ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብትክክክል
ይኣክል ክብሉ ዘለዎም ህዝቢ ትግራይን መከላኸሊ ሓይሊ ትግራይ ጥራሕ እዮም።
❤❤❤❤❤❤
ናትና ፎሮም እትቐርቦም ሓበሬታታት ተኣመንትን ብትኩሶምን ኢኻ እተቕርቦም በርትዕ።
Tigray midya no weshtam 666
ትክክል ትግራይ ካብቶም ፖለቲከኛታት ወጻኢ ዝኾነ ብአስቸኳይ ግዚያዊ መንግስቲ ይቋቋም እዞም ኣብ ክሊተኡ ተሰሊፎም ህዝብና ናብ ሓደጋ ዝመርሕዎ ዘለዉ ሰባት ካብ ኩሉ ክእገዱ ኣለዎም ልሂቃን ትግራይ መራሕቲ ሓይማኖት ትግራይ ብሓፈሻ ስቢላት ዝኾኑ ተኣካኪቦም እስካብ ምርጫ ትግራይ ዝመርሕ መንግስቲ ያዋቅሩ ሕወሓት የለ ውናት የለ ባይቶና የለ ዓረና ብትውቅላላ ናይፖለቲካ ሰባት ዘይብሉ ግዚያዊ መንግስቲ ይዋቀር ፡፡
ትግራይ ንዞባ ቀይሕ ባሕሪ ተማእክል'ያ ምባል ክብ ኩዉንነትን ሕሉፍ ታሪኽ ናይ'ቲ ከባቢ ወጻኢ ስለዝኾነ ክእረም ዝግብኦ ግጉይ ኣተሓሳስባን ኣበሃህላን ኢዩ።
ሓቂ እቶም ሰባት ክሕተቱ ኣለዎም።
Weshtam abyi midya
Kefu no
Kkkkkkk
እቶም ዋና ህማም ትግራይ ፋሉጣት እዬም ብዙህ ግዜ እድል ተውሂዎም ምንም ፋረ ክምፅኡ ሰለዘይክአሉ ብአገዳዲ ወይ ብTDF ወይ ብተቃውሞ ህዝቢ ተገይሩ ሙልእ ጉባኤ ህዋህት ከወግድዎም ተገይሩ ሀዱሸ መራሂ ይግበሩልና ተዘይገበሩ ግን ???
መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ ካብቲ ኣብልዕሌና ዝተፈፀመ ጆኖሳይዳዊ ፅንተት ቅድሚ ምፍፃሙ ንምክልኻሉ ዝነበረና ድኹም ምድላው ዘሕደረልና ቁስሊ ክትምሃርሉ ይግባእ።እቲ ኣብቐርኒ ኣፍሪካ ዝረአዘሎ ናይኩናት ምሽብሻብ ብፍላይ ኣብትግራይ ከብፀሖ ዝኽእል ጥፍኣት ተረዲእኹም ሓይልኹም ዕጥቅኹም ሉጂስቲኩም ደጀንኩም ብግቡእ ተጠናኽሩ ዝሓተኩም እዋንእዩ ፀላኢ ዝበለይበል ንዘይተርፍ ክትዳለው ይግባእ።
እዋእ ከምዛ ናቶም እዮም ቀይሕ ባሕርና ከኣ ይብሉ ። ጉሓፋት ትረፍ ባሕሪ ክትውንኑ እታ ተሸርሚማ ዘላ ክልል ውን ከይትስእናአ ።
ቦቅቧቃ!