ምስ ደምበ ፍትሒ ኮይነ ክቃለስ ሸውሃት የብለይን( መስፍን ሓጎስ)፥ኣቤት ለውጢ ናይ ደገፍቲ ? ዝተዛብዐ ታሪክ ምንጋር እንታይ ዩ ዕላምኡ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 107

  • @fikrteame6769
    @fikrteame6769 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Thank you Ymun💙💙💙💙💙

  • @haneber7369
    @haneber7369 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ይሙን🙏
    💙ነጽር✍️ስፋሕ✍️ተዓወት💙

  • @merry7267
    @merry7267 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Thank you yemane 💙💙💙💙👍

  • @meuzhailu8621
    @meuzhailu8621 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ሰላም ሰላም፡የማነ ብኩሉ ትገብሮ ዘለካ ቃልሲ የመስግነካ
    ማዕበል ድበላ ጊን ከማኡ ኢልካ ተዛረብ ኢሎም ዝሃብዎ ክከዉን ይኪል ኢዩ።

  • @Gedenagezana6832
    @Gedenagezana6832 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    መስፍን ሓጎስ ክቃለስዶ ሃዲሙ ኣቀዲሙ ቃልሲ ክሕምስን ክርምስን እምበር

  • @bettygebru2975
    @bettygebru2975 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Thank you so much Yumun hawna! 💙💚💙

  • @GhebrezgiabherghebruAregawi
    @GhebrezgiabherghebruAregawi 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ብሉጽ ስራሕ ይሙን ኮርዒዳ

  • @medhintecruray1307
    @medhintecruray1307 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thank you brokh hawina Yemane Egzeabiher yibarekhka 💙💙💙💙💙🙏🙏🙏💙💙💙💙💙

  • @KibreabTesfamichael-u5w
    @KibreabTesfamichael-u5w 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    🎉❤ jigna tekalasay eka emo ajoka

  • @Zerezgigebrehans
    @Zerezgigebrehans 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብዝኽነ ይውሕዋት አዚ ዝኸይድ ዘሎ ኩነታት ሕጅውን ንጠንቀቅ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GhennetKhifleiesus
    @GhennetKhifleiesus 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Good. Job. Yemane. 💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹

  • @AndyiNuguse-mg1zx
    @AndyiNuguse-mg1zx 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    kab dembya dea entay kinxebe 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @desalegoytom3432
    @desalegoytom3432 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደጋፋይ ኢዩ ነሩ ከዳዕ ኢዩ ነሩ ገዲፍና ናብ ቃልሲ ምስ የሕዋተይ ክቃለስ ኢየ ዝበለ እንኻዕ ብሰላም መጻካ እልካ ምቅባል የሓይሽ ዘሓወይ ከዳዕ ዶ ጠላም እንዳ በልና ኣይነ ሳጉጎም ።እንኻ ብሰላም መጻኩም ምባል ኣኒ ሕመቅ

  • @Gedenagezana6832
    @Gedenagezana6832 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ደገፍቲ ዓሰብ የድሕኑ ንሕና እሱራትና ከነድሕን ንገበነኛታት ካ ኣብ ሶርያ ዝጀመረ ፍርዲ ናይ ኢዶም ።

    • @fikrteame6769
      @fikrteame6769 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Gedenagezana, xbuk hasab eyu msaka aluku

  • @samuelhaile5817
    @samuelhaile5817 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yemane dear bro good job as usual keep going.
    Mesfin Hagos dea arki Eseyas endyu.

  • @JossiBrhane-x4h
    @JossiBrhane-x4h 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰላም ወ ሰላም

  • @MeseretJohn
    @MeseretJohn 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    Deki meley 💙💙💙 don't trust hgdef and barayu. Be continue sragle

  • @Heran-w3k
    @Heran-w3k ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በትሪ ሐቂ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉የማነ ሐውና❤❤❤ቀሺ መሲልካ ርእስኻ ተጠቅሊልካ ምምጻእ ኮይኑ

  • @Tewoldemersea
    @Tewoldemersea ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሀሀሀሀ እወይ ሞይተብሳሐአቅ :ሓንቲ አብ ቁጽሪ ዘይ አተወት ዝተዓመጨት ኔራ ሀሀሀ : ሓድሽ መጽሓፍ ህግደፍ ክነንብብ ይእውጁ :ጌም ኦፐር ቀሻት❤❤

  • @TeweldeGirmay-l9u
    @TeweldeGirmay-l9u 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሰላም አምላክ ንዓካ ይሙን መስፉን ሐጎስ ሕጂ ሸው ሀተይ ታዓፄ ተበለ ማዓስከ ተከፍቱ ይፈልጥ መስፍንሐጎስ ግን ብለይት ንደቂ ዓዱ ብሕቡኤ ብለይቲ ኤንዳ አከበ ካልኤ ሕቡኤ አጀንዳታቱ ዝሰርሕ ስነበረን ዘሎን ስለዝኮነ ከምዘሎ ትአምኑ ሐድሽ ይመስል ኤዝቃሉ ነቶም ካብ ነዊሕ ዝፈልጥዎ ግና ልሙድ ናይ ምትላል ቃላቱ ኤዩ አየገርምን ኤዩ ንኩሉ ግዜ አለዎ ምቅፃል ጥራሕ ንቅድሚት

    • @FikerteGirmayTesfay
      @FikerteGirmayTesfay 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Selam selam Yemane hawey ezi qeshi hgdef zblo zelo hasot eyu because eti haqena tarik ab Bible ኦሪት ዘፍጥረት:34 aleka texahifu alo

  • @asternegasi7594
    @asternegasi7594 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    💙💙💙

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምስ ደለይቲ ፍትሂ ኮይነ ክቃለስ ሺውሃት የብለይን ፥ ቃል ገዲም ተጋዳላይ ፥ናይ መጀመርያ ናይ ሃገር ናይ ምክልካል ሰራዊት ኣዛዚ፥ዲሂሩ ናይ ዞባ ደቡብ ኣማሃዳሪ ፥ኣባል ምንቅስቃስ ጅ 15 ትን፥ ክቡር ብጻይ ብርጋደር ጀነራል መስፍን ሃጎስ፥ከም አንፈልጦ ቃልሲ ንሃገር ብወለንታን ብአትኣምኖ መትከልን አምበር፥ተገዲድካ ዝፍጸም ቃልሲ ክአወት ከምዘይክአል፥ካባካ ንላአሊ አፈልጥ አየ ዝብል አምነት የብለይን፥ይኩን አምበር ኣብዚ አድመ ዘለካዩ ፥ከተማክር አምበር ከም ቀደም ክትጎይይ ኣይትክአልን፥ብዝኮነ ንሃገርና ዝከፈልካዮ ከቢድ ዋጋ ክትምስገን ዝግባኣካ ብጻይ ኢካ ፣አንተኮነ ገዲፍካዮም ዝመጻካ ኣሺሃት ስዋኣት ዝተሰዉኡሉ አላማ ብዉሁዳት ጸረ ዲሞክራሲ ባአታታት ተጨውዩ ህዝብና ኣብጽንተት በጺሂ ኣሎ ፥አዚ ኩሉ ዉርደት ድክነት ስቃይ ህዝብና ካባካ ንላአሊ ዝሃምምን ዝሃስብን ሰብ ኣሎ ዝብል አምነት የብለይን፥ምክንያቱ ብግብሪ ዝበዝህ አድሚካ ዝተቃለስካሉን ህዝቢ ስለዝኮነ፥ኣብዚ ዘለካዮ አዋን አትህመ ሰብ ኣይኮንካን፥አቲ ኮይኑ አዚ ህጂ ሃገርና ኣብ ጸልማት ዘንብራ ዘሎ ዲክታቶር ካብ ህጆ ነዊህ ዝከይድ አምሪ ክህልዎ ዘብቅኣሉ አዋን ነዊህ ኣይኮነን፥ከም ኩሎም ዲክታቶራት ሃገር ለኪሙ ከይጠፍአ አዩ ዘተሃሳስበኒ ክቡር ሃው፥ስለዝኮነ ክቃለስ ሺውሃት የብለይን ግን ዝድገፍ ቃል ኣይኮነን፥

  • @habtemariamgebremichael6280
    @habtemariamgebremichael6280 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nay Syria eya afrehatom ,gezie tekeyerkani sedetegna kone zebele ,gezie kema eyu seb yehalf seb ytekae ,Egziabher amlak teray zeylwet❤❤❤

  • @melay222
    @melay222 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዚዮም ደገፍቲ ዝሰሙኡዎ ነገር አሎ ማራ ፈሪሖም አሎው። 😊

  • @aziebtesfay9512
    @aziebtesfay9512 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tks ya domus mezangae anxwa eu ay tamenom medanagerti eyom

  • @ezgahariateklom9896
    @ezgahariateklom9896 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @lifeisgoodlg
    @lifeisgoodlg 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ተመን የውልዳ እዚኣ ባርያ መበለት

  • @gebreyewhansmehari9968
    @gebreyewhansmehari9968 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰላም ሓው የማነ መደብካ ጽቡቁ ኣሎ ቀጽሎ ብዛዕባ ማዕበል ሓሳዊ ወሽላኽ ሕጂ ወስለትለት እተበለ ኣብ ህዝቢናን ኣብ ተቃለስቲናን ዝገበሪዎ ክሕተቱሉ እዮም

  • @teweldezewde5742
    @teweldezewde5742 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ብዛዕባ ማዕበል ዲበላ ኢዩ ዝበሃል
    ዲበላ ማለት ምክት ኮይኑ ምስ ኣረገ ስለ
    ዝጨኑ ንዝጨኑ ሰብ ዲበላ ዴበላ ይጨኑ
    ይበሃል፡ ምስ ባጫ ደበሌ ዝጽጋዕ ኣይኮነን
    ካብ ድቃሱ ተብራቢሩ ብዛዕባ ፍትሒ ምዝራቡ
    ግን ይመልኣልካ ንበሉ። ብዛዕባ መስፍን ግን
    ብዛዕባ ታሪኽ ምዝራብ ገመድ ኣብክሳድካ ምእሳር ምዃና ክርዳኣና ኣለዎ ብዙሕ ኣይንጸበ ብስቱር ተጋዳላይ እንዳተባህለ
    ክውድኣ ኢዩ ዘዋጽኦ።
    Yemane info🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @medeber0077
    @medeber0077 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አብ ስሪኡ ዝሽነ ዝጠስጠስ ስብ እንታይ ትጽበ እስያስ እንዳጸፍዐ ዘስርሖም ዝነበረ እንታይ ትጽበ 🙏🙏🙏

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 55 นาทีที่ผ่านมา

    selam yemane hewey selamtaka yitiaem

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcome Yemane information media

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💙💚💙

  • @jeganewyehwatna8040
    @jeganewyehwatna8040 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ግደፍ ተመን ትውለድ እዞም ደናቁር።

  • @Tesfieguesh
    @Tesfieguesh 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ይሙን ጻዕዳ ዓሻ፡ድሓን ኣሎ ዘመድ ዓሻ ከፍእዎ ኣሎ እሎም ኣቦታትና ይገርም ዩ

  • @dawitwoldu4491
    @dawitwoldu4491 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    He’s supposed to be retired,,,,this revolution is young generations movement 💙💙💙💙🌿🌿🌿

  • @medeber0077
    @medeber0077 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    የማነ ሐወይ እዚ ስብ ቀቲሉ ንአንበሳ ዝቅልብ ትብሎ ዘለካ ወዲ ከበደን ሚኪኤልኢሳቅን ክ መንእስያት እዳቀተሉ ዊስኪ ዝስትዩ እንታይ ትብል ?????????

  • @kedishmikael4143
    @kedishmikael4143 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💚👍💙👍💚👍💙👍

  • @BlueRevolution-j8i
    @BlueRevolution-j8i 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሕጂ ከማን የዳናግር ኢዩ ዘሎ ፡እዚ ወዲ ሰምሳሪ ደበሌ ፡ ብኸምዚ ዝሓልፈሉ ከይመስሎ። ህዝቢ ኣብ ርእሱ ኢዩ ዘሎ ክጭፍጨፍ ኢዩ ።

  • @mientarussom7061
    @mientarussom7061 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kkkkkkkkkk nay sorya abkebdom keatwom jemieru alo

  • @eyobhagos3249
    @eyobhagos3249 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓዝ ወድ ሓዝሓዝ ማዕባል

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Selam yemane ane wun xnat yhebkum yblomn nmluae srat

  • @elilta70
    @elilta70 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጸሊኡሉ መስፉን ሐጏስ መን ተቃለስ ምሳና ኢልዎ ኢቲ ትምክሕቲ ናይ ህዝባዊ ግባር አይወጸሎን ኢዩ::

  • @mehari8907
    @mehari8907 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    የማነ በዖል አዚ ተቃወምቲ ዘይኮኑስ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ተቃወምቲ አዮም

  • @SamiMahari-c5p
    @SamiMahari-c5p 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰብ ተመነዮ እዩ ዝወልድ እሞ እንታይ ዳኣ ትምኒትኪ ይሃብኪ ንሕና ካኣ ኣደ ተመን ንብለኪ

  • @SaRa-ku3ch
    @SaRa-ku3ch 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Guten Nacht yumun Fthawi Seb

  • @risomlegese387
    @risomlegese387 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቃልሲ እዩ ዘዕንቅፍ ዘሎ ኮነ ኢሉ እዩ

  • @hamassien323
    @hamassien323 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዚ ቀሺ ኣይኮነን ፖለቲከኛ ምባሉ ይቐልል ሕሱር

  • @hamassien323
    @hamassien323 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዚ ቀሺ ክብሃል ኣይከኣልን ዩ ፍርጺሙ ካብ መጽሓፍቅዱስ ወጻኢ ኢዩ ዝዛረብ፡ኔው በሉዎ

  • @zewditesfaldet1838
    @zewditesfaldet1838 51 นาทีที่ผ่านมา

    Selam wesenay yimun hawey bikedemus intay Dina zibelna kab mejiemerya beal dibela kaa mesteguaefu iti haki yewsiuwo alowu

  • @aklilueyasu8330
    @aklilueyasu8330 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ata meselchew adgi kuazien

  • @KelatiTeweldemedhin
    @KelatiTeweldemedhin 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መስፍን ሓጎስ እዚ መፍለስ ኣብ ሜዳ ቁጽሪ ሓደ ቀንጻሊ ዝነበረ ኢሰያስ ተጠቂሙ ዝጎሓፎ ጉሐፍ ድያብሎስ እዩ

  • @KibreabTesfamichael-u5w
    @KibreabTesfamichael-u5w 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Pls new belo ezia chenawi mesfin ketali zibE

  • @redaegebremedhin
    @redaegebremedhin 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ይኣኽሎ ተቓዋማይ እየ እናበለ ተቓውሞ ሓይልታት ዘበርዓነ የማናይ ኢድ ኢሳያስ።

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መስፍን ሐጎስ : ማለት ወኪል አምባሳደር ህግደፍን : እዩ::
    ክሳብ ሎሚ ብአምሰሉ ሸንኮለል እንዳበለ ንቃልሲ ከዳኽም ዝጸነሐን ዘሎን እዩ::
    ምኽረይ ን መስፍን ሓጎስ ከይትዋረድ ሱቅ ኢልካ ተሐባእ ይብሎ ::
    መታለሊ ግልባጥ ኢሳያስ ምኳንካ ህዝቢ ኤርትራ አለልዩካን ፈሊጡካን እዩ::

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣካይዳ መስፍን ሓጎስ ብሩህ ኣይኮነን ፡ ኣብ ኣቀራርባ ኡ ኣንተኾነ ' ውን ጻሕጋር ሻዕቢያዊ ቃና ኢዩ ዘለዎ ፡ ስለዚ ንትዕዝብቲ ንሕደጎ ፡

  • @laaketeklegergs8780
    @laaketeklegergs8780 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እዚ ጀልጋፍ ሰብኣይ ኢሰያስ ዝበሎ ዘረባ ክደግም ሞት ከተርክቦ እያ :: (ሽዎሃት የብለይን)

  • @Tesfieguesh
    @Tesfieguesh 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ተተካእሉ፡ባ ናብ ድያቆን ስልጣን ስደደሉ ጉዳይ ናይዚ ቀሺ

  • @abrahamhag.9891
    @abrahamhag.9891 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማዕበል ዶ በልክሞ: ከይተረደኦ ከረድእ ሕጊግ ዝብል ደንቆሮ

  • @kedishmikael4143
    @kedishmikael4143 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Keyhaferet dma blue tekedina.
    Mendelay ktweld mergem

  • @dandjoandt6187
    @dandjoandt6187 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    N mesfin kindey seb ketilka elkayo zihbo melsi flut eiu ayketelkun eiu zibl sidetegna husur

  • @eritrealovely3638
    @eritrealovely3638 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መስፍን ሓጎስ ቀተሊ ሰብ ካብ ቀደም ራእይ ዘይብሉ እስክሬን ኢዩ ❗️ መስፍን ኣብ ሱዳን ኮይኑ እቲ ቃልሲ ከይኸይድ ካብቶም ጸረ ቃልሲ ጉዳይ ናይቶም እሱራእት ኣቦታትና ኮነ ኣዴታትናን ማእሰርቲ ናትና ጉዳይ ሱቕ በሉ ዝበለ ሓደ ካብ ኢሳይያስ ኢዩ ገበን ኢዩ ኣብ ቀረባ ናብ ቤት ፍርዲ ❗️ ናይ የሚን ናይ መንካዕ ኣብ ምቅንጽል ኢድ አለዎ ካብ ትሕተናተ ንምሓድም ኢዩ ❓❓❓

  • @brhanemebrahtom6264
    @brhanemebrahtom6264 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Abyenay tark eu ke rekbuwa hulukus wahd nyo belom hasewt medanagrt

  • @risomlegese387
    @risomlegese387 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እተን ኣርባዕተ ዝዝርዝረን ዘሎ ነጥቢ ብህግደፍ ዝተዋሃበኦ እየን
    ዘርባዕባዕ ናይ ህግደፍ ኣየገርመናን እዩ

  • @2563-t6k
    @2563-t6k 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መስፍን ዳኣ ንመንካዕ ምቕንጻልና ቅኑዕ'ዩ ኔሩ ዝበለ ገበነኛ ከመይሉ ነቲ ዚኣምነሉ ስርዓት ከፍርስ ኢሉ ኺቃለስ ?! ኣብ ኤርትራ ኸሎ ምስቶም G14 ከይኣሰሮ ኪተርፍ ስለዘሸግሮ ዶይኮነን ኢሳያስ ኣቐዲሙ ካብ ሃገር ኣውጺኡዎ: ኣብ ደገ ኾይኑ ኻኣ ተቓዋሚ መሲሉ ንተቓውሞ ከልምስ ኢዩ ሊኢኹዎ:: ንብርጌድ ንሓመዱ ከፍርስ ልዕሊ ዓቕሙ ስለዝኾነ ኻኣ ሸውሃት የብለይን ኢሉ ካብቲ ናይ ምፍራስ ተልእኾኡ የዝልቕ ኣሎ::

  • @kifleasefa4493
    @kifleasefa4493 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ekalon & mesfun hagos elamom hade eyu.

  • @rosyghide3037
    @rosyghide3037 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አቶ የማነ ገለኦም እኮ እንታይ ክምዝብሉውን አይፈልጡን እዮም። ብዘይምግናን።

  • @bereketbahta5321
    @bereketbahta5321 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eziy dae Kindey seb dyu beliuuu ato mesfin hagos belie seb 😂😂😂😂😂

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Negirnakum ena agdef eu negirnakum ena esun mesfnn hade eyom nsu eu kendi nay srat hemasen akrari nsu eu

  • @kalidmohammed7595
    @kalidmohammed7595 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ymun beal mesfin hagos gebenegnatat slezkenu lewti ayedelnyu nab kalsi zeykonu kmestie zelewo nab betfrdiyu

  • @peacelover5890
    @peacelover5890 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኑረስዓዮም ባሮት ህግደፉ, ኢይናትናን ኢዮም,

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 47 นาทีที่ผ่านมา

    yemane hewey bitaeimi nufue tufuf aekerariba bitaeimi nemesigin

  • @freweiniasfaha4223
    @freweiniasfaha4223 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Ata aminkayo dika nezi? Fo

  • @dandjoandt6187
    @dandjoandt6187 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Aye beal mesfin kitmerhuna bzuh endina texebinakum gin entemerahkumna wn nay shaebya bahri ekum ketelamduna nihna wn foe elnakum ena

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hjiwun nmen tkbalu nmen ay tkblun astewalu ezi mdngar eu OTI melakti Kala eu melaktom ay tkenlwom

  • @berhanamichael5519
    @berhanamichael5519 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Mandela niaka xibuk aykonen niana gin xibuk eyu🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @senayjohn2671
    @senayjohn2671 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Reshah alietawi eka lekbat

  • @Teklit-t7s
    @Teklit-t7s 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መስፍን ትሓታቲ እዩ። ኣርባዕተ ነጥቢ። እዚ ናይቀደም ኢንተርቪዉ ከ ታይ ኣድለየ። ቀቢጽናዮም እኮ ለዉጢ ደሊና ኣየናይ ተጋዳላይ ከ ዩ ነዚ መንእሰይ ክሕዞ ሪኢኩም። ወላ ናይዚ ቀሺ ናይ ቀደም እዩ ስለዚ መጽናዕቲ ግበር

  • @FreeEritreaFromIsayas
    @FreeEritreaFromIsayas 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሻዕብያ ቅሽነት ትሸይምያ ባዕላ እያ ሸይማቶ ትኸውን።

  • @segank3747
    @segank3747 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፈሊጡ እዩ ከምስል እዩ አይትእመንዎ ነዚ ዲበላ ጨናዊ

  • @semerebeyene7167
    @semerebeyene7167 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መስፍን ሓጎስ ቅዳሕ ናይ ኢሰያስ ኮይኑ ኣብ ወጻኢ / ዲያስፖራ/ ዝሰርሕ ስርሑ ድማ ደምበ ተቓዉሞኣብ መፍራስ እዩ

  • @hamassien323
    @hamassien323 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኩሉ ሰብ መጽሓፍቅዱሱ ብግቡእ ከንብብ ኣለዎ ።በጃኹም ባዕልና መጽሓፍ ቅዱስና ንንብብ።እዚ ሃለውለው ኢዩ በጃኹም ኣቱም ህዝቢ ፍልጠፍ የናግፍ ኢሉ መጽሓፍቅዱስ፡ማንም ክላገጸልኩም ኣይተፍቅዱ

  • @brhangebrhiwet2361
    @brhangebrhiwet2361 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተመን የውልዳ ዓሻ

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይዚ ኣረመናዊ ናይ ጸጥታ ዲክታቶር ኣሳድ ሃፊዝ፥መህነቅቲ አካ ክውህዶ፥ናይ ሃደርና ኣረመኛታት ብፍላይ ናይ ዲክታቶር ኢሳያስ ሃገራዊ ድህነት ኣባላት ናይ ኢዶም ዝረክብሉ አዋን ርሁቅ ኣይኮነን፥ኣብ ኣሪትራ ብኣብራሃም ካሳን ካልኦት ከም ሚካኣል ከበደን ከም ብኣል ፊልቆስ የውሃንስን ወዘተ ከምዚ ስጋ ሰብ ብኣናብስ ዘብልአ ዝነበረ ጋንየን ሱርያዊ ኣብ ሩሁቅ ዘይኮነ አዋን ኣብ በትፍርዲ ቀሪቦም ከቢድ መውጻአቲ ዝጽበዮም ናይ ሎሚ ሰብ ግዘ ናይ ጽባህ ክኑቃት ክህልዉ አዩም፥

  • @faligali6690
    @faligali6690 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መስፍን ሓጎስ ወዲ 80 ዓመት ኢኻ ምቅላስውን ኣየድልየካን እዩ።ሕጂ ብዛዕባ ካልእ ሂወትካ ግበር ተነሳሕ።

  • @kifleasefa4493
    @kifleasefa4493 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Mesfun hagos luk nay Isyas afewerki eyu.

  • @sabatesfay1801
    @sabatesfay1801 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Mesfun Hagose was one of the dictators, so please leave us alone or tell us what your position in Eritrea?

  • @AmanTesfamariam-v1l
    @AmanTesfamariam-v1l 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kab kufui seb hmaq hasab yiflfle gn nhna zbelu tebelu hji tray mhyal yedlyena alo gzie ziakele ymesle dictatorat tfatom lomi iyu

  • @hamassien323
    @hamassien323 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የማነ ሓወይ ፡ንሱ ዕድሚኡ ኣኺሉ ኢዩ ዝከኣሎ ኣብ ግዚኡ ጌሩ ዩ።ሓቂ ንምዝራብ ውን ምስ በዓል ሰልጠነን ስዓብቶምን ጉጅለታት ክሳብ ደለዉ ቃልሲ ብዙሕ ዋጋ ክኽፍል ምዃኑ ኣዝዩ ንጹር ኢዩ።ሕጂ ብዛዕባ መስፍን ደይኮነስ ብዛዕባ እቲ በዓል ግዜ ዝኾነ መንእሰይ ኣተኩሮ።ወዲ ካርነሽም ምዃኑ ከኣ ካልእ ሕማምኩም ዩ

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Mesfin hagos ziarege seb tselot ember kalie ayigibion eyu eseyas ethiopiawi simiet enajalewo suk elu yirie neyru kibri yebilnan kibri zihiliwena entetewegido eyu . Niethiopia enaserhe seb entay moral alewo nihanedu kekalil.

  • @YebioBerhanu
    @YebioBerhanu 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ezi ti zarebo zeloka zeraba 100% isama ma alo Ato walta Qoshet, inte kone gin 360 degri mi gilbat abzi iwan zi ni mintay tedel you ? Bi zi kone zi halefe tegbaretka gin zi risa e aykonen!!!!!

  • @THC21N
    @THC21N 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ድሕሪ ሰለስተ ቅነ 😂😂😂😂😂

  • @elsaabraham3524
    @elsaabraham3524 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    💙💙💙

  • @letebrhantesfasillase576
    @letebrhantesfasillase576 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @melay222
    @melay222 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዚዮም ደገፍቲ ዝሰሙኡዎ ነገር አሎ ማራ ፈሪሖም አሎው። 😊

  • @freweinipetros6212
    @freweinipetros6212 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙

  • @semerebeyene7167
    @semerebeyene7167 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መስፍን ሓጎስ ቅዳሕ ናይ ኢሰያስ ኮይኑ ኣብ ወጻኢ / ዲያስፖራ/ ዝሰርሕ ስርሑ ድማ ደምበ ተቓዉሞኣብ መፍራስ እዩ

  • @zeresenayhagos2654
    @zeresenayhagos2654 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💙💙💙💙