ህፁፅ ሓበሬታ ብየማነን ብስራትን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 123

  • @alemabay-sh5kw
    @alemabay-sh5kw 16 วันที่ผ่านมา +13

    For me, you (Tegadalay Bisrat, Yemane & Gidey) really are heroes of Tigray. At this very critical moment, the Tigrian people need your analysis and explanation of this grim situation. Please keep it up! No doubt, your words will produce fruits.

  • @Kuchakamparacha
    @Kuchakamparacha 16 วันที่ผ่านมา +9

    Thanks so much Axumawian media for sharing this very fact and also for having the heavy weight analysts Bisrat and Yemane

  • @Kuchakamparacha
    @Kuchakamparacha 16 วันที่ผ่านมา +6

    Thanks so much Yemane, they don't have Tigraway mentality and thinking. I am working and living in NW Tigray and the interim government is totally crippled and what Alem Gebrewahid is speaking is already done and continued to be implemented in tigray and especially in central and NW Tigray

  • @BrhanuTesfay-v7h
    @BrhanuTesfay-v7h 16 วันที่ผ่านมา +7

    የማነ ግደይ ተ/ይ ብስራት በሳልን ምኽንያታዊን ፖለትካዊ ቃልስኹም ዝገርም ዩ። እኒ ሓደ ሓደ ምድያ ንህዝቦም ጠልሞም ንጉጅለን ረብሓን ዝደገፍሉ ግዜ እዩ። ንስኹም ግን ምስ ህዝብኹም ጠጠው እልኹም አለኹም የቐንየልና ቀፅልሉ አብ ዓዲ ብደንቢ ውን ትድመፅለኹም ።❤❤❤

  • @tesfaygebrearegawi
    @tesfaygebrearegawi 15 วันที่ผ่านมา +3

    All respect to Axmamian media and the truthful analysts:Ato Yemane and Ato Bisrat

  • @alembrhanwelay
    @alembrhanwelay 15 วันที่ผ่านมา +2

    ግደይ ሓወይ ጀግና👌👌👌

  • @GideyBerhanu
    @GideyBerhanu 15 วันที่ผ่านมา +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @MezgebeGebremedhin-o4e
    @MezgebeGebremedhin-o4e 16 วันที่ผ่านมา +4

    Best media 💙💙💙best analysts Bisrat & Yemane

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 15 วันที่ผ่านมา

      አንታ ወዲዛ ዓጣሪት ክክክክ

  • @ewnetuytayal3079
    @ewnetuytayal3079 16 วันที่ผ่านมา +4

    እቲ ጎነፅ ኣብዚ ደረጃ ክበፅሕ ዝገበሩ መራሕቲ ሰራዊት እዮም።

  • @issacharheylu6002
    @issacharheylu6002 13 วันที่ผ่านมา

    Excellent analysis, more thank anything the youth needs awareness creation, continue, continue. Keep up the good work.

  • @Hdegeleymawucha-k7x
    @Hdegeleymawucha-k7x 15 วันที่ผ่านมา +2

    Thankyou ጥልቀት ዘለዎ ትንተና ሓቂሓቁ ኩሉ ጎልሁ ወፅዩ

  • @KidaneGebre-w9j
    @KidaneGebre-w9j 16 วันที่ผ่านมา +5

    ታደሰ ወረደ ዉን ብጣዕሚ ሐደገኛ ሰብ እዩ ጆኪር ኮይኑ እዩ ዝጻወት ዘሎ

  • @tadesewoldu445
    @tadesewoldu445 15 วันที่ผ่านมา +2

    bravo! Brother Yemane Halefom 👏👏👏 wel said !!!👈👈

  • @mulugetakebede7429
    @mulugetakebede7429 16 วันที่ผ่านมา +5

    አክሱማዊያን ይበል ዘብል ስራሕ ትሰርሓለኹም ቀፅሉሉ

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 15 วันที่ผ่านมา

      አንታ ወዲዛ ዓጣሪት ቡሽቲ ባንዳ

  • @danielasfha8898
    @danielasfha8898 15 วันที่ผ่านมา +1

    ህግደፍ እንደገና በዚኦምን ከምዚኦምን ገይሩ ካብቲ ባዕሉ ዝፈጸሞ ጆኖሳይድ ንላዕሊ ድጋሜ በዚኦም የተግብሮ አሎ።

  • @KidaneGebre-w9j
    @KidaneGebre-w9j 16 วันที่ผ่านมา +2

    መናእሰይ በሊዖም እዚአቶም ክሳብ መዓስ እዮም ዘሽካዓልሉ ብህዝቢ ጻላኢ እዚአቶም እንበር ከልእ አይኮነን ክንቃለሶ እንተኮና ዉን ነዚአቶም እንበር ካልእ ጸላኢ አይኮነን

  • @AbrahamYayeh
    @AbrahamYayeh 15 วันที่ผ่านมา +1

    💥💥💥ህፁፅ-ሓበሬታ💥💥💥
    🔥🔥ንመላእ ህዝቢ ትግራይ🔥🔥
    ብመራሕቲ ተረፍ-መረፍ ማሌሊት ካልእ ፅንተት ተደጊሱልካ'ሎ። ከምቲ ዝሓለፈ ኣይሰማዕናን፥ ኣይፈለጥናን ከይትብል እታ ሓቂ ብዘየማትእ መንገዲ ተተንቲኑ እነሆ ቀሪቡልካ'ሎ።

  • @AlulaHab
    @AlulaHab 15 วันที่ผ่านมา +1

    ሕማም ትግራይ ህወሓት ኣይኮነን ኣዝሐዚ ግዜ ጀነራላት ትግራይ እዮም ዓገብ በልዋም ብፍላይ ኣብ ድያስፖራ ዘለኩም ሙሁራት

  • @kiflomaraya4264
    @kiflomaraya4264 16 วันที่ผ่านมา +1

    Grear analysis!

  • @tekilebirihanm
    @tekilebirihanm 10 วันที่ผ่านมา

    Excellent analysis, Yemane & Bisrat!

  • @KidaneGebre-w9j
    @KidaneGebre-w9j 16 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላም ግደይ ከምኡ ዉን አጋይሽካ የማነ እና ተጋዳላይ ብስራት

  • @yemaneabrha1364
    @yemaneabrha1364 16 วันที่ผ่านมา +2

    Time and again tadesse werede has shown disrespect to provisional government. Instead of discharging his responsibility, he's promoting confusion. His sole ambition is to be president. The Tigrean issue is disjointed with that of wedi worede and company.

  • @beyenawahid
    @beyenawahid 16 วันที่ผ่านมา +3

    ነቲ ሐብሓቢን ኣያ ዝሣኣነን ህዝቢ ብቅላዕ ናብ ፅንተት ዳሪጎም: ተመዛበልቲን ግዝኣተታዊ ሐድነት ከይምለሰ ቀንዲ ዓንቀፎቲ ኮይኖም: ኔትወርኮም ተጠቂሞም ሃብቲ ትግራይ ጒሔሎም:: እዚይ ከይኣኽሎም ካኣ መላእ ትግራይ ናብ ዕግርግርን ሓዊን ኽጥቅጥቅ ይፍክር:: እቲ ህዝቢ ናብዚኹሉ ጐቲቱ ከእትዎ ዝሽባሸብ ዘሎ ጒጅለ ከመይ ተሸኪሙዎን አሜን ኢሉ ከምዝቅበለሞን በቢማዓልቱ ናብ ሓሣረ መከራ ኣንዳእተውወሰ ሰቅ ምባሉ ዘደንፅወልካ ከይዲ ኢዩ::

  • @ethiopiawinetyilemlim3253
    @ethiopiawinetyilemlim3253 16 วันที่ผ่านมา +2

    ብተወሳኺ: ሠራዊት ናብ ፖለቲካ ክኣቱ የብሉን ይብል:: ድልዬት ዘለዎ ኣባል ሠራዊት ድማ ብዕሊ ካብ ሠራዊቱ ስንብት ገይሩ ናብ ፖለቲካ እንተኣትዩ እዩ ኣድማዒ ስራሕ ክሰርሕ ዝኽእል::
    ስለዚ ኣብ'ቱ ግዚያዊ መንግስቲ ወንበር ዝተዉሃቦም ናይ ሠራዊት ሓለፍቲ ካብቱ ቦታ ክለዓሉ ይግባእ እብል::
    ፖሊስን ምልሻን ድማ ካብ እዚ ሠራዊት ክኾኑ ኣለዎም ምስ ናይ ሲቪል ትካላት ዝተኣሳሰሩ ስለዝኾኑ ዓርሶም ክኢሎም እዮም ትካላዊ ቁምና ክህልዎም ዝግባእ::

  • @atc9663
    @atc9663 15 วันที่ผ่านมา

    I have a question, yiaakl represents only western Tigray’s people and this is genuinely right. We should all support it.

  • @baherunegash6934
    @baherunegash6934 15 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you Axumawian,
    We are in critical time in our history.
    1/ Sebhat group from the beginning they work to creat a density. They had no any plans for Tigray.
    2/This group is intellectually inferior cannot design or plan the things even those can help them to stay in power. For example if they could understand the situation they could had made Pretoria agreement practical. Because in order to themselves survive Tigray must survive. So, this group dangerous for Tigray survival.
    3/ very important the diaspora community must expose those anti Pretoria agreement groups and individuals to incoming Trump admiration and let them know how important is Pretoria agreement for the region stability and how important That gray is for stability of the Horn.
    Pretoria agreement and the western full involvement is critical to save Tigray. If we can establish multiparty system Tigray can be another Israel in the Horn.
    Our values and Western values are the same which very critical for development and transformation.

  • @geregere-tt6im
    @geregere-tt6im 16 วันที่ผ่านมา +1

    ዓያሹ።ተሓቢእኹምን ብዙሕ ገበን ዘለኩም ሰባት ንፈልጠኩም ኢና።

  • @semeregebre2835
    @semeregebre2835 15 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ Axumawian media እቲ ዝሓሰረንረን ዝወረደን ሸቀጥ ፕሮፓጋንዳ ካብ ምስማዕ ናይ እቶም ቀንዲ ፀላእቲ ትግራይ ዝኾኑ ከም በዓል ETV, ESAT ወዘተ ምስማዕ የሓይሽ።
    ሓሳዊ ጠቃኒ መፀለሚ ሚድያ እዩ።
    ኣብይ 'ደኣላ እታ ሁፁፅ ተባሂሊ ዝተቦሰተት ቀንዲ ውራይኩም።
    ሌቡ........!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • @AlemAlem-om4xh
    @AlemAlem-om4xh 15 วันที่ผ่านมา

    ዘይሰምዐ ይስማዕ : ህግደፍ ንደገፍቱ ብምሽጥር ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ : ጉዳይ ወያነ ነዓና ግደፍዎ ናብ መፃወድያና ሲሒብና ንሓዋሩ ክነቃብፃ ኢና : ኣብቶም ብግዝያውነት ትግራይ ዝመርሑ ዘለው ፅኑዕ ክትትል ኣለና : ትግራይ ተጠቂምካ ኢትዮጺያ ውን ፋሕፋሕ ክነብላ ኢና: ድሕሪኡ ትግራይ ነዓና ታ ዋጋ ዘይብላ ጎሮቤት እያ ዝብል እዩ ::ንቃሕ ኣታ ህዝቢ ዛ ለካሚትና ህወሓት ኣይተድልየናን ባች😢

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 15 วันที่ผ่านมา +1

    ዋእ; የማነ እንታይ እዩ ገሪሙካ? እቲ ውድብ እንታይ ዓይነት ውድብ ከም ዝኾነ እኮ ካብ Day one ለካቲት 1967 ዓ. ም ጀሚሩ ንስኻትኩም ኢኹም እትፈልጥዎ:: እቲ ካብ ቀደም ዝነበረ እዩ ሓዱሽ ነገር ኣየምፀአን:: ሕዚ ተቓወምቲ ውድባት 100 ጊዜ ዋዕላ ይግበራ; ጊዚያዊ መንግስቲ 100 ጊዜ ብዛዕባ ለውጢ ይዛረብ; ህዝቢ ትግራይ ዝድላዩ ይፅነት; ይሰደድ; ይሕመም ይሙት ካልእ ዝበለ ይበል እምብልና ኣፍንጫኹም ንኸሱ ስልጣን ኣይንለቅቕን ይብልኹም ኣለው:: ሕዚ ተቓዋሚ ዘበለ ኩሉ በይዛኻትኩም እንዶ ስልጣን ልቐቑ ካብ ምባል ሓሊፉ ካልእ እንታይ ይገብር ኣሎ? 1200 ምሁር ትግራይ ኣብ ኣሜሪካ ኮፍ ኢልኩም ንኹሎም ናይ ኣሜሪካ ኮንግረስ ኣባላት ብምርካብ; ናብ ኣውሮፓ ሕብረት ወሲኹ ናብ ካልኦት ዓለም ለኻዊያን ኤጀንስታት ኣቤት ብምባል: ጀኖሳይድ ዝተፈፀሞ ሕዚ እውን ዝፍፀሞ ዘሎ ህዝቢ ኣለና ሞ እዚ ህዝቢ እዙይ ካብ ጀኖሳይድ ንክላቐቕ እንታይ ትሕግዙና ኢልኩም ዶ ተወዲብኩም ሓቲትኩም ትፈልጡ? ወይ ኣብ ዓዲ ውሽጢ ካልእ ሕቡእ ይኹን ግሉፅ ውዳበታት ፈጢርካ ቃልሲ ንምክያድ ዶ ፈቲንኩም ትፈልጡ? እዙይ እንተዘይተገይሩ እሞ ህወሓት ማንም ካብ ስልጣን ኣየውርደናን ይብልኹም ኣለው::

  • @ttplc8642
    @ttplc8642 16 วันที่ผ่านมา +4

    ግደይ እንታይ ይመስለካ ብዛዕባ ናይ አለም ገ/ዋህድ ዘረባ እቱ ሓቂ ከምቱ ዝገልጽካዮ እዩ!!
    አለምን ብጾቱን ግን ናይ ሕዝቢ እልቂትም ጥምየትን አይንታዮምን።ምካንያቱም ደቂ አዎሬ ስብሓት ነጋ እዮም።

  • @atakltibelay5562
    @atakltibelay5562 16 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ጌዶ ከመይ ኣለኻ። ኣክሱማውያን ሚድያ ናይ ዝኾነ ጉጅለ ሓሽከር ኮይና ዘይምስራሓ ኣዝየ እየ ዝኾርዕ። ካሊእ እቲ ዕድል ነቶም ንዝዒደምካዮም ኣጋይሽ ሃቦም እምበር ባዕልኻ ኣንዊሕኻን ሓደ ኣንጎሎ ሒዝካን ትትንትኖ ኣለኻ።

    • @atakltibelay5562
      @atakltibelay5562 16 วันที่ผ่านมา

      ካብኣቶም እንሰምዖ እኹል እዩ

  • @danielwoldemichael9977
    @danielwoldemichael9977 5 วันที่ผ่านมา

    ዝገረመኒ ኣብ መእተዊ "ፖለቲካዊ እምነቱ .... ብማዕረ ተስተእናግድ ..." እትብሎ ጭርሖ እዩ። ለኽባጥ። እስከ ሰብ ክኣምነካ ዶላር ዘይብሉ ካብ ሕወሓት ኣምፅእ።

  • @YemaneabadiBirhanu
    @YemaneabadiBirhanu 13 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኻ ሓቀኛ ሚደያ

  • @yemanetsegaye2985
    @yemanetsegaye2985 15 วันที่ผ่านมา +1

    Zerenga media

  • @KidaneGebre-w9j
    @KidaneGebre-w9j 16 วันที่ผ่านมา

    ብቀሊሉ እታ ጻድቃን ዘምጽአ ሐሳብ ካዉንስል ክትትግበር ናይ ጌታቸዉ ዉሳነ ጥራሕ እያ ተድልያ ብቀሊሉ ንሳ እካ ከሳክዕ ዘይከአለሉ ምክንያት እንታይ እያ

  • @redaegebremedhin
    @redaegebremedhin 8 วันที่ผ่านมา

    ሕጂ ድኣ ነገር ትግራይ እናነጸረት እንድያ መጺኣ።ማለት ብሃገራዊ ድሕነት ኢትዮጵያ (ኣቢ) ኣቢሉ ሓላይ ጻድቃን ጌታቸውን ኮይኑ ደብረጽዮን ከቕትሎም ከምዝመደብ ኢሉ መግለጺ ምስ ኣውጽአ ኣኸለ።

  • @sisayazenaw8187
    @sisayazenaw8187 14 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ የመስግን የማነ እታ ኣብ ውሽጠይ ዝነበረትን ኮት ገይረ ዝሓዝኩዋን ኢኻ ገሊፅካያ። ቅድሚ ሕጂ ኣብ ደቅኹም ተኣማመኑ ሓደ ስድሪ ንድሕሪት ክልተ ስድሪ ንቕድሚት እናበሉ ክንደይ ወድድኻ ከም ቆፅሊ ኣርጊፎሞ ሕጂውን እቲ ታሪኽ ንሱ ክደግሙ እዩ ዝስራሕ ዘሎ።

  • @KidaneGebre-w9j
    @KidaneGebre-w9j 16 วันที่ผ่านมา

    ግዜያዊ ምምሕዳር ዉን ክነፍር ዘይክእል ዑፉ ኮይኑ ንህቢ ብግልጺ ክሰርሐሉ ዘይክእለሉ ምክንያት ዘይነግረሉ ምክንያት ዉን እንታይ ከም ዝኮነ ህዝቢ ግራ እዩ አትይዎ ክቃለሰሉ ዘለዎ ምክንያት ዉን ክርድኦ አይከአለን ይዛረቡ እንታይ እዩ ምክንያቶም ከይዉስኑ ዝክልክሎም ሐይሊ መን እዩ ይዛረቡ ህዝቢ ከአ ይሕግዞም ተዘይኮይኑ ግን ህዝቢ ታይ ይግበር ንባዕሎም ተደናጊሮም ህዝቢ ዉን የዳናግርዎ አለዉ

  • @TsigabAddisu
    @TsigabAddisu 15 วันที่ผ่านมา

    Great idea I thing this is the only and narrow way tigray and tegaru could esdape from extra genocide and survival through stronge knowledgeable un endless negotiations .

  • @KidaneGebre-w9j
    @KidaneGebre-w9j 16 วันที่ผ่านมา

    ናታቶም ድክመት ብግልጺ የቅምጡ ብድሕሪኡ ካብ ዓቅሚ ንላዕሊ ከስርሖም ዘይከአለ ከአ የቅምጡ ብድሕሪኡ ህዝቢ ክፈልጦ ይገበር ህዝቢ እዩ ፈራዲ አብዛ ሰዓት እዝአ ዝተዓፈነ ነገር ድአ ህዝቢ ታይ ይግበር ግምት እኮ ተናዒቁ እዩ ዘሎ አስናን ዘይብሉ አንበሳ ኮይኑ እዩ ዘሎ መንግስቲ ኮይኑ ስጉምቲ ዘይወስድ ተኮይኑ ታይ ይገብር አብ ስልጣን ናይ ቄሳር ንቄሳር ናይ አምላክ ከአ ንአምላክ ከም ዝበልዎ ንህዝቢ የፍልጡ በቃ

  • @borasilman2926
    @borasilman2926 14 วันที่ผ่านมา

    አብ ዉቕሮን ከተማ አጉላዕን ኸባቢኡእዉን ህዝብና ይበሳበሰ እዩ ዘሎ። ከፊኡና እዩ ኢሉ እዩ ዝሰምዖ ሰኢኑ ዘሎ። በደልን አንፀርፅሮትን አብ ኩሉ ክፍልታት ትግራይ እዩ።

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b 15 วันที่ผ่านมา +1

    ጆጋኑ ኣክሱማውያን ህወሓት ገበን እዩ ህወሓት ዕዳ እዩ ህወሓት ቆሎ እዩ ህወሓት ሰታይ ደም ንፁሃን እዩ

  • @ethiopiawinetyilemlim3253
    @ethiopiawinetyilemlim3253 16 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ወረደ: 'ህዝቢ ትግራይ ንመራሕቲ ሠራዊት ኣሚኑ ደቁ ሂቡ እዩ' ዝበሎ ሓሶት ይመስለኒ:: ምኽንያቱ ከቐምጥ::
    ህዝቢ ትግራይ ናይ ጽንተታዊ ሓይልታት ከብርስዎ ካብ ኩሉ ኩርናዓት እንትመፁን ኣመጻጽኦኦም ድማ እንታይ ምኹዋኑ ብዓይኑ ርእዩ: ካብዚ ንላዕሊ ኣብ መረበተይ ዓይነዪ እናረኣዬ ባዕለይን ስድራይን ኣይንሕረድን ኢሉ ናብ በረኻታት ትግራይ ዉሓዘ እምበር ጄነራላት ባዓል ወረደን ካልኦትን ኣለዉልና ኢሉ ኣይነበረን:: ስለዚ እቲ ዝዛረቦ ዘረባ መሠረት ዘይብሉ ይገብሮ:: ዋላ እዞም ጀነራላት ከም ኣጋጣሚ ተዘይህልዉና ነይሩ ጊዘ ክነዉሕ ይኸዉን እምበር ከም እቶም ኣብቲ ከይዲ ኩይናት ዝተፈጠሩ መናእሰይ መራሕቲ ምፍጣሮም ኣይምተረፈን:: ስለዚ ምስቲ ሓሶትካ ንባዕልኻ ከም ፈጣሪ ክርስቶስ ገይርካ ምርኣይካ ክንደየናይ ዘይዓቕምኻ ትማጣጠር ከምዘለኻ እዩ ዘርኢ::
    እዚ ወዲ'ዚ ካብ ሠናይ ጉይሓቱ ጊላ ህወሓትነቱ ዘረጋገጸ እንትኸዉን፣ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ምምስራት ዝሓንከሮን ቅኑዕ ትካል ኮይኑ ከይወጽእ ዝተጻወቶ ኣሉታዊ ተራ ግልጺ ይመስለኒ:: ሀዚ ድማ ህወሓት ባዕሎም ኣዐርዮምስ ኣፍሪሶምስ ክወጹሉ ዝነበረ ናይ ገምጋም መስርሕ ብግቡእ ንከይፍፅሙ ከምቱ ናይ ኣምሓሩ ምስላ " ያላዋቂ ገላጋይ ጥርስ ያሳብራል" ዝባሃል: ንሱን ናይዚ ሸርሒ መሻርኽቱ ዝኾኑ ዉሑዳት ጀነራላት ኣብዘይ ስርሖም ጦብሎቕ ኢሎም ሓንካስ ዉድብ ኮይኑ ዕንይንይ ክተርፍ ዝገበሩዎ ምኹዋኑ ኩልና እንፈልጦ ጉዳይ እዩ::
    እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ድማ መሓዉር ዘርጊሑ በታ ዘላቶ ናይ ስራሕ ዘበን ስርሑ ፈፂሙ ከየረክብ ኣብ ባይታ መሰናኽላት እናገበረ 'ሓይሊ ጸፅታ' ብኡ ዝዋፈሩ እናገበረ ቢሮታት ምዕጻዉ: ሓለፍቲ ሽመኛታት ኣብ ቢሮ ኣትዮም ንህዝቢ ከገልግሉ ንከይኽእሉ እናገበረ: መፍረሳይን ካብቱ ጊዚያዊ ምምሕዳር ዝጏነጽ መልእኽታት ባዕሉ እናወጸ ይርብሽ ምንባሩ ንከታተሎ መጺእና ኢና::
    ኣብ መወዳእታ ሀዚ ኩሎም ኣይካኣሉሉን እሞ 'ንሕና ወተሃደራት ኢና ፖለቲከኛታት ኣይኮንናን፣ ፖለቲካ ግና ኣይጠፍአናን' ዝበሎ ጀነራል ማንጁስ ኣብ ኣፅቢ ወንበርታ፤ ስለዚ ንሕና ካብኦም ንሓይሽ ኣለናልኩም ኢሉ ህዝቢ ምስኦም ክዓስል ናይ ምግባር ጎስጏሳት ይገብሩ ምህላዎም ንዕዘብ ኣለና:: መልእኽቱ ወተሃደራት ብረት ኣብ ኢድና ስለዘሎ ጸጥታ ኣኽቢርና ምምሕዳሩ ባዕልትና ክንሕዞ ኢና ብግዚያዉነት : ከምቱ ደርጊ ዝገበሮ ማለት'ዩ:: ድሕሪኡ መረፃ ገይርካ ክንለቅቐልካ ኢና ትብል ክትስዕብ ምኹዋና ነስተብዕል::
    ህዝቢ ትግራይ ወታደር ህዝቢ ናይ ምምራሕ ተሞኩሮ የብሉን ኣብ ዝኾነ ዓለም: ተነይሩ'ዉን ባርባራዊ ምግዛእቲ ጥራይ እዩ ክኸዉን:: ስለዚ እምቢ ክባሃሉ ዝግበኦም እዚኦም ምኹዋኖም ፍለጥ ተዳለዉ::

  • @RahelTikue
    @RahelTikue 15 วันที่ผ่านมา

    መፍትሒአቀምጡግለሰብአይትቀጥቅጡ

  • @KidaneGebre-w9j
    @KidaneGebre-w9j 16 วันที่ผ่านมา

    በቃ ከስረሐና ዘይከአለ ምክንያት እዚ እዚ ኢለ 1 2 3 ኢሉ ዘርዚሩ የረድኡ ንህዝቢ ህዝቢ ከአ በዕሉ ይቃለሶ ተዘየለ ንሳቶም ዉን ካብቶም ጉጅለ ተፈልዮም ዝረአይሉ ምክንያት የለን

  • @gebreyohanes9268
    @gebreyohanes9268 15 วันที่ผ่านมา

    Yemane I agree most of your comments but I disagree that you said the generals dismantled Ethiopia. On the contrary they protected Ethiopia from all kind of enemies. But the generals are destroying Tigray by siding with one group of political function. These generals are involved with corruption and treasonous activities instead committing in the struggles for freedom to the people of tigray from slavery of Ethiopia genocide

  • @Adam-lw8lx
    @Adam-lw8lx 16 วันที่ผ่านมา +2

    መንእሰይ ትግራይ፣ እዞም ድሑራት፣ ሃርጓፋት፣ ናይ ልምዲ "ጀነራላት" ትማሊ ታይ ከምዝገበሩኻ ትፈልጥ ኢኻ፣ ማንም ከዘኻኽረካ ኣይትደልን። እቲ ግዝያዊ መንግስቲ ኣፍሪሶም ናብ ዳግማይ ጥፍኣት ከእትውኻ ዕድል ኣይትሃቦም። እዞም ወንጀለኛታት ኣብ ትግራይ መንግስቲ ተተኺሉ ስሩዕ ናብራኻ ክትመርሕ ኣይደልዩን፣ ፅባሕ ብወንጀል ካምዝሕተቱ ስለዝፈልጡ ኣብ ዕንክሊል ከንብሩኻ እዮም ዝደልዩ።
    ስለዝይ ናይዞም ጎሓልቲ መሳርሒ ካብ ምኻን ወፂእኻ ሰላማዊ ቓልሲ ገይርኻ እለዮም፣ ኾነኩም በሎም!

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 15 วันที่ผ่านมา

      ወዲዛ ዓጣሪት ቡሽቲ😂😂😂

  • @abrahamworke4903
    @abrahamworke4903 15 วันที่ผ่านมา

    ሰለዚ ኣብ ሀዝቢ እምነት የብልኩምን ማለት ኢዩ። እሞ መን ኮንኩም ደኣ ህዝቢ ከተሽክዑ።

  • @Zenebe-f7o
    @Zenebe-f7o 15 วันที่ผ่านมา

    ኣኽሱማዊያን ሚድያ ብጌታቸውን ፃድቃንን እያ ትምወል እንታይ ዳኣ ክትገብሩ ትሕስዉ እምበር መማረፂ የብልኩምን።

  • @birhanemelaku3931
    @birhanemelaku3931 16 วันที่ผ่านมา +1

    እሞ ስቅ ድዩ ክበሀል ዘለዎ 🙄

  • @Zenebe-f7o
    @Zenebe-f7o 15 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ጌታቸው ክሊክ ኢኹም ገንዘብ ዘዐወረኩም ስለዝኾንኩም ኣየተሓዘኩምን ህሩፍ ሰብ ክበልዕ ኢሉ ናብ ገደል ይፀድፍዩ ህዝቢ ትግራይ ግና በዚ ኣተሓሳስባ ኣይድህለልን ምስ ህዝቢ ትግራይ ወግኑ ተጋሩ እንኾይንኩም ብዝተረፈ ከይወግሐኩም።

  • @Zenebe-f7o
    @Zenebe-f7o 15 วันที่ผ่านมา

    ብስራት እኮ ብብላዕ ተታሒዝካ ኢኻ ካብ ዓዲ ወፂኻ ሕዚ እትህቦ ዘለኻ ትንተና ንመሕደሪ ነብስኻ አኻ እተቕርቦ ዘለኻ እምበር ሓቅነት የብሉን ንሓደ ውጉእ ተጋዳላይ ክተሕክሙ ዘይከኣልኩምስ ሃጠውቀጠው ትብሉ ንምቾትኩም ኢኹም ተቀቀቕደዱ ዘለኹም ሓሰውቲ።

  • @bird1144
    @bird1144 16 วันที่ผ่านมา

    እቲ ጆኖሳይድ ዝተፈፀመና ኮሚኒስት ካብ አፍሪካ ንመጭረሻ ንምጥፋእ እዩ

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 15 วันที่ผ่านมา

      ወዲዛ ዓጣሪት ቡሽቲ😂😂😂

  • @abrahamworke4903
    @abrahamworke4903 15 วันที่ผ่านมา

    ኩሉ ኣዘራርባኹም ኣብ ጽልኢ ሕውሓት ዘተኮረ ስለ ዝኾነ ጠብ ዝብል ቁምነገር የብሉን። መፍትሒ እውን የብልኩምን። ግን መሕለፊ ጊዜ ይኾነኩም። ንህዝቢ ትግራይ ዘለኩም ንዕቀት ዝገርም ኢየ።

  • @atc9663
    @atc9663 15 วันที่ผ่านมา

    Mr. Bsrat,
    I don’t know why you are talking about the past, it is like it could be talked about lot about your self.
    Think positive, at list we should wait for more proof to compare with your thoughts about General John.

  • @danieldesta4139
    @danieldesta4139 15 วันที่ผ่านมา

    Genocide what happened with you from Eritrean army?

  • @teklaynega7935
    @teklaynega7935 15 วันที่ผ่านมา +1

    ለያቡ ንፈልጠኩም ኢና ንካሊእ በልዎ

  • @gebreyohanes9268
    @gebreyohanes9268 15 วันที่ผ่านมา

    Mr. Yemane are you worried about the dismantling and vanishing of Ethiopia? Existing of Ethiopia is a cancer to tigray

  • @bird1144
    @bird1144 16 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ ከመ ሱማሌላንድ ዲሞክራሲያዊት ምርጫ ዝግበረላ ንግበራ

  • @berhanegebriye3202
    @berhanegebriye3202 14 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ወረደ ንምታይ'ዩ ብዛዕባ ኩሉ ሓቀፍ መንግስትን ኮንስልን ሞጥያሽን ዘይገለፀ?

  • @MeseleWelu-b5e
    @MeseleWelu-b5e 3 วันที่ผ่านมา

    ሓሰውቲ ኢኹም ኣክሱማውያን ሚድያ ናባኹም ዝመፅእ ሰብ ለይባ ከምኒ ኣሉላናይ tmh ገንዘብ ሰሪቁ ዘፍረሰ ሹምኩም ቀዮሩ ብስም ዓድና ኣይተሓስዉ ኣብዘይራጋገፅኩምዎ ደቃ አንስትዮሚስሊም ትምህርቲ ተኸልኪለን እናበልኩም ኣክሱም ንምጥቄዕ ናይሕዚ ዘይኮነ እናሃለወ ስለዚ ባንዳታት ኢኹም

  • @weretomedia
    @weretomedia 16 วันที่ผ่านมา

    ብዝኽእሎ ደገፍ ምግባር ነውርነቱ እንታይ እዩ ?

  • @TsehayeTewolde
    @TsehayeTewolde 14 วันที่ผ่านมา

    ተቀበሉ ክም ዝሃበኩም ጅቡኦም ክመልኡ ህዝቢ ድሙ ይኽፈል ሓዳሽ ክርቤት ተዳላትልኩም እላ

  • @Giiiggg
    @Giiiggg 16 วันที่ผ่านมา

    ብርጅዋ ብርሽዋ ኣይክኢነን

  • @ttplc8642
    @ttplc8642 16 วันที่ผ่านมา +3

    ጽቡቅ አገላልጻ የማነ በዞም ጥቅመኛታት ውሑዳት ጀነራላት❤❤

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 15 วันที่ผ่านมา

      አንታ ወዲዛ ዓጣሪት ቡሽቲ😂😂😂

  • @ttplc8642
    @ttplc8642 16 วันที่ผ่านมา +3

    ወዲ ወረዳ ብልጽግና (አብይ) ጊዚያዊ ምምሕዳር ፕረዚዳንት ሓቲቱ ምስተከልኧ እዩ ናብጦርነት ከእቱ ዝኽል ቅስቀሳ ዝጅምር ዘሎ።
    "ጎመን"

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 15 วันที่ผ่านมา

      ቡሽቲ😂😂😂

    • @ttplc8642
      @ttplc8642 15 วันที่ผ่านมา

      @danielgebremedhin403 ቆሻሻ የዲቃላ ልጅ

  • @gebregezehay628
    @gebregezehay628 16 วันที่ผ่านมา +2

    እዚ የማነ ዝበሃል ሰብ ትግሪና ልዛርብ ካድረ ደርጊ ብልፅግና ወኪል እዪ ትግራዋይ ከይትድናገር

  • @HabtomKifle-g1m
    @HabtomKifle-g1m 15 วันที่ผ่านมา

    Autum hasewti

  • @hagosmokonnen9799
    @hagosmokonnen9799 16 วันที่ผ่านมา

    ከመይ ትኸውን ዝኸበርካ መዳለዊ
    ኣነ ዝገርመኒ ብተፈጥሮ ንሸፈጥን ክፍኣትን ተረግሪጉ ዝፍጠር ተፈጥሪኣዊ ወድሰብ ኢዩ
    ኣይተ ብስራት ካብ ተሓህት ህወሓት
    ክሳብ ህላውኡ ካብ መቕታልን መወግናዕን ካብ መዕበይኡ እንትኸውን ኣይተ የማነ ድማ ብክፍኣተ ስምጠት ሉተራን ዼንጤ ዘረግረጎ ንፍትሕን ሕግን ዘይኪኑስ ንውልቀ ስሰየዕ መንፈሶም እኝትኺኑ እዚ ወልፊ እንረስ ብወያንሃዊ ወይ ብዘይ ቅዱስ መንፈስ ዝተረግረጉ ምዃኒም ሓበሬታ ኣየድልን
    እወ እቲ ኩነታት ብመሰረቱ ብምዕራባውያን ብፍላይ ብኣይሁድ ሉተራን መንግሥቲ ኣመሪካ ኣፍሪዩ ዘሪኡ ዘብቂሎም ቀተልቱ መቃተልቱ ኢዮም ኩሎም
    ህዝቢ ካብ ባህሉ
    እምነቱ ሕጉ ዘፈናቐልዎ ዘዕእቕዎ ከይሳን ክፋኣተ ካድረታት ናይ ፅንተት ምዃኖም ንፍለጦም መሚና እንተስ ብሕጊ ክልቀሙ ኣለዊም

  • @JoyfulGramophone-gt7iv
    @JoyfulGramophone-gt7iv 14 วันที่ผ่านมา

    አዬ ብስራት ድሕረት ንስካ አሜሪካ ከይንካ ክትብት እትቃለስ ዘለካ ዑና መስፍንነት ሓላዊ ቦታ የብልካን ሰሰቅ ኢካ ኣይለፍልፍ ።😊

  • @Zenebe-f7o
    @Zenebe-f7o 15 วันที่ผ่านมา

    የማን ብስራትን ናይ undp ዶላር ይስፈረልኩም ሰለዘሎ ግድንዩ ዓገግ ክትብሉ መን እሞ ክሰምዐኩም ኛር መበሊኹም እምበር እተምፅእዎ ለውጢ የለን ከሓድቲ ህዝቢ ትግራይ ኢኹም ጠላማት ፈተውቲ ለያቡ።

  • @letebrhantesfahuney1754
    @letebrhantesfahuney1754 13 วันที่ผ่านมา

    ሓሰውቲ

  • @danielgebremedhin403
    @danielgebremedhin403 15 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 አንትን ሰርቅት ሰራክን ሃዲምክን ሃሃሃሃሃሃ

  • @ethiopiawinetyilemlim3253
    @ethiopiawinetyilemlim3253 16 วันที่ผ่านมา +1

    ወዲ ወረደ: 'ህዝቢ ትግራይ ንመራሕቲ ሠራዊት ኣሚኑ ደቁ ሂቡ እዩ' ዝበሎ ሓሶት ይመስለኒ:: ምኽንያቱ ከቐምጥ::
    ህዝቢ ትግራይ ናይ ጽንተታዊ ሓይልታት ከብርስዎ ካብ ኩሉ ኩርናዓት እንትመፁን ኣመጻጽኦኦም ድማ እንታይ ምኹዋኑ ብዓይኑ ርእዩ: ካብዚ ንላዕሊ ኣብ መረበተይ ዓይነዪ እናረኣዬ ባዕለይን ስድራይን ኣይንሕረድን ኢሉ ናብ በረኻታት ትግራይ ዉሓዘ እምበር ጄነራላት ባዓል ወረደን ካልኦትን ኣለዉልና ኢሉ ኣይነበረን:: ስለዚ እቲ ዝዛረቦ ዘረባ መሠረት ዘይብሉ ይገብሮ:: ዋላ እዞም ጀነራላት ከም ኣጋጣሚ ተዘይህልዉና ነይሩ ጊዘ ክነዉሕ ይኸዉን እምበር ከም እቶም ኣብቲ ከይዲ ኩይናት ዝተፈጠሩ መናእሰይ መራሕቲ ምፍጣሮም ኣይምተረፈን:: ስለዚ ምስቲ ሓሶትካ ንባዕልኻ ከም ፈጣሪ ክርስቶስ ገይርካ ምርኣይካ ክንደየናይ ዘይዓቕምኻ ትማጣጠር ከምዘለኻ እዩ ዘርኢ::
    እዚ ወዲ'ዚ ካብ ሠናይ ጉይሓቱ ጊላ ህወሓትነቱ ዘረጋገጸ እንትኸዉን፣ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ምምስራት ዝሓንከሮን ቅኑዕ ትካል ኮይኑ ከይወጽእ ዝተጻወቶ ኣሉታዊ ተራ ግልጺ ይመስለኒ:: ሀዚ ድማ ህወሓት ባዕሎም ኣዐርዮምስ ኣፍሪሶምስ ክወጹሉ ዝነበረ ናይ ገምጋም መስርሕ ብግቡእ ንከይፍፅሙ ከምቱ ናይ ኣምሓሩ ምስላ " ያላዋቂ ገላጋይ ጥርስ ያሳብራል" ዝባሃል: ንሱን ናይዚ ሸርሒ መሻርኽቱ ዝኾኑ ዉሑዳት ጀነራላት ኣብዘይ ስርሖም ጦብሎቕ ኢሎም ሓንካስ ዉድብ ኮይኑ ዕንይንይ ክተርፍ ዝገበሩዎ ምኹዋኑ ኩልና እንፈልጦ ጉዳይ እዩ::
    እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ድማ መሓዉር ዘርጊሑ በታ ዘላቶ ናይ ስራሕ ዘበን ስርሑ ፈፂሙ ከየረክብ ኣብ ባይታ መሰናኽላት እናገበረ 'ሓይሊ ጸፅታ' ብኡ ዝዋፈሩ እናገበረ ቢሮታት ምዕጻዉ: ሓለፍቲ ሽመኛታት ኣብ ቢሮ ኣትዮም ንህዝቢ ከገልግሉ ንከይኽእሉ እናገበረ: መፍረሳይን ካብቱ ጊዚያዊ ምምሕዳር ዝጏነጽ መልእኽታት ባዕሉ እናወጸ ይርብሽ ምንባሩ ንከታተሎ መጺእና ኢና::
    ኣብ መወዳእታ ሀዚ ኩሎም ኣይካኣሉሉን እሞ 'ንሕና ወተሃደራት ኢና ፖለቲከኛታት ኣይኮንናን፣ ፖለቲካ ግና ኣይጠፍአናን' ዝበሎ ጀነራል ማንጁስ ኣብ ኣፅቢ ወንበርታ፤ ስለዚ ንሕና ካብኦም ንሓይሽ ኣለናልኩም ኢሉ ህዝቢ ምስኦም ክዓስል ናይ ምግባር ጎስጏሳት ይገብሩ ምህላዎም ንዕዘብ ኣለና:: መልእኽቱ ወተሃደራት ብረት ኣብ ኢድና ስለዘሎ ጸጥታ ኣኽቢርና ምምሕዳሩ ባዕልትና ክንሕዞ ኢና ብግዚያዉነት : ከምቱ ደርጊ ዝገበሮ ማለት'ዩ:: ድሕሪኡ መረፃ ገይርካ ክንለቅቐልካ ኢና ትብል ክትስዕብ ምኹዋና ነስተብዕል::
    ህዝቢ ትግራይ ወታደር ህዝቢ ናይ ምምራሕ ተሞኩሮ የብሉን ኣብ ዝኾነ ዓለም: ተነይሩ'ዉን ባርባራዊ ምግዛእቲ ጥራይ እዩ ክኸዉን:: ስለዚ እምቢ ክባሃሉ ዝግበኦም እዚኦም ምኹዋኖም ፍለጥ ተዳለዉ::