ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ወዲ ባይረ ለባምን ትሑትን ኣርቲስቲ ካብ ሓውካ ኣድናቂካ ኤርትራዊ።
🤍🤍🤍
ብጣዕሚ ፅብቅ ታሪክ ኩሉ ክሰምዖ ዘለዋ ሓቃውነት
ጀግና ኢኺ ዕልልታ አቦን ወድን አብ ሓደ ዓወደ ኺናት ዝራኸብሉ አብ ዝሓለፈ ግዘ ይኣኽለና ነይሩ ከቢድ ስሕተት ተፈፂሙ ብዙሓት ሰባት ዋጋ ኸፊልና‼
ውዲ ባይረ ጅግና ኣቦ ወዲ ህዝበይ💛 ❤🔥🔥🔥
TBS..Tigryn..Brtalen..አጀኩም. በርቱዕልና. ደሰበሃሊ ፖሮግራትከዱ አለኩም.❤💖❤
የቀንየልና እልልታ ዋዕሮ ሓፍተይ ። ወዲ ባይረ ትሑት ክብሪ ሰብን ክብሪ ሞያን ዘለዎ ኣድናቂኩም ደላይ ፍትሒ ኤርትራዊ💙💙💙💙💙💙🌷🌷🌷🌷
ናይ ብሓቂ ብልፅቲ ኣዴና ኩሉ ናይ ቀደም ኣታዓባብያ ፅቡቅ ነይሩ ብትሕትና ናይ ሐዚ ግን ብትዕቢት ተነፊሕና ኣምላኽ ምስትዉዓል ይሃበና
ክልተ ሉኡማት ን ውቁባትን ክብረት ይሃብለና መደብ ዕልልታ ምስ ፈረቓ❤❤❤❤
የቀንየልና TBS ካብዞም ዝፈትዎም ብሉፃት ከየንቲ ወዲ ባይረ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ❤
ማሚተይ ድምቅቲ ❤❤❤❤ ሰል ጀግና🥰🥰🥰
ሓታቲት ሓፍትና ዕልልታ ረዳእን ተሓታቲ ሓውና ሰለሙን ወዲ ባይራይን ብጣዕሚ ይፍትወኩም ትሕትናኩምን መልእክትኩምን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራት ኣሕዋተይ
ጽቡቕ መደብ ሰሌ ዓቢ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣድናቒኻን ሓውኻን ካብ ኣስመራ
ብልፅቲ ሓፍትና ብሃንቀውታ ኢና ንፅበየኪ በርትዒ ❤❤
ሰሌ ባዓል ጡዑም ድምጺ❤❤❤
ሰሌ ዓቢ ሰብ ለባም መታዓቢቲ❤❤
ሰላም ፈረቓ ምስ እልልታ መሰናዳኢት ወዲ ባይረ ትኽክል ሰነ ጥበብ ትግራይ ትኹረት ኣይባሃቦን::
ደስ ዝብል መደብ ቀፅልሉ ተጋሩዋይ❤🎉እግዚአብሔር አምላክ ሰላም የውርደልና😢👏ኣብ መወዳእታ ግን ድምፂ ተባልሽዮ
ፅቡቕ መደብ Tbs.ዕልልታን ሰለሙን ባይረን ዉን መዘናግዕን መሃራይን መሳጢ ታሪኽ ዘለዎ መደብ አቕሪብኩሙልና ቀፅልሉ ።
ዕድመ ን TPLF ናብዚ ዓዘቕቲ ኣእቲዎምና እንኳዕ ኣምላኽ ብሰላም መለሰኩም ኣቦን ወድን❤
ወዲ ባይረ ዘክብረካ ዘድንቀካ ❤🎉🎉🎉
Elilta and wedi Bayre, Egziabher yibarkum ❤❤❤
"ድሕሪ ኲናት ዝመጽእ ሳዕቤን ንትግራይ የሳቕያ ኣሎ!"ሰለሞን ባይረ፡ ድምፃዊምሉእ ትሕዝቶ መደብ ይከታተሉ።ቲቢኤስወርቃዊ
God bless you Azmarino 🙏 ❤️ 🙌 Bro
ሶል ዓይነይ😍ብጣዕሚ እየ ዘክብረካን ዘድንቀካ!ዕልልታ ሓፍትና ጎቦዝ ጋዜጠኛ ኢኺ ብሓቂ!😊
May family ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
አጀኩም በርትዕልና.ebs.💖.💖.Tigryn..Aebylen.
not ebs TBS❤✅
ሰልየይ ለባም ሰብ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
I love u ወዲ ባይረ From Eritrea❤❤❤
Wedi bayre lebam seb adnaqika from eritrea ❤❤
ወዲ ባይረ❤❤❤
I love ❤️ wedi bayre
የቐንየልና ዕልልታ ዓባይ ሰብ🙏ወዲ ባይረ ውን የዋህ ፈቃር ምዃኑ ብዙሕ ሰብ ይዛረበሉ።ካልእ ክእረም ዘለዎ ኣጠቓቕማ ቃል"ክንሻገር"ዝብል ትግርኛ ክንፅገም ዩ ይኹን እምበር ምስ ስግግር ሓደ ዓይነት ትርጉም የብሉሞ ኣርምዋ🙏
ብጣዕሚ ኻብዝፈትዎመ መደባት እቲ ሓደ እዩ እዚ መደብ .....እልልታ በጣዕሚ ንፈትወኪ መደበኺ ጥዑም እዩ ቐፅልሉ ❤❤❤ ሰሰናዩ ንምነየልኺ ኢና
Keep up the good work Elilita👏🏽👏🏽
Subuk program eyu berteu 👌👍🌹
ዕልልታ ፅቡቕ ፕሮግራም እዩ እቲ ሙዚቃ ግን ተዝጠፍዕ ነቲ ቁም ክንሰምዖ ምዕንቲ የቐንየልና
What a brave family - Solomon hawey! Ajoka - May God bless and protect you and family!🙏🏽
ሰሎሞን ወዲ ባይረ ሓውና ንስኻ ኣርኣያ ሰላም ለባምን ፍሉይን ኢኻ ንሕና ኤርትራውያን ንፈትወካን ነኽብረካን ቀጽሎ ነዊሕ ዕድመ ዕዉትን ሕጉስ ህይወትን ንምነየልካ::🌟👏🙏💕
Ane bel nkulatna aytwkln
ትኽክል ኢኻ ሰለሞን ባይረ:: ስነጥበብ ትግራይ ትኹረት ተዋሂብዎ ዝፈልጥን::
Two my favorite person love ❤️ and respect
ወድ ባይረ❤❤❤❤
ወዲ ባይረ ብታእሚይ ደስ ዝብል።እልልታ ከሃተኪይ ጋል 30 ኣመት ጎርዞ ከመይ ጌርኪ ጋል 50 ኣመት እየ ትብሊይ?ድ ኤን አ ፡እንተ ዘሪኡኒ ኣይመኣመንኩን።ብዝኮን ግን ደስ ትብሉ
Wedi bayre lebam eka nay bhaki wedi haweboy ❤❤❤
ሃፍትና ዕልልታ አነ ብዛዕባ ፀጥታ ሃደ ነገር ክብል፣ ፖሊስ በይኑ ዝሰርሆ ናይ ፀጥታ ጉዳይ የለን። ኩሉ ሕዝቢ ኢደይ ኢድካ ኢሉ ንኸሰርህ ንኽቆፃር ክከታተል እንተ ዘይ ኪኢሉ ፍታህ ክርከብ አይክከካአልን።
ትግራይናስ ከምዚ ዝበለ መደብ እዩ ዘድልየና የቀኒየልና 𝑻𝑩𝑺 ❤️
❤❤❤❤❤
ዋውውው ባዓል ቡሉፅ ሕልና
ወዲ ሰሎ ባይረ ወዲ ኣስመራ 💙✨እቲ ኣብነታት ተመጽእዮ ኣብ ትግራይን ተጋሩ ዝተመርኮሰ ክኸውን ኣለዎ በዓል ኣባይ ዋላ ቤሄረ ቤሄር ዝብሃል ሓንጂመንጅ ኣይተምጽኢ
😂😂😂
@@Tigraweti-r4h ??
Sele 💙💙💙💙🥰🥰🥰💊💙
Mukure
ሶሎይ ዝፎትወኻን ዘክብረኻን ሓወይ❤ ዕልታታይ ኹሉ ግዜ ከምዚ ተሞክሮ ዘለዎም ሰባት አቅርብና😊
Lots of respect elilta
Selyeway❤
ወዲ ባይረ ባዓል ዓቢዪ ሕልና
Wow
ሶል ዓይነይ❤❤❤
Betami eye zefatwaka wadi bayeru edman tenan yehabka
❤❤👍
ሰሌ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ዝፈትዎ ዘድንቆ አርቲሰት💓🤴💓
Keep it up our sister.
Selei shekorrrr
እልልታ ወዲ ባይረ ብሉጻት ሰባት ሰብ ሕልና ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ቁሩብ እታ background music ቁሩብ እንተ ትሓሰቡላ ብፍላይ ኣብ ገዛ ኮንካ ኣብ 📺 ድምጽኹም ክንሰምዕ ረቢሹና እሞ ኣጉድልዎ ሙሉእ ጽቡቅ ክኾነልና ብዝተረፈ ሰላምኩም ይብዛሕ 🕊️🙏🫶🏻🙏🕊️
ሰሌ❤❤❤🎉🎉
Selam elevate bejaki abo heaven akrebelna .natu haven't ayterayen ayadeia terah iyu .tegraway selezekona akrebelna eba
ስነጥበብ ትግራይ ቅድሚ ኩሉ ተመስሪቱ ድሕሪ ኩሉ ተሪፉ::(የሕዝን)
Interesting
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
wedi bayre goyta tebay anes btaemi eye zfetweka
ኣዳላዊት ንፍዕቲ ሰሊየ ሓደ ካብ ዕጉሳትን በሊሕን ስነ-ጥበባዊ ትግሪኛና
❤🌹
Selye.shikor❤❤❤❤
❤️❤️🙏
❤❤❤🎉🎉🎉
Wedi bayre hawena edmen tenan neaka
❤❤❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Sol anbsa bal teum demsi❤❤❤
ሽኮራት✌️
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍🌹🌹
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤
elltaye tsruy tigrgna+hambl
❤❤❤❤❤❤🥰😍
❤🎉
❤💛
Can you guys have a program for kids too.
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤💞🥰
Slo ❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹💊💊💊💊❤️❤️❤️❤️❤️
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙌❤️🙏
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉👍
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷
Amlak nab zneberekum selamn rgatn ymleskum tuum ewan ymeleselena amlak ywedaalna
ሶል❤
💞💞💞💞💞💞💞💞❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
እድለና እካ አብ እሪትረአ ነዚ ናትካ እድል ዚረከበ መንሰይ የለን አብ አገልግሎት ኮይኑ ኒመራን ዊላዲን ዚበጽሁ ውሁዳት እዮም
Sol ሓላል
ወዲ ባይረ ለባምን ትሑትን ኣርቲስቲ ካብ ሓውካ ኣድናቂካ ኤርትራዊ።
🤍🤍🤍
ብጣዕሚ ፅብቅ ታሪክ ኩሉ ክሰምዖ ዘለዋ ሓቃውነት
ጀግና ኢኺ ዕልልታ አቦን ወድን አብ ሓደ ዓወደ ኺናት ዝራኸብሉ አብ ዝሓለፈ ግዘ ይኣኽለና ነይሩ ከቢድ ስሕተት ተፈፂሙ ብዙሓት ሰባት ዋጋ ኸፊልና‼
ውዲ ባይረ ጅግና ኣቦ ወዲ ህዝበይ💛 ❤🔥🔥🔥
TBS..Tigryn..Brtalen..አጀኩም. በርቱዕልና. ደሰበሃሊ ፖሮግራትከዱ አለኩም.❤💖❤
የቀንየልና እልልታ ዋዕሮ ሓፍተይ ። ወዲ ባይረ ትሑት ክብሪ ሰብን ክብሪ ሞያን ዘለዎ ኣድናቂኩም ደላይ ፍትሒ ኤርትራዊ💙💙💙💙💙💙🌷🌷🌷🌷
ናይ ብሓቂ ብልፅቲ ኣዴና ኩሉ ናይ ቀደም ኣታዓባብያ ፅቡቅ ነይሩ ብትሕትና ናይ ሐዚ ግን ብትዕቢት ተነፊሕና ኣምላኽ ምስትዉዓል ይሃበና
ክልተ ሉኡማት ን ውቁባትን ክብረት ይሃብለና መደብ ዕልልታ ምስ ፈረቓ❤❤❤❤
የቀንየልና TBS ካብዞም ዝፈትዎም ብሉፃት ከየንቲ ወዲ ባይረ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ❤
ማሚተይ ድምቅቲ ❤❤❤❤ ሰል ጀግና🥰🥰🥰
ሓታቲት ሓፍትና ዕልልታ ረዳእን ተሓታቲ ሓውና ሰለሙን ወዲ ባይራይን ብጣዕሚ ይፍትወኩም ትሕትናኩምን መልእክትኩምን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራት ኣሕዋተይ
ጽቡቕ መደብ ሰሌ ዓቢ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣድናቒኻን ሓውኻን ካብ ኣስመራ
ብልፅቲ ሓፍትና ብሃንቀውታ ኢና ንፅበየኪ በርትዒ ❤❤
ሰሌ ባዓል ጡዑም ድምጺ❤❤❤
ሰሌ ዓቢ ሰብ ለባም መታዓቢቲ❤❤
ሰላም ፈረቓ ምስ እልልታ መሰናዳኢት ወዲ ባይረ ትኽክል ሰነ ጥበብ ትግራይ ትኹረት ኣይባሃቦን::
ደስ ዝብል መደብ ቀፅልሉ ተጋሩዋይ❤🎉
እግዚአብሔር አምላክ ሰላም የውርደልና😢👏
ኣብ መወዳእታ ግን ድምፂ ተባልሽዮ
ፅቡቕ መደብ Tbs.ዕልልታን ሰለሙን ባይረን ዉን መዘናግዕን መሃራይን መሳጢ ታሪኽ ዘለዎ መደብ አቕሪብኩሙልና ቀፅልሉ ።
ዕድመ ን TPLF ናብዚ ዓዘቕቲ ኣእቲዎምና እንኳዕ ኣምላኽ ብሰላም መለሰኩም ኣቦን ወድን❤
ወዲ ባይረ ዘክብረካ ዘድንቀካ ❤🎉🎉🎉
Elilta and wedi Bayre, Egziabher yibarkum ❤❤❤
"ድሕሪ ኲናት ዝመጽእ ሳዕቤን ንትግራይ የሳቕያ ኣሎ!"
ሰለሞን ባይረ፡ ድምፃዊ
ምሉእ ትሕዝቶ መደብ ይከታተሉ።
ቲቢኤስ
ወርቃዊ
God bless you Azmarino 🙏 ❤️ 🙌 Bro
ሶል ዓይነይ😍ብጣዕሚ እየ ዘክብረካን ዘድንቀካ!
ዕልልታ ሓፍትና ጎቦዝ ጋዜጠኛ ኢኺ ብሓቂ!😊
May family ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
አጀኩም በርትዕልና.ebs.💖.💖.Tigryn..Aebylen.
not ebs TBS❤✅
ሰልየይ ለባም ሰብ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
I love u ወዲ ባይረ From Eritrea❤❤❤
Wedi bayre lebam seb adnaqika from eritrea ❤❤
ወዲ ባይረ❤❤❤
I love ❤️ wedi bayre
የቐንየልና ዕልልታ ዓባይ ሰብ🙏ወዲ ባይረ ውን የዋህ ፈቃር ምዃኑ ብዙሕ ሰብ ይዛረበሉ።
ካልእ ክእረም ዘለዎ ኣጠቓቕማ ቃል"ክንሻገር"ዝብል ትግርኛ ክንፅገም ዩ ይኹን እምበር ምስ ስግግር ሓደ ዓይነት ትርጉም የብሉሞ ኣርምዋ🙏
ብጣዕሚ ኻብዝፈትዎመ መደባት እቲ ሓደ እዩ እዚ መደብ .....እልልታ በጣዕሚ ንፈትወኪ መደበኺ ጥዑም እዩ ቐፅልሉ ❤❤❤ ሰሰናዩ ንምነየልኺ ኢና
Keep up the good work Elilita👏🏽👏🏽
Subuk program eyu berteu 👌👍🌹
ዕልልታ ፅቡቕ ፕሮግራም እዩ እቲ ሙዚቃ ግን ተዝጠፍዕ ነቲ ቁም ክንሰምዖ ምዕንቲ የቐንየልና
What a brave family - Solomon hawey! Ajoka - May God bless and protect you and family!🙏🏽
ሰሎሞን ወዲ ባይረ ሓውና ንስኻ ኣርኣያ ሰላም ለባምን ፍሉይን ኢኻ ንሕና ኤርትራውያን ንፈትወካን ነኽብረካን ቀጽሎ ነዊሕ ዕድመ ዕዉትን ሕጉስ ህይወትን ንምነየልካ::🌟👏🙏💕
Ane bel nkulatna aytwkln
ትኽክል ኢኻ ሰለሞን ባይረ:: ስነጥበብ ትግራይ ትኹረት ተዋሂብዎ ዝፈልጥን::
Two my favorite person love ❤️ and respect
ወድ ባይረ❤❤❤❤
ወዲ ባይረ ብታእሚይ ደስ ዝብል።
እልልታ ከሃተኪይ ጋል 30 ኣመት ጎርዞ ከመይ ጌርኪ ጋል 50 ኣመት እየ ትብሊይ?ድ ኤን አ ፡እንተ ዘሪኡኒ ኣይመኣመንኩን።ብዝኮን ግን ደስ ትብሉ
Wedi bayre lebam eka nay bhaki wedi haweboy ❤❤❤
ሃፍትና ዕልልታ አነ ብዛዕባ ፀጥታ ሃደ ነገር ክብል፣ ፖሊስ በይኑ ዝሰርሆ ናይ ፀጥታ ጉዳይ የለን። ኩሉ ሕዝቢ ኢደይ ኢድካ ኢሉ ንኸሰርህ ንኽቆፃር ክከታተል እንተ ዘይ ኪኢሉ ፍታህ ክርከብ አይክከካአልን።
ትግራይናስ ከምዚ ዝበለ መደብ እዩ ዘድልየና የቀኒየልና 𝑻𝑩𝑺 ❤️
❤❤❤❤❤
ዋውውው ባዓል ቡሉፅ ሕልና
ወዲ ሰሎ ባይረ ወዲ ኣስመራ 💙✨
እቲ ኣብነታት ተመጽእዮ ኣብ ትግራይን ተጋሩ ዝተመርኮሰ ክኸውን ኣለዎ በዓል ኣባይ ዋላ ቤሄረ ቤሄር ዝብሃል ሓንጂመንጅ ኣይተምጽኢ
😂😂😂
🤍🤍🤍
@@Tigraweti-r4h ??
Sele 💙💙💙💙🥰🥰🥰💊💙
Mukure
ሶሎይ ዝፎትወኻን ዘክብረኻን ሓወይ❤ ዕልታታይ ኹሉ ግዜ ከምዚ ተሞክሮ ዘለዎም ሰባት አቅርብና😊
Lots of respect elilta
Selyeway❤
ወዲ ባይረ ባዓል ዓቢዪ ሕልና
Wow
ሶል ዓይነይ❤❤❤
Betami eye zefatwaka wadi bayeru edman tenan yehabka
❤❤👍
ሰሌ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ዝፈትዎ ዘድንቆ አርቲሰት💓🤴💓
Keep it up our sister.
Selei shekorrrr
እልልታ ወዲ ባይረ ብሉጻት ሰባት ሰብ ሕልና ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ቁሩብ እታ background music ቁሩብ እንተ ትሓሰቡላ ብፍላይ ኣብ ገዛ ኮንካ ኣብ 📺 ድምጽኹም ክንሰምዕ ረቢሹና እሞ ኣጉድልዎ ሙሉእ ጽቡቅ ክኾነልና
ብዝተረፈ ሰላምኩም ይብዛሕ 🕊️🙏🫶🏻🙏🕊️