meshesh funny😂 video//መስሓቅን መሃርን ቪድዮታት መሸሽ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 62

  • @tedyphoto4277
    @tedyphoto4277 ปีที่แล้ว +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ መሽሽ ሐማታይ መሐዛ ወዲ ሀይሌ

  • @smret.6783
    @smret.6783 3 หลายเดือนก่อน

    😂😂 እታ "ዕፉን ትመስል መርዓት" ትብል ሕኽያ ብጣዕሚ'የ enjoy ዝገበርክዋ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
    ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ መሸሺኖ ❤ መራ ክፈትወካ

  • @NahomZeru-du6ly
    @NahomZeru-du6ly ปีที่แล้ว +1

    ሕክያ ጓይላ ቁም ነገር ማዕዳ ሙሉእ ስነ ጥበባዊ 💯 ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ንበረልና መሸሸይ በሃር ዶክተር

    • @smret.6783
      @smret.6783 2 หลายเดือนก่อน

      Exactly ናሆም ሓወይ። ናይ መሸሽ ሕኽያስ ምስ ቁምነገር እዩ'ሞ ብሉጽ'ዩ።

  • @adey-blen-ayney
    @adey-blen-ayney ปีที่แล้ว +3

    meshesh derfi aygidn gi hikya Gin 100%👍🤔

  • @tedyphoto4277
    @tedyphoto4277 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ቁልዕነተይ መዘከርታ አንታ ወዲ ጥዑም ጊዜ

  • @razaseraye942
    @razaseraye942 ปีที่แล้ว +3

    you right my brother wedi adi bahro everything you said good idea we need stop fighting for everything

  • @merhawitfisehatsion1630
    @merhawitfisehatsion1630 ปีที่แล้ว +2

    Hakika meshesh shikor ab hawina nibelih dkumat ftret koyina alena lomi zeben amlak mihret yigberelna

  • @mamihalal1786
    @mamihalal1786 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ካናዳ ዕልልል ዕልልል ካክክክክክ

  • @tekluberhe8972
    @tekluberhe8972 ปีที่แล้ว +2

    Jigna eka akiran eka waza mis qumneger keep it up ayayyyy marey❤

  • @awetyakob7936
    @awetyakob7936 ปีที่แล้ว +2

    ሓቂ እዩ ሞሸሽ ሓውና ጽዓዱ ዳኣ ከጉስዑዎም ኤርትራውያን ኣብ ኣሕዋቶም ጥራሕ እዮን ዝክእሉ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💟

  • @johannesafeworki2433
    @johannesafeworki2433 ปีที่แล้ว +4

    ዕላላት ዘይትብል (ካብ ሕከያታት ብዓረብ) ቋንቋኻ ምኽባር 😄

  • @kahsay4539
    @kahsay4539 ปีที่แล้ว

    It is very good aidea .via Meshesh

  • @user-ii3dw7it7h
    @user-ii3dw7it7h 7 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂 mesheshino❤❤❤❤❤

  • @hermonogbamichael8599
    @hermonogbamichael8599 ปีที่แล้ว +2

    😆 🤣 😂 Meshesh

  • @Galaxy_S304
    @Galaxy_S304 ปีที่แล้ว +1

    great job mesheshe

  • @almazghezai8700
    @almazghezai8700 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍🏿

  • @yordanosweldegergis1194
    @yordanosweldegergis1194 ปีที่แล้ว +4

    Please don' make such an offensive statement. Because it exposes the words of the sicke to the wicked.እወ ዝሐወይ ከተዛናግዕ ኢልካ ናብ ክፍእ መንገዲ ከይከዱ መንእስያትናን ደቅናን ከተሐሳስበካ ይደሊ፡ ናብነት ካብ ደቅካ ነዚ ቃላት እናስምዑ እንተዓብዮም ፡እንታይ ትጽበዩም ናብ ጽቡቅ መንገዲ ክከዱ ? ንስደተኞታት የሕዋትናን ደቅናን ከምዚ ኣይኮነን ዘድልዩም ኣብዚሕጂ ዘለናዮ ግዜ? እንተተካኢሉ ፡ እቲ ብሩካት ኣቦታትና ዘጽኑሑልና ጽቡቅን ምቁሩን ዝኮነ ባህልናን ልምድናን ንከይጠፍእ ምምሃር፡ እቲ ተውህቦካ ንጽቡቅን ተዘካርን ዳኣ ይኩን ፡ from England,

    • @tblesdesta3841
      @tblesdesta3841 ปีที่แล้ว +1

      Ygerm u nzmut aqalilka sbket aigdn
      Dehar eta qudus qal tbl botea aikonen
      Sorry

  • @habteablanguageacademylets5282
    @habteablanguageacademylets5282 ปีที่แล้ว

    Meshesh ዓቢ ሰብ። ግርም ሓሳብ።

  • @yordanossahle6383
    @yordanossahle6383 ปีที่แล้ว +1

    Hakeka aleka Eritrawian gen abgeza hawoeyo zerebeshu

  • @nebaiandom3895
    @nebaiandom3895 ปีที่แล้ว

    Bihaki meshey edmen tenan ymneyelka

  • @hagoskidane1940
    @hagoskidane1940 ปีที่แล้ว +1

    Engera alem bla.naybhaki zereba.

  • @mussiesemere7699
    @mussiesemere7699 ปีที่แล้ว +1

    Kkkkkkkkk

  • @milliondesbele6232
    @milliondesbele6232 ปีที่แล้ว +1

    Eza sebay hkaya kef delewo

  • @ghidegebremichael6470
    @ghidegebremichael6470 ปีที่แล้ว

    Hahaha Meshesh shkor yaho edmen tenan yhabka fetari wedi eri abo tbeb ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🌻🌻🌻🌻🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌👌👌👌👌

  • @Official-Hermela-Tek1
    @Official-Hermela-Tek1 ปีที่แล้ว +2

    Mesheshino qdmi 2 months gele Asmara rekibeyo niere 🤣

  • @mikitube5016
    @mikitube5016 ปีที่แล้ว

    Meshesh the best

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v 2 ปีที่แล้ว +2

    🤣

  • @sirakabraha8789
    @sirakabraha8789 ปีที่แล้ว

    Meshesh mara iye zfetwo bejakha qexlo tefiena tum derfkhan hkiyakhan

  • @user-gp2wy9qt2y
    @user-gp2wy9qt2y ปีที่แล้ว +1

    kkkkk

  • @zakizomuy2405
    @zakizomuy2405 ปีที่แล้ว +1

    Meshesh xeyki

  • @gidonhagos6151
    @gidonhagos6151 ปีที่แล้ว

    Meshsh hawey xebuk zerba u

  • @wediselie2621
    @wediselie2621 ปีที่แล้ว

    Ni mntay eka neti sriat tidgf ab Holland endatekemetka kurkur hgdef hasawi sekt

  • @SamsomSemere
    @SamsomSemere ปีที่แล้ว +1

    Meshesh shikor

  • @abrhaleydrar3529
    @abrhaleydrar3529 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷

  • @letenguskahsay8314
    @letenguskahsay8314 ปีที่แล้ว

    ሃለውለው አርኪብካ

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit ปีที่แล้ว

    ehhhhhh nab haweka tenfie abe gana ka meshekenekene yeblu hasewit meshakute sebut entekonekum mes seadu getemu

  • @veronicakaber4334
    @veronicakaber4334 ปีที่แล้ว

    Seyky

  • @user-zb3ur5qj3e
    @user-zb3ur5qj3e ปีที่แล้ว

    Neshu ayney meksen

  • @wedimereb1166
    @wedimereb1166 ปีที่แล้ว +1

    Mechech beal sre

  • @motherland1510
    @motherland1510 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣነ ዝገርመኒ እዚ መሸሽ ዝብሃል ናይ ብሓቂ ድዩ ስነጥበበኛ? ስነ ጥበብ እንታይ ምኻኑ ውን ዝፈልጦ ኣይመስለንን. ስነጥበብ ክብርታት ሕብረተሰብ ኣኪቡ ዝኸይድ እዩ. መሸሽ ግን ክብርታት ሕብረተሰብ ዘቃልዕ መልእኽታት እዩ ዝዛረብ. ዓገብ በሉልና በጃኹም

    • @hmtsaham8468
      @hmtsaham8468 ปีที่แล้ว +3

      እዚ ኮ ጆክ ሕክያ .ዩ ምስ ክብርታት ዝተኣሳሰር ኣይኮን

    • @motherland1510
      @motherland1510 ปีที่แล้ว

      @@hmtsaham8468 ክኽክክክክክክክ ጆክ? ንሕብረተሰብ ዝትንክፍን ክብርታታና ዝወቅስን ኣብ ሚድያ ወጺኻ ድዩ ዝዝረብ?

    • @merkebmichael3820
      @merkebmichael3820 ปีที่แล้ว

      እዋይ ሰብ ክንዲ ምምሃርካ ድዩ ደንቆሮ ካብቶም ዕሽር ዋላ ትከውን

  • @oldtrafordmanunited9935
    @oldtrafordmanunited9935 ปีที่แล้ว +3

    ኣታ አዚ ህዝቢ ዚ ብምንታይ ዩ ዝርዳአ ጆክ ተኾይኑ ጆክ ዩ ስቅ ኢልኩም ኣብዚ ሕብረተሰብ ዶ ወላ ጅንዕፍሪት ኣይትበሎ ባህሊ ናይ ሕብረተ ሰብ ካባኹም ንላአሊ የፈልጥ ሳክት ኣብዚ ለባም ለባም ኣይትጻወቱ

  • @berhaneyemane7325
    @berhaneyemane7325 ปีที่แล้ว +1

    💪💪💪❤💯🙏🤙

    • @yordanosweldegergis1194
      @yordanosweldegergis1194 ปีที่แล้ว

      ምቁር ሐወይ ትጋገ ኣለካ ፡ ኣበሃህላካሲ ንቃልዲዩ ዝዛረቦ ዘሎ መሽሽ ኢልካና፡ ጽቡቅ ንሕናውን ቃልዲ ዓድና ኣይንጸልእን ፡ነገር ግን እዚ ኣብ ሜዳ ኮንካ ማለት ኣብ ቁሉዕ ኩሉ ስብ ዝሪኦ ኣፍካ ዝሃበካ ምዝራብ ሳዕቤኑ ከቢድዩ፡ 2ይ ፡ ካልእ መስሐቅ ሲኢኑ ድዩ ብከምዚ ነውሪ ነረር ክዛረብ ?ናብነት ኣምላክና የፍቅደልና ድዩ ስበይቲ ፡ምዝረከበቶ ወዲ ተባዕታይ ክትራከብ፡? እቲ ስባኣይ ውን ኮሙ፡ ንክገብሩ ኣብ ዝገሽካዮን ኣብ ዛኣተካዮን ኮሙ ክትገብር ፍቁድ ዲዩ? ስለዚ ፍቁድ ካብዘይኮነ ዳኣ ንምንታይ ኣሜዳ ዝዛረበሉ ከም ጂግንነት ወሲዱ፡ ምዝማውሲ እቲ ዝከፌኤ ሐጥያት ዶከ ኣይኮነን ኣብ ቅድሚ ኣምላክ? ስለዚየ ካኣ ኣነ ዓገብ ክብል ተገዲደ፡ ነቲ ሕጂ ከም ጸወታ ሐሲቡ ዝራረበሉ ዘሎ፡ መንእስያትና ድማ ከም ጽቡቅ ወሲዶም በቲ ካም ዋዛ ጌሩ ስው ዘብሎ ዘሎ ከቢድ ቃል ክከዱ ወይክጥቀምሉ ተክእሎ ኣሎ፡ ንስካ ናብነት ካብ ገዛ ዓቢ እንተኮንካ እቲ ዝናስ፡ ሐውካ በታ መንገድካዩ ዝከይድ ፡ ጽቡቅ ግበር ሕማቅ፡ እቲ ሕማቅስ ኣብ ከብዱ ዳኣ ይኩን ፡ ኣጆካ እንተዘይተዛሪብካ ሕማቅ ከብድካ ኣይቅደድንዩ፡ እኮዳኣ ጽቡቅ ምል ኣት ልቢ ይስማዓካ፡ ፡ from England

  • @fmhabesha7754
    @fmhabesha7754 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ኣሕዋት ኣብዘለኩሞ ፍጣሪ ዕድመ ይሃብኩም ካብ ኩናት ወዲ ኩናት ይሰውረና ሰላም ፍቅሪ የውርደልና፣ 👉ኣብዛ ቻነለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩ 👈ምስ ቡዙሕ ፊልምታትን ደርፍታትን ኣብ ቀረባ መዓል ክንመጸኩም ኢና👍👍

  • @petertekle3505
    @petertekle3505 ปีที่แล้ว

    Halay entay aynet seb eyu balge ayhafrin dyu

  • @user-zd5jq7zm3f
    @user-zd5jq7zm3f ปีที่แล้ว +1

    ዕሽነት መሊኡስ ፈሲሱ

    • @mikitube5016
      @mikitube5016 ปีที่แล้ว +1

      Kilai dengola eka nska

  • @erittv3930
    @erittv3930 ปีที่แล้ว +1

    😂😂😂👎👎

  • @iPhone-vc9jc
    @iPhone-vc9jc ปีที่แล้ว +2

    Hij praat veel yelp alo eti kola

    • @binimilli788
      @binimilli788 ปีที่แล้ว

      Esa endiya keteshikeni xeniha 😄

  • @yordanosweldegergis1194
    @yordanosweldegergis1194 ปีที่แล้ว +2

    ዓገብ እንታይ ዘረቡኡ ኢካ ትዛረብ ዘለካ ወደይ? ንስካስ ዶ' በር ኤረትራዊ ኢካ? ከምዚ ዓይነት ዝዘረብ ስነጥበባዊ የብልናን ፡ pleas don't speak about this!!!!! ኣብዚ መጺካስ መንእስያትና ሕማቅ ክትምህረልና? ደጊምካ ሕሰበሉ እቲ ትዛረቦ ዘለካ ቃላት እንታይ ተመሐላልፍ ከምዘለካስ ይርዳኣካ ዶ ከ ኣሎዩ፧?

  • @y.g5890
    @y.g5890 ปีที่แล้ว

    ኣንታ እዞም ፋራታት እንታይ እዮም
    ዘረበኦም ብሴክስ ጥራይ ድዩ ሕክይኦም
    ሓደ ዓርከይ እንታይ ይብል ኔሩ
    ፋራ ንምንታይ ይፍጠር
    እንተተፈጥረ ንማዓልቲ ይበድል ኣይበድል 3 ግዜ ክጽፋዕ ኣለዎ