እንታይ ትኽሩኒ ብንቡር ኣይራኸብን'የ ትብለኒ ላ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ส.ค. 2021
  • እንታይ ትኽሩኒ
    ደቀይ ነቦኦም ክወርሱ ኣይግባኦምን ድዩ
    እቲ ሕጊ ከመይ ድዩ
    ብንቡር ኣይራኸብን'የ ትብለኒ ላ
    zarafltet@gmail.com

ความคิดเห็น • 114

  • @Silmat
    @Silmat 2 ปีที่แล้ว +7

    ሓጥያት & ጌጋ ከምዝኾነ ደጋጊምካ ኣረድኣያ, ፈጣሪ እቲ ቅኑዕ መገዲ ይምርሓያ ንኣናውን ንከይንጋጌ ናብቲ ቕኑዕ መገዲ ይምረሓና. አሜን

  • @awettekeste1322
    @awettekeste1322 3 ปีที่แล้ว +44

    ሉቃስ 14 (Luke)
    26፤ ናባይ ዚመጽእ እንተሎ እሞ ኣቦኡን ኣዲኡን ሰበይቱን ደቁን ኣሕዋቱን ኣሓቱን፡ ህይወቱውን ከይተረፈት፡ እንተ ዘይጸልኤ፡ ወደ መዝሙረይ ኪኸውን ኣይክእልን እዩ።

  • @kahsaihaile6285
    @kahsaihaile6285 3 ปีที่แล้ว +29

    ግብረ ሰዶም ብሰማይ ሓጢኣት ብምድሪ ከኣ ነውርን ኣደዳ ሕማምን መቅዘፍትን ዝገብር ግናይ ሰይጣናዊ ስራሕ እዩ። ስለዚ ንእግዚኣብሔር ክትፈርሕን ካብዚ ግናይ ሓጢኣት ከኣ ክትናገፍ መታን ጸሎት ምግባር፡መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብ፡ምስ ኣበ ነብሲ ምምኽኻርን ካልእ መንፈሳዊ ነገራትን ገርካ ፈጺምካ ሕዳጎ። እንተ ዘይኮነ፡ጽባሕ ብሰማይን ምድርን ክትኩነን ኢኻ። 1ይ ቆሮ 6፥18-20

    • @sunnyboy1884
      @sunnyboy1884 2 ปีที่แล้ว

      Ata hawey ezie Gebere sedom aykonen,
      Gebresdom zebhal wedi ne wedi wey gual ne gual eure.....felaleyo eka zahawey

    • @bereketewelde5443
      @bereketewelde5443 2 ปีที่แล้ว +3

      @@sunnyboy1884 ኣይከምኡን ክቡር ሓው ግብረ ሰዶም እዩ ኩሉ

  • @henoktesfagabr4919
    @henoktesfagabr4919 3 ปีที่แล้ว +11

    ጎሓፋ ጎሓፋ ጥራይ ሽሕ ግዜ ኣፍቅራ እበር
    ብኸምዝ ዝቅጽል ሓዳር ኪኖ ሓጹር ይደርበ

  • @OneLove-ed6hr
    @OneLove-ed6hr 3 ปีที่แล้ว +18

    ሕጊ ኣምላክስ ምስ ሕጊ ሰብ ነዋራርዶ ኣለና ነዛ ጽባሕ እንታይ ከም ዝመጸና ዘይንፈልጣ ሂወት
    ካብ መጀመርታ እንዲካ ክትጅምሮ ዘይነበረካ ካብ ሕጂ ግን እንተ ሰመዐት ጽቡቅ እንተ ዘይኮይኑ ኽትርሕቃ ጥራሕ ኢየ ዝላበወካ ምክንያት ምስ ግዜ ውልፍ ምካንካ ዘይተርፍ እንድዩ ካልእ ውሽጣዊ ቅሳነት ድማ ፈጺሙ ኣይክህልወካን ኢዩ
    ስለዚዚዚዚ .........።

  • @abrabr7343
    @abrabr7343 2 ปีที่แล้ว +2

    ብጠዓሚ ዘሕዝን ኣብ ክንዲ ናይ ሓጢኣት ፍርዲ ኣፍርሒኒ ምባልስ፡ ከይትፍለየኒ ዶ ከይትሃድመኒ ኢልካ ኣሎ ።
    ሓደ ነገር ከዘካልኻኽረካ ኩቡር ሓው እግዚኣብሔር ሓጢኣት ብምግባረይ ከየሕዝኖ ከኣ ባ በል፡ ቅድሚ ንዓኣ ከየኮርያ ፡ከይትፍለየኒ ወዘተ ምባልስ እግዚኣብዝሄር ከይቀጽዓኒ ብግብረይ በል።
    ሰበይቲ ሎጥ ኮ ንድዝሕሪት ገጽኪ ግልጽ ከይትብሊ እንዳተባህለት ፡ግልጽ ምስ በለት ዓንዲ ጨው ኮይና ሓቂቓ ኢዩ ዝብለና ቅዱስ መጽሓፍ፡ ሎጥ ግን ክጠፊእ ሰበይተይ ከይዳ ኢሉ ቁሊሕ ኣይበለን ምክንያቱ ድምጺ ኣምልስኽ ሰሚዑ ንሳ ጠፊኣ ኢሉ ኣያጠፍአን ፡
    ንስካ ከኣ ኢላትኒ ኢልካ ነብስካ ባዕልካ ኣይተጥፊኣያ ሓንቲ መዓልቲ ብሞት ኪንፍለ ኢና ካብዚ ምድሪ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ምስ ቆምና ንሳ ኣይኮነትን ኪትቆመልካ ወይ ኪትፍረደልካ ባዕልካ ኢካ ኪትፍረዶ ምኳንካ ኣይትረስዕ።
    ስለዚ ሃወይ ምጀምርያ ገጋ ምኳኑ ፉጹም ሓጢኣት ፡ ባእግዚኣብሔር ፉንፉን ተግባር ምኳኑ ንገረ ኣረዲኣያ ፡ በጃካ ካብቲ ዘላቶ ወልፊ ደኣ ከተውጸኣ ፈቲን እንበር ምስኣ ኣይቲጥፋእ ነብስካ ኣድሕንካ ከተድሕና ፈቲን ፡ምስ መራሕቲ ሃይማኖት ተቃራረብ ፡ ተማከር ፡ ኣባትነብሲ ተሊካ ተምስከር ተዘብልካ ሕዝ ጾሎት ጾም ስግዳን ኣዘውትር ኣጆካ ኣምላክ ካብዚ ሕማቅ ጽዩፍ ሓጢኣት የውጺእካ ። እዚ ኩሉ ፈቲንካ ተኣብያትካ ምስ መክሪ መራሕቲ ሃይማኖት ስማዕ እቲ ተግባር ደጊምካ ኣይቲግበሮ ካብ ገሃንምእሳት ከተምሊጢ ንስሓ ኣቶ።

  • @MrTomorrow23
    @MrTomorrow23 3 ปีที่แล้ว +14

    ዛራ ፍልጠት እዛ መደብ ካብ ዝጅምራ ነዊሕ ኣለኒ ኣብ ዝሓለፈ እዋናት ሪኢቶ ይህብ ኔረ ሕጂ ግን ክነቅፈኩም ቃል ክቡር እዩ ስለዝኾነ ኸኣ ቃላትና ዋጋ ንኸፍለሎም ኢና እዚ ሓውና ኣብ ጸገም ኣሎ መፍትሒ ከኣ ሓቲቱ መጀመርታ በዓልቲ ቤቱ ብዝስዓበ ውሉድ ዝሃቦም ልዑል እግዚኣቢሄር እዩ ካብ ኣዴኻ ሰበይትካን ውላድካን ዝበልጽ የለን ብልክዕ ግን ብዋጋ እንታይ ንምንታይ ከ ኣበየናይ መጽሓፍ እዩ ኸ ተጻሒፉ ሓደገኛ መንንገዲ ሒዝኩም ኣለኹም ዓገብ ምባል ይበልጽ መስለኒ ኩሉ ናይ ዓለም ነገር ሓላፋይ እዩ ሰበይትኻን ውላድካን ከይትኸስር ተሰማሚዕኩም ቀጽልዎ ማለት ድኣ ጽዩፍ ከቢድ ሓጥያት እንድዩ ካብ ግብረ ሰዶም ምትብባዕ ፈልየ ኣይርእዮን እየ ብዙሕ ጽቡቅ ኣለኩም ቀጽልዎ የግዳስ ቃል ዋጋ የክፍል እዩ ዓገብ መልሲ ይጽበየኩም@ZARAFLTET

    • @tbtb7101
      @tbtb7101 3 ปีที่แล้ว

      abey dia alewa,etian dekenstiyo kommont anbb gal tbhal yelan wedi kemiu elu tetkewun gn kulen mtexarefa

    • @etiioerit2563
      @etiioerit2563 ปีที่แล้ว

      Einjera Ezgi BlaE hawey zhabkayom mikri wey Tegsax hanaxi Eiyu

    • @Arsenal_7777
      @Arsenal_7777 4 หลายเดือนก่อน

      emo komu eleka miasa neta gal zhawey

  • @erinohate9529
    @erinohate9529 3 ปีที่แล้ว +2

    Axarikum akrebu gele sebat alewu shim eritrawi keblashwu deytgbre dealelu

  • @MrTomorrow23
    @MrTomorrow23 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣብዚ ካልኣይ ኣርእስቲ ብጣዕሚ ሕማቅ ተሰሚዕኒ ኩሉ ሰብ ሓጥያት ይፈርሕ እዩ እቲ ዝበዝሕ ከኣ ኣብ ሓጥያት ከይኣቱ ይጽዕር ይጽሊ ይናሳሕ ወዘተ ናይዚ ወዲ ግን ገሪምኒ ካብ ስድራና ተፈሊና ከማን ኪኢልናዮ ምናልባት ምፍልላይ መፍትሒ ኣይኮነን የግዳ ንስኻ ዘይኮንካ ሓሳባ ትርዕሞ ንሳ ብኸመይ ናብ ንቡር ሂወት ትምለስ ጸዓር ኣብ ከባቢኻ ዘለዉ ናይ ሃይማኖት ኣቦታት ኣዘራርቦም ብምቅጻል ሕክምና ትግበር ሓደራ ጥፍኣ ዝበለን ሓሩጭ ሲ ምስ ንፋስ ይበኣሳ ድዩ ዝብሃል ኡፍ ሓሪቀ ኮ ሕጅስ ኣታ ጊደፉ በጃኹም ሓጥያትና ዋጋ ከኽፍለና እዩ

  • @shawlabash7178
    @shawlabash7178 ปีที่แล้ว

    Kemti fuluy mesilka zegebrkayo kemeu kexelo eka BRO ❤❤

  • @yafietbrhane4361
    @yafietbrhane4361 3 ปีที่แล้ว +5

    Tergum hardar smiet enbar koynu tarefu

  • @eyesusamlakeymaryamadey2046
    @eyesusamlakeymaryamadey2046 3 ปีที่แล้ว +5

    Nmntay gn ab seb depend nkewn tefatah keytbluni nsa eya hiwetey nsu eyu hiwetey wa hiwetka bzey nbur nktnebr zehatt seb kemey elu Eyu hiwetka zkewn ? Yemrona nesrehayo nfturat knbl ms fetarina nzelalem keynbatek 🤭🤔🤔

  • @kulbrfess631
    @kulbrfess631 2 ปีที่แล้ว +1

    ዓይኒ ልቦናኩም ይክፈተልኩም
    ብክልተ ነገር ካብዚ ዓዘቅቲ እዚ ክትውጽሉ ትክእሉ መንግዲ ኣሎ ኢለ ኢየ ዝኣምን
    1) መንፈሳዊ ህይወትኩም ብዝግባ ተረዲእኩም ንለውጢ እንተዘይ ተበጊስኩም: እቲ ብዘይንቡር ንክትፍጽም ኣብ መጻውዲኡ ዘእተዋ እርኩስ መንፍስ(bad spirit) ድሮ ውን ኣባካ ሓዲሩ ድሌታቱ ክትፍጽም ጀሚርካ ኣለካ:: ስለዚ እቲእንኮ መፍትሒ ልብኩም ንእዝኣብሔር ሂብኩም; ክትድቅሱን ክትትንስኡን ጾሎትን ስግዳንን ጀምሩ:: I’m sure ፍሉይ ምልክት ኣብ ኣእምሮኩም ኣካላትኩም ክትሪኡ ኢኩም:: ኣብዚ መንፈሳዊ ኣረዳድኣ እንተድኣ ዘይትግደሱ ኮንኩም::
    እቲ ካልኣይ ኣማራጺ ናይ ስነልቦና ኣማከርቲ ብሓባር ከይድኩም ብከመይ ካብቲ ሽግር ትወጽሉ ምሕታት: እንተዘይ ኮይኑ ኣብ ሓዳርካ ድቅካ በዓቢኡ ውን ድይብሎስ ነብስኩም ይደልያ ከም ዘሎ ርግእ ኢልኩም ሕሰቡ::

  • @daviddv5640
    @daviddv5640 3 ปีที่แล้ว +10

    ኣነስ ናይቲ ወዲ ብዘይንቡር ለሚዳ ዝብላ ዘሎ ብኣግኡ ወልፊ ከይተታሓዝካ ከልያ ምበልክዎ እሳ ምስቲ ዘባላሸዋ ትኺድ።ካልኣይካስኒ ጽብቕቲ ኮይና ትብል ኣይትጸብቕ ጽባቐ እኮ ኣብ ልቦና እንበር ኣብ መልክዕ ኣይኮነን ብዝኾነ ግን ነዞም ኬድና ክንምርዖ ድሓሰብና ከም ንጠራጠር ጌርኩምና ካብዚ የድሕነና🤔🤔🤔🤔

  • @mamilove9304
    @mamilove9304 3 ปีที่แล้ว +5

    Ewa akbert haftey niski wen nebarit aykunkin selemintey emo genzeb tahrfi etom 2gwen oka wen dqiki eyom fetri zeyti ferhi imo ka ab Europa ena neberki nisom ka ab Eritrea zelewo fetri fetari firhi.

  • @samuelteame7210
    @samuelteame7210 3 ปีที่แล้ว

    Tenx bro

  • @kidanezgta5772
    @kidanezgta5772 3 ปีที่แล้ว +5

    እግዚኣብሔር ምሕረቱ ክሰደልኩም ጸልዩ።ናብ ቤተክርስቲያን ዉን ተመላለሱ።ንስኻ ከኣ ተባዕ ኩን ጃጃዊ ኣይትኹን።እዚ ግብረ ሰይጣን ምኻኑ ፈሊጥካ ንምውጋዱ ትባዕ።ምስ ግዜ ንመጻኢ ኣብ ዘይትወጽዎ ዓዘቕቲ ክሸመኩም ኢዩ።

  • @user-bb2lf2zi6c
    @user-bb2lf2zi6c 3 ปีที่แล้ว +8

    ሕማቕ ምኽሪ ሂብኩሞ ነዚ ብዛዕባ ናይ መሃንቱስ ርክብ ዝሓተተ !!!
    ጥዕናዊ ጸገም የብሉን ኢልኩሞ ከኣ ?
    1. ምስ ግዜ ቀልቀል ናይ ምቁጽጻር ጸገም የምጽእ
    2. ናይ ፌስቱላ ጸገምን ካልእን ውን የኸትል እዩ

    • @fyoriyrgalem9024
      @fyoriyrgalem9024 3 ปีที่แล้ว

      Kemu win nay kebdi Cancer yeseb yu

    • @iamblackboyrambo9430
      @iamblackboyrambo9430 3 ปีที่แล้ว +1

      @@fyoriyrgalem9024 eti Speriem mis zeatu dyu welas wela bkondom

    • @fyoriyrgalem9024
      @fyoriyrgalem9024 3 ปีที่แล้ว

      @@iamblackboyrambo9430 ewe bzey Kondom nbzuh hmamat eka tkala gn keman bkondom win bzuh gudat kesb ykl yu mknyatu nkelkel mewxi tebahilu sleztefetre kem blti si aykonen kola zakl awxiu nab znebero zmles eti chwadatat na mehantus bzyada gn wey ab internet re wey ka seb moya tewekes

    • @chkj3402
      @chkj3402 3 ปีที่แล้ว

      @@fyoriyrgalem9024 76y

    • @iamblackboyrambo9430
      @iamblackboyrambo9430 3 ปีที่แล้ว

      @@fyoriyrgalem9024 yeqneyley zehafitey

  • @eyobteweldebrhan3229
    @eyobteweldebrhan3229 3 ปีที่แล้ว

    Zeytrebha seb eka kemzia elka ktahatet mehaferka

  • @salemaraya9182
    @salemaraya9182 หลายเดือนก่อน

    Hmak gize beka mhret yewirdelna effffffff 😢😢

  • @one7910
    @one7910 3 ปีที่แล้ว

    Ezi zeynburs btaemi hadegena u hawey kes geyrka aredeaya please amlak yhagzkkum hawey

  • @warsaywedieri1859
    @warsaywedieri1859 3 ปีที่แล้ว +4

    kbur hawey ab sebeytka ab wuladka zeleka Fkri btami jgna Afkari eka
    Hanti kbleka zkel Gn kabzi zey nbur Mrkab zgeberka gerka awuxaya
    Ab bet Amlak temelalesu
    ezi welfi ezi kebid eyu
    Ab zey tfeltyo azekti ke tatu
    hawey natey Amlak Msakum ykun
    key tfetha edmen tenan yhabkum Fetari Mis wuladkum

  • @user-wh6ew8nv1j
    @user-wh6ew8nv1j 3 ปีที่แล้ว +10

    እዞም ናይ ገዛእ ርእሶም ውሳነ ወሲዶም ምክሪ ዝደልዩ ሰባት ክርዳኣኒ ኣይክእልን።

    • @nathangunesrsawi4718
      @nathangunesrsawi4718 3 ปีที่แล้ว +1

      ከምዚ ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ ዶ ጌሮማ

    • @user-tb2ge8pu6f
      @user-tb2ge8pu6f 3 ปีที่แล้ว +3

      Hasot eu youtuberat nkbelue elom eyom zmhzwo zelew

  • @merhawitasfaha9524
    @merhawitasfaha9524 ปีที่แล้ว

    👍👍👍

  • @freedomnow1210
    @freedomnow1210 3 ปีที่แล้ว +1

    Ayedlekan eya megdafa teray yefetwa eye yefkera endabelka
    Ab zekfe hatyat ateka aleka
    Selezi nea gedefa nab abat nebseka kedka tenasahe emo Selam ketneber
    Bay

  • @gihdeweldeab
    @gihdeweldeab 2 ปีที่แล้ว

    😍

  • @mnbaralamanayhabar9420
    @mnbaralamanayhabar9420 3 ปีที่แล้ว

    Anta amlak aboy mhretka awrdelna zkberka hawi azi gbre sedom u gn kabau ktgelagel hagza betekrstyan may cholot kelil aykonen amlak trah u gn kfetho zkel tsomn tselotn gera nnebsa atektseta msau demn sgan antewesida seytan kaba khadm u

  • @eyobteweldebrhan3229
    @eyobteweldebrhan3229 3 ปีที่แล้ว +4

    Ane entay ybleka mesleka donkoro

  • @embabateshome8304
    @embabateshome8304 2 ปีที่แล้ว +1

    Bkemzitat zemrahi hada kino haxure yderbe mekenyatu amlak zeyftwo hadar eka tmerhi zelak xubahi ngho wen kabzi zekefe ktegebr kethateka eya

  • @robeltewelde2177
    @robeltewelde2177 3 ปีที่แล้ว +1

    Ab shweden konkis b zaba wirisha thasbi aleki mesakin netom ab ertra zeleu Stress tigebrilom adiki teklilki ms temeleski terkibilu

  • @bereketewelde5443
    @bereketewelde5443 2 ปีที่แล้ว +2

    እዝግዮ ኢካ ትብል ሕጂ ኣቱም ሰባት ጸልዩለይ እባ ከምዚኣ ዓይነት ሰበይቲ ከይትበጽሓኒ

    • @medhaniekidane-xz1lh
      @medhaniekidane-xz1lh ปีที่แล้ว

      😂😂😂ጠዋሊ

    • @rozaroza7147
      @rozaroza7147 5 หลายเดือนก่อน

      አጆኻ ሓወይ ፆሎት ግበር😢

  • @miriam-g6546
    @miriam-g6546 3 ปีที่แล้ว +1

    ግብረ ሰዶም ሓጥያት ኢዩ ፡ ካብ ሓጥያት ህደም ኣብታ ማዓልቲ ፍርዲ ድሕሪ ሞት ማነም ምሳኻ ደው ዝብል የለን እቲ ሎሚ ዘሎ ስጋኻ ውን ኣይከሰንየካን ኢዩ ኖን ባዓልቲ ቤታካ፡ ባዓልቲ ቤትካ ኣካልካ ኢያ ሒዛትካ ሲኦል ታኣቱ እንተኾይና ፍለያ ሂወትካ ይሕሸካ፡ ንምታይ ድዩ ዓይንኻ እንተ ኣስሓተትካ ጎጥጚጥካ ኣውጻኣያ፡ ኢድካ እንተ ኣስሓተትካ ቆሪጽካ ደርብያ ካብ ብዘሎ ኣካልካ ኣብ ጋሃነብ ዛኣቱ ዝብል ፡ስለዚ ንባዓልቲ ቤትካ ብምኽርን ማዕዳን ብመገዲ በተክርስትያንን ክትእርማ ጻዓር ኣይከዉንን ኢላ ኣብ መርገጺኣ ደው እንተ ኢላ እዚ ዘሎ መልካዓ ነባሪ ኣይኮነን ክትገድፋ ውን ፍቓድ ኣምላኽ ኢዩ ኣይትታለል ብመልክዕ ሂወትካ ኢያ ናብ ጋሃንብ ሒዛትካ ትኸይድ ዘላ ፡ እስከ ሕሰብ ሕጂ እንተ ትመውት ኣበይ ያኣቱ ኢልካ ትሓስብ ? ሓወይ ኣብ መስቀላዊ መንገዲ ኣለኻ ሂወትካ ኣድሕን ንዓለም ክትምንና ይሕሸካ ካብ ምስ ጽብቕቲ ይጥፋእ ኢልካ ሂወትካ ናብ ሲኦል ትድርቢ ተነሳሕ ተመለስ ነፍስኻ ኣውጻእ ፡ ግብረሰዶም ዝገብሩ መንግስቲ ኣምላኽ ኣይወርሱን ኢዮም ተጠንቅቕ!

    • @abrabr7343
      @abrabr7343 2 ปีที่แล้ว

      Xbuk mkri 👏🏻👏🏻👏🏻

  • @muluniyat6414
    @muluniyat6414 3 ปีที่แล้ว +3

    Entay aynet geza ena bexhna

  • @1nahoma
    @1nahoma 3 ปีที่แล้ว

    Kla zarkey welhanti xegem yeblun kulu seb dyu b mhantus zrakeb abzi gize dlaya trah gberela weshele hatyat yu gin besmam

  • @kinglion4970
    @kinglion4970 3 ปีที่แล้ว

    Gebera tem elka kulu hade

  • @SimonMe2
    @SimonMe2 3 ปีที่แล้ว

    Takwel blo bajka wala haderka fah yebal sabyety takdet sabyety temarxe entay aynat resh geza eu bajka my God

  • @user-lc7tk2yw7t
    @user-lc7tk2yw7t ปีที่แล้ว

    Kbur hawey menfesawi negerat gabza ni Bealti gezaka. Tsebel ewuni tehatsebi bela ika eti welfi nay bi mehantus mrkab dlet kigedfa metan

  • @tbtb7101
    @tbtb7101 3 ปีที่แล้ว +1

    R.I.P

  • @amorashlakoloba442
    @amorashlakoloba442 2 ปีที่แล้ว

    Hanti hurma coment txhf zeyraku kef eu zhben gdi eti tizen bzey mknyat aygezefen mikmik u zblen smeit alewo mesleni?

  • @weysebdeqey2436
    @weysebdeqey2436 3 ปีที่แล้ว +6

    መስኪናይ ሓወይ እዋይ ጎል ሸጣን

  • @amorashlakoloba442
    @amorashlakoloba442 2 ปีที่แล้ว

    Eway eskum tbklwo zelekum seb eko semewo zeyfelt enda negerkum lbu atfiekmulu nwedi eray

  • @eritre5442
    @eritre5442 2 ปีที่แล้ว

    Hto aleni mengedi tehababeruni zarawyan

  • @tedrosbeyene2402
    @tedrosbeyene2402 3 ปีที่แล้ว

    Ymketom eiu nybal kedanke mes wasedke nsatom ka ymaqelwo

  • @aserjigna565
    @aserjigna565 3 ปีที่แล้ว +5

    FQri Mukan zabeyo kemzi kemay eske like Rgox

    • @siemuhab5987
      @siemuhab5987 3 ปีที่แล้ว

      😩😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @messikahsay3562
      @messikahsay3562 ปีที่แล้ว

      Nee do anennn
      Nskin nsemsmaeeee
      Shikorina

  • @Arsenal_7777
    @Arsenal_7777 4 หลายเดือนก่อน

    በላ ሮኩዓላ ቡኡ ይሕሸኒ ተይል ደኣ ክሳብ ኣፋ ኣብጽሓላ 😂😂

  • @a.s5896
    @a.s5896 3 ปีที่แล้ว +6

    እንታይ እዩ አቲ መደብካ ሕብረትካ ክትጺዪቅ ዲዩ ! በጃኻ ኣቃርጾ

  • @abrahth5460
    @abrahth5460 2 ปีที่แล้ว +1

    Abyt egzeyo mharena kirsetos nmfetarka zaselie geza bashena

  • @amorashlakoloba442
    @amorashlakoloba442 2 ปีที่แล้ว +1

    Kula wedi eray kftno ela mehantus sebeyta hamed ktgebro eya 😂

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 3 ปีที่แล้ว +1

    Ekreta mantus entay malet u??

  • @gabsha9722
    @gabsha9722 3 ปีที่แล้ว

    Kem zelekumo qexlu belom

  • @iamblackboyrambo9430
    @iamblackboyrambo9430 3 ปีที่แล้ว

    Eti bqelilu zeytefe siemet b mehantus eu. Kitgedfo aytkelin eya bqelulu

  • @suso7874
    @suso7874 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ዛራ ፍልጠት።18+ video ከመይ ጌርና block ወይ totaly ካብ ተሌፎን ነጥፎኦ።

  • @tedrosbeyene2402
    @tedrosbeyene2402 3 ปีที่แล้ว +1

    Ygdafa

  • @amorashlakoloba442
    @amorashlakoloba442 2 ปีที่แล้ว

    Mehantusa kthkem aytkeln dya nmgdaf zhgz

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 3 ปีที่แล้ว

    Ab Eritrea da higi alo du 😂😂

  • @evenabrahamgebrehans1880
    @evenabrahamgebrehans1880 3 ปีที่แล้ว

    zhawey kulu seb gbre sedom u ybleka mefthu ka xelot u ab gezaka inda segedka n sebeytey mhareley amlakey inda belka sied may digam bibizhi lito inda seteka inda thaxebka ika tfwes sebeytka n aba grma nay ethiopa zelo abaa tmrti ka inda semaika ika thawi

  • @diaconteklabmebrahtu8837
    @diaconteklabmebrahtu8837 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ክቡር ሓው ፣ ሓሙሽተ ከተማታት ብእሳተ ጎመራ ጠፊአን ፣ስመን ብሰዶምን ጎመራን ዝተተከአ እኮ በዚ ሎሚ ክቕጽሎ፣ዶ ትብሎ ዘለኻ ተግባርዩ ።
    ደሓር ድማ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል ።
    የማነይቲ ኢድካ እንተ ኣስሓተትካ ፣ ምሉእ ነብስኻ ናብ ገሃንብ ካብ ትኣቱ ንኢድካ ቆሪጽካ ደርብያ ኢዩ ዝብል ።
    ትርጉሙ ድማ ፣ሰበይትካ ናብ ሓጥያትን ፣መንገዲ ሲኦልን ትመርሓካ እንተኾይና ካባኻ ግሒጥካ ደርብያ ማለትዩ ።
    ስለዚ ቀልጢፍካ ካባኻ ኣርሕቃ ። ኣሽንኳይ ናታ ምኻድ ሞት ኣዴኻ ወላዲትካ ውን ድሕሪ ቁሩብ ግዜ ይልመድዩ ።
    ሓደ ነገር ግን ከዛኻኽረካ ፣ከም ዝመስለኒ እቲ ቀንዲ ዘፍርሃካ ዘሎ ካልእ ዘይኮነ ፣ ንስኻ ውን በዚ ናታ ጽዩፍ ወልፊ ተታሒዝካ ከም ዘለኻ ይግምት ። ስለዚ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ናብ ናይ ስነ ልቦና ሓካይምን ናብ መራሕቲ ሃይማኖትን ቀሪብካ ኩሉ ሽግርካ ንገሮም ።
    መድሃኔ ዓለም መዋጽኦ ይፍጠረልካ ።

  • @gihdeweldeab
    @gihdeweldeab 2 ปีที่แล้ว

    Qexlo

  • @samuelmeasho7544
    @samuelmeasho7544 3 ปีที่แล้ว

    Mahantus malet antay malet iyu

  • @selemawitzergabir8091
    @selemawitzergabir8091 3 ปีที่แล้ว

    ite semiato tsubuq inte zeysemiato lilikulu tinuhu iyu zegediso mihdaga iyu guday wedu kea kirhiyo ykil iyu dingil libi zeybila dingil tsenihatini kitbl aytsebiqelkan iyu iti zikefehe izi tigebro zelaiyu amlak ymhara

  • @evenabrahamgebrehans1880
    @evenabrahamgebrehans1880 3 ปีที่แล้ว

    anta kibur hawey niay semiani bejaka izi sebeytka tbleka zela nay asmandyos menfes u zbhal bibizhi may digam inda thaxebka ika kithawi tkiel kali ka e.o.t efrem micael youtube channel alatka nay menafsti ab hadra kemey gierom xegem yemxiun mefthiun alo zhawey bilbi kithawi tekonka nieu smayo abzi kisedelka ile abini inber misededkulka kali ka n aba grma inda semaika hiwetka kitmhar egziabher msaka ykun

  • @user-tb2ge8pu6f
    @user-tb2ge8pu6f 3 ปีที่แล้ว +1

    Ane zehzneni mhz abilkum tekrbwo zelekum eu kabzi seb etay kmahrn ktkemn ykiel elkum do thasbu kemzi zgebr weytgebr bkemy megedi eyom ab hadar kkxlu resaht

    • @meowmeow5592
      @meowmeow5592 2 ปีที่แล้ว +2

      Ezi be'al channel hataw, hasawi , resah iyu. Ba'elu mihizu iyu zizareb. Eti hizbina biza'eba kemzitat Kem zir'eyelu sle zifelt iyu.

  • @rozaroza7147
    @rozaroza7147 5 หลายเดือนก่อน

    እዚ ግብረ ሶዶም እዩ በስምአም ፍትሓያ ዋይ

  • @moasmera9176
    @moasmera9176 3 ปีที่แล้ว +3

    ቀደም ዘመን
    ኣቦ ፡ዛወደይ ተመርዖ ጋል ኩስቶ ኣልትካ
    ወይ ድማ ጋል ክስቶ ፡ስድራኣ ጻዕራማትን ኩብራትን ኢዮም ንሳ ካኣ ዋሓለ ለባም መኽበሪት ስድራኣ ደፊራ ሰብ ዘይትጥምት ሕያወቲ ኢያ ፡ሕራይ እንተኢላትካ ዕድል ተጌርካ ኢዩ ፡ወዲ ሕራይ ፡
    ስድራ ወዲ እቦ ፡ሓዎቦ ፡ኣኮ ፡ኣዝማድን የዕሩኽን ፡ትሕዝቶ ሕዞም እንዳ ጋል
    ዳ ጋል ኩሉ ዝተባህለ ምስ ሰምዑ ቦሉ ክንመክር
    ዳ ጋል ሓታቲቶም ወዲ ጻዕራም ስራሕ ዝፈቱ መስተ ብዙሕ ሰይሰቲ ን ገዛ ተመን ጎቲቱ ዛኣቱ ሙኻኑ ኣራጋጊጾም ጋሎም ይህብዎ ሞ ናይቲ ሓዳር መፈጸምታ ካኣ ሓዲኦም ብ ሞት ምስተፈለየ ።
    ሎሚ ካኣ ኬፍ ደልኪ ፡ንስኻ እንበር ክትዛረብ መስሓቅ ባ ንስኺ እንበር ፉራኽን ገሌኽን ማራ ከጸልለካ ፡ወላ ንስኻ ጸጉርኻ ገለ ሞ ክንፋለጥ ቅድሚ መርዓ ቁሩብ ንጀርር ኮይስ ኣነስ ማራ ሓቤካ ባ ኣነ ኸ ድሕሪ ዓመት ወይ ገለ ዓመታት ሞ ን መርዖ ኮይስ ፡ድሕሪ መርዓ ፡ኣብ ዓመት ኣይዓገብኩን
    ፡ኣይተጎንባሕኩን ፡ደፊርክኒ የሕሲርክኒ ደስ ኢሉኒ ኮሎ ምርኻብ ኣቢኒ ደስ ከይበልኒ ተራኺቡኒ ብ ማዓኮር ንፈትን ኢልዮ ገለ ገለ ገለ መለ ሓዳር ፋሕ ኢላ እቲ ወዲ ሃሪምዋ ታሲሩ ንሳ ቆልዓ በይና ከተዐቢ ጸጊምዋ ካሎኦት ኣሰቡት ለሚዳ ተፋቲሖም ቆልዕት መንግስቲ ወሲድዎም እቲ ወዲ ካብ እስርቤት ወጺኡ ናይ መስተ ኮይኑ እታ ጋል ጸሚዋ ገለ መለ ባ ህውከት

  • @mehawihagos7860
    @mehawihagos7860 ปีที่แล้ว

    ካብ 100% 200% ርግጸኛ እየ እዞም ዛራ ፍልጠት ትብሃሉ ስብ ምኽሩኹም ደልዩ ከምዘይ ሰድድ ኩሉ ባዕልኹም ደሪስኩም ኢኹም ተቅርብዎ ድርሰት እዩ ግን፡ብጣዕሚ ኢኹም ትጋገዩ ዘለኹ ን ገንዘብ ክትብሉ

  • @habebabr9331
    @habebabr9331 2 ปีที่แล้ว

    Fara si fara dea b dngla ktxenh ela b mehantusa eya tgber nira higi kea hadar fkri amnet enber sex ayxnhon eyu wey kemu enda geberka nber wey kea gdefa choice nata eyu ane gn gdefa ybleka

  • @michealtesfalem5134
    @michealtesfalem5134 3 ปีที่แล้ว +1

    Oromay kabzi ysewrenayu zbhal beka trgum hadar ab smeitn sex Ztewekele koynu

  • @nahomnegasi1755
    @nahomnegasi1755 3 ปีที่แล้ว +8

    ሓመድ ብልዒ ድኣ እንበር ኣብ ሽወደን ኮንኪ ብዛዕባ ውርሻ ትዛረቢ

  • @belexeniguse1345
    @belexeniguse1345 2 ปีที่แล้ว

    ኣብ ዓዲ ሕጊ ኮንካ ሕጋውነት ኤርትራ ምዝራብ እንታይ ማለት ዩ

  • @azmarinosine2715
    @azmarinosine2715 3 ปีที่แล้ว +5

    እሱ እንድዩ እሞ ጥዑም

  • @chkj3402
    @chkj3402 3 ปีที่แล้ว

  • @gredae2876
    @gredae2876 3 ปีที่แล้ว +1

    Ane doctor eye so nay mhantus xegem Ab hkmna yfwes eyu mo hizkaya kid ::

    • @1nahoma
      @1nahoma 3 ปีที่แล้ว

      B kemey da yfwes wedey

    • @gredae2876
      @gredae2876 3 ปีที่แล้ว

      @@1nahoma hawey Alo medhanit b mehantus zwsed n astat 3 werhi zwsed tray tkid hkmna nay bhaki eye lagxi kay mesleka

    • @1nahoma
      @1nahoma 3 ปีที่แล้ว

      redae gevrihiwet nice info shmu tay ybhal fewsi rekibkalom ms hangol dthahaz trah mesleni neru

    • @gredae2876
      @gredae2876 3 ปีที่แล้ว

      @@1nahoma sory hawey ab.hosptal einta kadat zihasha niruo

    • @1nahoma
      @1nahoma 3 ปีที่แล้ว +1

      redae gevrihiwet ewe sus hakika I hope tenbba tkewn

  • @million153
    @million153 3 ปีที่แล้ว

    Gega u kendi teblewo sie meleskum ab hateyat tetwewo yektatelkum nere endye hji gen shibela aleku 👎👎👎👎👎

  • @whatabouttomorrow1990
    @whatabouttomorrow1990 3 ปีที่แล้ว +4

    ሓወይ እንታይ ሕደጋ ከይትብሉኒ ኢልካ ዘረባ ትኺድ ብቁጽ ትበል ግደፋ ተጻወሮ ሰብኣይ እንዲኻ

  • @peacetoallofus7428
    @peacetoallofus7428 ปีที่แล้ว +1

    Fake

  • @meowmeow5592
    @meowmeow5592 2 ปีที่แล้ว

    Anta resah, donkoro , kali'e zimker si'enkas kemzi aynet medeb hizka timexi'e. Nkurabo genzeb TH-cam ilka🤮🤮🤮🤮🤮

  • @berakibibi3485
    @berakibibi3485 3 ปีที่แล้ว

    Guhaf gudefa keytiblunu kia tibl chenawi harie kitgebir enda haderikas guhaf gunuf sebay hasak minakora