ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣነስ ንብዓት ኣይከኣልኩን😢😢ነዚ ዝመሳሰል ዛንታ ኣብ ፋሚልና ኣሎ ምስኡ ግዲ ኣታኣሳሲረዮ ኮይነ።ብዝኾነ ዝሓለፉ ታሪኽ ኣያታትና ብዘይጠቕሙ ሰባት ክነኣኣሱ ከለዉ ዝስመዓና ስምዒት ተጻዊርና ብዙሕ ዘይተነግረ ታሪኽ ኣሎ እሞ ምዝንታው ኣይንሕመቅ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ናይ ብሓቂ ረዚን ዛንታ።
I can't stop crying 💔 😭 🇪🇷🇪🇷
ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን ኣብ ታሪኽ ኤርትራ፣ ብሓቂ መሳጢ ታሪኽ ጅግንነት ቀጽልዎ ተርኽዎ ኩሉ ይፍለጦ ❤❤❤❤❤❤❤
ኣዝያ ደስ ተብል ስሓቢት ዛንታ ክብረት ይሃበልና ዝሓወይ ግን ኣይተሕጽሮ
ናይብሓቂ ንብዕትይ ስዕርንህባዊግንባር ንይብሕቅ ጽንዕ ፡ዕርዲኢዩ
🌾🇪🇷💪ኤርትራዊት አደ ጅግና 💖🙏💪🇪🇷🌾
እህህ አብ ኤርትራ ዘይተገብረ የለን ዘይተነግረ እንበር። የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም።
ብጣዕሚ ሳሐቢ ዛንታ ኤሬትራዊት አደ ❤❤❤❤❤❤
Proud of you, the best narrator and touching story. Gedli gedel! God bless our martyrs land! Keep it up!
መዛዘሚ እባ ግበረላ ናጽነት ኣብጽሓዮ ኣብ ጠልጠል ገዲፍካና።
መዛዘሜ እባ ግበረላ ናጽነት አብጽሓዮ አብ ጠልጠል ገዲፍካና።
Haqa ala bejakum kxlwa
ናይብሓቂ መሳጢት ❤ ግንከኣ ተደንግጸካ። ዝሓለፍዎ ሕልፈት ምእንቲ ናጽነት ክብሪ ጥራይ እዩ ዝግባኦም
እዋይ ክመርር እዝስ ይርሳዕ ጽዉጽዋይ ኮይኑ ይስማዓካ ሳላ መሪር ዘሕለፍኩም ናጽነት ሪኢና ክብርን ሞጎስን ናዓኹም ደራሲ ሓቀኛ ታሪኽ ክትብል ኔሩካ ብዝኾነ ክስነድ ኣሎዎ ኣጆኹም ኣይትሕመቑ ምሳኹም ኣሎና ቀጽሉዎ።❤
👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽🇪🇷✊🏾 ኤርትራዊት ኣደ ❤️
Eritrea live forever god bless eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrawit Ade zehlfeto 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣንታ ኣምላክ ኣቦይ ዛንታ ኣዴታት ኤርትራ ተጋዳላይን "ሲ ንበይኑ ኢዩ ዚሓለፈ ይኣክል ይበለና ፈጣሪ!!
Eway waga nxnet kekbed golden sdra tgdlyn zhlfwo ❤❤❤❤❤❤
Ewayyyy Eritrea Tekefiluki Eyuuuuu jeganuna merir 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba. Deki.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ምስጋና ንደራሲ። ቦክባኽ ልበይ ተንኪፍካዬ። ክብሪ ንወላዲት አደ! ኤርትራዊት አደ ተጻዋሪት ዘይት ምን ዘይትርከብ! ክብሪ ንጀጋኑና!
Ewayyy men emo kem jeganuna 😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🙏
Wow. The heave price of making a nation alive.
Ezi rezin natsinetna zemxeo Tarik jeganu kbret yihabkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💕🌹🙏
ኣሕ ከብድኻ ትበልዕ ውሽጥኻ ትትንክፍ ዛንታ እያ ምስ ናይ ይቅሬታ ግን ካልኣይ ዛንታ እንተትገብረላ ግን ብጣዕሚ ጽቡቅ ኔሩ ምኽንያቱ ኣብ ጠልጠል ኢና ዘለና pleas keep it up
ሓዲአ ትውለድ ዛዝማ። ❤❤❤❤
ብሓቂ ዘይተ ነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን ኣብገድሊ ኤርትራ ።ጸገምን ሸግርን ቀንዲ ቀመም ብ ኒሕን ተጻዋረነትን ግን ተሳዒረን ናጽነት መጺኣ ጽኑዕ ተጋዳላይ ጽኑዕ ህዝቢ ።
Wowwww ❤❤😊😊😊
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷
Tederer hawey azyu mesati zenbie hewet eritrawi 🇪🇷🙏🙏👍
እፍፍፍፍ ኪውደኣ ኣይከኣልኩን ነቢዕ
ብጣዕሚ መሳጢ ታሪክ ክሰምዖ እኻ እንተደለኩ ንብዓተይ ግን ጠጠው ምባል ኣበየኒ ቡዙሕ ታሪክኣሎ በጃኩም ታሪኩም ዘርዙሩልናመዛዘሚ ታሪክ ንጽበ ምክኒያቱ ልብና ጠልጠል ኢላ ኢያ ዘላ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷😍
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
I tot ot was written by Charie, I read it 10 years ago in Menisey megazine, i love ur selections,
መሳጥን ኑቡር ገድላዊ ሂወትን ተጋደልትናን ምስጢራውነት ዕቀበን ኣብ ዝላዓለ ጥርዚ ከምኡዩ ቲሂወት ንባብብካ ስጡም ላዛ ሰዋሱው ብምቅንባር ነት ጹሑፍ ሂወት ዘሪእካሉ የመስግን ካብኡኸ ? ቀጽላ'ዳኣ ኣብ ጠልጠል ክትገድፈና ኣይግብርን ስጋ ወልደጼን መልኣያ ሰሰናዩ !!
💘💘💘💘💫💫💫💫🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤❤❤❤❤xinat 😂🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ኣዴታት ኤርትራ፡ ጽኑዓት ኮይነን እንበር ዘይጽወር እየን ጼረን። ሕጂ ኸኣ ከዳዓት ነዚ ታሪኽ ቃልስና ከነኣእሱ ይፍትኑ። ከዳዓት ዕሱባት ወያነ።
😢sway kmerr 😢😢😢😢
Mukuratsi kitfetu 😢
Ufffffff 😢😢😢😢😢bejaka mewedaeta ngerena bejaka 😢😢😢😢😢
🌷🌹💐🌺🌷🌹💐🌺🌷🌹💐🌺💐🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
😭😭😭ገድሊ 😭😭😭
ኣሕ ኣዴታት ኤርትራ ዘሕለፎኦ መከራ በኺኻ ኣይውዳእን፡ ዓባየይ ዘሕለፈቶ መከራ ዘኪረ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ገድሊ ኣብ ርእሲ ገድሊ!
Nay bhaki kebdka zbelie zanta ezi zenbb ewn bhaqi ab simit atu niana keman aziu adengixuna
🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭😭😭🙏🙏🙏።
🙏🙏🙏😢😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Abet ezi kulu halifu do Ertrawi menesey mtesede yekenyelna kemzi gerka tarikna bemeqrabka2y kefal kexbe eye
ዕላል መ ስዋእ ቲ ድክነት ስ ደ ት ምግዳፍ ኣብዩና። እቲ ብዝያዳ ሕጁ ዘሕዝን ግን ኣብ ንሓድሕድና ምፍልላይና የሕዝነኒ ፍልልይ ኮፍ ኢልና እንተ ዘ ይ ተላዘብና ንፍትሓዮ
bhazen zhms tarik u gn tay mo kab kanza nab kanza kona alena ksab lomi Ezi kulu yehlifom ayatatna ta zbhguwa zneberu kemti zdeluwa ksab lomi aykonetn kalsom nana kurat u nezom bxetom thti gudgad asfirom kof elom zelewu gn hanti malti zegem dabelet ktmexe ya kula kea nenay eda ktfde ya ezi kulu halifu do da abzi zelato mwedeket hagerey 😥😥😥😥
💔💔💔💔💔
😢❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብህይወቱ ኣትዩ ዶ ተራኺ በጃኹም ኣፍልጡና
ብጣዕሚ ከብድኻ ዝበልዕ ዛንታ ገድሊ። እንታይ እሞ፡ ከምዚ ጌርካ ብመሪር ቃልሲ ተሓሊፉስ፡ ሕጂ ውን ንህግደፍ ይድገም ምህላዉ ኢዩ። ካብ ስርዓት ደርጊ ዝገደደ ስርዓት ዲክታቶር ኢሰያስ!!
Gedli ember gedli
Abraham tesfalul voice of America zelo malet diyu please hitoy melseley gizie kemzeyblkum enda teredeani eyu
በዛ ዛንታን በዘን ኣደ ኣብ ኣፍ ደገ ልዳት ኮፍ ኢለን ዘለዋ ኣደ ሪኤ ንብዐተይ ክቆጻጸሮ ኣይካልኩን። መስኪነይቲ ኣደይ ምዐረይ ተዘኪራትኒ። ቁሩብ ይፍለምበር ዛንታ ኤርትራዊያን ኣብ ገገዝኡ ዝተመሳሰለ ዛንታ ኢዩ ዘለዎ። ሐፍተይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ኢያ ትምሃር ኔራ፣ ኣደይ መጨረሻ ዐመት ትምህርታ ተወዲኣ ክትመጽእ ኢያ ዝብላ ቃላት ወትሩ ተዘውትረን ቃላት ኢየን ኔረን።ኣደይ ጓል ዐሰርተ ሐሙሽተ ከላ ምውላድ ስለዝጀመረት፣ ንመጀመርታ ጊዜ ኣብ ሳልሰይቲ ዝወለደታ ሐፍተይ ኢየ መቐረት ውላድ ፈሊጠዩ ኢያ ትብል። ንበዚ ድማ ብድሕሪኣ ዝተወለድና ደቃ ኣስማትና ክትጽውዐና ኸላ ክሳብ ዕለተ ሞታ፣ቅድም ብሐፍተይ ኢያ ት ጽውዐና ኔራ። ግን ከምዛ ትብላ ዘለኻ ሐፍተይ ን ኣስመራ መጺአ ምስ ዚ ኩሉ ናፍቕታ ኣብ ሆቴል ዐሪፋ ድሕሪ ሐሙሽተ ምዐልቲ ንመዳ ኢያ ወሪዳ። ኣደይ ሎሚ ትመጽእ ጽባሕ ትመጽእ ኢላ ኢንዳተጸበየታ፣ ምዕባያ ሐወይ ፓይሎት ስለዝነበረ፣ ናይ ን ኣዲስ ኣበባ ይበርር ስለዝነበረ በል ድሃይ ሐፍትኻ ግበር ተባሂሉ ምስ በረረ፣ ኣብ ሳልስቱ ኩሎም ፓይሎት ኤርትራዊያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተአሲሮም፣ ሐወይውን ከምተኣስረ ኢና ተነጊርና። ኣደይ መትሐዚ ተሳኢንዋ ብኸመይ ከምነጽናንዐ ኢዩ ጠፊኡና። ናብዘን ኣደና ኣብ ኣፍ ልዳት ኮፍ ኢለን ዘለዋ ክምለስ፣ ኣደይ ድማ ኩሉ ጊዜ ካብ ትምህርቲ ክንመጽእ ከለና ኣብ ኣፍ ልዳት ኮፍ ኢላ፣ ጽልልቲ ትመስል ት ጸንሐና ኔራ። መስኪነይቲ ንሕና ድማ ዘይወለደ ጨካን ከምዝብሃል፣ ምንባርና ኣጽሊእክና ሰላም ከሊእክና ኢንዳበልና ነሸግራ። ሞኽ መሰበልናያ ግን ኣብ ገዛ ምጽናሕ ገዲፋ ኢንዳስላሰ በተክርስቲያን ምውዐል ስርሔይ ኢላ ተታሐሒዛቶ።ሕጂ ባዕለይ ምስወለድኩ ግን፣ ማዐልታዊ ኢየ ይቕረታ ዝሐታ፣ መስኪነይቲ ኣደይ ናተይ፣ ኣምላኽ ኣብ የማናይ ኢዱ የንብራ፣የዕሪፋ ንብለኩም, ሐፍተይውን ተሰዊኣ ኣይተመልሰትን ኣምላኽ ብየማናይ ኢዱ ይቀበላ። ኤርትራዊ ኢንተይ ዘየሕለፈ ኢዛ ሃገር ከባድ ጾር ኢያ፣ ብዋዛ ፈዛዛ ኣይመጸትን። ኤርትራና መመሊሳ ትባረኽ ትዐምብ ብ ሰላማ ይብዛሕ፣ ዘላለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትናን፣ ነቶም ወለዲ ሂወቶም ምስ ደቕም ብሂወት ከለዉ ምንባር ዘኽተሙን። ዐወት ንሐፋሽ።
Very interesting story 😢😢😢
ኣቤት ዛንታ ኣብ ኤርትራ ዘይተዘንተወ ታሪኽ ቡዙሕ እዩ ዘሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤😍😍😍🇪🇷🇪🇷
ብሐቂ ልብካ ትትንክፍ ዛንታ ቃልሲ ንናጽነት ዝፈጥሮ ገድሊ ንናጽነት ዝተከፍለ ህወት ጥራይ ዘይኮነ ነትታ ተባዕ ኤርትራዊት ስድራ ጽንዓት ዘይተዘንተወ ክትአምኖ አምዑት ከብድካ ዝበታትን ከቢድ ዛንታ ዛንታ ኩሉ ተጋዳላይ እዩኡ
❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Aza zante ma's zante akuy tmsasal adatat xanaten hbanen yhbken
Kanza zkonet zanta ewayy eritreawi zhalefo bsenki eza rksti Ethiopia nezi mesweati nezi tarik bezom esubat kokashishwo kitreai koleka demka yfelhaka
Kabbale ayneberenn aykealkun beqa bekye
♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹👍👍👍🙏🙏🙏💕
Bdhru ke temelsu du
ቀቅድሚ ናጽነት ተሰዊኡ እምበር፡
እዛ ታ ሪ ክ ሰ ም ዔ ያ ታ
Tegadalay Antsar Tselae tiray Ayqonen Tegadilu,.Antsar Bahri Sebawenetu Ewen Enteqone Ewen Tegadilu Eu kibahle Ewen Semiea Eye Emo haki EU, mis Hade Tegadalay Bitsay,weledina Ab sidet silezineberu Diherina ,Ab 1993 sidrana kinrie TetahHezina Amrahena Emo, Eti Bixay sidiriu kirie zitrbegese enda 85 kifleserawet nebre Boquri geza hawu kea ab enda 61 kifleserawet nebre, kidimi nisdrana miray kea meswaeti hawu yifelit sile zinebere,.agatami kea weledeyin weledun Ab hade Adi Silezineberu Bihansab nabti adi habitina Atena Emo Kidim behabar nigeziom Amrahena, Adu Elile Ela Tekebeletina Abu gin ayneberen kemzimote ke akedimu yifelit nebere,diheri qurub Drefiti gin awatatit heto kerebetilina dawet wedey ke aymexin du neti Boquri geza weden neberet,kemza zitrmakerina Kea behansab nay suwet zeytenegre sile zinebere Rekibnayo nerina kimexie EU mama belinayen, suwet mis Tenegirus Eti Bitsayey ne weladitu nay hasot meswati hawu heliw bemigibaru entay qon yisimo gex weladitu Enkirie Enda beliqu Ab kidimey zitezesu butsot enkizikir kelequ!
መቅጸልታ አባ ስደደልና ኢኻ!
ኣነስ ንብዓት ኣይከኣልኩን😢😢ነዚ ዝመሳሰል ዛንታ ኣብ ፋሚልና ኣሎ ምስኡ ግዲ ኣታኣሳሲረዮ ኮይነ።ብዝኾነ ዝሓለፉ ታሪኽ ኣያታትና ብዘይጠቕሙ ሰባት ክነኣኣሱ ከለዉ ዝስመዓና ስምዒት ተጻዊርና ብዙሕ ዘይተነግረ ታሪኽ ኣሎ እሞ ምዝንታው ኣይንሕመቅ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ናይ ብሓቂ ረዚን ዛንታ።
I can't stop crying 💔 😭 🇪🇷🇪🇷
ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን ኣብ ታሪኽ ኤርትራ፣ ብሓቂ መሳጢ ታሪኽ ጅግንነት ቀጽልዎ ተርኽዎ ኩሉ ይፍለጦ ❤❤❤❤❤❤❤
ኣዝያ ደስ ተብል ስሓቢት ዛንታ ክብረት ይሃበልና ዝሓወይ ግን ኣይተሕጽሮ
ናይብሓቂ ንብዕትይ ስዕርን
ህባዊግንባር ንይብሕቅ ጽንዕ ፡ዕርዲ
ኢዩ
🌾🇪🇷💪ኤርትራዊት አደ ጅግና 💖🙏💪🇪🇷🌾
እህህ አብ ኤርትራ ዘይተገብረ የለን ዘይተነግረ እንበር። የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም።
ብጣዕሚ ሳሐቢ ዛንታ ኤሬትራዊት አደ ❤❤❤❤❤❤
Proud of you, the best narrator and touching story. Gedli gedel! God bless our martyrs land! Keep it up!
መዛዘሚ እባ ግበረላ ናጽነት ኣብጽሓዮ ኣብ ጠልጠል ገዲፍካና።
መዛዘሜ እባ ግበረላ ናጽነት አብጽሓዮ አብ ጠልጠል ገዲፍካና።
Haqa ala bejakum kxlwa
ናይብሓቂ መሳጢት ❤ ግንከኣ ተደንግጸካ። ዝሓለፍዎ ሕልፈት ምእንቲ ናጽነት ክብሪ ጥራይ እዩ ዝግባኦም
እዋይ ክመርር እዝስ ይርሳዕ ጽዉጽዋይ ኮይኑ ይስማዓካ ሳላ መሪር ዘሕለፍኩም ናጽነት ሪኢና ክብርን ሞጎስን ናዓኹም ደራሲ ሓቀኛ ታሪኽ ክትብል ኔሩካ ብዝኾነ ክስነድ ኣሎዎ ኣጆኹም ኣይትሕመቑ ምሳኹም ኣሎና ቀጽሉዎ።❤
👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽🇪🇷✊🏾 ኤርትራዊት ኣደ ❤️
Eritrea live forever god bless eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrawit Ade zehlfeto 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣንታ ኣምላክ ኣቦይ ዛንታ ኣዴታት ኤርትራ ተጋዳላይን "ሲ ንበይኑ ኢዩ ዚሓለፈ ይኣክል ይበለና ፈጣሪ!!
Eway waga nxnet kekbed golden sdra tgdlyn zhlfwo ❤❤❤❤❤❤
Ewayyyy Eritrea Tekefiluki Eyuuuuu jeganuna merir 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba. Deki.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ምስጋና ንደራሲ። ቦክባኽ ልበይ ተንኪፍካዬ። ክብሪ ንወላዲት አደ! ኤርትራዊት አደ ተጻዋሪት ዘይት ምን ዘይትርከብ! ክብሪ ንጀጋኑና!
Ewayyy men emo kem jeganuna 😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🙏
Wow. The heave price of making a nation alive.
Ezi rezin natsinetna zemxeo Tarik jeganu kbret yihabkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💕🌹🙏
ኣሕ ከብድኻ ትበልዕ ውሽጥኻ ትትንክፍ ዛንታ እያ ምስ ናይ ይቅሬታ ግን ካልኣይ ዛንታ እንተትገብረላ ግን ብጣዕሚ ጽቡቅ ኔሩ ምኽንያቱ ኣብ ጠልጠል ኢና ዘለና pleas keep it up
ሓዲአ ትውለድ ዛዝማ። ❤❤❤❤
ብሓቂ ዘይተ ነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን ኣብገድሊ ኤርትራ ።ጸገምን ሸግርን ቀንዲ ቀመም ብ ኒሕን ተጻዋረነትን ግን ተሳዒረን ናጽነት መጺኣ ጽኑዕ ተጋዳላይ ጽኑዕ ህዝቢ ።
Wowwww ❤❤😊😊😊
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷
Tederer hawey azyu mesati zenbie hewet eritrawi 🇪🇷🙏🙏👍
እፍፍፍፍ ኪውደኣ ኣይከኣልኩን ነቢዕ
ብጣዕሚ መሳጢ ታሪክ ክሰምዖ እኻ እንተደለኩ ንብዓተይ ግን ጠጠው ምባል ኣበየኒ ቡዙሕ ታሪክ
ኣሎ በጃኩም ታሪኩም ዘርዙሩልና
መዛዘሚ ታሪክ ንጽበ ምክኒያቱ ልብና ጠልጠል ኢላ ኢያ ዘላ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷😍
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
I tot ot was written by Charie, I read it 10 years ago in Menisey megazine, i love ur selections,
መሳጥን ኑቡር ገድላዊ ሂወትን ተጋደልትናን ምስጢራውነት ዕቀበን ኣብ ዝላዓለ ጥርዚ ከምኡዩ ቲሂወት ንባብብካ ስጡም ላዛ ሰዋሱው ብምቅንባር ነት ጹሑፍ ሂወት ዘሪእካሉ የመስግን ካብኡኸ ? ቀጽላ'ዳኣ ኣብ ጠልጠል ክትገድፈና ኣይግብርን ስጋ ወልደጼን መልኣያ ሰሰናዩ !!
💘💘💘💘💫💫💫💫🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤❤❤❤❤xinat 😂🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ኣዴታት ኤርትራ፡ ጽኑዓት ኮይነን እንበር ዘይጽወር እየን ጼረን። ሕጂ ኸኣ ከዳዓት ነዚ ታሪኽ ቃልስና ከነኣእሱ ይፍትኑ። ከዳዓት ዕሱባት ወያነ።
😢sway kmerr 😢😢😢😢
Mukuratsi kitfetu 😢
Ufffffff 😢😢😢😢😢bejaka mewedaeta ngerena bejaka 😢😢😢😢😢
🌷🌹💐🌺🌷🌹💐🌺🌷🌹💐🌺💐🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
😭😭😭ገድሊ 😭😭😭
ኣሕ ኣዴታት ኤርትራ ዘሕለፎኦ መከራ በኺኻ ኣይውዳእን፡ ዓባየይ ዘሕለፈቶ መከራ ዘኪረ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ገድሊ ኣብ ርእሲ ገድሊ!
Nay bhaki kebdka zbelie zanta ezi zenbb ewn bhaqi ab simit atu niana keman aziu adengixuna
🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭😭😭🙏🙏🙏።
🙏🙏🙏😢😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Abet ezi kulu halifu do Ertrawi menesey mtesede
yekenyelna kemzi gerka tarikna bemeqrabka
2y kefal kexbe eye