ስጉምቲ ፀጥታ ሓይሊታት ትግራይ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 195

  • @rona7755
    @rona7755 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +15

    ብርሂን ክንድሽሕ። እንጀራ ዓለም ብላዕ። ወፊርካ እቶ። ጅግና።

  • @yemaneW.gebral
    @yemaneW.gebral 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +14

    ተ/ይ ብርሃነ ንፉዕ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ።

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +16

    ጂግና ተጋዳላይ ብርሐነ እንካእ ብሰላም መጻካ ለባም ሰብ❤

  • @firewioniwoldu9031
    @firewioniwoldu9031 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    You’re right 100%

  • @ZeruGhiwet
    @ZeruGhiwet 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    መንእሰይ ትግራይ ናይ ጌታቸው ፕሮፖጋንዳ አይትስማእ ለያቡ ፀረ ህዝቢ ትግራይ እዮም።

  • @TekaGebrekidan-y6b
    @TekaGebrekidan-y6b 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +20

    ጅግና ብረሃነ ሃዉና በሃቅይ ልብ ዘሎዎ ትግራው ፅን እሉ ክሰምዖ አሎዎ ኩሉ ግዘ ጅግና እዩ ብርሃነ ሰብ ዝሰዓነ ሰብ ሃዉና ጅግና አጆኩም ቃልስ ቃልስ እዩ !!!

    • @MerhawiMerhawi-f2f
      @MerhawiMerhawi-f2f 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ባንዳታት ትግራይን ትግራዋይን አይትፈልጥዎን አብይ አዲኡ ዳአ አል ሎማዓንቲ ስልጣን ማዕፆ ሴርካ አይርከብን

    • @MerhawiMerhawi-f2f
      @MerhawiMerhawi-f2f 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ይቕርታ

  • @Dengolo-gf7dd
    @Dengolo-gf7dd 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +20

    ተባረኽ ብርሃነ ትሓቂ ንሱ እዩ

  • @Husienali-j7w
    @Husienali-j7w 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ብሬ ተባዕ ትግራይ ኢኻ

  • @mulualemayehu6576
    @mulualemayehu6576 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ጅግና ብርሃነ ተባረኽ እምበር ተጋዳላይ ብዛዕባ ህወሓት ዓሚቕ ፍልጠት ዘለካ እዩ

  • @musieasefa9159
    @musieasefa9159 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ብርሃነ ጅግና ኢኻ ብሓቂ ፀረ ባልዓትን ባንዳታትን ኢኻ ግን እንታይ ዋጋ ኣለዎ ከምቲ ቀዲምካ ዝበልካዮ ሰብ ዝሰኣነ ሰብ ኢልካ ዝሰየምካ ሓቅካ ኢኻ።ሰማዒ ህዝብን መንእሰይን እንተዝህሉ ኔሩ ናብ ዝኹሉ መከራ ኣይምኣተናን።

  • @zemaryamboy6794
    @zemaryamboy6794 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ተጋሩ ከምተጋሩ ሓድነትና ዘሪጎም በታቲኖምን ንበላዒ ክህቡና እዮም ለይትን ቀትርን ይሰርሑ ኣለው ፀላእትና‼ ስለዚ ከም ናተይ እምነት ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ቁልጡፍ መፍትሒ ክገብር ይግባእ።

  • @MuezeyZeray
    @MuezeyZeray 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    ተጋዳላይ ብርሃነ ጅግና ወዲ ትግራይ

    • @semretgirmay5590
      @semretgirmay5590 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሸቃጢ እንቃቆሖ ለኽባጥ

    • @semretgirmay5590
      @semretgirmay5590 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ናይ ሐሶት ከንቲባ ከንቲባ አባጊዕ

  • @ghidaydesta5870
    @ghidaydesta5870 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    Thank you both 🙏🙏🙏

  • @AskaleAskale-i5g
    @AskaleAskale-i5g 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ትግራይ መን የድሕና ??? ትግራይ ብህዝባ እምበር ብማኒም ኣይትድሕንን ተጋሩ ሰብና ንፍለ መን መን ይሰርሕ ኣሎ ፍለጥ መምካ ወስን ካብ ቶም ተሾወምቲ እቶም ምድያታት ዘገብቲ መሕዘኒ ንትግራይ ዘይምጥን።

  • @HailshDagnew-k3i
    @HailshDagnew-k3i 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ነበር ጊዝያዊ ምምሕዳር እትብል ቃል ብኸመይ እያ ? እስካብ ሐዚ ብጊዝያውነት እናመረሐ ዘሎ ባዕሉ ጌታቸው እዩ ወሪዱ እዩ ተባሂሉ ዝተውሃበ መግለፂ ስለዘይሰማዕና።

  • @SamsonAbrha-h7o
    @SamsonAbrha-h7o 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    Good job Berhane Gebregerges. Young Tiger Tigrai ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✅✅✅❤❤❤

  • @tigrayfirst3162
    @tigrayfirst3162 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ጀግና ተጋ ብርሃነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጀነራል ፃድቃን ዱሞክራሲያዊ እንተኾይኑ ንምንታይ እዩ ውድብ ህወሐት ክትጠፍእ ዝኹሎ ፃዕሪ ንህዝቢ ትግራይ ኣነ እየ ዝፈልጠልካ ኣነ አብ ስልጣን ክነብር እዩ;; ብሓሳብ ኣፈላላይ ዘይኣምን እዩ ቅድሚ ሒዚ እውን ጠንጥንዋ ናብ ንግዲ ዓለሞ ዝኣተወ ስብ ሒዚ ድማ ናይ ስልጣን ሕማም እዩ ንትግራይ ዝሕምሳ ዘሎ ውድብ ህወሐት ይኹን ካሎኦት ውድባት ክፈርሳ የብለንን ተውዳዲረን ክስዕራ መንግስቲ ክምስርታ ኣለወን እዚ እዩ ዲሞክራሲ

  • @saristubesaris6177
    @saristubesaris6177 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Guys we thank you for highlighting

  • @firewioniwoldu9031
    @firewioniwoldu9031 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Thank you brother for your turns🎉

    • @Tigrai_Press
      @Tigrai_Press  11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Always welcome

  • @firewioniwoldu9031
    @firewioniwoldu9031 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    💕💕💕💕👍👍👍👍

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    የቀንየልና ትግራይ ፕረስ ተጋዳላይ ብርሃነ ንትግብርው ኹሉ እዜና ናክብረኹም ቀፅልሉ እግዚአብሔር ምስ ህዝብ ትግራይ ይኹን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Neverforget2020
    @Neverforget2020 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Thx Tigray Press ✅z Berhanewel come

  • @ghideyb7269
    @ghideyb7269 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Amazing Tegadalay berhane.great depth analysis. Have.great day to all of you.a great clarification. Keep it up.

  • @AdyamSemere
    @AdyamSemere 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ብርሃነ ንመቀለ ብጉጅለ ከፋፊሉ ዘባለዐ ሓድነት አመሪርሓ ክበታተን ዝገበረ በኮራብሽን ዝሕመ አብ ዝሓለፈ አነ ከንቲባ እንተዘይኮኑ ኢሎም እናፈከሩ ዝነበረ ተቀባልነት ዘይብሎም ብገምጋም ዝተአለዩ ጌታቸው ምሻሙ በጣዕሚ ይገርም የደምም

  • @leteberhanabraha6932
    @leteberhanabraha6932 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ግምት ባእሉ ንባእሉ ከምመንግስቲ እናቆፀረ እዩ እቱ ሽግር ግዛዊ ምምህዳር እምበር መንግስቲ ከምዘይኮነ ብግልፂ ክንገሮን ክርዶኦን አለዎ ስልጣኑ እውን ውስን እዩ እቱ ህዚዘግበሮ ዘሎ ተስፋ ምቁራፅ እሞ ክሻእዝኽእሎ ጥፍዓት አብፂሁ ክጠፍእ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ ዝመስል መሕፈሪን መደንፀዊን እዩ

  • @hiritighebreselassie1546
    @hiritighebreselassie1546 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤አምላኽ ምስ ህዝብና ይኹን 💛አሜን❤️🙏🏾💛

  • @destaAman-xn7td
    @destaAman-xn7td ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትግራይ ብወደ ትግራይ ጥሪሕ ክትማሓደር ኣለዋ ፁሪይ ዝክነ ትግራይዋይ

  • @SaymonTesfay-tp3jd
    @SaymonTesfay-tp3jd 48 นาทีที่ผ่านมา

    ብጣዓሚትኽኽልኢዬ

  • @aatsedemekebeb2494
    @aatsedemekebeb2494 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thank you Brhane ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Mengstab-m4f
    @Mengstab-m4f 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፖለቲካ ትግራይ ጥራሕ ዘይኮነስ ፖለቲካ ምብራቕ ኣፍሪካ ብዕሊ ዝተረደአ ጅግና ተጋዳላይ ብርሃነ ንበረልና🙏

  • @destaAman-xn7td
    @destaAman-xn7td ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጀኹም ቀፁሉሉ ❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍

  • @HaroguDesta
    @HaroguDesta 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ♥️♥️♥️♥️♥️♥️💪💪💪💪💊💊

  • @ፍስሃጉተና
    @ፍስሃጉተና 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብስራት ብሓቂ ናይመወዳእታ ውዳቕን ረሳሕን ሰብ ምኳንኻ ብጋህዲ ዘርአኻሉ ውዕሎ ሪእናካለና

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ጀነራል ፃዲቃን ናይ ትእቢት ሰብ እዩ ግን ሂዚቢ ትግራይ እናፈለጦ እዩ ከም ትግራዊይ አይከነን ፃዲቃን ናይ ደገ ሓይለ መልኢኪት አለዎ😮😮

    • @samsamsun367
      @samsamsun367 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ፃድቃን ርእሲ ሀርኢ ትእቢቱ ንማንም ክሰምእ አይደልይን መን ክሰምኦ ህዚቢ ዝደልይ ዝሰምኦ ፃድቃን አሜሪካ አብይ ተአማሚኑ አብ ህዝቢ አንባገነን ክኮነለይ ይሸባሸብ ምስኪን ኪሳራ😂😂😂😂

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tegadaly Berhan, i really enjoy your interview all the time. May the Lord God bless you and keep you safe wherever you go, in Jesus' precious name I pray

  • @mekonenebeyene7836
    @mekonenebeyene7836 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    I’m proud of you, Brha

  • @tsegayarayea
    @tsegayarayea ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሬ በርትዕ ግን ጥንቃቐ ግበር ዝዓርከይ ተስፋ ኣለና

  • @yemanekidane9147
    @yemanekidane9147 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    💊💊💊👌👌👌👍👍👍✅✅✅✅✅

  • @MuleZena-c2t
    @MuleZena-c2t 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተ/ብርሃነ ዓይኒ ትግራይ

  • @destaAman-xn7td
    @destaAman-xn7td ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፌክ ፕረዚዳንት ግዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ

  • @DillbeyesusGirmay
    @DillbeyesusGirmay 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኹሉ ነገር ግልፂ ጌርካዮ ኢኻ የቐንየልና !!!

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዘሕዝን ዘሕዝን አብ ጽባሕ ጆኖሳይድ ህዝቢ ትግራይ ከምዚ ክድዓት አይተራአየን😢😢😢😢😢
    ገታቸው ንህዝቢ ከዲዑ አንታይ ዓይነት ታሪኻዊ ክድዓትዩ?😢😢😢😢😢

  • @danielzeki273
    @danielzeki273 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

  • @eyasuberhe-xh3uy
    @eyasuberhe-xh3uy 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መንግስቲ የውርድ መንግስቲ ይሸውም ያ!ህዝቢ ኸ ታይ ይገብር ዘየስማዓካ የለን።

  • @HaftomChere
    @HaftomChere 57 นาทีที่ผ่านมา

    አነ ይፈርሕ አለኩ

  • @ata4737
    @ata4737 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብስራት ብቀዳምነት ንቃልሲ ህዝብ ትግራይ ኣብ ትገብሮ ኣበርኽቶ ኹሉ ዓብይ ኣኽብሮት ኣለኒ ኣብ ቀጻሊ ስራሕካ'ውን ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ። ከም ሓወይ ንእሽተይ ርኢቶ ኽሕብረልካ ዝደሊ ልፍዓተይ ኣብ ርሱን ትንተና እንዳሃለወ ኣይትኹለፎ ናይ ተመልኸቲ ስምዒት'ውን ትትንኽፍ ኣለካ ደሓር ከኣ ኣይትሰኸፍ ንሓውካ ምሰል ንሱኳ ኣብ ረመጽ ኾይኑ ድምብርጽ ዘይበለ ጅግና ኣጆካ! ብዝተረፈ ጽቡቅ ኣለኹም ቀጽልዎ።

  • @HailshDagnew-k3i
    @HailshDagnew-k3i 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንታይ እዩ ዝበሃል ዘሎ ላዕለዎት መራሕቲ ሓይልታት ፀፅታ ትግራይ እቲ ኣካይዳ አይተረደኦምንዶ ይኸውን ? ብስሩ ወን እቲ አካይዳ ግልፂድዩ?

  • @azebhadgu9508
    @azebhadgu9508 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Gatachew is not looking yang politician he is looking who followwith him it is not about age it is about wisdom

  • @adwawoldearegai
    @adwawoldearegai 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትግራይ ዝተረፋ ናይ መወዳእታ መማረጺ ዕጥቃዊ ቃልሲ ጥራሕ እዩ :: ሓደ ክብሎ ዝደልዮ ነገር እንተሃልዩ ( TDF ) ትግራይ ኣብ ኢዱ ትመክኽ ከምዘላ ግልጺ ምኴኑ ክፈልጥ ክምዘለዎ ጥራይ ::

  • @AberhaGirmay
    @AberhaGirmay ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አነዝብሎ ብሰላሕታ ትግራይ ሐደጋ እንዳወደቃ ፀጥታ ሐይሊ ካብ ደቀሰ ከምቲ ዝተበሀለ ደላይ ሰላም ሕዝቢ አላዕልካ ይኾኖ ዝብል ምልዓል ዙርካ ምጥንኻር የድሊ።

  • @danielzeki273
    @danielzeki273 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏👍

  • @GwahdSahlu
    @GwahdSahlu 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብስራት ኩሎም ምድልዋትካ እከታትሎም እየ ፅቡቅ እዩ ቀፅለሉ
    ኩሉ ይፍለጣ ሓደ መራሒ እየ ዝብል ሰብ ክብሎ ዘይብሉ ግን ጌታችው ረዳ ዝተፃረፋ ፎሽዃል እትብለ እያ ሰብ ዝሳነ ሰብ/ ብርሃነ /ንምዝራብ ሰለ ዝተሰክፈ ኣነ ገሊፀያ

  • @Gebrewmichael
    @Gebrewmichael 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ህወሓት ንዚ ንቑሕ መንእሰይ ማእኸላይ ኮሚቴ ክኸውን ይግብኦ።

  • @benyamasgdom4722
    @benyamasgdom4722 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Our Hero Berhane keep out your self from evil x General Tesadekan and Getachew Reda. If anything wrong with your life,they’re responsible.

  • @danielzeki273
    @danielzeki273 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💪💪💪💪💪💪

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሱቅ ከይኮነስ ይእገስ እዩ ፀኒኹ ኸዚ ግን አብዝላአለ ችግር በፂኹሎ ማለት እቲ ሰራዎት ኸዚ ክንቀሳቀስ አለው ።

  • @destaAman-xn7td
    @destaAman-xn7td ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፌክ ፕረዚዳንት ግዜያዊ እሰካብ ማዓዝ እዩ ከምዚ ኢሉ ክቅፅል

  • @destaAman-xn7td
    @destaAman-xn7td ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ረዳኢ ሓለፈም ማለት እኮ ምን እንተኮንካ ኢካ ትግራይ ትምርሕ ምን እንተዘይኮንካ ትግራይ ትምርሕ ዘብለ እዩ

  • @HayluBeyene
    @HayluBeyene 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትግራይ ተጋዳላይ ብርሃነ ተትመርሃ መሃሽ ካፍቶም ብልሽዋት

  • @destaAman-xn7td
    @destaAman-xn7td ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ህወሃት ኔምንታይ እዩ ትዕግሰቲ ገይሩ

  • @berhewoldegiorgis6570
    @berhewoldegiorgis6570 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Go Go a way 60 yrs Enough

  • @AberhaGirmay
    @AberhaGirmay 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተገልበጠኒ ኾይኑ ግዝኡ

  • @ksatenikedimos
    @ksatenikedimos 28 นาทีที่ผ่านมา

    ብሬ ቆራፅን በሊሕን ኢካ ቀፅለሉ

  • @danielzeki273
    @danielzeki273 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    👍👍👍👍👍👍👍

  • @TsigeZemaryam
    @TsigeZemaryam 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተጋዳላይ ብርሃን ጅግና በቶም
    ካብ ቡሱልጥረ ዝተረፍካ ከማኻ
    ካብትሓዊ ዝተረፉ ደቅናን ስድራ ስዋኣትን ኣካል ጉድኣትን ዘሕዘነ
    ስራሕ እንትስራ ሰራዊትና ግን ሱቅታ
    መሪፁ ንምንታይ

  • @HadushGebremedhin-pw2qv
    @HadushGebremedhin-pw2qv 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብርሀነ ክፃረፍከ መን መብት ሂብካ

  • @መባእጽዮንብራሃነ
    @መባእጽዮንብራሃነ ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሬ ተቃላሳይ

  • @Asfsr1994
    @Asfsr1994 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Birhane is another Amaniel Asseffa

  • @HadushGebremedhin-pw2qv
    @HadushGebremedhin-pw2qv 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አታ ዓሻ ህዝቢ ትግራይ ዝተቃሎሶ ንህውሓት ዘይከነስ አብ ልዕለኡ ዝተፅዓኖ ገዛኢ ደርቢ ንምውጋድ ዝተገበረ እምበር ንዘለአለም ክምለኸሉ አይከነን ከማኻ ዝበለ ሕውሓት አምሉኹ እንዳበለ ዝዛረብ ድሑር መንእሰይ አይንደልይ

  • @GEB301
    @GEB301 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እቶም ጀነራላት ሓቂ እዩ ሃፍቲ ትግራይ እዮም ዝጉሕጉሑ ዘለዉ።እዙይ ዓለም ዝፈልጦ 'ዩ።ኣበይ ዘሎ ቤት ምኽሪ እዩ ቤት ምኽሪ ከተማ መቐለ ትብሎ!?ውዕሊ ፕሪቶሪያ ኣይትፈልጥዎን ማለት 'ዩ።

  • @abrhaadhena1904
    @abrhaadhena1904 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብርሃነ ስርዓት ዓድዋ ዕድመ ልምንዋሕ ልደክምዘሎ ተሸካሚ ሻንጣ ዝበስበሰ ስርወመንግስቲ ስብሓት እዩ።

  • @destaAman-xn7td
    @destaAman-xn7td ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚ አብ አደ ግዶም ዝተዛረቦ እዩ ገፁ ይራሓቅ

  • @redaegebremedhin
    @redaegebremedhin ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብዓል ጻድቃን ዝተሃንደሰ ኢዩ እዚ ኩሉ ሕልኽላኽ ኣብ ውሽጢ ህዝቢ ትግራይ ዝርኤ
    ን ዝቕጽልን ዘሎ።ሰራዊት ትግራይ መድሕንን ዋርድያ ኢየ ዝብል እንተኾይኑ ስለምንታይ ኢዩ ክሳብ ክንድዚ ኣገባብ ዘይብሉን ህዝቢ ፋሕፋሕ ዘብልን ተግባራት እናርኣየ ትም ዝብል ዘሎ?

  • @abrahamdesta2211
    @abrahamdesta2211 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጨናዊ መቀለ ኣይትገዝእዋይ 😊😊😊😊 ኣድኹም ግዝኡ 😊😊😊

  • @MebrahtuAsefa-z7f
    @MebrahtuAsefa-z7f 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወዲወረደ አበይ እዩ አቃሙ እቲ ናይሰራዊት መግለፂ ዘይውፆ መንዩ ሕዝዋ ሕተተለይ

  • @kinfeasefaw
    @kinfeasefaw 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይመን ነበር እዩ ታ ነበር ካድረ ሕዋሓት

  • @azebhadgu9508
    @azebhadgu9508 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    I Can wait to see ex prsedent gatachew to stop disturbing tigray for how long

  • @almazkassa6246
    @almazkassa6246 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ትግራይ ዬሐንስ ቧያለው ማለት ጌታችው ረዳ እዩ

  • @MesfinGebreaneniya
    @MesfinGebreaneniya 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣቱም ጀጋኑ በርትዑ እስቲ

  • @berhewoldegiorgis6570
    @berhewoldegiorgis6570 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Banda wedi Banda

  • @GebrelibanosGebrezihir
    @GebrelibanosGebrezihir 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ,በርሃነ ገ/የሱስ ሐዚ አበይ አትዩ እትብል ሕቶ አይተመለሰን?

  • @KomuhendoSywia
    @KomuhendoSywia 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    የቀንየልና ተጋዳላይ ብርሃነን ትግራይ ፕሬስን እዚ እንፃድቃን ዝኽተልዎ ዘለው ካብቲ ፀላኣቲና ዝፈፆምዎ ተግባር ንላዓሊ እዩ ኮነ ኢሎም ብዛዕባ ግዚኣትና ምምላስን ህዝብና ውሕስ በዝኾነ መንገድ ይመለስ ዝብልን ወንጃለኛታት ብሕጊ ይታሓተቱ ዝብል ዋና ኣጀንዳ ተቀይሩ ሕጌ መንገስቲ ጥሕሶም ትግራይን ህዝብና ኣብ ሓደጋ የውድቅዎ ኣሎው ኩሉ ህዝቢ ብጥንቃቀ ርኡዩ ምርኣይን ምውሳንን የድልዮ

  • @negussiegebrekidan2716
    @negussiegebrekidan2716 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @YaredTesfay-t2t
    @YaredTesfay-t2t 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንታዩኸ ደመቀ መኮነን ዝመስል

  • @abbyteklehaimanot5298
    @abbyteklehaimanot5298 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    DW has become the mouthpiece of #TigrayPP. Shame.

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በትክክል ህወሃት ናይ ህዝቢ ትግራይ አብይ ትካል እዩ ዘሓዝካዮ ትካል በቲንካ ምንም ክመፅእ አይኽእልን ።

  • @kidanetesfay7123
    @kidanetesfay7123 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብርሃነ ክልተርዕሲ ዱዮ ዘለካ ?

  • @AlaFerej
    @AlaFerej 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TeamuSe
    @TeamuSe 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Bisrat, please don't support those who insulting the TPLF people. As the matter of fact, Sadikan, and the opposite parts are the insulator of the TPLF people. Nothing coming good from their mouth.

  • @rachelhadera1094
    @rachelhadera1094 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Getachew Reda is the worst enemy for Tigray

  • @JohnAbrham-f5m
    @JohnAbrham-f5m ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ገዛ ገዛ ጨወታ ዶ እባ ኮነ ኩነታት ትግራይ ወይ አነ

  • @abrhaadhena1904
    @abrhaadhena1904 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብዓለም ትብልከለኻ ብርሃነ ካብወለጋን መቐለን ወፃኢ ኣበይትፈልጣ?

  • @tsehayhalfom7613
    @tsehayhalfom7613 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሲዲ ተራ ልባሀል ትግራዋይ የለይ

  • @almazkassa6246
    @almazkassa6246 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በዛካ ናይስብአይ እዙይ አይተስማአኔ

  • @YaredTesfay-t2t
    @YaredTesfay-t2t 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ነበር ፕረዚደንት ቮድካቸው

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናብ አዲሲ አበባ ምምልላስ አቢዚሑ😂😂 እኮ😮

  • @HabtuKalayu
    @HabtuKalayu 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጨምላቅ

  • @SihinKidane-g3d
    @SihinKidane-g3d 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tegaru kulatna nezi neuss emo mestewalin zikone melsitatin kulukunetatin zigileszelo nimistiwaln nimifradin zitekim yimesleni
    Meshaf elka kigilesyikeal binateatahasasiba
    Tigreway nay aemiro haftam rmiqanu miridae yedili

  • @abrhaadhena1904
    @abrhaadhena1904 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቤት ምኽሪ ከተማ መቐለ ተወለድቲ መቐለ እንተይኾኑስ ካብማእኸላይ ዞን ዝኣከብዎም እክብካባትን መጋበሪያ ስርወመንግስቲ ስብሓታውያን እዮም።

    • @abrhaadhena1904
      @abrhaadhena1904 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሰራዊት ትግራይ ናይሓደ ዝበስበሰ ውድብ መጣቕዒ ኣይኮነን።

    • @abrhaadhena1904
      @abrhaadhena1904 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ስቅቅቅቅቅቅ በለ ፃሕፃሒ መሬት እንደርታ፣ራያን ወልቃይትን መን ከምዝወሮዝነበረ ጠፊእካ ኣይኮነን።