ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብርሂን ኣቦ ሠላም ፃዕርኻ ጾቡቅ'ዩ ቀጽለሉ።
ጅግና ብሬ
ለባም ብሓቂ... ከመካ የብዘሐዮ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
Ato. Berhane. Betaeme. Eye Zekebereka. Thanku❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thanks Berhane for updating us every day
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ጁንታ ክቅርሰም ከሎ ትበኪዩ ጁንታ ክወርር ከሎ ድማ ትሕጎሱ ሃሃሃ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Eritrea
brhane bruk seb God bless you we love you
Hakika 🎉
ብርሒን፡ሐውና፡አምበሳ፡ሐበን፡ኤርትራን፡ትግራይን፡አብ፡ጎድንካ፡አለና፡አጆካ፡ቀፅለሉ።
ሰብኣይ ክልተስ ኔው ነጀው ክብል ሞተ
በርሂን ንፉዕ ተንታኒ።
ብርሃነ ሓውና ብጣዕሚ እየ ዘኽብረካን ዘድንቀካን ካብ መቀለ
❤ሰላም ሰላም
ከማኻ ዝበሉ ሓቀኖታት የብዘሐልና ብሬ
Wessup dehay, looks you are back with better performance, keep it up.
በርሃነ ንፍዕ ተንታኒ እዩ
በርትዕ አብ አለም ዋጋ ናሰላም ኣብይ ኢዩ
ናይፋኖ፣ግን፣እቲ፣ቀደም፣ጀሚሩ፣ኢድዩ፣እንዳበለ፣አብጫካ፣ዝነበረ፣እሞ፣ህዋሐት፣ንምጥፋእ፣ዝአተወ፣እዩዝመስለኒ፣እሞ፣አብናይ፣ቀደሞምዝምለሱ፣ይመስለኒ፣
"ሠቲ ካብ ሩባጥዑም ዘረቫሒዝካለይ ነዓ" ድዩ ዝበሃል?
ለባም ዘረባ።
ብረሃነ አረጋዊ በረሀ ኤረትራ ካብ ትግራይ ክወፅእ የብሉን ማለቱስ እታይ ማለቱ ይመስለካ?
ምዕራብ ትግራይ ዝብሃል የለን እዚ ምዕራብ ትግራይ ትብሎ ዘለኻ ናይ ክልል ኣምሓራ እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Halay, Italian slave
❤❤❤2 ሰብ ጥራይ ድሒኖም ካብቲ ሓደጋ ሰሚዕና❤❤❤
ሕጅዊን ቀንዲ ጸላኢ ትግራይ ልዕሊ ማንም ሻዕብያ እዩ እንተ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራነ ግን ሐደ ህዝቢ እዩ ንብርጌድ ንሐመዱ ኽአ አብ ጎኒ ትግራይ ክስለፍ እዩ
ኣይተ ብርሃነ የኣይ ንስኻ ጓና እንድርታ ሰብ ኲንካስ ሚስጡር ንክህወበካስ እሞ ጫት ምቕሓም ተብዝሕ ኢኒኤካ ንሰብ ዘይተዋሃበ ንዓጋመ ሚስጢር ንክወሃብ ጉድ እኮ ኢና ንሰሚዕ ዘለና !!!!!!"
ዓጋመ ማለት አብ ምብራቃዊ ትግራይ ትርከብ ዞባ ኾይና፥ዓዲ ሱባጋድስ ገዛኢ ትግራይን ትግሪኛን ዝነበረ ን ፥ዓዲ መልከዐኛታት ህዝቢ ዓዲ ሃብታማት ሙዃና ምፍላጥ ወሳኒዩ።
That's right.
ጭሕምኻ ከይትቆርፆ
ብርሂን " . . . ናብ ኤርትራ ይሰግሩ ምህላዎም . . ." ዶስ " . . .ናብ ኤርትራ ይሰግሩ ምሕላዎም . . ." ? ብሓጺሩ "ምህላዎም" ዶስ "ምሕላዎም"? ሕ=ህ?
ክሻብ ሐዚ ዝራአናዮ ትግራዋይ አንጻር ነብሱ ሙዃኑ ዩ።
ብርሃነ ሐንቲ ዝተዓወትካላ ጽለኢ አብ መንጎ ኤሪን - ተግራይን ዝነበረ ኩሑን ጽልኢ ሐምሺሽካዮ ኢኻ
🎉ብርሃነ እዚ እትብሎ ዘለኻ ንምግባርኮ ኣማራፂ እንትህሉ እዩ፡ መቸም ህወሓት ህዝቢ ኤርትራ ዝፈተወ እንተፈተወ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ክሪኦ ኣይክእልን። ናይዚ ኩሉ መከርኡ መንቀሊ መን ምዀኑ ግልፂ እዩ። ስለዚ ካብዚ ብስንኪ ህግደፍ ንህዝቢ ትግራይ ተዘይኣድሒኑ? ንኤርትራ ከድሕን ትፅቢት ኣይግበርን። እቲ ትብሎ ዘለኻ ኣንፈት ከይትግበር በዘሎ ዓቕሙ ዝሰርሕ ዘሎ መን ድዩ?
ትግራይ ክትገብሮ ንኢሰያስ ብረትራውያን ተቃወምቲ ምውጋድ የድሊያ ።
😂😂😂😂😂😂😂😂
ኤሪትራ ምስ እምሓራ ኮይና ንኹሉ ትግራዎት ትቅተሎም፡ ተጋሩ ግን ስቅ ክብሉ ኣልዎም ምኽንይስቱ እሕዋት አሪትርያ አዮም። እዋእ አንታይ ማለት አዩ። ጥዑይ ዲኻ ቅተልቲ ተጋሩ አሪትራውያን ኣይኮነን ዲዮም።
ብርሃነ ንስኻ ዓጋመ እንድኻ ብዛዕባ ኤርትራ እንታይ ኣዴኻ ገደሰካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zerebaka Maar Wolela, Entay emo Men hiska?
ኣምባሳደር ኣሓት ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ኢኻ እንተበልኩዃስ ይንእሰካ ዶ ይኾን ብርሂነይ ?❤
ኣነ ኮ ናትኩም ፖለቲካ እዩ ዝገርመኒ ብርሃነ ን ታ ብ ሓደ ፋሚሊ ትምራሕ ናይ ንጉስ ኢሳያስ ዝመርሓ ሃገር ሒዝኩምስ ኣብ ትግራይ ህዝቢ ዝመረፆ ዶ ዲሞክራሲዶ ትብሉ 😂😂 ክንዲ ትግራይ ዲሞክራሲ ዘለዋ ሃገር ኣብ ኣፍሪካ የላን 100% እድመ ን TPLF❤❤❤
Ab kelel Axebo Sherok Tigray Deki ADWA Teray Eyom Ab Seltan Zelewu.
@@user-ei4sg9vg9w ታይ ይምልከተካ ብዛዕባ ደቂ ዓድዋ ሃሳስ እታ ብከባቢ ዘይኮነስ ብሓንቲ ከንሸሎ ትምራሕ ኤርራኻ ግበር
@@zaebakulu8553 Zemed Sebhat Nega Diki? WEGAR
@@user-ei4sg9vg9w ዘመድ ስብሓት ሙኻን እኮ ትዕድልቲ እዩ ጃና ኣበይ እሞ ትረኽቦ ንስኻ ካብ ሸውዓተ ፈራሕ ዓሌት ተፈጢርካ
ብርሂን ኣቦ ሠላም ፃዕርኻ ጾቡቅ'ዩ ቀጽለሉ።
ጅግና ብሬ
ለባም ብሓቂ... ከመካ የብዘሐዮ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
Ato. Berhane. Betaeme. Eye Zekebereka. Thanku❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thanks Berhane for updating us every day
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ጁንታ ክቅርሰም
ከሎ ትበኪዩ ጁንታ ክወርር ከሎ ድማ ትሕጎሱ ሃሃሃ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Eritrea
brhane bruk seb God bless you we love you
Hakika 🎉
ብርሒን፡ሐውና፡አምበሳ፡ሐበን፡ኤርትራን፡ትግራይን፡አብ፡ጎድንካ፡አለና፡አጆካ፡ቀፅለሉ።
ሰብኣይ ክልተስ ኔው ነጀው ክብል ሞተ
በርሂን ንፉዕ ተንታኒ።
ብርሃነ ሓውና ብጣዕሚ እየ ዘኽብረካን ዘድንቀካን ካብ መቀለ
❤ሰላም ሰላም
ከማኻ ዝበሉ ሓቀኖታት የብዘሐልና ብሬ
Wessup dehay, looks you are back with better performance, keep it up.
በርሃነ ንፍዕ ተንታኒ እዩ
በርትዕ አብ አለም ዋጋ ናሰላም ኣብይ ኢዩ
ናይፋኖ፣ግን፣እቲ፣ቀደም፣ጀሚሩ፣ኢድዩ፣እንዳበለ፣አብጫካ፣ዝነበረ፣እሞ፣ህዋሐት፣ንምጥፋእ፣ዝአተወ፣እዩዝመስለኒ፣እሞ፣አብናይ፣ቀደሞምዝምለሱ፣ይመስለኒ፣
"ሠቲ ካብ ሩባ
ጥዑም ዘረቫ
ሒዝካለይ ነዓ" ድዩ ዝበሃል?