Eritrea, ሕቶን መልስን ምስ ወዲ ጎጀላ፡Questions and answers With Veteran Eyob

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 24

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 3 หลายเดือนก่อน

    Yes ባህልን ልምድን ዓንድን ሱርን ኤርትራውነት ንምዕናው እዩ እቲ ዝነበረ ቃልሲ ሕጇውን ንሱ እዩ ዝቅጽል ዘሎ💙🌿🫶

  • @Wediharestay
    @Wediharestay 5 หลายเดือนก่อน +4

    Welcome 💙

  • @GisheTa-qy8pn
    @GisheTa-qy8pn 5 หลายเดือนก่อน +2

    Yes

  • @wediblata5279
    @wediblata5279 5 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome 🙏

  • @kidanehadgu6431
    @kidanehadgu6431 5 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome ✋

  • @zemenzemen9268
    @zemenzemen9268 5 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ ትምህርቲ ናይ ብሓቂ ቀጽለሉ።ግን ተቖሪጹ ኣሎ።እንተዘይተጋግየ።ሙሉእ ኣበይ ንረኽቦ?ወይ ብኽፋላት ተተቕርበልና ጽቡቕ ነሩ።

  • @abdusiad8729
    @abdusiad8729 5 หลายเดือนก่อน +1

    Ahehhh. Hazna. Betam taskekom natsnit amtskom. Jegnooo😢😢😢😢

  • @BETESEB1972
    @BETESEB1972 4 หลายเดือนก่อน +1

    እዞም ሸፋቱ ሳሕል ገሊጽካ ኣይውዳእን እዩ ተግባሮም ግን ዝሓወይ ኤርትራዊ ዝጭፍጭፎ እዩ ዝፈቱ ኣይትድከም ኣብ ዓዲ ከለና ምእንቲ ካልእ ሰብ ምንእንቲ መሰለይን ክልተ ግዜ ተኣሲረ እየ ቀቢጸዮ እየ ኤርትራዊ ኣብ ስደት ምስ ዋላ ሓደ ኣይቀርብን እየ ብሕጽር ዝበለ ኤርትራዊ ኣስካሕኪሕኒ እዩ😢😢😢😢😢😢😢

  • @Truth-vc8yy
    @Truth-vc8yy 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሕቶ ንወዲ ጎጀላ:
    - " ስመይ ስም አቦይ ስምአደይ አደይ ዐዲ አደይ ሓቲቱኒ ምስቶም እሱራት ምስ ሓወሱኒ" ኢልካ:: ስለምንታይ ሓቲቶምኒ ትብል::
    - አይዶንጎኻንውን ናብቲ ዝሐሸ ቦታ አሰጊሮሙኻ ስለምንይ?
    - ዕጥቅኻ ሒዝካ ክተሀድም ሒዞምኻስ ግን ክአ ቀልጢፎምዮም አውጺኦምኻ ምስቲ ባህሪኦም ሪኢኻስ ሕቶ ይፈጥረልካ::
    - ተሰዲድካ ክተብቅዕ ተመሊስካ ምስኦም ምስራሕካኸ??

    • @BETESEB1972
      @BETESEB1972 4 หลายเดือนก่อน

      ኤርትራዊ ለክባጥ እዩ ሓቅካ ኢካ ኩሎም ረስሓት እዮም

  • @Insider24840
    @Insider24840 5 หลายเดือนก่อน

    Interesting 👍

    • @Eri-blue
      @Eri-blue  5 หลายเดือนก่อน

      Thanks for the visit

  • @abdusiad8729
    @abdusiad8729 5 หลายเดือนก่อน +1

    Ani wen zerakwo wadi rase zbhal 7 awlde hgrwe aglglot atnso masrfe khta kmtsa rnklwa shermot ayntay elo ybkyen naro.

  • @mussieafeworki2726
    @mussieafeworki2726 หลายเดือนก่อน

    እቲ ዝገርም ግን እቲ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ከማኹምን ወዲ ከማኹምን ኣልገፊፍ ንኽትጋደሉሉ ዘይኮነስ ንኽትዕቆቡሉ ግዳም ሓደር ስድታት ደቂ ማርሻቤዲ ክትህልውዎ ከለኹም፣ በቲ ሓደ ወገን 88% ኻኣ መስተውዓልትን ናይ ሓቂ ምስ ጸላኢ ክተሓናነቑ በረኻ ዝወጹ ውላድ ኤርትራ እዮም።

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 3 หลายเดือนก่อน

    ዳዊት ሀብቱ ; ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኔሩ : ቅድሚ 2 ዓመት ሞይቱ::

  • @freweinighebresadick8260
    @freweinighebresadick8260 5 หลายเดือนก่อน

    ሓቅኻ ካብ ዓድና ደቀምሓረ ድንበዛን እውን ብ70ታት ንኣያ ቀሺ ዓንደሚካኤል ቀሺ ዓንደመስቀል ለይቲ ናብ ገዝኡ መጺኦም ንደልየካ ኣሎና ኢሎም ካብ ስድርኡ ወሲዶሞ:: ክሳብ ሕጂ ንቤቱ ኣይተመልሰን:: መንእሰይ ኣቦ እዩ ኔሩ: ሓረስታይ እዩ ኔሩ:: ወዱ መማህርተይ ኔሩ:: ኣያ ቀሺ ተወልደ መድህን ሓደ ካብ ብዙሓት ኣቦታት ህዝባዊ ግንባር ካብ ገገዝኦሞ ዝጨወየቶም ገባር ኣቦታት እዮም:: ኣበዚ ኣትዮም ከይተባህሉ ስጋብ ሕጂ ኣይተመልሱን:: እዚ ኹሉ ኣብ ትሕቲ ህዝባዊ ምምሕዳር ወዲ በላዕ ጣዕዋ እዩ ኔሩ: እዚ ኣብ እንግሊዝ ናይ ኤርትራ ኣምባሳደር ዝነበረ ማለት እዩ::

    • @Eri-blue
      @Eri-blue  5 หลายเดือนก่อน

      ኣቡኡ (ንወዲ በላዒ ጣዕዋ) ውን ናይ ኢትዮጵያ ወትሃደራዊ በዓል ስልጣን ኢዩ ኔሩ፡ እንተዘይተጋግየ።
      ብሓፈሻ ናይ ጀብሃ ደገፍቲ ኔርኩም ብዝብል ምስምስ ብዙሕ ገባር ኣጥፊኦም ኢዮም ሻዕብያ ኣብዚ ትብልዮ ዘለኺ ከባቢ።

  • @negasiwoldu5025
    @negasiwoldu5025 4 หลายเดือนก่อน

    እሰኹም ከ ካብ ወንጀል ነጻ ዲኹም?

    • @BETESEB1972
      @BETESEB1972 4 หลายเดือนก่อน +1

      ስቅ በል ለክባጥ

  • @mussieweldemicael3325
    @mussieweldemicael3325 5 หลายเดือนก่อน

    ገጽካ ትርሓቕ ቡኩል

  • @zekariasasfaha8852
    @zekariasasfaha8852 5 หลายเดือนก่อน +1

    እቲ ትዛረበሉ ዘለኻ ዕላምኡ ስርዓት ደርጊ ንምእላይ እዩ ኔሩ ብዓወት ክኣ ተዛዚሙ ። ስለዚ ብዛዕብኡ ሃለውለው ምባል ትርጉም የብሉን ።

    • @habtomkiflay3247
      @habtomkiflay3247 5 หลายเดือนก่อน +3

      ደርጊ ምእላይ ዕላማ ኣይኮነን። ሕግን ቅዋምን ምትካል፡ ውልቃዊ ሓርነት ህዝቢ ምርግጋጽን ምውሓስን ወዘተ እዩ። ሻዓብያ ግን እዚ ኹሉ ህዝብና ዋጋ ከፊሉ ሕግን ቅዋምን ሓርነትን ይትረፍ'ሲ ባኒ ኢሉ ከማን ክሓትት ኣይክኣልን።

    • @BETESEB1972
      @BETESEB1972 4 หลายเดือนก่อน

      ዘካርያስ ካብዞም ብደም ዝሕተቱ ዲካ ጉሒላ ደርጊ ምሓሾ ህዝብና ለክበጥበጥ ኣይትበል 😂😂😂😂