ጾም ጀሚርና ዘቋረጽናዮ-- ኣለና ዶ!?! --ቃለ ምዕዳን ብቆሞስ ኣባ መዝገበስላሴ Eritrean Orthodox B Qomos Aba mezgbeslasie 2019

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.พ. 2025
  • ጾም ማለት ንስጋኻ ቀጺዕካ ዝርከብ ሃብቲ ናይ ነፍሲ ኢዩ፡ መብዛሕትና ግና ብጌጋ ናይ ብልዖት መግቢ ስለ ዝበላዕና ኦሮማይ ኢልና ካብ ጾም ንርሕቅ፡ ኣብ መንገዲ እናተጓዓዝና እንድሕር ወዲቅና ግና ኦሮማይ ወዲቅና ኢልና ኣብ ዘልናዮ ኣይንተርፍን ኢና ቀልጢፍና ኢና ንትስእ፡ ወረ ሰብ ክይርእየና ንጓየ፡ ኣሕዋተይ፡ እቶም በዚ ምኽንያት ጾም ኣቋሪጽና ዘልና ዳግማይ ተሲና ንጹም፡
    Mdre Canaan ምድረ ከንኣን

ความคิดเห็น • 450