ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Nice good job 👏👏👏👏👏👏👏👏👏
👏👏👏👍👍👍❤️
ህዝብና ናብ መረበቱ ተመሊሱ ግዝያዊ መጭበርበሪ ምስ ደገፍቱ ንዘልኣለም ተፈናቒሉ ይንበር እንጀራ እናበለ ይውሰድኩም ፈጣሪ
መስዋእቲ ህዝቢ ትግራይ ዝሕንሽሹ ፖለቲካውን ወታደራውን ገዛእቲ ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናወሰኸ ዝመፀሉ ዘሎ ምኽንያት ይህልዎ ዶ ይኾን? ናብ ገዛእነት ዘይሸገርኹም ፖለቲካውን ወታደራውን ኣመራርሓታት ዋላ ወሓዱ ናብ ገዛእነት ከይትሻገሩ ሓደራ! ተስፋና ኣባኹም ስለዝኾነ!
ብዘይካ ወትሃደራዊ መርሒኻ መንእሰይ ምህላቕ እምበር ንድሕነት መንእሰይ ኢሎም ናይ ሕልናን ኣካዳሚያውን ትምህርቲ ስለዘይብሎም ካብ ግላዊ ረብሓኦም፡ንላዕሊ ዝርእይዎ ኢሉ ዝጽበ እንተሃሊኹም ካብ ደርሆ እንቁላሊሕ ሰጎን ምጽባይ እዩ።እዚ ውሳኔኦም፡እንታይ ተኣማሚኖም፡እዮም ናይ ኩናት ኣዋጅ ምውሳኖም፡ ንግዜ ገዲፍካ ኣንታ እስኻ ሂወትካ ትኽፍል መንእሰይ ኣይትተሃመል
Tigray ብለያቡን ሰካራማትን ኣይትግዛእን ህዝቢ ኣይትበል ለኽቫጥ ህዝቢ ትግራይ መግለፂ ናይ መራሕቲ TDF ተቐቢለዎ እዩ ሓደሓደ ሌያቡ ከማኻዝበሉ እናጭበርበርኩም ክትነብሩ እትደልዩ ጥራሕ ኢኹም ዘይተቐበልኩሞ ሎቛምፅ ጉሒላታት
ግዝያዊ መንግስቲ ዝባሃል ናይ ሓደ ሰሙን ሓላፍነት ዘለዎ በየናይ መዐቀኒ ሪፎርም ኪገብር ይክእል
እቶም ብድህሪትካ ዝደርደርካዮ መፅሓፍ አውሒድካዮ ቀሸም ጀንገሊ
እዚኣ ደኣ ናይ ባንዳታት መድያ እንድያ :: ሕግን ስርዓትን ክጠሓስ ከሎ ናይ ግድን ዩ እቲ ሚሊታሪ ኢዱ ከእቱ
ናይ ትግራይ ሰራዊት እኮ ህዝባዊ ደሞዝ ዘይክፈሎ እዩ. ስለዚ ፖለቲካውን ይምልከቶ እዩ ንመን ክህሉ ብዘይ ደሞዝ ይቕመጥ ኣሎ? ትግራይ ናይ ብዓሉ ዘዕብዮ ህጊ ኣለዋ w
ትግርኛ ዘይዛረብ ትግራዋይ ስምዕ ኢትዮጵያ ሲኦል እያ ን ትግራይ ተፈነቀልቲ ይመለሱ ናበይ ??? ምምሕዳር ወይ ልእላዉነት ትግርይ ናብ በቱኡ የመለስን ህዝቢ ይመለስን በበይኑ እዩ አታዩ ዕንዝር !አላማጣ ጸለምቲ ዝተመልሱ እንታይ ከምዘጋጠሞም አይትፈልጥን አታዩዮ ሃስስ ።
ድሮ ተረሲዑ ኣብ ቦትኡ ድሮን ኣትያቶ ደሓን ኣይትእቶ ።ክክክ
Mr. politicians, what other options do we have??? Our civilians are suffering because of people like you!! Please use your brain, if you got one!!!!!!!!!
መረሕቲ ሰራዊት መሕፈርቲ ሰራዊት ሕጊ ይድግፍ እምበር ፓርቲ ክድግፍ ሰሚዕናን ርኢናን ኣይንፈልጥን እዚኦም ግን ምስቲ ፓርቲ ሓቢሮም እናወረሩ ዝነበሩ ሎጅስቲካትን ዜና ዓወት ኢሎም ናሓሰውን ዝነበሩ ጡረተኛታት ማሕበር ተጋደልቲ ህወሓት እየም ካብ ቀደሙ ተሓዋዊሶም ዝመፁ ጉጅለ ስብሓት ነጋ እምበር ንሰራዊት ኣይውክሉን
at wediza hadami, abaka eko yhadm eyu neyru. ስብሓት ነጋ entkales .mdre dedeb
@@NEODesign-b6kስብሓት እንትቃለስ ትብል ብ ስብሓት እንትማረኽ ትስተኻኸል::
ኸባብያዊ ማለት ብዓል ንስኻ ኢኹም ትግርኛ ተምሃር ትግራዋይ ክትመስል ወዲ በሻሻ።
አብዘይተረደኣካ ትንተና አይትሃብ። አብ ብዙሕ ትንተና መዓት ሰሕተት እዩ ዝፍጠር።
ሃምዙ ሃማኻ ልበለ ተሎ ለይርደኦ ሰብ ልምርዳእ ኢሉ እዩ::
Long Lave TDF❤❤❤❤❤ ጌታቸውን ፃድቃንን ናይ ትግራይ ሓድነት ክበታትን ኢሉ ዝመፀ ባንዳ ናይ አብይ ስራሕ ፈፃሚ እዮም ናይ ግዜ ጉዳይ እንበር አብ ቅድሚ ህዝቢ ትግራይ ናብ ሕጊ ዝቀርብሉ ግዜ ሩሑቅ አይከውን
👎👎👎👎👎👎👎
ኤርሚያስ ሃተው-ተው ኣይተብዝሕ🤮
Nice good job 👏👏👏👏👏👏👏👏👏
👏👏👏👍👍👍❤️
ህዝብና ናብ መረበቱ ተመሊሱ ግዝያዊ መጭበርበሪ ምስ ደገፍቱ ንዘልኣለም ተፈናቒሉ ይንበር እንጀራ እናበለ ይውሰድኩም ፈጣሪ
መስዋእቲ ህዝቢ ትግራይ ዝሕንሽሹ ፖለቲካውን ወታደራውን ገዛእቲ ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናወሰኸ ዝመፀሉ ዘሎ ምኽንያት ይህልዎ ዶ ይኾን? ናብ ገዛእነት ዘይሸገርኹም ፖለቲካውን ወታደራውን ኣመራርሓታት ዋላ ወሓዱ ናብ ገዛእነት ከይትሻገሩ ሓደራ! ተስፋና ኣባኹም ስለዝኾነ!
ብዘይካ ወትሃደራዊ መርሒኻ መንእሰይ ምህላቕ እምበር ንድሕነት መንእሰይ ኢሎም ናይ ሕልናን ኣካዳሚያውን ትምህርቲ ስለዘይብሎም ካብ ግላዊ ረብሓኦም፡ንላዕሊ ዝርእይዎ ኢሉ ዝጽበ እንተሃሊኹም ካብ ደርሆ እንቁላሊሕ ሰጎን ምጽባይ እዩ።እዚ ውሳኔኦም፡እንታይ ተኣማሚኖም፡እዮም ናይ ኩናት ኣዋጅ ምውሳኖም፡ ንግዜ ገዲፍካ ኣንታ እስኻ ሂወትካ ትኽፍል መንእሰይ ኣይትተሃመል
Tigray ብለያቡን ሰካራማትን ኣይትግዛእን ህዝቢ ኣይትበል ለኽቫጥ ህዝቢ ትግራይ መግለፂ ናይ መራሕቲ TDF ተቐቢለዎ እዩ ሓደሓደ ሌያቡ ከማኻዝበሉ እናጭበርበርኩም ክትነብሩ እትደልዩ ጥራሕ ኢኹም ዘይተቐበልኩሞ ሎቛምፅ ጉሒላታት
ግዝያዊ መንግስቲ ዝባሃል ናይ ሓደ ሰሙን ሓላፍነት ዘለዎ በየናይ መዐቀኒ ሪፎርም ኪገብር ይክእል
እቶም ብድህሪትካ ዝደርደርካዮ መፅሓፍ አውሒድካዮ ቀሸም ጀንገሊ
እዚኣ ደኣ ናይ ባንዳታት መድያ እንድያ :: ሕግን ስርዓትን ክጠሓስ ከሎ ናይ ግድን ዩ እቲ ሚሊታሪ ኢዱ ከእቱ
ናይ ትግራይ ሰራዊት እኮ ህዝባዊ ደሞዝ ዘይክፈሎ እዩ. ስለዚ ፖለቲካውን ይምልከቶ እዩ ንመን ክህሉ ብዘይ ደሞዝ ይቕመጥ ኣሎ? ትግራይ ናይ ብዓሉ ዘዕብዮ ህጊ ኣለዋ w
ትግርኛ ዘይዛረብ ትግራዋይ ስምዕ
ኢትዮጵያ ሲኦል እያ ን ትግራይ
ተፈነቀልቲ ይመለሱ ናበይ ??? ምምሕዳር ወይ ልእላዉነት ትግርይ ናብ በቱኡ የመለስን ህዝቢ ይመለስን በበይኑ እዩ አታዩ ዕንዝር !
አላማጣ ጸለምቲ ዝተመልሱ እንታይ ከምዘጋጠሞም አይትፈልጥን አታዩዮ ሃስስ ።