ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ጸሎታን በርከታን ናይ ኣዴና ቅድስት ካብ ቁድሳት ንጽሕት ካብ ንጽሓት ዝኾነት ድንግል ማራይም ምስኩልና ፍቅራት ደቃ ይኹነልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣባ ኣነ ኣብ ሂወተይ ጽላለይ ፈታሒት ሽግረይ ኩሉ ዝሓቶ ማለት ቢልቢ ክጽውዓ ከለኩ ከም ግበረይ ዘይኮነ ርህርህቲ ብዓልቲ ቃል ኪዳን ያ ክብርን ምስጋናን ንወላዲተ ብርሃን ዓለም ኣሜን
ቃል ሂወት የስምዓልና አቦና፣ ድንግል ማርያም አደይ ከምቲ ከምቲ ንኸልቢ ብወርቂ ጫማኪ በቲ ርህርህ ልብኪ ማይ ዝስተኽዩ ንዓና ንድኽዑማት ኣብ ቅድሜና ዘሎ ወርቂ ክንርኢ ዘንኽእል ደቅኺ ማይ ሂወት ክንሰቲ ለምንልና ናብ ፍቁር ወድኺ፣አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ቂል ህወት የሰመዓናል ካበር ኣቦና እግዘብሔርን ማርያም አደና ጸሎትም ኦይፈላሊን
መርሐበእ ከመይ ቀኒኺም አቦና በቲ ጾሎቱኩም ይምሐረና አሜን
ኣቦና ኣባ መዝገበ ስላሴ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣደ ተስፋና ንጽህት ቅድስት ርህርህት ወላዲት ኣምላክ ምስ ኩልና ትኹን ኣደ ኣምላኽ ።
Amen
*Amen amen amen*
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ፍቅሪ ወላዲተ ኣምላክ ኣዴና ድንግል ማርያም ኣይፈለየና።
አሜን፫ ብሓቂ ቃለህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና ጣዕማን ፍቅራን ናይ ወላዲት አምላክ ምስኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን አሜን አሜን አሜን
AMEN AMEN AMEN QALE HIWET YESMALNA ABONA ኦ ድንግል ታምርኪ በእዛነይ ሰማዕኩ ታኣምርኪ በዒንተይ ርኣኩ ፍቅሪኪ ልበይ ይቃጽለኒ ኣሎ ኣሕዋተይ ሓጥያትና ከልኪልና እምበር ደንግል ማርያም ትግለጽ ያ ስእሊ ኣድህኖ ድንግል ማርያም ትዛረብ ኢያ እሞ ሰእላ ቀው ኢልና ንጠምቶ እሞ ብተመስጦ ገለ ክፈጥረልንና ዩ ኣምላክና ነቲ ንከይንሪ ጋሪድና ዘሎ ሓጥያትና ይደምሥልና ፡።፡
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እዝጋብሄር ኣምላክ መስተወዓሊ ልቦና ይሃበና ኩሉ ልሰማዕናዮ ኣብ ልብና ይሕደር👏👏👏👏👏👏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት የሰመዐና ክብር ኣቦና🙏🙏🙏ናይ ኣዴና ቅድሰቲ ድንግል ማርያም በረከትን ኣማላድነትን ምሰ ኩለትን ይኩን🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና፡ ኣማላድነት ናይ እመ ብርሃን ኣይፈለየና
*እግዚአብሔር ይመስገን አንታ ዘሞቦናስ ፍትፍት አቢሎም እኮ እዮም ዘኮሉስካ ቃል አምላክ ቸሩ መድኃኔአለም ብዕድመን ብፀጋኡን የሐልኩም አሜን*አነስ ድንግል ማርያም ሽማ ክለዐል ንብዐት እዮ ዝቅድመኒ ብንታይ ጀሚረይ ብምንታይ ክዉደኦ ብሰይጣዉንቲ ተአሲረይ ከሞተት እናተብኃልኩ አፈይ ተዐቢሱ እግረይ ተለዊሱ ገፀይ ተጣሚሙ መልሐሰይ ነዲዱ ክንደይ ክብሎ እዚ አሕሊፈይ ንወላዲተይ ዘይፀገማ ንሰብ ጨኒቅወ ከም ሞተት ይበኃል ነረ ግን ምሕረት ትበኃል መሐዛይ ነራ ካብ ገዛይ ወሲዳ ንዕናይ ገዛና ከርእየኪ ኢላ ትወስደኒ ገዛ ተረአክወ ደንፅዮኒ አነ ናይ ምሕረት ገዛ ዝፈልጦ ብጭቃ ዝተሰርሐ እዮ ።ዝረአክወ ግን ካሊእ አንቲ ምሕረት እዚ ድዮ ገዛኩም ደአ አነ ዝፈልጦ ካሊእ እዮ ይብላ ንዒ እዝይ እዮ ትብለኒ እናደንፀወኒ ከሎ ናይቲ ገዛ አብ አፈት ምስ በፃሕና ቀዲማ አንጭዋ ትቅድመና ምሕረት አንጭዋ ይብላ ንዒ ደሐን ኢላ ንአአ አባሪራታ ከአ ጠበቅ ይቅድመና አየየ ዝፀልኦ ፍጥረት መፅዮ ይብል ንዒ ሱቅ ኢሎ እዮም እዚኦም ኢላ እንደገና ተባርሮ ንዕኡ ካብኡ አቲና ከአቱ ከለኩ እቲ ገዛ ብምንታይ ከም ተሰርሐ አይፍለጥን ከአቱ ከለኩ ነዊሕ ከቢድ ድነ ዘለወ ገዛ እዮ ብየማነይ ቁሊሕ ክብል ከለኩ እቲ ሜዳ ብርኃን ዝተፈላለየ ሕብርታት ማይመስኖ ዘለወ ዝመስል ብመስትያት ዝተሰርሐ ይመስል ብዉሽጢ መጨረሻ ዘለወ አይመስለንን ንዉሽጢ እዉን አይአተኵን ካብኡ ንላዕሊ ጠሚተ እናፈራሕኩ ብጣዕሚ እዮ ዝከብደካ ስለዚ ቆላሕ ተበልኩ አመና ነዊሕ አይኮነን አመና ሐፂር አይኮነን ገበል ኮፍ ኢሉ ረአኩ ቀስ ኢለ ንምሕረት ምሕረት ትርኢ አለኪ ይብላ እወ እዚኦም እማ ፅቡቅ እዮም ንዒ ከአ ትብለኒ ከአ ሐሊፈ ከአ ብካልአይ ደረጃ ምንም ዘየፈላልዮም ካልአይ ረከብና ከአ ሐሊፍናዮም ከድና ከአ ሳልሳይ ረከብና ሰለስተ ገባብል ሐደ ቁሞቶም ሐደ ርጉዶም አብ መጨረሻ ወጊሑ አደይ ከአ ከይሞት ስለ ትፈርሕ ዝነበረት እንታይ ሐሊምኪ በለትኒ አነ ከአ ገረመኒ እንታይ ከም ዘርአያ ነገርኩዋ ንሰብ ጠይቃ ኪዳና ምህርት ካብ ስላሴ ምሕረት ከም ዘዉሀበትኒ ተፈቲሑ ካብኡ አይደንጎኩም አፈይ ኩሉ ነገረይ ሐወኩ ሀዚ ከአ ኪዳና ምህርት ምእማን ሐጥያት እዮ ተለሙኒ አሚነያ ሲኦል የሐሸኒ እዉነትን ሐቅን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እዮ ።እዚ ዝፀሐፍኩ ኩሉ ሕልሚ ሐቂ ማለት አይኮነን ግን ለኪዳና ምህርት ክምስክር ስለ ዝደለኩ እየ አይንጠራጠር ብድንግል ማርያም 🌹
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ትግለጸልና እባ ሳላኣ እንዲና ኣብዚ በጺሕና ዘለና ክብርን ምስጋናን ነደና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል 🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️❤️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️
Amen amen amen kale hiwet yesmealna Abona Egziabher amlak edmen tentan yhabkum xegeu ybzehelkum nay Adena Kdsti dngl maryam amladneta ms kulna hizbi krstiyan ykun amen amen amen
ቃል ሂወት የስመዓልና በረከተ እግዝእትነ ማርያም ምስ ኩሉ ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን።
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልበረከተ እግዝእትነ ማርያም ምስኩሉ ህዝበክርስትያን ይኹን አሜን አሜን አሜን 👏👏👏
Amen Amen Amen qale hiwet yeamealna qdus ezigabiher amlakna xegue yebzhalkum nay aglglot zemekum yebarkelkum yqedselkum bereketan rediatan nay eme brhan weladit amlak ayfeleyena
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦ ኣምላኽ ሕመቅና ሪኡ ምሕረት የውርደልና ጾሎትኩም ኣይፈለየና
ናይ ብሓቂ ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓልና ግብሪ ዘየብልና ስቅ ኢልና ነማርር በቃ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ይቅረ ይበለልና እመ ብርሃን ድንግል ማርያም ኩሉ ግዜ ምሳና ትኩን ጽላላ ተንብረልና ኣቦና ሓደራ ወትሩ ኣብ ጸለትኩም ዘኩሩና🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና።ጸጋ የብዝሓልኩም። ካብ ፈተነ ድያብሎስ ከኣ ይሓልኹም።
ኣሜን(3)ኣል ህይወት የስምዓልና።እግዚኣቢሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣቦና።እመ ብርሃን ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ድማ ብኣማላድነታ ትሓልወናን ትደግፈናን ኣሜን። ኦ ጎይታ በጃኻ ከምቲ ልቢ ሊድያ ዝኸፈትካ ልብና ኽፈተልና።ኦ ጎይታ ጸጋኻ ካባና ኣይትቐንጥጦ።ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ንደቑኹም ኣቦና።
እግዚአቢሄር ይመስገን አሜን ቃል ሂወት የስምአልና ብሩክ አቦና ናይ አዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም በረከትን አማላድነትን ምስ ኩልና ይኩን , ፈጣሪና ካብዚ ወሪዱ ዘሎ ሕማም ምሕረቱ የውርደልና
Amen Amen Amen
🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን
እመብርሃን ምሳኩም ትኩን ኣቦና፡ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ነዓና ክጥዕመና !።
ቃል ሂወት የስመዓልና እግእዝነ ማርያም ወላዲተ አምላኽ አማላዱትን ኩሉ ግዚ ምስኒ እዩ ክብርን ምስጋኒ ንአምላኻ ንወላዲቱ እግዝንትነ ማርያም ይኹን አሜን!!!
ናይ ባሐቂ አቦና አደይ ማዓረ ይ ብርከይ የሑፍኒ ኢና ንብል አቦና
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ጠዓማን ፍቅራን ፍቁር ወዳን ይሕድረልና❤
Amen Amen Amen kubur abona xeguo yebzehalikum egzabeher amlak edmen teanan yehabka fetari
ኣሜን ኣባ እንታይ ክንገብር ኣባ ስጋ በርቲዕና ከክንዲ ናብ ወላዲትና ንወድቕ ናብዛ ናይ ዓለም ስጋ ንወድቕ ኣለና ኣባ ጸልዩልና ነዴና ንኽንፈልጣ
አመ ብርሃን ርህርተ ህሊና ያ አዚ ኩሉ ሰሃራን ባሕርን ክንሰግር ስማ አንዳጸዋዕና ኢና ሰጊርናዮ በሓቂ ድማ ለሚናትላያ አግዚኣብሄር ይመስገን ድንግል ወላዲት ኣምላኽ ሕጂውን ብጸሎታን ባኣማላድነታን ነዚ ህልዎ ሕማም ፎአ ክብለልና ትለመነና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
በወ
አሜን አሜን አሜን፣❤❤❤
Amen Amen Amen Kal hiwet yesmaena Aeba qwasqwem
Behaki
Amen amen amen kal hiwet yesmalna Egzabhir amlak xegeu yebzhalkum abona mezgebeslasie bereketan redetan nay adiena kdsti kudusan nxhete nxuhan zkonet dngl maryam ayfeleyena
ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንንን ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ብሓቂ ካብ ማዓር ዝጥዕም ሰናይ ቃልን ምዕዶን ሰሚዕና ሞ ሰማዕቲ ዘይ ኮናስ ፈጸምቲ ክንከውን እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ጸግኡ ይብዛሓልና ናኣኩም ካኣ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ኣሜንንንን (3)
Temasgen amlakke abkuluu mengeday temerhani adeyy, Dengel mareyam nesaa nezelalem Amen.
ንዓይሲ ኩሎ ግዜ ምሳይ እያ ዘላ ከምዛ እምንቲ መሓዛይ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎነይ እያ ዘላ ክብሪ ንዓኣን ንወዳን ይኹን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን ፡ ቃለ ሂውት የስማዓልና ኣባ ፡ ብሓቂ ተገሊጻባ እምነት ስለ ዘጉደልና እምበር ።
Amen Amen Amen kalie hiwet ysimialina kibirin misganan nadina dinigli mariym ykin weladit Amilak Adey ⛪⛪⛪🤲🤲🤲🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ኣቦና ቃል ህይወት ያስማዓልና አምላክ ዓይነ ልቦናና የብርሃልና።
ኣሜን! ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዚኣቢሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም! እመብርሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልና ምሕረት ጌሩ ሓጢኣትና ክሓድገልና መሳልል ኮይና ጸሎትና ከተዕርገልና ናብ ፍቁር ወዳ ከተትዓርቀና ወትሩ ንለምና ደቂ ተዋህዶ የሕዋተይ!!!
ኣሜን እግዚአብሔር ናይ ሕይወት ቃል የስማዓናጣዕማን ፍቅራን መመሊሳ ኣብ ልብና ተውሕዘልናብዝያዳ ፍቃድ ኣምላኽ እንተኮይኑ ብዛዕባ እመብርሃን ትምህርቲ ዘይትውሱኩና ደስ ዝብል ኔሩእቲ ጣዕማ ብዝያዳ ኣባና ንክዕንብብ 💗
አሜን ኣቦና ኣብ ጸሎትኩም ወትሩ ዘኩሩና እግዝኣብሄር ምስ ኩልና ይኩን ጸሎት ኣዴና ድንግል ማርያም ኣይፈለየና👏👏👏
ኣሜን ኣቦና ቃለ ሂወት የስማዓልና እመ ብርሃን ብጸሎታ ትደግፈኣና
Egzabihr yemesgen kal hiwet ysmalma knday eka bzihna nhna gn mmlas abina ayni lbona ykfetelna amlak. Amen
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዚኣብሄር ጣዕማን ፍቕራን እታ ርህርህቲ ሕሊና ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ የሕድረልና እምየ ቤትና እተዊ ወድኺ ሓቚፍክዮ ።💒💒💒🙏🙏🙏ኣሜን ።
Amen Amen Amen Qale hiwet yesmalna Abona egziabher amlak msakum ykun
ጥዒምናዮ መቂሩና ኣስተማቂርና ዕቤት ፍቅራ ለውሃት ምሕረታ ምሳና ይነብር ካብ ደምበ ፍቅራ ናበይ ክንሰግር፡ ደቀያ ትብሎም ነቶም ጸረፍታ ልቦም ትረትዖ ፍቅሪ መጽዊታ ፡ኣደ እምበርያ ኣደ ኩልትና ፡ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣባ ናይ በሓቂ ተኣምራ ብዙሕ ሰሚዕናን ርኢናን
ቃለ ሂወት የሰመዐልና ክቡር ኣቦና ብሓቂ ደሰ ዝበል ት /ቲ ምሂሮምና ኣዴና ቅድሰት ድንግል ማርያም ርህርህተ ሒልና ፀጋ በረከታን ኣማላድነታን ኣይፈለየና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ቅድስቲ ድንግል ወ ብጽእት ኣዴና ጸግኣ ንተዋህዶ ቤትና ይምልኣዮ
ባሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩሙ አቦና አሰይይይ አነስ ናይ አደይ ብርሃን ታአምር ክሰምዕ ከለኩ ልበይ ብሓጎስ ይመልኢ
Amen 🙏Aba mezgebe slasea qale hiwet yesmealna. Kulu hmaqi kulu zbelkumo Xolotkum Ayfeleyena
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ክቡር ኣቦና በረከት ናይ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ኣቦና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር ኣቦናን መምህርናን ኣባ መዝገብ ሥላሤ ጽጋ መንፈስ ቁዱሱ የብዛሓልኩም እግዛኣቢሔር።
Komos jAba Mezgebe Silassie, Egziabher Edmen tienan yhabkum. kiburat abotat kumu tsinue tenkru egziabher dma msakum ykunwosbat leegziabher weleweladite amlak amen
ብሓቃ ቃል ሂወት የሰመዐልና ክቡር አቦና ናይ አደና ደንግል ማርያም በረኸት ሬደአት ምሳኩሉና ህዝበ ክርሰቶሰ ይኩን ክቡር አቦዋይ አብ ጸሎትኩም ዝክሩኒ
አሜን አሜን አሜን ክቡር አቦና ቃለ ህይወት ያስመልና አግዚአቢሔር ፀጋኡ አብዚሑ ይሃልና ብጣዕሚ አዕፅምቲ ዘለመልም ትምህርቲ አንጀራስ ታይ አለዮ ተመስገን ተደሪረ ቃሉ ክብር ንድግል ማርያም ብፆሎት ሓስቡኒ አባታችን ስደተኛ አየዋ ወለተ ጊዮርግስ💒♥🍀🌿🌾
ብሓቂ ቃል ህይወት ይስምዓና ናይ ኣደና ቅድስቲ ቅዱሳን ድንግል ማርያም በረከቲን ምስ ኩናይኩ ኣሜን፫
Amen amen amen qal hiwet yesmalna abona Egzabiher amlak nay agelgulet zemenkum ybark
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብር ኣቦና ቃለ እግዚአብሔር ቃል ሂወት የስመዐልና ፆሎትኩም ኣይፈለየና ክቡር ኣቦና 🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🍃🍃🍃🍃🍃🍃💖💖💖💖💖💖🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና እግዚኣቢሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩን ጾሎታን በረከታን ናይ ኣዴና እግዝእትነ ድንግል ማርያም ኣይጋደፈና
Amen amen amen qal hiwet yesemalna abona
Amen amen amenኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና ኣቦናጣዕማን ፍቅራን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብ ልብና ይሕደር።
ይኣቡይቺ ማርያም ኩሉ ግብረ እግዚ ወ ሰማይ ሰማይት ሳብዕ ወይኣቡይቺ ጽሓይ ወውርሕ ወርእሰ ኮባክብቲ ኤራ ወምድርኒ ዘማኣዝኒሃ ኣርባዕ እለ ይሓድሩ ውስቴታ እንስሳ ወሰብ ጣዕማ ፍቅራ ኣብ ኣዳራሽ ልብና ይሕደር ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና
ኣሜን (3) ዝመሃርኩምናን ዝገሰጽክምናን ኩሉ ሓቂ እዩ ልቦናና ኣእዕብዩ ኣምላኽ ናብታ ቅንዕቲ መንገዲ ይምረሓና ርህርህልተ ሕልና ኣዴና ቅድስተ ማርያም ምስ ኩሉና ትኹን።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና እግዚአብሔር ዓስቢ ቅዱሳን ይክፈልኩም።እመ ብርሃን ትምክህቲ ቅዱሳን ኣቦታትና ብዙሕ ነፍቅረኪ ንሕና ደቅኺ ኣይትሕደግና ሓደራኺ።
Amen amen amen qale hiwet yesemalena abona amaladenet nay qedeset qedusan dengele mariyam ayifeleyena amen amen amen
*ኣለና ኣቦናየ ናይ ልበይ ክትዛረቡ እንከለኩም ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ዝብለኒ ስለ ወላዲት ኣምላክ ክዛረብ ኣይደፍርን ኢየ ምክንያቱ ከይበልክዋ ኢያ ናይ ልበይ ትምልኣለይ ስለዝኮነ ብዛዕባኣ ዋላ ሓንቲ ኣይብልን ኢየ ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣምላክ ጸግኡ ይብዛሓልኩም ግን ኣቦና ሓደ ነገር ኣሎ ዘሰክፈኒ ብዙሕ ናብ ማስሜድያ ኣይትምጽኡ ምክንያቱ ካብ ምሒር ምፍላጥ ሰይጣን ከየስሕተኩም እሞ ከይንከስረኩም ኣቦናየ ካብ ባዓትኩም ኣይትውጽኡ ኣብ ባዓትኩም ኮይንኩም ጸልዩልና ብትእዛዝ ኣምላክ ከምዝመጻእኩም ይፈልጥ ኢየ ግን እንዳፈራሕኩ እንድየ ኣነ ሰብ ካብ ተዋህዶ ዝኮነ ሰብ ክወጽእ እንከሎ እቲ ዘስሓቶ ሰይጣን ክሕጎስ እንከሎ ብጣዕሚ ኢየ ዝሓርቅ ዘረባኩም መንፈስ ኣምላክ ከም ዘለዎ ይፈልጥ ኢየ እፈትወኩም ኢየ*
Xubuk aleka zhawey nhna ka hayal gasahzbna kkonnan kgsxunan ab xelotna beta akmna ndegfom xelot weladit amlakn kudusann keyfleyom
@@kesetemerhawi9674 amen kburat yehwat, nebona kea xega menfes kdus yihabom amlak bi haylu yeheylom
Tsibuk hasab eyu ab ztenaw ghiz ente zkewn tsibuk amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም ሰማ ንዘልኣለም ዝተመስገነን ዝተከበረን ይኩን ርሑርሕቲ ኣደይ ብኣማላጅነትኪ ኣብዚ ስዓት ስለ ዘብፃሕክኒ ክብሪ ንዓኪ ይኩን ተመስገን ኣምላከይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና በረከት ናይ ቁዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየናከሙኡ ዉን ናይ ኣዴና ቅዱስቲ ድንግል ማርያም ኣዶ ጐይታ ፀሎታን በረከታን ኣማላድነታን ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
ኣመን ኣመን ኣመን ካለ ሂወት የስማልና ኣቦና ኣደና ቅድስት ደንግል ማርያም ኣብ ዘለናዮ ተባርከና ንዓይ ንድኽምቲ ኻፍትኩም ኣብ ጽሎትኩም ዘክሩኒ
ቃል ሕይወት የስምዕልና ዳንግል ማሪያም ረዲእታ በረከታ ምሰ ኩላትና ህዚቢ ክሪስትያን ትኩን አሜን አሜን አሜን ዕዳመን ጥዕናን የሃብኩም ፈጣሪ ክቡር አባና
ኣሜን ፫ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ናይ ድንግል ማርያም ደኣ መውጺኢት ኣፍና እንዶ ግዳ እታ ክንወጽእ ካብ ማሕጸን ወላዲት ውን ዝሰማዕናያኮ #ማ ር ያ ም ኢያ
ኣሜን ኣሜን ኣሚን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ጸጋን በረከትን ናይ ኣደና ቅድስቲ ድንግል ማሪያም ምሳካ ይኩን
አሜን ! ጣዕመ ፍቅራ የብዘሐልና! ኣቦና ነዊሕ ዕድመ የብዘሐልና!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲ፆሎቶም ናይ ቁዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲ከሙኡ ዉን ናይ ኣዴና ቅዱስቲ ድንግል ማርያም ኣዶ ጐይታ ፀሎታን በረከታን ኣማላድነታን ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲ክብርን ምስግናን ውዳሴን ኣምኮን ንእግዚአብሔር ኣምላክና ይኩን ሎሙን ኩሉሳዕን ንዘላኣለም ኣለም ኣሜን ኣሜን ✝️✝️✝️🤲🤲🤲🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣባ , ጣዕማን ፍቕራን ናይ እመብርሃን ኣብ ልብና ይሕድሮ። ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርና ኣባ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና መንፈስካ ዘሐድስ ኣስተምህሮ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና ኣቦና
Amen 🙏Tamesgn mesker eya ane eame barhan kaglso kabed eyu nate wlate 🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡየብዘሐልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ክቡር ኣቦና ናይ ኣደና ቅድስቲ ድንግል ወላዲተ ኣምላክ ፅሎት ኣማላድነት ኣይፈለየና⛪➕🙏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ኣባና በርከት ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna,ayewe kitiem ezi haymanotna, Abona zebenkum ybarek edmen tienan yahabkum Egzabher amlak zsemanayo ab lbna yehdro🙏🙏🙏
ኣሜን (3) ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣባ ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስቲያን ትኹን ጸሎታን በረኸታን ረዲኤታን ኣማላድነታን ኣይፈለየና
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡር ኣቦና አሜን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ጣዕማን ኣማላድነታን ምስ ኩላትና ደቂ ተዋህዶ ይኩን አሜን ናኣይ ንሓጥእ ጋልኩም ኣብ ፆሎትኩም ዘኩርኒ ክቡር ኣቦና አሜን//3//
🙏ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ኣቦና ቃል ህይወት የስመዐና ሰላሞም ይብዘሐልና ፈጣሪ ትምህርቶም የድልየናሎ ኣይትጥፉኡና ኣቦና🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ኣብ ጸለትኩም ዘክሩና ኣቦና ጸላኢ ሰናያት ይወጋኣኒ ኣሎ።በጣዕሚ ይሽገርን ይሽበርን ኣለኩ
አሜን አሜንአሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾ቃለህይወት የስምዓልና መንግስተሰማይ የውርሰልና አባታችን ናይአገልግሎት ዘመንኩም የንውሓልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐና ኣቦና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም እግዚኣብሔር ኣምለክ ፀሎታን በረከታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድግል ማርያም ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን 🤲🤲🤲❤️❤️❤️ኣቦና ናዓና ንሓጥያን ንደቅኩም ኣብ ናይ ኩሉ ግዜ እትገብርዎ ፀለትኩም ዘኩርና ኣቦና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲
Amen amen amen qale hiwet yesmielna egzabher nay agolgulet edmekum yebzhalkum
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎታ በረኸታን ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ምሳና ይኹን ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣምላኽ ኣባ ንዓይ ንሓጥእ ከኣ ልበይ ክከፍተለይ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ድንግል ማርያም ብማላድነታ ካብዚ ሕማም ተርሕቀልና ንዓኩም ውን ኣቦና ዝተርፈ ዕድመኩም እግዚቤሄር ይባርከሉኩምን ይቀድስሉኩምን ኣሜን (3)
Amen (3) Qale hiwet yesmealna Fqur Abona Egziabher nay agelglot zemenkum ybarkh xegu yebzehalkum 🙏💒✝️❤️
Amen Amen Amen qale hiwet yesmaelna weladit amlak adey beayni mhreta thalwena N Aba kea xegu yebzhalkum Egizabiher amlak
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር ኣቦና እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣግሉጉሎት ዘመንኩም ይብሩኩልኩም ኣቦና ንሕና ደሞ ዝሰማዓናዮ ኣብ ፆሎት ልብና ይሑዱሮ መስትዋዓሊ ልብና ይሃበና ውላዲት አምላክ ፆሎታ በረከታ አይፈለየና አሜን አሜን አሜን
Amen amen amen qale hiwetu yesmaana oh ngus kulu fitretMhretka szzelns
አሜንንን አሜንንን አሜንንን ጸሎታን ኣማላድነታን ናይ እመቤታችን ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣይፈለየና
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna abona kidsete kidusan dngel maryam ade dika ade tekuan ade goytann medahanina ada kulu futur ❤❣💖🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃሉ ሂወት የስመዐልና ናይ ጊዜ ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም ኣቦና ኣብ ፀለትኩም ዘኩሩኒ ናዓይ ሓጥያተኛ ጋልኩም
Amen amen amen qal hiwet yesmaena ab xelotkum zekurni ndkum wedkum
አሜን አሜን አሜን ቃለህወት የስመዐልና ባሓቂ አቦና ክብርና ምስጋና ለእመቤታችን ክብርን ምስጋና ይሁን👏👏
Amen amen amen kal hiwet yesmalna abona egzabihier amlak nay agolglot zemenkum ybarkelkum ykedselkum
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዘሓልኩም ኣባ ኣብ ጸለትኩም ዘክሩና
ኣቦና ከመይ ቀኒኩም ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ኣነ ዕድመይ 22 እየ ኣባነብስ ክሕዝ ይፍቀደንዶ ኣማኩርኒ ኣቦና ብፀለትኩም ኣሳውስኒ ኣቦና ማርያም ፅዮን ብስ ኩላትና ትኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ኣደ ጎይታ ቅድስተ ቅድሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ትኹን ::
Amennn Amennn Amennn weladit amelak belemnaki nie mariam tseruy lebuna nayniseha ewan kibena naysegawi dikam yeaklena kale hewet ytsemealna kibur abona tomos beal abetsega memeherna bedime betena yhalewelna besemay brehan melaekte sefira yadelom
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና
አሜን ብሓቂ አደይ ቦሪሃን ዓለም እያ ዲንግል ማሪያም አዶ አምላክ✝️💒🙏🙏🙏🙏🙏
Amen Amen Amen kali hiwet yesmana kubur abona
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ጸሎታን በርከታን ናይ ኣዴና ቅድስት ካብ ቁድሳት ንጽሕት ካብ ንጽሓት ዝኾነት ድንግል ማራይም ምስኩልና ፍቅራት ደቃ ይኹነልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣባ ኣነ ኣብ ሂወተይ ጽላለይ ፈታሒት ሽግረይ ኩሉ ዝሓቶ ማለት ቢልቢ ክጽውዓ ከለኩ ከም ግበረይ ዘይኮነ ርህርህቲ ብዓልቲ ቃል ኪዳን ያ ክብርን ምስጋናን ንወላዲተ ብርሃን ዓለም ኣሜን
ቃል ሂወት የስምዓልና አቦና፣ ድንግል ማርያም አደይ ከምቲ ከምቲ ንኸልቢ ብወርቂ ጫማኪ በቲ ርህርህ ልብኪ ማይ ዝስተኽዩ ንዓና ንድኽዑማት ኣብ ቅድሜና ዘሎ ወርቂ ክንርኢ ዘንኽእል ደቅኺ ማይ ሂወት ክንሰቲ ለምንልና ናብ ፍቁር ወድኺ፣
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ቂል ህወት የሰመዓናል ካበር ኣቦና እግዘብሔርን ማርያም አደና ጸሎትም ኦይፈላሊን
መርሐበእ ከመይ ቀኒኺም አቦና በቲ ጾሎቱኩም ይምሐረና አሜን
ኣቦና ኣባ መዝገበ ስላሴ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ ቃለ ህይወት የስምዓልና
ኣደ ተስፋና ንጽህት ቅድስት ርህርህት ወላዲት ኣምላክ ምስ ኩልና ትኹን ኣደ ኣምላኽ ።
Amen
*Amen amen amen*
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ፍቅሪ ወላዲተ ኣምላክ ኣዴና ድንግል ማርያም ኣይፈለየና።
አሜን፫ ብሓቂ ቃለህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና ጣዕማን ፍቅራን ናይ ወላዲት አምላክ ምስኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን አሜን አሜን አሜን
AMEN AMEN AMEN QALE HIWET YESMALNA ABONA ኦ ድንግል ታምርኪ በእዛነይ ሰማዕኩ ታኣምርኪ በዒንተይ ርኣኩ ፍቅሪኪ ልበይ ይቃጽለኒ ኣሎ ኣሕዋተይ ሓጥያትና ከልኪልና እምበር ደንግል ማርያም ትግለጽ ያ ስእሊ ኣድህኖ ድንግል ማርያም ትዛረብ ኢያ እሞ ሰእላ ቀው ኢልና ንጠምቶ እሞ ብተመስጦ ገለ ክፈጥረልንና ዩ ኣምላክና ነቲ ንከይንሪ ጋሪድና ዘሎ ሓጥያትና ይደምሥልና ፡።፡
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እዝጋብሄር ኣምላክ መስተወዓሊ ልቦና ይሃበና ኩሉ ልሰማዕናዮ ኣብ ልብና ይሕደር👏👏👏👏👏👏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት የሰመዐና ክብር ኣቦና🙏🙏🙏ናይ ኣዴና ቅድሰቲ ድንግል ማርያም በረከትን ኣማላድነትን ምሰ ኩለትን ይኩን🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና፡ ኣማላድነት ናይ እመ ብርሃን ኣይፈለየና
*እግዚአብሔር ይመስገን አንታ ዘሞቦናስ ፍትፍት አቢሎም እኮ እዮም ዘኮሉስካ ቃል አምላክ ቸሩ መድኃኔአለም ብዕድመን ብፀጋኡን የሐልኩም አሜን*
አነስ ድንግል ማርያም ሽማ ክለዐል ንብዐት እዮ ዝቅድመኒ ብንታይ ጀሚረይ ብምንታይ ክዉደኦ ብሰይጣዉንቲ ተአሲረይ ከሞተት እናተብኃልኩ አፈይ ተዐቢሱ እግረይ ተለዊሱ ገፀይ ተጣሚሙ መልሐሰይ ነዲዱ ክንደይ ክብሎ እዚ አሕሊፈይ ንወላዲተይ ዘይፀገማ ንሰብ ጨኒቅወ ከም ሞተት ይበኃል ነረ ግን ምሕረት ትበኃል መሐዛይ ነራ ካብ ገዛይ ወሲዳ ንዕናይ ገዛና ከርእየኪ ኢላ ትወስደኒ ገዛ ተረአክወ ደንፅዮኒ አነ ናይ ምሕረት ገዛ ዝፈልጦ ብጭቃ ዝተሰርሐ እዮ ።ዝረአክወ ግን ካሊእ አንቲ ምሕረት እዚ ድዮ ገዛኩም ደአ አነ ዝፈልጦ ካሊእ እዮ ይብላ ንዒ እዝይ እዮ ትብለኒ እናደንፀወኒ ከሎ ናይቲ ገዛ አብ አፈት ምስ በፃሕና ቀዲማ አንጭዋ ትቅድመና ምሕረት አንጭዋ ይብላ ንዒ ደሐን ኢላ ንአአ አባሪራታ ከአ ጠበቅ ይቅድመና አየየ ዝፀልኦ ፍጥረት መፅዮ ይብል ንዒ ሱቅ ኢሎ እዮም እዚኦም ኢላ እንደገና ተባርሮ ንዕኡ ካብኡ አቲና ከአቱ ከለኩ እቲ ገዛ ብምንታይ ከም ተሰርሐ አይፍለጥን ከአቱ ከለኩ ነዊሕ ከቢድ ድነ ዘለወ ገዛ እዮ ብየማነይ ቁሊሕ ክብል ከለኩ እቲ ሜዳ ብርኃን ዝተፈላለየ ሕብርታት ማይመስኖ ዘለወ ዝመስል ብመስትያት ዝተሰርሐ ይመስል ብዉሽጢ መጨረሻ ዘለወ አይመስለንን ንዉሽጢ እዉን አይአተኵን ካብኡ ንላዕሊ ጠሚተ እናፈራሕኩ ብጣዕሚ እዮ ዝከብደካ ስለዚ ቆላሕ ተበልኩ አመና ነዊሕ አይኮነን አመና ሐፂር አይኮነን ገበል ኮፍ ኢሉ ረአኩ ቀስ ኢለ ንምሕረት ምሕረት ትርኢ አለኪ ይብላ እወ እዚኦም እማ ፅቡቅ እዮም ንዒ ከአ ትብለኒ ከአ ሐሊፈ ከአ ብካልአይ ደረጃ ምንም ዘየፈላልዮም ካልአይ ረከብና ከአ ሐሊፍናዮም ከድና ከአ ሳልሳይ ረከብና ሰለስተ ገባብል ሐደ ቁሞቶም ሐደ ርጉዶም አብ መጨረሻ ወጊሑ አደይ ከአ ከይሞት ስለ ትፈርሕ ዝነበረት እንታይ ሐሊምኪ በለትኒ አነ ከአ ገረመኒ እንታይ ከም ዘርአያ ነገርኩዋ ንሰብ ጠይቃ ኪዳና ምህርት ካብ ስላሴ ምሕረት ከም ዘዉሀበትኒ ተፈቲሑ ካብኡ አይደንጎኩም አፈይ ኩሉ ነገረይ ሐወኩ ሀዚ ከአ ኪዳና ምህርት ምእማን ሐጥያት እዮ ተለሙኒ አሚነያ ሲኦል የሐሸኒ እዉነትን ሐቅን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እዮ ።እዚ ዝፀሐፍኩ ኩሉ ሕልሚ ሐቂ ማለት አይኮነን ግን ለኪዳና ምህርት ክምስክር ስለ ዝደለኩ እየ አይንጠራጠር ብድንግል ማርያም 🌹
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ትግለጸልና እባ ሳላኣ እንዲና ኣብዚ በጺሕና ዘለና ክብርን ምስጋናን ነደና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል 🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️❤️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️
Amen amen amen kale hiwet yesmealna Abona Egziabher amlak edmen tentan yhabkum xegeu ybzehelkum nay Adena Kdsti dngl maryam amladneta ms kulna hizbi krstiyan ykun amen amen amen
ቃል ሂወት የስመዓልና በረከተ እግዝእትነ ማርያም ምስ ኩሉ ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን።
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐል
በረከተ እግዝእትነ ማርያም ምስኩሉ ህዝበ
ክርስትያን ይኹን አሜን አሜን አሜን 👏👏👏
Amen Amen Amen qale hiwet yeamealna qdus ezigabiher amlakna xegue yebzhalkum nay aglglot zemekum yebarkelkum yqedselkum bereketan rediatan nay eme brhan weladit amlak ayfeleyena
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦ ኣምላኽ ሕመቅና ሪኡ ምሕረት የውርደልና ጾሎትኩም ኣይፈለየና
ናይ ብሓቂ ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓልና ግብሪ ዘየብልና ስቅ ኢልና ነማርር በቃ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ይቅረ ይበለልና እመ ብርሃን ድንግል ማርያም ኩሉ ግዜ ምሳና ትኩን ጽላላ ተንብረልና ኣቦና ሓደራ ወትሩ ኣብ ጸለትኩም ዘኩሩና🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና።
ጸጋ የብዝሓልኩም። ካብ ፈተነ ድያብሎስ ከኣ ይሓልኹም።
ኣሜን(3)ኣል ህይወት የስምዓልና።እግዚኣቢሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣቦና።እመ ብርሃን ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ድማ ብኣማላድነታ ትሓልወናን ትደግፈናን ኣሜን።
ኦ ጎይታ በጃኻ ከምቲ ልቢ ሊድያ ዝኸፈትካ ልብና ኽፈተልና።ኦ ጎይታ ጸጋኻ ካባና ኣይትቐንጥጦ።
ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ንደቑኹም ኣቦና።
እግዚአቢሄር ይመስገን አሜን ቃል ሂወት የስምአልና ብሩክ አቦና ናይ አዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም በረከትን አማላድነትን ምስ ኩልና ይኩን , ፈጣሪና ካብዚ ወሪዱ ዘሎ ሕማም ምሕረቱ የውርደልና
Amen Amen Amen
🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን
Amen
እመብርሃን ምሳኩም ትኩን ኣቦና፡ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ነዓና ክጥዕመና !።
ቃል ሂወት የስመዓልና እግእዝነ ማርያም ወላዲተ አምላኽ አማላዱትን ኩሉ ግዚ ምስኒ እዩ ክብርን ምስጋኒ ንአምላኻ ንወላዲቱ እግዝንትነ ማርያም ይኹን አሜን!!!
ናይ ባሐቂ አቦና አደይ ማዓረ ይ ብርከይ የሑፍኒ ኢና ንብል አቦና
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ጠዓማን ፍቅራን ፍቁር ወዳን ይሕድረልና❤
Amen Amen Amen kubur abona xeguo yebzehalikum egzabeher amlak edmen teanan yehabka fetari
ኣሜን ኣባ እንታይ ክንገብር ኣባ ስጋ በርቲዕና
ከክንዲ ናብ ወላዲትና ንወድቕ ናብዛ ናይ ዓለም ስጋ ንወድቕ ኣለና ኣባ ጸልዩልና
ነዴና ንኽንፈልጣ
አመ ብርሃን ርህርተ ህሊና ያ አዚ ኩሉ ሰሃራን ባሕርን ክንሰግር ስማ አንዳጸዋዕና ኢና ሰጊርናዮ በሓቂ ድማ ለሚናትላያ አግዚኣብሄር ይመስገን ድንግል ወላዲት ኣምላኽ ሕጂውን ብጸሎታን ባኣማላድነታን ነዚ ህልዎ ሕማም ፎአ ክብለልና ትለመነና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
በወ
አሜን አሜን አሜን፣❤❤❤
Amen Amen Amen Kal hiwet yesmaena Aeba qwasqwem
Behaki
Amen amen amen kal hiwet yesmalna Egzabhir amlak xegeu yebzhalkum abona mezgebeslasie bereketan redetan nay adiena kdsti kudusan nxhete nxuhan zkonet dngl maryam ayfeleyena
ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንንን ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ብሓቂ ካብ ማዓር ዝጥዕም ሰናይ ቃልን ምዕዶን ሰሚዕና ሞ ሰማዕቲ ዘይ ኮናስ ፈጸምቲ ክንከውን እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ጸግኡ ይብዛሓልና ናኣኩም ካኣ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ኣሜንንንን (3)
Temasgen amlakke abkuluu mengeday temerhani adeyy, Dengel mareyam nesaa nezelalem Amen.
ንዓይሲ ኩሎ ግዜ ምሳይ እያ ዘላ ከምዛ እምንቲ መሓዛይ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎነይ እያ ዘላ ክብሪ ንዓኣን ንወዳን ይኹን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን ፡ ቃለ ሂውት የስማዓልና ኣባ ፡ ብሓቂ ተገሊጻባ እምነት ስለ ዘጉደልና እምበር ።
Amen Amen Amen kalie hiwet ysimialina kibirin misganan nadina dinigli mariym ykin weladit Amilak Adey ⛪⛪⛪🤲🤲🤲🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ኣቦና ቃል ህይወት ያስማዓልና አምላክ ዓይነ ልቦናና የብርሃልና።
ኣሜን! ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዚኣቢሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም! እመብርሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልና ምሕረት ጌሩ ሓጢኣትና ክሓድገልና መሳልል ኮይና ጸሎትና ከተዕርገልና ናብ ፍቁር ወዳ ከተትዓርቀና ወትሩ ንለምና ደቂ ተዋህዶ የሕዋተይ!!!
ኣሜን እግዚአብሔር ናይ ሕይወት ቃል የስማዓና
ጣዕማን ፍቅራን መመሊሳ ኣብ ልብና ተውሕዘልና
ብዝያዳ ፍቃድ ኣምላኽ እንተኮይኑ ብዛዕባ እመብርሃን ትምህርቲ ዘይትውሱኩና ደስ ዝብል ኔሩ
እቲ ጣዕማ ብዝያዳ ኣባና ንክዕንብብ 💗
አሜን ኣቦና ኣብ ጸሎትኩም ወትሩ ዘኩሩና እግዝኣብሄር ምስ ኩልና ይኩን ጸሎት ኣዴና ድንግል ማርያም ኣይፈለየና👏👏👏
ኣሜን ኣቦና ቃለ ሂወት የስማዓልና እመ ብርሃን ብጸሎታ ትደግፈኣና
Egzabihr yemesgen kal hiwet ysmalma knday eka bzihna nhna gn mmlas abina ayni lbona ykfetelna amlak. Amen
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዚኣብሄር ጣዕማን ፍቕራን እታ ርህርህቲ ሕሊና ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ የሕድረልና እምየ ቤትና እተዊ ወድኺ ሓቚፍክዮ ።💒💒💒🙏🙏🙏ኣሜን ።
Amen Amen Amen Qale hiwet yesmalna Abona egziabher amlak msakum ykun
ጥዒምናዮ መቂሩና ኣስተማቂርና ዕቤት ፍቅራ ለውሃት ምሕረታ ምሳና ይነብር ካብ ደምበ ፍቅራ ናበይ ክንሰግር፡ ደቀያ ትብሎም ነቶም ጸረፍታ ልቦም ትረትዖ ፍቅሪ መጽዊታ ፡ኣደ እምበርያ ኣደ ኩልትና ፡ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣባ ናይ በሓቂ ተኣምራ ብዙሕ ሰሚዕናን ርኢናን
ቃለ ሂወት የሰመዐልና ክቡር ኣቦና ብሓቂ ደሰ ዝበል ት /ቲ ምሂሮምና ኣዴና ቅድሰት ድንግል ማርያም ርህርህተ ሒልና ፀጋ በረከታን ኣማላድነታን ኣይፈለየና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ቅድስቲ ድንግል ወ ብጽእት ኣዴና ጸግኣ ንተዋህዶ ቤትና ይምልኣዮ
ባሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩሙ አቦና አሰይይይ አነስ ናይ አደይ ብርሃን ታአምር ክሰምዕ ከለኩ ልበይ ብሓጎስ ይመልኢ
Amen 🙏Aba mezgebe slasea qale hiwet yesmealna. Kulu hmaqi kulu zbelkumo Xolotkum Ayfeleyena
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ክቡር ኣቦና በረከት ናይ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ኣቦና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር ኣቦናን መምህርናን ኣባ መዝገብ ሥላሤ ጽጋ መንፈስ ቁዱሱ የብዛሓልኩም እግዛኣቢሔር።
Komos jAba Mezgebe Silassie, Egziabher Edmen tienan yhabkum. kiburat abotat kumu tsinue tenkru egziabher dma msakum ykun
wosbat leegziabher weleweladite amlak amen
ብሓቃ ቃል ሂወት የሰመዐልና ክቡር አቦና
ናይ አደና ደንግል ማርያም በረኸት ሬደአት ምሳ
ኩሉና ህዝበ ክርሰቶሰ ይኩን ክቡር አቦዋይ አብ ጸሎትኩም ዝክሩኒ
አሜን አሜን አሜን ክቡር አቦና ቃለ ህይወት ያስመልና አግዚአቢሔር ፀጋኡ አብዚሑ ይሃልና ብጣዕሚ አዕፅምቲ ዘለመልም ትምህርቲ አንጀራስ ታይ አለዮ ተመስገን ተደሪረ ቃሉ ክብር ንድግል ማርያም ብፆሎት ሓስቡኒ አባታችን ስደተኛ አየዋ ወለተ ጊዮርግስ💒♥🍀🌿🌾
ብሓቂ ቃል ህይወት ይስምዓና ናይ ኣደና ቅድስቲ ቅዱሳን ድንግል ማርያም በረከቲን ምስ ኩናይኩ ኣሜን፫
Amen amen amen qal hiwet yesmalna abona Egzabiher amlak nay agelgulet zemenkum ybark
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብር ኣቦና ቃለ እግዚአብሔር ቃል ሂወት የስመዐልና ፆሎትኩም ኣይፈለየና ክቡር ኣቦና 🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🍃🍃🍃🍃🍃🍃💖💖💖💖💖💖🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና እግዚኣቢሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩን ጾሎታን በረከታን ናይ ኣዴና እግዝእትነ ድንግል ማርያም ኣይጋደፈና
Amen amen amen qal hiwet yesemalna abona
Amen amen amen
ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና ኣቦና
ጣዕማን ፍቅራን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብ ልብና ይሕደር።
ይኣቡይቺ ማርያም ኩሉ ግብረ እግዚ ወ ሰማይ ሰማይት ሳብዕ ወይኣቡይቺ ጽሓይ ወውርሕ ወርእሰ ኮባክብቲ ኤራ ወምድርኒ ዘማኣዝኒሃ ኣርባዕ እለ ይሓድሩ ውስቴታ እንስሳ ወሰብ ጣዕማ ፍቅራ ኣብ ኣዳራሽ ልብና ይሕደር ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን (3) ዝመሃርኩምናን ዝገሰጽክምናን ኩሉ ሓቂ እዩ ልቦናና ኣእዕብዩ ኣምላኽ ናብታ ቅንዕቲ መንገዲ ይምረሓና ርህርህልተ ሕልና ኣዴና ቅድስተ ማርያም ምስ ኩሉና ትኹን።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና እግዚአብሔር ዓስቢ ቅዱሳን ይክፈልኩም።እመ ብርሃን ትምክህቲ ቅዱሳን ኣቦታትና ብዙሕ ነፍቅረኪ ንሕና ደቅኺ ኣይትሕደግና ሓደራኺ።
Amen amen amen qale hiwet yesemalena abona amaladenet nay qedeset qedusan dengele mariyam ayifeleyena amen amen amen
*ኣለና ኣቦናየ ናይ ልበይ ክትዛረቡ እንከለኩም ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ዝብለኒ ስለ ወላዲት ኣምላክ ክዛረብ ኣይደፍርን ኢየ ምክንያቱ ከይበልክዋ ኢያ ናይ ልበይ ትምልኣለይ ስለዝኮነ ብዛዕባኣ ዋላ ሓንቲ ኣይብልን ኢየ ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣምላክ ጸግኡ ይብዛሓልኩም ግን ኣቦና ሓደ ነገር ኣሎ ዘሰክፈኒ ብዙሕ ናብ ማስሜድያ ኣይትምጽኡ ምክንያቱ ካብ ምሒር ምፍላጥ ሰይጣን ከየስሕተኩም እሞ ከይንከስረኩም ኣቦናየ ካብ ባዓትኩም ኣይትውጽኡ ኣብ ባዓትኩም ኮይንኩም ጸልዩልና ብትእዛዝ ኣምላክ ከምዝመጻእኩም ይፈልጥ ኢየ ግን እንዳፈራሕኩ እንድየ ኣነ ሰብ ካብ ተዋህዶ ዝኮነ ሰብ ክወጽእ እንከሎ እቲ ዘስሓቶ ሰይጣን ክሕጎስ እንከሎ ብጣዕሚ ኢየ ዝሓርቅ ዘረባኩም መንፈስ ኣምላክ ከም ዘለዎ ይፈልጥ ኢየ እፈትወኩም ኢየ*
Xubuk aleka zhawey nhna ka hayal gasahzbna kkonnan kgsxunan ab xelotna beta akmna ndegfom xelot weladit amlakn kudusann keyfleyom
@@kesetemerhawi9674 amen kburat yehwat, nebona kea xega menfes kdus yihabom amlak bi haylu yeheylom
Tsibuk hasab eyu ab ztenaw ghiz ente zkewn tsibuk amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም ሰማ ንዘልኣለም ዝተመስገነን ዝተከበረን ይኩን
ርሑርሕቲ ኣደይ ብኣማላጅነትኪ ኣብዚ ስዓት ስለ ዘብፃሕክኒ ክብሪ ንዓኪ ይኩን ተመስገን ኣምላከይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና በረከት ናይ ቁዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና
ከሙኡ ዉን ናይ ኣዴና ቅዱስቲ ድንግል ማርያም ኣዶ ጐይታ ፀሎታን በረከታን ኣማላድነታን ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
🙏🙏🙏
ኣመን ኣመን ኣመን ካለ ሂወት የስማልና ኣቦና ኣደና ቅድስት ደንግል ማርያም ኣብ ዘለናዮ ተባርከና ንዓይ ንድኽምቲ ኻፍትኩም ኣብ ጽሎትኩም ዘክሩኒ
ቃል ሕይወት የስምዕልና ዳንግል ማሪያም ረዲእታ በረከታ ምሰ ኩላትና ህዚቢ ክሪስትያን ትኩን አሜን አሜን አሜን ዕዳመን ጥዕናን የሃብኩም ፈጣሪ ክቡር አባና
ኣሜን ፫ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ናይ ድንግል ማርያም ደኣ መውጺኢት ኣፍና እንዶ ግዳ እታ ክንወጽእ ካብ ማሕጸን ወላዲት ውን ዝሰማዕናያኮ #ማ ር ያ ም ኢያ
ኣሜን ኣሜን ኣሚን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ጸጋን በረከትን ናይ ኣደና ቅድስቲ ድንግል ማሪያም ምሳካ ይኩን
አሜን ! ጣዕመ ፍቅራ የብዘሐልና! ኣቦና ነዊሕ ዕድመ የብዘሐልና!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲
ፆሎቶም ናይ ቁዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲
ከሙኡ ዉን ናይ ኣዴና ቅዱስቲ ድንግል ማርያም ኣዶ ጐይታ ፀሎታን በረከታን ኣማላድነታን ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲
ክብርን ምስግናን ውዳሴን ኣምኮን ንእግዚአብሔር ኣምላክና ይኩን ሎሙን ኩሉሳዕን ንዘላኣለም ኣለም ኣሜን ኣሜን ✝️✝️✝️🤲🤲🤲🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን ቃለ ሂወት የስማዓልና
ኣባ , ጣዕማን ፍቕራን ናይ እመብርሃን ኣብ ልብና ይሕድሮ። ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርና ኣባ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና መንፈስካ ዘሐድስ ኣስተምህሮ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና ኣቦና
Amen 🙏Tamesgn mesker eya ane eame barhan kaglso kabed eyu nate wlate 🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡየብዘሐልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ክቡር ኣቦና ናይ ኣደና ቅድስቲ ድንግል ወላዲተ ኣምላክ ፅሎት ኣማላድነት ኣይፈለየና⛪➕🙏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ኣባና በርከት ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna,ayewe kitiem ezi haymanotna, Abona zebenkum ybarek edmen tienan yahabkum Egzabher amlak zsemanayo ab lbna yehdro🙏🙏🙏
ኣሜን (3) ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣባ ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስቲያን ትኹን ጸሎታን በረኸታን ረዲኤታን ኣማላድነታን ኣይፈለየና
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡር ኣቦና አሜን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ጣዕማን ኣማላድነታን ምስ ኩላትና ደቂ ተዋህዶ ይኩን አሜን ናኣይ ንሓጥእ ጋልኩም ኣብ ፆሎትኩም ዘኩርኒ ክቡር ኣቦና አሜን//3//
🙏ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ኣቦና ቃል ህይወት የስመዐና ሰላሞም ይብዘሐልና ፈጣሪ ትምህርቶም የድልየናሎ ኣይትጥፉኡና ኣቦና🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ኣብ ጸለትኩም ዘክሩና ኣቦና ጸላኢ ሰናያት ይወጋኣኒ ኣሎ።በጣዕሚ ይሽገርን ይሽበርን ኣለኩ
አሜን አሜንአሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾ቃለህይወት የስምዓልና መንግስተሰማይ የውርሰልና አባታችን ናይአገልግሎት ዘመንኩም የንውሓልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐና ኣቦና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም እግዚኣብሔር ኣምለክ ፀሎታን በረከታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድግል ማርያም ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን 🤲🤲🤲❤️❤️❤️ኣቦና ናዓና ንሓጥያን ንደቅኩም ኣብ ናይ ኩሉ ግዜ እትገብርዎ ፀለትኩም ዘኩርና ኣቦና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲
Amen amen amen qale hiwet yesmielna egzabher nay agolgulet edmekum yebzhalkum
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎታ በረኸታን ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ምሳና ይኹን ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣምላኽ ኣባ ንዓይ ንሓጥእ ከኣ ልበይ ክከፍተለይ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ድንግል ማርያም ብማላድነታ ካብዚ ሕማም ተርሕቀልና ንዓኩም ውን ኣቦና ዝተርፈ ዕድመኩም እግዚቤሄር ይባርከሉኩምን ይቀድስሉኩምን ኣሜን (3)
Amen (3) Qale hiwet yesmealna Fqur Abona Egziabher nay agelglot zemenkum ybarkh xegu yebzehalkum 🙏💒✝️❤️
Amen Amen Amen qale hiwet yesmaelna weladit amlak adey beayni mhreta thalwena N Aba kea xegu yebzhalkum Egizabiher amlak
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር ኣቦና እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣግሉጉሎት ዘመንኩም ይብሩኩልኩም ኣቦና ንሕና ደሞ ዝሰማዓናዮ ኣብ ፆሎት ልብና ይሑዱሮ መስትዋዓሊ ልብና ይሃበና ውላዲት አምላክ ፆሎታ በረከታ አይፈለየና አሜን አሜን አሜን
Amen amen amen qale hiwetu yesmaana oh ngus kulu fitret
Mhretka szzelns
አሜንንን አሜንንን አሜንንን ጸሎታን ኣማላድነታን ናይ እመቤታችን ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣይፈለየና
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna abona kidsete kidusan dngel maryam ade dika ade tekuan ade goytann medahanina ada kulu futur ❤❣💖🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃሉ ሂወት የስመዐልና ናይ ጊዜ ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም ኣቦና ኣብ ፀለትኩም ዘኩሩኒ ናዓይ ሓጥያተኛ ጋልኩም
Amen amen amen qal hiwet yesmaena ab xelotkum zekurni ndkum wedkum
አሜን አሜን አሜን ቃለህወት የስመዐልና ባሓቂ አቦና ክብርና ምስጋና ለእመቤታችን ክብርን ምስጋና ይሁን👏👏
Amen amen amen kal hiwet yesmalna abona egzabihier amlak nay agolglot zemenkum ybarkelkum ykedselkum
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዘሓልኩም
ኣባ ኣብ ጸለትኩም ዘክሩና