እንታይ ትመኽሩኒ //በዓል-ቤተይ ብርክብ ኣሸጊሩኒ ስምዒት ዘዳኽም ከኒና ኣሎ ዶ ፈታዊ ሓቂ ብምዃነይ ተሃስየ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024
  • እንታይ ትመኽሩኒ
    በዓል-ቤተይ ብርክብ ኣሸጊሩኒ
    ስምዒት ዘዳኽም ከኒና ኣሎ ዶ
    ጸጸኒሑ ናብ ዓራት እንዳኣደየበ ኣሸጊሩኒ
    መዝሓሊ ስምዒት ይህሉ ዶ
    ፈታዊ ሓቂ ብምዃነይ ተሃስየ
    zarafltet@gmail.com
    Eritrean Entertainment channel:
    Emil Advertising & Business
    zarafltet@gmail.com sweden
    እዘን ዘቅርበን ቭድዮታት ድማ ኣብ መንገዲ ዓወትኩም ኽሕግዛኹምን ከዘናጋዓኩምን ይምነ።ክትረኽቡና ምስ እትደልዩ ድማ በዛ email ጻሓፉልና zarafltet@gmail.com
    #ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
    Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍

ความคิดเห็น • 277

  • @hidatogbamichael7
    @hidatogbamichael7 4 ปีที่แล้ว +54

    ክብርቲ ሓፍቲ ካብ ንመጻምድኺ መዓገሲ ክኒና ምሃብ ንስኺ ንባዕልኺ ኣብ ሓኪም ናይ ደቂ ኣንስትዮ ከድኪ ሓገዝ ምሕታት'ዩ እቲ ተመራጺ። ድሓር ድማ ኣብ ገዛ ኣብ ዝኣትወሉ እዋን ቁሩብ ቢዚ ግበርዮ፡ ንኣብነት ደገ ንውጻእ ንፋስ ንውሰድ ወይ'ውን ቡን ቆሊኺ ቁሩብ ናይ ንዝንጋዕ ኣገባብ ኣተኣታትዊ

  • @biniamzeru2533
    @biniamzeru2533 4 ปีที่แล้ว +1

    Selam neakum ykun zara, mejemerta nezi zelekum agelgulet nab hzbi kemesgnekum ydeli, Ane gn kblo zdeleku hji neti thbwo mkrn haberieta mnchi khlwo alewo. Nskum gazietegatat enber kilatat aykonkumn kab zenbebkmo mexhafti wey kalee mewkesi kiteksu ygbakum. Bzaeba za haftna zahabkumo mkri mnchi kteksu ygbakum. Entezeykoynu agelguletkum kontu yu, slezi ninefsiwekef hto kdmi mimlaskum anbubu. Wedhankum!✌️

  • @segen8531
    @segen8531 4 ปีที่แล้ว +5

    ክብርቲ ሓፍትና ስራሕ ክጅምር ምኸርዮ ።ፖኬት ማኒ እንዳ ወሰደ ድኣ ግድን ዩ ማሽን ክቕየር ፡ እዛ ዝነብራ ዘሎኹ ሂወት ብጀካ ጁባይ ካልእ 0 ነነሻዕ ኣይኮነን እታ ሓዳር ከማን ዓቐብ ሰማይ ኮይናትኒ ኣላ ። ስለዚ ዲኑ ክሳብ ዝጥልዕ ክሰርሕ ክኽእል ኣሎዎ ሓቢብቲ ፡ ሽዑ ከም ጸበል ኣብ ሳምቲ ሃሰስ ክብለኪ እዩ

  • @ፈቃርወዲባጽዕ
    @ፈቃርወዲባጽዕ 4 ปีที่แล้ว +40

    ምስዛ ዓርከይ'ዶ ከላልዮ ኣፍቃሪተይ ብጣዕሚ ኢያ ሴክስ ትፈቱ ።

  • @kbtweldemichael7882
    @kbtweldemichael7882 4 ปีที่แล้ว +1

    Asmerom Haile xbuk dmxi

  • @waqteyabish4592
    @waqteyabish4592 4 ปีที่แล้ว +1

    Thank you

  • @kidj5576
    @kidj5576 4 ปีที่แล้ว +8

    ናይ ሕማመይ ተለፎነይ ሃብዮ ኣነ ከብርየኪ::

  • @newstareri
    @newstareri 4 ปีที่แล้ว +3

    Congra ibrahim arkey !!!

  • @mulugetanegash594
    @mulugetanegash594 3 ปีที่แล้ว +4

    ገሊኤን ክአ ከምዚ ናትኪ ዝስአና አለዋ። ( enjoy it

  • @Mstir_fkri17
    @Mstir_fkri17 4 ปีที่แล้ว +12

    አዚ ድኣ ተባዕታይ ናይ ሎሚ ሓዳር አኮ ብክምዚ ኢዪ ዝብተን ዘሎ ቀልጢፉ ይውድአ ኣየዕግበንን ኢዪ ገለ አንዳበላ ንስኪ ክኣ በንጻሩ በዚሑኒ ትብሊ ኣለኪ ኣነ ክብለኪ ዝክአል ኣብቲ ናቱ ቀስ ብቀስ ክትኣትዊ ፈትኒ ድሓር ካባኪ አንተስኢንዎ ናብ ካልአ ሃነፍነፍ ከይብል ሓደራኪ: ስኣን ሕራይ ኣጥፋአኩዋ ናብራይ በለት ሰበይቲ ይብሃል ምስላ ኣቦታት ስለዚ?????

  • @paulmccarthy8607
    @paulmccarthy8607 2 ปีที่แล้ว

    Wowww

  • @kabilyonas2299
    @kabilyonas2299 3 ปีที่แล้ว +3

    ጽቡቅ መግለጺ ግን ናይስሚዒት መጽሓሊ ኣሎድዩ የለን ክፈልጥ ደልየኣለኩ

  • @isyourlove7786
    @isyourlove7786 4 ปีที่แล้ว +6

    እዚ ሕማም እዪ ኣምላክ ይሓጌዚ

  • @Raino647
    @Raino647 4 ปีที่แล้ว +4

    ወይ ጉድ ገለ ብማይ ሰኣን ማይ

  • @brandonben5990
    @brandonben5990 4 ปีที่แล้ว

    Massage gberlu kulu gzie mtriki tray hibkiyo aythdemi

  • @EriRedSea
    @EriRedSea 3 ปีที่แล้ว +3

    ስራሕ ጥራይ ጀምር በልዮ። ኣብ በነፊት ይነብር ከይከውን። ኣብ በነፊት ዝነብሩ ሰባት ሓንጎሎም ብጀካ ዓራት ካልእ ኣይሓስቡን ኢዮም።

  • @estifanoskidaneghbrezghi9002
    @estifanoskidaneghbrezghi9002 4 ปีที่แล้ว +5

    ባቡላ ግዝእሉ ንዕዑ ዝመስል
    ምሳኣ ክቃለስ

  • @brothersgiftandsmokeshop450
    @brothersgiftandsmokeshop450 3 ปีที่แล้ว +7

    ንስኪ ስም ክህነቱ ኣብ አድኪ ጽሕፍኪ ስም ክህነት አንተዘይትፈልጥዮ ኮንኪ ከኣ ስሙ ጽሒፍኪ 41 ግዜ ስገድሉ እምላክ ባዕሉ ከዝሕሎ ዩ።

    • @beynberhane6629
      @beynberhane6629 3 ปีที่แล้ว

      Behaki ezi himam eyu ab mongokum zeymisimime
      Fetru hadarkum kebitin
      Sile zikel xeliyu signed
      Hasbka tesamame aleku

  • @medhenymeda
    @medhenymeda 3 ปีที่แล้ว +2

    አግብርዮ እምበር ንምንታይ ድዩ ተምርዕውኽዮ ስዳድ

  • @ፍቅሪኢዩጥዑምልበይ
    @ፍቅሪኢዩጥዑምልበይ 4 ปีที่แล้ว +11

    16 ሰዓት ስራሕ በልዮ እንበር ኣይገድፈኪን ኢዩ እዚስ ዝመሲል ? ጊን ከይትፋትሒ ዝለመድኪዮ ኣብ ካሊእ ኣይትረክብዮን ኢዩ ካላኣይቲ ምክሪ ገዪም ከምዝጻወት ግብሪ ወዳሓንክ? እዘን ድሳኣኖ ከምዚ ናትኪ ብሉዓት ጥራይ ከይደምዓኪ ሰብኣይኪ ቦግ ከብልኦ ኢየን

  • @syumnelo4525
    @syumnelo4525 4 ปีที่แล้ว +3

    Ati xgem awaldna kunshubati eyen medhanti elike gen ab zeytedelye keytiatwu

  • @secretlife7552
    @secretlife7552 4 ปีที่แล้ว +46

    *እሞ ኣብ ገዛስ ኩሉ ግዜ ጥራይ ነብስኹም ኢኹም ትውዕሉ ክክክ*

  • @michealberhane4854
    @michealberhane4854 4 ปีที่แล้ว +1

    Selam zara,filtet beti hanxi ritkum,yemsg,kum

  • @ለፍቅርታማኝነኝፀዳል
    @ለፍቅርታማኝነኝፀዳል 4 ปีที่แล้ว +1

    አይጆኪ ሃፍትና

  • @wediasmera6550
    @wediasmera6550 4 ปีที่แล้ว +6

    ክሳብ ተማርር ጌርዋ ክክክክክክክክክ

  • @raadunwabarq1126
    @raadunwabarq1126 4 ปีที่แล้ว +24

    እቲ ጸገም እንታይ ድዩ መስለኪ ስለ ዝተኸንሸብኪ'ዩ ንብዝሕ ዝበለ ግዜ ክትገብሪ ኣይትኽእልን ኢኺ።
    ዘይተኸንሸበት ተትኾኒ ኔርኪ ፍጹም በዚሑኒ ኢልኪ ኣይመማረርክን ንሱ'ዩ እቲ ጸገም

    • @ለፍቅርታማኝነኝፀዳል
      @ለፍቅርታማኝነኝፀዳል 4 ปีที่แล้ว +1

      ከምኡውንዶ አለዎ እዩክአ ንፈለማግዜ ክሰምእ ብዝኮነአምላክ ብሃደ ይግበርኩም

    • @redaeastbeha5034
      @redaeastbeha5034 4 ปีที่แล้ว

      @@ለፍቅርታማኝነኝፀዳል haqi eyu. sle tekenshebet eya. miknshab duhur bahli eyu. gudat ember tikmi zbehal yeblun. saebyenu kea kebid eyu.

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว

      ኤርትራውያን ኩለን ክንሹባት እየን እዚ እዪ እቲ ጸገም '

    • @heezgll8632
      @heezgll8632 3 ปีที่แล้ว

      @@redaeastbeha5034 mknshab tray aymeslenn tekenshibeyemo mealtawi kgebreni eye zdeli sebayey

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 ปีที่แล้ว

      @@heezgll8632 ጸገም የብሉን እቲ ናትኪ ባጡቅ ድርብ ማለት እዪ '

  • @ስለምለኪትዩብ
    @ስለምለኪትዩብ 4 ปีที่แล้ว +3

    medhanitu tsemen tseloten sigdan u miknistu ny rikus menfes srih kikewn yekiel u.

  • @millionleena2040
    @millionleena2040 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣጆኺ ድሕሪ ግዘ ክደክም እዩ ንስኺ ቅድሚ ንሱ ንምርካብ ድፈር ካብኡ ክዝሕል እዩ

  • @yonatanyoni7753
    @yonatanyoni7753 4 ปีที่แล้ว +5

    ሰላም ኣዳለውቲ መደብ እንታይ ትመክሩኒ በጃኩም መልሲ ሕቶይ ዶንጊኩሙኒ ብ Email & imo ጺሒፈልኩም ግን መልሲ የለን በጃኩም

    • @eritreanentertainment4291
      @eritreanentertainment4291 4 ปีที่แล้ว +1

      Kkkk niska ke intay agatimuka

    • @nyg2212
      @nyg2212 4 ปีที่แล้ว +6

      @@eritreanentertainment4291
      Seuk elka seb ayshaken eu zekone sheger kehlwo yekiel eu, sorry gen kem defret aythseba.

    • @ፌሩዝ1ነዲኣ
      @ፌሩዝ1ነዲኣ 4 ปีที่แล้ว +2

      @@eritreanentertainment4291 መትሎ teሚሙ ይከውን

    • @erminana2651
      @erminana2651 4 ปีที่แล้ว

      Ata eska ke entay yu agatimuka mehfer ewa kkk

    • @1nahoma
      @1nahoma 4 ปีที่แล้ว

      Kkkk

  • @fekarwediu5161
    @fekarwediu5161 3 ปีที่แล้ว +2

    ወላ ስራሕ ገዛ ባዕሉ ይፈልጥ 😹😂🤣

  • @johnboy609
    @johnboy609 3 ปีที่แล้ว +1

    Kuburat zarawiyan klqalatkum aziyu eyu zmsteni bflay klasikalkum ktqxlwo ketebabakum yifetu nezi hawuna kea amlak mhret kgebrelu eyu gn ajoki hji eyu hagez zedliyo🙏

  • @lulueri37
    @lulueri37 4 ปีที่แล้ว +6

    እዋይ ሓፍተይ ጽንዓት ይሃብኪ 😅

    • @ykalogherez7080
      @ykalogherez7080 4 ปีที่แล้ว

      E

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 3 ปีที่แล้ว

      Makda eri his the most strong men be like him is so great for girl to be honestly

    • @ፍቅሪህያብፈጣሪ
      @ፍቅሪህያብፈጣሪ 2 ปีที่แล้ว

      Luliyu mkrit ane dma getra elu eu zahder mule lightey coming lady 😉😋😂🤣😃

  • @Melatlove-wg3ef
    @Melatlove-wg3ef ปีที่แล้ว

    ጎዎ ብማይ ጎዎን ሰኣን ማይ ዶበሉ

  • @simonjambo317
    @simonjambo317 4 ปีที่แล้ว +13

    ጽብቅ እንበር ዕደለንኛ ኢኪ
    ሮናልዶ ናይ ዓራት መን ይረክቦ

  • @makhulu2013
    @makhulu2013 4 ปีที่แล้ว

    Abzi zelekin awalid hagizani eski
    Xotawi rekib ab semun kindey gzie mis zekowin eu temeraxi?
    Ab hanti mishet ke kindey zurya eu temeraxi
    Ab zurya ke minimum kindey dekik eu ngual keigib zekiel?
    Please melsikum yxibe

    • @kabomiss2580
      @kabomiss2580 4 ปีที่แล้ว

      ኖርማል እዩ ዓርኩ እስኻ ምስ ወዳኣኻ ጥራይ ኣይትግደፋ ማለት ክሳብ ትውድእ እንዳ ደረስካ ገለ ኣወዳኣያ ወይክኣ ልሓሰላ እሞ ልዕሊ እታ ንብረትካ መልሓስካ ክትፈትዋ እያ ክክክክ

    • @makhulu2013
      @makhulu2013 4 ปีที่แล้ว +1

      @@kabomiss2580 melhas si new bela

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว

      @@kabomiss2580 ትወርደላ ዲካ ንስካ ጽርይቲ ተኮይና ቤላ እዩ ካንዘን ዒፋና ተኮና ግን ኔው በላ

  • @nahom2263
    @nahom2263 3 ปีที่แล้ว +1

    በሓሶት ተፋቀሩ ዝብል ደኣ ወደይ ኣበይ ኣሎ ንሕናስ ወደይ በሓሶት ኣይትመስክር ኢና ንፈልጥ

  • @thchannel6780
    @thchannel6780 4 ปีที่แล้ว +7

    ክክክክ.....ጻዕዳ ሓሶት ! ባዕልኹም ደሪስኩም ባዕልኹም ትምልሱ ወይልኡ ዝከታተለኩም። እንተንስኹም ንተዓዛቢ ብኸመይ ንስሕቦን ኣብ ረብሓና ከነውዕሎ ንኽእልን ኢልኩም ብምሕሳብ ንሰብ ብፍላይ ንዓና ንሓበሻ "ነውሪ" ንፈልጥ ከተዋህሙና ምሕሳብኩም የሕዝን ።
    እንተኾነ እንታይ ገዲስኩም ረብሓኹም ይሕሸኩም ። ብዝሒ ዝገዝእ (ዓሚል) እንተረኺብካ ትሸጦ ዘለኻ ነገር ትሕዝትኡ ንምንታይ የገድሰካ፡ ኮይኑስ ቪውኩም ላይክኩም መን ከሊእኩም። ረኣይዋ እንዶ ኩላ ሓቂ መሲልዋ.............ክክክክክክ

    • @mussiefshaye8203
      @mussiefshaye8203 4 ปีที่แล้ว

      naye behaki xeubk alka ezuom hegdafawyaen euom beflaye nezoum manesayata hangoloum kesrkewoum eyuom dalyuom

  • @dajen3868
    @dajen3868 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣብ ዓመት ከም ንግደት ሓንቲ ግዜ kkkk

  • @Maman9202
    @Maman9202 3 ปีที่แล้ว

    Kbezh yeblun

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 4 ปีที่แล้ว +9

    እንተ ድኣ ጸጽቡቑ ኣብሊዕኪ ኣጽጊብክዮ ድኣ:ሰብኣይ ድኣ እንታይ ጣጣ ኣለዎ ጉድጓድ ክመሊእ ሂር ኢዩ ዝብል።እንተ ጠምዩ ከኣ ከም ከልቢ ዑኽልል ኢሉ ይድቅስ።

    • @azukidane6807
      @azukidane6807 4 ปีที่แล้ว

      ክክክክ ናይ ብሃኪ ብሮ

    • @Money-o7l
      @Money-o7l 4 ปีที่แล้ว +2

      ይዓኩልልካ ክክክክክ

    • @Money-o7l
      @Money-o7l 4 ปีที่แล้ว

      @@abrahth5460 ክክክክክክ ጸጽቡቑ እንተቐሊብካዮ ሰብኣይ ብፍጹም ዱ ዘይደክም?

    • @berhanetewolde3247
      @berhanetewolde3247 4 ปีที่แล้ว +1

      @@abrahth5460 ቀልብኒ እንዶ ኣብ መዓልቲ 7 ግዜ ክህበኪ ክክክክ

    • @berhanetewolde3247
      @berhanetewolde3247 4 ปีที่แล้ว +3

      @@Money-o7l መሳሪሒኻ እባ ዑኽልል ይበል ክክክክ

  • @ንለውጢሂወት
    @ንለውጢሂወት 4 ปีที่แล้ว +1

    Selam neakum zarawiyan ane teketatalkum eye bkemey krekbekum ykel yekenyeley

    • @zarafltet
      @zarafltet  4 ปีที่แล้ว

      0046762887833

  • @amlakeybehaqisenayeka
    @amlakeybehaqisenayeka 3 ปีที่แล้ว

    Enshro, ades, ahmlti, frutatat tray megbyo kidekm eyu

  • @ማይኮሓበሻ
    @ማይኮሓበሻ 4 ปีที่แล้ว +5

    ካልኣይቲ ሰበይቲ ወይ ውሽማ ደርበለይ በልዮ።

  • @nahomokubamichal874
    @nahomokubamichal874 3 ปีที่แล้ว +1

    እየ

    • @branislav926
      @branislav926 3 ปีที่แล้ว

      anta hawey qahaf amo neska eka neska andamatka chanel mexika zeleka,

  • @angesommekseb67
    @angesommekseb67 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣጆኺ ምስ ማሓዛኪ ኮይንኪ ሓዝዮ

  • @brigerizher7833
    @brigerizher7833 3 ปีที่แล้ว

    😍😍😍😍

  • @senaytguosh2037
    @senaytguosh2037 3 ปีที่แล้ว

    Ajoka ab hakika xena meknyatu haki bezuh harenten naxneten kesanten alwa

  • @kabomiss2580
    @kabomiss2580 4 ปีที่แล้ว +6

    ስድራና በዲሎምኽን ኽንሺቦም ኽናሺቦም ድሓር ክኣ እቲ ሰብኣይኪ ክኣ ጉኑፍ ምስኡ ኸለክስ ናበይ ከይከዶ እዩ ግን ሕንቲ ክብለኪ ብጎነጽ ክትፈትሕዮ ከይትሓስቢ ምኽንያቱ ደቂ ተብዓትዮ ንእሽተይ ቡኮ እንተረኺብና ናብ ውሽማ ኢና ንጎይ ስለዚ ቀስ ኢልኪ ከተረድእዮ ፈትኒ ምኽንያቱ ድገደደ ከይትምጽኢ ከምዝመስለኒ ሰብኣይኪ ቅድምሕጂ ጋል ኣይፈልጥን ድዮ እቲ ጸገም ብሴክስ ጥራይ ስለ ዝሓስብ ኣይገድፈክን እዩ

  • @mostes5332
    @mostes5332 3 ปีที่แล้ว +1

    Hahaha srah geza wela bealu yfelit kkk

  • @ክሳብንጉስሰማይዝረድእንጉ
    @ክሳብንጉስሰማይዝረድእንጉ 4 ปีที่แล้ว +18

    ስራሕ 12ሰዓት ሰሪሕካ እቶ በሊዮ ሽዑ ክድቅስ ኢዩ እምበር ቀቲልኪ አዩ እዚ ብዕራይ

  • @amanwedijonejone5495
    @amanwedijonejone5495 4 ปีที่แล้ว +1

    Gele wihdna ybla eski Kea thteki zelewa rayi tgonbhi tray entay kefieki

  • @filichekan8649
    @filichekan8649 4 ปีที่แล้ว

    Kem mahazaki zeytagb amtslu

  • @nebaitmana528
    @nebaitmana528 ปีที่แล้ว

    Make him work 16 hrs 7 day a week. Then he will forget you.

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว +13

    ኤርትራውያን ስምዒት የብለንን ጠንቂ ክኣ ስለ ዝክንሸባ እዩ ይብሃል `

  • @wedimassawa1727
    @wedimassawa1727 4 ปีที่แล้ว +6

    ካብ ዝሰደልኩም 2ወርሒ ኣለኒ መሲ ግን የለን ብ E-Mail 🤔🤔🤔🤔

  • @ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ
    @ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ 4 ปีที่แล้ว +3

    ካሙዙይ ካኣ ኣሎ ታይ ኢና ክንብል ስንግል ፍርሒ ሞይትና እኮ

    • @simonjambo317
      @simonjambo317 4 ปีที่แล้ว

      😆😆😆

    • @JESUS-711
      @JESUS-711 3 ปีที่แล้ว

      🤣🤣🤣

    • @muluokanmole4195
      @muluokanmole4195 3 ปีที่แล้ว

      Niesuna ybala abiuna dybala ya jemma entay ena ngebro paae

    • @tegcbb7450
      @tegcbb7450 ปีที่แล้ว

      😄😄😄💔💔

  • @luela4890
    @luela4890 3 ปีที่แล้ว

    Aeklabattttt

  • @wediasmera6550
    @wediasmera6550 4 ปีที่แล้ว +6

    እዝጊኦ 🙆🙆🙆 ኣየ ሰብኣይ! ሓዊ ክዒላ ዓራት፡ ባልባል ባቃ 😂🤣😂🤣

  • @Denanish
    @Denanish 3 ปีที่แล้ว +1

    Eway enda Zara lomis shak meyte 🤣🤣🤣🤣

  • @filmonhagos9558
    @filmonhagos9558 3 ปีที่แล้ว

    Zara feltet kexelewo

  • @رجلديبسي
    @رجلديبسي 4 ปีที่แล้ว +1

    Habiyo tray hukueu fahfah ms bele kgedfo eyu

  • @zuurmenkaee2826
    @zuurmenkaee2826 4 ปีที่แล้ว +1

    She is crazy

  • @haninatu1310
    @haninatu1310 4 ปีที่แล้ว

    🇪🇷✌❤

  • @newyear1949
    @newyear1949 4 ปีที่แล้ว

    Medhanit intehibkiya dahar siine ilki kitifatehi iki

  • @takatekila2524
    @takatekila2524 3 ปีที่แล้ว

    Eway hasot

  • @jedidajedu7525
    @jedidajedu7525 3 ปีที่แล้ว

    😳

  • @hermontsegay9603
    @hermontsegay9603 2 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክክክ ከም ንግደት ሓንቲ ማዓልቲ

  • @jossijosawi341
    @jossijosawi341 4 ปีที่แล้ว

    Nay behaki du ezi kemzi zelo

  • @temehaweyke.5217
    @temehaweyke.5217 3 ปีที่แล้ว

    Bered gerki zetihibyo

  • @ማይንሑጻን
    @ማይንሑጻን 4 ปีที่แล้ว +1

    fithiyo

  • @meharifrewoyni9402
    @meharifrewoyni9402 4 ปีที่แล้ว

    Sgoguyo malet fthyo

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣብዚሕላ ድዪ ካብዞም ጎርማጻት እዪ ማለት

  • @ወዲመምህር-ጸ6ጰ
    @ወዲመምህር-ጸ6ጰ 4 ปีที่แล้ว

    ክክክክክ ሓደ ዓርከይ ኣዘኪርኒ

  • @whyalwaysme4990
    @whyalwaysme4990 4 ปีที่แล้ว +4

    ማሺን ዩ እወ ኣታ ኡይይይ ዶ ክብል ክዳን ኣውጽዮ

  • @tsgabberhane4761
    @tsgabberhane4761 3 ปีที่แล้ว +1

    Mezhali semoiet xolet teray eyu kalie ylen xolet sgdan xom ezi teray eyu medhntu

  • @merhawiseged7564
    @merhawiseged7564 3 ปีที่แล้ว +1

    Wela gasha mexiwums tray nebsom kmexwom alewom matet dyu ewae singl taum 😂😂😂🤦‍♂️

  • @Balla291
    @Balla291 4 ปีที่แล้ว +2

    Balbal kebl 😂

  • @loveaa9214
    @loveaa9214 3 ปีที่แล้ว

    Kjkkkkkk
    Abza german wn sebayey kemza natki u
    Ewaee zalando kserh wielus asttttiiiiimm
    Yeblo
    Welekey bshay maarey

  • @biniamsebhatu2817
    @biniamsebhatu2817 3 ปีที่แล้ว

    ንመሓዙትኪ ከይተዕልሊየን ከምኡ ኢልኪ ዋላ ሰብሓዳር እንተኾና ከይምንጥላኺ ሀሀሀ

  • @liyrena39rena71
    @liyrena39rena71 4 ปีที่แล้ว

    T 🤞🥰🎵

  • @tsegayweldu4182
    @tsegayweldu4182 3 ปีที่แล้ว

    Abet hasot ngenzeb elkum do ezia mihzkum

  • @tesfaldetmehari8497
    @tesfaldetmehari8497 4 ปีที่แล้ว +1

    Kela suki belu. Bizaba makor trayi konkum Ezomi habsha kulatna kali kubneger zimhir yeloni. Bijeka. Jorjo alo hade

  • @michaelnegasi1576
    @michaelnegasi1576 4 ปีที่แล้ว

    Semetna dekmna alo neska ka bezhna mebzah ayseln u

  • @tesfaalemmedhanie4810
    @tesfaalemmedhanie4810 3 ปีที่แล้ว

    Xeniski hikimna mis atekiwn meas iki kit wexi ilu kixibe eyu 😂😂😂😂😂

  • @BrgedNhamedu.91
    @BrgedNhamedu.91 3 ปีที่แล้ว

    Kaleayti sebeyti amxiu ketebryeki, ember ezs mahxenki kglbteki eyu

  • @kerenblina8891
    @kerenblina8891 4 ปีที่แล้ว +1

    Ezi seb aykonen enssa eyu gdefyo emo nabay mxi

  • @idrissusman1660
    @idrissusman1660 3 ปีที่แล้ว

    Baustelle srah jemir tsbuq demoz alewo elki kitgelageli fetini tezeykone wshima almdiyo hmak sebiay hanti keybluka beliyo kkkkk kkkkk

  • @Londonuk2285
    @Londonuk2285 3 ปีที่แล้ว

    Ati ezi naty dio kihbki

    • @one7910
      @one7910 3 ปีที่แล้ว

      Kemey diu natki

    • @Londonuk2285
      @Londonuk2285 3 ปีที่แล้ว

      Sam The marathon continues yemlkitka toblike hamema

    • @one7910
      @one7910 3 ปีที่แล้ว

      @@Londonuk2285 bhaki

    • @messikahsay3562
      @messikahsay3562 3 ปีที่แล้ว

      Kemey deyu ezi natki
      Zhlki trkoynu dea
      Habya sari

  • @liyashikor9097
    @liyashikor9097 4 ปีที่แล้ว +3

    Bihafesha awlid habesha dukumat eyen ab sex eti tsegem kia Naten zeykone nay sdrana eu mikniyatu eti miknshab zibhal simitaten atifilen Eu mesakin I feel sorry for them gin nayzi bal betki kitgeltsiyo zitsenahiki amena bezhiu ab mongo hiqu keysibereki qes elki ab malti 2 zibere hade ab semun 7 zinbere 3 endageberki alamidiyo enber sire kinfethis tewaridina ena zelena kkk

  • @hagoshagos2503
    @hagoshagos2503 4 ปีที่แล้ว

    Geza lekitki kanina shetet ableya terah entay ze geber sebay kanina geyrki zeybhriyu keythebeyo

  • @beti10haile34
    @beti10haile34 4 ปีที่แล้ว +1

    Atmayo magbi bezoh aythabyo mames xageba eyu zadli zelo

  • @kemkiefey5664
    @kemkiefey5664 3 ปีที่แล้ว

    ቀርቅርዮ እንዶ ክክ

  • @Kubrom27
    @Kubrom27 4 ปีที่แล้ว +3

    Selam zara fletet WhatsApp kirekibekum yikel do bejakum tehababeruni

    • @goytomteklemaryam8166
      @goytomteklemaryam8166 4 ปีที่แล้ว

      ናባይ ደውል እንታይ ዛራ ዘብል ኣለካ

    • @marsamanuel6502
      @marsamanuel6502 4 ปีที่แล้ว

      @@goytomteklemaryam8166 😂😂😂😂😂

  • @bereketze5297
    @bereketze5297 4 ปีที่แล้ว

    Tsubuk dirset

  • @kibe6885
    @kibe6885 4 ปีที่แล้ว

    Meshenitu mexiki mexiki zeytehkkya hhhh tegedede afsisu ydkis hhh

  • @Habrom
    @Habrom 4 ปีที่แล้ว +4

    ክክክ ሰብኣይ ኢዩ በዚ ሎሚ ከምዚ ተረኪቡ።

  • @tedrosnegash2851
    @tedrosnegash2851 3 ปีที่แล้ว

    Enda ሾርቲ ክፈት በሊዬ እዚ ኣድጊ

  • @ሌላምስህልዋትሕማምልቢ
    @ሌላምስህልዋትሕማምልቢ 3 ปีที่แล้ว

    nezi da kab srah mxe kbl kelo tkbl abilki meshenitu ab bered azhlya plastic gierki🙉🙉😂😅😅

  • @benhurmezmur4298
    @benhurmezmur4298 4 ปีที่แล้ว

    Sahts eba neta mehazaki ahlf ablya 😂 😂

  • @Eritrawi-neqax1eye
    @Eritrawi-neqax1eye 4 ปีที่แล้ว +2

    Belali konki belyo emo hiwetu kxla eyu enda feswe kemzkeyed geberyo nay hemamey kab mitu gal katderale

    • @kabomiss2580
      @kabomiss2580 4 ปีที่แล้ว

      ክክክክክክክ

    • @messikahsay3562
      @messikahsay3562 3 ปีที่แล้ว

      Xbuqtyy mikri
      Aynay wedi eyu ke
      Ngal ab sex zbrtea
      . Ezea sakit eya