ሓዳርኩም ይባርካ ❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 wawwww enkae des belekum hadarkum ybarek
ርሑስ ጋማ ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረኸ ይባርኽ❤❤❤ መርዓት ግን ብ የማናይ ወገን ናይ መርዓዊ ኢያ ክትከውን ዝግበኣ!❤❤❤❤ ር
ኣሰይይ ቃልኪዳን ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኩም ሰሉየ ምቅርቲ ኣሕዋትኪ ደስ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም
ኣሰይይይይ እልልልልል እንኳዓ ደስ በለኩም ሰሉየ ናይ ብሓቂ ሓውካ እዩ ማእገርካ ካብ መርየት ንላዕሊ ከመይ ከም ዘንሳፈፋ ሪኢኹም ሓውካ ኩሉ ግዜ ኣብ ሓዘንካን ደስታኻን ኣብ ጎንካ ክህሉ ኣለዎ ናብሓቂ ቅዱስ ቅንኢ ቀኒአ ብደስታ ነቢዐ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓኹም ዝወለደት ተመስገን ኢላትሕደር ኣሕዋተይ🙏❤
T & S መርዓ ኣብራሃምን ኣዴና ሳራን ይግበረልኩም ❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉❤️🌹❤️❤️🌹❤️🎉❤️🌹🌹❤️🎉🎉❤️🌹🌹❤️🎉🎉❤️🌹🌹🌹❤️🎉🎉❤️❤️🌹❤️🎉❤️🌹