ሓጺር ታሪክ ገዳም ማርያም ደብረሲና

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 30

  • @user-wj6gy2ex9n
    @user-wj6gy2ex9n 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ዲያቆን ሓዊና !!!!
    ናይ ኣዴና ማርያም ድንግል ጸሎት ምስ ኩሉና ይኩን !!!!!

  • @sjsj4853
    @sjsj4853 4 ปีที่แล้ว +4

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ይስመዕና ክቡራተ አሓዋተና ንሓዉና ዉን ፅጉአኡ ይብዛሓልካ ናይ አዴና ቅድሰት ቁዱሳን ንፅህተ ንፅሃን ብርክታ ምሰ ኩላተና ይኩን አሜን አሜን አሜን💓💓💓💓

  • @alemaraya4000
    @alemaraya4000 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሃገርና ኤርትራ ይባርኸልና ካብዚ ሕማቕ ዘሎ ኩነታት ይሓልወልና ጽሎታን ለመናኣን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ንምሉእ ዓለምና ይርዳኣና ይሓልወና ጽላላ ኣብ ልዕሊ ኩልና ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-jp4ty3fk7g
    @user-jp4ty3fk7g 5 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይሰማዓልና በረከታን ሬደኤታን ኣማላድነታ ኣይፈላይና ኣሕዋቲ።

    • @samiberhanesamiboy6075
      @samiberhanesamiboy6075 5 ปีที่แล้ว +1

      ቃለ ሂወት የስምዓልና ጽጉኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ

  • @user-jp1mi1ik6y
    @user-jp1mi1ik6y 5 ปีที่แล้ว +8

    ቃል ህይወት ያሰማልን 🙌🙌🙌
    የያቆብ የአብርሃም መኝታ ይሁንልን

  • @selamtekle1509
    @selamtekle1509 4 ปีที่แล้ว +4

    ቃለ ሂወት የስማዓልና

  • @Samuel-gt2hm
    @Samuel-gt2hm 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካለ ሂወት የስመልና ሃውና

  • @pilimonmaheri890
    @pilimonmaheri890 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna hawena. 💞🙏💒💞🙏💒💞🙏💒💞🙏💒💞🙏💒.

  • @freemamisgna1335
    @freemamisgna1335 5 ปีที่แล้ว +4

    ወላዲተ ቃል ኣቊራሪተ መዓት ባርኽና ንዕሩቓት ደቅኺ።

  • @mebgeb4740
    @mebgeb4740 5 ปีที่แล้ว +8

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና በረከታን ሬድኤታን ኣማላድነታ ምስ ኩልና ይኩን ።

  • @user-es7ki9wp1c
    @user-es7ki9wp1c 5 ปีที่แล้ว +4

    amen.amen.amen
    kale.hewate.yadmalen

  • @user-di2gt7hr9j
    @user-di2gt7hr9j 5 ปีที่แล้ว +8

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ብሩኻተይ

  • @user-pv3hg9pi5j
    @user-pv3hg9pi5j 4 ปีที่แล้ว +2

    አሜን ቃል ሂወት ይስማዐልና

  • @egziabiherymesgen8688
    @egziabiherymesgen8688 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen kale hiwet yesmealna

  • @user-ie9tq4kh6m
    @user-ie9tq4kh6m 4 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሂወት ይስምዓና ኩቡር ሓውና

  • @biniamgebremedhin6415
    @biniamgebremedhin6415 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen Kal hiwet yesmalna

  • @selinahailetecle5564
    @selinahailetecle5564 4 ปีที่แล้ว +2

    AMEN AMEN AMEN

  • @SsSs-gs4bk
    @SsSs-gs4bk 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏

  • @freemamisgna1335
    @freemamisgna1335 5 ปีที่แล้ว +4

    Adey Ade brhan

  • @letebrhanasfawwoldearegay9028
    @letebrhanasfawwoldearegay9028 4 ปีที่แล้ว +1

    Kal hiwet yesmalna amen amen amen🙏🙏🙏💖💖❤💖

  • @SalamSalam-so6mz
    @SalamSalam-so6mz 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዐልና ኣይይይ ኩናት ወረኩናት ጠፊኡ ሰላም ኮይኑ ካመረአየና ኣሕሕሕ ኣነስ ማርያም ደብረሲና ከሪኢ ቡዝሕ ተምኒት እየ ዘለኒ ሪኤያስ ክርኢዶ ይኮውን😢😢😢

  • @galkerengalkeren8625
    @galkerengalkeren8625 4 ปีที่แล้ว +2

    Adey mearey mariam debr sina salaki ena abzi bexihna beslam dema adena kenmles xelalki axelelnaa....🙏

  • @yordanoseyob9431
    @yordanoseyob9431 5 ปีที่แล้ว +4

    Amien Amien Amien

  • @sinem994
    @sinem994 4 ปีที่แล้ว +2

    🙏🙏🙏

  • @user-sb7nc1kr3b
    @user-sb7nc1kr3b 3 ปีที่แล้ว +1

    እሜንእሜንእሜን😢😢😢

  • @senyaitteklisenbet3124
    @senyaitteklisenbet3124 ปีที่แล้ว

    Kel hewet yesmean

  • @Welqaithumera
    @Welqaithumera 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኤዛና-ሲዛና፡
    ኣብርሃ-ወኣብጽሃ፡
    ኣለኡላ-ኣባነጋ ወዘተ ኩሎም ተጋሩ እዮም ፡፡
    እዛ ሜድያ'ዚኣ'ውን
    Bemnet Nkhu (ብእምነት ንቕሑ)
    እትብል ዘላ ሜድያ'ውን ትግራወይቲ ሜድያ እያ ።
    እምነት ኣይኮነን ተጸሊኡ ዘሎ ፡
    ብስም እምነትን ኣድባራትን ዝግበር ጉርሒ-ሽርሒ ተጋሩ እዩ ።
    ካድራት ሕውሓት ወይ ከኣ ወያነ ኣብ ዘይተሰኩዑዎ ቤተ-ክርስትያናትን ኣድባራትን የለን ።
    ንቶኽላ ቆርበት በጊዕ ከዲንካስ፡
    ኪድ ኣባጊዕ ጉስየን ሓልወን ከም ምባል እዩ ዝሕሰብ ።
    ዘሕፍር ተግባራት ተጋሩን ፖለቲኮኦምን ነዚ ይመስል !!
    ብዛዕባ ደብረሲና ይኹን ካልእ ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ኣድባራት ገዳማትን
    ዝሰብኩን ዝምህሩን ዝቕድሱን ዝውድሱን ብዙሓት መነኮሳት ኤርትራውያን ኣለዉና ይብዝሑ ነመስግኖም ከኣ ።
    ካብ ተጋሩ ንጽበዎ ትምህርቲ እንተልዩ ተንኮል'ምበር ጥዕና የለን !!
    ስለዚ ምስትውዓል ከድልየና እዩ ደቂ ኤረይ !!
    ብዘይ ምስትውዓል፡ ኣሜን ኣሜን ምባል ብገዛእ ፍቓድካ ፡ኣቕሑት/ናውቲ ከብድኻ ንጸላኢኻ ብነጻ ከም ምሃብ እዩ ዝቑጸር ። ምኽንያቱ ሳዕቤኑ ከቢድ ዋጋ ስለዘኽፍለካ ።