ኣሰከናፍር ፈላሚ መንፈሳዊ ፊልም/ Askenafr Full movie...Aba Gebremedhn Zeselama

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
  • ኣሰከናፍር ፈላሚ መንፈሳዊ ፊልም/ Askenafr Full movie...Aba Gebremedhn Zeselama

ความคิดเห็น • 525

  • @ፀጋጋልኣባሰላማ
    @ፀጋጋልኣባሰላማ ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ክብራት ኣሕዋትና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም የባረከልኩም ፈጣሪ። ካብ ሽፍትነት ካብ ፍትወት ናይ ዓለም ወፅና ናብ ኣምላክና ክንምለስ ከም ፍቃድና ዘይኮነስ ከም ፍቃዱ ኣምላክና ክንከይድ ከም ኣሰከናፍር ፅብቅ ሰራሕ ክንሰርሕ እግዚአብሔር ይሓግዘና ከምእዉን ኣዴና ማርያም ብፀሎታ ኣቦና ሰላማ ብቃልኪዳኖም ይሓግዝና ኣሜን።
    ብሓቂ ብጣዕሚ ማሃሪ መሳጢ ዝኮነ መንፈሳዊ ፊልሚ ልቢ ዘረስርስ እዩ ክቡር ኣቦዋይ ቀፅልሉ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይሃበልና ፈጣሪ ኣቦዋይ ማዓረይ❤ ክብራት ኣሕዋተይ ሼር ላይክ Subscribed ንበሎ ኣቦታትና ነተባብዕ ቋንቋና ነዐቢ ❤🙏

  • @selamtadesse5552
    @selamtadesse5552 ปีที่แล้ว +2

    ኣታ ኣምለከይ ከምቲ ቡዙሕ ዘሕዘንክካ ንንሰሃ አብቀዐኒ ብኽፍኣት ዘዓወረ ሂወተይ ማሓረኒ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ኦ ኣምለከይ ሰለ ኩሉ እትዕገሰኒ ተመሰገን🙏

  • @filimongebrelibanos7349
    @filimongebrelibanos7349 ปีที่แล้ว +32

    ቃለ ሂወት የስመዐና ኣቦና። ኣነስ መድሃኒኣለም ባዕሉደኣ ምሕረቱ የውርደለይ እምበር ካብ እምነተይን ካብ ቃል እግዚኣብሄር ካብ ዝርሕቅን ኣመንዝራ ካብ ዝኸውን ብዙሕ ዓመት ኣለኒ። መድሃኒኣለም ኣቦይ ናይ ይቅረታ ኣምላኽ ኢካሞ' ንዓይ ንሓጥያተኛ ፍጡርካ ይቅረ ግበረለይ😭።

    • @lemlemyoutube
      @lemlemyoutube ปีที่แล้ว +2

      ኩላትና ከምኡ ኢና አሕና ብንስሃ ተሓፂብና ናብ ቤቱ የቅርበና ጎይታ ዓለም

    • @JcH-qu4rw
      @JcH-qu4rw ปีที่แล้ว

      ኣጀኪ ዛምበይተይ ብንስሓ ዘይምለስ ነገር የሎን

  • @MtslalBrhane
    @MtslalBrhane ปีที่แล้ว +2

    .ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም ክቡራት ኣቦታትና ወለድና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ይባርከልኩም በረከትኩም ይደረና ንዓና ከኣ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ሰማዕቲ ብቻ ዘይኮነስ ኣተግበርቲ ክንኮን ኦ ኣምላከይ ልቢ ልድያ ዝከፈትካ ልበይ ልብና ክፈተልና 😢

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ ปีที่แล้ว +2

    ተመስገንካ ኣታ አምላከይ ሓጎሰይ መቆጻጸሪ ሲኢነሉ ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኩልኩም ኣብዚ መንፈሳዊ ፊልሚ ዝተሳተፍኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ💚✝️
    ሐዚ ዘድሌየና ዘሎ ከምዚታት ኣብ መንፈሳዊ ሂወትና ዘበርተዓናን ዘጠንክረናን እዩ ሞ በርቱዑልና ንሕና ውን ሸር ላይክ ናገበርና ናሓግዞም❤

  • @ፅዮንኣውግሕዮንህዝብኺሰላ
    @ፅዮንኣውግሕዮንህዝብኺሰላ ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ሂወት ያስመዐልና ኣብዚ መንፈሳዊ ፊልሚ ዝተሳተፍኩም ኩሉኹም ፀግኡ ያብዘሐልኩም አምላክ ኣብ እምነትና ያፅንዐና

  • @meri.tigraweti
    @meri.tigraweti ปีที่แล้ว +2

    ኣቦታትና ተስፋና ኣብ ትሕቲ ኣምላክ ኣባኻትኹም
    ዩእም ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና ኣምላክ😇🙏
    ስቃይ መከራ ህዝብና ኣብቂዑ ሰላሙ ያዓድለና❤💛

  • @ማህበርቅድስትኪዳንምህረት
    @ማህበርቅድስትኪዳንምህረት ปีที่แล้ว +35

    እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር ብሓቂ ንኪላትኩን ቃል ህይወት የሰመዕልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ ይብዝሐዮ ክብረት ወለድና 😢😢😢

    • @AZMERAT
      @AZMERAT ปีที่แล้ว +2

      እግዛብሄር ኣምላክ ዓይነ ልቦና ይሃበና

  • @abiyeYouTube
    @abiyeYouTube ปีที่แล้ว +22

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አግልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ብጣዕሚ ገራሚ ፍልሚ እዩ ቀፅልሉ ክቡር አቦና አባ ገብረመድህን 😢🎉🎉🎉

  • @samrigrezihr.3352
    @samrigrezihr.3352 ปีที่แล้ว +21

    ኣሰይ ትግራይ ዓደይ ከምዙይ እዩ ዘጥዕመልኪ ኣቦዋይ የቀንየልና ቃለ ሂወት የስመዐና🤲🤲🤲

  • @milenabraha4366
    @milenabraha4366 ปีที่แล้ว +15

    ቃል ህይወት ይስማዓና ኩብር ኣቦና ናይ ኣገልግሎት ዘመኖም ይባርክ ብቲ ኩሉ ዝፈጠረ ጎታና እየሱስ ክርስቶስ አሜን 🙏🙏🙏🥰

  • @galmhrey
    @galmhrey ปีที่แล้ว +6

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ክቡራት አቦታትናን አሕዋትናን እግዚአብሔር አምላክ ከብ እምነትና የፅነዐና ✝️💒

  • @chdjpotgewasv3787
    @chdjpotgewasv3787 ปีที่แล้ว +11

    ቃለ ሂወት የስመዐና ክቡር ኣቦዋና ክብራት ሓሕዋትናን ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣበይ ሓዲሩ ከም ዘምህረና ኣይንፈልጥን እሞ ኩሉ ብእምነት ይኩን 🤲❤❤

  • @jfrjft1970
    @jfrjft1970 ปีที่แล้ว +8

    ተመስገን አምላክ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣባታትና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MuzeyGidey-x5g
    @MuzeyGidey-x5g ปีที่แล้ว +2

    ቅድሚ ኩሉ እግዚአብሔር ይመስገን ነዚ ክትሰርሑ ዘላዓዓለኩም ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀገኡ የብዘሐልኩም ንኩሉኩም ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅሉሉ ክቡር አቦና ተመስገን
    እግዚአብሔር አምላክ ንማዓት ርሑቅ ንምሕረት ቀረባ አበይ አለካ እበር አበይ ነይርካ ዘይብል ለዋህ ማሓሪ አምላክ ይመስገን🤲🌿🌿

  • @brhanebb1960
    @brhanebb1960 ปีที่แล้ว +5

    ኣሰይይይይ ምቁር ሃይማኖትና እርቶደኩስ ተዋህዶ ♥️♥️♥️♥️♥️♥️😢😢😢😢😢እምነትና ናብዝ ብሓቅ ቃል ህይውት ያስመዓና 😢😢😢😢

  • @makitemesgen3386
    @makitemesgen3386 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ኩቡር ኣቦና😭💔💔

  • @freetgraweyti7660
    @freetgraweyti7660 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ይመስገን ፅቡቅ ስራሕ ባሓቂ አምላክ ይመስገን❤👏🙏

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሐ3ፈ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ሐ3ፈ ปีที่แล้ว +5

    እግዚብሔር ፀግኡ የብዘሐልኩም ብጣሚ መሃሪት እያ ንዓናውን ፍፅም ምነት ይወስከልና ናይ ቅድሳን ኣምላክ ኣቦና ኣባ ገብረመድንን ኩሎም ኣብዚ ዝተሳተፍኩም ኣገልሎት ዘመንኩም ይባርከልና ቀፅሉሉ

  • @destatigray9547
    @destatigray9547 ปีที่แล้ว

    ኣቦና ኣባ ገብረመድህን እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመናም ይባርኸሎም ይቀድሰሎም፣ንዓና ድኹማት ደቆም መስተውዓሊ ዓይነ ልቦናና የብርሀልና ሰማዕቲ ጥራሕ ዘይኮናስ መትግበሪ ኣንደበት ይሃበና ኣምላክ ቅዱሳን ንኩሉካትም ኣብዚ ተሳተፍቲ እግዚኣብሔር ሞያኹምን ጥበብኹም ይባርኸልኹም❤🙏

  • @wabo6374
    @wabo6374 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይን ኣቦታተይን ንዓና እውን ከምኡ ጣዕሳ ዝመልኦ ልቢ ይዓድለና እግዚኣብሄር ኣምላክ😢😢🙏🙏🙏

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ደስ ልብል መንፈሳዊ ፊልም ቃል ሂወት የስምዐልና ክቡራት አቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኻትኹም አሜን አግዚአብሔር አምላክ መፈፀምታና የፀብቀልና ሙሉእ ሰላም ልሀገርና ትግራይ የውርደላ 🙏🙏🙏💛💛❤❤🤲🤲🤲🕊🕊🕊💔💔💔

  • @ፎትየንጋልራያዓዞቦዘተዋህ
    @ፎትየንጋልራያዓዞቦዘተዋህ ปีที่แล้ว +3

    ብሓቅ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተናን ወለድናን❤🎉
    ብሓቅ ብዝገርም ኣሰራርሓ እዩ ኣቦዋን ኣባ ገብረ መድህን ግዜኹም መስዋእት ገይርኹም እዝ ዘደለውኽልምልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓስብኹም ይኽፈልኹም ኣብ እግርኹም ድፍእ እልና ንንስሓን ምኽርን የብቀዐና ኣሜን🤲😢

  • @merrymerry4939
    @merrymerry4939 ปีที่แล้ว +6

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር አቦና ን ክቡራት አሕዋትናን ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባር🙏😢እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱን ሰላሙን ይልአኸልና🙏😢😢😢😢

    • @እግዚአብሔርጋሶይናይእዩ
      @እግዚአብሔርጋሶይናይእዩ ปีที่แล้ว

      ኣሜን እግዚአብሔር ኣምላክ ዝተከብር ዘተመሰገን ይኹን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር አባና ብድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር ኣምላክ😢

  • @wezefGalTewahdo
    @wezefGalTewahdo ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ክብራት ኣቦታትና ፀጉኡ የብዝሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ኣሕናውን ዘለና ብምሉእ ልብና ናቤት እግዚአብሔር የብቀዐና 😢

  • @mebrhitgaldestalovetgray5665
    @mebrhitgaldestalovetgray5665 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባረክን ይቀደስን ክንደይ ደስ ይብል ተመስገን እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዝኩም

  • @tigraweyti7855
    @tigraweyti7855 ปีที่แล้ว +8

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡን ጥበቡን የብዘሐልኩም ክቡራት ወለድና ወአሕዋትና ብዕድመን ብጸጋን ይሓልወልና እግዚአብሔር

  • @ጋልኣጉላዕ-ጨ6ሸ
    @ጋልኣጉላዕ-ጨ6ሸ ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐሉኩም ኣዝያ ማሃሪት ፈልሚ እያ😢❤

  • @kesenetkahsey2874
    @kesenetkahsey2874 ปีที่แล้ว +9

    ናይ ብሓቂ ቃለሂወት ቃለሰናይ የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልኩም አቤት ናይእግዚአብሔር ጥበብ 😢😢😢

  • @medhini7477
    @medhini7477 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ህይወት የስመዐል ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም ሓቀኛ ንስሃ ክንኣቱ ዝጣዓስ ልቢ የሃበና ኣብ ፆሎትኩሜ ዘኩሩኒ😞

  • @fronifroni7773
    @fronifroni7773 ปีที่แล้ว +1

    አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላኽና ፀግኡ የብዘሐልኩም 🙏♥ኦ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እምነት ወስከኒ 🤲🥺

  • @samirahiluf2632
    @samirahiluf2632 ปีที่แล้ว +6

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጋኡ በረከቱ የብዘሐልኩም ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመንኩም ባርኩ ቀድሱ የንውሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡር ኣቦና🙏💖

  • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
    @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡራት አቦታትና አሕዋትና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና ንዓናም ምስትዉዓሉ ይዓዴለና አብዛ ቅንዕቲ ሃይማኖትና የፅነዐና🤲📖

  • @ቅሳነት-ጐ5አ
    @ቅሳነት-ጐ5አ ปีที่แล้ว +1

    ዋውው ብሓቂ እግዚአብሔር ይመስገን ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዕና እግዚአብሔር አምላክ ንንስሃ ሞት የብቀዐና 🙏 ኣብዛ ፊልሚ ዝተሳተፍኩም ኩላትኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስቢ ቅዱሳን ይክፈልኩም ቀፅልዎ ❤❤❤

  • @Samuelsemere74
    @Samuelsemere74 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ዘድነቅ ስራሕ፣ ትግርኛና ምዕባይ ህዝብና ብቋንቋኡ ዝማሃረሉ ስራሕ ምፍጣር ኣዝዩ ዝንኣድ እዩ።
    ብዓብይኡ ድማ ንጸድቀሉ መንገዲ ይግበሮ።

  • @WeldeMaryam185
    @WeldeMaryam185 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውውው ኣንታ ክንደይ ደስ ትብል ፊሊም እያ ደኣ። ከምዚ ጌርኩም ሰሪሕኩም
    ናባና ክንምሃረሉ ኢልኩም ብምዝርጋሕኩም
    እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ፉቁራተይ።

  • @dqdq2115
    @dqdq2115 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን አግዝአብሄር እምነትናክነፅንዕ ልቦናናይክፈተልና🙏🙏🙏🙏ክቡር አቦና አገልግለትኩምይባረክ❤

  • @Hiwen-youTube
    @Hiwen-youTube ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ነኩላትና ካብ ክፋኣተና የመልሰና እግዚኣብሔር ኣምላክ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ኣቦና ክቡራት ኣሓዋትና ድሰ ዝበል መንፍሳዊ መልኣክቲ👏👏👏✝️✝️✝️

  • @temsgne7752
    @temsgne7752 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃልሄወት ይስመዐልና ክቡር ኣቦና ከሙኡ እዉን ንኩልኩም ተሳተፍቲ ጸጉኡ ይብዝሕልሉም እግዝብሄር ኣምላክ እግዝብሄር ኣምላክና የዋሃ ምሓሪ ሓጣኣን ዘይፍንፍን ኣብ ሓጥያትኛ ሓጢሩ ታኣምሩ ዝሰረሕ ዋየ ኣነስ ምኣዝ እየ ብእምነተይ ጸኒዐ ናብ ንስሃ ዝበቅዕ ኣብስደት ዘለና ኩልና መረት ዓድና ረጊጽና ናብ ንስሃ ንኽንበጽሕ ኣብ ጸለትኩም ዘኹሪና ኩቡራት ኣቦታትና 😢😢😢👏👏👏

  • @axsum---tsion21
    @axsum---tsion21 ปีที่แล้ว +1

    በሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣቦታትና ብጣዕሚ ፅብቅቲ መምሃሪት ፍልሚ ቀፅልሉ😢💒👏

  • @ድንግልማርያምሩፍታልበይ
    @ድንግልማርያምሩፍታልበይ ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ንዓኹም ዝሃበና ክቡራት አቦታትና እግዚአብሔር ይመስገን🙏

  • @Bri_Tgraweyti....
    @Bri_Tgraweyti.... ปีที่แล้ว

    _ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ክቡራት ኣቦታትና ጸጋ እግዚአብሔር አምላኽ የብዘሐልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ብሓቂ ኣዝዩ መሃሪ መንፈሳዊ ፊልም ኣብ ልብና የሕድሮ ሰናይ ነገር ንምግባር የነቃቀሐና ምስትውዓሉ ይዓድለና ለካ እምነት እንተሃልዩስ ኩሉ ንእኡ ይከኣሎ እዩ ተመስገን🤲_
    _ኦ ጎይታ ድኽመተይ ከይረኣኻ እምነት ወስኸኒ🤲😢_

  • @እዚኣብሔርጓሳይየይእዩ
    @እዚኣብሔርጓሳይየይእዩ ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀግኡን ጥበቡን ኣብዚሑ ይዓድልኩም ክቡር ኣቦና ብዕመ ብጥዒና ይሓልወልና ቀፅልሉ ድማ ትዉልና ብሃይማኖቱ ክብርትዕ ምእንቲ

  • @KsaKsa-mf5js
    @KsaKsa-mf5js ปีที่แล้ว +3

    ቃል ህይወት የሰመዐና ክቡር አቦና ከሙኡእውን አሕዋትና ፀጉኡ የብዝሐልኩም

  • @LiliGalTewahido
    @LiliGalTewahido ปีที่แล้ว

    በሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር ኣቦና ኣባ ገብረመድህን ንኹሉኹም ኣብዚ መንፈሳዊ ፍልሚ ዝተሳተፌኹም ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ የብዝሕ ሓደራኻትኹም ቐፅልሉ ካብ ናማትና ናይ ግብፂ መንፈሳዊ ፍልሚ የና ድርእለና ቐፅሊሉ ብጣዕሚ መሃሪ እዩ እግዚኣብሔር ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና ብፀሎትኹም ሓስቡና ኣቦና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ልዑል እግዚአብሔር አሜን♡♡♡

  • @ፍኖተረድኤትዩቱብ
    @ፍኖተረድኤትዩቱብ ปีที่แล้ว +5

    አሰይይይ ቃለ ህይወት የሥመዐልና ጸግኡ የብዝሕ ክቡር አቦናን አሕዋትና ብሓቂ እግዚአብሔር መሓሪ እዩ

  • @maron278
    @maron278 ปีที่แล้ว

    ብሓቒ ደስ ዝብል እዩ ቃለ ሂወት የስምዐልና ኩቡራት አቦታትና ቀፅልዎ ደቅኹም ካብ መንገዲ ሓጥያት ክንምለስ ናይ አገልግሎ ዘመንኩም ይባረኽ ጥበቡ ይግለፀልኩም ፈጣሪ ✝️🙏🙏🙏 ❤❤❤❤😢😢😢

  • @ggdhdbfhamenamenamen6583
    @ggdhdbfhamenamenamen6583 ปีที่แล้ว +1

    ባሓቂ ቃለ ሂይወት የስመኣልና እግዛብሔር አምላክ ናይ አገልግለት ዘመንኩም የብዘሖዮ ኣቦና

  • @RecostaKhan
    @RecostaKhan หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወትን ያስማልን አባታችን🙏🙏🙏🌿❤

  • @azmerameharimehari4703
    @azmerameharimehari4703 ปีที่แล้ว

    እ/ር ዝአመነ የለን ዝሓፍር ፈጣር ኩሉዓለም ይክበር ይመስገን ተመስገን 🤲🤲🤲👏👏👏

  • @milashmilash3881
    @milashmilash3881 ปีที่แล้ว +1

    አምለክ ልቦናና ይቀይረልና ንሕናም ከምቶም ሸፋቱ ኢና እሞ ብምሕረቱ ይጠምተና ኣቦና ፀጉኡ የብዝሕ ኣነስ ካብቲ ካራ ሒዞም ቆብዕ ገይሮም ክከዱ ከለው ናብ እንዳ እስከናፍር ይበኪ ነይሬ ማለት ንአምለክ ንሕናም ብከምዚ ክንደይ ከምእንብድል ስለዘለና እምነት እስካናፍር ዓድለና ክፍኣትና ለውጦ

  • @fhfh1940
    @fhfh1940 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመኖም ይባርክ ብቲ ኹሉ ዝፈጠረ ጎይታናን መድሓኒትናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣሜን፫✝️🙏
    ብጣዕሚ ማሃረት ፍልም እያ🥰😢

  • @ftaw6221
    @ftaw6221 ปีที่แล้ว

    በሓቂ ከም እምነትካ ይገበረልካ እዩ ሞ ኣብ እምነትና የጽነዓና ኣብታትና ዕድመን ጥዕናን የሃበልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ 🙏🙏🙏🙏ኩልኹም ኣብዛ መንፈሳዊ ፊልም ዝተሳተፍኩም ቃለ ሂወት ይሰመኣልና ቀጽሊሉ ከዓ 🙏🙏🙏

  • @Hrmela139
    @Hrmela139 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ንዓና እውን ከምኡ ጣዕሳ ዝመልኦ ልቢ ይዓድለና እግዚኣብሄር ኣምላክ😢😢🙏

  • @Roza-e6g
    @Roza-e6g ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይ ስራሕ እግዚኣብሔር ድንቂ እዩ ከምቱ ናይቶም ሸፋቱ ልቢ ዝመለስ ናኣይ ሓጥያተኛ ድማ ልቦናይ ናብ ንስሓ ህይወት ይመልሰለይ ምስትውዋሉ ይሃበኒ ንዙ መደብ ዛዳለኩም ክቡራት ኣቦታትና ኣዴታትና ኣሕዋትና ንኩላትኩም ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ፈጣሪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ኣምላክ አሜን፫🤲🤲🤲🤲

  • @liligalzaliy5054
    @liligalzaliy5054 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት ይሰመዐልና ክቡር ኣቦና ኣሕዋትናን ኣምላክ ይመሰገን

  • @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
    @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ ปีที่แล้ว +3

    አሰይይይይይይ ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ አለም ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር አቦና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 👏♥💚

  • @FedFeed-kh8by
    @FedFeed-kh8by ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡር አቦና በረከትኩም ይሕደረና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ቅዱስ እግዚአብሔር ብመንፈስ ቅዱስ ይደግፍኩም እመብርሃን ብርተዐ ትሃብኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፊልም እዩ ክቡር አቦና አባ ገብረመድህን ብጥዕና ይሓልወልና ንኩላትኩም ተሰተፍቲ ጸጉኡ የብዝሐልኩም ክቡራተይ

  • @elsaniraya6745
    @elsaniraya6745 ปีที่แล้ว +2

    ምንበረ ሰላማ ናይ ኩልና ምኳኑ ፈሊጥና ኩልና ክርስትያን አግአጊት ንስዓብ ንርአ ዘይተረዳአና ድማ ንሕተት ንሊቃውንትና። 🙏🤲✝️💒

  • @SlamhSlamy
    @SlamhSlamy ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ኩቡራት ወለድና እግዛኣብሄር ኣምላክ ኣብ እምነትና የፅንዐና ክሳብ መፈፀምታና ኣሜን

  • @ሰላምንትግራይ
    @ሰላምንትግራይ ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስመዐና ኩቡር ኣቦና
    ብሓቂ ንነብስና ባዕልና እንተጥፋእናያ ኣምላክ ግን ዘይገድፈና ኩሉ ግዜ ክንቀር ናብኡ ግዜ ይህበና ክብርን ምስጋና ንኣምላከ ሰላማ ይኩን።ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣበዋ
    ነባራታተዐዮም ካብዚ ዝበለፀ ሒዞምና ክመፁ ክቡራት ኣሕዋት❤

  • @jwbwhshak3150
    @jwbwhshak3150 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወትየሰመዕና ክቡራት አቦታትና ዓድመን ጥዒናን ይሃበልና 🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒

  • @عيسىعيسئ-ب7ز
    @عيسىعيسئ-ب7ز ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ፁጉኡ የብዘሕልኩም ከቡራት ወለደናን አሕዋትናን⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️

  • @sheweshewe7766
    @sheweshewe7766 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሄር ይመስገን እምነት ኣቦና ኣስከናፍር ይሃበና ጸጋኡ ይብዝሐልኩም ብሓቂ ልቢ ትትንክፍ ፊልም ቀጽልዎ ብትግርኛ ከምዙይ ገርኩም ምስራሕኩም እግዚአብሄር ዓስቡኩም ይክፈልኩም ኣሜን 3

  • @edltigaltgiray9
    @edltigaltgiray9 ปีที่แล้ว

    አሜን(3) ቃለ ህይወት የስመዐልና👏👏👏✝️

  • @titinotitino2910
    @titinotitino2910 ปีที่แล้ว

    ብሐቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አይነ ልቦናና ይኽፈተልና እግዚአብሔር አምላክ አብ እምነትና የፅነዐና 😢🤲

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ኘ9ሠ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ኘ9ሠ ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ

  • @Ksa-zg3tw
    @Ksa-zg3tw ปีที่แล้ว

    እግዝብሕር ይመስገን ናይ ባሓቂ ኣዝዩ ዝምስጥ ፍልምን ታርኽን እዩ ቃል ህወት ያስመዐለልና ፀጋኡ ያብዘሐልኹሙ አሜን 👏👏👏❤❤❤

  • @selambrhane5825
    @selambrhane5825 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመንኩም ይባረክ🤲🤲❤❤❤❤

  • @Grmawit-l8n
    @Grmawit-l8n ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትናን ኣሕዋትናን እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልየልና አሜን ፫

  • @ኪዳነምሕረትዋሕስሂወተይ
    @ኪዳነምሕረትዋሕስሂወተይ ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሐልኩም ክቡር ኣቦና ብዕድሜን ጥዕናን ይሓልወልና ፈጣሪ ናይ ኣገልግሎት ዘመኖም ይባረክ🙏❤

  • @Vjsgs-uh8ux
    @Vjsgs-uh8ux ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኹም እግዚአብሔር አምላክ ክብራት ወለዲና ኣሕዋትና ካብዚ ብላዕሊ ምስጥረ ጥበቡ ይግለፀልኹም እግዚአብሔር አምላክ ብዕድሜን ጥዕዓናን ይሓልወልና አሜን/3/😥🤲🙏🙏🙏

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 ปีที่แล้ว +1

    ብስም ስላሴ ኡንካዕ ብሰላም መፃኩም ኩቡር ኣቦና ስለቲይ ሰናይ ውዕለቱ እግዚኣብሄር ኣምላክና ይክበር ይመስገን ቃለሂወት የስማዓልና ኩቡራት ኣቦታትና ኣሕዋትና ቀፁሉሉ ፁቡቅ ስራሕ እዩ

  • @JcH-qu4rw
    @JcH-qu4rw ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራተይይይ❤❤❤ ኣቤት ነብሰይ ፈሪሐልኪ እምበር ሐጅስ😢😢😢😢

  • @ማህበርቅድስትኪዳንምህረት
    @ማህበርቅድስትኪዳንምህረት ปีที่แล้ว +2

    እምነት ተለይና እግዚአብሔር አምላክ ምህረት ቅርብ እዩ ናዓድና ንሃገርና ንሂዋትን ፈውስን ምህረትን የላአከለና ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክና
    ናይ አባና አክስናፍር በረከቴ ይሕደረና 😢❤

  • @deradubai1754
    @deradubai1754 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ሕይወት የስመዐልና ክቡራት አቦታትና ብጣዕሚ ደስስስስ ዝብል ፊልም እዩ ቀጽሉሉ ብካሊዕ ከዓ ብሃንቀውታ ንጽቡ ንኩለኩም ጸጉኡ የብዘሐልኩም🤲🤲🤲😢

  • @selamselam7608
    @selamselam7608 ปีที่แล้ว

    ኣዝያ ብልጽቲ ፊልሚ ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር አገልግሎትኹም ይባርኽ ንኹልኹም ተዋሳእቲ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ብካሊእ መንፈሳዊ ፊልሚ ክትመጹና ተስፋ ንገብር ክቡር ኣቦና!!!👍

  • @SlamSlam-nm1zl
    @SlamSlam-nm1zl ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሃልኩም እግዚአብሔር አምላኽ ክቡራት አቦታትና አሕዋትና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ ናይ ዘመን አገልግሎትኩም ይባረኽ ቀፅልሉ አምላኽ ይሓግዝኩም

  • @ሰላሜነሽድንግል-ኘ7ቘ
    @ሰላሜነሽድንግል-ኘ7ቘ ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ደስ ዝብል ፍልም እዩ ብዙሕ ተማሂረ እግዚአብሔር ይመስገን ንኹላትና እውን መወዳእታና የጥዕመልና

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ክብር ኣቦና ፀጉእን በረከቱን የብዘሐልኩም ናይ ባሓቂ ልብካ ዝትንክፍ ፍልሚ ብሓቂ እግዚእብሔር ኣምላክ ድንቂ ስርሑ ዘይመርመር እህህህህ ኣምላክ ዘለክ ሂወት ንስካ ትፈልጥ ኢካ እሞ በጃካ ስለ ሓጥያተይ ሰለ ድክመተይን ዝጣዓስ ልቢ ዓድለኒ ብሓቂ ኣምንት ኩሉ ዝደለካዮ ይኮነልካ እዩ

  • @SomeOne-yo3lb
    @SomeOne-yo3lb ปีที่แล้ว

    አምላክ አብዝሑ ጥበቡ የዓድለሙ አብና ንአናም ዘዳምፅ እዙኒ ያዓድለና 🙏🙏🙏

  • @TeheshMahari
    @TeheshMahari ปีที่แล้ว +6

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኩ ቀፅሉሉ ኣቦና ኣምላከ ሰላማ ይሓግዝኩም ❤❤❤🎉🎉🎉ብጣዕሚ ማሃሪ ፊልሚ እዩ ንዓና እውን እምነት ምስ ግብሪ ይዓድለና ከም ኣቦና እስክናፈር ኽቡር ኣቦና✝️🙏✝️🌺🌸🙏🌺🌸💞

  • @ለምለምማሓዛደስታ
    @ለምለምማሓዛደስታ ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይመስገን ኣምላክ ጥዕም 😢😥 ንክልኩም አብዚ ዝተሰተፍኩም ፅግኡ የብዘሐልኩም ክብር ኣባና ብዕድመን ጥዕናን ይሐልወልና ፈጠሪ ናይ ኣግልግለት ዘመንኩም ይባርክብዝሕ እና ተማሃርና እና ንሕና ደ ቅኩም አብ ፆሎት ልበናና ይሕድሮ ቀፅልሉ 🌼🌼🌼🌼

  • @genetkinfe1276
    @genetkinfe1276 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ኣምሃሪ ፊልሚ ካብሕልናይ ምኽዋል ኣብኒ❤️
    እምነት ኣብዝራሓቀሉ ግዜ ከምዙይ ዝብለ ፊልሚ ብዙሕ ሕክምና ሕልና እዩ እሞ ቃል ሂዎት ይሃቦም ኣቦና 🥰
    ተመስግን

  • @richburuk1421
    @richburuk1421 ปีที่แล้ว

    ባሓቂ ማሃሪ ፊል እምነት እንተሎ ኩሉ አሎ ክብርን ምስጋናን ንሉዑል እግዚአቢሄር ይኹን 🙏🥰

  • @ትግራይመበቆልስልጣነእያ
    @ትግራይመበቆልስልጣነእያ ปีที่แล้ว

    ኣሜን(3)ቃለህይወት የስመዐልና ክቡራትተይ እግዚአብሔር ንስሀ ሞት የብቀዐና ኣጀኩም ቀፅሉሉ🙏❤❤❤

  • @shishaykidanemaryam616
    @shishaykidanemaryam616 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ቀፅሉሉ መሃርን መንቅሕን ንኡስ ወሎዶ እዩ❤❤ ቀፅልሉሉሉሉሉሉ

  • @ሰላም-መ1ፈ
    @ሰላም-መ1ፈ ปีที่แล้ว

    ዋው ብጣዕሚ ገሪሙኒ ኣነስ ኣምላክ ንዞም ሸፋቱ ካብ ሽፍትነት ናብ ቅድስና ካብ ፀጋም ናብ የማን ዝለወጦም ዝምርሐምን ንዓና እውን ይምራሓና ይለውጠልና ኣይካኣልኩን ብክያት መፅዩኒ ኣምላክ ስቡር መንፈስ ትሕትና ይዓድለና ስደትና ኣሕፂሩ ዝተረፈ ሂወትና ንምስጋናን ንቅድስና የብቀዐና 😢😢

  • @usren7
    @usren7 ปีที่แล้ว

    _አምላከ ቅዱስ አቡነ ሰላማ ጸጋ በረከቱ የብዘሐሎም ድንቂ ትምህርቲ ዘለዎ ፍልም እዩ ክቡር ኣቦና ኣባ ገብረመድህን ይቀፅልዎ_

  • @የተዋህዶልጅነኝ-ሰ7ወ
    @የተዋህዶልጅነኝ-ሰ7ወ ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለህይወት የስማዓልና አቦታትና እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ❤❤❤ብጣዕሚ ደስስስስ ዝብል ጅማሮ እዩ ብጣዕሚ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን 🥰🥰🥰🥰 ተመስገን

  • @ብመንገዲኻምርሐኒኣምላኽይ

    ቃል ሂወት የስመዐልና ኩቡራት ኣቦታትና ኣሕዋትና ፀጉኡ የብዘሐለኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ንዓና እውን ዓይኒ ልቦናና ይክፈትልና ኣብ እምነትና የፅነዐና እግዚአብሔር ኣምላክ ሰደት ኣሕፂሩ ናብ ንሳሃ የብቀዐና 😢❤ 🤲🤲🤲

  • @samhalmy4240
    @samhalmy4240 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ንኩሉኩም ቅዱስ ነገር ዝተሳተፍኩም ናይ አግልግሎት ዘመንኩም እግዚአብሔር አምላክ ይባርከልኩም ብጣዕሚ ማሓሪት እያ ❤😢

  • @ry8319
    @ry8319 ปีที่แล้ว +2

    _እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምኹም ይብዛሕ ክቡር አቦና ብሓቂ ቃለ ህይውት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት አህዋትና😢👏_

  • @usren7
    @usren7 ปีที่แล้ว

    _እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡራት ኣቦታትና ንዓና ክትብሉ ብዙሕ ትፅዑሩን ተስርሑን ዘለኩም አምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም ኣቦታተይ❤ ንበሩልና እስከ_

  • @Narde9879
    @Narde9879 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይወት ያስማዓልና ፀጋኡ ያብዝሓልኩም እግዚአብሔር አምላክ 🙏🙏🙏🙏

  • @brhanugebre9344
    @brhanugebre9344 ปีที่แล้ว

    ኣዝዩ መሃራይ መምሃራይ ንመንፈስካ ዘረስርስ ትምህርቲ ካብ መንገዲ ጊጋ ናብ መንገዲ ሰላም ናብ መንገዲ ቅንዕና ዝመርሕ እዩ ኣምላክ ፀጋኡ የብዝሐልኩም።

  • @meriWegerat
    @meriWegerat ปีที่แล้ว

    ክቡር ኣቦና ብሓቂ ዘደንቅን ዘገርምን ስራሕ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ኩሉኹም ኣብዚ ፍሊም ዝተሳተፍኩም ድማ ኣምላክ ቅዱሳን ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ

  • @SaLa-vk9rc
    @SaLa-vk9rc ปีที่แล้ว +1

    😢ዓበይቲ ግዲ ኮይኖምስ ደስ.ክብሉካ በረኮትኩም ይብፀሐና ኣቦና

  • @birtkanabadi
    @birtkanabadi ปีที่แล้ว

    ብሓቅ ቃለ ህይወት የስምዕልና ኩቡር ኣቦና ኣሕዋተና ለ ፀገኡ የብዝሐልኹም ንኹሉና ናይ ንስሃ ልብ ይዓድልና ኣምላከይ ብመንገድኻ ምርሐና ፈጣሪ ይሓግዝኹም ኣሜን🙏😥🤲

  • @ኀበኆርኩሑርበኩሉፍኖትየቅ

    ይቀጽል ዓለም ብፍትወታ አብ ዘደከመትኒ ግዜ ናብ መንፈሳዊ ፊልምን ገድሊ ቅዱሳንን የ ዝጐዪ 😢 ከምብሓድሽ መንፈሰይ ይልዓል ስደት ነዊሑ መንፈሳዉነትና ናደኸመ ይኸይድ አሎ ሞ ብዚ ክንጸናናዕ በጃኹም ከይተቋርጽዎ
    ብጸሎትኩም ዉን ዘኩሩና ስደትና ክሓጽር