ሰበር ዜና🔥 ፀላኢ ትግራይ ተቖሽሚዱ/ምላሽ ጀ/ፃድቃን ንሻዕብያ / ውሳነ ህፁፅ ኣኼባ TDF

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 127

  • @AbduMohammad-oq4ns
    @AbduMohammad-oq4ns หลายเดือนก่อน +14

    Wow wow betemi xebuk zekone zereba ayana Jenralel ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Rasamabaafar
      @Rasamabaafar หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂😂jeneralel

  • @MesfinGebreaneniya
    @MesfinGebreaneniya หลายเดือนก่อน +6

    ትግራይ ብሮድካስት ሰርቢስ ፅሩይ ሚድያ ብዙይ ቀፅሉ

    • @gabrielashebr9725
      @gabrielashebr9725 หลายเดือนก่อน +1

      Shabiya abi. Merit tigray alo elu ziyifilit. Megisiti international hig yifilit doyu

    • @bmtbmt9103
      @bmtbmt9103 หลายเดือนก่อน

      ወስላቲ ናይ ግምት ምድያ

  • @عليمحمد-ز4ع8ص
    @عليمحمد-ز4ع8ص หลายเดือนก่อน +6

    ፅብቅ ዜና ❤❤❤

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 หลายเดือนก่อน +2

    ማሕበር ተጋሩ ኣውሮፓ ከምዚ ኣይብልን ኣይትሓስዊ
    ታራ ናይ ግምት ደጋፊ ዝጻሓፎ ጥራሕ እዩ

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ หลายเดือนก่อน +4

    ሰላም ሰላም ገዛና 🥰👏

  • @MaergHans
    @MaergHans หลายเดือนก่อน +2

    ሰናይ ዜና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @birhaneniguse1068
    @birhaneniguse1068 หลายเดือนก่อน +2

    👍👍✅✅✅✅

  • @Barry-m3w
    @Barry-m3w หลายเดือนก่อน +1

    21:32 ከምዚኣቶም ሒዝካ ኪናት ኣይተርፍን !!!ኣልጀርስ ስምምዕ!!!ትግርኛ ሰባት ተዓዘቡ!❤

  • @DeltaTago
    @DeltaTago หลายเดือนก่อน +3

    ትግራይ ሽግር ኹሉ ምክንያት ሕወሓት ጉጅለታት...

    • @semretgirmay5590
      @semretgirmay5590 29 วันที่ผ่านมา

      ሀማም ጸማምስ ሐንቲ ጸሎቱ ጻድቃንከ እንታይ ገይሩ መሬት መሊሱ ቀንዳበቢ ኢኻ

  • @HdhHdh-wk6rk
    @HdhHdh-wk6rk หลายเดือนก่อน +2

    ስናይ ዜና❤❤❤❤❤

  • @AbduMohammad-oq4ns
    @AbduMohammad-oq4ns หลายเดือนก่อน +2

    ETIOPIA VORAVAR ETIOPIA ❤❤❤🎉🎉🎉ETIOPIA tegebra dema tigray eya wow wow 👌 👏 betemi des zebel zana.

  • @Zeleul-f8r
    @Zeleul-f8r หลายเดือนก่อน

    ፈጠራ ግምትንሕውከት ትግራይንምፍጣር ብሔራዊ ባንክወርቂገዝኤ ኢሉና ይብሉንምብላዕ ንሕዝቢ

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 หลายเดือนก่อน

  • @GebrednglGkidan
    @GebrednglGkidan 12 วันที่ผ่านมา

    Hariff tsbuk

  • @dawitghebremeskel552
    @dawitghebremeskel552 13 วันที่ผ่านมา

    ፀቡቅ ከምኡ ቀጹሉ ንህና ደማ ትግራይ ዝባል ከልል ከብ አለም ከነጥፈኦኢና ሀቁ ኢዮ ኢሳያሰ ባዶ ገረዊና ከብለኩም

  • @yohannesaradom8656
    @yohannesaradom8656 หลายเดือนก่อน +2

    What a sad things are happening in Tigray. This general and the two TPLF groups screwed up by the son of Beshasha. He has already confirmed before that he changed Tigray to Beshasha and still working hard calling you guys to Addis Abeba and running so fast to be in Arat Killo to sit down infront of Abiy and his Militias Birhanu Jula.
    Ok what else do you have to tell the innocent Tigreans . May the next journey to Addis Abeba to have lunch with Abiy and Birhanu Jula.
    SAD, SAD, SAD AND SHAME, SHAME, SHAME@😮

  • @mayk1847
    @mayk1847 หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ ዝኣስመሳሊ ጀነራል ጉሒላ ደርማም

  • @HailshDagnew-k3i
    @HailshDagnew-k3i หลายเดือนก่อน

    እሞ አብዛ ሓቲ ነጥቢ አብ ዘቀመጣ ክስተካከል ዝግባእ ትግራይ ሰራዊት የድልያን ከይኮነ እቲ ወፃኢ እገብረሉበጀት ካብዓቅምና ንላዕሊ እዩ እቲ መልእክቲ ዋእ እንታይ እዩ ዝበሃል ዘሎ በቲ ሓደ ገፅ እቲ ናይ ትግራይ ፀገም ከይፍታሕ ተፈናቀለ ህዝብና ናብ 35:22 መረበቱ ከይምለስ እዞም መራሕቲ ኢና በሃልቲ አብ ዘይረብሕ ነገር ዕንክሊል እንዳበሉ እታ ግዜ አሕሊፎማ ሐዚለ እቲ ፀገም ከይተፈትሐ ሰራዊት አየድሌናን ማለት እንታይ ማለት እዩ?

  • @teweldehabte2691
    @teweldehabte2691 หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ትግራይ ንመሰረት ዘይብሉ ክስን ናይ ጥፍኣት መርገጽን ኣንጻር ኑቑሕን ተባዕን ጀነራል ጻድቃን ምንዛሕ ብብስለት ተረደኦኹም ወስኑ።

  • @AtakltAbebeKalkay
    @AtakltAbebeKalkay หลายเดือนก่อน

    ጀ/ል ጻድቃን አብ ፕሪቶሪያ ውድብ ህወሓት ማዕረማዕረ ፌደራል ክትፍርም ገይሩ ምስመጸ ሕዚ እቲ ውድብ ክፈርስ የማዕትብ አሎ። መሬትናን ተመዛበልቲን ምስተመለሰ አየርክብሉን ድዮም።

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 หลายเดือนก่อน

    Esayeeeeeeee,GEREME 🎉

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb หลายเดือนก่อน +2

    Tigray broadcast nifuat ekum bertiu.

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 15 วันที่ผ่านมา

    አህ ወያነ ነዚኦም ዲኺ ኣፍሪኽልና፡። እቶም ኣብደቡብ ምዕራብ ዘለው ወገናት ተመችውዎም ኣለው የቕንየና ዲዩ ዝብለና ዘሎ እዚሰብኣይ።

  • @Gubae-q8w
    @Gubae-q8w หลายเดือนก่อน

    ፀባ ስተ ክቡር ኣያና

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 หลายเดือนก่อน

    Esayeeeeee ❤❤❤❤❤

  • @AlulaEngda-rc2rn
    @AlulaEngda-rc2rn หลายเดือนก่อน

    ማሕበር ተጋሩ ኣውሮፖ ወይስ መግለፂ ምስሌነ ጌታቸው?

  • @Rasamabaafar
    @Rasamabaafar หลายเดือนก่อน +2

    ህውሀትን እንደ ኦነግ ነው፡ማረገው ብሏል ፡ምን ማለት ነው?😂😂😂😂ጻድቃንን ተጠቅመህ ቂጣቸውን ከዛ የዛድቃንን ቂጥ😂😂😂

  • @MengstabAbera-z1l
    @MengstabAbera-z1l หลายเดือนก่อน

    በቃ ! ፃድቃን ንትግራይ ከመይ ገይሩ ከምዝኻሃዳ ህውሓት ነጊሩና እዩ። ፃድቃን እዉን ካሊእ መማረፂ ስለ ዘይ ብሉ ኣሚንሉ ኣሎ።

  • @JonnyAregawi
    @JonnyAregawi หลายเดือนก่อน +1

    ዘሕቁፍ ምምሕዳር ማለት ታይ ማለት ዩ
    ኣበየናይ ዓለም ከ ተራእዩ ይፈልጥ
    ንሕና ንፈልጥ ብፓርቲ ተወዲብካ ብህዝቢ ተመሪፅካ ቤት ምኽሪ ትምስረት ዝብል ኢና እንፈልጥ
    ካብዙይ ወፃኢ ሓቋፊ ዝበሃል ምኽርቤት ዝበሃል ነገር ፃድቃን ዩ ካብ ኣማሪካ ሓሳብ ሒዙልና መፂኡ ኣብ ኣማሪካ ግን ከምኡ ዝበለ ኣሰራርሓ የለን ዩ ።

  • @abrehetmaru44
    @abrehetmaru44 หลายเดือนก่อน

    ሕልክስያ ጾም የሕድር ከም ዝበሓል መራሕቲ ትግራይ እናተሓላለኹ ጥቕሚ ህዝቢ ትግራይ ይሕንሸሸዎ ኣለው. ህልውንዑ ዘይውሓሰ ህዝቢ ለውጢ ኢልካ ናብ ናዕቢ ክኣቱ ምግባር ኣብ ርእሲ ጸገም ጸገም ተፈጢሩ ይርከብ ኣሎ.

  • @DawitWm
    @DawitWm 29 วันที่ผ่านมา

    ዝደንቆሮ ፀይቂ ፃድቃን ክውገድ አለዎ ከዳዕ

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ክንዲ ሽዋን ዓረብን ንኸብዶም ክብሉ ዝሕሽከሩ ኣብክንዲ ድፋዕ ውጫለ ኣፍሪስካ ሕውነትን ሓድነትን ተጋሩ ምዕቃብን ምህናጹን ኣብድፋዕ ሞይቱ ዝተቐብረ ዱፋዕ ውዕል ውጫለ ዘንገርግሩ ፖለቲከኛታት በሃልቲ ኣፎም መሊኦም ንዘበናት ኣብናይ መከራ ኢሉውን ካብናብራ ድኽነት ሓሊፉ ክሳብ ፅንተት ዝወሰደና መንገዲ እንተዘይቀፂልና ዝብሉ ጓህራፋት ክትሰምዕ መዓንጣከብድኻ ይቖርጽ። ተግውሩ (ሰ+ደ) ዘቃትሉን ዝፈላልዩን ፖለቲከኛታት ድሕሪ ሕዚ ቐጻሊ ወለዶ ዕድል ክቦም የህሉን እንተደኣ ከምወዲሰብ ብሰላም ክነብር ደልዩ። ካብዚወጻኢ ልክዕ ከምዝሓለፈ ኮዓሳሱ ጸላእቲ / ገዛውቲ ኮይንካ ንየማን፡ንጸጋም፡ንቕድሚት፡ንድሕሪት እንዳላግዑኻ ክትነብር ምፍቃድ እዩ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HadushWelegerima
    @HadushWelegerima หลายเดือนก่อน

    መንህስቲ ኢትዯጵያ ኣብ ዶባት ትግራይ እናሃለወ ዓይኖም እናራኣዩ ትግራዋይ ብሻኣብይው እንትቅተል እንታችወ ሱቅ ኢሉ ዝምልከትዶ ኣይኮነን ዝተሃባበርዶ ኣይኮነን

  • @Negash-um6ul
    @Negash-um6ul หลายเดือนก่อน

    International Boarder ab mongo Tegaru ካካይ ፖለቲካ ክልቲኦም ተጋሩ።

  • @FantayeTesfaye-y3z
    @FantayeTesfaye-y3z หลายเดือนก่อน

    ናይ ባዕላ ፃሕሊ እሓረራ ናይ እዳማታ ተማስል

  • @mulubrhantsigabumulubrhant8655
    @mulubrhantsigabumulubrhant8655 หลายเดือนก่อน

    ጀነራል ፃድቃን ፅቡቅ አሎ ኤርትራዊያን ብፅሊዒ ትግራይ ዘዓወሩ እዩም ምዚዔም ኮይንና ክንዓቢ አንክዕልን ኢና እቲ ዘለና አማራፂ እቲ ሰላም ክትግበር ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያ ተሳኒና ትግራይና አክቢርና ክንነብር አለና ናይ ትግራይ ጥቅሚ አክቢርና ሻዕቢያ ንትግራይ ጥቅሚ የብሉን ክድረዐም ዘለዎ ተሓባቢርካ ምሽ ንትግራይ ንህዝቦም አጠቀሞሙን

  • @assefakassaye8661
    @assefakassaye8661 หลายเดือนก่อน

    ማሕበር ተጋሩ አውሮፖ ከሚዚ አይበለን አይትሐሲዊ
    👎👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @tewodrosalemayehu-hx8nk
    @tewodrosalemayehu-hx8nk หลายเดือนก่อน

    ሕጅውን ምስ ኤርትራ ብእርቅ ብሰላም መሬትና ክነዉስ ንክሊና ምስ ኤርትራ ኮይና ትግራይ ነፃ ክነዉፅ ሀገረ ትግራይ ክንምስርት ንክዕሊና

  • @embaye-kp7he
    @embaye-kp7he หลายเดือนก่อน

    ናይ ደብረጽዮን ሕወሓት ስቃይ ህዝቢ ኢሮብ ህዝቢ ወልቃይት ዘይስቆሮ'ዩ። ሕወሓት ስልጣን ኣብ ኢዱ ከሎ ሃገረ ትግራይ ዘይመስረተ ኣብ ፈንጠዝያ ኢትዮጵያ ዝነበረ ሕጂ ሃገር ክምስርት ዓቅሚ የብሉን ንልዕሊ 50 ዓመት ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ሻዕብያ ክሕግዘና ኢልካ ምሕሳብ መግለጺ ዘይብሉ ዕሽነት'ዩ። ጻድቃን ጽቡቅ አሎ ሕጂ ትግራይ ብሰንኪ ድኽመት አመራርሓ ደብረጽዮን ከሲራ'ያ ተመሊሳ ናብ ውግእ ክትኣቱ ኣድላይ ኣይኮነን ። ግዜ ክሳዕ ዝወጸልና ዝደቀስና ክንመስል ይግባእ

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 หลายเดือนก่อน

    Ayewahatelenane. AJEWEJEWE. AYETEBELE. DEHULE.

  • @Khm1103
    @Khm1103 หลายเดือนก่อน +1

    Tsadkan yeshetokom alo

  • @gerihawna9862
    @gerihawna9862 หลายเดือนก่อน +1

    ጀነራል የትግራይ ህዝብባንተ ይኮራ ነበር ምከንያቱ ነፃ ያወጣኝል ብሎ ባንተ ይተማመን ነበር አሁን ግን በጣም ያዘነብህ ልቦና ይስጥህና ይቅርታ ጠይቀው

  • @MeseleKinfe
    @MeseleKinfe หลายเดือนก่อน +1

    ፃድቃን ኣብ ዶብ ዘሎ ፀገም ክፍታሕ እንተዝደልይ ነይሩ እቲ ቀሊል ነገር ንሱ ኣብ ስልጣን እንዳሃለወ ምስ ብፆቱ ኮይኑ ንዘወሰኖ ኣሳሪ ፍርዲ ኣብ ግብሪ ብምውዓል እቲ ዶብ ምጥራር ጥራይ እዩ መፍትሒኡ።ፃድቃ እንተዝርዶኦ ንሻዕብያ ዓዲማ ዘጨፍጨፈትና ከዳዕ ሃገር ኢትዮጵያ እምበር ቀንዲ ተሓታቲ ሻዕብያ ኣይኮነን። ሻዕብያ ብኽሕደት ዘይኮነስ ብዝገበሮ ናይ ጆኖ ሳይድ ገበን እዩ ክሕተት ዘለዎ። ስለዚ ናይታ ካሕዳም ሃገር ሰራዊት ንትግራዋይ ክሕልው ይኽእል እዩ ኢሉ ዝሓስብ ርእሲ ጡዑይ ኣይኮነን። ንስኻ ጡዑይ ርእሲ ስለዘይብልካ ካብ ፖለቲካ ትግራይ እንተትእለ ምሓሸ። ጀነራል ዘሰክፈካ ዘሎ ምናልባት ናይ ብዓል ደብረፅዮን ጉጅለ ኣብ መሬት ዘሎ ናይ ኣባላቱ ደገፍ እንዳሰከፈካ እቲ ኣብ ምሕደራኹም ዘሎ ውድቀት ንምሽፋን ናይ ኣንፈት መቀየሪ ኣጀንዳ ኢኻ ትገብሮ ዘለኻ። ንዝኣተኻዮ ቃል ዘይተተግብር እንተኾይንካ ከምታ ኩሉሻዕ ኣብ ኣኼባ ትጭርሓ ስልጣን ንመናእሰይ ነረክብ እትብላ ሎሚ ይኣኽለኒ ኢልካ ካብ ስልጣን ውረድ። መሬት ምዕራብ ከተምልስ ዘይትኽእል ሰብ ትግራይ ናብ ፍፁም ክባ ከተእትው ምህውታት ኣይመድለየን ነይሩ።

  • @mayk1847
    @mayk1847 หลายเดือนก่อน

    ንሱ ንኸይሞውት ኢሎም መላምል መናእሰይ ብቅድሚት ግንባሮም ንጥይት እናሃቡ መስዋእቲ ዝኸፈሉ ከይመውት ተሸኪሞም እናወሰዱ ኣብዙይ ዘብፅሕዎ ጀጋኑ ትግራይ ሀዚ ግን ከዲዕዎም ዕጥቆም የፍትሑ እናበለ ምስ ፀላእቲ ወጊኑ ከዳዕ ጀነራል ሕፍር ዘይብል መወዳእትኡ ክንርኢ።
    ናይ ሲኣኤ ዶላር ተሸኪሙ መፂኡ

  • @gebrhiwotgebretnsai4947
    @gebrhiwotgebretnsai4947 หลายเดือนก่อน +2

    ከም ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ዋና ኣዛዚ ካቢነ መንግስቲ ትግራይ ጀነራል ጻድቃን ኣተሐሳስባኡን ከም ሐወልቲ ክዕቀብ ዘለዎ ድማ እዩ unconstitutional political power by corruption Isayas Afewerki for the Eritrean people and Dr Aby Ahmed the same idea ግን ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ኣዋሃሂድካ መራርሐ ዘማእዝንዎ ነቲ ህዝብታት ከም ባዓል ጀነራል ጻድቃን የድልይዎ እዮም

  • @dimtsunegash6711
    @dimtsunegash6711 หลายเดือนก่อน

    The presumptuous regime of Isaias Afewerki is making havoc in the east Africa region .

  • @tewodrosalemayehu-hx8nk
    @tewodrosalemayehu-hx8nk หลายเดือนก่อน

    ብሽም መሬትናስ አሰብ ንአብይ ክንዕብ ድዩ ንአሰብ ዒሉ ልዋጋ መንሰይ የለይ

  • @mengistugebremichael7626
    @mengistugebremichael7626 หลายเดือนก่อน

    ካልኦት መፅኦም የሓልውና ትብል ኣሰኪፋትኒ። ናይ ቀደም ነውግዕ ከንህሊ። ብኾናትል ወርቂ ትልእኹ ተፈናቃላይ ብጥምየት ይሞውት ደመወዝውን የለን። ተፀበዩ ፈደራል መልሲ ክበኩም እዩ። መዋፅኢ የሃባ ትግራይ!

  • @TesfayMekonen-mo8nq
    @TesfayMekonen-mo8nq หลายเดือนก่อน

    ናይ ትግራይ ፀ ፅታ ካብ ፖሊስን ምልሻን ኣይወፅን እንተይልና ንምንታይ ናይ ፈዴራል ሓይሊ የድሊ ?

  • @AtsedeYihdego
    @AtsedeYihdego หลายเดือนก่อน

    አየ ፃድቃን ሙኪት ነይር ወጦጦ አይግበርካ ዶ ኸነነገሩ?????ንህዝቢ ትግራይ ጆኖሳይድ ዝአወጀሉ ፌደራል መንግሰት ይሓልወና ይብለና አሎ
    ወርቂ ክዝረፍ ሕጊ ክዝረግ ደቂ አንሰትዮ ክድፈራ ክዋረዳ አብትግረይ ሰርዓት አልበኚኘት ክሰፍን ተጠያቅነት ዘይብላ ትግራይ ክትኾን ጠቀላላ አብ ትግራይ ሑሙሰ ምሕደራ ክህሉ እናተገበረ አበይ ነይርካ??????

  • @KedirAbdulkader
    @KedirAbdulkader หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ተምፅእዎ ዘለኹም ዜና ክምልሶ። ዝግብኦ እቲ ግምት እዩ ክምልሶ ዝግብኦ ዜናኹም ኣሰታኻኽሉ ሰብ ኣይተሰልችዎ

  • @GenetWsillasie
    @GenetWsillasie หลายเดือนก่อน

    ሕዋሕታት እንደብረፄን እዮም ኣብመቀለ ኮይኖም እናፈከሩ ህዝቢ ትግራይ ኣዊዲኦም ንስምግን ሃዲሞም ደብርዮምና ንፃላኢ ሂቦና ክይዶም ህዝቢትግራይ ባዕሎ ተቃሊሱ እዩ ተረፉ ኣዶ ትግራይ ጥራሓ ኣትሪፎማ መንእሰይ ትግራይ ክሕምሸሽ ገረሞ ንኢትዮጵያ መንግስቲ ምስጋዶም ዘይቀረየ ካመጀመርታ ንምንታይ ዘይገበሩ ሎሚ ነቲ ሞይቱ ዘድሓኖ ኪሒዶም ሰብ ይሞተናሎ ይጠፍኣና ሎ ከይኮነስ ውድብ ከይትጠፍእ ዝብሉ ህዝብኻን ቦታኻን ኣጥፊኻስ ውድብ ገደላ ትእቶ ሕዋህት ክጠፍእ ኣለዋ ትግራይ ክትድሕን ሃለወት እኔ ይሀሃለወት ኣይጠቀመናን ብዘይካ ሞት ሕዚውን ብፈጣሪ ሓይሊ ኢናዘለና እምበር መንዶይሕልወናሎ እዩ ንሶም እንተኾነ ስልጣና ከይትኸድ እናበሉ ለይትን ቀትርን ኣኼባ እያ ጭንቀቶም በቃ ፈጣሪ ኩሉ ብደገን ብውሽጥን ዘሎ ዘሳቅዩና የጥፈኣልና ኣሜን

  • @paulosfanta
    @paulosfanta หลายเดือนก่อน

    Ata sebiay kabaka bilaili Tigiray tselai yebilan hatefitef ayitibele.

  • @tsehayekidanemariam8306
    @tsehayekidanemariam8306 หลายเดือนก่อน +2

    ዓጀው ጀው አይትበል ናብቲ ትኽኽለኛ ነጥቢ ናዓ፣ ሕዝበ ናቦትኡ ምምላስ ናየይመን ግደ እዩ ፣ እንታይ ሰሪሕኩም።

  • @ነፃነት-ቈ7ነ
    @ነፃነት-ቈ7ነ หลายเดือนก่อน +1

    ብሄራዊ ክሕደት ኣባት ነብሳ ኢኻ😢😢😢😢

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 หลายเดือนก่อน

    ልክዕ እዚ ዋና ደላላይ ፀይቒ ናይዝኸባብ ንይምሰልኳ ከይተመረጸ ፕረዚደን እንዳበለ ንልዕሊ 30 ዓመታት ዘጸወዐ ኣረጊት ጓውና እንተኾነ ካብብሕዚ ክንደይ ከይተርፎ። ህዝቢ ከዓ ካብ ዝወረዶ ማህሰይቲ ተማሂሩ (ከምተማሂርናሉ ዝብሎ ጎይተኦም መንገዲ ጥዕንኡ ከስተኻኽል ምግዳዱ ኣይተርፍን። ብቕንዕና ሰሪሕሉ እንተዝነብር እቲ ሓቂ ልዕሊኩሉ ኣንዳዕዲዑ እዩ ዝፈልጦ፡ ኣብ ኣደባባይውን ይድጉሖ እዩ። ግብሩደኣ ሰይጣናዊ ኮይኑ እምበር። ዝኽነኾይኑ ምሕረት የውርድ!!!

  • @awetahegngebreyesus899
    @awetahegngebreyesus899 หลายเดือนก่อน

    ብዛዕባ ቦርደር ምሕላው ምስ እኒ ደ/ር ደብረፅዮን እንታይ ዘዘራርብ ኣሎ? ንሳቶም ብዛዕባ ቆፀሮኦም ምስ ኣቢይ ኣሕመድ ዝትክኡ ኣመራርሓን ናይ ፓርቲ ፍቓድን ኢዩ::

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 หลายเดือนก่อน

    No 66 abyi

  • @Shiferaw-m1
    @Shiferaw-m1 หลายเดือนก่อน

    ጻድቃን ትግራይ ብአኻን ብከማኻን ዝአመሰሉ ሰባት ስለእትምራሕ ዘላ እዩምበር ካብ ብፌደራል ዝውሃብ እቲ ብትግራይ ዝርከብ ሃብቲ እዩኮ ዝዓቢ ። መንእሰይ ሃገረ ትግራይ ክብል ኮሎ እኮ ብጭቡጥ ምኽንያት እዩ ። እስኻ ግን እዚአ ንምጽልማት ትሰርሕ አለኻ ።አብ መለስ ዝፈጸምካዮም ሽርሕታት መኺኖም እዮም ።ሐዚ እትኸዶ ዘለኻ ሽርሒ እውን ክመክን እዩ።

  • @Barry-m3w
    @Barry-m3w หลายเดือนก่อน +2

    ትግራይ እናፍረስካ ወርቂ ናብ ፌደራል ??????: የቕንየልና!!! ኣየ ማለሊት!!!! ሀዝቢ ይፋረድ!!!

  • @NatnaelWelegergs-w6d
    @NatnaelWelegergs-w6d หลายเดือนก่อน

    ሙሁራት ትግራይ ኢና በሃልቲ ተደሚርኩም ተራቢሕኩም ክንዲ ፃድቃን ኣይትመፁን ፃድቃን ክንድ ሽሕ

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 หลายเดือนก่อน

    ጻድቃን እቲ ዝዓቢ መሬት ብኣምሓራ ተታሒዙ እንዳሃለወ ንምንታይ ሓሊፍካዮ
    መሬት መን ኣማሓደሮ ብዘየገድስ ዶ ኣይበልኩምን ያላሕ ስልጣን ግደፉ ወራዳታት

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 หลายเดือนก่อน

    Stop. Stop ✋️ STOP ✋️

  • @አረጋውካሳው
    @አረጋውካሳው หลายเดือนก่อน

    አቱም ግምት ግዝአት አይምልሰን ስልጣን ጥረይ አዩ ዘደለ ተመዛባሊ አይምልሰሰን

  • @meressameressa5837
    @meressameressa5837 หลายเดือนก่อน

    The best improvement of organization, policy politics & institutions is accountability check & balance without it you cannot make a difference, excepting responsibility good faith from Abiy Ahmed is foolishness or fooling yourself you have to challenge him to his power or existence

  • @habtuabadi6048
    @habtuabadi6048 หลายเดือนก่อน

    እም ግልጽ ኳንካ ናይ ማከላይ መንግሰቲ ወኪል እይ እልካ ምግላጻ ዶእይመሀሸን

  • @HadushWelegerima
    @HadushWelegerima หลายเดือนก่อน

    ጻድቃን ንስኻ ምስ ብልጽግና ብውልቅኻ ስለተዓረቅካ እንበር ኣብ ትግራዋይ ኩሎም፡ማዕረ እዮም ኣፈላላይ ኣይራኣናሎሙን ናይ፡ብልጽግና ወታሃደር ኣብ ኢሮፕ ወልቃይት ሑሞራ እናሃለው ንትግራዋይ ካብ ሞት ካብ ስደት ካብ ጭውያ ኣየድሓንዎን

  • @samsonmehari7013
    @samsonmehari7013 หลายเดือนก่อน

    ኣብዚኣ ዘለዉ ሑሱራት ከአ ከአ! ቆማላት

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 หลายเดือนก่อน

    No 666 midya briiiio😊

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir หลายเดือนก่อน

    ቤት ምኽሪ ናይ ምጥያሽ ኣብ ትግራይ ናይ ዘሎ ህዝቢ ስልጣን እንምበር ኣብ ሞቃ ናይ ዝነብሩ ውሑዳት ረሳሓት ኣይኮነን

  • @SamiTome
    @SamiTome หลายเดือนก่อน

    ነቶም ዝሕልውም ዝነበሩ ዶ አይሓረድካዮምንዶ ንሰሜን ዕዝ ዶ አይድልዪናን ረሲኢኻዮ ዶ ጻይቃን?😁

  • @GebreFrekahnHGTM
    @GebreFrekahnHGTM หลายเดือนก่อน

    ፃድቃንንን ገፊሕ

  • @mashogher
    @mashogher หลายเดือนก่อน

    መሬት ትግራይ ብሸዓብያ ዝተትሓዘ ዝብል ሕቶ እቲ ካብ ኣንበሳ በረኻ ናብ ኣድጊ በረኻ ዝተቀየረ በዓል ሰለስተ ምዕራፍ ጀነራል ከመይ ይምልሶ ???

  • @merkebaraya8052
    @merkebaraya8052 หลายเดือนก่อน

    አብ ትግራይ ዝነበረ ስርዓትን ሕግን ሃደሽደሽ ዘበልካዮ ወረበላ ስብ ንሰካ እምበር ከባካ ዝገደደ ወረበላ አሎ ኢሉ አየአምንን ህዝቢ ትግራይ ፃድቃን ናይ ሸያጥን ለካብጥን ባንዳታት ጉጅለ ሰብሳቢ ምኳንካ ተፈልጥካኢካ ሰለዚ አይትድከም በቃ

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb หลายเดือนก่อน

    Abiy yihayish kab merahti tigray baelikum abikum do bele

  • @TigrayAdey-n3y
    @TigrayAdey-n3y หลายเดือนก่อน +1

    ፃርቃንባንዶሓሸዊሃሰሰ

    • @abebeh.8145
      @abebeh.8145 หลายเดือนก่อน +1

      Tigray Adey. ልኣኻ ዓድኻ ልፃድቃን ጎሬበቱ ድያ ኸብዳም ካድረ ሕዋሕት!!

    • @bmtbmt9103
      @bmtbmt9103 หลายเดือนก่อน

      @@abebeh.8145what about you are you cadre ግምት

    • @solomongebre4774
      @solomongebre4774 หลายเดือนก่อน

      ፀላኢ ፍልጠት ጉጅለ ስብሃት ነጋ ፡፡

  • @BesufekadCenter
    @BesufekadCenter หลายเดือนก่อน

    መስቃ ትግራይ ናብ ማርያም አክሱም ዝከይድ ምጉልእላእ እዙይውን ንኢሱዎም

  • @YikaTube
    @YikaTube หลายเดือนก่อน

    Haqu alo isseyas resahat nskum nmen ekum hagez kitgebrulu
    Mitfakum eyu neakum meret endamatkum ketenbahaqu

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu6790 หลายเดือนก่อน

    ደቅኻ አብ ደገ አቀሚጥካ ንስኻ ደም ተጋሩን ምሌናት ገንዘብ ሰሪቅካ ነጋዳይ ኮንካ ክትነብር ጸኒሕካ ሕጅድማ ሰገናት ክትልክም ፃድቃን ካብ ተጋሩ ከምዘይ ትሓልፍ ፈሊጥካ ጽናሕ

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb หลายเดือนก่อน

    General tsadkan budgrt yimetsie eyu elka budget yimetsie entekoynu ab mintay meala yiwiel gin ayifelitin tibil emo akal mengisti zeytifelit kab konka wired jab siltanka kab lieba tekebal lieba yikefie nisika tekebal lieba eka zekeka maekelay menhisti zibelon giziawi mimihidar zibelon bebeynu eyu wey maekeaekel ay mengisti hasiyu alo wey giziawi mimihidar hasiu alo nisika akal maekekay mengisti endika zeytihatelu dos akal nayti sirkin midinigarin eka zeleka bihaki merahti tibehalu senefat merahti kemakum ayireanan antum seb gegna hizbido merahti yisien yigerim .
    TDF entay tigebru alekum nezom merahtikum tserigkum awegidiwom entezeykoynu tselaetikum habtikum wediom sidetegnstatn kilil albo meriet albo kigebrikum eyom fetikum tseliekum ezia eya echakum tarik jea kihatekum eyu.

  • @GebrednglGkidan
    @GebrednglGkidan 12 วันที่ผ่านมา

    Tkkl entekonu eti meleekti tsbuk eyu

  • @shishaybelay
    @shishaybelay หลายเดือนก่อน

    ንምንታይ ሸዓብያ ንክወፅዕ ዘይተሓቲ ዘይትሰርሁ እንታይ'ዪ ፀገምኩም????

  • @dimtsunegash6711
    @dimtsunegash6711 หลายเดือนก่อน

    Misbegotten policy of two obsolete Tigrian warriorfactions are obliterating the interest of Tigray.

  • @GenetAbraha-qc9xs
    @GenetAbraha-qc9xs หลายเดือนก่อน

    መንግሥቲ ሂዝዎ ዘሎ ትብሎ ዘለካ እንታይ ኮይኑ ዘይተመለሰ?ፊደራል ደፋሪን ቀታልን ክታእትዉ ሂክ ትብል አለካ! Tdf ናብ መከላከያ ክታአትው ብክንደይ ኢኩም ተገዚኡኩም? መጀመርያ ዶ ተመዛበልቲ መልሱዎም። እቲ ወርቂ Tdf ክህልዎ ለይትገብሩ? ናይ ኢትዮጵያ ወርቂ ትዉሰዶ ኢካ ትብለና ዘለካ። በይዛኩም ዶ ዉረዱልና! ልታሪክ እንታይ ኢኩም ተሃድጉ አለኩም ። አዲ አምሃራ ንብረት ስለ ዘለኩም ተኮይኑ አመክኒኩም ውረዱልና? ትግራይ ትዕወት! ብሓቀኛን ጀጋኑ ደቃን!!!

  • @gebremichealgebremariam2740
    @gebremichealgebremariam2740 หลายเดือนก่อน

    Mes emebetachen zetbase wagau keywale kehadere wagau yerkeb

  • @NegashGebremedhin
    @NegashGebremedhin หลายเดือนก่อน

    ናይ መንጉድለት እዩ ኢልካ ሕተቶ ??????

  • @BerheKidane-hi7oo
    @BerheKidane-hi7oo หลายเดือนก่อน

    ጀ/ል ፃድቃን ክልተ አመት አበይ ነይርኹም እትቅፅል ከም ግምት አብትግራይ ኮይንኹም ንምንታይ ዘተናገርኩም አብይ ድዩ ዘማኽረኩም ዋላ አብትግራይ ኮይንኹም ምስህዝቡኩም እሂን ሚህን ዘይትባሀሉ

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 15 วันที่ผ่านมา

    ተጋደልቲ ትግራይ ብሰንኪ ዝኸድዑኹም መክቱዎም እምበር ኣይተንፀርፅሩ። ኣይዘኹም ኣብሓቂ ጠጠው ክሳብ ዘለኹም ዋላ ተሳዒርኩምውን ስዓርቲ ኢኹም። ጀነራል ጻርቃን እንታይ ኢዩ ዝብለና ዘሎ። ኣዕንትኹም ዓምቱ ከታልለኩም ድዩ ዝብለና ዘሎ። እስኪ መጀመርያ ነቲ ክንሕሽክረካ ተዳሊና ኣለና ዝብልዎ መራሒኦም ከሰል ህዝቢ ኣኽብር ብውሑዱኻ ናብገዛውቱ ክሞአስ ኣፍቅድ ከይበለ ህዝቢ ትግራይ(ተጋሩ ሰ+ድ) ከይራኸቡ እንተዘይመጻኻልና ዝብል ፖለቲከኛ ምጻተዓለም እዩ። ዘይበለየ ዕሽነት ተጋደልቲ ተጋሩ ( ሰ+ደ) ጀብሃ፡ ሻዕብያ ወ ወያነ ሕዝውን ይቕጽል ንምቕታል ትግራዋይነት። ዝሓለፈ ወርቃዊ ዕድላት ሓንሺሾም እዝውን ኣብትልሚ ከፋፊልካ ግዛእ ውዕል መረብምላሽ ውጫለ ብቀጽቅሊ ምንግርጋር እንታይ ይብልዎ ካብ ዝሓለፈ ታሪኾም ዘይመሃሩ ሰብ ረብሓ።

  • @HhJj-g9l
    @HhJj-g9l หลายเดือนก่อน

    አየ ፃድቃን ልሚልየን ናይ ወልቃይት ህዝብ ግን አይምልከተካን ረሳህ

  • @FantayeTesfaye-y3z
    @FantayeTesfaye-y3z หลายเดือนก่อน +1

    ፃድቃን ለማፅ (ሳባ)

  • @Silas-rh6pv
    @Silas-rh6pv หลายเดือนก่อน

    Tay eki tibli,??
    Nifederal mengisti ethiopia bikuntalat yiwehabo allo??

  • @michaelyohannes4255
    @michaelyohannes4255 หลายเดือนก่อน

    Anita nequa antay eka delika zeleka hijike.

  • @TesfayGuolay
    @TesfayGuolay หลายเดือนก่อน +1

    ፃርቃን ቀጣፊ

  • @Shiferaw-m1
    @Shiferaw-m1 หลายเดือนก่อน

    ጻድቃን እሞ እቲ ትብሎዘለኻ ንምንታይ ን ክልተ ዓመት ፌደራል ክፍጽሞ ዘይገበርካ ። ብሱሩ ኸ ጥር እትብል ውጽኢት ከ አምጺኻ ዶ ? ሠራዊት ትግራይ ብ DDR ይበተን እቲ ን ኽልተ ዓመት ግዝአት ዘይመለሰ ፌደራል ግን ይሓልወና ክትብል ከለኻ ሕፍር እውን አይበልካን ።ቀደሙ እውን ምዕራብ ትግራይ ከይምለስ ናይ ግምት ሽርሒ ምኻኑ ይፍለጥ እዩ ። ጻድቃን ብሱሩ እውን ኩሉ ቀዳምነት ሂቡ አብ ናይ ትግራይ ግዝአት ምምላስ ከይዓስል ካሊእ አጀንዳ አበ ሆቴላት እናፈጠርካ ክልተ ዓመት ሓንሺሽካዮ ኢኻ ። እቲ ናይ ወርቂ ጉዳይ ናይ ግምት ሓላፍነት ምኻኑ እናፈለጥካ ህዝቢ ንምጭብርባር ሓታታይ ኾንካ ቀሪብካ ። ፕሪቶሪያ ከይተተግበረ ፣ ናይ ፀላእቲ ድልየትን አካይዳን እናተፈለጠ ፣ ቀልጢፉ ዝቀያየር ዘሎ ናይ አስላልፋ ለውጢ እናሃለወ ፣ ህዝቢ ትግራይ ዘሕውዮን አያ ዝኾኖን መንግስቲ ስኢኑ እናሃለወ ፣ እቲ ሽግር እናቀጸለ አብዘለሉ ጊዜ እቲ መንእሰይ ዝተቃለሰሉ ዘላቂ ዓላማ ብምኸሓድ ናይ ትግረይ ሠራዊት ብዙሕ እዩሞ ይቀነስ ክትብል ከለኻ ዓላማኻ ፍሉጥ እዩ ። አብ ርእሲ ሕወሓት ፖለቲካ ሕጽቦ ንምክያድ በብሆቴሉ ትብትኖ ዘለኻ ገንዘብ አይኮነን ድዩ ?

  • @DemelashBelay-o8y
    @DemelashBelay-o8y หลายเดือนก่อน

    ሚድያኳ የኾንኹምይማ፣ጥቕልል ኣቢልኻ ግን ሃማኻቱም ልበለ "ረያጥ ሚድያ "ሪኣ ኣይፈልጥይ።
    ዕፀውዎ።

  • @NegaGebre-p7p
    @NegaGebre-p7p หลายเดือนก่อน

    አንቱም ፡ ዛይተሐፍሩ ፡ ን ባእልኩም ፡ ተዋሪድኩም ፡ ትግራይ ፡ ዛዋረድኩም ፡ ና ብአብይ ፡ አሐመድ ፡ ኽትጠርኡ ፡ እሞ ፡ አ ብይ ፡ አህመድ ፡ ክፈትሐልኩም ፡
    በሉ ፡ እዚድማ ፡ ናይዘርእኹም ፡ እዩ
    አ ብይ ፡ ድሙ ፡ ንሳትኩም ፡ አን ጭዋ ፡ ኮይኩም ፡ ክምትብልኡ ፡ ኢኹም

  • @Negash-um6ul
    @Negash-um6ul หลายเดือนก่อน

    መን ከ እዩ ወሲንሎም ዓለምለኻዊ ዶብ ገይሩ መቒልዎም ንጥቕሚ መን? ኣንታ በይዛኹም እባ ይኣኽለኩም ኣምላኽ ወይ ተፈጥሮ ዝዓደለኩም ሽክናኹም ኣስርሕዎ ፖለቲከኛታት ኢና በሃልቲ ብውዕሊ ውጫሌ ዝተኸፈልኩም ክልተይኩም ተጋሩ።

  • @abebeh.8145
    @abebeh.8145 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብዙይ ሓሳብካ ምግላፅ ቀሊል እዩ ጦርነት ምድላይ ካልኦታትን ኣብተግባር ግን ዘሮ ኣጆኹም ናትና እናበልና ልኣደሕናዮም እንደብረ ፅንተት ኣብ ኣብይ ከይዶም ክቡር ጠቅላይ ሚኒስትር ጌታቸው ኣውርደልና ይብለው!
    መሕፈርቲ ሰረጀጋኑ ፈታሕቲ!
    ሕዋሕት ምስቶም ልዓረፉ ጀጋኑ ተቀቢራ እያ ኣብ ልተፈክላለየ ኔት ወርክ ኣትዮም ተፋናጭሎም ባንክን ታንክን ብለይ ምንም ኮሻሕ ምባል ኣረኪቦም መፂኦም ህዝቢ ትግራይ ዋጋ ኣኽፊሎምዎ!!

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 หลายเดือนก่อน

    ኣታሰብኣይ እታ ኢታማጆር ብመስዋእቲ ደቂ ህዝቢ ረኺብካያ ዝነበርካ እንተኣኮነ፡ ሃረር ኢልካ ትተርፍእምበር ብሰንኪ ንስኹም ብምርኽኩም ነበር ፊልድ ተወሲኽዎ ተሃጊሩ ጀብጀብ ፡ ሃጠውቀጠው ከብለካ ይውዕል ኣሎ። ካብ ኣብመንጎ ተጋሩ ዝፈሊ ወሰን ዝወረርኩሙና፡ ዘውረርኩሙናን ዘጽነትኩሙናን ናብ ሕሩጭ ዝቐየርኩሙናን ምቐለ ከም በሻሻ ዝተመነኹሙልናን ናፊቕናኩም ድዩ ጠለብ ጻርቓን። ዎዩ ጉድ ምቕናይዳኣ ምቕናይ ኩሉ ንምርኣይ ዶበለ ኪሮስ ኣለማየህ።

  • @semretgirmay5590
    @semretgirmay5590 29 วันที่ผ่านมา

    ሐደ ንስኻ ኢኻ ናበይ ጽግዕ ጽግዕ ናይ ኤሬትራ ጥራሕ ከይኮነ ናይ አ4ኪሎ መዓስ ተዛሪብካ ትፈልጥ አፍ ጥራሕ ናይ ጌታቸው 15 እዮም